ንስደት ክኸይድ እዬ እንዳበለ የሻቕለኒ😢ኣብ እምነታ ከምዘላ ኣሚነ…ዘይምምፃኣ የሕምመኒ💔

  Рет қаралды 11,041

Rigat Assefa

Rigat Assefa

Күн бұрын

Пікірлер
@AaSs-bj7pg
@AaSs-bj7pg 14 сағат бұрын
በስምኣም ከምዚ ኢሉ ዘፍቅር ዘይመስለኒይ ኣይዞኳ ወድነይ ማዓረይ ከማካ ዝበለ ሓቀኛ ኣፍቃሪ ይፍጠረልና ላይክ እስኪ ንግስቲ ሓፍትና ቀልጢፍኪ ዓድኪ እተዊ ዝብል ደቅነይ መዓረይ ደይ❤❤❤❤❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
🙏💘
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 9 сағат бұрын
ኩሉ ከም ፍቃድ ኣምላክ እዩ አሕዋት እሺ ኽከድ እየ ኽዓ🤔❤🙏🙏🙏🙏✅✅✅✅🤗 28:19
@HaregTesefu
@HaregTesefu 7 сағат бұрын
❤❤❤
@mekisebmekiseb1626
@mekisebmekiseb1626 6 сағат бұрын
Yesimirelukum fetari ❤
@Gezana7
@Gezana7 6 сағат бұрын
ናይ ባሓቂ ቀኒኣ ቁድስ ቂኒእ ፍጣር ብሰላም የራክብኩም 🙏
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg 4 сағат бұрын
Yesimerelkum fetari zom natey ❤❤❤❤❤❤ 🙏🙏🙏😭🥰
@DaddGdggሚሊ
@DaddGdggሚሊ Сағат бұрын
ሰላም የራክብኩም❤
@netsi2127
@netsi2127 15 сағат бұрын
ዛ ኮሜንተይ ተንብብያ ትኮኒ ኢኪ ኢለ ይኣምን ንግስቲ ሓፍተይ ስደት መሊኡ ኣይመልእን ብዙሕ ቀዳዳ እዩ ዘለዋ ግን መንቃሳቀሲኪ ተሒዝኪ ኪድዮ ቆፂርካ ዘይውዳእ ፍቅሪ እዩ ዘለዎ ተንከባኪቡ ከንብረኪ እዩ ሓደራ ተስፋ ከይ ቆረፀ ኪዲ ምዝራብ ክሳብ ዝኣብዮ እዩ ዘፍቅረኪ ጊዜ ተወሲድኪ ግን ፍቅሩ ከይበልል መሰሓሓቶ ኣለዋ እየን እውን ይብል ኣሎ ስለ ዝተፈተነ እዩ ሕጅውን ሓደራ ወዲ እዩ ኣብዘይ ከነ ከይሰሓሓት ፍቅርኩም ንፊስ ከይኣትዎ ኣይትጥፍእዮ ችግርኪ ኣረድእዮ ትጠፈአኒ ኣላ ኣብ ኣቋማ የላን ግዲ እያ ናበለ ስለ ዝጠራጠር ዘሎ መፅረፊኡ መጨቃጨቂኡ ለ ተረድእሉ ሓደራ ሓደራ ግን ቀልጢፍኪ ኪዲ 🤲🤲🤲
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
እሺ ዛንበይተይ የቀንየለይ ክከድ እየ🙏💘
@medhin8187
@medhin8187 11 сағат бұрын
​@@Ngstigeretsedk5001 ክብርቲ ሓፍተይ ጓል ትግራይ መሊኡ ኣይመልእን በጃኺ ዕድመና ነሕልፎ ኣለና ጓል ድማ መልክዓ ናይ መዉለዲኣ ዕድመ ዩ ዝሃስስ እሞ መሳረሒኺ ሒዝኪ በቃ ምኻድ ይሓይሽ ። ኣብ መንጎኹም ንፋስ ከይፈልየኩም ።
@mar-o1k
@mar-o1k Сағат бұрын
ደምራኒ❤❤❤
@Ggg-s6z9x
@Ggg-s6z9x 9 сағат бұрын
ንግስቲ ሓፍተይ ትዕድልቲ እዩ ከምዝ ዝበለ ኣፋቃሪ ኪድዮ ዓድኪ ማዓረይ😢❤❤❤❤
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 16 сағат бұрын
ፅባሕ እኮ ኪዳነ ምህርት እዩ ❤ ካብ ዩቴብ ቪድዮ ከይኣጠፍእና በከመይ ንቆርፆ ዝበለ ኣገዳሲ ሓዱሽ ቪድዮ ልቂቀ ኣልኩ
@faniYOUTUbeፋኒይቱብ
@faniYOUTUbeፋኒይቱብ 16 сағат бұрын
ደምረኒ ምዓረይ❤
@NgstiTsegay-q5o
@NgstiTsegay-q5o 15 сағат бұрын
እወ
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 15 сағат бұрын
@@NgstiTsegay-q5o እንካዕ ሞ ኣብፅሕና ክክክክ
@ፀግሽጋልተዋህዶ
@ፀግሽጋልተዋህዶ 12 сағат бұрын
​@@NgstiTsegay-q5oደምርኒ ዛቤተይ
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 6 сағат бұрын
ደምራኒ
@ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ
@ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ 14 сағат бұрын
ዉይ ማዓረይ 😢ከምዚ ዓይነት ንፁህ ኣፍቃሪ ምርካብ ትዕድልቲ እዩ ብሰላም የራኽብኹም ፍትዋተይ❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
🙏💘
@YasinAli-x9p
@YasinAli-x9p 15 сағат бұрын
ከምዚ ዝበለ ኣፍቃሪ ትዕድልቲ እዩሞ ዝሓፍተይ ወሲኽኪ ኣብ እምነተኪ ፅንዒ ቀልጢፍኺ ሓዳርኺ ማሙቂ ዛሓፍተይ
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
🙏💘
@mar-o1k
@mar-o1k Сағат бұрын
ደምራኒ❤❤❤
@BisratYemane-l5b
@BisratYemane-l5b 15 сағат бұрын
ማርያምን ነብዕካ ኣንብዕካኒ 😢ማዓረይ ብሰላም የራክብኩም ንግስቲ እውን ቀልጥፍኪ ክድዮ ክብረተይ
@Frutu-e4h
@Frutu-e4h 15 сағат бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ
@temiTs-c5q
@temiTs-c5q 15 сағат бұрын
❤መልሲ🎉🎉
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
🙏💘
@janaka261
@janaka261 14 сағат бұрын
ዋላ ኣነ አንብዕኒ ንግስቲ ሓፍትኒ እግዚብሄር የክብርኪ😍
@SamreSsss
@SamreSsss 13 сағат бұрын
መልሲ❤🎉
@BduvdhdhdNdbvdhdh
@BduvdhdhdNdbvdhdh 14 сағат бұрын
ንግስቲ ሓፍተይ ብማርያም ኪድዮ እተዊ ዓድኪ ዉይ ነቢዑ ኣንቢዑኒ😢😢😢😢😢😢
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
እሺ ❤🙏
@BduvdhdhdNdbvdhdh
@BduvdhdhdNdbvdhdh 14 сағат бұрын
@Ngstigeretsedk5001 ንስኪ ዲኪ ዝያዳይ
@mar-o1k
@mar-o1k Сағат бұрын
ደምራኒ❤❤❤
@Gfd432-n8q
@Gfd432-n8q 11 сағат бұрын
ትዕድልቲ እዩ ከምዚ ዝበለ ኣፍቃሪ እሞ ኣብዙ ሳዓት እዚ ኣምላክ ብሰላም የራክብኩም ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤😢😢
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 10 сағат бұрын
ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉🎉
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 16 сағат бұрын
ፅባሕ እኮ ክዳነ ምህረት እዩ ዘይሓሰብክሞዎ ደስታ ሓጎስ ትፍጠረልኩም #ሳብስክራይብ ግበርኒ
@ዕባይሃገረሰብ-ጰ2ኸ
@ዕባይሃገረሰብ-ጰ2ኸ 16 сағат бұрын
ገይረልኪ መልሲ
@gsfamily-p5q
@gsfamily-p5q 10 сағат бұрын
ጌርናኪ መልሲ
@ሓፍቲንጉስ
@ሓፍቲንጉስ 16 сағат бұрын
1ይቲ ባዓለይ ናጋ 16 ኪዳና ምህረት ኣብ ጎንክን ትኩን ተካታተልቲ ርግዓት 300 ኣእትዋኒ ቡሩካተይ ብቅንዕና❤
@Maregዪቲብ
@Maregዪቲብ 16 сағат бұрын
አሜን አሜን አሜን እሽኒ ጉብዚ ❤❤❤
@mebrhitgermay9651
@mebrhitgermay9651 15 сағат бұрын
@@ሓፍቲንጉስ አሜን አሜን አሜን♥♥♥ደምርኒ ክምልስ
@HiwetWedikeshi
@HiwetWedikeshi 15 сағат бұрын
❤❤❤❤❤ኡሹይ
@SelamKahsay-w3n
@SelamKahsay-w3n 9 сағат бұрын
ደምራኒ ብሰለስተ ክድምረክን
@ሓፍቲንጉስ
@ሓፍቲንጉስ 8 сағат бұрын
@SelamKahsay-w3n በሊ ደምሪ ብስለስቲኤን 😂
@Haregte
@Haregte 15 сағат бұрын
ፍቅሪ የለን እናበልናስ ኣሎ እዩ ግዲ እግዚአብሔር ንምርኻብ ኣብቂዑ ፍረ ብርክኹም የርእኹምምም ርግኣተይ ሓቦኛ ከመይ ኪኢልክዮ እቲ መንገዲ ብጣዕሚ እዩ ሕማቅ መኪና እኳ ቡዙሕ ኣይትኣትዎን ቀደሙ ሀዚ ተወሲኹዎ ምስቲ ኩናት😢
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
🙏💘
@medhin8187
@medhin8187 11 сағат бұрын
ኣሎ ሃረገይ ፈጣሪ ምስ ፈጣሪኡ ተዘይተባኢሱ ኣሎ ዩ ። ገንዘብ እንበር ዝፈጠረና ረሲዕና ፍቕሪ ዉሒዱ ።
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 10 сағат бұрын
​@@medhin8187 ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉🎉
@Haregte
@Haregte 8 сағат бұрын
​@@medhin8187መዲየ ርኢና ብፍላይ ብኣናስ ዝበዝሑ ሕማቃት እዮም😢 እዙይ ተገንዩ ታሓጊሰ ብልቢ❤❤❤🙏
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 10 сағат бұрын
እፍፍ ምፍቅረ ኮ ቃሊለ እዩ ሓቀኛ ኣፍቅሪ ክትራክብ ግን ትዕዲሊቲ እዩ እሞ ካብእዘን ዕዱለኛታት ደማ ሓንቲ ንሰኪ አኪ ንግሰቲ ሓፍተይ ስድት መሊእ ኣይመልአይ እሞ ባዕለኪ በቃይ ኣለኪ ዓዲኪ ናበኣፍቀረኪ ክደዮ ፍጣሪ ፍቅረኩም ክሳብ ምጨረሸ ይገበረልኩም❤❤❤
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
@ሂወትለኩሉዮዳሄ 8 сағат бұрын
ከምዚ ዝበለ ኣፍቃሪ ምርካብ ትዕድልቲ እዩ ንግስተይ ኪድዮ ዝሓፍተይ ትፅቢት ከቢድ እዩ ስደት መሊኡ ኣይመልእን እና ዓድኪ እተዊ❤❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 8 сағат бұрын
እሺ🙏❤
@mar-o1k
@mar-o1k Сағат бұрын
ደምራኒ❤❤❤❤
@NgstiNgsti-j7o
@NgstiNgsti-j7o 11 сағат бұрын
ንፅሁ ፍቅር ገጠር እዩ ዘሎ ለከ😢ናይ ከተማ አፈቀርቲ ካብዚ ተማህሩ😅😊
@WeyniQueen
@WeyniQueen 3 сағат бұрын
😂😂😂
@fderfeet7866
@fderfeet7866 10 сағат бұрын
ታዓድልኺ ከምዚ ዝበለ ኣፍቃር በዚ ዘመን ትዕድልት እየ🥰🥰🥰
@selam-ty9kl
@selam-ty9kl 9 сағат бұрын
ኣንገስም ኢና ንግስቲ አምላክ ምሳኩም ይኩን ኣነዉን ከምዚ ናታቱኩምታሪክ ኢዩ ዘለኒ ኣነ ኣብሰደት ኣለኩ ኑሱ ከም ኣነገስም ሓወይ ብናፉቆት ኩመት ኢዩ ኢሉ ይቡሉኒ ወለደይ ኣሕዋተይኢና አምላክ የተኣክከበና ኢናኣነ 5ዓመት ገይረ ንግስቲ ሓፍተይ ቀልጥፍኪ ዓድኺ እተዊ ❤🎉❤ኣነዉን ኣብ ቀረባ ኢዋን ክንከይድ ፀሎት ግበረልና ኣሕዋተይ ኩሉኹም 🎉ኩሉክን ናይ ስደት ኣሕዋተይ 🎉❤🎉
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 9 сағат бұрын
እሺ ዘንበይተይ❤✅🙏
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 9 сағат бұрын
Eway haftey marey kulatna ab sdet ena zelena kidi adki sdet trgum yeblun rekibka sienka adika sdrakan 😍alem kea wladin ms tefkro mnbarin eyu trfa
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 6 сағат бұрын
ካለአይተይ❤
@gshhdh5051
@gshhdh5051 11 сағат бұрын
ዉይ ሓወኒ ጸላኢኻ ይንባዕ በስመኣብ ንሳ ለ ትናፍቅ ትኾዉን መሊኡ ዘይመልእ ኾይንዋ ናብራ ስደት እምበር😢ሓፍተይ መዓረይ ሓደራኺ ከይትብድልዮ ቱ ቆልዓ ጥንቅቅ በሊ ኢኺ ዛ ኮሜንት ተንብብያተስፋ ገብር ሓወኒ ኸብደይ በሊዕኒ መሊኡ ዘይመልእ ብዝተኽኣለኪ ጉዱድ ጉዱዱ ሸፊንኺ ኽድዮ ናፍቆት ውሽጡ ውሽጡ እዩ ዝበልዐካ ቱ ሓውና ገጹ ሪእኻ ቡዙሕ ዝንበቡ ነገራት ኣለው ብሰላም የራኽብኹም እግዚኣብሔር ኣምላክ😢
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 10 сағат бұрын
ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉🎉
@SelamKahsay-w3n
@SelamKahsay-w3n 9 сағат бұрын
ደምርኒ ሓፍተይ
@hsee6517
@hsee6517 12 сағат бұрын
ርግአተይ ክብረት የሃብኪ ጋል ዓደይ መዓረይ አንጊሽ ሓወይ ቆንጆ ፈቃር አጆካ ዘሓወይ ሰደት ታይ እሞ ክንገብር ,መርዓት ሓወይ ከዓ ጊዜ አይተንውሒ እሺ ,ብርለ ዝመስል ሓወይ ከፊእዎ::
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 10 сағат бұрын
ደምሩኒ ማዓረይ ❤🎉🎉🎉
@ሊሊጋልትግራይ-ዸ5ጠ
@ሊሊጋልትግራይ-ዸ5ጠ 15 сағат бұрын
ዉይ ነቢዑ ኣንቢዑኒ ማዓረይ😢ብሰላም የራክብኩም ንግስቲለ ቃልጥፍኪ ኪድዮ❤🥰
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
🙏💘
@Abe-d6d
@Abe-d6d 12 сағат бұрын
ፀላኢኻ ይንባዕ ዝሓወይ ነቢዒኻ ኣንቢዕኻኒ ማዓረይ😢ቃልጢፍኺ ኽዲ ማዓረይ ብስላም የራኽብኹም❤❤❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 11 сағат бұрын
እሺ❤🙏
@Lwam.21
@Lwam.21 10 сағат бұрын
ርግኣተይ ፅብቅቲ ዋሃቢት ተስፋ ቡዝሕ ዝፀውር እቲ ማዓሙቅ ልብኪ ፍሽክ እናበልኪ❤.ሰብ ትሰልቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ድምቀትና መርኣያ ናይ ደቂ ንስትዮ ኢኪ❤❤❤❤
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 10 сағат бұрын
ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉
@AryamKiros-m6g
@AryamKiros-m6g 14 сағат бұрын
ኪዳና ምህረት በረከታን ረዲኤታን ኣይፈለየና ኩቡራት ኣኢእዋተይ ርጋኣተይ ኩሉ ትክእሎ ቤተሰብ ርግኣት ሳብሰኽራይብ ላይኽ ግቦርለይ ኣነውን ኽምልስ እየ
@mar-o1k
@mar-o1k Сағат бұрын
ደምራኒ❤❤❤❤
@SalamHabshi
@SalamHabshi 7 сағат бұрын
ማርያምን ከም ናተይ 2010 ቃል ኪዳን ኣሲሪና ሱዑዲ መፂና ንሱ 2ተ ግዜ ተታሒዙ መሊሱ መፂኡ ሐዚ ባሓደ ኣለና ኣብ ስደት🥰 ሓሳብ ልብና እዉን ሰሚሩልና ❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 8 сағат бұрын
_ኣረ ብማርያም ኪድዮ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ የረክብኩም ፍቅራተይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ_
@ነኝየተዋህዶፍሬ
@ነኝየተዋህዶፍሬ 15 сағат бұрын
ነብዑ አንብዕኒ በስማአም ጋል እነዋይ ስደት መልኡ አይመልእን ክድዮ ቃልጥፍኪ ብስላም የራክብኩም❤❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
🙏💘
@zaydaZeray
@zaydaZeray 11 сағат бұрын
Derni
@wswi822
@wswi822 10 сағат бұрын
ንግስትዋይ ዝሓፍተይ ተንቢብክያ ዕድለኛ እኪ በዚ ዘመን ከምዙይ ዝበለ ፍቃር ወዲ የለን ብወለድኪ ተመሪቅኪ እኪ እና ኣብ እምነት ፀኒዕኪ ጠንኪርኪ ቀልጢፍኪ ኪድዩ ብናፍቆት እዩ እንተኮረየልኪ ተረድእዮ እኪ እና እግዚኣብሔር ብሰላም የራክብኩም❤
@haymitube-l8w
@haymitube-l8w 11 сағат бұрын
ንግስቲ ሓፍተይ ታዓድልኪ ንፁህ ኣፍቃሪ ብሰላም የራኽብኹም❤
@mar-o1k
@mar-o1k Сағат бұрын
ደምራኒ❤❤❤❤
@ZaydTubeዛይድ
@ZaydTubeዛይድ 10 сағат бұрын
ፍቅርኩም የብዝሓዮ ሙቁራተይ ዓይኒ ንዓይኒ የራክብኩም❤❤❤🎉🎉🎉
@ብሪ2
@ብሪ2 14 сағат бұрын
ናፍቆት ቃንዛ ፍቅሪ ካብ ቃንዛ ኩርምቲ ይሕይል😢ብሰላም የራክብኩም
@FreTube12
@FreTube12 13 сағат бұрын
ሳበስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 13 сағат бұрын
❤🙏
@SelamKahsay-w3n
@SelamKahsay-w3n 9 сағат бұрын
ደምራኒ ብክልተ ክድምረክን
@bereketselemun3500
@bereketselemun3500 13 сағат бұрын
ኩላትና ንዕብያ ነዛ ሓፍትና ❤❤❤
@Merigalehaley
@Merigalehaley 16 сағат бұрын
ተጋሩዋይ ኪዳና ምሕረት ኣዶዋና ጸላለ ትኩንኩም👏❤❤❤🎉
@ቅሱ-ፐ3ደ
@ቅሱ-ፐ3ደ 16 сағат бұрын
ደምርኒ ደሚረክ
@Frutu-e4h
@Frutu-e4h 15 сағат бұрын
ደምርኒ ክብረተይ
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
🙏💘
@Maebel6-p7k
@Maebel6-p7k 13 сағат бұрын
​@@Ngstigeretsedk5001ደምርኒ 2 ክድምር❤❤❤
@Aduhaylu-ii8qv
@Aduhaylu-ii8qv 10 сағат бұрын
ከምዙይ ዓይነይ አፍቃሪ ብዚ ሕጂ ሳዓት ምርካብ ትዕድልቲ እዩ😢❤❤❤ ማዓረይ ቀልጢፍኪ ዓድኪ እተይ ❤❤❤
@AAAa-fm8xi
@AAAa-fm8xi 14 сағат бұрын
ብሰላም ተራኪብም ኪዳነ ምህረት እናቴ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ንግስተይለ ስደትኪ የሕፅረልክ ርጋኣተይ ጅግና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
🙏💘
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 8 сағат бұрын
ወዲነይ ምዝራብ ክሳዕ ዝስእን ትሰሙዑዎ😢 ሓቀኛ ኣፊቃሪ❤ እግዝኣብሔር ኣሜላኽ ብሰላም የጋኑኹም ኣይዛኹም ኩሉ ሓልፊ ኡዩ ኣንገሰሞይ ንግስተይ ካብ ኣብ እምነትኻ ምፅናዕ ዝዓብ ፀጋ የለይ ፈጣሪ ፀጋኡ የብዝሐሉኹም❤❤
