KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ተለመኑና ሓድሽ ናይ ትግርኛ መዝሙር ዘማሪ ኣባ ገብረመድህን ዘሰላማ ብምኽንያት ቫይረስ ኮረና ኮቪድ-19 ዝወፀት ሓዳሽ ናይ ትግርኛ መዝሙር
10:55
Breaking ኤርትራ ስምምዕ ኣልጀርስ ጥሒሳ ኣላ መንግስቲ ኢትዮጵያ ስጉምቲ ይውሰደላ፣ ኤርትራውያን ድሮን ሰሪሖም፣ ባሻር ፋላማይ መግለጺ december 16
17:33
🤔Можно ли спастись от Ядерки в Холодильнике ? #shorts
00:41
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:32
😯 Подарила сыну БМВ, но не ожидала такой реакции на машину! | Новостничок
00:20
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
ንመለስ ሓድሽ ናይ ትግርኛ መዝሙር ዘማሪ ኣባ ገብረመድህን ዘሰላማን ዘማሪት ዳናይት ገ/መስቀልን
Рет қаралды 294,445
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 32 М.
Aba Gebremedhn zeselama
Күн бұрын
Пікірлер: 451
@selam6473
5 жыл бұрын
አቤቱ አምላክ ይቅረ በለለይ ብመንገድካ ምርሓና
@kokobabrha4219
3 жыл бұрын
Am og det er jo ikke du har du noen av de mest kjente og ukjente for meg at du en oversikt over hvem hei jeg er på jobb i
@SaraSara-wn1iz
3 жыл бұрын
ኣሜን🙏🙏🙏
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ✝️🤲
@سالمالراشدي-ز2ل
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen🙏
@kirostesfahans
11 ай бұрын
ቃል ሂወት ይስመዐልና ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ
@ድንግልማርያምዋሓስህወተይ
5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ ከብድኻ ዝበልዕ መዝሙር 😭😭😭😭ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ፍቁራተይ በእውነት ንመለስ ናብ መንገድ አምላኽ🙇🙇🙇🙇
@hidatwelday2212
5 жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏👂👂👂👂👂👂😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏👂👂👂👂👂🙏🙏🙏🙏😢😢😢😢
@eyerushayle7572
5 жыл бұрын
ንመለስ ናብኣምልካን ንመልስ እግዝብሄር ሆይ ብቸርነትካ ሕስበና ❤🙏🙏🙏⛪⛪⛪🇻🇳🇻🇳🇻🇳 🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷ሓጣያትና ደምስስልና መስትውዕል ያሃብና🙏🙏🙏
@edenwelday8278
4 жыл бұрын
Yytryeut4211y0 00
@werox1216
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@waw7753
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏
@FsefDwef
7 ай бұрын
እፍፍፍፍ ካብድኻ ዝበልዕ መዝሙር ዝማሬየ መልእክት የስመዐልና ብእውነት ናብ መንገዲ ኣምላክ❤❤❤❤❤😢😢😢
@ሜሮንትግራወይቲ
5 жыл бұрын
እህህህህህ😪😪😪😪😪ንብዓተይ ወዲአ ኣባ ቀጽልሉ እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ዳኑ ሽኮር እግዚአብሔር ኣብ ቤቱ የጽንዕኪ ዕምባባ ሓፍትና
@Henosmana9843
4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ሓልወና 😪😪😪😪😪
@Henosmana9843
4 жыл бұрын
😪😪😪😪😪😪😪
@ንጣብዝኽሪዘበን
4 жыл бұрын
ኦ ጎይታይ ኣብ ስደት ኣብ ፍቆዶ በረኻን ከክም ፍልልይናን ተፋላሊና ዘለና ጎይታየይ ደጃኻ አቲ ዘይውዳአ ሰላም ካ ለኣኸልንና አም ሽዕዑ ሰላም ክወርደና አዩ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@NaTe-ep6be
5 жыл бұрын
😢😢😢😢😐😭😭😭😭😭😢😢😢😢😢 ዋውውውውውው ዘብኪ ደስ ዝብል መዝሙር እዩ፣፣፣፣ ዳናይት ሽኮር ቀፅልሉ ንፍዕቲ፣፣፣ ኣቦና ቀሺ ሓደራኹም ከምዚ ብትግርኛና ብጥበብ ማሃሩና ናብ ኣምላኽና መንገዲ ምርሑና፣፣፣ ።።። ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርኮ ኣሜን ፫። ፣፣፣
