ንሞኒካ ሓራም ማራናታ ሓላል ሓቂ ኣውጺዋ ኢድና ሲሒብና ሕጂ ኮነን ምስ ተጠለምካ Dilet Media (Official Video) 2024

  Рет қаралды 16,764

Dilet Media

Dilet Media

Күн бұрын

Пікірлер: 175
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
ደቂ ኤረይ ሓላላት share like subscribe ኣይትሕመቑ ንቻነልና ሓጋዝን ጠቓምን ስለ ዝኾነ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷☪️✝️❤️❤️❤️🫡
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 3 күн бұрын
🇪🇷👍👍👍
@Yohanasenafe
@Yohanasenafe 3 күн бұрын
ሰራዊት ኤርትራ አንቱም ጀጋኑ ክብርን ሞገስን ናዓኩም my forever heros ❤🇪🇷💪
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
🇪🇷❤️🫡
@elsat792
@elsat792 3 күн бұрын
Long live, EDF, Eritrea 🇪🇷 Police, PIA, and glory, to our martyrs! Thank y’all for your service! 👋👏🙏🌹🇪🇷💕✊
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 3 күн бұрын
መርሓባ ጃንቦ ሓወይ❤ ደቂ ሓላል መሬት ነዞም ጀጋኑ መራሕትና ኣገናዕ እንቋዕ ባኣኹም ተመራሕና ዶ ትብሉ❤ ዓይኒ ኣባይዮም ይደፈን🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Meriamhuah1863
@Meriamhuah1863 3 күн бұрын
ከመይ ጌሩ አቲ ሐቂ ኣስሚዒዎም ጅግና ወዲ ኤረይ ንዞም ጀላግድ ኣድጊ ንሐመዶም አክብካብ ገፈጥ መፈጥ ::
@abrahamtesfay3097
@abrahamtesfay3097 3 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷❤ ደብረጽዮን እቲኣ ዝሓፈርካያ ጉድጓድ ባዕዓልኻ እተዋ።
@abrahamtesfay3097
@abrahamtesfay3097 3 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷❤ መርሓባ ዲሌት ሜድያ።ሰልጠነ እታ ቁሩብ ቁራብ ዘጭንውኻ ዝነበሩ ሎምስ ተወዲኣ ኢያ።ጆነሳይድ ዝፈጸሙ ክልል ትግራይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓባር ፈጺምኩሞ።ሰራዊት ኤርትራ ኣብሊዑ ኣስትዩ ዓንጊልዎም።
@anditgoitom8427
@anditgoitom8427 3 күн бұрын
❤❤❤❤ ድልየት ኣንበሳ ስራሕካ ኣዝዩ ዝነኣድዩ ኣንበሳ ወዲ ሃገር ።❤❤❤❤❤።
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
🇪🇷❤️🫡
@tsigeabreha3374
@tsigeabreha3374 3 күн бұрын
ገና እቲሐቂ ክወጽእ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 3 күн бұрын
🇪🇷♥️ድሌት ሜድያ❤🇪🇷 😂😂😂😂 ግደፋ ጥራይ እዛ ገፍላው እዚኣ ምልማጽ ሸሓኒ ዝለመደት፡ ኪዲ ኣይትኺዲ ንዓኺ ይምልከት፡ ኣምሲልኪ ግን ተልእኾኺ ኣይተመሓላልፊ። Garbage ሱቕ ኢሎም ሰብ ዝኣስሩ እንተኾይኖም ካብዚ ሙሉእ ኤርትራ ንሞኒካ ዓንጃል መሪጾም ማለት ድዩ? ሞኒካ ኣበይ እሞ ተኣሲራ ጉብኣ እንተትወስድ እንተትመሃር እዛ ዓንጃል፥ እዚኣ ሕጅስ ናይ ብሓቂ ድያ ንሞኒካ ሓልያትላ???😂😂😂😂 በጃኺ እስኪ ገበን ከምዘለዋ ትገልጽ ተመሊሳ ኸኣ ሓላይት ትመስል **ፈላሲት ዑና ጉዶ** መዋቕዒት ኣፍኪ ጥራይ ኣክቢ
@asmeretzeghai1522
@asmeretzeghai1522 3 күн бұрын
Yesss Bravo Dilet Media 🇪🇷♥️🇪🇷👍
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
🇪🇷❤️🫡
@gezafereja8687
@gezafereja8687 3 күн бұрын
Welcome
@mahariberhane8776
@mahariberhane8776 3 күн бұрын
ሞኒካስ ምእሳር እካ ክውሕዳ ንመንግስቲ ንህዝቢ ኒኢንባሲ ንሰራዊን ንእምነን ክትጸርፍ ትውዕል ዝነበረት ንረብሕ ህዝብን መንግስትን ዘይኮነትስ ንረብሐ ጸላእትና ከገልግል እያ ከይዳ ትከውን
@tseguteklemikael-f5x
@tseguteklemikael-f5x 3 күн бұрын
ati xeweta tewediau eu:: dedhriom tkedu zelekum astewealu please Eritrawyan tehlikum 👉👉👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Meriamhuah1863
@Meriamhuah1863 3 күн бұрын
አብዘይ ስራሕና ዘይምአታው አዚ ስራሕ መንግስቲ አዩ መንግስቲ ኤሪትራ ዝአሰር ዘይ አሰር ባዓሎም ኣለዉዎ ስራሕ መንግስቲ አዩ
@yowhana-z3w
@yowhana-z3w 3 күн бұрын
ሕጂ ድኣ እንታይ ረኺብካ እቲ ሓቂ ቶውጽኦ ኣለኻ ፡ኣሻሓት ስለ ደይ ሃቡኻ ዲኻ ኣብ ሓደ ግዜ,ስ ልውጥ ወይ ኣምላኽ ዝገርም ኢዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
😁😁😁
@elsat792
@elsat792 3 күн бұрын
Dilet media, thanks 🙏 brother, for all you do! Keep it up 👍👋👏🌹🇪🇷💕
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
🇪🇷❤️🫡
@teklzgihabtom1679
@teklzgihabtom1679 3 күн бұрын
Selam selam
@abiabi3523
@abiabi3523 3 күн бұрын
Enkae bselam mexaka Dilet ❤
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
Merhaba 🇪🇷 ❤️ 🫡
@eritreaweymot
@eritreaweymot 3 күн бұрын
Ezi resah ftret Wedi adgi aman vaman wedi Adgi
@elsat792
@elsat792 3 күн бұрын
Junta’s and their supporters, GAME OVER!
@tirhastesfamariam9901
@tirhastesfamariam9901 3 күн бұрын
Iwayyyyy haki kiwexi kelo kitimmm , thank you ሰልጠነ you say the truth
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 3 күн бұрын
ሠራዊት ኤርቴራ አብ ትግራይ በደል አይፈፀሙን.
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 3 күн бұрын
Ateffelalajuona 🇪🇷🇪🇷🌹⭐️🌟✊✊✊✊✊❤️🌴🌺🙏🙏🙏🌳🌴❤️🌺🙏🌲Vivasabia Kulusalasabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 ✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
🇪🇷❤️🫡
@tsegaygebru
@tsegaygebru 3 күн бұрын
ሄለን ኣገብ ከክንዲ ሞኒካ ኣይትማገቲ
@freweinitewolde4755
@freweinitewolde4755 3 күн бұрын
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️👍
@mengistunegassi3850
@mengistunegassi3850 3 күн бұрын
ጽቡቅ መልሲ ህብካያ ::
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
🇪🇷❤️🫡
@eriboy9139
@eriboy9139 3 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@luwamnatey245
@luwamnatey245 3 күн бұрын
🇪🇷❤❤
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት 3 күн бұрын
ሰብ ብደገ ኣይፍረድን እዩ ብውሽቲ እንታይ ምስ መን የዳክር ስለ ዘይትፈልጡ ምስትውዓል ዘይብሉ ዘረባ ኣየድልን.
@tsegaygebru
@tsegaygebru 3 күн бұрын
ሄለን ሓፍተይ ህድእ ኢልና ንጸበ። ሞኒካ እንታይ ጌራ ስለዘይንፈልጥ ትም ጥዑም። ገበን እንተጌራ መንግስቲ እዩ ዝምልከት
@girmaykiflay8609
@girmaykiflay8609 3 күн бұрын
ንስኺ ንኤትራ አይከይድን ኢልኪ ንስኹም ድማ ከማይ ኩኑ ኢልኪ ትጉስጉሲ አለኺ ዓገብ ድማ ንብለኪ 🇪🇷🇪🇷☝️
@Eritreanhagery
@Eritreanhagery 3 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏 hij terediewo haqena serawit kem zelena ezi resha kedae
@Yordanos-p6n
@Yordanos-p6n 3 күн бұрын
Eritrawnet kubur mennet 🇪🇷🙏🇪🇷❤️👏👏
@yowhana-z3w
@yowhana-z3w 3 күн бұрын
ርእሲ እንተዝህልወኪ ኣብ ኤባሲ ትሓቲ ኣብ ቲክቶክ መጺእኪግን ጓሓፍ ዘረባ ትዛረቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏🙏
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
🇪🇷❤️🫡
@haileweldesilassie313
@haileweldesilassie313 3 күн бұрын
ትህወኺ ኣለኺ እዛ ጓለይ ሞኒካ ከምእተኣሰረት መረጋገጺ ኣለኪ ።
@eriaudio318
@eriaudio318 3 күн бұрын
🇪🇷💯
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ 3 күн бұрын
ሞኒካ ተኣሲራ እንተኾይና ጥዕና ረኺባ ክትወጽእ እያ፡ስለዚ ካብ ዘይተጨበጠ ሃለውለው ተቖጠቢ።
@user-qi2lc4kj8y
@user-qi2lc4kj8y 3 күн бұрын
Like 👍👈 Deki Abeyti Nab Kulu Kibexh
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
Thank you 🇪🇷 ❤️ 🫡
@tesfuamaniel3339
@tesfuamaniel3339 3 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@KidaneHaile-ig4tr
@KidaneHaile-ig4tr 3 күн бұрын
እዚኣ ሓንቲ ካብተን ለኽባጣታት እያ፡ ራድዮ ወጋሕታ ካብ መቕለ ተወከስ ኩርኩር ማለሊት ከላ
@ahmedsaidmunir7970
@ahmedsaidmunir7970 3 күн бұрын
ትኽክል , ኣብ ራድዮ ወጋሕታ ኣላ እንዳለኽበጠት ምስ ባዓል ማለሊት 👎
@tesfuamaniel3339
@tesfuamaniel3339 3 күн бұрын
Gana eti haki kwex e eu
@sarajoh313
@sarajoh313 3 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@girmaykiflay8609
@girmaykiflay8609 3 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@HussenAbubaker
@HussenAbubaker 3 күн бұрын
❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 3 күн бұрын
ኣንበሳ ነጥቢ ብነጥቢ መሊስካሉ ኪኢላ ጅግና ጀጋኑ እንጀራዝጊ ብላዕ💪💪💪💪💪🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
🇪🇷❤️🫡
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 2 күн бұрын
@@DiletMedia 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌽🌽🌽🌽🫛🍓🍍🥭
@user-oz4re7kw4e
@user-oz4re7kw4e 3 күн бұрын
ስምዒ ቅድሚ ካብ ሃገር ምዉሳእኣ ገበን ፈጺማ ናብ ዉልቀ ሰባት ዝበደለለቶም ሰበባት ውልቀ ክስ እንተ ሓልዋ ክሲ እንተ ቀርብላ መንግስቲ ስርሑ እዩ ዝሰርሕ ናት ዝኸጸጾ ሰብ ኣስረ ናብ ሕጊ ኣይቅርባን እየ ኣይብልን እዩ ክንደይ ሰብ ድያ ንዉልቀ ሰብ ብድላ ሓድማ ንስግረ ዶብ ሃድማ ወጺኣ ነይራ ንመንግስቲ ጥራሕ ኣይተማርሩ ክንደይ ገንዘብ ተለቕሐ ለቅሕኣ ከይትከፍል ሓድማ ወጺኣ ብፖሊስ ምስተድለየት ሓድማ ዝወጸት ተረሲዑ ኢላ ትምልሳ ትእሰር ክንደይ ሰብ ኣማኢት ኣሽሓት ገንዘብ ጃድማ መልሻ ተረስዑ ኢላ ትምለስ ትእሰር
@AngshWelday-fb1qi
@AngshWelday-fb1qi 3 күн бұрын
እዛጓል እዚኣስ ሓንቲ ሎቕማጽ ስቕ ኢላ ነቐጽቀጽ ክትብል መዋእላ ኣብ ኢትዮጵያ ኮይና ምስ ረድዮ ወጋሕታ ብሁልን ዘይብሁልን ኔርትራ ዘካፍእ ቃለመጠየቕ ጌራ ዕልልቲ ኣንጻ ኤርትራ ኔራስ መሊሳ ኤርትራ በጺሓ መጺኣ ሕጂ እንታያ ክትብል ደልያ
@hagerawieri7194
@hagerawieri7194 3 күн бұрын
😂😂😂😂
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 3 күн бұрын
እቶም ኣብታ ጎቦ ዝተረሸኑ ኤርትራውያን'ዮም: ጽሩይ ትግርኛና ይስማዕ'ዩ: ኣብ መዓስከራት ዝነበሩ መንእሰያትና ኣበይ አለው ደቂ ኤረይ???
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 3 күн бұрын
ድሌት ሓውና ጅግና 💪🇪🇷ስልጣንያ ሓጂ'ዶ ይሓይሽ ዓበደበድ😂 ጌና ብርጌድ ተጋሩ ክሳድኩም ገመድ ስቐሉ😂🇪🇷 ኤርትራ ከቢራን ደሚቓን ትንበር🇪🇷🙏🇪🇷💪🇪🇷🌹🇪🇷🌿🇪🇷
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
🇪🇷❤️🫡
@kisanet4715
@kisanet4715 3 күн бұрын
ሓቂ መእሰርአ ሞኒካ ኣይተፈልጠን እንታይ ንፈልጥ እንታይ በደል ጌራ ንሕና ዘይንፈልጦ ኣብኡ ኣትያ ድገበረቶ እንታይ ንፈልጥ.
@asmarina8019
@asmarina8019 3 күн бұрын
እዛ ናይ ሞኒካ ትዛረብ ጓል ጽቡቕ የላን:: ደጋፊት ሞኒካ መሲላ ንማራናታ ትሃርም ዘላ ይመስለኒ::ማራናታ ጥራይ ድያ በጺሓ ተመሊሳ? ጭብጢ ከይ ሓዝካ እዙ ኩሉ ሃለውለው ንምንታይ አድለየ?
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ
@ብገንዘብዘይኮነስብሕልናኻ 3 күн бұрын
ኣነስ ናይዚ ደብተራ ዝኾነ ደብረጼን መደረ ፈጺሙ እዩ ዘይርደኣኒ።
@edengebrekidan2734
@edengebrekidan2734 3 күн бұрын
Ereay hegerey deset selam
@woalesk2432
@woalesk2432 3 күн бұрын
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
@anditgoitom8427
@anditgoitom8427 3 күн бұрын
እዛ ትዛረብ ዘላ ሀለን ዋላ ሓድነት ትበህል ንባዕላ ረሳሕን ሕማቅ ታሪኽ ዘለዋን መንግስትና ዘጸለመትን ኩርኩር ወያነ ነበር እንድያ ረሲዓቶ ድያ ተቐሚጡልኪ ኣሎባ በሉለይ ።
@sreritrean2043
@sreritrean2043 3 күн бұрын
Aye tewetafi wedi tsefah egra,,,,,
@AmbessaAmbessa21
@AmbessaAmbessa21 3 күн бұрын
ብዛዕብ ሞኒካ ትፈልጥዮ ነገር ስለ ዘይብልኪ ሕጅውን ስቅ በሊ አብደይ ረብሑ መጲኻ ሎቕመጵመጵ ኣይድሌክን እዪ ድሌት ሓውና ንቕድሚት ጥርሕ ❤🇪🇷🇪🇷👍🏼👍🏼
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
Yes 🇪🇷❤️🫡
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 3 күн бұрын
🇪🇷♥️ድሌት ሜድያ❤🇪🇷 😂😂😂😂 እዛ ገፍላው ምልማጽ ሸሓኒ ዝለመደት ብሞኒካ ኣመኽንያ ትፍጽሞ ተልእኾ ዝተዋህበት ኢያ ትመስል። ደሓር ሞኒካ ከም ተኣስረት እንታይ መረጋገጺ ኣለኪ? ሱቕ ኢሎም ዝኣስሩ እንተኾይኖም ካብዚ ኩሉ ሰብ ንሞኒካ ዓንጃል መሪጾም ማለት ድዩ? ደሓር ገበን እንተለዋ ሕጊ ኢዩ ዝኣስራ፡ እዚኣ ሕጅስ ናይ ብሓቂ ድያ ሓላይት ኮይና? 😂😂😂😂 እህም እቲ ዝገርም ከኣ ጌጋ ኣለዋ ትብል እሞ ተመሊሳ ኸኣ ንምንታይ ትእሰር? መዋቕዒት **ፈላሲት ዑና ጉዶ** ኪዲ ኣይትኺዲ ንዓኺ ይምልከት፡ ሞኒካ ዓንጃል ኣበይ እሞ ተኣሲራ ተማሂራ ትመጽእ!!! ገበነኛ ከም ድላዩ ክዕንድር ኣለዎ ማለት ድዩ? ይቕፈድ እምበር ኣብቲ ዘለኽዮ ዓዲ እኮ ነዞም ጸዓዱ ትዃን ይኹን ኣብቲ ዝነበርክዮ ምስ ወያነ ሕጊ ኣኽቢርኪ ** ሕራይ, Ok, Yes እናበልኪ ኢኺ ትኸዲ ኔርኪ ሓቀይ'ዶ? ኤርትራ ኸኣ መዕንደሪ ጽጋበኛታት ኣይኮነትን።
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 3 күн бұрын
ስልጣንያ ግልብጥብጥ ሓዲግ መዲግ መንሞ ሕጂ ክኣምነካ ::😡👹😡
@SabaAbraham-q5p
@SabaAbraham-q5p 3 күн бұрын
እዋይ እቲ ሃገራዊ እንታይ ክገብር ኢዩ ኣብ በዐል ማይክ ዝኸዱ ንሳቶም ሰብ ኣጀንዳ ኢዮም እዚኣድማ ገሪምኒ ከምዚ ኣብ ቀረባ እንተኾንኩም ኩሉ ክጻወተልኩም ኢዩ ጥንቃቀ ግበሩ
@mhretabghrmay6736
@mhretabghrmay6736 3 күн бұрын
Seltene Atine Lekbat Gena Hzbi Eritrea Ab Rieseka Eu Zelo. Hji ketemsl Zdelekayo Entetezarebka Kab Tahatatnet Temlt Keymesleka. Dilet Hawna Ka Ajeka Xbuq Aqerrarba.
@Meriamhuah1863
@Meriamhuah1863 3 күн бұрын
አንታይ ትፈልጥዮ ኣለኺ ሐላል ሐራም ትብሊ ኣብዝይ ምልከተኪ ናይ መንግስቲ ስራሕ ትኣትዊ ዝአሰርን ዘየ አ ስርን መንግስቲ አዩ ዝፈልጦ
@LucchiGebreamantekelu
@LucchiGebreamantekelu 3 күн бұрын
Selam deki erey buruki senbet ygbrelna ❤️❤️🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌾🌾🌾❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
Amen Amen Amen 🙏🏾
@mhretabghrmay6736
@mhretabghrmay6736 3 күн бұрын
Kulukum Eritrawiyan Hagerawyan Ezom Begamindo Kediatn Ajenda Zezhabukum Telielo Semiekum Aythawtutu. Naymiesarn Mftahn Neti Hgi Hizu Hager Zmerh Zelo Gdefuwo.
@zebibtesfaye9639
@zebibtesfaye9639 3 күн бұрын
Wowwww እቲሐቂ እዝይ እዩ 😅😅
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 3 күн бұрын
ሰላም ድለት ሜድያ እዛ ጓል ለክባጥ እያ አብ ትግራይ ኮና ቅድሚ ንካናዳ ምእታዋ ሕማቅ ትዛረብ ነይራ ብዛዕባ ማዕበል ገንዘብ ሰሪቁ እላ ትዛረብ ነይራ ስለዚ ምስትዉዓል ዚጎደላ እያ።
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
👍🏽
@ለምለምመሬትና
@ለምለምመሬትና 3 күн бұрын
ወጣማት ካፍቲ ሚኪ(ኣሚቸ) ጀሚርክን ዝፈለጥክን ዘይብልክን ሃለዉሎዉ ኣይትበላ ዝኣሰራ ሰብ የለን። እቲ ሚኪ(ኣምቸ) ዝፈልጦ ዘይብሉ ሃላው ሰብ እዪ።
@angesomghebrengus6995
@angesomghebrengus6995 3 күн бұрын
ኤእ ዓገብ ድሌት ሜድያ ብለባምካ ኣይትጋገ፡ እዞም ብኣውራጃን ሃይማኖትን ንሕብረተሰብ ከናሽዉን ክጻረፉን ዝውዕሉ ደኣ ኩሎም ክሕተቱ ይግባእ'ምበር። ከምድልየቶም እና ተጻረፉ ንኤርትራ በበጺሖም ወላሓኒ ከይተባህሉ ዝምለሱ እንተደኣ ኮይኖም ደኣ ካብኡ ዝኸፍእ ገበን ንኽፍጽሙ እንዲና ንዕድሞም ዘሎና። ኣብ ደገ ኮይንና መን እንታይ ክንብል ንውዕል መንግስትና ዝጠፍኦ ኣይመስለንን። ሓቃ ኢያ እዛ ጓል፡ ማራናታ ሰሰጢላ ኣብ ቲክቶክ እና መጸት ኣከለጉዛይዶ ሰራየ እናበለት'ዶ ክትጻረፍ ትውዕል ኣይነበረትን። እንታይ ዝገበረ ክቡር ሕብረተሰብ ኢዩ በዘን ዘይጠቕማ ውዳቓት ክጽረፍ ዝውዕል።
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 3 күн бұрын
😂🥵💀👨‍⚕️👨‍⚕️🪰🦗🪳🦟🦜🦜🐸😤🥶😜😭🥳😩🥲😂🤣🪰🦗🦟🪳🦜🐸Yeiwaye ekilolo Tefetawi Genagena 😂
@Marrybrauhan
@Marrybrauhan 3 күн бұрын
Well Come DEki EREYYyyyyyy
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
Merhaba 🇪🇷 ❤️ 🫡
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 3 күн бұрын
ከመይ ከመይ ትገብሮ ኣላ ትዘረባ ንሳ አትያ ኣየትያ እንታይ ዩ ሽግራ ኣስተውኣልኪ ምዝራብ ይግባኣኽ እሞ ሕጂ ውን ኣስተውዓል ይብል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sebirna7872
@sebirna7872 3 күн бұрын
Kem monika sdie seb alou diyou heger serwiet hzbie zxerefet nhna hegerna slezbelna bareyou tblena zneberet bweyeane tekefila nheleftna ztexareft ane gonder eye eila yehwatna ab ethiopia zelewu teqetl znebert ne hebtoum khbeq zgebert aza healay antay tarik alewa men eyou ab Eritrea neaye zeasrenie eila sorry keybelet nmengstie nhzbn bsriea zkedet 😢maranata nhegeran serwietn ayxerefetn bhzbwie gnbar thben jigna eyea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫡 shabiya forever ♥️
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 3 күн бұрын
ከምዚ ዝበለ ሓሳብ ዘለኩም ክትኣትዉ ንኤርትራ ኣይተድልይዋን ተግባራትኩም ሒዝኩም ስቕ በሉ ሕጂ ዘረባ ምስትምቓር ይኣኽለኪ በጃ መንግስቲ ኩዱ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ikhouvandieren4371
@ikhouvandieren4371 3 күн бұрын
😄😄😄😄
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 3 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@filmonsolomon7943
@filmonsolomon7943 2 күн бұрын
Bravo Dilet, eza helen zblwa hanti welfas eya
@samuelzeray8804
@samuelzeray8804 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት 3 күн бұрын
ነዛ ካብ ፍልጠት ነጻ ዝኾነት ሓድነት ድያ ትበሃል ሲ እንታይ ትፈልትያ ንሞንካ ውሽጣ እንታይ ትገብር ኔራ ሰብ ብግብሩ ይእሰር ይፍታሕ. ማራናታ ዶ ወዲ ጣባ ወዲ ባሻይ ይኹን ብደገ ኣይትፍረዱዎ ብውሽጢ እንታይ ስርሖም ዘይፈለፍኩም ሃተፍተፍ ኣይትበሉ. ሃታፍ ምስ ሳሚ emotional ኾንካ ምዝራብ ዋጋ ከክፍለኪ እዩ
@סמהטוסיו
@סמהטוסיו 3 күн бұрын
Anti. Kedae. Tigray. Kediky. Zitezarebkyo. Sunud. Eu. Hiji. Wn. Kide. Kide. Rehaki. Xeriki. Mixi
@Mindstream32
@Mindstream32 3 күн бұрын
ሄሌን ካብተን ዘድንቃን ዝፉትዋን ሓፍተይ ኢያ ግን ትህወኽ ኮይና ጹሉላትን ዑቡዳትን ቲክቶክ ተዛሪቦም ኢላ ከምዚ ዓይነት ምዝራባ ይሓዝን ህድእ ኢልካ ምርኣይ ንነገራት ጹቢቅ ኢዩ ።
@YosefTeke
@YosefTeke 3 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🙏🙏🙏🙏
@Merruna642
@Merruna642 3 күн бұрын
ሜንቃር፡ ንስኺ ኣብ ኤርትራ ኣቲኺ ኣይኣቲኺ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተምጽእዮ ጽልዋ ኣሎ ድዩ? በቲ ዘለኽዮ ጸው ኢልኪ ጥፍኢ። መልሓስኪ ሃለፍለፍ ናይ ምባል ኣመል ኣለኪ። ኣፍኪ ኣዳፕተር ግዝእሉ።
@kdstizaraiy-tk2wc
@kdstizaraiy-tk2wc 3 күн бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kewanitbihon2563
@kewanitbihon2563 3 күн бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@llgi5729
@llgi5729 3 күн бұрын
ሕጂዉን ኩላትና ካብ ስሚዒት ንወጻእ ኩሉ ሰብ ተዛሪቡ ዘምጽኦ ነገር የለን ምጽማም ጥራሕ
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
Yes
@misginaamanuel9985
@misginaamanuel9985 3 күн бұрын
Sebiay gal sebeytuya liekato seltene blash
@lulaamanuel3457
@lulaamanuel3457 3 күн бұрын
አይትተሃወኻ ዝግ በላበለው ሰብ የጥፍእ አሎ
@sebirna7872
@sebirna7872 3 күн бұрын
Heftey hegerawie gboua wediea amou kmdlaya tkun maletkie diyou lahmam kulena nehgerna waga kefilnala eina. mikie amche genzeb tekefilwu eyou politics zserh zelou daher ka men eikie ab kndie monika ttabeqiela zelekie gben zgeber kab eid hzbawie gnbar zemlet yelen🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫡💯💪💪
@senait9301
@senait9301 2 күн бұрын
Iza anchwa imer intay eya tibile zela ab Tigray konki do sera we amixuna do tible atneberikin ay gual ay wedi anchwa 😢😢
@HiwetTekle-t1v
@HiwetTekle-t1v 3 күн бұрын
Ayzkrwan keman buzuh eritrawi eyu zatu zelo gn ztezarebetu yhlu gahtaff
@safiyasafiya5671
@safiyasafiya5671 3 күн бұрын
Monica tete'asira xibuk eu eza halay gemjae temahira mwexet nera haki yigbero.kem beal ezia hbreteseb kebalashwa sle zkiela ktkxae alewa!!!!!!! Monica tasira elu zhamm entelo nay riesu guday.!!!!!!!
@simontewelde177
@simontewelde177 3 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@almazmirach6490
@almazmirach6490 3 күн бұрын
እዚኣ ጋል እዚኣ ናይባዕላ ክትሽፍን ኢላ እያ ትዛረብ ዘላ ምኽንያታት ናዚ ከሙኡ እያ ኔራ
@jhon.n.paulos
@jhon.n.paulos 3 күн бұрын
Ni Habtom hawna kitwarazeylun kitferdon neyra ...Habtom hawing rest in peace ..Monika mektsaeti kitkbel eya
@NahomAssefaw
@NahomAssefaw 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 3 күн бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 3 күн бұрын
ፈሪሑ እዩኮ ሰልጠነ ትግራወተይቲ እያኾ ሰበይቱ::ዞማታቱ እዮም😂😂😂😂
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
😁😁😁
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 3 күн бұрын
Nisseki kemane😂 Zihmeneki😂 Dekorokikewehalewo Ssukebeliketezarebena😂
@wedkeren
@wedkeren 3 күн бұрын
Nay senbet bela hibkana❤❤❤
@DiletMedia
@DiletMedia 3 күн бұрын
🇪🇷❤️🫡
Sep 19/2024 ህጹጽ ሓቤረታ ግብረ መልሲ መልሲ
30:26
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 3,1 М.
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 195 МЛН
Dad gives best memory keeper
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 25 МЛН
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20
Players vs Corner Flags 🤯
00:28
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 29 МЛН
ዘገርም ትግርኛ ዝዛረብ ዩጋንዳዊ!
29:30
Aklilu H.michael
Рет қаралды 13 М.
ዘርእሰናይ ብዛዕባ ሞኒካ
1:24:10
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 13 М.
ግብረ ሰዶም ዝከታተል ኣካል ኣበይ ደቂሱ ፧?፡
50:19
Eritrea nEritrawiyan
Рет қаралды 3,3 М.
ምንቅስቃስ ጉጅለ 15 ን  ሕቡእ ሚስጥራቱን 1ይ ክፋል 18/09/2024
43:09
Sahel Press - ሳሕል ፕረስ
Рет қаралды 6 М.
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 195 МЛН