ንማሓዛ ሰበይተይ ን s*x ሓቲተያ ካብ ፕራንክ ናብ ብአሲ ተቐይሩ 😥

  Рет қаралды 159,265

Yada Tube

Yada Tube

Күн бұрын

ዘይሓልፍ ፀገም የለንሞ ን ደቓይቕ ፀገማትኩም ረሲዒኹም ክትዝናነዩልና ንደሊ❤❤❤❤subscribe ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ
@Yada Tube

Пікірлер: 455
@ተዋህዶእምነተይትግራይማን
@ተዋህዶእምነተይትግራይማን 2 жыл бұрын
ስም እግዚአብሔር ብኮንቱ አይትፀውዑ ካብዘን 10 ትእዛዛት ዝተዋሃበና ብእመበታችን ትምሕሉ ተጠንቀቑ አብ ቀልዲ ክንድዚ ማሕላ በስመአብ
@rozigaltgiray3232
@rozigaltgiray3232 2 жыл бұрын
ብሓቂ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና አምላኽ እምበይ ኣብ ቀልድ ማርያምን ምባል ከብድ እዩ
@KDSanተመስገንመድሓኒዓለም
@KDSanተመስገንመድሓኒዓለም 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ማሕላ ኣይፍቀደልናይ እዩ
@himichoteame2210
@himichoteame2210 Жыл бұрын
Way chinket eko meta
@ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ
@ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ 2 жыл бұрын
ናትካ ፕራንክ ብጣዓሚ እዩ ዝገርም ግን ይቅሬታዋ ዛሓወይ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ግን ብዙሕ ፅብቅ ኣይኮነን ጓል እኮ ኣብ ቀረባ እዩ ልባ 😢ግን ንፍዕቲ እያ ኣይሰነፈትልካን ኣድኒቀያ
@lemalmotigray5363
@lemalmotigray5363 Жыл бұрын
gual tenkara eya...emunti eya...kburti eya...bzitat ayttrteri
@timnitderar
@timnitderar Жыл бұрын
Ab qereba dya koyna lbki
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 Жыл бұрын
@@timnitderar 🤦‍♀️🤦‍♀️
@TrhasDad
@TrhasDad Ай бұрын
መዓረይ ጋል ጠንካራ አያ አስኺ ኣብ ቀረባ ስለ ዝኾንኪ ኩለን ከማኺ ኣይምሰልኪ ዋ
@ፍረኃልትግራይ
@ፍረኃልትግራይ 2 жыл бұрын
ወድነዋይ ከምዚ ናገበርካ ኣዘናገዐና ኣብ ጭንቀት ኣብ ሕራረት ኢና ዘለና ኣብ ስደት ዘለና ተጋሩ💔👊💊
@selihomchannel
@selihomchannel 2 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ከመይ ጌርካ ተቕርብ ኣይግበሮ ሕራይ እንተበለትካኸ ከተባእሰን ትኽእል ኢኻ
@amanuelgidey1326
@amanuelgidey1326 2 жыл бұрын
እቲ ፕራንክ ሓሪፍ ሰርሕካዮ ደስ ይብል ግን አብቲ ናይ እግዚአብሔር ስም አብ ቀልዲ ምልአል ሕሰበሉ ብዝተረፈ በርትዕ ቀፅለሉ.. .ግርም እዩ
@ተዋህዶንዘልኣለምትንበር
@ተዋህዶንዘልኣለምትንበር Жыл бұрын
@انغاميحيى-و9خ
@انغاميحيى-و9خ 2 жыл бұрын
ብሹም ማሓዛኣ ሳብስክራይብ ገረልካ ኣለኩ ወዲ ዓደይ ሽኮር❤❤❤
@እግዚእናዘተዋህዶ
@እግዚእናዘተዋህዶ 2 жыл бұрын
ሐውና ያዳ ሐሲውኩም ብማርያም / ማርያምን አይትበሉ ሐጥያት እዩ።
@etebegnikoshashaalegni4623
@etebegnikoshashaalegni4623 2 жыл бұрын
ያሬድ ማለት ዝወዲ ሽረ ፖሊስ ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ ድዮ ዝንሄ ዞም የሕዋተይ አነስ ደቂ ትግራይ ሰባት ክታርኢ ተለኩስ ብክያት ይመጸኒ ንኩላኩም ደቂ ትግራይ ይፈትወኩም እየ ዞም ምዓረይ♥
@ሩት1209
@ሩት1209 2 жыл бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ገራሚት ማሓዛ ተጋሩዋይ ፅሩያት💊💊💊💋👌
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን Жыл бұрын
አነ ካዓ ከምዛኡ ዝበለት ማሓዛ አለትኒ ተመሰገን😭ሰደት ግን💔😥🙏
@yordanosmulue4442
@yordanosmulue4442 Жыл бұрын
😢
@ትግራዊቲ
@ትግራዊቲ 2 жыл бұрын
ያረድ ሽኮር ብጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ንእሽተይ እካ ኣስሕቃና 😔መስሓቂ ናይ ትግራይ ተልይካ ልቀቀልና
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 Жыл бұрын
ስደደልና ዩ ዝበሃል ትግርኛ ልቀቀልና አምሐራ ይበልዓኩም ንዕዖም ተምልኩ ትግርኛ ድዛረቡ አምሐሩ ጎሮቤታችን
@mymamking8293
@mymamking8293 2 жыл бұрын
ፍጣሪ ካብ ፈተና የድሕነና ግን ወጻእተኛታት ጌሮሞ ኢልኩም ኣይትግበሩ ንሐበሻ ኣየጸብቀልናንዩ
@ggyy2772
@ggyy2772 Жыл бұрын
ትኽክል እሺ እንተበሎተስ ከቢድ ዩ❤❤❤
@AdamuBaraki
@AdamuBaraki 3 ай бұрын
ብሓቂ እሺ ምበለት ኣባኢሰወን ነይሩ
@fronifroni7773
@fronifroni7773 2 жыл бұрын
ዓብይ ትምህርቲ ዘለዎ ቪድዮ እዩ ማለት አብ ምሕዝነት ክንገብሮ ዝግበኣና እዩ ኣሕሊፍካ ዘይምሃብ ተኣማንነት ብጣዕሚ ኣድንቀያ ጎቦዝ እያ ናትካዉን ፅቡቕ ኣቀራርባ እዩ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ዘሎ እንሪኦ ዘለና እዩ ብጣዕሚ ቕሬታ እተሰመዓትኒ ግንንንን ንዝኾነን ዝኾነን ማርያምን,ብማርያም, አረ ማ.....ክትብሉ /ክንብል እንከለና ሱም ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ብኾንቱ አይንፀ ዉዕ ምስ ሰናይ ይቅርታ 🙏♥
@biniamwelday4326
@biniamwelday4326 2 жыл бұрын
Fqri adena dngl yhlwa sm adena dngl maryam texewia kea zey thsu tkon asfh ablka kea mhsab lmed
@ሰላም-ሐ1ነ
@ሰላም-ሐ1ነ 2 жыл бұрын
ፅቡቕ ስራሕ ይምነየልኩም ግን ሓሲኹምሲ ንምንታይ ማርያምን ትብሉ ???? ወዮኳ ንሓቂ ሓቂ ንሓሶት ሓሶት በሉ እምበር ፈፂምኩም ኣይትምሓሉ እንዳበለናስ ኣብ ሓሶት እውን ንምሕል ቃል እግዚኣብሄር ይዓቢ ይኣዳ ሓወይ ኣመሓይሹ
@ተመሲገንአምላክየ
@ተመሲገንአምላክየ Жыл бұрын
ያዳየ ፅብቅ እንድዩ ግን ብሓሶት እግዚአብሔር አይተልዕሉ ምሲ ይርታ ግን አቅርበ እየ ደቂ ርመይ
@mebrahtehagos4398
@mebrahtehagos4398 2 жыл бұрын
እግዘብሔር አምላኸይ ከምዚኣ ዘበለ መሓዛ ፍጠረለይ🍃❤❤
@segensegen6818
@segensegen6818 2 жыл бұрын
Wela nay
@ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ
@ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ Жыл бұрын
ያዳ 😂ሓሳድ ግን በቀልዲ ማርያም ዋኝ😢አረ ደቅኖ እምንቲ ማሓዛ ብሓቂ ጎተተይ❤
@merihaftigerefedayhne8307
@merihaftigerefedayhne8307 Жыл бұрын
ሰብ ኣብ ዘይብሉ ግዜ ሰብ ኮይና ዝተረኸበት እሞ ካኣ ናይ ሎሚ ማሓዙት ባዕለን ዘባእሳን ዝምንጥላን እዚኣ ግን ግርም ዝበለት ፅንዕቲ ርግዕቲ ♥️👍🏻ደስስስ ባሃሊት መሊኡ ዝዓደላ ማርያምን ግርም ኢለላ 🥰ከማኺዝበለት እምንቲ ማሓዛን ሓፍትን የብዘሐልና 🥰💋🙏🏻
@met7910
@met7910 2 жыл бұрын
እሙን ማሓዛ ምስሊ እግዛብሄር ክባሃል ሲ ኣባኺ ሪአዮ
@nebeyatamare5032
@nebeyatamare5032 2 жыл бұрын
ዋዉ ብጣዓም ብልፅት ማሓዛ💛❤💛❤🙏🙏🙏
@samuelgebretekle4660
@samuelgebretekle4660 2 жыл бұрын
ንሓፍትና ፈታኒ እዩ ግን ንኻሊእ ትምህርቲ እዩ እምንቲ መሓዛ በሓቂ ትዕረም ጌጋ ግን ኣለኩም ብናማን ዋላ በሓቂ ማሕላ ብፈጣሩ ክልኩል እዩ።ኡነት ኢልካ ምምሓል ኡኹል እዩ
@sjdgfjsg5250
@sjdgfjsg5250 2 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ማኣዝኩን እዩ ሰላምኪ ተመሊሱ ዘርአየኒ ፈጣሪ
@ahmadali-od3wz
@ahmadali-od3wz Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጎቦዝ ማሓዛ እያ ዓዲ ጎቦ ለ ባሓደ ናበላዕካ ይወስዳካ😢😢
@gsas4971
@gsas4971 Жыл бұрын
ዋውውውውውው ደስ ትብል ማሓዛያ እያ❤ እቲ ጅንጀና ናይ ትምህርቲ ግዜ አዘክርኹምኒ😂 ብጣዕሚ እየ ዘፈቲየኩም ትግራይ ዓደይ ስላምኺ ይብዛሕ❤🎉
@ጓልትግራይ-ቐ1ሠ
@ጓልትግራይ-ቐ1ሠ 2 жыл бұрын
ንሳ ክትርሕቅ ንስኻ ክትቀርብ ተረባሪብኩም😁 ፅሩያት ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ♥️♥️♥️
@GdrtEsh-jg9pc
@GdrtEsh-jg9pc Жыл бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉😊😊😊😊😊
@ablelomg7913
@ablelomg7913 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ተኣማኒት ጸኒሓ እንበር ሓደገኛ ፈተነ ኢካ ፈቲንካያ፡ካብቲ ኩሉ ዘሓተትካያ ተቲጋገ ነይራ ምስ መሓዛኣ ዋላ ፕራንክ ይኩም ምተባተካ ነይረን።
@ብሬጓልተዋህዶትግራይ
@ብሬጓልተዋህዶትግራይ 2 жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላም ናዓካ አብ ዘለካዮ ዝሓወይ እና ብሰም ማርያም ቅዱሳን ኣይትማሓል ብዝተረፈ ቀፀለሉ
@selemawithagos292
@selemawithagos292 2 жыл бұрын
Asey kemzia mhazas yhabena❤❤
@sabiyasook9655
@sabiyasook9655 Жыл бұрын
ኣነስ ኩሉ ኢርትራዊ ተጻራፍ ይመስለኒ ነይሩ ኣብ ናይ ታጋሩ ኣትዩ ጹቡቅ ኮሜት ዝጽሕፍ ኣይመስለንን ነይሩ ብዝኾነ ኒ ሰላም ንዘምር 🙏🙏🙏💐💐
@ፍቕሪእዩመንገደይ-ረ2ዸ
@ፍቕሪእዩመንገደይ-ረ2ዸ 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ኣነ ውን ከምዚኣ መሓዛ ኣላትኒ ተመስገን♥♥
@Merihabeshawit12
@Merihabeshawit12 2 жыл бұрын
ማርያምን ገራሚት ዝኮነት ማሓዛ እያ 👸😘
@የቅዱስጊዮርግስልጅ
@የቅዱስጊዮርግስልጅ 2 жыл бұрын
ልዛ ቆልዓ ግን ከየመስገንኩዋ ክሓልፍ ኣደሊ እምንቲ ማሓዛ ከማኺ ዝበለት ማሓዛ ይፍጠረልና ኣምላክ
@እየሱስመገድንሓቅንህይወት
@እየሱስመገድንሓቅንህይወት Жыл бұрын
ቆላዓ ጠንካራ እያ ብሓቂ እዛ ብራይንክ ትባሃል ግን መባኣስት እያ ተጠንቀቁ ፍቁራተይ
@xxkiflu2926
@xxkiflu2926 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓያል ጓል ኢኺ ንፉቲ መሓዛ ኢኺ ። ቀጽልዎ ንፉዓት
@mashoHaftemele
@mashoHaftemele Жыл бұрын
ብሓቂ ኮሪዕናልኩሙ ፁሩያት ♥♥ ሓንቲ ነገር ግን ብቀልዲ ማርያምን ምባልስ ይቅርታ ስለ ድፍረተይ🙏❤❤
@tdf1948
@tdf1948 2 жыл бұрын
ናተይ ማሓዛስ አፈሊጠያስ ንብዓላ ወሲዳቶ 😁😁😁
@tsgaerobtsega1217
@tsgaerobtsega1217 2 жыл бұрын
Ajjoke gal aday mary
@سعدزيد-ب3ز
@سعدزيد-ب3ز Жыл бұрын
😂
@سعدزيد-ب3ز
@سعدزيد-ب3ز Жыл бұрын
😅
@ማራናታ-ቸ5ቸ
@ማራናታ-ቸ5ቸ 2 жыл бұрын
ደስብሃሊ እዩግን ክኣብጣዕሚ ፈታኒ ፕራንክ😍
@ኣስመራዶብላምፓዲና
@ኣስመራዶብላምፓዲና Жыл бұрын
ወይዚ ባህልና ክኸፍእ ጸቃጢ ዝኾነ ባህሊ ሓፊራ ፈሪሓ ክትመውት ደልያ ስድራ ሕብረተ ሰብ ቤተ ሰብ እንታይ ክብለኒ ኢዩ ዝብል ሓሳብ ውሒጡዋ መስክነይቲ ❤😂
@AffectionateElectricCar-cj4it
@AffectionateElectricCar-cj4it 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢምንቲ ማሓዛ ፎትየያ ግን ሕራይ ተትብለከ ከ ክተባእሰን
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv Жыл бұрын
ብጣዕሚ ለባም ማሓዛ እያ ምሕነትክን የብዛሓዮ ያዳ እውን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፕራንክ እዩ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤😂
@helenmeles5650
@helenmeles5650 Жыл бұрын
ብስም እግዚአብሕር አትቀልዱ ካልአይ ለ ክትጋገ ትኽእል እያ ተባአሰን አለኻ
@Adu2002Ta
@Adu2002Ta 9 ай бұрын
ኣብዛ ዓለም ከምዝኣ ማሓዛ ክትህሉ ፀቢብ እዩ ❤❤ሕራይ እለን ዝቅበላ ግን ፅዑቃት እየን ቢበዝሒ ❤❤ ንተቆላዓን ነቲ ተዋሳኣይ ግን ኣድናቆት ኣለኒ ❤
@Slama-su1wb
@Slama-su1wb 3 ай бұрын
ብጣዒሚይ ዝገርም ፕራንክ ቀፅለሎ❤❤❤
@ፅሪቲትግራወይቲእየኣቢ
@ፅሪቲትግራወይቲእየኣቢ 2 жыл бұрын
ፅብቅቲ ማሓዛ እዉነት ፈትያ😘😘😘
@samsommichael6093
@samsommichael6093 Жыл бұрын
እውይ እዛ ጋል ደይ ኸም ኻልኦት ኣዋልድ ኣዲኒቐያ 🥰🥰🥰🥰🙏
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
ከእምና ፈቲነ በል ኣእሚነያ ኢልካ ትጽሕፍ ዘይከውን ይበል መሓዛ እምንቲ
@eritreanheart7101
@eritreanheart7101 Жыл бұрын
ከምዚታት ጸወታ ጽቡቅ ዩ ብከለሽን ግን ከይትድገም በርትዕ ኣጆኻ
@kdusangereziher
@kdusangereziher 2 ай бұрын
ገራሚት መሓዛ ይመቸኪ❤❤❤ከማኪ የብዘሓየን❤🎉🎉🎉🎉🎉
@kbgeshji9385
@kbgeshji9385 Жыл бұрын
Alem prank geyrato zela hzbi Entay geberekum selamu zeyhbwo!!!!!