@amnaslama4484
3 жыл бұрын
አሜን🤲🤲🤲አሜን🌹🌹🌹🌹አሜን ዝማሬ 🌻🌻🌻🌻መላኣክት ያስመዐልና❤️❤️🤲🤲ዕልልልልልልልልልልልል🌼🌼🌼💐💐💐🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mlat9280
5 жыл бұрын
እእውውይይይይይይ ኣነስ መጨረሽሽኡ ናበይ ይኮን ብናይ ኣለም ተመርርኪከ ኣባ ኣብ ጵለትኩም ዘክክርርኒ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@አፀደጎደፍ
3 жыл бұрын
አብየት ጌታየ ይቅረ በለና እግዝዮ ማሓረና ጌታየ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😘😘😘😘😘😘💒💒💒💒💒💒💒💒
@ፈቃርነኝኤሉ
4 жыл бұрын
እርዳኝ ኣምላኬ ይቅር በለኝ በመንገድህ ልመራ😢
@የመዳሃኒኣለምልጅነኝ-ቘ2ከ
5 жыл бұрын
አባ ብፆለትኩም ሕሰብኒ ስደተይ ኣሕፅረልና
@tahgasshimane
5 жыл бұрын
✝ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክኽቲ የስመዐልና ናይ ቅዱስ ዳዊት ናይ ቅዱስ ያሬድ ዝማሬ ዝተቀበለ አምላኽ ዝማሬኹም ይቀበለልኩም ክቡር ኣቦና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድለልና ንበሩልና✝
@shewitgaltewahdo5271
5 жыл бұрын
ናይ ንስሃ መዝሙር ክዝመር እንዳሃለየ ዕልል ኣይብሃልን መቀረተይ ምስ ሰናይ ይቅሬታ
@newuaq1125
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና 🤲🤲🤲🤲🤲🌿🌿🌿🌿🌿🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
4 жыл бұрын
ኣሜን, 3+💔💔😭😭😭ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓኩም ✝️💒💖🤲🙏💔💔💔😭😭😭ንመለስ እዋይይይ ንሕና ድኩማት ልቦናና ይክፈተልና 💔😭✝️💒💖🤲🙏
@andebrhanteklemariam9739
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኩቡራት ኣቦታት ኣሕዋት እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝማሬኹም ይቀበሎ ናብ እግዚኣብሄር ልብና ሰርና ንምለሰሉ ግዜ ይፍጠረልና ኣፈላላይና ኣጽቢብና ብዓይኒ ፍቕሪ ንረኣየሉ ግዜ ይፍጠረልና ኣሜን።
@tesfalemwedisoni6287
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣኽቲ ይቀበለልኩም ዝማሬ ዳዊት ቅኔ ያሬድ ዝተቐበለ ይቀበለልኩም እግዚኣብሄር ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኩም ይባርከልኩም ጸጋ ኣብርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም።
@waw7753
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏
@tesfalemwedisoni6287
3 жыл бұрын
@@waw7753 መን ኣሎ ዝነብዕ ድንግለይ ኣብ ትሕቴኺ ዝተጸግዕ ! 100%።
@ይነብርዕድለይኣማሪረ
4 жыл бұрын
ንመለስ ናብ ኣምላክና ንመለስ እግዚአብሄር አምላክ ብምሕረትካ ዘክረና
@kesisawetasefazlibanos6078
4 жыл бұрын
ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና። ኣባ... ከምኡ'ውን ክብርቲ ዘማሪት ሓፍትና።ጸጋ የብዝሓልኩም መድሃኔ ኣለም
@tirhastigray1277
2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤😭
@ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ
4 жыл бұрын
ፀሎትኩም ኣይፈለየና ኣቦና እግዛብሔር ናብ ንሳሃ ሞት የብቀዐና👏👏👏👏
@NaTe-ep6be
5 жыл бұрын
