እንኳዕ ሓጎሰና ፍርሳ ድራማ ቀዳም ክጅምር እዩ

  Рет қаралды 42,612

FRSA TUBE ፍርሳ

FRSA TUBE ፍርሳ

Күн бұрын

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ፍርሳ ቲዩብ መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና! Welcome to Frsa Tube KZbin Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

Пікірлер: 621
@hyatssa9035
@hyatssa9035 7 ай бұрын
ንዝመቱ አሕዋትና ብአፀደ ገነት ያንብረልና😢😢
@galmhrey
@galmhrey 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ናይ ፊርሳ ድራማ ተከተልቲ ከለሉኹም አብ ዘለኽሞ ሰላምኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤❤
@marbayname
@marbayname 7 ай бұрын
አሜን 🙏🙏🙏
@Opu111-wb1tp
@Opu111-wb1tp 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@ZahraFatemah
@ZahraFatemah 7 ай бұрын
እስይይይይይ ደስ ክቡሉ ንኹሉኹም ፈጣሪ ያሓሉኹም ግን እኖ ኣሹኩትየ ና ጃኖ ጀምላ ዳበይ ኸይደን ❤❤❤😢😢
@RosaTesfay
@RosaTesfay 7 ай бұрын
ዝጦርነት እዙይ ካብ ክንደይ ኣሕዋትና ፈላለየና ዓሕ😢😢😢😢😢
@GlaDesta-f2r
@GlaDesta-f2r 7 ай бұрын
እኖ ሃርፈያ ነቢዓ ኣንብዓትኒ 😢😢❤ እንኳዕ ብዳሕና መፃኣኩም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ናፍቅናኩም ካዓ ብሰላም ምፁኡና ❤❤❤❤
@Djshh111
@Djshh111 7 ай бұрын
ሳብክራይብ ግበሪለይ አነለ ገይረልኹ የአዋ አዳዋ❤
@Djshh111
@Djshh111 7 ай бұрын
​@GAKZbin-meግበሪለይ ገይረልኹ የአዋ ልውጠይ❤❤😊
@KndhaftiDesta
@KndhaftiDesta Ай бұрын
እረ በጃኹም ሙፁና 🌿🌿🌿🌿💐💐💐🌺🌺🌺🌺💐💐❤❤❤
@haftueyasu5410
@haftueyasu5410 7 ай бұрын
ብሰላም ምፁ ፋቕዒናኩም እንሀና ❤❤❤❤❤❤ምልክት ራያ ራዩማ🎉
@omhbhh4656
@omhbhh4656 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@BireAsefa-e6b
@BireAsefa-e6b 7 ай бұрын
ኣቤት ደስታ ናመጀመርያ ኮማትት ባዕለይ😊❤😊
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 7 ай бұрын
እንኳእ ደሀን መፃእኹም"ተዋስኦ ትግሪኛ ፍርሳ ድራማ ናይ ቋንቋና እብይት ሀደ አካል እዩ አርቲስታት የቀንየልና በርትኡ❤❤❤
@mareyhelsh5850
@mareyhelsh5850 7 ай бұрын
ደቂ ትግራይ ሓላላት እንካዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ❤❤❤
@ይታደሳልራያ
@ይታደሳልራያ 7 ай бұрын
ራያ
@mdfakkar5839
@mdfakkar5839 7 ай бұрын
ደቂ ራያ በል በክልል ደረጃ ክኮን
@fderfeet7866
@fderfeet7866 7 ай бұрын
​@@ይታደሳልራያራያ ትግራይ ኡዩ ዋይ
@fderfeet7866
@fderfeet7866 7 ай бұрын
​@@mdfakkar5839 ኣይንፋላለ ራያ ትግራይ ቻዉ🤔
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 7 ай бұрын
መንደርተኛ ራያ ትግራይ ኣይኾነይ ድዩ ​@@ይታደሳልራያ
@dhdhegydydyr313
@dhdhegydydyr313 7 ай бұрын
እኳዒ በሰላም መፃኹም ራያየ ግን ሰክራይብ ግቦሩ ብዝ ንታሓባበሮም😍
@sas7080
@sas7080 7 ай бұрын
ብሰላም ምፁና ብሓቂ ናፊቅኩምና ❤
@Emu__kiya
@Emu__kiya 7 ай бұрын
መዘከርቲ ራያ ሕማቅ አይንኸኹም❤
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 7 ай бұрын
ራያዋይ ጥዑማት ለዛ ዞሞ ናተይ ክፈትወኩም ጎተተይ በሰላም መፁና ❤❤❤ኣንሕናውን ብጣዕሚ ኢና ነመሰገነኩም መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢ኣሕዋትና ብልወፅእዎ ቃርዮም😢
@belibeli8619
@belibeli8619 7 ай бұрын
ፍርሳ እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ፍቕዕናኩም ፀንሕና❤❤
@DawitYohanes-zd4hb
@DawitYohanes-zd4hb 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኢኹም ትኽእሉ ትግርኛ ፊልም ብሃምዚ ደረጃ ክሰርሕ ልኽእል ትግራዋይ ምህላዉ ታሕጋሰይ ወሰን የብሉይ በቃ እዚ ትሰርሕዎ ለኹም ስራሕ "ታሪክ" እዩ ። በቃ እንድዒ ተብልበይ ለሎ ክገልፆሉ ልኽእል ቃላት ስኢነ 🙌👏👏👏
@tsehaygalraya
@tsehaygalraya 7 ай бұрын
ተመስገን ኳዕ ገፅኹም ረአናኩም ዓበይቲ ደቂ ዓበይቲ ሰባት መኽበሪ ባህላቶም ብስላም ምፁና ብስም ፍርሳ ሰፕስክራይብ ገብሩኒ ኣሕዋተይ ዋየለ🙏🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@hhfg48
@hhfg48 6 ай бұрын
ኣትራን ግን ሕጂ ምጂ ኣይትበሊ በራያተትኺ ኹሪዒ ሃምታ ድራማ ላዛ ራያ ኣያሕፍርይ ከለ ማንጃረ እዩ እዩ ኣይትበል ሃም ዋዩ ብላዛኹም ኹርዑ ኣሕዋት
@SamrihabeshaEndertawit
@SamrihabeshaEndertawit 7 ай бұрын
ጃኖ ኣበይንሃ ኣይረአክዋን በተረፈ እንካዕ ደሓን መፃእኩም
@Arsemagemedhin7779
@Arsemagemedhin7779 7 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ አብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብሮም😢
@ሄሩጓልራያኣላማጣ
@ሄሩጓልራያኣላማጣ 7 ай бұрын
እንኳን በሰላም መጣቹ ሁላቹ እንወዳቹዋለን የፍርሳ ተዋናይወች❤
@gebrusiyumgebru4342
@gebrusiyumgebru4342 7 ай бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃኹም ፍርሳ ድምቀት ራያና❤❤❤🎉
@anb2659
@anb2659 7 ай бұрын
ኣታ ማጃረስ ባዓል ሞያ ይኡ ኣነኮ ክለ ብጋህድ ስብ ስብ ላፋለስ ድውዕል ይኡ ድምስለን ሓብብ እሪግጥ በጣምምም ነው ምያድንቅህ ።❤
@wasiemahamed9037
@wasiemahamed9037 7 ай бұрын
😂😂
@GgHh-dw8by
@GgHh-dw8by 7 ай бұрын
እሰይ ፅሩያት ኣሕዋተይ እንካዕ ብሰላም መፃኢኹም ደቅ ራያ ዓደይ ምቁራተይ💞🙏💞🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹😍😍😍😍
@MomonaBerhe-w2n
@MomonaBerhe-w2n 7 ай бұрын
ፍርሳ ተናፈቅቲ እንካዕ ብሰላም መፃኹም❤❤❤❤
@hewanderare914
@hewanderare914 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ራዩማ❤❤❤
@YggGgg-ov4co
@YggGgg-ov4co 7 ай бұрын
ውይ አነስ ናይ ብሓቂ ሃም ፍርሳ ድራማ አብ ሂወተይ ቃሕ ልበለኒ የለይ ብልተቋረፀት ብጣዕሚ እዩ ኸፊእኒ አይሩ 🎉
@z-rx6ly
@z-rx6ly 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ዓበይቲዋ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰ቃፅልዋ🙏🙏🙏
@aaaaa4486
@aaaaa4486 7 ай бұрын
ብሰላም ምፁ ደቅኖዋ ናፍቕናኩም ❤❤❤😢😢ድሞቱ አሕዋትና መንግስተ ሰማይ ያዋርሶም😢😢😢
@LiyaGebremariam
@LiyaGebremariam 7 ай бұрын
Aseyyy ብደሓን ምጹ 🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ዝዕገስእዩሓያልዝዋህልልእ
@ዝዕገስእዩሓያልዝዋህልልእ 7 ай бұрын
እንካዕ ድሕና መፀኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 7 ай бұрын
ፍርሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣር ብሰላም ምፁእልና ክብራተይ❤ ንዝመቱ አሕዋትና መንግስት ሰማያት ይውረሶም😥
@ndjs6045
@ndjs6045 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢
@SsEr-y3m
@SsEr-y3m 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ናይ ፍርሳ ዕድመየ ጥዕናይ ያሃበለየ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@SubsHhdd
@SubsHhdd 7 ай бұрын
ዋውው ናፍቆት ደቅ ራያ ራዩማ ናፍቕናኩም ብሰላም ሞፅኡ❤
@leulgirmay6943
@leulgirmay6943 7 ай бұрын
ፍርሳ ገራሚ 👏👏👏👏 እንኳዕ ኣሐጎሰና❤
@ኑሪልኝእናቴ-የ8ኸ
@ኑሪልኝእናቴ-የ8ኸ 7 ай бұрын
አሰይይይይይ ደሰ ክቡሉ ንኽሉኽም ኣላህ ይጠብቅቹ ግን አኖ ጃኖ ጅምላ ዳበይ ኸይደን ❤❤❤❤❤😥😥
@mdfakkar5839
@mdfakkar5839 7 ай бұрын
እንኳን በሰላም መጣቹ የራያ ራዩማ አባቶች❤❤❤❤❤ሰላም ለገራችን ይሁን❤❤
@lovetigray7773
@lovetigray7773 7 ай бұрын
ኣንታ ብርሃነ ሕራሮት ናፊቀያ ቀንየ ❤❤❤❤
@ጓልማይማዕዶ
@ጓልማይማዕዶ 7 ай бұрын
ጃነማ አበይ እንሀ❤❤❤❤❤ እንኳዕ በሰላም መፃኹሙ💘
@EdfgDdf
@EdfgDdf 7 ай бұрын
እንካዕ በሰላም መፀኹም ❤❤❤❤❤
@زهرهع-ش8ص
@زهرهع-ش8ص 7 ай бұрын
ጃኖ ዳበይ ኸይዳ እንካዕ ብሰላም መጻእኹም❤
@getshbaro
@getshbaro 7 ай бұрын
ብዓልት ሓደር ኾይና
@ዛሬምተመስገንጌታዬ
@ዛሬምተመስገንጌታዬ 7 ай бұрын
አሰይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም🌻🌻🌻ፁራያት ራያ❤
@ወድራያራዪማያዉሙዓዘቦታይ
@ወድራያራዪማያዉሙዓዘቦታይ 7 ай бұрын
ጀጋኑ የኹም ብሓቅ ቡሉፃት ራዮቶት ትግራይ ራያነት በርቱዑ ትባራትዑልና ንበሩልና ክጥዕመና ድደቅ ትግራይ💊🇻🇳🌾💊🇻🇳💘💖🌾 🙏💓💕💘💖🌾💊
@galtigray1733
@galtigray1733 7 ай бұрын
ብሰላም ሙፅና ተነፍቕቲ❤
@belibeli8619
@belibeli8619 7 ай бұрын
ብርሀነዋ የኔ የዋህ አብፍርሳ እንኳዕ ብጣዕም የኤ ድታናድን ዋ ሐዝ ግን የዋህ የእኽ😁😁😁
@ዜማ-ንጉሳት
@ዜማ-ንጉሳት 7 ай бұрын
ጥዕምቲ ድራማ ክትቋረፅ ዘይብላ ባህሊ ራያ ❤❤❤❤
@TigaryLove
@TigaryLove 7 ай бұрын
❤❤❤❤ቀፅሉሉ ብጣሚ ቆንጆ ድራማ እዩ
@سبحانالله-س2ظ6ذ
@سبحانالله-س2ظ6ذ 7 ай бұрын
ብሰላም ምፁ ፋቕዕናኩም ❤❤
@haftubrhanu-u1g
@haftubrhanu-u1g 7 ай бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፀኡኹም ፍርሳየ ልዘም ድሞትለ መንግስተ ሰማያት ያዉርሶም😢😢😢
@warkialam4326
@warkialam4326 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፀእኹም ፁሩያተይ❤❤❤❤
@YfucuvjvuvvyYcycycycyc
@YfucuvjvuvvyYcycycycyc 7 ай бұрын
ደስ ባሃሎ ራዮቶት ዓድና
@محمدمحمد-ض6ف6ز
@محمدمحمد-ض6ف6ز 7 ай бұрын
አካዕ ደሕና መፀኡኹም❤❤❤
@BirhanKaliay-pn5lj
@BirhanKaliay-pn5lj 7 ай бұрын
ብሰላም ሙፀእልና ደቅ ራያ❤❤❤❤
@user-Raya-w7j
@user-Raya-w7j 7 ай бұрын
እኳዕ ብዳሓን መፃኡኹም❤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 7 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፀእኹም ደቅ ራዩማ🥰❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 7 ай бұрын
ብሰላም ምፁ ብሀንቀውታ ንፅበ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤አጀኩም
@MolayJan
@MolayJan 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤ደቂ ራያ ሓለለት ቀፅልሉ ንፎትወኩም ናይ ፋርሳ ደራማ ኩሉክም ሰረሕቲ❤❤❤❤
@yerayawa-w5r
@yerayawa-w5r 7 ай бұрын
ቀፅልሉ አሕዋትና🥰♥️♥️😘😘😘❤️❤️❤️ድሞቱ አሕዋትና ነብሶም ብገነት ያንብሮም😢😢😢😢😢
@kalu546
@kalu546 7 ай бұрын
ኳዕ ሰላም መፃኹሙልና ጀጋኑ ራዮቶት ፁሩያት ተጋሩ ዋዩዋይ ወንድሜ መሳይ ልውጥ ያብለኒ ሓፍትኻ ካ70 እንደርታ ፎትየካ ሞይተ🎉❤
@mogiemg6723
@mogiemg6723 7 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ኣቱም ፁሩያት መኒነት ግን ጃኖይ ንጃኖ ኣዶን ናበይ ከይደን
@AAa-pf4ct
@AAa-pf4ct 7 ай бұрын
እንኳዕ ቢዳሕና መፀኹምልና የኔ ተናፋቆች 💔❣️
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 7 ай бұрын
ብስላም ምፁና ቡሩኻተይ🙏🙏🙏ከመይ ድየ ዝፈትወኹም ሸገታት💋💋💋💋💋💋💋💋💋💝💝💝💝💝💝💝💝
@saedidin
@saedidin 7 ай бұрын
የመጀመርያ ኮማች ነኝ እንኳዕ ደ❤❤❤❤ህና መፃኹም
@SadasSusu
@SadasSusu 7 ай бұрын
እውይ ቃዳም ማአዘ እያ ትበፅሕ ክፈትወኩም እንዳ ፍርሳ❤❤❤😢😢
@HayatMola
@HayatMola 7 ай бұрын
።፡​@@SadasSusu
@HanaHana-vv9db
@HanaHana-vv9db 7 ай бұрын
​😅😅 49:55
@ArcDtg
@ArcDtg 7 ай бұрын
❤❤❤💘💘💘እንኳን ብሰላም መጣኩሙ ጡዑማትላዛ 👍👍👍👍
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተናፈቅቲ ፍጥረት ብሰላም ምፁና❤❤❤ እቲ ሕቶ ግን ብድምፂ ተዝኮን ፅቡቅ ነይሩ
@رناابراهيم-س4ت
@رناابراهيم-س4ت 6 ай бұрын
ኹሉኹም ፊጣር አምላክ ያሓልኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gallwejerat147
@gallwejerat147 7 ай бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ሸገታት❤❤❤
@AfariAfari-ql7it
@AfariAfari-ql7it 7 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃአኩም ጥዕማት ላዛ ራዮቶት❤❤❤❤❤❤❤
@TadeEbayRayatube
@TadeEbayRayatube 7 ай бұрын
Keep it Up❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣምበሳታት
@WneshHagos-b7i
@WneshHagos-b7i 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንካዕብሰላምመፃኩምፍቁራተይ 🎉🎉
@ራየተይቲ
@ራየተይቲ 7 ай бұрын
ግርማ ዓድና❤ ዕድመይ ጥዕናይ ያሃቡኹም
@VHhjja
@VHhjja 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ዋይ ታሕጋስ ❤❤❤❤
@aslitsefaye-jz1jw
@aslitsefaye-jz1jw 7 ай бұрын
ትፎተውት ፈጣረት ደቂ ፈርሳ ብጣዐም ፎቕዒናኩሙ ነበርና እንኮዕ ብሰላም መፀኹም ስውአትና ነብስም ብሰላም ትዒረፈ
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ራያቶት ተጋሩ❤❤❤😢ዝሞቱ ኣሕዋትና ኣብ ገነት የንብሮም😢😢😢
@haftomabadi
@haftomabadi 7 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኻትኹም ፅሩያት❤❤
@whcgcvh7409
@whcgcvh7409 7 ай бұрын
ዕድሜይ ጥዕናይ ይሃብኹም ደቅ ራያዋ ድሞቱለ መንግስተ ሰማያት ያዋርሶም 👏
@سبحانالله-ط4ت7م
@سبحانالله-ط4ت7م 7 ай бұрын
ብሰላም ምፁና ደቂ ዓበይቲ ዓዲ ምዓር ጠስሚ ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛
@መብራህተወለተመድህን
@መብራህተወለተመድህን 7 ай бұрын
ጥዕማት ላዛ እግዚአብሔር ኣብ ሰራሕኽም ያሰልጦልኽም
@samerabb1026
@samerabb1026 7 ай бұрын
ደስ ሱሉ🎉🎉🎉🎉🎉🎉እግዚአብሔር ከክፍ ሁሉ ይጠብቃችሁ❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፋቂዕናኩም ናውሩና ብሓቂ🙏❤❤❤❤❤❤❤❤
@የድግልማርያምልጅነኝ
@የድግልማርያምልጅነኝ 7 ай бұрын
ብጣዕም ደስ ባሃልት የኹም ❤❤❤❤❤❤
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም❤❤❤❤❤ብሃረርታ ፅበይለና ሓደራ ከይታቃርፅዎ ብዝ ጋጣም ደማ ደቅ ማይጨው ከመስግን ይዴል ዓይን ራያና ❤❤❤❤ዋውውውው
@Zhra-z4v
@Zhra-z4v 7 ай бұрын
ንዝሙቱ መንግሰት ሰማያት ንዝንአኹም ዕዲመ ያሃብኾም ናፈቅ ኣብለኩም ፈረሳዋ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KsaKsa-c9s
@KsaKsa-c9s 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ሞፆኡኹም እዞም ናተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤
@hiyabTubehiyab
@hiyabTubehiyab 7 ай бұрын
ቃሕባ ምባሎም ቕድመኻትኹም😢❤❤❤❤❤❤❤
@gannatgannat5097
@gannatgannat5097 7 ай бұрын
ዋውውውውውው ሙቁራተይ እንካዕ ብሰላም መፃኩም❤❤❤❤
@meresanegesa-m7h
@meresanegesa-m7h 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፀኹሙ❤❤😍😍
@ormooapss442
@ormooapss442 7 ай бұрын
እንኳን ብሰላም መፃእኹም ፅበይለና አሐዋትና ❤❤🎉🎉❤❤❤
@ESቻናል
@ESቻናል 7 ай бұрын
ብሰላም ምፁ ❤❤❤❤❤ ፍርሳ
@AnHg-b4c
@AnHg-b4c 7 ай бұрын
ብሰላም ምፁና ❤❤❤❤❤❤❤❤
@gotoytomberheberhe9842
@gotoytomberheberhe9842 7 ай бұрын
ኻልኦም ዳበይ ኾይዶም እንኻዕ ብሰላም መፃኡኹም🥺🙏
@HdhxSggd
@HdhxSggd 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀእኹም ❤❤❤
@MuLuDesta-dw3iy
@MuLuDesta-dw3iy 7 ай бұрын
ኣቦ ሃረፍያ ሓደ ማዓለቲ ብክይ ወዐለ እየ ከመዘይ ኣለኩም ምስ ረእከኩም ደስ ኣለኒ 😢
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 7 ай бұрын
ፋርሳ ድራማ እንካዕ ብሰላም መፃእኹም 🙏💞💞🙏
@ጓልምህረይ-ኸ9በ
@ጓልምህረይ-ኸ9በ 7 ай бұрын
እንካዓ ብሰላም መፃኹም ደቅ ራያ ሓላላት ፍጥረት ❤
@DhdHds-b8y
@DhdHds-b8y 7 ай бұрын
ብሰላም ምፁ💜💜💞💞❤❤❤❤
@c5guj7yfvhyfh92
@c5guj7yfvhyfh92 7 ай бұрын
እፍፍፍ በጣም ነው የናፈቃችሁን ደቅ ሓላለ መሬት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ፍሩት-ሰ8ኸ
@ፍሩት-ሰ8ኸ 7 ай бұрын
የስስስስ ብደሓን ምፁ❤❤
@محمدظمظد
@محمدظمظد 7 ай бұрын
ሰዓታ በፀሓኮ ትለቐቐልና
@لفلا-ك9ق
@لفلا-ك9ق 6 күн бұрын
አንኳዕ ዳሕና መፃአኩም ጥዕማት ላዛ ረዮቶት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Life-16
@Life-16 7 ай бұрын
anka be selam temleskum deki adey bertau🤩🤩🤩🤩
Frsa season 2 part 1 | ፍርሳ ምዕራፍ ክልተ ክፋል 1
34:46
FRSA TUBE ፍርሳ
Рет қаралды 84 М.
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,9 МЛН
Un coup venu de l’espace 😂😂😂
00:19
Nicocapone
Рет қаралды 11 МЛН
Крутой фокус + секрет! #shorts
00:10
Роман Magic
Рет қаралды 41 МЛН
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 137 МЛН
ረዱ ወንድሙ ፊት እዮብን እንደማትፈልገው ነገረችው
20:54
Eyobel tube-እዮቤል ቲዩብ
Рет қаралды 79 М.
FRSA SEASON TWO PART 2 | ፍርሳ ምዕራፍ ክልተ ክፋል 2
32:32
FRSA TUBE ፍርሳ
Рет қаралды 74 М.
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,9 МЛН