ንመጀመርታ ግዜ ገዛ ገዛእቲ: ኮንዶሚንየም ፈጺምኩም ኣይትግዝኡ!!

  Рет қаралды 173

Efrem Debesay Real Estate Agent

Efrem Debesay Real Estate Agent

Күн бұрын

ንመጀመርታ ግዜ ገዛ ገዛእቲ: ኮንዶሚንየም ፈጺምኩም ኣይትግዝኡ!!
First time home buyers: Never buy a Condo
1.ልዑል ኤች. ኤ. ኦ. ክፍሊት(High HAO Fees)
2.ገደባትን ሕግታትን (Restrictions and rules)
3.ፍሉይ ገምጋማት ናይ ምግባር ተኽእሎ (Potential for special assessments)
4.ጫውጫውታን ሕጽረት ብሕትውናን (Noise and the lack of privacy)
5.ዋጋ ናይ ምውሳክ ተክእሎን ናይ ምሻጥ ብድሆታትን (Lack of appreciation and resale challenges)
WATCH NEXT
ገዛ ምግዛእ ኣብ 2024: እኹል መምርሒ ንመጀመርታ ግዜ ገዛ ዝዕድጉ - • ገዛ ምግዛእ ኣብ 2024: እኹል መ...
ገዛ ክንገዝእ ከለና እንታይ መዐቀኒታት ክንርኢ ኣለና - • ገዛ ክንገዝእ ከለና እንታይ መዐቀኒ...
ክትፈልጦ ዘለካ ረብሓታት ዋንነት ገዛ - • ክትፈልጦ ዘለካ ረብሓታት ዋንነት ገ...
7 ዕውታት መትከላት ንምዕዳግ ገዛ - • ነዞም ዝስዕቡ መትከላት ብምኽታል ና...
ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ መስርሕ ናይ ገዛ ምሻጥን ምዕዳግን (ብወገን ገዛኣይ ክረአ ከሎ)- • ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ መስር...
5 ምኽርታት መርመራ ገዛ - • መርመራ ገዛ እንታይ እዩ? ናይ ገዛ...
7 ንመጀመርታ ግዜ ገዛ ዝገዝኡ ሰባት ዝገብርዎ ጌጋታት! • ምኽርታት ንመጀመርታ ግዜ ገዛ ዝገዝ...
7 ክትሓቶ ዘለካ ሕቶታት ብዛዕባ ክትነብሮ ደሊኻ ዘለኻ ከባቢ- • ምክርታት ብዛዕባ ገዛ ትገዝኣሉ ከ...
ኣለቃሒ ክትመርጽ ከለኻ ክትሓቶም ዘለካ ሕቶታት - • ገዛ ኣብ ንገዝኣሉ ግዜ ምስ ኣለቃሓ...
ናይ ገዛ ሞርጌጅ- • ዝተፈላለየ ዓይነት ለቃሓት ናይ ገዛ...
ሓድሽ ህንጻ ወይ ዝጸንሐ ህንጻ - • ሓድሽ ገዛ ምህናጽ ወይ ዝጸንሐ ገዛ...
ንናይ ገዛውቲ ወፍሪ ንምምዋል ዘክእሉ ብልሒ ዘለዎም መገድታት - • ንናይ ገዛውቲ ወፍሪ ንምምዋል ዘክእ...
ብሉጻት 10 ሕቡኣት ክፍሊታት- • ናይ መጀመሪያ ገዛ ገዛእቲ ክፈልጥዎ...
ስለምንታይ እዮም ኣውፈርቲ:ሰባት ገዛውቲ ዝገዝኡ - • ስለምንታይ እዮም ኣውፈርቲ ገዛውቲ...
ኤጀንስን ዝምድናታቱን.- • ጠቐምቲ ሓበሬታት ብዛዕባ ውክልናን...
ናይ ብሜላ ገዛ ምውናን - • ከመይ ጌርካ ብሜላ ወናንን ኣውፋር...
ናይ ብሜላ ገዛ ምውናን ጽቡቕን ሕማቕን ጎኑ - • ብሜላ ገዛ ምውናን ጥቅምታትን ስክፍ...
ብዛዕባ ኮንዶሚንየም ወይ ናይ ከተማ ገዛ ክትሓቶም- • ንመጀመርታ ግዜ ገዛ ገዛእቲ: ብዛዕ...
ብፈጠራዊ መንገዲ ፋይናንስ ጌርካ ገዛ ምውናን - • ንመጀመርታ ግዜ ገዛ ገዛእቲ: ብፈጠ...
ብዛዕባ ተኻሪኻ ገዛ ንምውናን ውዕል ክትፈልጦ - • ንመጀመርታ ግዜ ገዛ ገዛእቲ: ገዛ ...
ዓበይቲ ምምሕያሻት ዋጋ ገዛ ንምዕባይ - • ወነንቲ ገዛ: ዋጋ ገዛ ንምውሳክ ክ...
ዓደግቲ ገዛ ካብ ናይ ምዕጻው ወጻኢታት ክቁጠቡ ዝኽእሉሉ መንገድታት- • ንመጀመርታ ግዜ ገዛ ገዛእቲ: ገዛ ...
ምምዛን- • ንመጀመርታ ግዜ ገዛ ገዛእቲ: ሓሙሽ...
እዞም ዓይነት ገዛውቲ ኣይትግዝእዎም- • ንመጀመርታ ግዜ ገዛ ገዛእቲ: ነዚኦ...
ዓደግቲ ገዛ፡ NAR Settlement ንዓኻ እንታይ ማለት - • ንመጀመርታ ግዜ ገዛ ገዛእቲ: ቅድሚ...
ገዛ ክትገዝኣለን 5 ዝኸፍኣ ስቴታት- • ንመጀመርታ ግዜ ገዛ ገዛእቲ: ኣብዚ...
10 ዝበለጻ ግዝኣታት ገዛ ንምግዛእ- • ንመጀመርታ ግዜ ገዛ ገዛእቲ: ኣብ’...
ምግዓዝኩም ክትፈልጥዎም ዘለኩም- • 7 ነገራት ቅድሚ ናብ ኮሎምበስ ኦሃ...
Refinance A Mortgage - • ዳግማይ ፋይናንስ ንገዛኻ ምግባር ...
Contact Information:-
Business inquires:
efrem@kw.com
Efrem Debesay- Columbus OH
Real Estate Agent with KW Greater Columbus Realty
Facebook page
/ efremrealtor
KZbin Channel
/ @realtorefrem
--መተሓሳስቢ --
ኤፍረም ደበሳይ ፍቓድ ዘለዎ ሪልቶር ምስ ኬለር ዊልያምስ ግሬተር ኮሎምበስ ሪልቲ እዩ። ኬለር ዊልያምስ ግሬተር ኮሎምበስ ሪልቲ ኣለቃሒ ኣይኮነን፣ ናይ ልቓሕ ብቕዓት ኣይህብን፣ ዝኾነ ዓይነት ልቓሕ እውን ኣይህብን እዩ። ዝተዘተየሎም ኣርእስታት፡ ዝቐርቡ ሓሳባት ድማ ናይ ኤፍረም ደበሳይ ርእይቶ ኮይኖም ንመምሃሪ ጥራይ ዝቐረቡ እዮም። እቲ ዝቐርብ ሓበሬታ ከም ፋይናንሳዊ ወይ ሕጋዊ ምኽሪ ክውሰድ የብሉን። ኩሉ ግዜ ናይ ገዛእ ርእስኻ ግቡእ ምጽራይ ግበር። ቅድሚ ዝኾነ ትምህርተይ ምትግባርኩም ብሕያውነት ካብ ፍቓድ ዘለዎ ጠበቓ፡ ኣማኻሪ ፋይናንስ ወይ ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ኣካውንታንት ምኽሪ ድለዩ።
-DISCLAIMER --
Efrem Debesay is a licensed Realtor of Keller Williams Greater Columbus Realty. Keller Williams Greater Columbus Realty is not a lender, does not issue loan qualifications, and does not extend credit of any kind. The topics discussed, and ideas presented are Efrem Debesay's opinions and presented for educational purposes only. The information presented should not be construed as financial or legal advice. Always do your own due diligence and before implementing my content, please consult a licensed attorney, financial advisor or accountant(CPA).
#Efremdebesayrealestateagent #eritrea #eritreanmedia #realtor #buyingahome #sellingyourhouse #realestate #buyingahouse #sellyourhome #eritrea #ገዛ #ገዛምግዛእ #ገዛምሻጥ #eritreanmusic #eritreanmovie #tigrigna #habesha

Пікірлер: 5
@Realtorefrem
@Realtorefrem 2 ай бұрын
ሼር: ላይክ:ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ❤።
@HealthyMind5
@HealthyMind5 3 ай бұрын
ጠቃሚ ትሕዝቶ ዘለዎ ቪድዮ! ጽቡቕ ስራሕ ኤፋር!
@Realtorefrem
@Realtorefrem 3 ай бұрын
@@HealthyMind5 የቕንየለይ!!
@merryyemanu
@merryyemanu 3 ай бұрын
Thank you for sharing this information Efremey♥️
@Realtorefrem
@Realtorefrem 3 ай бұрын
Thank you Merry!!
GERE EMUN PART 217 | ገሬ እሙን ክፋል 217
39:00
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 39 М.
Every team from the Bracket Buster! Who ya got? 😏
0:53
FailArmy Shorts
Рет қаралды 13 МЛН
OCCUPIED #shortssprintbrasil
0:37
Natan por Aí
Рет қаралды 131 МЛН
ዘጠነኛው ሺ ክፍል 25 - Zetenegnaw Shi Sitcom part 25
23:50
EBC Entertainment
Рет қаралды 5 М.
ሩታ እና ፍቅር ተደባደቡ. ከባድ ፀብ ተፈጠረ😱😭
32:35
AB Grace አብርሽ ግሬስ
Рет қаралды 439 М.
5 ወርቃዊ ሕግታት ወፍሪ ገዛ
8:08
Efrem Debesay Real Estate Agent
Рет қаралды 20
ጽናት || ክፍል 26 II ፌርማታ ቲዩብ II fermata tube II SUBSCRIBE
35:04
fermata tube ፌርማታ ቲዩብ
Рет қаралды 269 М.
🛑 እሱዋን አጥቻታለው መልስልኝ😭
21:45
Marke Tube ማርኬ ቱዩብ
Рет қаралды 255 М.
5 መጀመርታ ግዜ ገዛ ዝገዝኡ ሰባት ዝገብርዎ  ጌጋታት!!
13:03
2 February 2025
19:49
ETHIOPIAN LEGAL PODCAST
Рет қаралды 24
السيره الذاتيه لمهندسه شبكات بخبره من السودان
1:37
AYSIK, Inc. المهندس ايهاب سليمان
Рет қаралды 31