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን። ✝✝✝✝✝✝✝ ሎማዓንቲ ዕለት ሓደ ፩/1 ሕዳር 2012 ዓ.ም ናይ እመቤትና ልደት እኮ እዩ፣፣፣፣፣፣፣ እንቋዕ ንእመቤትና ልደታ ማርያም ወርሓዊ ብዓል ብሰላም ብሓጎስ ብደስታ ብራህዋ ብሰናይ ብሓባር ኣብፀሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ናይ እመቤትና ኣማላድነት፥ሰላም፥ፍቅሪ፥በረኸት፥ረዲኤት፥ፀጋ፥ሹሻይ ገፀ በረኸት፥ ፀሎታ ኹሉ ይሕደረና ኣይፈለየና ንዘለዓለም ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣፣ ልዑል ጎይታና እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ይባርኸና ኣብ ዝዘለናዮ ይሓልወና ሰላሙ የብዝሐልና ምሕረቱ ርህራሄኡ በረኸቱ ረዲኤቱ ኹሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣፣ ✝✝✝✝🍇🍇🍇🌾🌾🌾🕊🕊🕊🌻🌹🌺🌷🌸💐🌼🌼🌹🌻🌾🌾🌾🌾🕊🕊🌷🕊🍇🍇🍇✝✝✝✝✝✝🌾🍇
@سلامهالسلوم
5 жыл бұрын
አብምሕረቱይወሰናአሜንአሜንአሜን
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
5 жыл бұрын
ኣሜንንንንንንንን
@hfhcf5142
3 жыл бұрын
አምላኽ ህይ ይቅረ በለለይ🙏🙏🙏
@selamse4654
4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር አቦና ምስ ክቡራት ኣሕዋትና ነዊሕ ዕደመን ጥዒናን ይሃበልና አምላክ
@Fanaasefa-nt6bf
10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤ 2:33
@ናብልብናንመለስ
5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ዛ መዝሙር ሰሚዐስ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ 😢😢😢 ንኣምላክ ኣብ ሽግርና ኢና ንፅውዖ ድኩማት ፍጥረት ብሓቂ 😢 ንመለስ ናብ ልብና ንዝበደልኩኩም ብኮመንት ዘቀየምኩኩም እንተ ሃሊኩም በጃኩም ኣይትሓዙለይ 🙇🙇🙇። ድምፅኪ ኣምላክ ዓዲሉኪ እዩ ንክተመስግንሉ ክብርቲ ሓፍቲ ኣቦና ድማ ከምቱ ብ fb ትምህሩናን ብመዝሙር ትምዕዱናን ኣምላክ ኣብ ልብና የሕድሮ 🙇
@Tseguteklit119
Жыл бұрын
ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም
@mony6482
4 жыл бұрын
እውይ እዚኣ ትሰምዕ ተለኩ ዓለም ይቃብፃ እምላኬ ሆይ ሃምዛ ቆልዓ እዚኣ ክኮን ግበረኒ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ
@فيصلالودعاني-م9ه
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መልኣኽቲ የስመዐና ኣባየይ ኣብ ፀሎትኹም ሕሰብኒ
@dhhehshs7683
4 жыл бұрын
እፍፍፍፍ ካብድካ ዝበልዕ መዝሙር ኦ ጎይታናን መደሐንናን እዮሱስ ኩሮስቶስ የቅር በለና ኦ ኩቡራት ዘማሮ ፀለትኩም ይማላለአና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ኩሉንምርኣይምቅናይምቅናይ
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መልእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይን ኣቦይን ኣህ እታ ኣምላከይ ሓደራካ ብመንገድካ ምርሐና እዛ መዝሙር ምስ ሰማዕኩስ ኩሉ ነብሰይ ኣንቀጥቒጠ
@መኮነንፍረ-ሰላማ
4 жыл бұрын
ኣቦና ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መዝሙር : ስብከት : ተግሳጽ : ምስትያት : ዝኮነት ሓቀኛ መዝሙር ልብኻ ነፍስኻ ግብርኻ ትትንክፍ
@tigigualtigray7047
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ኣየየ ኣነስ ኣበይ እየ ኮን ክኣቱ ብጣዕሚ ልብካ ትትንክፍ መዝሙር እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሓልኩም ብዕድመ ብጥዕና ንበሩልና አቦና ዳኑየይ ኣነስ ክፈትወኪ ምስ ሳሌም መሓዛኪ እመ ኣምላክ ፅላላ ተንብረልክን ፅብቃተይ ንዓየይ ዓበይቲ መምሃራን ኢክን
@rahwanebu1359
3 жыл бұрын
Amen. Amen. Amen. Kale. hiwet. yesmealna. ⛪⛪⛪☝️😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏😢🙏🌺🌻🌺🕊️
@መምህርጆርጆዩመምህረይ
5 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኣምላኽ ኣቦይ ናብ መንገዲ የማን ይምርሓና ኣቦና ከምኡ ድማ ሓፍትና ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የንውሓዮ ኣብ ቤቱ የጽንዕኩም
@tirhashagos5956
4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም አገልግሎት ዘመን ይባርኸልኩም !!
@orthodoxtewahdo2023
4 жыл бұрын
ክቡር አቦና ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።ብሓቂ ዝደንቕ እዩ ንሓቅን ነታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ህዝብም ዝበፅሐኩም ዘሎ መከራ ንፈልጦ ኢና ።አብ ጎንኹም አለና ከምቲ ትብሃልዎ ዘይኮንኩምስ ክምር ንርእዮ ዘለና መንፈስ ቅዱስ ዝመልኦ እዩ ናብራኹም።
@gghh4006
5 жыл бұрын
*_ዝማሬ መላእክት ያስማልን በእውነት አጥንት የሚያለመልም መዝሙር ሀገራችንን ፈጣሪ ሰላም ያድርግልን ቤተ ክርስቲያን ህዝብ ክርስትያን እግዚአብሔር አምላክ ይጠብቅልን አሜን፫_*
@እግዚኣብሄርንኣቡነሰላማዝ
5 жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስማዓልና ኣቦናን ሓፍትናን ፡ ኣበይ ምህላውና ዘዛካክር መዝሙር እግዚኣብሄር ንዝተጨነቁን ንዝሓመሙን ዝፍውስ " መዝሙር " ጸጋ ይሃብኩም ኣቦና ፡ ሓፍትና ኮላይ ጸጋ የብዝሓልኪ እግዚኣብሄር ኣምላከ ኣቡነ ሰላማ ኣሜን
@michaelmehari1053
4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣየ ወ ልብና ተርሩ ካብ እግዚኣብሄር ርሕቅና ይቅረ ይበለልና😭😭😭😭
@ራህዋይምሰበልኩእንድየ
5 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና ኣንብዓትኒ ነብስይ እውን ፍቲሽ
@tigray1221
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤍🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍🕊💒💒💒💒💒💒🕊💒🕊💒🕊💒💒🕊🕊💒🕊💒🕊💒🕊💒🕊💒🕊💒✝️✝️✝️✝️🤍🤍🤍🤍🕊🤍🕊🤍🕊🤍
@ቲጅነኝእማምላክእናቴ
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ይህን መዝሙር ስሰማ እንባየን መቆጣጠር ያቅተኛል ንመለስ ናብ አምላክ ንመለስ
@ሰላምጋልዓጋመ
5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ ኣይካኣልኩን ዝማሬ መላክቲ የስመዓና
@Eilalaa
4 жыл бұрын
Kalehiwet yesmealna aba edmen teanan yhabkum 🙏🙏🙏
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
5 жыл бұрын
ብሓቂ ንመለስ ክቡር ኣቦናን ሓፍትናን ጥዕምቲ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ብዕድመን በፀጋን እግዛብሄር ይሓልወልና
@girmaykahsay6423
4 жыл бұрын
ዝማረ መላእኽቲ የስመዐልና
@ብዕድላጓልትግራይ
3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ኩቡር ኣቦና ከሙኡ እውን ክብርቲ ሓፍትና
@samrusamru4656
4 жыл бұрын
Amen amen amen zemari mlakte yesmalen 🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏
@lemlemberhe98
5 жыл бұрын
አቦና አባ ገረመድሂን ዘስላማ ዕድመኦ ጥዕናን ይሃበልና ዝማሬ መልእክቲ የስማዓልና አሜን
@Fieruz-j4c
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰምኣልና ኣቦና ። ኦ ፈጣሪ ዓለም ኣቦይ ብመገድካ መርሓና 🙏🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@daniyotr6389
3 жыл бұрын
Zmare melaekti yesmealna እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናብ ልብና ይመልሰና ትግራይ ትዕወት
@alxsgery1479
5 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰማዐና ብሓቂ ኣዕፅምቲ ዘለምልም መዝሙር እዩ እግዚአብሔር ናብ ልብና ይምለሰና 😢😢😢😢😢😢
@LgK-vc6ph
5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመአልና ክቡር ኣቦና እግዛብሄር ብፀለትኩም ንሃገርና ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና
@rakifqr
7 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን መዙሙር መላእክቲ የስመዐና👏🎉🎉🎉❤❤❤ልብካ ትትክፍ መዝሙሩ😢😢😢
@jsjdhdhehdhhddu4827
2 жыл бұрын
አቤቱ አምላክ ይቅረ በለና ብመንገድካ ምርሓና😥💔💔👂👏👏👏🤲🤲🤲👈
@hilufbrhane6249
4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዓት ኣብ ትግራይ ትግርኛ መዝሙር ዘየለ እናበልና ኩሉ ግዜ ነሓዝን ነይርና ሕጂ ግን ተመስገን ኣምላኽ ንዓኹም ፈጢርልና ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ጸግኡ የብዘሓልኩም ኩልኩም ሼር ግበርዎ ሊንክ እናገበርኩም ኣብ ጉሩፓት ፌስኩክ ኢሞ መሰንገጀር ዋትሳብ ሓደራ እዛ ቻናል እነዕብያ
@mairyleb9245
Ай бұрын
😢አሜን አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ክብር አቦና እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና ፅጉኡ በርከቱ የብዘሐሎም😢ንመለስ እወ ብሓቂ 🤲🤲🤲🤲
@zainazaina2750
3 жыл бұрын
ኣቤቴይቅረ በለልና ፫
@latelate7938
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዕልና 🙏🙏🙏
@selamseifu1729
5 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ ምላክትን ይስጥልን
@abbaantoniosaboy2077
4 жыл бұрын
Amen Amennnnnnn Amennnnnnn Abona zmare melakt yesmealna
@zerietgebrebrhan8115
4 жыл бұрын
Amen amen amen zmarie melakt yesmalna . Ajona yehwat b hiwet mhlawna wun nemesgno nfetari
@tmnitemha7679
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ኣሕዋትናን እግዚኣሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕና ናይ ኣገግልግሎት ዘመንኩሙ ይብርከልኩሙ
@titigaltigray7359
2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበለልና ኣሜን(፫) ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዝሕ ክቡር ኣቦና ክብርቲ ሓፍትና 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@werox1216
4 жыл бұрын
Kal hawit yesmeolen aben
@merhawitkidanemariam3617
11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብምሕረቱ ይሕሰበና😢😢😢
@sebleekubay-iy1gl
Жыл бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰምዐልና ንመለስ ንመለስ ናብ ኣምላኽ ንመለስ ብሓቂ አዕፅምቲ ዘለምልም ዝማሬ
@MdsjFjdc
Ай бұрын
ኦ ኣምላክ ሆይ ብመገድኻ ምርሐና🙏ቃለ ህይወት የስመዐና እግዝብሔር ኣምላክ ፅግኡ የብዘሐልኩም 👏👏👏❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@esuesu1808
2 жыл бұрын
ዝማረ መላኣክቲ የስማዓና ኣቦይ ምዓረይ ሓትያትና ገዲፍካ ታዓረቀና
@hanieritrean933
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና and ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም 🙏🙏🙏🙏
@hgbc5530
4 жыл бұрын
ኣሚን ኣሚን ኣሚን
@ከሆነይሆናልካልሆነኣይሆን
3 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና 💒💒💒🙏🙏
@አምቼ1961
4 жыл бұрын
አሜን ንመለስ ኣብ ኣምላክና
@እመብርሃንክብርትናትኣምላ
5 жыл бұрын
*አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና* ኣነስ ባሕሪ ከብደይ ምኽኣል ስለዝኣበየኒ ከይተገበኣኒ ናብ ሕቶ እየ ክኣቱ ኣነ ኣዝየ ሓጥእ ስለዝኾንኩ እየ ግን ኣብ ትሕቲ ዱካ እግሮም ኣባየ ኣባ ገብረመድህንን አብ ትሕቲ ዱካ እግሪ ኣባየ ኣባ ወለደ ሰላማን ቀሪበ ክመሃር እኳ ኣይገባኣንን ግን ኣብ ትሕቲ እቶም ካብ ኣቦታትና ኮይኖም ዝተመሃሩ መዘመራን እኔዉ ኣነ ናቶም ባርይኦም ክኸውን እውን በቃ ዘይበቅዕ ኮይነ እህ ዋይ ኣነ በቃ ስለስጋይ ድኣ ክብል ክነብር 😭
@ER-vi8pd
5 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓና እግዘኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@kidanetsegay970
5 жыл бұрын
ኣቦናን ሓፍትናን ኣላኽ ጸግኡ የብዘሐልኩም ዘማሬ መላእክት የስመዓልና
@amienrussomrussom4428
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ኣባታችን ናይ በሓቂ
@embaynesh8553
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ኦጎዮታ ይቅረ በለልና🙏
@ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ
3 жыл бұрын
ቃል መዝሙር ኣምላኽ ይስምዕና 😭😭😭😭🤲🤲🤲🤲🤲
@tsegagalgery7649
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም ፍትዋተይይይይ 🌹🌹🌹💞💞💞💞👏👏🙏🙏🙏❤❤❤
@mrim222
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና ቡሩካተይ ግና ሓደራ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢልኩም ፀሓፍዎ ኣብ ላዕሊ ማለተይ መናፍቃን መዳናገርቲ ስለ ዘለው እየ ። ፀጉኡ የብዘሐልኩም ቀፅልሉ ብትግርኛ መዝሙር
@marteasefa2234
4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን በእግዚአብሔር በአማርኛትጉምልን
@berhanenegede792
3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@richyewkroljrichyewkrolj3294
5 жыл бұрын
Amen amen amen zmare kal hiwet yesmeana abona edmen tenan yhabelna
@wedikeshi5191
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmariye malaekt yesmalna🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒💒🙏🙏🙏💒💒🙏💒🙏🙏🙏🙏💒🙏🙏🙏💒🙏💒💒💒🙏🙏💒💒🙏🙏🙏💒💒💒🙏💒🙏🙏🙏🙏💒💒🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
@hiwethaylay6952
4 жыл бұрын
Amen❤ amen❤ amen❤ Zmare melaekti yesmealna egzabher nabeu knmles haylu fkadun ysdedelna nkukatna
@meazygaltigray2892
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወይት የስመዐና ክብረ ኣቦና
@biniammsgna7132
3 жыл бұрын
ኣሜን (3) ዝማሬ ዳዊት ቅነ ያረድ ዝተቀበለ ኣምላክ ዝማረኩም ይቀበለልኩም ጸጋ ኣብ ርአሲ ጸጋ ይሃብኩም ናይ ዘበን ኣገልግለትኩም ይባርከልኩም።
@SaddsCZx
7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ናብ ኣምላክ ንመለስ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኣቤቱ የንቡርኩም ኣቦታትና ኣሓትና 🍃
@abebagrmay2619
2 жыл бұрын
ኣሜንንኣሜንኣሜን ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዐና
@youhalayyouhalay4416
4 жыл бұрын
*ዝማሬ መላእክትነ ያሠማልን ጸጋዉን ያብዛላችሁ*
@tesfalemghebreslasie8627
3 жыл бұрын
ማሬ መልእክት የስመዐልና
@rahelt8161
4 жыл бұрын
Amen amen amen zemari melak yesmilna abona haftenan
@arsuselama5698
5 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣክት የስማዓልና
@ነበለትሽኮር
2 жыл бұрын
ዝማሬ መልኣኽ የስመዓልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ሓቀኛ ንስሓ ይዓድለና እግዚአብሔር አምላኽ
@delinasirak4960
4 жыл бұрын
ዝማሬ መላአክት የስማኤዕልና ኣባ
@samera7043
4 жыл бұрын
እእውዉይይይይይይይይይይይ ኣነሰ መጨረሸሸኡ ናበይ ይኮን ብናይ ኣለም ተመርርኪከ ኣባ ኣብ ጵለትኩም ዘክክርርኒ 😭😭😭😭😭😭😭😭
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
4 жыл бұрын
ዝማሬ ማለእኽቲ የስመዓልና ክቡር ኣቦናን ሓፍትናን
@CleMobile-ki2mu
Жыл бұрын
