KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
🔵ግዴታ ን video ክስዕማ እኒእኒ ኢለዬ 😱#comedyprank #viraldance #comedyvideo #prankvideo #habeshaprank #love
12:18
🔵ንሙቾተይ ወርቂ ገዚአ ክሒሰያ 😱ደርፊ ደሪፈላ #love #duet #viralvideo #foryoupage #foryou #viralvideo #gift #loves
14:49
Правильный подход к детям
00:18
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
🔵ንሙቾተይ ክሒደያ ፍቅረኛይ ኣላትኒ እያ ኢለ 😱
Рет қаралды 17,414
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 17 М.
Adu blue
Күн бұрын
Пікірлер: 711
@Faniምቾት
2 ай бұрын
አነ ማርያምን አይካአልኩይ ደቂነይ አነለ prank ክገብሮ ጭክን ኢለ አስቲ ደቂነይ haguzuni😢ውይይይ አይካልኩዎምይ
@ጋልዚጅግናተጋዳላይትግራወ
2 ай бұрын
ቁፅርኪ ላኣክለይ ክነግረኪ እየ😂🥰
@MeriGalGera-fj7ox
2 ай бұрын
ፋኒተይ ክብድ ንበለ ፕራንክ እማ ግበርዮ ኣሐጉስኒ😂❤❤❤❤❤
@SabiyALadsd
2 ай бұрын
ካምታ ልተጫወትልክ እማ ተጫወትዮ ሕኑኡያ ለይፈድስ ወድኣድግ እሎምዎ ለባማት ኣዕብድ ኣብልዮ እማ ስቅልክ ጨለዋ ፋኑየይ 😢😢😂😂😂😂😂❤
@mmn4535
2 ай бұрын
ሰልኪ እማ ሃብና ንነግረኪ እና ተማህርና እና ካብ ቶም አምሓሩ ዋ ❤😂
@سميره123
2 ай бұрын
ፋኒተይ ፕራንክ ግበርየ
@KsanetTuAumay
2 ай бұрын
ፋኒተይ ብሓቂ ጅግና ኢኪ መክቢሪተ ሰብ እያ በቃ ጠካራ ገል ኢኪ ንስኪ😢ማራ ኣሕዚናትኒ ናይ ፋኒ ኣድነቅቲ ኣበይ ኣለኩም👍👍
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@MusiMusi-z3c
2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉
@GjKj-cq8kx
2 ай бұрын
ሰበይትካ ድያ ምቾት@@adu_blue
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
2 ай бұрын
@@KsanetTuAumay ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ
@ሓፍቲተጋዳላይ
2 ай бұрын
ዋይ አረ ኣዱዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ግን ንፋኒ ከምዝይ ዓይነት ብራንክ ኣይትግበራ ክርእያ ከለኹስ ከምዚ ከማይ ልቢ ዝቆሰለ እዩ ዝመስል እስቲ ከምቲ ከማይ ተሕዝኖ ኣሎዶ😥
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@GjKj-cq8kx
2 ай бұрын
ብፍቅሪ ዝቀሰለት ዶ ብወለዳ
@እስመ
2 ай бұрын
ኣብዚ ትኻታተሉ ዘለኽም ቅድስ ገብሪኤል ይሓሊኽም👏💙
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@ሜሪጓልእመብርሃን
2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@SmaamA-t1h
2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@Tid58eyodx8y
2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
2 ай бұрын
ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ
@BiniamAlay
2 ай бұрын
ኣታ ዓርከይ ነዛ ምጭውቲ ቆላዓ ኣይተቆጣዓያ አዚኣ ጋልል እዚግሄር እያ ብሽመይ ገለ ካሓሳ so ቀጽልዎ ጹቡቅ ስራሕ🇪🇷🇪🇷
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@GjKj-cq8kx
2 ай бұрын
@@adu_blueመስክነይቲ ከም ሜዳ ራያ ረኪባ😢😂😂
@GalNegasi
Ай бұрын
ሓቆፉ ዋይ🥺😔
@teaimit1221
2 ай бұрын
ቅድስ ጌብርኤል ያሓልየና ኣሕዋተይ ደሙሩን 🥰😘
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@Brhanጋልብሬየ-b6i
2 ай бұрын
እሸይ መለስለይ❤
@moremore-p1w
2 ай бұрын
አሜን ማዓረይ🎉🎉🎉🎉❤
@SmaamA-t1h
2 ай бұрын
አሜን ወለላይ❤❤❤❤
@Hadu_8
2 ай бұрын
ደምርኒ❤❤
@Akezaabrha
2 ай бұрын
ዉይ ኣታ አረ በይዛኻ እዛ ቆልዓ ኣነ ብጣዕሚ እያ ትሕዝን ብጣዕሚ ትዕግስቲ እያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@FihbHhjj
2 ай бұрын
ዋላ ኣነ❤❤😢
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
2 ай бұрын
ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
2 ай бұрын
@@FihbHhjj ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ
@እድቭቲ
2 ай бұрын
ፋኒየይ ፅብቅቲ ብሰሩ እባ ሓንቲ ህያብ ክትህባ ኣለካ ኩሉ ግዜ ብራንኪ ❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@DhFj-g3q
2 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ተጋርዋይ ንፋኒ ከይኣድነቅክዋ ክሓልፍ ኣይደልን ዝበል 👍 ግበርሎይ ግይስዋይ እና ጎብዙ 🎉🎉
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
2 ай бұрын
@@DhFj-g3q ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ
@DhFj-g3q
2 ай бұрын
@@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ ደምረኪ ማዓረይ መልስለይ 🙏
@ننهةاة
2 ай бұрын
ሰበይትካ ተኮይናስ ዋይ ዘይተሐንቅቃ ግን ትኮርዕ ኣለካ ነውሪ እየ ፍቅሪ የብልካ ትመስል😢 ብጣዕሚ እያ ለዋህ ንስካውን ክነላ ከምኣ❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@رهوه-ت9ت
2 ай бұрын
እረ ልባ ኣይትስበራ ዋእ ክብር ያሃልኻ እውይ ለዋህ ለባም ትእግስተኛ እያ ማራ ኣድንቀያ እዛማዓረይ❤😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@Sawhtae
2 ай бұрын
ዛቆልዓ እባ ኣይተናድዳ ብጣዓሚ ኢናንፈትዋ❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@GhDh-x9x
2 ай бұрын
ፊኒተይ ሞቅርቲ ብጣዕሚ እያ ኣሕዚናትኒ😢😢😢 ኣድዋይ ከመኡ ኣይትግበሪ❤❤❤🎉🎉🎉
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@HdOi-w9r
2 ай бұрын
ኣዱዋ ኘራክ ከይትገብራ ፅሪቲ እፍ ብጣዓሚ እያ ኣሕዚናትኒ የኔ ቆንጆ❤❤❤❤❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
2 ай бұрын
ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ
@HdOi-w9r
2 ай бұрын
@@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ ደሚረኪ ዛንቤተይ
@NshsKd
2 ай бұрын
ውይውይ ኣዱ ከም ፍቅረኛካ ሕቁፍ ኣቢልካ ኣብዳ 🙄ብኡነት ከም ኖርማል ሰብ ስክ ኣይትበል ካብኡ ካኣ ንፍቅርኩም ፈታኒ እዩ ንምቸት prank ኣይትግበራ ደሞ ሕቁፍ ኣቢልካ መልሳ ጋል ኣፍቃሪኣ ሕቁፍ ኣቢሉ ሕንቅቅ ከብላ እዩ ደስ ዝብላ 🙏❤️
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@Frey8089
2 ай бұрын
አታ ነኽራይና ዛ ሓፍትና ባ እይትናድዳ ማርያምን ለዛም እድለኛ እኽ ዋ ሓቀኛ ፍቅር አፍቃርት ረኽበካ ዛምበይተይ❤❤
@Hadu_8
2 ай бұрын
ደምርኒ❤
@Frey8089
2 ай бұрын
@@Hadu_8 ደምርኒ ክድመርኪ አነ ደሚረኪ
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@Salihvdu
2 ай бұрын
አረ ቤዛኻ ከምዚ ዓይነት ፕራንኪ ኣይትግበራ ስጦታ ሃባ ትዕግስታ ግን1000
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@MediMed-v1
2 ай бұрын
ስጦታ ሃባ ኣይትበላ ዋ ሕነኺ ፍደይይ እዩ ልባሃል ዋ እቲ ደሞዝም ብስጦታ ድዩም ክዉድኡዎ😮
@adu_blue
2 ай бұрын
@ ኣይተሰሓሓትክን 🙏🥰
@TesfayFkr-b4w
2 ай бұрын
እዛ ኮሞቲ ተንበቡ ዘልኩም ናይ ፅባሕ ቅዱስ ገብረኤል #ጡዑም ብስራት ይስመዑኩም #ንዜዱ ጓል ትግራይ #prank ዝግብርኩዎ ሓዱሽ ቪድዮ ኣሎኒ ተጋብዙ ፍቅርኩም ይባርክ❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@AAAa-fm8xi
2 ай бұрын
ኣሜን(3)
@ነኝፈቃርነቦኣ
2 ай бұрын
ፋናዋይ🥺 ንስኺ ውን ሕነኺ ፍደዪ❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@HdtSw3
2 ай бұрын
ልዛ ፅሑፎ ትንቡቡ ቁዱስ ገብሪኢል ካብ ኩፉኡ ዘበለ ይዉፅእኩም ስብክራራይብ ግቦርለይ ቡሩኻተይ❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@FftDrr
2 ай бұрын
ኣሜን(3)❤
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
2 ай бұрын
@@HdtSw3ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ
@JrddHgfc
2 ай бұрын
አዋይ በሰመአብ ፋኒተይ ብሓቂ ጀግና ኢኪ መክቢሪተ ሰብ እዩ በቃ ጠካራ ወላለይ❤❤❤😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
2 ай бұрын
ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ
@letishkebede5965
2 ай бұрын
ልቢ ሰብ ናሰበርካስ prak ትብል ከምዚ ዓይነት ኣትግበር 😢😢😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@arsina-q7y
2 ай бұрын
ሰጦታ ሃባ አዱየ❤❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@سلام-ل5ف
2 ай бұрын
ዉይ አረ ግደፍ ኣዱ ታይ ስቅኢላ ተሕዝነኒ ደሞ ትሕተኛ እያ ፋኒተይ ሽኮሪና ኣጆኪ ሕነኺ ፍደይ❤💘
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@SarahAserh
2 ай бұрын
ስለ ዘፍቀረት ድካ ብካልእ ብራክ ዘይትገብራ
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@SenaytBirhan
2 ай бұрын
ፋኒየይ ከይትጉድኢ ብዙሕ ኣይትግድስሉ ኣጅኪ😢😢😢❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@ኤፋይቱብ
2 ай бұрын
ፋኒተይ ማዓረይ አብ ክንዳኣ አነ ነቢዐ😢😢 ኣዱ ግን ከምዚ ዝበለ ፕራንክ ኣይትግበራ አነስ ብጣዕሚ እየ ዝፎትዋ ለውህናኣ ትሕትናኣ ፍቅርኩም ብዝሕ ይበለለይ 🙏❤❤🥰
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
2 ай бұрын
ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
2 ай бұрын
ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ
@Tyffy-z7p
2 ай бұрын
ያ ብማርያም ካ ሃሙኡ ኣይትበላ የዋሃ ሰብ ኣይትጉዳኣ ኣነ ልባዓለይ ንባዓተይ ኣይካኣልኩይ ፋኒተይ 😢❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@DjJh-qm2er
2 ай бұрын
ማርያምን ኣድ ፕርክን ምስራሕ ስራሕ ግን ን faniye ኣይትግበራ ማርያምን ልኳነ ነገርና ልውሽጢ ሓቢኣ ብሰሓቅ ብጨዋታ ትሽፈን እያ ዘላ faniye❤ማርያምን ዕድለኛ ኢካ ል fani ምርካብካ ኣድ ባዓልቲ ንፅህ ልቢ እዩ ዘለዋ❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@asayyeebyo182
2 ай бұрын
ፕራንኪ ምካኑ ናፈለጥኩስ ኣሕዝናቲ ወለላይ😢❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@MeriGalGera-fj7ox
2 ай бұрын
ኣዱተይ ብማርያም ፕራንክ ኣይትግበራ ልፋኒ ብጣዕሚ እያ ተሕዝነኒ😢😢❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
Eshi 🙏🥰
@Zanta81
Ай бұрын
ብጣዕሚ ምውሳእ ትኽእል ዓርክቹ that's was work prank🎉 ቀፅልሉ
@GasBu-oj7k
2 ай бұрын
ኣይ ኣሒርርካ ቀቲልካያ ኡፍፍ በል ክትናደድ ከላስ ሑቕፉ ኣቢልካ ኣብዳ ከርእየካ እየ ግን ከሉ ግዜ ተብክያ ኣለካ😢😊
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@MKrtihayli
Ай бұрын
ብሓቂ ሕማቅ ሰብ ኢካ ዋአ ስርዓት ግበር እንድብቲ እያ ሰበይትካ ብስርዓት ተንከባከባ ምስክነይቲ ልባ አይትጉዳአያ አነ ከም ኮንኩ ርእስካ ፋሓ ከብለካ ኔረ የ😢😢
@adu_blue
Ай бұрын
🙏🥰
@SabiyALadsd
2 ай бұрын
ኣዱ ደፋር ሕደግ ግን ከይተዕብዳ ዋ 😢ሰነ ስርዓት ግበር ኣታ ወድ😂😂😂😂
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏🤭
@MomonaBerhe-w2n
2 ай бұрын
አረ አዱዋ ንዛ ቆልዓ ከምዚ ኣይትግበራ ፋኒተይ ፅሪይቲ😢❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
2 ай бұрын
@@MomonaBerhe-w2n ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ
@MuchotMuchot-n9j
2 ай бұрын
እዋይ በስምኣም ከፅልእካ ንሳ ብቻ እያ ተፍቅሮ መስለኒ ማለተይ ከም ድልየቱ የጋፍዓሎ ክንደይ ከምዝተ ፍቅሮ ከፈልጠ እዉን ይደሊ እዩ ማለት ምእኒቲ ከም ድልየቱ ከእዝዛ እህህህህህ ኣክእሎ ይሃብኪ ዛሓፍተይ😭😭
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
2 ай бұрын
@@MuchotMuchot-n9j ደምርኒ ውዴ
@AfewerkiGher
2 ай бұрын
ኣረ ኣሳቂካያ እምበር እዛ ቆልዓ ፕራንክ ከይትገብራ ድሕሪ ሕጂ 😞😢😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@سلامسلام-ن4ر
2 ай бұрын
ምሰኣ ሓቍፍካያ ኮፍ ዘይትብል ምሰ ፍቅረኛካ ምሰክነይቲ ይቅርታ ሓቲትካ ህያብ ሃባ ኣብ ቅድሚ ተመልከቲ
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@WeWe-iz2eh
2 ай бұрын
ውይ በስማአብ😢😢 ታይ ገበረት አረ ሞራላ ኢካ ሰይርካያ አረንዓካ ከምኡ ተትገብረካ ታይ ምገበርካ
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@hanisredae
2 ай бұрын
ውይይ 👉Adu l hate you🙏🙏 ኣዱ ኣዛ ዓርኪኻ ፋና ብጣዕሚ እያ ፀባየ ሰናይ❤❤ እያ ካብ ርእሳ እባ ውረድ 🙆🙆🙆🙆 please really it's Shem & blame 🙏 ይፈትወካ አየ ነይረ today i hate you❌ አረ ናብቶም prank ዝገበሩካ ኣወዳት እንዶ prank ግበር 🙏 like Share Subscribe Comment ❤ፋና ብጣዕሚ❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ካብ ሕዚ prank ከይትገብራ👈
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@ሂወ
2 ай бұрын
ኣይ ታይ ገበረትካ ብዝከነ በርትዑ ግን ማራ ኣይተክብደላ ከምኡ ገርካ ኣይፈላሊኩም እግዚአብሔር
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@liliaregawi-ll5oz
2 ай бұрын
ምችተይ ወለላይ ኣሕዝናትኒ 😢 ግደፋ እባ ኣዱ brak ኣይትግበራ ሓደ ማዓልቲ ማ ዋዓልሉ ምችተይ ኣዱ ክሰካብ ዝበኪ 😂
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@AAAa-fm8xi
2 ай бұрын
ፋንይ ኣዘክ ከበድ እንድዩ ግንካዓ ስራሕ እዩ ኣነካ ፕራንክ እናሃለይ ደንግፀ ኣድይ ቅልል ዝበለ ፕራንክ ግበራ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@JfDdj-ih9sn
2 ай бұрын
ሽኮራተይ ተጋሩዋይ ዕበዩለይ ጎቦዛት 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@SmilingBoxer-ep7xl
2 ай бұрын
ኣረ ኣዱየይ ግደፊ ውይ ፋናይይ የኔ ማር ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ😢😢ማርያምን ኣዱየይ ግደፋ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
2 ай бұрын
ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ
@R00bii-u1n
2 ай бұрын
ዋይ ኣሕዝናትን ትዕግስት ግን 100❤❤❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@GsfTech
2 ай бұрын
የኔ ማር ኣሕዚናትኒ ኣጆኪ ጊደኺ ንኣዱ ፕራንክ ግበርዮ. 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@Tigeraweyti
2 ай бұрын
ኤዱ ልቢ ሰብ እናሰበርካ ፕራንክ ታይ ኣምፅኦ😢ኣረ ኣስተካክል ተትረዲእካ እምነታ ፍቅራ ከም ትቅንስ ኢኻ ትገብራ ዘለኻ ማራ እያ ተሕዝነኒ በስምኣም ጓልነይ😢😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@GmhlHpyu
2 ай бұрын
ላይኩም ኣልዕሉ😮
@ህንፃገብሪሃንስ
2 ай бұрын
አረ ሕደካ ዋይ አሕዚናትና ማዓረይ ፍቅሪ ዋይ ስንግልካ ጡዑም ማዓረይ ፕራክ ምካኑ ናፈለጡኩሰ ኣቢክያትኒ ማዓረይ ሓደ ማዓልቲ እማ ፕራክ ግበርዩ እንበተዎይ❤❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@ታሊባንTube7
Ай бұрын
በርትዒ ፋኒ ግን ኣነስ ኩራተኛ ጓል እያ እንዳበልኩ ....ካብ ወዲ ገዛኺ❤❤❤❤
@GmhlHpyu
2 ай бұрын
ክንዲ. ዝፍቀረትስ. ልባ ትሰብራ. ንዕቀት ታይ ኣምፆኦ😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@zewidimukiriti9894
2 ай бұрын
ፋናዋይ ሓንቲ ማዓልቲ እማ አሕጉስና ማማየይ
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@Hadu_8
2 ай бұрын
ደምርኒ❤
@NxjxVsjxy
Ай бұрын
ኣነስ ክፎትያ ትሕትና ኣለኪ ወለላይይ 🎉😢😢❤❤❤❤
@adu_blue
Ай бұрын
🙏🥰
@HrPl-m8c
2 ай бұрын
ወለላይ ምቅርተይ አረ ግደፋ ብጣዕሚ እያ ተሕዘነኒ❤❤❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@Gal_tgray
2 ай бұрын
ኣብቅድሚ ኣምላክ ድሕሪ ሕዚ ልባ ኣይትስበራ 😢ዋእ ሕማቅ እዩ ብኡ ዝመፅእ ሕማም ትንብድ ኢካ 😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@AsSa-bd7nk
2 ай бұрын
አረ ግደፋ ብፅቡቅ ሕቶን መልስን ምክርታት ብቻ ንፋኒተይ ዘይጎድእ ክከውን አለዎ ፋኒተይ ቡልፅቲ ሂዋን ለባም መስተውዐሊት ሓሳባትኪ መስመር ዘለዎ ቃላት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@AaSs-bj7pg
2 ай бұрын
ምቸተይ የኔ ሓላል የኔ ምስኪን ዋይ ክንዳኪ ተናዲደ እየ ኣነ ውን ሓጊዘኪይ እየ በቃ ኣብዝያ ኮይነ❤❤❤❤😂😂
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
2 ай бұрын
@@AaSs-bj7pg ደሚረኪ ደምርኒ ውዴ
@miliGere-k8i
2 ай бұрын
ምቸተይ የኔ ፀባያ ሰናይ ❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@سميرهالعتيبي-ص9ص
2 ай бұрын
ዋይዋይ በስማኣም ፋኒ ኣሕዚናትኒ😢😢😊😊😊
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@MohamedMohamed-on5jw
2 ай бұрын
ውይይ ማዓረይ አሕዚናትኒ ብዝከነ ኣይዘኪ ልቃሕኪ መልሲ ፍናየይ❤❤😂😂❤😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@FghhFgh-s5u
2 ай бұрын
ኣነ ዛቆልዓ ዚኣ ማራ እየ ዝፈተዋ ኣይተኮርያ ማርያምን😢❤❤❤❤❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@Bhb-n3l
2 ай бұрын
😢😢😢ዊ ብስማኣም ኮሙዚ ዓነት ብርክ ግደፎ😢😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@Tid58eyodx8y
2 ай бұрын
እረ እንታይ ገበረት እዛ ቆልዓ😢😢😢😢😢😢ምስግንነቲ😢😢❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@Svsghs
Ай бұрын
ዋይ ኣታዮ ታይ ገበረትካ ዋይ ማረያምን 😥😥😥😥😥😥😥😥
@Mizar-r7l
2 ай бұрын
Arr Aduyy❤ ከትረገም ግን😢😮 ሙቾተይ የፍትወኺ እየ❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@AsterSele
2 ай бұрын
ኣዱ ግን 😣 ኣሳቂካያ እዛ ቆልዓ 😥
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰🥹
@HrPl-m8c
2 ай бұрын
መክሰበይ ስጦታ ሃባ ከመይ ድየ ዝፈትዋ ግን ብጣዕሚ እያ ኣሕዝናትኒ😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰🥹
@maryaa63
2 ай бұрын
Ewa Aten sebat kendey gize deyu kehba wtf😅
@Selam-zi8qy
2 ай бұрын
አታ ሰነፍ ፍቃር ሰለዝኮነት ድዩ ብፍቅሪ ተቅልደላ ንብዓት ጋል ሕማቅ እዩ
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@MiriMdj
2 ай бұрын
ዋይ ማርያም ከምዙይ አጋጥምኒ ነይሩ😭😭😭😭😭
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@Ytt-v5f
2 ай бұрын
እዊ እኘዋ ትሕትና ኣረ በጀካ ብራንክ ኣይትግበራ ማራ ኣሕዚናትኒ💕💕💕💕
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@JdjhfDbvd-fl6vb
2 ай бұрын
ዋይ አረ በጃካ ኣዱ ሓወይከምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣይት ገበራ ኣሕዚናትኒ ፋና ሽኮር
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@TafereAlmaz
2 ай бұрын
ውይ በስማኣም ካብ ሕጂፕራክ ከይ ትገብራ ንምቾት ኣነ ሓዚነ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@ሜሪጓልእመብርሃን
2 ай бұрын
መዓረት ክተሕዝነካ😢😢 አታ ሓወይ እንታይ ዓይነት ፕራክ እዩ ውቃዕ ዝኾንካ😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@kibromwedikeshi
2 ай бұрын
አይድብረካን ድዩ አዱ ንካልአይ ጊዜ ማራ አያ ተህዝነካ
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏🥹
@AllBaad-v3h
2 ай бұрын
ዉይ ዉይ በስምአም 😢❤❤🎉🎉
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@gsjshd3479
2 ай бұрын
ማዓረይ ጣባያ ሰናይ❤😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@MebrihitBrahne
2 ай бұрын
አረ ግደፍ አዲ አይተናድዳ ምቅርተይ 🥰🥰🥰❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@SaraSara-u8z
2 ай бұрын
ዋይ ኣዱ ክንደይ ግዝየ ብርክ ባቃ ካብ ሐዚ ዘናድድ ኣይትንገራ
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏🫡
@سقى-ع1ي
Ай бұрын
ክንደይ ትሕትና ታዓዶልኺ❤❤❤
@MkCg-sj4fv
2 ай бұрын
ኣይታይገበረትካ ዋይ ስለዘፍቀረት ድዩዋ😢😢😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@وبيروبي
2 ай бұрын
ዋይ ዘለኪ ትዕግስቲ ምቅርተይ እና ይመችኩም ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@SeSe-x8l
2 ай бұрын
ዉይ ኾና ባ ልሚቸተይ😢😢❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@Haregte
2 ай бұрын
ኣዱ መሕረርር😂 ግደፍ ንሙቾት ኣይተሕርራ ዋእእእ😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰🤭
@Slamm-g6p
2 ай бұрын
ፋኒዋይ ፅብቅቲ ፍጥረት❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@ahmqhkma2859
2 ай бұрын
አረ ልቃሕኪ ምለሲ😢❤😁
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@HffFff-kp8ch
2 ай бұрын
ኤህህህ አረ ፕራንክ ኣይትግበራ ስጦታ ሃባ❤😢😢😢😢😢❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@TtYy-pi6wk
2 ай бұрын
ውይዊ ምቅርተይ ኣሕዚናትኒ😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@MebrhitDessbele-lf9pt
2 ай бұрын
Adu nay Bahaqi bekiye nbaeley fanitey mqrti fqrukum ybzah ❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@zxzx1212-et9wg
2 ай бұрын
Mchet fkrenaka dya adu melseley😢😢😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@mmn4535
2 ай бұрын
አታ ወዲ ስርዓት ሓዝ😂😢አነ ስቅ እላ እያ ተሕዝነኒ 🥺💙
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@AsSa-u2m
2 ай бұрын
ፀባያ ደስ ክብል እና😢 ኣይተክብደላ ኣድይ
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@GooklGookl-l7o
2 ай бұрын
ኣብዚሒዎ እረ ኣክብራ 😢😢😢😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@TomiAbrha
2 ай бұрын
❤❤❤❤gedafu dehri hji perank key tegabra adu❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@loveyoumami8372
2 ай бұрын
Hakifka abda dnzuz dhri hji emo ajoki bela ketfeaka eye eza mekeret zkonet kola hakifka sorry bela Plissee
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰🫡
@FotyoyoFotyoyo
2 ай бұрын
አረ ኣዱ ይኣክላ ብጣዕሚ እያ ተሕዝነካ
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@SuzanGhiwot
2 ай бұрын
Faniye Mearey 🥰
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@Melat-r7l
2 ай бұрын
way kemza shkor klas yhlido mkrti ❤❤❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🥰🙏
@zenaanena1832
2 ай бұрын
አይ ካብደይ በላዓትን ፈናዋይ😢🎉🎉❤❤
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
@GoGo-hn3bj
2 ай бұрын
ታይ ዓይነ ሰብ ኢካ ልባ ሰብሪካስ ፕራክ ኣረ ግደፍ ኣይትሕርቃ መፅልኢ😢
@adu_blue
2 ай бұрын
🙏🥰
12:18
🔵ግዴታ ን video ክስዕማ እኒእኒ ኢለዬ 😱#comedyprank #viraldance #comedyvideo #prankvideo #habeshaprank #love
Adu blue
Рет қаралды 10 М.
14:49
🔵ንሙቾተይ ወርቂ ገዚአ ክሒሰያ 😱ደርፊ ደሪፈላ #love #duet #viralvideo #foryoupage #foryou #viralvideo #gift #loves
Adu blue
Рет қаралды 9 М.
00:18
Правильный подход к детям
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН
00:49
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
22:45
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН
00:29
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
12:57
🔵ሙቾተይ ፍቅራ ገሊፃትለይ ኣብ ሂወተይ ሑጉስ ልኮንኩላ ምዓልቲ እያ 🥹#habesha #duet #love #fortnite #viralvideo #romance #me
Adu blue
Рет қаралды 10 М.
26:20
ብኣካል ተራኺብና ኣይንፈልጥን😌ብምድውዋልን ምፅሕሓፍን ዝፀንዐ ፍቕሪ…He was gifted silver and a cell phone from his girlfriend
Rigat Assefa
Рет қаралды 31 М.
16:22
🔴🔴ብዕልግና tiktok እንዳቀፀለ ዩ 🔴ምስ MUSSE SHAKUR🔴 Lucy መነጋገሪት ኮይና ዘላ ቆንጆ tiktokerን ካልኦትን….
Evu
Рет қаралды 3,5 М.
20:59
🛑ንዓመታት ፍቅረይ ኣታሊላትኒ😱ንሃፍቲ ክትብል ንዓይ ገዲፋ ምስ ሻኩር ሕቡእ ፍቅሪ ጀሚራ ልበይ ተሰይሩ 😭 #tigray #eritrea #prank #vlog
musse shakur
Рет қаралды 118 М.
31:15
ሊሊ ንኣሌክስ ኣብ ቅድሚ ጋሻ ኣዋሪዳቶ😱#habesha #duet #love #ethiopia #eritrea #ethiopian
Lili and Alex
Рет қаралды 51 М.
18:45
🔵part 1 ሕነ ፍደ ልኮነ ውድድር 🙆♂️#habesha #habeshawedding #comedyprank #duet #love #prankvideo #prankvideo
Adu blue
Рет қаралды 6 М.
21:03
መድህነይ ካብ ልባ ሓዚና | ኣደይ መዓረይ 1000+ ንበርለይ @Awuchetube
ዓውቼ
Рет қаралды 51 М.
10:46
ካእባን ለመንካት ሞከርኩ
abduh jr
Рет қаралды 20 М.
21:35
@adyoMan-oc6kw ዓዲ ኣትዩ ኣብ መቀለ ኣሉላ ኣባነጋ መዕርፎ ነፈርቲ
Sami Tigray Media
Рет қаралды 16 М.
20:03
🔵ካብ ሕዚ YouTube ኣይንሰርሒ ሱስና ይሕሸና 😱#comedyprank #habeshaprank #prankvideo #comedyvideo #prank #duet
Adu blue
Рет қаралды 7 М.
00:18
Правильный подход к детям
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН