ንመኖም ተፍቅሪ | Nmenom tefqri | Eritrean Song | Yowhannes Tquabo (Wedi Tikabo) | ዮውሃንስ ትኳቦ

  Рет қаралды 384,324

Ziemana

Ziemana

2 жыл бұрын

Eritrean Music by legendary singer, kirarist and song writer #Yowhannes Tquabo
Subscribe and more content is coming soon
Unauthorized use, Re-Uploading & Distribution is Strictly Prohibited.
© Ziemana Entertainment. All Rights Reserved.
Facebook: / eribromosstick
#EritreanMusic #TigrignaMusic #Eritrea #ኤርትራ

Пікірлер: 461
@Asmirey1995
@Asmirey1995 Ай бұрын
Wedi tkabo demey wala shih gzie metkelna bebeynu ykun kemaka giere abzi alem ziamnelu derafay yelen love u so much❤
@user-gp3rn6xn9e
@user-gp3rn6xn9e 27 күн бұрын
Behaki wedi tkabo zeydgem derafay
@geneamha7584
@geneamha7584 26 күн бұрын
Myshyzbka kun ! Aytfrah ! Wedi Tykabo Meanta Qorets ! Wedi Hyzbi!!
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet Жыл бұрын
ባሕረ-ልሳን ባሕረ-ጥበብ ፍላስፋ ጠቢብ ወዲ ትኳቦ
@robelkahsay7144
@robelkahsay7144 Жыл бұрын
💕🎵🎵ኩሉ ይብህገኪ ስሌኺ ኣሽሓት ይወድቁ ሕቕፎኺ ብሂጎም ካብ ርሑቕ ይመጹ ኣባኺ ይሞቑ ንሓዋሩ ዝኸውን መሰረት የንብሩ ይነድቁ ቅናትኪ ከይፍታሕ ምስጢር ናይ ከርስኺ ስሌኺ ይሃልቁ ኣነ'ውን ከምኣቶም..... እንታዩ ንገርኒ ባህታኺ ድላይኪ ክኸውን ዊንታኺ ከምዝማማኣኪ ሃሰው ኢለ ኣናድየ ........................ ገለ ዝዳረግ ምሳኺ ዋላኳ ኣይረኸብኩን ኣመና ረዚን ዩ ፍቕርኺ ምሁር 'ያ ተፍቅር ሰሚዐ ፊደላት ክጽብጽብ ወፊረ ካብ ብርዐይ ቀለማት ኣንቢዐ ከተፍቅርኒ ኢለ ሃሪረ መዝሙር ያ ተፍቅር ሰሚዐ ጎሮሮይ ከስሕል ጨዲረ ናብ እምባታት ወጺአ ግዒረ ከተፍቅርኒ ኢለ ሃሪረ ሓረስታይ ያ ተፍቅር ሰሚዐ ኣንጊሁ ዝወፍር ናብ ግራት ንመሬታ ወትሩ ዘልምዕ ቆፎኣ ዝመልእ ዘኻዕብት ሃገረይ...................💕 ንመን ተፍቅሪ ሃየ ንገሪ ምስኺ ፍቅሪ ኣለዎ ክብሪ ምሳኺ ፍቕሪ ኣለዎ ክብሪ ናትኪ የ ' ቲ ኣነ: ናትካ'የ በልኒ ኣብ ስጉሚ ፈለማይ ኣደላድልኒ ማህደርኪ ገንጽሊ ጸሓፍዮ ስመይ ኣኽሊል ናጽነትኪ ይወቀጥ ብደመይ ማህደርኪ ገንጽሊ ጸሓፍዮ ስመይ ኣኽሊል ናይ ዶባትኪ ይወቀጥ ብደመይ ሃገረይ...................💕 ንመን ተፍቅሪ ሃየ ንገሪ ምስኺ ፍቅሪ ኣለዎ ክብሪ ምሳኺ ፍቕሪ ኣለዎ ክብሪ ሓላዊ ጥሪት ጓሳ'ያ ተፍቅር ሰሚዐ ጓጉቱ መሊኡ ንዘስትያ ጸባ ሃዳናይ'ያ ተፍቅር ሰሚዐ ክቡር ቆርበት ጌሩ ካባ ዝድርባ ብኽንቲት ዘወቅባ ሓኪም'ያ ተፍቅር ሰሚዐ ወትሩ ዝሕብሕባ ዝፍውሳ ልባ ሸኽ ቀሺ'ያ ተፍቅር ሰሚዐ ወትሩ ዝባርኻ ዝጽሊ ስሊኣ ደው'ኢሉ ከም እምባ ጅግና'ያ ተፍቅር ሰሚዐ ዝያዳ ልዕሊ ኹሉ'ወ ሓለፋ እቲ ምንታይ ኣብ ሕቑፋ ዝነብር ትሕቲኣ ዝብጆ ምንጻፋ ሃገረይ.......💕 ንመን ፈፍቅሪ ሃየ ንገሪ ምሳኺ ፍቕሪ ኣለዎ ክብሪ ኣለዎ ክብሪ ናትኪ'የ ቲ ኣነ ናትካ የ በልኒ ኣብ ስጉሚ ፈለማይ ኣደላድልኒ ማህደርኪ ገንጽሊ ጸሓፍዮ ስመይ ኣኽሊል ናጽነትኪ ይወቐጥ ብደምይ ሃገረይ........💕 ብንዋት ብጉልበት ብጥበብ ብፍልጠት ቅርሲ ዝሓለፉ ንመጻኢ ሰረት ንእሽቶ ይኹን ዓቢ ሃገረይ ባሃሊ ምፍቃረይ ንዓኺ ይፈለጥ ብዕሊ ሃገረይ ንመኖም ተፍቅሪ? ሃየ ንገሪ ምሳኺ ፍቅሪ ኣለዎ ክብሪ ሕመረት ፍቕርኺ ውሽጡ ዝበርበሩ ሰሚዐ ብዓውታ ምኡዝ ክዝምሩ ምጻሩ ሲኢነ ፍቕርኺ ረዚኑ እቶም ትመርጽዮም ከመይ'ኮን ይኾኑ? ፧ ሃገረይ.......💕 ንመን ተፍቅሪ ሃየ ንገሪ ምሳኺ ፍቕሪ ኣለዎ ክብሪ 💕🙏
@senafehakirurabsolutelyrig4269
@senafehakirurabsolutelyrig4269 Жыл бұрын
Thanks
@loveumom8428
@loveumom8428 Жыл бұрын
Great ❤
@merhawitmengs5520
@merhawitmengs5520 Жыл бұрын
❤❤❤
@feqri
@feqri Жыл бұрын
Bra jobb
@beletseasgedom1132
@beletseasgedom1132 5 ай бұрын
Great❤
@z1zz954
@z1zz954 Жыл бұрын
ማዕረይ እምበር ልዕለይ ትፈትዎ ን ጆን ይህሉዶ ይከውን፡ love u ወንጌል ጥበብ ሃንሰይ
@tesfaEri-music8642
@tesfaEri-music8642 Жыл бұрын
ን ኤርትራ ኩሉናን ምስ ኩሉ ሞያናን ነድልያ ኔርናን ኣለናን ብፍላይ ከማኻ ኣርካናት ጥበብ we love you
@user-mu8ns6mv4r
@user-mu8ns6mv4r Жыл бұрын
ደንበ ተቃውሞ ከምዝተጸበኻዮ ኣይኮነልካን በዚ ዘለናዮ ዝወርደካ ሓዘን ማዕረ ክንደይ ምኻኑ ግን ዝርደኣና ውሑዳት ኣይኮናን ሞ ኣጆካ ዓወት እንተተረፈ ሰላም ዝሰፈኖ ሕልና ወይ ውሽጢ ከምዝህልወካ ኣይጠራጠርን የ ።
@susugidey8571
@susugidey8571 Жыл бұрын
We need to support him but he is in his peoples heart ❤️
@wedshabya1559
@wedshabya1559 Жыл бұрын
@@susugidey8571 entay agatimuwo diu
@susugidey8571
@susugidey8571 Жыл бұрын
@@wedshabya1559zegatemo neger yelon
@mosikasta4245
@mosikasta4245 Жыл бұрын
Ewe yake wedi tkabo mhands tbeb flasfa halu dea eskas derftatka ab meamuk lbi u deati nay kedem ykun nay hji mermari tbeb eika
@mulueabrhaley2441
@mulueabrhaley2441 Жыл бұрын
ኣቦ ግጥምን ዜማን ንእቶ ባሪያ
@ove6164
@ove6164 Жыл бұрын
ዛ ደርፊ ኣብ 2022 ድሕሪ ዓወት ንሓመዱ ጊሰን ወሪዳ ሰሚዐያ፡ ሕጂ 2023 ከኣ ድሕሪ ዓወት ንሓመዱ ጊሰን ይሰምዓ ኣለኩ።🎼💙 ወዲ ትካቦ🤝መንእሰይ💎💚
@selamhagos6733
@selamhagos6733 Жыл бұрын
Me too
@freedom1566
@freedom1566 10 ай бұрын
N Erirean eyu derifuwa gn eko. nTgray aykonen. Mdngar keyfter ele'ye 😉
@hermonmeasho6778
@hermonmeasho6778 10 ай бұрын
@@freedom1566 nska ika tedenagirka zeleka nebsi :)
@user-yx5oi3xn8j
@user-yx5oi3xn8j 8 ай бұрын
2000 ግዜ ቁልዕነተይ ኣዘኪራትኒ
@wintayehdego2559
@wintayehdego2559 4 ай бұрын
አብአ አላትካ.ክክክክክክክክክ !! አየናይ ዓወት እዬ ?