@ttlove7057
@ttlove7057 Жыл бұрын
ብሓቂ እምንቲ ማሓዛ ❤🥰🥰
@genetkahsay4602
@genetkahsay4602 Жыл бұрын
እሰይ ማሓዛ ማለት እዚኣ እያ አድናቂትኪ እየ ዝያዳ ልበይ ok My LOVE
@natilove7927
@natilove7927 5 ай бұрын
ተኣማኒት ዓርኪ ምዃና መሐበኒት ያ
@مييريمييري-ذ7ط
@مييريمييري-ذ7ط Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ግን ማርያምን እልካ አትምሓል
@ጓልተዋህዶ-ጸ7በ
@ጓልተዋህዶ-ጸ7በ 2 жыл бұрын
ዊይ ብጣዕሚ ኣድኒቀያ ማዓረይ ለባም መስተውዐሊት ማሓዛ😍🥰🥰❤
@Hayat-f4w8g
@Hayat-f4w8g Жыл бұрын
ዋውውው ብጣዕሚ ንፍዕቲ መሓዛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@samsonkendya3234
@samsonkendya3234 Жыл бұрын
ሓቀኛ ሰብውን ክጋገ ይኽእል እዩ ምኽንያቱ ትደፋፍኦ ተሰሓሕቶ አለኻ ማለት እዩ ልክዕ ከም ሰይጣን ንዓኻ ስራሕ ክኸውን ይኽእል እዩ ንቲ አብ ፈተና ተእትዎ ሰብግን ........... ሰብ ምፍታን ፅቡቅ አይኮነን ያሬድ
@josijosi-hv8uz
@josijosi-hv8uz 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓባይ ሰብ ዓርኪ መስዋእቲ ከምዝኸፍል
@salamahb8652
@salamahb8652 2 жыл бұрын
ያዳ ኣያኣ ንፕራንክ እንዃዕ ደሓን መፃአእኻ ፍቅረይ 😃😃😃
@teklayfisaha22
@teklayfisaha22 5 ай бұрын
እዚአ ጅግና መሓዛያ ክትእመንትኽእል ሽኮርጋል
@liebegrue4168
@liebegrue4168 Жыл бұрын
ገራሚት ጓል ጀግና አያ❤
@ZanoZanoba
@ZanoZanoba Ай бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤
@haileseged1124
@haileseged1124 Жыл бұрын
ወይ ማርያም ዝረከብክዮ !!! ናይ ሕሶት መምሐሊት ኮይና
@quisiue3968
@quisiue3968 Жыл бұрын
ዋዉዉ ብጣዕሚ ገራሚት ማሓዛ ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤
@mihretdeyo7597
@mihretdeyo7597 Жыл бұрын
ወርቅ ዝኾነት መሓዛ ❤️❤️❤️❤️
@micmur689
@micmur689 Жыл бұрын
ተለቂቅካዮ ግን ክንበኣስ ኢና😢😢😢😢😢😢
@ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ
@ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ Жыл бұрын
ፕራንክ ጽቡቅ እኳ እንተኾነ ንምዝንጋዕ፡ ብኸምዚ ምስኺ ክሓድር ገለ እንዳበልካ ብደቂ ኣንስትዮ ምጽዋት፡ ኣብ ፈተና ምእታው ጽቡቅ ኣይኮነንን። ካልኣይ ብስም ኣምላኽ፡ ብስም ቅዱሳን ኣይኮነንሲ፡ ንሰማይ ወይ ብምድሪ ብኸንቱ ድምሕል ጽባሕ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኩልና ክንሕተተሉ ኢና። ስለዚ ጥቅቕ ኢልካ ደኣ ስርሓዮ ብሩኽ ሓወይ፡ ንገንዘብ ኢልካ ጽባሕ መንግስቲ ኣምላኽ ከይትስእን። ሰሰናዩ ንዓኻ።
@MerkebYouTube
@MerkebYouTube 5 ай бұрын
ዋይ እንየዋ ዓቕሊ ንየው ዘይትትንፎ ናዓል ሸክሉ
@siemamanuel-nl5ro
@siemamanuel-nl5ro 6 ай бұрын
ERITREA KING 🤴 YOU OK 🤴 🇪🇷
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Жыл бұрын
ብሰላም መጻኩም በርትዑ ግን እቲ ኘራንክ እልካ ዘይ ኮነ ቃላትከብድ እዮ
@samialisand2400
@samialisand2400 Жыл бұрын
ብሓቂ እምንቲ ማሓዛ❤❤❤
@gkidangher
@gkidangher 2 жыл бұрын
ደፊእኻ ደፋፊእኻ እሺ እንተትብለካ መን እዩ ጥፍኣተኛ? ኣነ ኣብ መጨረሻ እሺ እንተትብል ምንም ኣይንሓዝኩላን ምኽንያቱ ብዙሕ ስለ ዝፀዓረት። ቅንዕትን ሓቀኛን ቆልዓ ኮይና ተፃዊታ ናይ ብሓቂ። ኣብ ናይ ሓቂ ሂወት ግን ከይትፍትንዎ ሕማቕ እዩ ሰብ ከተበኣሱ።
@safehyahya
@safehyahya Жыл бұрын
ኣሳሓቅቂኻ ደስክትብል ሃምናኣተያኣ
@ክወግሕእዩ-ቀ2ሸ
@ክወግሕእዩ-ቀ2ሸ 2 жыл бұрын
ናትካ ፕራንክ ታይ ክወፆ ግን ከምዚ ዓይነት ፅቡቅ ኣይኮነን ደቂ ሓላል መሬት
@jggu1926
@jggu1926 Жыл бұрын
ዘም ኣሕዋተይ ብጣዕም እድየ ዝፈትየኩም ደቅ ሓላል መሪየት ሰላምኩም ብዝሕዝሕ ይበለለይ ሓንት ነቀፈታ ግን ኣለትን ይቅሪታ ሹም ቁድሳን ብኮንቱ ኣይተልዕሉ ይብል እግዝኣብሄር ኣምላክና ብቀልድ ብሓቅ ማሪያምን ኣይትበሉ ዘም ኣሕዋተይ ካቡኡ ዝተረፈ ግን ኣጀካ ቀፅለሉ ዝሓወይ
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 2 жыл бұрын
ትገርም እምንቲ ተኣማኒት ለባም መሓዛ ዘይተላልዩና ግዳ 😉
@abelMedhane-wi1px
@abelMedhane-wi1px Жыл бұрын
ያ ጀምዓ ከባድ እያ እዛጉዳይ ፈቲንኩማ ነዛ ቆልዓ ግን ፈቴያ ክሞውት ደልየ❤
@selmaberihuberihu729
@selmaberihuberihu729 2 жыл бұрын
ኣብየት ማሓዛ ማለት ፅረይተይ
@muluokabuy5006
@muluokabuy5006 Жыл бұрын
ኢታይ ገበረትካ ወደይ ልባ መሺት ኣብልካያ ግን ናይ ባሓቁ መስተውዓሊት ማሓዛ ኢያ❤
@AbrushZeru
@AbrushZeru 4 ай бұрын
ንፉዕ ቀጽሎ ኣድናቂኻ ኢየ ok
@segensegen7934
@segensegen7934 Жыл бұрын
Niski dea kithafri eko zey gibaki mara smart gal👌💕
@Sami-q8p3r
@Sami-q8p3r 10 ай бұрын
ጎረቤትና ጽቡቅ ኣዛናጊዕኩምና ቀጽልዎ🎉🎉
@eiyorsalemhaylemaryam5038
@eiyorsalemhaylemaryam5038 2 жыл бұрын
ጋሻ እየ ንገዛኻ ወዲ ዓበይቲ💛❤
@yadaprank
@yadaprank 2 жыл бұрын
welcome❤
@MulubrhanZeraburuk-up8yj
@MulubrhanZeraburuk-up8yj Жыл бұрын
Qneti mehaza Bhaqi💯♥️♥️♥️
@noorbeen9486
@noorbeen9486 Жыл бұрын
ኣንበሳ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ፅሪተይ ናተይ
@BcBz-c9v
@BcBz-c9v 5 ай бұрын
Waw mahaza mallet kemzi eyu ymechki❤❤❤❤❤❤❤
@astertesfe5701
@astertesfe5701 Жыл бұрын
Wwww nay behaqi lebam wereja adniqeki nifieti ❤
@TsegayGidey-p4n
@TsegayGidey-p4n 5 ай бұрын
ነውሪ ብጣዕሚ ዘፀልእ ሕራይ እንተትብለካ ኸ ተሕፍሩ
@FfgCh-j1b
@FfgCh-j1b Жыл бұрын
እምንቲ ማሓዛ እያ።ግን ብኾንቱ ብቀልዲ አይትማሓሉ
@tekleytekley3470
@tekleytekley3470 Жыл бұрын
በዚ ሎሚ ከምዚኣ ዕይነት ጋል ብሓቂ እምንቲ ን ለባምን
@selamabreha1361
@selamabreha1361 Жыл бұрын
😂😂ብጣዕም አደናቕይ ኡታ ጎል♥️♥️♥️
@grmay7779
@grmay7779 Жыл бұрын
ጎረቤትና ጽቡቅ ኣዛናጊዕኩምና😂😂😂❤❤
@kulukemkulu5927
@kulukemkulu5927 Жыл бұрын
ስዲ ንገንዘብ ክትብልስ ሰባት ኣብፈተነ ከተእቱ ሐራይ እንተትብለካከ ንክልቲ ኤን ኣባኢስካ ነዛቅንዕቲ ሰብ ከተሕፍራ ናይብሓቂጊን ነጅስ ኢካ ካልእ ፕራንክ ዘይትሰርሕ
@ZnawuMolata
@ZnawuMolata 7 ай бұрын
ዋውውውውውውውውውውው ታኣማኒት እያ ዋውውውውው🎉❤
@ትግራይ-መቐለ
@ትግራይ-መቐለ Жыл бұрын
ፈጣሪ ኣይተልዕል 🤨ሓወይ ካልእ ግን ጎበዝ ኢካ
@GnHg-y2g
@GnHg-y2g 10 ай бұрын
ብሓቂ እምንቲ ማሓዛ ❤🥰🥰🥰
@Asgajhs
@Asgajhs 6 ай бұрын
ካማኪ ዝበለት ማሓዛ አበይ ትርከብ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abigyafthanegestlilay-dp2wd
@abigyafthanegestlilay-dp2wd Жыл бұрын
ጎበዝ ማሓዛ እግዚኣብሔር ይባርክኪ
@MikiHaylu-o9s
@MikiHaylu-o9s Жыл бұрын
ዋው እምንቲ ናይ ብሓቂሓዛ እያ❤
@tuggcchvcd3290
@tuggcchvcd3290 Жыл бұрын
ብሓቂ እምንቲ ማሓዞ❤❤🦋💜
@meritgraweyti298
@meritgraweyti298 2 жыл бұрын
አሕዋተይ ምስ የቅርታ ንፕራክ ኢልኩም ስም እግዝትነ ማርያም አይተልዕሉ
@የእመብርሃንልጅነኝ
@የእመብርሃንልጅነኝ Жыл бұрын
ክሉ ፅብቅ እዩ ግን ማሕላ ግደፎ
Кәсіпқой бокс | Жәнібек Әлімханұлы - Андрей Михайлович
48:57
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 9 МЛН
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 58 МЛН