ንልዕሊ 81 ሽሕ ህፃናት ትግራይ ተጠቀምቲ ዝገበረ ስራሕቲ ምብፃሕ ናውቲ ትምህርቲ ማልት

  Рет қаралды 47

Tigrai Development Association

Tigrai Development Association

Күн бұрын

ማሕበረ-ኢኮኖሚያዊ ዓቕሚ ህዝብና ብሰንኪ ኣብ ልዕሊኡ ዝተወለዐ ኲይናት ተዳኺሙ ብምንባሩ ወለዲ ንደቆም ናውቲ ትምህርቲ ኣማሊኦም ናብ መኣዲ ትምህርቲ ንምልኣኽ ተፀጊሞም ኣብ ዝነበሩሉ ኩነታት ብመንፈስ ምትሕግጋዝ እቶም ፀገማት ንምቕራፍ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ልዕሊ 81 ሽሕ ተምሃሮ ተረባሕቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ዝሓበሩ ኣይተ ትርፍነህ፤ ኣብ ዘመን ትምህርቲ 2017 ‘ውን ስኣን ናውቲ ትምህርቲ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ዝተርፍ ህፃን ንከይህሉ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ማልት ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣዲስ ኣበባን ከምኡ’ውን ናብ ባንክታተ ሒሳብ ቁፅሪ ማልት ብምልኣኽን ኣቢሉ ኩሉ ግዱስ ወገን ኣብ ህንፀት መፃኢ ወለዶ ብፅሒቱ ከወፊ ፀዊዖም።

Пікірлер
Teaching a Toddler Household Habits: Diaper Disposal & Potty Training #shorts
00:16
Остановили аттракцион из-за дочки!
00:42
Victoria Portfolio
Рет қаралды 2,6 МЛН
Magic or …? 😱 reveal video on profile 🫢
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 78 МЛН
ኩሉ ግዜ ንጹር ፅላማ ዘለዎ ጥራሕዩ ዝፅወት።
1:28:19
Teaching a Toddler Household Habits: Diaper Disposal & Potty Training #shorts
00:16