ንፍቕርን ሓዳርን ትክክለኛ መርኣያ ሰብ ሓዳር ውሩያት ስነ ጥበባውያን

  Рет қаралды 57,121

Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት

Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት

Күн бұрын

35 ዓመት ኣብ ልገርም ፍቕርን ሓዳርን ፡ ብኮንጎ ኣየ ፈለማ ረኺበያ ፡ ንፍቕሪ ብዙሕ መስዋእቲ ከፊልና ኢና፡ ኣብ ብራንዳ ሓዲርና ኢና ውሩያት ስነጥበባውያን ተጋደልቲ ትማልን ሎምን፡፡ ብሓቂ ከትፈትውዎን ክትመሃርሎምን ኢኹም፡፡ ሰናይ ትምኒትኩም ግለፁሎም፡ ነዓና እውን #subscribe #like #share ብምግባር ኣበረታትዑና፡ ሰናይ ምክትታል

Пікірлер: 625
@mikelebaraki5269
@mikelebaraki5269 2 ай бұрын
ሎሚ ኢና ናይ ልብና ሚድያ ዝረኸብና ብጣዕሚ ሰሓብን ገራሚ ናይ ፍቅሪ ሂወትን ካብዞም ወለድና ተማሂርና❤❤ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃበለይ🙏
@asgedomtesfay2290
@asgedomtesfay2290 4 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም !! ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም !! ቅድስቲ ዓድና ትግራይ ፈጣሪ ይባርኸልና !! ሠላምን ምዕባለን ንትግራይና !!!!!!
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ዮዳሄ_12
@ዮዳሄ_12 4 ай бұрын
ፍቅርስ ከምዚ እዩ እምበይ ኣቤት ደስ ክብሉ ፍቅርኹም ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይሃብኩም ፍቅራት ስድራ❤💛❤💛😍
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@JoneTaklay
@JoneTaklay 4 ай бұрын
ተመሲጠ አየ ሰምዓዮም ሓዳርኩም ይባረኽ ንዘላኣለም ኩቡራት ወለዲ 🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@Selemawit278
@Selemawit278 2 ай бұрын
😢😢😢ግን ሎምስ ከምዚ ዓይነት ሂወት እንታይ ኮይኑዩ ኣቢና ትምኒትን ሃረርታን ጥራይ ኮይንና ተሪፍና
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ና ኩሉ ሰብ ሕቶ እዩ ?
@hamerhamer4725
@hamerhamer4725 2 ай бұрын
ናይ ብሐቂ ሐቀኛ ፍቅሪ የለን ሎሚ የሕዝን
@romanroman2419
@romanroman2419 2 ай бұрын
ናይዝኦም ሰምዕኻ ናትና ነሕልፎ ዘለና ክነፃፀር ከሎ ንብዓት እዩ ዝቕድመካ😢😢💔💔🖤
@Selemawit278
@Selemawit278 2 ай бұрын
@@romanroman2419 ናይ ብሓቂ ንሕና ነሕልፎ ዘለና ስቃይ ደኣ መን ከ ክወዳደሮ ኡፍፍፍ
@Grmachnal
@Grmachnal 2 ай бұрын
ነብስኻ ምፍታሽ ኣድላዪ ኢዩ ሎሚ
@tekletekle8440
@tekletekle8440 3 ай бұрын
ዎውውውው ደስ ክብሉኻ ምክብባር ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እዩ ፍቅሪ ፣ሓጎስ ፣ደስታ ፣እምነት ፣አለዎ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኹም❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@smerhsoso7490
@smerhsoso7490 4 ай бұрын
ኣባቴ ኣቡነ ኣረጋዊ ስለ ዝረአክዎም ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
አሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 4 ай бұрын
ደስ ክብሉ እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም እግዚአብሔር ንዓና ደቅኹም እውን ከማኹም ዝበለ ብፍቅሪ ዝሞቀ ሓዳር ይዓድለና 🙏🕊🕊❤️❤️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@zeresenayteame3731
@zeresenayteame3731 Ай бұрын
ብታሚደስ ዝብል እዩ” ❤
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ Ай бұрын
@@fkrientertainment 🙏❤️🕊
@yodahie2114
@yodahie2114 3 ай бұрын
እዋይ ናይ ወለደይ ታሪክ ዝሰምዕለኹ እዩ መሲሉኒ ፍቅርን ገድልን ❤ሓቀኛ ፍቅሪ ፣ሙሉእ እምነት፣ምትሕልላይ ብወለድና ሓሊፉ።❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@robsnet7976
@robsnet7976 4 ай бұрын
I am your brother from Eritrea, I feel so good to see such devoted couple who are exemplary. Let God bless the rest of your age !!
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@tsegagualtgray-ll7xo
@tsegagualtgray-ll7xo 2 ай бұрын
ደስ ክቡሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ክቡራት ወለድና ብፊልሚ ስርሕዎ ደስ ዝብል ናይ ፍቕሪ ዛንታ እዩ❤💛😘🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 4 ай бұрын
ብስሩ ገድልን ፍቅርን ደስ ክብል ብእነት😁🥰🥰🥰 ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርክ ወለድና❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
አሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏
@TdfTigray1221
@TdfTigray1221 4 ай бұрын
ተይረአኩይ ኮሜ ክፅሕፍ ከይትቅዱምኒ 🤣😁 አሰይ ደስ በሃሎ ፍቅርኩም የብዘሐዮ አሕዋተይ ሰላምኩም ይብዛሕ ብጣዕሚ ደስ ልብል እዪ ♥️💛✊✊
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ውቅሮዛዓደይ
@ውቅሮዛዓደይ 4 ай бұрын
❤😂
@BKTBKT-m7v
@BKTBKT-m7v 2 ай бұрын
Des ktblu ናይ ቀደም ትዝ ኣቢልኩምና ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ምስግናይንፈጣሪይኩን
@ምስግናይንፈጣሪይኩን 2 ай бұрын
ደስስ ክብሉ ፍቕርኹም የብዝሓዮ ፍቑራት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤ብሓቂ ሓቀኛ ፍቕሪ ኣምላክ ማለት ከምዚ ናትኩም እዩ ኣምላክ ንዓና እውን ከምዚ ናትኩም ፍቕሪ ኣምላክ ይዓድለና❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
Amen ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@KibromMan-hk2mk
@KibromMan-hk2mk 4 ай бұрын
ብልቢ ኣዝዩ ልብኻ ዘተርክስ ናይ ፍቑራት ዛንታን ህልውን🙏🙏🙏ተጋደላይ ኮማንደር ሙሉ ተጋዳሊት ትብለጸይ እዋይ ክጥዕም ኣገላልጻን ዘሕለፍክሞ ህይወት ታሪኽ🤞ዝተረፈ ዕድሜኹም መቂሩ ይንበር🙏🫶👑👑👑👑👑👑✍️✍️❤️💖💖💖💖💖💖💖💖
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@lulbahri
@lulbahri 2 ай бұрын
I m Eritrean I love this show 🎉❤🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
Thank you love you too 🙏🙏🙏
@AlmazZenebe-d9v
@AlmazZenebe-d9v 2 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ክብልካ 🎉🎉ኣምላክ ኣቦይ ከምዝኦም ዝበለ ፍቅሪ ይዓድለና🙏💗💗
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ኣሜን ይዓድልኺ 🙏🙏🙏❤❤❤
@FihbHhjj
@FihbHhjj 2 ай бұрын
ደስ ኪብል ፍቅር ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ኩቡራት ስዲራይ💊💊💝💝💝💝💓💓💓💖💖💖💕💞💞💞💗💖
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃብኪ 🙏🙏🙏
@hggh1877
@hggh1877 19 күн бұрын
ደስ ክብሉ ከምዚ ዝበል ፍቅሪ ይሃበና ፈጣሪ አሕዋተይ እግዚኣብሔር አምላክ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 19 күн бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@MeronZetewahdo
@MeronZetewahdo 3 ай бұрын
እግዘብሄር ቃልኪዳንኩም ይባርኽ 🥰🥰💒💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@safsaf715
@safsaf715 4 ай бұрын
ናይ ዘለኣለም ፍቅሪ ይሃብኩም ይሃበና ወለድና 🙏🙏🙏 ኣሰይ ክንደይከ ደስክትብሉ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ 2 ай бұрын
አረ ትፍለዩ ኢኩም ዝገርም ፍቅራዊ ሂወት ዝተረፈ ዕድመኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርክ❤❤❤ ነዚ መደብ ተቅርቡልና ካብ ልቢ ኢና ነመስግን ቀፅልሉ❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@عليمتو-ك1ق
@عليمتو-ك1ق 2 ай бұрын
ኣስይይይ ደስ ክብሉካ ፈጣሪ ከም ናትኩም ዝበለ ፍቅሪ ይዓድለና❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@GeniTadele-zs3ve
@GeniTadele-zs3ve 3 ай бұрын
ደስ ክብሉ ከምዚ ልበለ ፍቅሪ ይሃበና ፍጣሪ ኣሕዋተይ 🙏❤️🥰
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ 2 ай бұрын
እዋይ ዝናይ ቀደም ፍቅሪ ናይ ወለድናሰ ክፅቡቅ ክጥዕም አየ ናይ ሎሙሰ😢 ዎሎዶሰ ሰቅ ኢልና ኢና
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 2 ай бұрын
ክንደይ ደስ ትብሉ ሓዳርኹም ይባረክ❤ብዙሕ እና ተማሂርና ብሓቂ🙏💛
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏
@Amuጋልክልተኣውላዕሎ
@Amuጋልክልተኣውላዕሎ 4 ай бұрын
ደስ ባሃልቲ ክብራት ወለድና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@Chago-o1r
@Chago-o1r 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስዝብል ካብልቢ ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏
@gujj8255
@gujj8255 2 ай бұрын
ታይ ኢለሞ ክገልፀኩም ኩሉ መሊኡ ዝዓደለኩም ልብኻ ዘረስርስ ፍቅርኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏💖
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 4 ай бұрын
ኪሊተ ለባማት እዲሜን ጢኢናን ይሐብኩም ጀጋኑ ኢኩም ትግራይ ቡሉፃት ለባማት አለዋዋ👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤✝✝✝✝✝
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@TGgf-vr1ly
@TGgf-vr1ly 3 ай бұрын
ደስስስ ክብሉ ነዊሕ ዕድሜ ጥዕና ይሃብኹም ምቁራት ስድራ🙏♥️♥️♥️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@hgyy2926
@hgyy2926 2 ай бұрын
ተመስን ኣምላክ ከምዙይ ዓይነት ሚዲያ ስለ ዝፈጠርልኩምልና ❤❤❤❤ፍቅርኩም የብዝሓዮ ኩቡራት ወለዲ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏❤❤❤
@hiwetgaltigray2147
@hiwetgaltigray2147 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@igguter5564
@igguter5564 4 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ክብልካ ፍቅርኩም ይብዘሐዮ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@dhqe5723
@dhqe5723 3 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ክብሉ ስድራ ተመሲጠ ሰሚዐያ🥰❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ምክትታልኪ ኣይፈለየና ❤❤❤🙏🙏🙏
@rahli-pg8xt
@rahli-pg8xt 4 ай бұрын
ቀደመይቲ ባዕለይ🎉🎉ኣሰይ ደስ ክብሉ ሓዳሩኩም ይባረክ🙏💗💥
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@meargtakelle9744
@meargtakelle9744 Ай бұрын
''ሕብረተሰብ ዝህነፅ ብስድራ 'ዩሞ....'' ክብረት የሃበልና። ከምናትኩምስ ንኹላትና...
@fkrientertainment
@fkrientertainment Ай бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@adhanettekie2995
@adhanettekie2995 4 ай бұрын
Waww❤❤ Eritrawit 🇪🇷 eye betami des yebluka
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@world12209
@world12209 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢኩም ደሰ ትብሉ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@yodahie2114
@yodahie2114 3 ай бұрын
ተጋደልቲ❤❤❤😊😊
@hgf6568
@hgf6568 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፅብቃት ፍጥረት
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 3 ай бұрын
Thank you mukurat beteseb! Egziabher yeezizu birkkkkkk yeblkum ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤❤❤
@SleepyApron-cs2dx
@SleepyApron-cs2dx 4 ай бұрын
ዋውው ደስስ ክትብሉ ፍቅርኩም የብዘሓዮ ፈጣሪ ምቁራት♥️♥️♥️♥️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ 3 ай бұрын
እሰይይይይ ደስስስ ዝብሉ ሰብ ሓዳር መዋርስቲ መንግስቲ ኣምላክ ይበልኩም መርኣያና ኢኹም ንዓና ንዘይተመርዐውና❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@shalom5798
@shalom5798 4 ай бұрын
ዋውውው ኣምላኽ ትባርኹም ፍቕርኹም ይሰሰን❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 4 ай бұрын
ብሓቂ ደስስስ ዝብል መደብ እግዚአብሔር ዝተረፈ ዘመንኩም ብዕድመን ብጥዕናን ሓዳርኩም ይባርክ❤❤❤🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@Romanmulu
@Romanmulu 3 ай бұрын
ሓላላት ተጋደልቲ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@kerysss-tt1ue
@kerysss-tt1ue 3 ай бұрын
እሰይይይ ደስ ትብሉ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@hailewolde1816
@hailewolde1816 2 күн бұрын
ኣብ ፍሉይ ኩነታት ዝጀመረ መሳጢ ዝኾነ ታሪኻውን ህልውን ፍቅራዊ ድራማ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment Күн бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@Acnt12
@Acnt12 4 ай бұрын
Waw des kibulika kamzi ayneti fiqiri habena fetari😪😪 Amalk ybarkum
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 4 ай бұрын
ቆንጄ ኢኪ ለባም ትግረወይቲ🙏🙏🙏🙏👏👏👏👌👌👌👌❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@selamfkri4960
@selamfkri4960 4 ай бұрын
ዋውውው ፍቕሪ ማለት አብዚ አሎ ደስ ክትብሉ ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@helenMulualem
@helenMulualem 3 ай бұрын
Wawwww deskitblu nezeom ymaselna brkattt hadarkum ybarek 🌺🌺🎁🎁
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@ትግራይዓደይዩቱብ
@ትግራይዓደይዩቱብ 4 ай бұрын
ክቡራት ወለድና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም #ጀጋኑ_ወለድና ትግራይና ምሉእ ሰላምን ምሕረትን የውርደልና🙏💛❤🕊
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ
@MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ፍቅሪ ታሪክ እዩ።ተሞክሮኩም ሸር ስለዝገበርኩምልና ብልቢ ኢና ነመስግን ክቡራት ወለደይ❤🙏ፍቅሪ ኢንተርተይመን ሓሪፍ ፕሮግራም ኢኩም ተቅርቡልና ዘለኩም የክብረልና ቀፅልዎ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤ ምክትታልኪ ኣይፈለየና
@ezgahariamebrahtu3832
@ezgahariamebrahtu3832 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም ሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኩም አብ ውልድኩምይሕለፍ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@YoDaha
@YoDaha 2 ай бұрын
❤ ወው ብሓቂ ደስክብሉካ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@zewdugebretekle394
@zewdugebretekle394 4 ай бұрын
ዋው ደስ ክብሉ❤ኣቕራቢውን የቐንየልና🥰
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@AdayHiwet
@AdayHiwet 3 ай бұрын
ትግራይ ትዕወት !
@jdhdhjxbxhhx9274
@jdhdhjxbxhhx9274 2 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ክብልካ ስድራ ቤት ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሓዳርኩምን ደቅኩምን ይባርከልኩሞ ኣምላክ❤❤❤ ከምናትኩምስ ኣበይ ክርከብ ሕጂ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ Ай бұрын
_ዘይ ሎሚ ሚድያ ኣይረኸብናን ቀጽልሉ💐💙_
@fkrientertainment
@fkrientertainment 29 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@adhanetmussie6503
@adhanetmussie6503 3 ай бұрын
ኣምላክ ሓዳርኩም ውሉድኩም ሂወትኩም ይባርከልኩም ደስ ትብሉ ❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤❤❤
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 4 ай бұрын
ደሰ ባሃልቲ ክብራት ወለድና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@SERWNA941
@SERWNA941 3 ай бұрын
ደስ ክትብሉ ብጣእሚ ነዊህ እድመ ምስ ጥዕና ይምነየልኩም
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@LwamGebrekidan
@LwamGebrekidan 4 ай бұрын
wow i am z second. really adorable amazing. god bless you
@munaara4780
@munaara4780 2 ай бұрын
ዝገርም ፍቅሪ❤❤
@fotofoto378
@fotofoto378 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍ፈጣሪ ፍቅርኹም ይባርኽ ፍፃሚኹም ድማ የፀብቀልኹም እግዛብሄር ኣምላኽ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏
@saramm8772
@saramm8772 4 ай бұрын
ፍቅርኩም የብዘሐልኩም ፈጣሪ ክቡራት ወለድና❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 3 ай бұрын
ደስ ክብሉ ነዉሕ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቦም👏😍😘
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Ай бұрын
ደስ ባሃልቲ ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Ай бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 3 ай бұрын
አሰይ ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ወለድና መርኣያ ፍቅሪ 🙏❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@kebraberhame7093
@kebraberhame7093 3 ай бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪክ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@abraham0345
@abraham0345 Ай бұрын
ዋው ደስ ክብሉ🎉🎉🎉
@romanroman2419
@romanroman2419 2 ай бұрын
ፍቕሪ ኢንተርትመት ቐፅልሉ ጎበዛት ብጣዕሚ ስሓቢን ደስ ብሃሊል መደብ እኹም ተቕርቡልና ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወለድና ብርሃን ደቂኹም የርእኹም🙏🤲🙏🥰🥰
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን ነዓኹም ሒዝና ክንቅፅለሉ ኢና #Respect 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Amanuel-kf8vt
@Amanuel-kf8vt 2 ай бұрын
Waww hadrkum yebrake❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@arsema-j8s
@arsema-j8s 4 ай бұрын
ፈጣሪ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ፍቅርኩም ደስ ክብል ፈጣሪ ክብረት ይዓድልኩም
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@Bሓፍቲንጉሰ
@Bሓፍቲንጉሰ 3 ай бұрын
እሰይ ደሰ ክብሉ ፍቕርኹም ይብዛሕ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@aedf4837
@aedf4837 2 ай бұрын
ኣሰይይይ ደስስስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏
@TititiYser
@TititiYser 2 ай бұрын
ዕደመና ጥዓናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@azyeb3119
@azyeb3119 2 ай бұрын
ደስ ኪብል ፍቅር💕 ዕድመን ጥዕና💕 ይሃቡኩም ክብራት 💖
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@azyeb3119
@azyeb3119 2 ай бұрын
@@fkrientertainment 👏👏👏💕💕💕
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 3 ай бұрын
Kisab mewedaeta yefetsimkum!!! N Mulu zigeletskilu mengedis des zibl. Nay bhaki gentleman, kulu nay sebaay bahriyat zelewo eyu kem agelalitski ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤❤❤
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 2 ай бұрын
ዋውውውውው ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም እግዚብሔር ኣምላክ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ኣሜን ክብሰት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤
@TsritiHaftu
@TsritiHaftu 4 ай бұрын
እግዚኣብሔር ከምዚኦም ዘብለ ፍቕሪ ይዓድለና❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@hannahaile5669
@hannahaile5669 3 ай бұрын
አብነታውያን ሰብ ሓዳር አምላክ ከምዝባርኩም ጥርጥር የብለይን
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏❤❤❤
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 4 ай бұрын
ዋው ደስክብሉካ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም❤❤❤ደቂሪመይ ሳብስክራይብ እስኪበሉኒ🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️
@ክቅጽልየ
@ክቅጽልየ 2 ай бұрын
ፍቅርኹም ደስ ክብል ይመላኣልኩም እድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🥰🥰🥰🥰
@AsAs-rk1ou
@AsAs-rk1ou 3 ай бұрын
መርአያ ኩሉ እኹም ብሓቂ
@AsSa-bd7nk
@AsSa-bd7nk 3 ай бұрын
አሰይይይ ናይ ፍቅሪ መርአያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@trhasmehari3982
@trhasmehari3982 Ай бұрын
ኣሰይይይ❤❤❤❤
@medhinkiros3044
@medhinkiros3044 2 ай бұрын
Wawwww des kibilu ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
🙏🙏🙏 Respect
@salmasalm8448
@salmasalm8448 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅልሉ ጀጋኑ ደቅ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 3 ай бұрын
ኣነ ካብ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷 ካብዝተ ኻታተልክዎ ኣድናቖተይ ክገልጽ ብጣዕሚ ደስ ደብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቕርኹም ናብ ዉሉድኩም የሕልፎ እዞም የሕዋተይ:: ኣብ ትግራይ ፍቕርን ሙዙቃን ንፉዓት ኢኹም:: ኣብ ፖሎቲካ ግን ብጣዕሚ ሕማቕ ኣለኹም ነዚ ህዝቢ ትግራይ ምስ ኹሉ ህዝቢ ዓለም ኣባኢሶሞ ሕዉሓት ሰላም የውርደልኩም:: ብዘይ ዉዓል ሕደር ምስ ኤርትራ ዕርቂ ገርኩም ኹሉ ንትግራይ ዘርብሕ ብ ኤርትራ ክትነግዱን ክትምዕብሉን ይምሕጸን:: ተቐላጢፍኩም ምስ ኤርትራ ሰላም ግበሩ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ተረዳድኡ በጃኹም ነቲ ህዝቢ ሕለይሉ::
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበለና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤❤❤ ፅቡቕ ሓሳብን መፍትሕን እዩ። ምክትታልኩም ሪኢተኹም እውን ኣይፈለየና
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Ай бұрын
ከም ህዝቢ ትግራይ ሰላምን ፍቅርን ዝዝምር ከ አሎ ድዩ🤔ማለት ሚዛናዊ ኩን
@brhanmahari6031
@brhanmahari6031 2 ай бұрын
ጥዑማት ስድራ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@تلله-ش5ص
@تلله-ش5ص 4 ай бұрын
ዋይ ደስ ክብሉ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@dasddawe3256
@dasddawe3256 2 ай бұрын
ኣዘዩ መምህሪ ናይ ቱ ከዚ ውለዶ❤❤❤❤ቀፅልሉ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Sara-m8w
@Sara-m8w Ай бұрын
ብጣዒሚ የቅኒየልና ናዓና ዓዉየይ ትምህርቲ ዩ❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Ай бұрын
ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@ተመስገንአምላኬ-ሐ6ረ
@ተመስገንአምላኬ-ሐ6ረ 2 ай бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ ደስ ዝብል ፍቅሪ ሓዳርኹም ይባረኽ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 2 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 3 ай бұрын
ብሓቂ ዕድለኛታት ኢኹም።
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@freweiniabraha6715
@freweiniabraha6715 4 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላኮ ሓዳርም ይባርከልኩም❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Офицер, я всё объясню
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 27 МЛН
The selfish The Joker was taught a lesson by Officer Rabbit. #funny #supersiblings
00:12
ብመፅበዓ ኢና ሓዳር ገይርና #amazing love story
57:27
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 37 М.
ንፍቕርን ሓዳርን ዝተኸፈለ መስዋእቲ
23:30
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 8 М.
ኣወዳትን ኣዋልድን ንሓዳር ዝምንይዎም መጻምዲ #love
49:09
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 10 М.