@girmayberhane3708
@girmayberhane3708 Жыл бұрын
ንውድ ትኽቦ ክግልጾ ድልስ ቅላት ስእነሉ 🥰🥰🥰🥰 እንቃዕ እስክስ ምስ ህዝብኻ ኮንካ
@fikadutsehaye6376
@fikadutsehaye6376 Жыл бұрын
ወድ ትካቦ ፍርያትካ መዓልቲ ሓልያ ኣብ ጀርመን ተጋዊሓ
@Abrahamweid291
@Abrahamweid291 Жыл бұрын
ወዲ ትኮቦ ካብ ስሑል ጎሮርኡ ግጥሙ ካብ ስጡም ግጥሙ ላዛ ዜምኡ መግለጺ ዘይርከቦ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@tekiegoitom6921
@tekiegoitom6921 Жыл бұрын
እዛ ደርፊ ህያብ ትኹነለይ ን ብርጌድ ንሓመዱ
@mehawihagos7860
@mehawihagos7860 Жыл бұрын
ን ህዝቢ ኤርትራ
@josiwedibaba3671
@josiwedibaba3671 Жыл бұрын
ንደለይቲ ፍትሒ እያ ትሕቢ የኣክ
@saronzeru5000
@saronzeru5000 Жыл бұрын
Ya naybhaki
@EritreanKing007
@EritreanKing007 20 күн бұрын
Zehizin iyu, kab jiggna nab Tigray tisiir/Adgi-Nihamedu. Eritrea ti niber nizelalem 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zemenzemen67
@zemenzemen67 Жыл бұрын
ወዲ ትካቦ መድሃኒት ልቢ ባሕሪ ጥበብ ❤🥰
@WediMeretaSebene
@WediMeretaSebene Жыл бұрын
I love wedi tkabo’s music 🎵
@berie7242
@berie7242 Жыл бұрын
በርጌድ ንሓመዱ! ዓወትና ብቕልጽምና!💪💪
@Drar18
@Drar18 Жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ኣብ 2008ን-7ን ኣቢሉ ዩ ኣብ መድረኽ እናደረፈ ከሎ ሓደ መንእሰይ ደይቡ ክሓቕፎ ይደሊ ሞ ኣብቲ መድርኽ ከኣ ሓደ ብጭካኒኡ ዝፍለት ፖሊስ (ኣብ ዓረዛ)እናገረፈ ከውርዶ ረኣየ mic 🎤 ዓጽዩ ብድሕሪ ዚ ወዲ ትካቦ ብጭካነ ናይቲ ፖሊስ ስለ ዝሓረቐ ምስቲ ፖሊስ ተጋባገበ እሞ በትሪ ንኽገድፍ ዩ ተነጊሩ መስሎኒ እቲ ፖሊስ ብድሕሪኡ በትሪ ኣውዲቑ ሰብ ዝበሃል ከይሃረመ ብሰላም ኣምሲና ይብሎኩም። ኩሉ ግዜ ንዓመጺ ዝይድግፍ ዝነብር ዘሎ ጅግና !!!! ዕድመ ማትስዋላ ይሃብካ ጅግናና...!
@sunlight648
@sunlight648 Жыл бұрын
Bhaki dika tzareb zeleka Drar Dinni Please tegediska meseley!!!
@user-pn9bq1de7z
@user-pn9bq1de7z 3 ай бұрын
Wedi Tikabo jigna bejaka kab teqawmo wxae ❤❤❤
@eskendertewolde9746
@eskendertewolde9746 3 ай бұрын
Wide amebas we need you back reality the past is past. You are heroes ❤️ I wishe to see you 2024 Indpandant day get together in Dallas. Coach Alex 👍
@lsanaewaflyrics457
@lsanaewaflyrics457 Жыл бұрын
ፍላስፋ ወዲ ትካቦ ኣቦ ጥበብ 👑❤
@paulmeksonone949
@paulmeksonone949 Жыл бұрын
🥺🥺 ja ናፍቅናኻ ኾ ንጉስ ጥበብ አቲ አንኾ ንወዲ መድህን በራድ ኣብ ቕድሚኡ ሑሱም ምኻኑ ዝነገሮ. ይገርመና'ሎ, ከምኡ'ዩ ዘሎ ትወረ, ፍቅሪ ታሲሩ, ብፉሉይ አበር ዳርጋ ኣብ ኩሉ ሐደ ክፋል ግድን ኣሎ ሓቀኛ ተባዕ ንህዝብና ብጉብእ ዝፈልጦ ፍቅሪ ሃገር ዘለዎ ብፍሉይ ናዓይ ግን ምስ ተፈትሮታት & ነገራት ክግደስን ፍቅሪ ክሓድረኒ ገርካኒ አኻ አታ ኣባይ ወርሒ ርግቢት መሮር ርግቢት ሞሮር ኻ ዋይ ለዋህ ካብ ቀደማ ፍጹም በደል ኣልቦ ያ ናይ ሰማያት ግርማ ኣብነት ቃልኪዳን ክንሳ አታ ናይ ሰላም ኣርማ ብወንሽፍ ትሕደን ዋይ ክካዖዋ ደማ ኣነ ግዳ ካብ ሰብ ሰብ ዝወለደኒ ካብ ኣዳም ዝጸንሐ ሓጥያት ዘለኒ,,,,, ኩናት ይሓሲ እበር ኮቶ ነጥብ ኣይረክብን: ኩናት ፍቅሪ ድንጋጸ ስለምንታይ ዝብሉ ኣብዛ ደርፊ ኣለዉ 🥰🙏 ናተይ ንጉስ ጥበብ ካብ ኩሉ ወሎዶታት 🥰👑🙏
@teklitrussom
@teklitrussom Жыл бұрын
My hero legende ✊✅💪📚 Ngus tbeb
@mussietn1966
@mussietn1966 Жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ያሬዳዊ 💚🖤
@user-bj9th8is7z
@user-bj9th8is7z Жыл бұрын
ስርሒት ናይ ሎሚ ደርፊ ኣብ ጀርመን ዙር ንሓመዱ
@xuruyeritreawi1718
@xuruyeritreawi1718 Жыл бұрын
Dekit Wedie dikala tegaru kumal moytatkum ya ya kfnfnekum meat ye
@user-bj9th8is7z
@user-bj9th8is7z Жыл бұрын
@@xuruyeritreawi1718 ማሙሽ ሸንካ ደቅስ ክክክክ
@hermongebremichael3903
@hermongebremichael3903 Жыл бұрын
@@xuruyeritreawi1718 eway risi koynwa riska nisa terah ya thasb anxar eti kab adina asdduna zelo srat sle ztgazus tgray ybhal u thizn
@starstar9017
@starstar9017 Жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ኣርማ ጥበብ ኣቱም ሰባት ሃገርና ናፊቅና ማዓስ እና ሓቢርና ክንምለስ ንስርዓት ህግደፍ ዳፋ ንእተዎ ንሕና ከም ንስዕር ጥርጥር የብለይን ንክድ ንዓዲና
@Girmay90
@Girmay90 Жыл бұрын
Kokob Eritreana Wedi tkabo❤🇪🇷
@efremtesfai1743
@efremtesfai1743 20 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤ ወዲ ትኹል ኣርካን ገድሊ
@samigosb8538
@samigosb8538 Жыл бұрын
ሃገሩ መን ከምዘፍቅር ሎሚ ዕለት 20•08•2022 ኣብ ከተማ ጊሰን ኣመስኪሩ ኢዩ ምንእሰይ ብርጌድ ንሓመዱ ፈታዊ ሃገሩ ሃገር ኣፍ ኣውጺኣ ን ናይ ሕማመይ ኢየ ዘፍቅር ክትብል ኢያ
@luel8814
@luel8814 Жыл бұрын
ሃገሩ ዘፍቅር ናይ ካልኦት ሓሳብ ዘኽብር እዩ. ሃገሩ ዘፍቅር ካብ ጸቢብ ኣተሓሳስባ ወጺኡ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ዘማዕብል እዩ. እምኒ ድርብይ ዉዒልካ እሞ ከአ አብ ዝማዕበለ ሃገር ብቱካቦ እንዳነበርካ. ዘሓፍር እዩ.
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Жыл бұрын
@@luel8814 ብህገደፋዊ ሕጽቦ ዝደንዘዘ ኣተሓሳስባ !!
@wegihuyemane2469
@wegihuyemane2469 Жыл бұрын
ጥስጡስ ዓጀውስ ዝሃርም እሞ ዘይ በለ ወዲ ትካቦ ብሓደ ልብያዊ ተኮብኪብኩም መጺኩም ዓጀውስ ክትሃርሙ ኣምሲኩም ኢንዓልኩም!!
@samigosb8538
@samigosb8538 Жыл бұрын
@@luel8814 ቻ በሎ ንዓወሽ በሎ ኢልኩም ትደርፉ ንስኩም ደይኮንኩምን ንሕና ከኣ ቻ ኢና ኢልናኩም ሳእኒ ህግደፍ መዓረይ
@nolawi30com88
@nolawi30com88 Жыл бұрын
@@luel8814 ሓሳባት ምኽባርንዘይፈልጡኸ?ንሳባት ዘይኽብር ዘምልኹ ኸ?ብኸመይ ከስምዖም?ኢቲ ኣይኮነም ንሓሳበይ!ከኽብር፡ሓሳብካ/ሓልምካ!እንዳበለ ዝቅፍድ!ዘምልኹ!በይን መገዲ ከስምዖም!ኢታ ዓቅሚ ኣዳም ዝኣኸለ!እሞ፡ንስድራይ ወድኹም ኣምጽኡ እንለ ዝቅፍድ ዘምልኹ !በየናይ መገዲ ክሰምዑ ኢታ ከይማሃር እንቨርስቲ ዓጽዩ ኮሎጅ ናይ ወተሃደራት ዘፍሪ እሞኻኣ ህጋዊ ዘይኮነ!በየናይ እሞ ክገልጾ!ስለዚ ንዓኻ ይገድፎ?
@berbere4478
@berbere4478 Жыл бұрын
እዛ ደርፊ ድሕሪት መሊሳትኒ ዘኪረ ተደናፊቀ ንብዓተይ ወረር ወረር ኢሉ , , ኣሕ 😪😥😢😭😰
@Show-us4gb
@Show-us4gb Жыл бұрын
ንጉስ ነገስታት🦁👑 ወዲ ትኻቦ ዓይነይ 🥰
@habtombeyene4747
@habtombeyene4747 Жыл бұрын
Etay emo eye kibel kulu eyu elwo memhr sne tbeb 👏👏👏💪👍✌️❤️❤️❤️
@Miaphysite3
@Miaphysite3 Жыл бұрын
ዘኽብረካ ኣፍ ህዝቡ ወዲ ትካቦ ደርፍታትካ ኣብ Spotify 🎶 እንተ ትጽዕነልና ክንደይ ምበለጸ ብ ኣውድዮ ክንአሰምዖ ንኽእል የለናን ኣብ Spotify ደልየ ሲእነዮ ኩሉ ደርፍታትካ
@eriglass1326
@eriglass1326 Жыл бұрын
Every time i heard this song my heart melt thanks for this beautiful joni 🇪🇷🙏❤️
@genetasefa8268
@genetasefa8268 Жыл бұрын
Orginal music NERTRA Eritreawin Zwkl derfi ab demka zatu
@josijosy9650
@josijosy9650 Жыл бұрын
😢hagerey telima fthi abya mkkber keliatni telimatna wdi tkabo eshnetn megzati hamasenn kebidu
@Denbefethiapp
@Denbefethiapp Жыл бұрын
Wedi tikabo nugus medrek we love you 💙 from berged nehamedu 💙
@letumeksen2831
@letumeksen2831 Жыл бұрын
Nmen eki tefkiri nberged nhamedu 👍👍👍💪🏽💪🏽
@EritreanKing007
@EritreanKing007 20 күн бұрын
Adgi-Nihamedu Donakur xere Eritrea. Baal Tigray tisiir
@hadishmahari8
@hadishmahari8 Жыл бұрын
ኣቦ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@mengesgebreab9446
@mengesgebreab9446 Жыл бұрын
My favorite song in my childhood. ❤️❤️💪💪💪
@nahomtesfay1892
@nahomtesfay1892 Жыл бұрын
ማዓስ ተሰሪሓ እዛ ደርፊ 2002 እያ ሓቀይ
@mengesgebreab9446
@mengesgebreab9446 Жыл бұрын
2000 eya msleni 🤷‍♂️🤷‍♂️
@Senicho
@Senicho Жыл бұрын
wedi tkabo abo haki the one and the only abo fthi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wediinebii4117
@wediinebii4117 Жыл бұрын
Wediii tkabo king abo haqi
@simonmikeal3474
@simonmikeal3474 Жыл бұрын
Hagerey nmenom tefkri
@lulrbahri
@lulrbahri Жыл бұрын
ናይ ኩሉ ግዜ ብልጽቲ ዜማና🇪🇷❤💚💛💙
@ghirmaydebsh1730
@ghirmaydebsh1730 Жыл бұрын
Semiekayo zey mno
@EmaShow
@EmaShow Жыл бұрын
ወዲ ትኮቦ ወዲ ህዝቢ !
@fthawibrhane7053
@fthawibrhane7053 Жыл бұрын
Yowhans Tkabbo. ሃገራዊ ደርፍታትካ ዕሙቀት ዘለዎም፥ መስጥን ገለጽትን እዩም። እዛ ደርፍካ ካብ ህጻንነትየ እየ ድሰምዓ ኔረ። ፍሉይ ዝክሪ ኣለኒ ምስ ዛ ደርፊ ብፍላይ።
@berhaneberhe2724
@berhaneberhe2724 Жыл бұрын
Wedi tikabo a living legend 🙌 👏 ❤️ ✨️ 💙 🙏
@user-yx5oi3xn8j
@user-yx5oi3xn8j 7 ай бұрын
ቱኳቢኖ ኣንስ ኣብታ ናተይ ናይ ብሉጻት ሰነድ ኣርካናት ደረፍቲ ኤርትራ ምስኦም መዝጊበካ ኣለኩ የማነ ባርያ ኣብራር ዑስማን ኣብርሃም ኣፈወርቂ ዮውሃንስ ትኳቦ
@ariamtek986
@ariamtek986 Жыл бұрын
Ms gtma eba tzergihalna pls ❤️❤️❤️
@alexanderberhane436
@alexanderberhane436 Жыл бұрын
We need more songs like this
@MegaBirhan
@MegaBirhan Жыл бұрын
Zaytebeli zema! Hagerawit mezmuer! Love u wedi Tekabo
@michaelatekle6073
@michaelatekle6073 Жыл бұрын
Abey philosopher, artist, wenam, gigna entay ke yigodleka. Amlak edmen tienan yihabka burukey ❣️
@meleymeley8215
@meleymeley8215 Жыл бұрын
Ma hero welcome 💓💓💓💓
@michealwelderufael6165
@michealwelderufael6165 Жыл бұрын
U are the source of art. We ❤you.
@barkagash8639
@barkagash8639 Жыл бұрын
I have no words for this music ❤😊!
@wdysdinho5817
@wdysdinho5817 Жыл бұрын
ኣቦ ግጥሚ ኣቦ ዜማ
@user-lf6yn3ef9r
@user-lf6yn3ef9r Жыл бұрын
ሃንሰይ ፍላስፋ👑 ንበር ክበር ወዲ ሓላል ሃገር!!!
@user-ys3ff9yo2h
@user-ys3ff9yo2h Жыл бұрын
የውሃንስ ትካቦ ጅግና ኢካ ካልእ እንተ ኢለካ ከይ ንእሰካ❤❤❤❤❤
@johnbujohn3553
@johnbujohn3553 Жыл бұрын
I love ❤️ your song wedi tikabo appreciate
@oneofakind3231
@oneofakind3231 Жыл бұрын
Wadi Tekabo THE LEGEND love you buddy
@ziadahaile9074
@ziadahaile9074 Жыл бұрын
I love Wedi Tikabo’s songs
@user-rp5vw4vm6g
@user-rp5vw4vm6g Жыл бұрын
Merhaba kubur seb abo haqi abo tibeb wedi tkabo kulu gizye ktkebir eka
@hawashaitsawa1442
@hawashaitsawa1442 Жыл бұрын
Wedi VIA Negeli proud of you brother
@danielhayelom8913
@danielhayelom8913 Жыл бұрын
Ohhhh wedi tkabo i love this music you are legend..
@samsungsdaniel4708
@samsungsdaniel4708 Жыл бұрын
God be with you Wedi Tikabo! We love you from our hearts 💕
@mulugetaandetsen9285
@mulugetaandetsen9285 Жыл бұрын
ንጉስ ጥበብ የውሃንስ ትካቦ ,ጥበብካ ይሰስን ኣቦ ፍትሒ ኣቦ ሓቂ ብኣካ ሕጉስየ ,ልዕሊ ማንም ከኣ ምስ ንዱሕ ሕልና ትውንን ምካንካ
@ukbitandu1779
@ukbitandu1779 Жыл бұрын
Leader & teacher of art.
@habtomtesfay7433
@habtomtesfay7433 Жыл бұрын
The legend wedi tikabo keep florishing. Thank you for your special work. We love u !!
@wdysdinho5817
@wdysdinho5817 Жыл бұрын
ብ ኣልቡም መልክዕ ተትመጸና ኣእዛና ጽምኣቱ ምረወየ
@mekonenkesete4242
@mekonenkesete4242 Жыл бұрын
ናተይ ጅግና ወዲ ትኳቦ።
@yohannesmebrahtu2792
@yohannesmebrahtu2792 Жыл бұрын
You're hero & legend
@Never_give_up.Never_.
@Never_give_up.Never_. Жыл бұрын
ፍላስፋ, ጅግና, ኣቦ ፍትሒ ንውጽዕ ህዝቡ.....
@samuelyegzaw5925
@samuelyegzaw5925 Жыл бұрын
Fewsi lebey 👏👏👏King nay kulu geze
@tsgaydesta791
@tsgaydesta791 Жыл бұрын
Wedi tikabo Nay behqi artis God bless you my brother
@natishikorshikor9804
@natishikorshikor9804 Жыл бұрын
We love you wedi tukabo . Nhna nhadnetna shet meantana .
@Luck8643
@Luck8643 Жыл бұрын
Wedi TikaboJigna....Ata shukore ❤
@johnsaka7924
@johnsaka7924 Жыл бұрын
Legend🤴🏾🤴🏽🤴🏽🤴🏽🤴🏽🤴🏽 The one and only ❤️❤️❤️
@TIGRINYA449
@TIGRINYA449 Жыл бұрын
በርገድ ንሓመዱ ❤❤❤🗣🗣❤❤❤🗣❤❤❤🗣❤❤❤❤🗣❤❤🗣❤🗣❤❤❤🗣❤❤🗣❤❤🗣❤❤🗣❤❤🗣❤❤🗣❤❤🗣❤❤🗣❤❤🗣❤❤🗣❤❤
@yordanossahle6383
@yordanossahle6383 Жыл бұрын
eway kemzia derfi yelen kisab hiji Wedi Tikabo hawey long live for you my dear bror
@user-ot4ds8gw9o
@user-ot4ds8gw9o Жыл бұрын
ፍላስፋና ናይ ወትሩ ቡሉጽ ከምቲ ትብሎ ባዓልኻ ንዓኻ ኢያ ትፈቱ My Hero ❤❤✅✅
@Dave_loyal23
@Dave_loyal23 Жыл бұрын
Greatest of all time 🐐❤️
@tl2254
@tl2254 Жыл бұрын
Bless you wedi Geez ❤️
@jesuisfierdenoir9430
@jesuisfierdenoir9430 Жыл бұрын
Wedi tkabo legend nber kber Ma fav artists
@dendandendan2091
@dendandendan2091 Жыл бұрын
Legend and philosopher
@hanamussie8187
@hanamussie8187 Жыл бұрын
The king🤴wedi tikabo we love you so much ❤❤❤❤
@simdaan
@simdaan Жыл бұрын
Great Great abta nay qedemna n meles nay hagi dereften derfin Ay geden ayu
@temesgengermay622
@temesgengermay622 Жыл бұрын
Ndelay fthi tefkrr nsu endiu zdeliya delo joni love you
@Robeltk
@Robeltk Жыл бұрын
ኣቦ ጥበብ ወራሲ ባዓል ሕድሪ ወዲ ትካቦ l’m very proud of you
@efremyemane205
@efremyemane205 Жыл бұрын
ሃንሰይ ቅዱሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍላስፋ ስነ-ጥበብ!
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b Жыл бұрын
Wedi tikobo the Patriotic and legend .
@merhawitkue5173
@merhawitkue5173 Жыл бұрын
Living legend ❤❤ Bahri tibeb
@solomonhabte50
@solomonhabte50 Жыл бұрын
Long live wedi tkabo love u !!
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 Жыл бұрын
ልብኻ ዝትንክፍ ደርፊ ወዲ ትካቦ፡ Legend !!!!
@nejatnina7373
@nejatnina7373 Жыл бұрын
Eri mesaki fikiryyy alew kebriii❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️our generation best song
@samson7784
@samson7784 Жыл бұрын
🇪🇷💙King of all time
@mohamedali-bakhit1662
@mohamedali-bakhit1662 Жыл бұрын
My favourite song for all time , makes me cry real , mesakhy feqre alowo khebre hageray 🇪🇷💟 thanks for sharing
@hamakingdom3000
@hamakingdom3000 Жыл бұрын
The King 👑 wedi tkabo ayney♥️🇪🇷✊
@Wedi__Aniki
@Wedi__Aniki Жыл бұрын
Our legend 🙌 🤴🤴🤴
@user-sj2bn6nl5p
@user-sj2bn6nl5p Жыл бұрын
ወዲ ትኻቦ ኣቦ ሓቂ ንቁሕ መንእሰይ
@amanuelghebregziabher2165
@amanuelghebregziabher2165 Ай бұрын
Timeless music. I am proud of eritrean
@EritreanKing007
@EritreanKing007 20 күн бұрын
But he's not unfortunately, he became Tigray tisiir/Adgi-Nihamedu. Telamat....
@JosiBelay-gl9ng
@JosiBelay-gl9ng 15 күн бұрын
​@@EritreanKing007😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
I'm Excited To see If Kelly Can Meet This Challenge!
00:16
Mini Katana
Рет қаралды 31 МЛН
路飞太过分了,自己游泳。#海贼王#路飞
00:28
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 40 МЛН
Schoolboy - Часть 2
00:12
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 11 МЛН
Lehanga 🤣 #comedy #funny
00:31
Micky Makeover
Рет қаралды 24 МЛН
yohannes tkabo(wedi tkabo) - mensey(lyrics/ግጥሚ)
8:03
BETNA Entertainment
Рет қаралды 108 М.
Anti Welelo
7:39
Tekle Kiflemariam Wedi Tukul - Topic
Рет қаралды 35 М.
Tesfaldet Mesfin - Ab Gezawtna - Eritrean Music
8:18
Maeken Bahli
Рет қаралды 252 М.
Eritrean Music Dawit Shilan - Kisab Lomi
8:13
ERIMusic1
Рет қаралды 2 МЛН
Yemane Barya Adey weladitey (ኣደይ ወላዲተይ) With Lyrics
6:31
R-ONE - SENSIZ / СЕНСІЗ (Official Audio)
2:51
R-ONE MUSIC
Рет қаралды 94 М.
IL’HAN - Bir ayda (official video) 2024
4:01
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 249 М.
JAMAL & GANJA, ИРИНА КАЙРАТОВНА & КАЙРАТ НУРТАС - TUN (LYRIC VIDEO)
3:41
ИРИНА КАЙРАТОВНА
Рет қаралды 1,4 МЛН
Nurmuhammed Jaqyp  - Nasini el donya (cover)
2:57
Nurmuhammed Jaqyp
Рет қаралды 795 М.
BYTANAT - ҚЫЗҒАЛДАҒЫМ
2:24
BYTANAT
Рет қаралды 671 М.
Jaloliddin Ahmadaliyev - Erta indin (Official Music Video)
4:32
NevoMusic
Рет қаралды 3,3 МЛН