ንልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ዘራኸበ ብኤርትራዊ ኣመሪካዊ ዝተመሃዘ ኣፕ(መተግበሪ) -"ጀበና" ኣፕ

  Рет қаралды 3,828

VOA Tigrigna

VOA Tigrigna

Күн бұрын

“ጀበና” ዝተሰምየ ንመጻምድቲ ብመንገዲ ኢንተርነት ንምርኻብ ዝዓለመ መትግበሪ ኣፕ፡ ዛጊት ልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ኣራኺቡ ከም ዘሎ’ዩ ሓደ ካብቶም መሰረትቲን ዋና ኣካይዲ ስራሕን ዝዀነ ሄኖክ ዮሃንስ ዝሕብር። ኣብ 2019 ዝጀመረ መትግበሪ፡ ካብቲ ባህላዊ ኣገባባት መላላዪ ንፍቕሪን መጻምድቲን ውጽእ ኢሉ፡ ብሕልፊ ነቶም ኣብ ወጻኢ ተወሊዶም ዝዓበዩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ሓደ መድረኽ ንምፍጣር ዝተበገሰ’ዩ።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: www.youtube.co...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Пікірлер: 15
@Sunlight-erena
@Sunlight-erena 6 күн бұрын
❤❤❤ ናይ ብሓቂ ጂግና ወዲ ኤረይ ቀጽሎ፡ ካብዚ ንላዕሊ ክትብርትዕ ከኣ ኣምላክ ይሓግዝካ ❤❤❤❤❤❤
@Leadership139
@Leadership139 6 күн бұрын
ጅግና እንዲካ ኤርትራዊ
@michelsimon4865
@michelsimon4865 5 күн бұрын
keep it up bro 🎉🎉🎉 god bless you
@ሃብተ
@ሃብተ 6 күн бұрын
ጽቡቕ መፍትሒ እዩ። ካብኡ ንላዕሊ በርትዑ
@Halawat-y5l
@Halawat-y5l 5 күн бұрын
@blackstar7660
@blackstar7660 5 күн бұрын
ንዘርኦም ሓብርዎ ክጠቕሞ እያ😂😂
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 5 күн бұрын
Kewrda hasibe neyre.gn darga kulom hade kokob eyob hiboma trgum yeblan
@Sunlight-erena
@Sunlight-erena 6 күн бұрын
ግን ከመይ እያ ምርዳእ ኣብያትኒ ኣላ please ?
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 6 күн бұрын
ቅልውላው መውውስቦን ዓሌትን ዘለኩም ኢኹም በዚ ትዋሰቡ እምበር ስድራን ሕብረተ ሰብን ዘለዎ እንተ ገደደደ ብስድርኡ ዘምጽሉ ይዋሰብ
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 6 күн бұрын
​​@senaywahid66 ab orphelin zeabekum tewaseblu nhna bahln chuwa srat meria zelena ina meakor gejif atbata zenfeheto ydeli ilna ab internet ayndeln
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 5 күн бұрын
​@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀxegem yeblun.tefaker tray enber,entay yedli kalie
@SkyEritrea
@SkyEritrea 6 күн бұрын
ኣይትሓሱ ናይሰባት ኣድራሻን ብናይሰባት ስእልታት ካልእ ስለያ ብኻልኦት ትካላ ተቆጺርኩም ንኤርትራዊ ንዘይንፈልጦ ነገር ግዳይ ክትገብሩ ኢኹም ደሊኹም ኣነ ቅድሚ 2 ዓመት ፈቲነያ ማዓት ኣዋልድ ስእልታት ሰዲድኩምለይ ንኤርትራዊ መንእሰይ ጁሆ ክትሕዝዎ ብህግደፍ ዝተላኣኽኩም ኢኹም
@liwamnayizgi5667
@liwamnayizgi5667 3 күн бұрын
Ay ab kulu beka politics kkkk
@yosiefmichael7148
@yosiefmichael7148 4 күн бұрын
Atum Yehwat Kabti Kubur Bahlnan Snemigbarn Nay Hizbna Wexae Zkone Nay Europa : American Kalotn Style Teketilkum Nezi Kubur Bahlna Aytibeklwo Bejakum. Xbuq Tigebru Zelekum Mesilkum Xubah Nugho Zetaesn Zesekfn Tegbarat Aytigberu. Ezi Nskum Tigebruwo Zelekum Bete Christian Orthodox Tewahdo Eritrean Gedamawian Sirat Sbotatnan Kemzey Kbekuwo Knfelt Yigbae. Zeybahlna Aytigberu.
@Halawat-y5l
@Halawat-y5l 5 күн бұрын
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
29:22
VOA Tigrigna
Рет қаралды 3,7 М.
GERE EMUN PART 216 | ገሬ እሙን ክፋል 216
48:43
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 240 М.
በስቅላት የሚቀጡት እስካመሮች | መንግስት ይድረስልን
1:14:13
Egregnaw Media - እግረኛው
Рет қаралды 4,7 М.
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН