ንቕሓት / ጥበብ / ዋንነት ዝብሃሉ ኣምራት ፡

  Рет қаралды 3,433

Eritrea nEritrawiyan

Eritrea nEritrawiyan

Күн бұрын

Пікірлер: 71
@ጀጋኑኻኣኽብር
@ጀጋኑኻኣኽብር Ай бұрын
ኣብራሃ ሓውና ሓደራኻ ድሕሪ ሕጂ ከምዚ ዝቀነየ ፉንፉን ስራሕ ኣይትተሓወሶ,ከምዚ ገርካ ሃገራውነትካ ኮስኩስ ይትረፈና ትሕቲ ሃገራውነት፡ ዮርዳ ብስጋ ሓፍተይ'ያ ብመትከል ግን ጸላኢተይ ያ፡ ንእሽተይ ኮይና ኢልካ ከተመኽንየላ ኣብጽፍረይ ከኣቱ ደልየ ምሳኣ ጽቡቕ ገርና ስለንፋለጥ please ኤርትራ ዓባይ4ever🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@Ipraypeace
@Ipraypeace Ай бұрын
እዚኣ ከምቲ ዝበሐ ቪድዮታቱ ትመስል ለባምን ኣብ ጭብጢ ዝተሞርከሰት ምኽርኻ ድኣ እንታይ ኮይኑ ልባዊ ፍቕሪ ነፍግዋ ነጢሩዋ ሓሊፉ ኣብርሃ ገብረ ሓውና? ኣንግ ግን @ ጀጋኗኽብር ሓወይ እዛ ፍቕራዊት ምልክትን ባንዴራናን ሸሊመካ ኣለኹ❤🇪🇷 ኣይምንን እየ፡ ኣብርሃ ገብረ ኣብ ሃገራዊ መንነት ድኣ ይኣምንን ይስውኣሉን ይኸውን እምበር፥ ኣብ ከባብን ጎዶቦንስ ግዲ ኣይኣምነሉን ይኸውን። ይኽደን ኣይደግሶን እባ ይኸውን። ኣነ ግን
@helenasmerom1582
@helenasmerom1582 Ай бұрын
@@Ipraypeace
@niatnaeritreana2011
@niatnaeritreana2011 Ай бұрын
መርሓባ መምህር ፅቡቅ ትምህርቲ ከም ወትሩ በጃኹም ክአ እዞም አብ ሜድያ ትነጥፉ ብዝተኻእለ መጠን ተናበቡ
@zereslaseweldemaryam3770
@zereslaseweldemaryam3770 Ай бұрын
ሓው አብርሃ ኩሉ ግዜ እተቅርቦ ሓሳብ ጽቡቅ እንድዩ ግን ኣብዛ ዝቀነየት ኣይግድን ታሕቲ ገጽኩም ኣይትውረዱ።
@Selam-Selam-j7l
@Selam-Selam-j7l Ай бұрын
Ewe xbuk aygeberen abza ziqeneyet si
@abrahalelegesse6226
@abrahalelegesse6226 Ай бұрын
ባህላዊን ፖለቲካውን ብስለትካ ዝንአድ ኢዩ።ክትጋገ ከሎኻ ግን ጌጋኻ ምእማን ካኣ ሩፍታ ኢዩ ዝህበካ።
@medashow5210
@medashow5210 Ай бұрын
ኣብርሃ ገብረ ኣንበሳ ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ኣብ ፍልጠትን ሓቅን ዝተመርኮሰ ትምህርቲን ትንተናን።ሕጸበና ዳ ኣነ ቀሪበ ኣለኹ ክጽሪ ቁሩብ በዚ ናይ እግረይ ጥራይ ተሪፍኒ ኣሎ እሱ ካ ኣብ ዝሓጸረ ክፍሕፋሕ እዩ።I'm proud of you.❤🇪🇷💪
@hagereykbretey7644
@hagereykbretey7644 Ай бұрын
ነቶም ጸረሃገርን ሃገራውነት ጽቡቕ ገርካ ትፈልጦም ከሎኻ ንኣብነት ገለ ካብ ተሞክሮኻ 9:15 እሞ እንታይ ደኣ ነዚ ናፈለጥኩም ኣብኡ ቀኒኹም
@sabakelati2537
@sabakelati2537 Ай бұрын
Ajioka Abrha wedi Erey jigna ❤️ 🇪🇷👍🙏😇👏🏼👏🏼👏🏼
@ruthg.457
@ruthg.457 Ай бұрын
Thank you 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@Teklezghi86
@Teklezghi86 Ай бұрын
መርሓባ ኣብርሃ፤ኣዝዩ ብሱል መደብን ሓያል ትዕዝብትኔ
@Eri291forever
@Eri291forever Ай бұрын
Beautiful!stay on this kind of topics only❤ one Eritrea 🇪🇷 ♥️
@asushkor1407
@asushkor1407 Ай бұрын
Erterawenet kubure manenete 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@gideyalem6475
@gideyalem6475 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣብራሃ ሓውና ጹቡቅ መደብ ግን ቡዙሕ ዕዮ ከምዘሎ ክንፈልጥ ኣለና።ኣነ ኣብ ሰጠነ ከይዳ ባንዴራ ፈደረሽን ተስኪማ ክትድይብ ስለ ዝደለ ኢዮም ኢለካ ከም ዝበልናዮ እቶም ዝዓጀብዋ ሪኢካዮም ስለዚ ንሱ ከይመጽእ ኢና ተቃዊናያ።በታ ባንዴራና ምስ ተሳእለት ደስ ኢሉና ህዝቢ ኤርትራ በዛ ባንዴራ ዝመጾ ይስየፍ ኢዩ ።
@daniel.j9062
@daniel.j9062 Ай бұрын
ከም ኤርትራውያን መጠን ብሓቂ ንቑሓትን ክፉት ኣተሓሳስባን ንከባቢና ኣንጻር ተጻባእቲን ዋላ’ውን ናይ ገዛእ ርእስና ህዝብናን ኣንጻር ኤርትራዊ እምነትናን ክብርታትናን ግጉይ ሓበሬታን ዘለዎም ንቑሓትን ክፉት ኣተሓሳስባን ክንጸንሕ የድልየና :: ምኽንያቱ ሸየጥትን ከዳዓትን ንሃገሮም ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኩርናዕ ክፋላት ዓለም ስለዘለዉ::🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@kokebgebremariam3140
@kokebgebremariam3140 Ай бұрын
Rieka aleka ABRHA kemzi ketemhalalf koleka mesati so forget the past and focus on your future just keep it forward focus in your country Eritrea 🇪🇷 first!!! God bless you bravo 👏
@GenetAbraha-ho3uv
@GenetAbraha-ho3uv Ай бұрын
eway abraha hawey kem qedemka yhsheka nfetweka ena mezmurkum bzaba eritra ykun🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@AdaRaMs402
@AdaRaMs402 Ай бұрын
ኣብርሃ ሕጅውን ኣይነመኽንየሎ ሰብ ኣጅንዳ እይዮም። ሰማያዊት ባንዴራ ታሪክ ኮይና እያ! ሕጂ ንታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ትውክል 🇪🇷 ኣላትና ። ነዚኣ ዝጽየን ከኣ ኪንዮ ሓጹር ይደርበ።ንህላዌኣ ብድም ክንሕልዋ ኢና!!
@nohisack7796
@nohisack7796 Ай бұрын
አብርሃ ገብረ ንሰካ ብብሰለት ዝሐሸካ ክነሰካ አብ ከምዚ ትሕቲ ሃገራውነት ወሪድካ ምርአይና ሐዚና ነዛ ጓል አይፈለጥካያን ምሰ የሕዋትካ ዩቱበራት አንዳተናበብካ ተሰራሕካ ዝበለጸ እዩ
@piealpha795
@piealpha795 Ай бұрын
ጽቡቅ ኣስተምህሮ ንዓኻ ድ'ማ እዚ እዩ መልክዕካ ፣ እዚ ዝሓለፍናዮ ምዝልላፍ ትሕቲ ሃገራውነት እዩ ፣ ኣብ ትሕቲ ሃገራዊ ጽላል ሰብ ድላዩ ክሓትት መሰሉ ክጥይቅ ቅቡል እዩ ፣፣ ኣነ ከም ኤርትራዊ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘየእትዎ ነገር እንተልዩ ፣ ባንዴራይ ፣ ሰራዊተይ ፣ ህዝበይ ፣ ስንኩላተይ ፣ ስውኣተይ ፣ ድምር ናይዚ'ኦም ድማ ልዑላዊነት ኤርትራ እዩ ፣፣ እዚ እንዳ ሰልጠነ ምኻድ ድሓን እዩ ትብሎ ዘለኻ ንዓይ ካህን ንጦንቋላይ ከእምንሲ ኣብ እንዳ ዛርቲ ተኸደ ደሓን እዩ ዘስምዕ ንዓይ፣ ብባዓል ሰልጠነ ፣ በየነ ፣ ሄኖክ ካብ ምቅዋም ዝሰገረ ብዙሕ ኣስካሕካሒ ነገራት እንዲና እንሰምዕ እቲ ጉዳይ ከመይ ይተሓዝ ንመንግስቲ ይምልከት ፣ ዝኾነ ሰብ ካብዞም ነፍሶም ዝሸጡ ፉንፉናት ነዳያት ክርሕቅ ኣለዎ
@abrahaghebrehiwet
@abrahaghebrehiwet Ай бұрын
ድሓንዩ ዘይኮነስ፡ ምስ መድያታት ርክብ ዘይጸንሓ ክትከውን ትኽእል፡ ተደናጊራ ክትከውን ትኽእል፡ ምስ ዕድመን ተመኩሮን ናብ ተነጽሎ ዘግዪ የብልናን ዝብል እዩ፡ ዝገደደ ካኣ ኣሽሙርን ጉጥያን ምድርባይ
@SelamMaekele
@SelamMaekele Ай бұрын
Abey keydas teflti eya​@@abrahaghebrehiwet
@rehasetesfalem8680
@rehasetesfalem8680 Ай бұрын
ሰላም ሰላም ኩቡር ሓውና ኣብራሃ ገብረ እዚ ዝቐነየ ኩነታት ክካታተሎ የ ቀንየ ክሳብ እቲ ውድድር ዝውዳእ ውን ርኢቶይ ካብ ምሃብ ተቖጢበ ጸኒሐ ምኽንያቱ ፍጻመ ሪኢኻ ሓሳብካ ምሃብ ደስ ስለ ዝብለኒ። ዮርዳኖስ ትሕቲ ዕድመ ኣይኮነትን ኩሉ ትፈልጥ ያ ሎሚ ሳላ ዚ ጉዕዙይ ኣካይዳ ደምበ ዕነ ዋላ ወዲ 10 ዓመት ዩ ነዚ ዘሎ ኩነታት ዝርድኦ። እመን ኣይትእመን ናኣሽቱ ቆልዑ ከይተረፉ እንታይ ማለት ዩ ኤርትራ ዓባየይ ጥራይ ያ ዘላ ኣብ ኤርትራ። ናብኡ ገጸይ ከማን ኣይምለስን ዝብሉ ካብ ስድራ ሕማቕ ጥራይ ዝማሃሩ ክሳብ መንነቶም ውን ኤርትራውያን ከምዘይ ኮኑ ዝንገሮም ኣለዉ። ኣብ ዝኸድናዮ ውራይ ይኹን መርዓ ጥምቀት ውን ነዛ ሰማያዊት ባንዴራ ካቨር ናይ ቴለፎን ጌሮማ ዮም ዝመጹ። እሞ ክኣ ናኣሽቱ ሙኻኖም ዩ ዝሕዝነኒ።
@rehasetesfalem8680
@rehasetesfalem8680 Ай бұрын
ስለዚ ናይዛ ሓፍትና ነገር ክኣ ኮነ ኢሎም ብውሽጢ ተዛራሪቦም ዮም ናብ ሜድያ መጽዮም ክሳብ 2 ሳዓት ሙሉእ ውን ንበይና ከም ዘዛራረብዋ መስኪሮም ኣለው። እንደገና ክኣ ነዚ ኩሉ ሽግር ዝረክብ ዘሎ ኤርትራዊ ወኪላ ሽግርና ንዓላም ክትነግረልና መታን ኩላትና ክንሕግዛ ይግባእ ትብል ኔራ እታ ትግስጉሰላ ዝነበረት ምስ ባዓል ነሽነሽ። እዚ እንታይ ማለት ዩ ወድድር ፋሽን ሾውን ፖለቲካን እንታይ ዘታሓሕዝ ኣለዎ? ንሳ ኸ ኖ ጌጋ ኣነ ብስነ ጽባቐ ክዋዳደር የ ዝኸይድ ዘለኹ ዘይትብላ? ስለዚ ዓይኒ ህዝቢ ዓይኒ ዓራት ዩ ብቐረባ ዝፈልጥዋ ውን ይዛረቡ ኣለው ንስኻ ሓደ ኢኻ እቲ ዝበዝሐ ናይ ህዝቢ ትዕዝብቲ ዩ። ብዝተረፈ ኣብ ርእሲ ልቦናኻ ምስ ዩቱበራት ኣሕዋትካ ብጸርፊ ዘይምምልላስ እንተ ኺእልኩም ከማን ተናቢብኩም ይቕረ ታባሃሂልኩም ባሓደ እንተትሰርሑ ህዝብና ክንደይ ምስ ታሓጎሰ ይመስለካ። ናተይ ሕልሚ ኣብ ኤርትራ ተመሊስካ መንእሰያት ከተናቓቕሓልና ዩ ፍልጠትካ ይሰስን ናይ ዝሓላፈ ውሕጅ ይውሰዶ ከም ቀደምካ ቀጽሎ ወዲ ገብረ ሓወይ
@mehber75
@mehber75 Ай бұрын
Ajoka kab zihalefkayo, ab mexai tiserho kem zibelix aminka bitesfa key tehalelka nihagerkan ni hizbikan sirah ❤.
@Ipraypeace
@Ipraypeace Ай бұрын
ኣብርሃ ገብረ ሓውና " ኣይትብከ እንድዩ ዝብክየኒ ዘሎ " ትብል ምስላ ከምትፈልጣ ኣይጠራጠርን እየ። እንታይ ድዩ ዘብክየና ዘሎ። ኣብዛ ሃገር ስለዝተፈጥሩ'ዶ ኣይኮኑን ፡ሓደ ክፍል መሬት ኤርትራ ስለ ዝውንኑ ዶ ኣይኮነን ንምልሉእ መሬት ኤርትራ ምስ ባሕሩን ጠፈሩን ንትግራይ ክዕድልዎ ምስ ምስ ተጋሩ ኮይኖም፡ ንሕና ተጋሩ ኢና በሉ ፡ እንዳ በሉ ከፈራርሁና ዝውዕሉ ዘለዉ።
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 Ай бұрын
ከም ወትሩ ኣብርሃ ጹቡቕ መደብ ቀጽሎ❤🇪🇷❤
@kibrettesfay7379
@kibrettesfay7379 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@SolomonMichael-o3w
@SolomonMichael-o3w Ай бұрын
ቴድረረታይ ኣብራሃ ገብረ ወደባት ። ምስዞም ጸበብቲ ጽግዕተኛታት ንታሕቲ ኣይትውረድ ። ከም ኣቦሓጎታትካ በዓል ሰፊሕ ራኢ ኢኻ ምስ ቅዳዳት ገረወይና ኣይመላለስ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ !❤
@Luliya381
@Luliya381 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@daniel.j9062
@daniel.j9062 Ай бұрын
I think as Eritreans, we really need to stay vigilant and open-minded to our surroundings against adversaries and even our own people who have some major identity crises and wrong information against our Eritrean beliefs and values because sellouts and traitors to their country are in every corner parts of the world today !! 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@natulove5882
@natulove5882 Ай бұрын
Merhaba ayana abrha kmy amsika
@thahrahmed4448
@thahrahmed4448 Ай бұрын
ሐው አብርሃ ከምዘ ከማካ ኑቁሐትን ቁኑዓትን ክትበዝሑልና ኢና ንደሊ ❤❤❤
@godislove7204
@godislove7204 Ай бұрын
መርሃ መምሕር አብራሃ🙋🏽‍♀️🇪🇷🐪
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Ай бұрын
🤲🇪🇷❤🕊🤝🇪🇷❤🕊🤝👏👏👏👏🤲
@gideyalem6475
@gideyalem6475 Ай бұрын
🇪🇷 welcome back 🙏♥ wedi Erey ።
@teklekidane5800
@teklekidane5800 Ай бұрын
Hji xebuk Abrha hawena
@RigatLeake
@RigatLeake Ай бұрын
👍👍🥰❤️🇪🇷
@freweiniteklemariam8055
@freweiniteklemariam8055 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@hadguasmrom5210
@hadguasmrom5210 Ай бұрын
Selam abreha.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ወዲኣባት
@ወዲኣባት Ай бұрын
🙏🇪🇷
@gerigeriyo7799
@gerigeriyo7799 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@destatedla7881
@destatedla7881 Ай бұрын
Abrha hawna Betekrbom medebatka btaemi eye zednkeka, but abzia nay Yordnos gin ኣይግዲን,,,,,አገብ.
@filmonnguse330
@filmonnguse330 Ай бұрын
Ayay abrha salaka kula ane wedi hizbawi gnbar ya tbl zela🤌🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EmbaSoira81
@EmbaSoira81 Ай бұрын
ኣብዚ ሕጂ እዋን፣ኤርትራውነት ዝጎዛዚ ዘይኮነ ንዝተጋገዩን ዝጋገዩን እናዳኣረመ ካብ ደምበ ዝኽትምና ዜጋታቱ መንዚዑ ኣብ ኤርትራዊ: ክብርታትን: ውዳበታትን ዝመልስ ናብ ዓዱ 🇪🇷ካአቱ ዘተባብዕ እዩ ዘድሊ። ኩቡር ሓው ኣብርሃ ከም ቀደምካ ጎስጋስካ ቀጽል: ክብሪ/ስምዒት ኣድነቅትካን ሰዓብትካን ካኣ ኣብ ግምት የእቱዎ ንቅሓትና ሓላፍ ዘላፍ ስለ ዝኮነ 🇪🇷🙏
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 Ай бұрын
ሕጂ ግርም
@טקלונגוסה
@טקלונגוסה Ай бұрын
ሰላም ክቡር መምህር ኣብርሃ ኣጆኻ ጥራሕ ❤🇪🇷❤
@hailuwelay4633
@hailuwelay4633 Ай бұрын
ሓሳውን ሰራቕን እዳ ሓደረ ፈኩስ ኣብርሃ ሓውና ብሓቂ ኢና ነደንቐካ ኢና ኣብርሃ እበርከ ንቕት ስለዝጎደሎ እዩ እበር ከምዝበልካዩ ህዝብን መንግስትን ወድብን መንግስት ምስ ዝሓለፉ ስርዓታት ከይተጻባጸብና ትግራይ ክትዕወ ማእለያ ዘይብሉ ዋጋ ኢናኮ ከፊልና እቶም ትግራይ ትዕወት ኢሎም ዝሕጭጩን እቶም ኣንጻር ናቶምን ኣብማይ ዘይብሉ ቀላ ዝሕንብሱን ነዚ ታሪኽ እዚ ስለ ዘይ ፍልጡ ኩሎም ደበጉማማ ማይ ዘንገዳ ባዕልኻ ናእዳ እብኣር ናይ ቀደም ውድብና ናይሎሚ መንግስትና ትግራይ ኽዕወትዘይቅየር መስመሩ እዩ ስለዚ ንስኻ ብርዲኢ ኣብቅኑዕ ኣቓውማ ኣለኻ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@ertrawieye6873
@ertrawieye6873 Ай бұрын
ሰላም ኣብርሃ ሓውና ኣድናቅካ እድየ ኔረ በዛ ናይዛ ቆልዓ ኮ ንምንታይ እዩ ዘተራየካ ኣይፈልጥን ግን ትጋገ ኣለካ ንምንታይ ብጌጋትከይድ ኣላ ኣይፈልጥን ግን ስሕተት እዩ ክትወቅሳ ዝግባካ እንበር ክትሕለቀላ ኣይነበርካን ዘተካታተልካያ ተኮንካ ግን?
@KukKok-r4s
@KukKok-r4s Ай бұрын
2 BANDERA EKO EYA HIZA MISEAA AYKONUN TESAELOM TEKDINATA EYA NERA ETA NA FEDERATION BANDERA
@Mizanabraha-m4o
@Mizanabraha-m4o Ай бұрын
ክም ወትሮ ስለ ሓገራውነትና ደው ንበል ስለ 1 ኤርትራ ኣብርሃ ገብረ❤❤
@kinfereda8127
@kinfereda8127 Ай бұрын
Anbesa kemey dika jigna
@Filihaile-e6u
@Filihaile-e6u Ай бұрын
Kem wetru xbuk tmhrti memhr🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selamberhe2807
@selamberhe2807 Ай бұрын
Merhab Abresh እንቋዕ ድሐን መጻኻ❤ 🇪🇷 🇪🇷
@tesfalemredaetesafai2054
@tesfalemredaetesafai2054 Ай бұрын
Abra xubuq hasab u gn bzaba eritrean n zserih dawn ktgebr qninika xubuq aykonen kem hzbi merdaitan kbrin agdulkalna Dharka ka nska ika thawika sebat dawn ktgebr kenika
@ruthh7512
@ruthh7512 Ай бұрын
Abrha nsa baela neta nay federshn bandera tekedina melisa nay Eritrea bandera tekedina slesi klte egri aleni elka ab klte gereb ayitdyibn eka ezia wun ab hade ktregs eyu zelewa.
@freweiniteklemariam8055
@freweiniteklemariam8055 Ай бұрын
Kulu nai abotata entay yimelketekum dekalu deki 40 ni deki akele down migbar no way ariemikum kea wela ni hamedu yikunu tgraru kitbliom tegaru bealkum deki resahat mensey biakum eyu zitrfie zelo aletawian
@heywotsiyoum5016
@heywotsiyoum5016 Ай бұрын
Merhaba aberisha jigena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪🤜🤛🤜🤛🤜✅✅✅✅✅
@Ghebre-nl7cv
@Ghebre-nl7cv Ай бұрын
❤❤❤ merhaba ❤💙💛💚 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hdhcndhch1320
@hdhcndhch1320 Ай бұрын
Abraham you are a very smart man ! You know what is right what is wrong. I like to know why you don’t wabt to expose this yordanos girl for who she is. Or you think we are stupid. I was expecting an apology to those you have bad mouth 👄 them. Instead you bring this fool with her pretending picture 🤮 shame on you. Comment from gual senafe
@hseyoumhseyoum6915
@hseyoumhseyoum6915 Ай бұрын
Abraha hawoy, I am not sure how you see it. But I have a feeling you continue to make an excuse for this girl (Yordanos). She already made her stand clear. If she ever going to win Eritreans trust she needs to come out in public and say so.
@YonasDawit-ie1qm
@YonasDawit-ie1qm Ай бұрын
አብርሀ ሐወይ አቢ ሰብ ኢኻ ኤርትራ ንኤርትራውያን ከምዝበልኻዪ ሕጂውን ኤርተራ ንኤርትራዊውያን በል። ተባረኽ።
@abrahamtcabo9590
@abrahamtcabo9590 Ай бұрын
በርትዕ በርትዕ ናብዞም ኮንቶ መንቶ መድያታት ደረጃ ኣይትውረድ ሃገር ሃገር ጭኖ ። ጸላእትና ታሪኻና ንምጥምዛዝ ለይትን ማዓልትን እጽዕሩ ኣለዉ ፡፡ ስሎ መድያ ማዕበል ወዲ ጣባ ሚኪ ዘርኤ ወዘተ ሃገራውያን ዝመስሉ ኣብ ሓጠውቀጠው ዛዓርቦም ነጋዶ ዩትዩብ ኣይትስዓቦም ፡፡
@nahomhaile5136
@nahomhaile5136 Ай бұрын
❤❤❤
ፈረንሳ ቀይሕ ባሕሪ ክትሽምተሎም /
21:01
Eritrea nEritrawiyan
Рет қаралды 3,8 М.
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዳህሳስ መድያ
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 1,9 М.