"ንዓምፅ!" ዶር ደጀን ኣብ ዋዕላ ብሄራዊ ረብሓ ዘቕረቦ ፃዊዒት ካልኦት ተረርቲ ተቋውሞታት ዝተረኣዩሉ መድረኽ 5ይ ክፋል

  Рет қаралды 24,872

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 216
@WediMemher
@WediMemher 2 ай бұрын
Thanks Dr Dejen.
@duliti7133
@duliti7133 2 ай бұрын
በፍልጠት ደገፉ
@HADESHBERHANE-me9ox
@HADESHBERHANE-me9ox 2 ай бұрын
ዶከተር ደጀን ኒበረለና ❤ጀገና ጀገና❤❤❤❤❤❤❤
@yohansberihu4322
@yohansberihu4322 2 ай бұрын
አይይይ ዶክተር ደጀን ኸማኻ ዝበለስ 1000000 ይወለድ ኸማኻ እዩ ዝምጥነና
@mezgebedesta2938
@mezgebedesta2938 Ай бұрын
Thank you Dr. Dejen. You are pretty much my voice, our voice and the voice of silent majority. It’s do or die time now.
@AtakltiAmare
@AtakltiAmare 2 ай бұрын
ዶ/ር ደጀን ክብሪ ንዓኻ
@duliti7133
@duliti7133 2 ай бұрын
ብእውቀት ደግፋ
@Auroradivision
@Auroradivision 2 ай бұрын
That's the fact! We ❤Dr. Dejen.
@TesfuGEREKIDAN
@TesfuGEREKIDAN Ай бұрын
ወሎዶ ትግራይ ክድሕን ዉናት ንምረጽ ኣነ ኣብ ጎኒ ዉናት የቀንየልና D/r dejen 💯✅
@nowarpeace2488
@nowarpeace2488 2 ай бұрын
በሳል ዘረባ ዶ/ደጀን።❤❤❤
@Haftomtubehow
@Haftomtubehow 2 ай бұрын
ዶ/ር ደጀን ደፋር ተቓላሲ ናይ መፂኢ መንስቲ ትግራይ
@duliti7133
@duliti7133 2 ай бұрын
ዕድመኹምን ዕድመ ደቅኹምን ክብላዕ እንተደሊኹም ናይ ውናት ሓሳብ ደግፉ
@selinafilmproduction
@selinafilmproduction 2 ай бұрын
ኣብ ጎኒ ዶ/ር ደጀንን ውናትን እየ።
@duliti7133
@duliti7133 2 ай бұрын
በረኻ ውፃእ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 ай бұрын
ዶ/ር ደጀን ቅድመኻ ይሰደደኒ ኣይዘኻ ኣብ ጎዲኒካ እና❤😘
@duliti7133
@duliti7133 2 ай бұрын
ኽላእ ስምዒት እምበር ወድዓዊ ኹነታት ትግራይ ኢትዮጵያ ን ዓለምን አይፈልጥን
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
ጀግንነት ሲ ሪኢናዩ ትግራይ ናጽነት ትግራይ መዝሙር እምበሪ ኖ ቋንቋ አምሐራ ዝብል ጀግና ብሐቂ ከም ኤርትራዊ ኣሽ ኣሽ ዘብል እዩ ንዛ ኢትዮጵያ ትፈርስ ዘላ Collapse ጌራ ዘላ ፈሪሳ ዘላ ተጋሩ ክሳብ ክንድዚ ዘይተጸበናዩ እንታይ እዩ ረኺብውም.
@Gtsadik-r8c
@Gtsadik-r8c Ай бұрын
ፅቡቅ ዘረባ ዶ/ር ደጀን
@haftugbrmedhin216
@haftugbrmedhin216 2 ай бұрын
ጅግና❤❤❤
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Ай бұрын
ጀግንነት ደጀን ✅✅✅✅✅✅✅🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@RezeneBayru-c1x
@RezeneBayru-c1x 2 ай бұрын
ደክተር ደጆን ጅግና ተቃላሳይ ገብዝ ፅቡቅ ገይርካ ገሊፅካዮ ድርዕቶ
@alemefem5459
@alemefem5459 Ай бұрын
wow ንነብሰይ ሃቲተ መልሲ ዘይረኽብኩሉ ሕቶ ብግቡዕ ተመሊሱለይ ብኽቡር ዶክተር ደጀን። በኣል ረዚን መትከል
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe Ай бұрын
ዶክተር ደጀን ጀግና👍👍👍👍 ናፅነት ይመርሕ።
@nabhade3470
@nabhade3470 2 ай бұрын
ዶር. ደጀን ኣብ ጎድንኻ ኣለና
@semeregebrekidan6013
@semeregebrekidan6013 2 ай бұрын
Thank u Dr. Dejen❤
@MillionDesaling
@MillionDesaling Ай бұрын
ጅግና ዶክተር ክብሪ ላአካ
@FgGg-l8o
@FgGg-l8o 2 ай бұрын
ናፅነት በል ትግራዋይ በቃ ይኣክለካ
@temsgen.fetari
@temsgen.fetari 2 ай бұрын
Degen kalu zeyaxfe hayal tekalsay betami eina nekbreka negrlna amlak meska yekun ❤❤❤❤❤
@BerheGebremaryam-i9r
@BerheGebremaryam-i9r 2 ай бұрын
ደ/ር ደጀን ኣብ ጎድንኻ ኣለና ❤❤❤❤
@merhawiweldegerima191
@merhawiweldegerima191 Ай бұрын
Adey tigray selamki yibzah tesfa alena beakatkum ahwatina
@neo-v5v
@neo-v5v Ай бұрын
YEKENEYELNA DR
@YibralemTadese
@YibralemTadese Ай бұрын
ጅግና
@getachewworku6450
@getachewworku6450 2 ай бұрын
ጀግና
@danielhalefom5922
@danielhalefom5922 Ай бұрын
Perfect speech from Dr Dejen
@GetahunHeftu
@GetahunHeftu Ай бұрын
ብጣዕሚ ጅግና ዶ / ደጀን
@HiyabHabtu
@HiyabHabtu Ай бұрын
Thanks dr dejen
@yohansberihu4322
@yohansberihu4322 2 ай бұрын
ብእዝና ዝረገፀት ውድብ ህዋሓት ተስምዕ ወይ ተጥፍእ ፈጣሪ ወይ ውረድ ወይ ፈረድ ቢሄርተኛ ይቅደም ድርዕቶ ይውደም።
@SbagadisGuangul
@SbagadisGuangul Ай бұрын
ዶክተር ደጀን ፈጣሪ ከማኻ የብዝሓዮ።
@danielberhane4236
@danielberhane4236 Ай бұрын
❤ Dr. Dejen , proud of you, your concise marks at to the point and worth paramount who had the capability to discern and understand its meaning.
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 2 ай бұрын
ክቡር ደጀን 🙏🙏🙏❤️ፅቡቅ ሃሳብ በሎም
@macksyou3743
@macksyou3743 Ай бұрын
ዶ/ር ደጀን የቐንየልና ህወሓት ድርዕቶን ውርደት ህዝቢ ትግራይ እዩ ::
@Auroradivision
@Auroradivision 2 ай бұрын
እወ ህዝቢ ትግራይ ለባም ህዝቢ እዩ ግን ዓያሹ ይመርሕዎ ምህላዎም ከኣ የሕዝን።
@user-xm8wn9mr6v
@user-xm8wn9mr6v 2 ай бұрын
ትግራይ ከም ደጀን ዝአመሰሉ ሰባት እናሀለውዋ ግን ከም ብ አለምን ደብረ ፅዬን ዝበሉ ደናቁር ክትምሐደር ክትርኢ ፅልፅልከ ጥፍእ ይብለከ::
@GgdgFfhff
@GgdgFfhff Ай бұрын
ኣይዞኻ ዶክተር ብዙሕ ተኸታሊ ኣለካ ቅፅለሉ ከም እትዕወት ርግፀኛ እየ ዕላማኻ ድልየትን ሃረርታን ህዝቢ ትግራይ እዩ ሃገረ ትግራይ ትስዕር ውናት ንቅድሚት
@getachewworku6450
@getachewworku6450 2 ай бұрын
ትክክል
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 2 ай бұрын
👍👍👍🙏🙏🙏🙏✍️✍️✍️ ደክተር ዋና ሃገር ትግራይ ክምሰረት ግድን እዩ
@duliti7133
@duliti7133 2 ай бұрын
በረኻ ውረድ
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 2 ай бұрын
ሰማዕቲ ዝሳኣኑ ብዓል D deij ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ንዓል ዲነግ
@Ambayekebede-n2i
@Ambayekebede-n2i Ай бұрын
ጀግና ወዲ ትግራይ ደ ር ደጀን ሐበን ተግራይን ትግራዋይን
@abebenirea485
@abebenirea485 Ай бұрын
ትግራዋይ ጎይታ ነብሱ ጥራይ እዩ ክኸዉን ዘለዎ።ትግራይ ሃገር እያ።
@danaitadam3107
@danaitadam3107 2 ай бұрын
ጅግና ዶክተር ደጀን!! ንሳቶም ዳአ ናይ ብልፅግና ሉኡኻት እኮ እዮም ተኸፈልቲ እዮም! እዙይ ኻኧ አብ ቡዙሕ ሃገራት ዘሎ እዩ! ስለዚህ ህዋሓት ክእለ አለዎ መጀመርያ ህዋሓት ናብ ሕጊ ክቀርብ አለዎ! ዳሓር መንግስቲ ምትካል እዩ ።መንግስቲ እተተኺልካ ኩሉ ነገር ንምግባር ቀሊል እዩ ዝኾን!!
@MillionDesaling
@MillionDesaling 2 ай бұрын
ጅግና ልህዝይ ትግራይ ጀግና ል ሀወይ
2 ай бұрын
TIP👍
@aklilugegziabher2864
@aklilugegziabher2864 2 ай бұрын
Such heroes(like Dr. Dejen) should come to power
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 2 ай бұрын
ባይቶና&ውናን👌💚
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 Ай бұрын
Dr Dejen viva
@htboy3229
@htboy3229 2 ай бұрын
Doctor dejen is so smart 🦁 🦁🦁
@M12-l8e
@M12-l8e Ай бұрын
ነዞም ሰረቕቲ ናይ ጦዖት ማርኪሲዝም ዛምለኹ እንኳዕ ናብዚ ውርደት አብቆዖ
@AdaneAlebachew
@AdaneAlebachew 2 ай бұрын
ህወሐት አያቃለሰን ህዝቢ እዩ ተቃሊሱ
@negahaile5391
@negahaile5391 2 ай бұрын
ሰላማዊ ቃልሲ፡ ልዕሊ ብረታዊ ቃልሲ ትብዓት ይሓትት። ኣብ ሰላማዊ ቃልሲ፡ ሕይወትካ፡ መነባብሮኻ ኣብ ክንዲ ትቃለሰሉ ዘለኻ ዓላማ ክትህብ ከለኻ፣ ሕይወትን መነባብሮን፡ ናይ ዝቃለሰካ ዘሎ ዓማጺ ሓይሊ ብምውሓስ ብምዃኑ ኸኣ ሓይያል ይገብሮ እብል። ዓመጽቲ፡ ሕውሓት ይኹን ካብ ሕውሓት ወጻኢ ዘለዉ፡ ኣብ ሰላም ከስተንፍሱ ስለዘይክእሉ፣ ሕዝቢ ትግራይ ቃልስኻ ሰላማዊ ይኹን እብል። ሰላም ንኹሉ !
@neo-v5v
@neo-v5v Ай бұрын
I HAVE BIG RESPECT ON YOU
@LijalemTarekeWeldeabezgi
@LijalemTarekeWeldeabezgi 2 ай бұрын
Dr. Dejen Anbesa
@askaltesfa8383
@askaltesfa8383 Ай бұрын
Getachew Reda equwo, etemezablu ahwatna nab merebetom temelisom, hadush president keemrez,eu hasabatu neyru. Gn mesanaklat bezihuwo bkltuf keegebre aykeale. NGetachew entab mnkaf heezbi Tigray tehababiru, nGetachew degifu , meriet a entab eed zelaeetee kewzowo yedlee. May God make it happen. Tegaru, don’t open the door to our enemies
@HaftomAlemu-f5s
@HaftomAlemu-f5s Ай бұрын
yesssss
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 2 ай бұрын
ሓሳባትኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ኢዩ፡ ግን ኣብ ተግባር ንህወሓት ንምእላይ ግን ውሳኔ የለን። ንህዝቢ ጎስጓስ ኣካይዱ ሪፓፕሊካውያን ኴንኩም ጥምረት ፍጠሩ።
@TigrayCommunityRefugees
@TigrayCommunityRefugees 2 ай бұрын
ዶር ደጀን ተባዕን በሊሕን ፖሎቲከኛ
@KbromTades
@KbromTades Ай бұрын
ጀግና ሓውና ንበረልና ከማካ ዝበሉ የብዘሓዮም
@Beehope-y7i
@Beehope-y7i Ай бұрын
ዝተዓፈና ወለዶ ንራኸበሉ platform ንመስርት።
@BereketKidey-sj1km
@BereketKidey-sj1km Ай бұрын
ከማካዝበለ ጂግና አብ ትግራይ ይብዛሕ
@AboaboA-gx9qe
@AboaboA-gx9qe 2 ай бұрын
ዶ/ር ደጀን 👍👍
@ChekoleMajlan
@ChekoleMajlan Ай бұрын
yekenyelna dr dejen👍
@MillionDesaling
@MillionDesaling 2 ай бұрын
አንታ ጅግና ንበር
@HaylayGerezihar
@HaylayGerezihar 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@xaka5505
@xaka5505 2 ай бұрын
D/Dejen 🦁 Lion
@HaftuHaylemariam
@HaftuHaylemariam Ай бұрын
ቀፅለሉ ደጀን
@abrahamhagos1938
@abrahamhagos1938 Ай бұрын
Dr. Dejen, Brave man!!!
@ZeresenayTesfay
@ZeresenayTesfay Ай бұрын
Let's support dr dejen tegaruway he feels our pain he feels our frastration
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 Ай бұрын
አታጆ በዛኻ ንሂወትካ አስታውስ
@KibromDesta-v8u
@KibromDesta-v8u Ай бұрын
ብትኽክል ጅግና በተለይ ንነፃ ትግራይ እተቅርቦ ሓሳብ በርትዕ ደገፍትኻ ኢና
@samsamsun367
@samsamsun367 2 ай бұрын
ሀሳብካ ይክግፍ እዬ 👉ህዋሀት ነጥፋአያ ትብል ሀሳብ ግን ፈፂመ አይስማማእን ።👌
@safiaden693
@safiaden693 2 ай бұрын
Dr Dejen❤
@MebrahtomKiros-n5d
@MebrahtomKiros-n5d 2 ай бұрын
ሀዚ እውን ትግርይ ሃገር ተዘይኾይና ክንጠፍእ ንኽእል እና
@duliti7133
@duliti7133 2 ай бұрын
ንበይንኻ የጥፍእኻ
@wesen-s8f
@wesen-s8f 2 ай бұрын
hazi harif getm
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 2 ай бұрын
አለና አብ ግንክ ዶክተር ደጀን ጎበዝ
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 Ай бұрын
excellent Mickey perfect
@SUSLOVE359
@SUSLOVE359 Ай бұрын
🔥❤️
@VirtualEra-rk1mz
@VirtualEra-rk1mz Ай бұрын
ደጀን እታ ትፅውዓ ዘለካ ናዕቢ ንመን እያ ትበልዕ ነዓካ ሰሚዑ ዝወፅእ የለን እምበር።
@habesha8875
@habesha8875 2 ай бұрын
Wow doctor Dejen bal newhi raye
@coffeepulseexportingco.5207
@coffeepulseexportingco.5207 Ай бұрын
ተቓወሚት ትግራይ አይረብሑን ።ዝዛረብዎ አይፈልጡ።ዓቕሚ የብሎም ።ጥራሕ ሰብ ምትቻው
@GetahunHeftu
@GetahunHeftu Ай бұрын
አታ ተኸቲብካ
@Peace419-l2x
@Peace419-l2x Ай бұрын
ጅግና ክብሉኻ ከምዚ እዩ።
@tewoldeg7217
@tewoldeg7217 Ай бұрын
ነዚ መሪር ሀቂ ሕወሀት ክውህጦ ግድን ይመስለኒ።
@فيصلالثبيتيالعتيبي-ي2ك
@فيصلالثبيتيالعتيبي-ي2ك Ай бұрын
❤መጀመርያ ተፈናቀልቲ ምልየናት ዝቁጸሩ ይመለሱ ሰልጣን ደላይ አዩ ከሉ ሕውሓት ክትወድቅ ዝደልዩ
@Beehope-y7i
@Beehope-y7i Ай бұрын
ጨው ዘየብላ ፀብሒ ዝፈጠረ ህውሓት እዩ።
@BerhaneTemelso-w5f
@BerhaneTemelso-w5f 2 ай бұрын
ኣነ ዝገመኒ ኣቱም ኣብ ደገ ዘለኹም ተጋሩ ኣሕዋትና ከምታ ኣብ ቀውጢ ግዜ ዝነበርኩማ ነዞም ጀጋኑ ክትሓብዎም ዘይምርኣየ'ዪ !!!
@lilayHayelom-i6f
@lilayHayelom-i6f 2 ай бұрын
በልዎ ንሕወሐት ጆኖሳይድ ስብሓቲዝም
@yohansberihu4322
@yohansberihu4322 2 ай бұрын
ንብዓት ጉጅለ ትታሓነቅ
@redaes4384
@redaes4384 Ай бұрын
እዛ ሕቶ ኩሉ ከም ዘሎ ኮይኑ ብሕልፍ ንዶ/ር ደጀን ትምልከት
@girmaylemlem9051
@girmaylemlem9051 Ай бұрын
ስምዑ ኩልኹም መሓውር ድሕረት
@yow2063
@yow2063 Ай бұрын
ዶር ደጀን አብ ጎንካ ኢና ንበረልና
@yirgalemgebrhiwet9347
@yirgalemgebrhiwet9347 2 ай бұрын
Yes kigohf alew hwehat gujla hsbhat
@BisratBisrat-hb8kd
@BisratBisrat-hb8kd Ай бұрын
i like the bald man what he thinks well done
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe Ай бұрын
ናይ ህወሓት ሕልሚ ተጋሩ ምጥፋእ እዩ
@duliti7133
@duliti7133 2 ай бұрын
ተወካሊ ሕወሓት ፅሑፍ እዩ ዘንብብ ዘሎ
@AlulaHab
@AlulaHab Ай бұрын
ናይ ህወሓት ተወካሊ ሓሳዊ በልዋ ዓረና ከይእከብ ከይዋሰብ ማሕበር ከይሰትዩ ዝክል ናይ ውሕዳት ደቅ ዓድዋ ትወክሉ ዝመፀአ ወዲ ንካብዱ ዝሓደረ ዑሱብ ሕልና ዘየብሉን ደር ደጀን ግን ምድናቅ ይካኣል
@teumdesta8741
@teumdesta8741 2 ай бұрын
Bitona dear speakr TPLF as plitical party have the right to come to election and the people of Tigry will diceid.
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe Ай бұрын
ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ዝረጋገፅ ህወሓት ብምውጋድ እዩ።
@TesfahaneyAgedom
@TesfahaneyAgedom 2 ай бұрын
ኣጀካ ቃፅል ጀግና ብሓቂ ሕዋሓት ጠቅሊሉ ክፈርስ ኣለዎ
#behindthescenes @CrissaJackson
0:11
Happy Kelli
Рет қаралды 27 МЛН
Vampire SUCKS Human Energy 🧛🏻‍♂️🪫 (ft. @StevenHe )
0:34
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 138 МЛН
Andro, ELMAN, TONI, MONA - Зари (Official Audio)
2:53
RAAVA MUSIC
Рет қаралды 8 МЛН