ቃል ህወት የስምዓና አቦታትና🙏🙏🙏😭😭😭😭
@familienegash331
4 жыл бұрын
ኦ ኣምላክ ስለቲ ዘይነጽፍ እልካ ይቅረ በለልና 😭😭😭 ዝማረ መላእቲ የስማኣልና ክብራት ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሜን
@zufanhadush3615
4 жыл бұрын
ኣየ ወ ሰብ ድኩም ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ናብ ልብና ንመለስ ፍጣሪ ይሓግዘና
@brhang6873
4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብፀሎትኩም ይማላለአና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@ዮርዲየድንግልማርያምልጅነ
5 жыл бұрын
እልልል ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ናይ ብሓቂ ዘስቁንቁነካ መዝሙር እዩ እፍፍፍ ኦ አምላክ ከም በደልናን ሓጥያትናን አይትርአ ከም ምህረትካ ጠምተና
10:55
ተለመኑና ሓድሽ ናይ ትግርኛ መዝሙር ዘማሪ ኣባ ገብረመድህን ዘሰላማ ብምኽንያት ቫይረስ ኮረና ኮቪድ-19 ዝወፀት ሓዳሽ ናይ ትግርኛ መዝሙር
Aba Gebremedhn zeselama
Рет қаралды 131 М.
17:33
Breaking ኤርትራ ስምምዕ ኣልጀርስ ጥሒሳ ኣላ መንግስቲ ኢትዮጵያ ስጉምቲ ይውሰደላ፣ ኤርትራውያን ድሮን ሰሪሖም፣ ባሻር ፋላማይ መግለጺ december 16
ZENA TIGRIGNA
Рет қаралды 14 М.
00:41
🤔Можно ли спастись от Ядерки в Холодильнике ? #shorts
King jr
Рет қаралды 6 МЛН
00:32
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
Family Games Media
Рет қаралды 55 МЛН
00:20
😯 Подарила сыну БМВ, но не ожидала такой реакции на машину! | Новостничок
НОВОСТНИЧОК
Рет қаралды 6 МЛН
00:53
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
超人不会飞
Рет қаралды 15 МЛН
6:01
"ኣብዚ ሕሸኒ" ZEMARI DAT/ BISRAT KIBROM WITH ARTISTS NEW ERITREAN MEZMUR ABZI HSHENI @datlove
HIRUT TV
Рет қаралды 146 М.
29:51
ናይ ድቃስ ጸሎት
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1 МЛН
6:44
ይኽበር ይመስገን ............. ዘማሪ ኣባ ገብረመድህን ዘሰላማ
Aba Gebremedhn zeselama
Рет қаралды 300 М.
1:00:37
ኣባ ገብረመድህን ዘሰላማ /እምነት ወስኸልና / Aba Gebremedhn Zeselama
Aba Gebremedhn zeselama
Рет қаралды 8 М.
6:35
ተመሊሰ ሓድሽ ልቢ ዝማርክ ትግርኛ መዝሙር ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ New Tigrigna Orthodox Mezmur 2023
ዘማሪት ሔዋን ገ/ኣነንያ | Zemarit Hewan G/Aneniya
Рет қаралды 1,4 МЛН
19:56
ስነ ጥበባውያን ምስማዕ ኣብዮም Tewahdo zebeaman 208093479 bank of Abyssinya
Tewahdo zebeaman
Рет қаралды 33 М.
19:22
ንግሆ ንግሆ ካብ ድቃስካ ምስ ተንሳእካ ዝስምዑ እኩባት መዝሙራት @medloteamin
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 74 М.
10:58
" ውግእ ተኣዊጁልና ኣብ ሓደጋ ኣለና ሰራዊት ብልጽግና ብህጹጽ ርድኡና!"
AAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 4,3 М.
16:43
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur Adena mariam
Enda - Amlak
Рет қаралды 12 М.
1:05:46
Aba Gebremedhn Zeselama Sbket Tigrgna VCD 3 አባ ገብረመድህን ዘሰላማ ስብከት ትግርኛ ቁፅሪ 3
Aba Gebremedhn zeselama
Рет қаралды 35 М.
00:41
🤔Можно ли спастись от Ядерки в Холодильнике ? #shorts
King jr
Рет қаралды 6 МЛН