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 11 сағат бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ዛሓፍተይ ከዓ ኣምላክ ሓሳብ ልቢኪ ፈፁሙ መሬት ዓድኪይ ይርግፅኪ ብሓንሳብ ዓድኪ ኣቲኪ ክንርኤኩም ከዓ ተስፋ ንገብር❤🎉
@FreTube12
@FreTube12 9 сағат бұрын
@@SeluKiros-lu9cv ደምርኒ ማዓረይ
@Letsh-r1d
@Letsh-r1d 14 сағат бұрын
አረ ብነኺ ንግስቲ ሓፍተይ ኺድሉ ናይ ስደት ኑሮ መሊኡ አይመልእን እፍፍፍ ሓወይ ውሽጡ ተጎዲኡ ናፍቆት ሕሱም እዩ 😢ሓፍተይ ማዓረይ ፍቅሪ እንተልዩ ኹሉ ክህልወኪ እዩ ና ተፀኒንኺ ዓድኺ እተዊ ኸምዚ ዓይነት አፍቃሪ ምርካብ ካብ ፈጣሪ እትረኽቦ ፀጋ እዩ እና ብሓቂ ዕድለኛ ኢኺ
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
እሺ ❤🙏
@mar-o1k
@mar-o1k Сағат бұрын
ደምራኒ❤❤❤
@Ab-chnnel
@Ab-chnnel 10 сағат бұрын
ትዕድልቲ እዩ ከምዚ ዝበለ አፍቃሪ🙏
@Mery4656
@Mery4656 14 сағат бұрын
መዓረይ ኸማኻ ኣፍቃሪ ይዓድለና ንግሰተይ ደሞ ፅንዒ ኣብ እምነትኺ😢😢🎉❤❤❤❤❤❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
❤🙏
@hghh8617
@hghh8617 3 сағат бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ብሰላም የሪክብኩም🙏🥰
@BRHANBREY
@BRHANBREY 15 сағат бұрын
ኡፍ ምፍልላይ 😢 ኣጆካ ሓዊተይ ብሰላም የራክብኩም ሓፍተይዉን ስደትኪ ኣሕፂሩ እግዚአብሔር መሬት ዓድኪ የርግጽኪ❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
🙏💘
@ብሪሓፍቲአሚት
@ብሪሓፍቲአሚት 7 сағат бұрын
ብሰላም የራኽብኩም ኣሕዋተይ❤❤❤
@HjdjfggJfjbedhh
@HjdjfggJfjbedhh 11 сағат бұрын
ዛምቤተዋይ ከሙዙይ ዝበለ አፍቃሪ አብዚ ግዘ አይርከብን እና ከይትከስርዮ ፅሪተይይይ
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 10 сағат бұрын
ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉
@habesha_tiktok_2023
@habesha_tiktok_2023 16 сағат бұрын
ሰአላም እና ርግኣተይ ክብርቲ ሰብ♥️🥰♥️ እስኪ ኣድነቅቲ ርግኣት ዝኾንኩም ሳብክራይብ ኣጉሩጩዉ ኣብሉሎይ🙏♥️
@ቅሱ-ፐ3ደ
@ቅሱ-ፐ3ደ 16 сағат бұрын
ደሚረኪ ደምርኒ
@Temeseganamelak
@Temeseganamelak 15 сағат бұрын
ኣጆኻ ጎቡዝ ዛሓወይ 🙏የኔ የዋህ ጅግና ኢኻ ኢዶ ብርሃን ገዛ እያ ሓቅኻ ዕድመን ጥዕነን ይሃብኩም
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
🙏💘
@WeyniGeber
@WeyniGeber 11 сағат бұрын
ዋይ ሓውይ ማዕዶ ማዕዶ ፍቅሪ ሓያል እዩ እግዚኣብሔር በሰላም የራክብኩም አሕዋተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@FreTube12
@FreTube12 10 сағат бұрын
@@WeyniGeber ደምርኒ ማዓረይ
@መንከምደቂእነይ
@መንከምደቂእነይ 12 сағат бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ብሰላም የራኽብኩም ዞም ሓተይ ❤👏ጓልኖ ቀልጥፍኺ ክዲይዮ ሸደት መሊኡ ኣይመልእን እዩ ዝሓፍተይ
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 12 сағат бұрын
🙏❤
@kesenetkahsey2874
@kesenetkahsey2874 13 сағат бұрын
ጎይታዋይ😢 መድሓኒአለም ብሰላም የራክብኩም አጆካ ክአ ዝሓወይ
@FreTube12
@FreTube12 13 сағат бұрын
ሳበስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
@kesenetkahsey2874
@kesenetkahsey2874 13 сағат бұрын
እሺ​@@FreTube12
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 13 сағат бұрын
❤🙏
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 10 сағат бұрын
​@@kesenetkahsey2874 ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉🎉
@ብርሃንደሰታማሓሪ
@ብርሃንደሰታማሓሪ 13 сағат бұрын
ማዓረይ ንባዓትካ ኣንቢዑኒ ጎይታዋይ ባዓል ሓቀኛ ፍቅሪ አካሞ ፍቅሩኩም ይብዘሐለይ ዝሓወይ ንግሰቲ ሓፍተይ ውን በጃኪ ኪድዯ ቡዙሕ ምበልኩኪ ኔረ ግን ኣይ ካኣልኩን አዚኣ ኳ ላነባዕኩ አየ ፅሒፈለኪ ዛምበይተዋይ❤😢
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 13 сағат бұрын
እሺ ዝሓፍተይ❤🙏
@edelehagaz
@edelehagaz 10 сағат бұрын
ኣይ እፍፍ ቸላ ነቢዐ ምስኡ ኣነስ😢😢😢
@sghfferfff154
@sghfferfff154 14 сағат бұрын
ሚሰኪናይ ከሕዝነካ ናፍቆት እኮ ዝፈልጦ እዩ ዝፈልጦ😢😢
@FreTube12
@FreTube12 13 сағат бұрын
ሳበስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
@sghfferfff154
@sghfferfff154 12 сағат бұрын
@FreTube12 ገይረልኪ መዓረይ
@سلامالعمري
@سلامالعمري 11 сағат бұрын
ማዓረይ ብሰላም የራክብኩም ርግአት ሓፍትና ደስ ዝብል መደብ እዩ❤❤❤
@NshsKd
@NshsKd 16 сағат бұрын
ኣጆኻ ጎቡዝ ዛሓወይ🙏🏼የኔ የዋህ 💘ጅግና ኢኻ ኣዶ ብርሃን ገዛ እያ ሓቅኻ 🙏🏼❤️ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🏼💚💖
@Frutu-e4h
@Frutu-e4h 15 сағат бұрын
ደምርኒ ክብረተይ
@ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ
@ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ 12 сағат бұрын
ጎይታዋይ ቃላት ይሓፅሎ ኣሎ ንክናገር በጃኪ እተዊ ዝሓፍተይ ስደት መሊእካ ኣይመሎኢ ዋናዉ ፍቅሪ እምበር ቅርሺ ዋጋ የብሉን ተጣፊኢ እዩ ስደት ዓይንካ ትሕረር እፍፍ ምስኡ ነቢዐ 😢😢😢😢
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 11 сағат бұрын
🙏❤
@MeryMery-r1o
@MeryMery-r1o 7 сағат бұрын
ታይ ዝኮን ሰደት እዪ ጋለይ ከምዚ ዓይነት ኣፍቃሪ ምርካብ ቀሊል ኣይኮነን ሰለዚ ኪዲ ዛምበይተይ ንግሰቲ ምሰ ከድኪ you tube ትከፍቲ ብጣዕሚ ሰብ ከም ልፈትየኩም ርግፀኛ እየ ኪዲ❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 7 сағат бұрын
እሺ ዛንበይተይ🙏❤
@SalamHabshi
@SalamHabshi 7 сағат бұрын
ደሚረኪ ደስ ስለ ዝበልክኒ🥰👏​@@Ngstigeretsedk5001
@sarayan525
@sarayan525 13 сағат бұрын
ፀላኢኻ ይንባዕ😢😢 በጃኺ ስደት መሊኡ አይመልእን ኪድዮ ዝሓፍተይ ❤❤❤አምላኽ ብሰላም የራኽብኩም ❤❤❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 13 сағат бұрын
❤🙏
@VghBcjg
@VghBcjg 10 сағат бұрын
ውይ ማዓረይ 😢ጓልነይ ክዲዮ ናይስደት መልእካ ኣይመልኡ ዛሓፈተይ ስላም ቅሰነት ፍቅሪ ተሉዩ ኩሉ ሙሉእ አዩ ዛሓፈተይ ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 9 сағат бұрын
እሺ❤🙏
@سلامهسلامه-ش2م
@سلامهسلامه-ش2م 9 сағат бұрын
ውይ በስማኣም መዓረይ ፀላኢካ ይንባዕ ኡፍ ፍቅሪ ማለት ስቃይ እዩ ግን ዝሓፍተይ ኪድዮ ንብዓት ወዲ ተባዕታይ ፅቡቅ ኣይካነን😢😢😢
@mekdlove27
@mekdlove27 10 сағат бұрын
ኪዳና ምህረት ብዕሊ ፁቡቅ ወረ ሕጎስ ተስሙዑኩም ሳፕክራይብ ግበሩለይ🙏🙏
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 5 сағат бұрын
መልሲ
@brllabay3842
@brllabay3842 13 сағат бұрын
ክቡር ሓወይ ነቢዕካ ኣንብዕካና ኣጆካ ዝሓወይ😢❤❤ ክብርቲ ሓፍተይ ንግስተይ በይዛኪ ቀልጢፍኪ እተዊ ዝያዳይ ብጣዕሚ የሕዝነካ ብሰላም የራክብኩም😢❤❤❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 13 сағат бұрын
❤🙏
@ጓልኣሉላyoutube-r7u
@ጓልኣሉላyoutube-r7u 16 сағат бұрын
16 ኪዳነ ምህረት ትሓሊኹም ዶሙርኒ ከትሓልፍኒ❤❤🎉
@ጸዲሓፍቲኣማን
@ጸዲሓፍቲኣማን 15 сағат бұрын
መልሲ❤
@temiTs-c5q
@temiTs-c5q 15 сағат бұрын
ኣሜን(3)መልሲ
@ኤልሻዳይነውገታየ
@ኤልሻዳይነውገታየ 9 сағат бұрын
ዋይ ማዓረይ ዓቅላም ልባም ፆዋር ኩሉ ነገር ዛዓዶሎ ሓፍተይ ስድት መሊኡ ኣይመልኢ😢 ክድዮ😢
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 9 сағат бұрын
እሺ❤🙏
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 9 сағат бұрын
እሺ❤🙏
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 16 сағат бұрын
ናፍቆት ሓይለ እየ ብሓቂ😢 ፍቅር ጥዑም ❤
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 15 сағат бұрын
@@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ ደምርኒ
@Frutu-e4h
@Frutu-e4h 15 сағат бұрын
ደምርኒ ክብረተይ
@HalfH-d4q
@HalfH-d4q 13 сағат бұрын
ውይ ምዓረይ ኣጆኻ ብሰላም የራኽበኩም😢❤❤❤❤
@ፍሪታጋልኣፅቢ
@ፍሪታጋልኣፅቢ 8 сағат бұрын
ወላዲተይ ነቢዕካ ኣንቢዕካኒ ኣጀካ ወድነይ ፅባሕ ክትራከቡ ኢኩም በጃኪ ንባዓት ወዲ ሓማቅ እዩ ቃልጢፍኪ ኪድዮ ስደት መሊኡ ኣይመለእልካን ማዓረይ😢😢😢
@mar-o1k
@mar-o1k Сағат бұрын
ሎሚ ¹⁶ ኪዳነ ምህረት እዩ በረከታን ረዴኤታን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ክልኩም ኣሕዋተይ ደምሩኒ❤❤❤❤❤❤
@نببننبءززءزسزسز
@نببننبءززءزسزسز 6 сағат бұрын
አብ ዞሎኻም ክዳና ምህረት ታሓሉኹም ✝️💚🙏
@Maregዪቲብ
@Maregዪቲብ 16 сағат бұрын
ዛሓወይ የዋህ ሓሳብ ልብኪ የስምርልኪ አብ እምነትኪ የፅንዕኪ እግዚአብሔር አምላክ ዛበተይ ቅልጥፍ ኢልኪ ኪዲ ዛሓፍተይ
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 15 сағат бұрын
ደምርኒ
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
🙏
@ማሕተራም
@ማሕተራም 12 сағат бұрын
ቀደማካ መዓረይ❤እዕድለና እኺ ሓቀና ኣፍቃር ምርካብክ ብሰላም የራክብኩም ቀልጥፍኪ ክድዮ❤❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 11 сағат бұрын
እሺ❤🙏
@zaydaZeray
@zaydaZeray 11 сағат бұрын
​Demrni
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 8 сағат бұрын
ዋይ ማዓረይ አብ ሐዚ ሰዓት ከምዚ ዘበለ ሰብ ምርካብ ኣነሰ እንታይ ከም ዝኮንኩ ነብዑ ኣነብዐኒ😢😢😢
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg 4 сағат бұрын
Rakiye zhsftey lbem 🥰🥰🥰🙏
@ሰላምገብረመስቀል
@ሰላምገብረመስቀል 15 сағат бұрын
ታማ ኣንቡዕኒ😢 ኣይዞካ ዝሓውይ ብስላም የራክብኩም ❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 14 сағат бұрын
🙏❤
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 10 сағат бұрын
ማርያምን ነብዑ ኣንብዕን ማዓረይ ፈጠሪ ብሰላም የራክብኩም ዞም ሓተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@HhHh-h9u
@HhHh-h9u 12 сағат бұрын
ፀላእካ ይንባዕ😢😢ነብዕካ እምበር አንብዕካና ዝሓወይ❤❤ ብሰላም የራክብኩም ዞም ሓተይ ❤❤❤ርጋአተይ ሽኮር ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 10 сағат бұрын
ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉
@haftuabi2
@haftuabi2 10 сағат бұрын
😢ማዓረይ ፍቅረኩም ይባርክ❤️🙏
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 8 сағат бұрын
🙏❤
@Ngsti518
@Ngsti518 9 сағат бұрын
ጎይታዋይ ኡፍፍ ኣንብዕኒ ማርያምን ኣጀካ ዙሓወይ ተስፋ ከይትቀርፅ ንግስተይ ሓደራ ሓደራ ከይትገድፍዮ ማዓረይ ከምዚ ንፅህ ኣፍቃሪ ብዚሕጂ እዋን ኣይትረክብን ኪዳናምህረት ኣደይ ብሰላም ንምርካብ ተብቅዕኩም ዘም ኣሕዋተይ❤🙏ኣቤት ተዕድልቲ ኡፍ ፀላኢካ ይንባዕ ብልፀይ😢❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 9 сағат бұрын
እሺ እበይተዋይ ❤🙏
@Ngsti518
@Ngsti518 9 сағат бұрын
@Ngstigeretsedk5001 ብሸም ክቡር ባዓል ቤትኪ ሳብስክራይ ግይረልኪ ማዓረይ
@سلامةتكراي
@سلامةتكراي 4 сағат бұрын
ዋይ ማዓረይ ከምዚ ዓይነት ንፁህ ኣፍቃረ🥰🥰🥰😢
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
@ሂወትለኩሉዮዳሄ 8 сағат бұрын
ብጣዕሚ ሽኮር ፈቃር እሙን ኩሉ ዝሃቦ ተዓዲልኪ ዝሓፍተይ ስደትኪ የሕፅረልኪ ወሊድኩም ትማሙቅሉ ግዜ ይሃብኩም❤ ርግኣተይ ሃፍቱሻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀፅልሉ❤
@SgIa-n6u
@SgIa-n6u 14 сағат бұрын
❤❤ኣይዘካ ተፈቃረት እዉን ቀልጢፍኪ ኪድዮ በይዛኪ ከይትካስርዮ🎉🎉🎉🎉🎉
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 10 сағат бұрын
ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 15 сағат бұрын
ማዓረይካብደይ በሊዑኒ ኣይዞካ ብሰላም የራክብኩም ዛሓፍተይ ቃልጢፍኪ ርድእዮ😢❤❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 11 сағат бұрын
❤🙏
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 10 сағат бұрын
ዛሓፍተይ ስደትና የሕፅረልና ሓቀኛ ኣፍቃሪ እንየኪ ንስኪውን እምንቲ ኣፍቃሪት ኢኪ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ውለዱ ክበዱ😍😍😍😍😍😍😍
@SurprisedJellyFish-bp5cf
@SurprisedJellyFish-bp5cf 13 сағат бұрын
ፍቅሪ ማለት ኣብዚ ኣሎ ነብዑ ኮ ኣንብዕኒ 😢😢❤❤❤❤❤
@KmmfgKmhg
@KmmfgKmhg 9 сағат бұрын
እውይ ንብዓተይ ምእካብ ኣቢኒ😢❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@medhin8187
@medhin8187 11 сағат бұрын
ኣጆኻ ክቡር ሓዉ ፈጣሪ ይጠርንፍኩም ተስፋ ኣይትቑረጹ 🤲 ኢርጉ ቀጽልሉ ❤ ጎይታዋይ እኒአዎ ትሕትናን ልብን ይገርም ብሓቂ ካብ ልቡ ዩ ዝነብዕ ዘሎ ንብዓት የጽቡቕን ንግስተይ ❤
@FreTube12
@FreTube12 9 сағат бұрын
@@medhin8187 ደምርኒ ማዓረይ
@ሊሊጋልትግራይ-ዸ5ጠ
@ሊሊጋልትግራይ-ዸ5ጠ 15 сағат бұрын
ኪዳነ ምህረት ምሳኩም ትኩን ደሙሩኒ ጀማሪት እየዋ ደቂ ሪመይ🙏❤🥰
@ጸዲሓፍቲኣማን
@ጸዲሓፍቲኣማን 15 сағат бұрын
መልሲ❤
@ዕድልቲ
@ዕድልቲ 6 сағат бұрын
ትዕድልቲ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ብሰላም የራክብኩም❤ ናፍቆት ሕሱም እዩ😢
@maryamawitchannel6962
@maryamawitchannel6962 8 сағат бұрын
ዝሓወይ ፍቅሪን ርሕቀትን 😢 ብሰላም የራክብኩም
@Tgi9479
@Tgi9479 9 сағат бұрын
ጎይታዎይ ማዓረይ ❤ ብጣዕሚ እያ ዕድለኛ እዚኣስ ከምዚ ዓይነት ሰብ ኣሎ ድዮ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ እሙን ኣፍቃሪ 🙏🫶♥️😢
@ህያብህያብ-አ9ዐ
@ህያብህያብ-አ9ዐ 8 сағат бұрын
ኣንጎሶም ሓወይ ንግስቲ ሓፍተይ ብሰላም የራክበኩም
@mmn1493
@mmn1493 10 сағат бұрын
ኣምላኽ ብሰላም የራኽብኩም❤
@Lwam.21
@Lwam.21 16 сағат бұрын
ኣጆካ ጎብዝ ኣግሸይ ዝሓወይ ሂወት ንምልዋጥ እያ ግዜ ወሲዳ❤❤❤❤❤❤❤
@FreTube12
@FreTube12 13 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@ሚቂ
@ሚቂ 16 сағат бұрын
ደምሩኒ ተጋሩዋይ ኮሞንቲ ብድንግላ❤🎉
@mebrhitgermay9651
@mebrhitgermay9651 16 сағат бұрын
ደሚረኪ መልሲ😍😍😍😍😍
@ተመስገንኣምላኽ-ቘ9ወ
@ተመስገንኣምላኽ-ቘ9ወ 16 сағат бұрын
መልሲ❤
@titiBrhan-i3h
@titiBrhan-i3h 16 сағат бұрын
መልሲ🎉
@ጓልትንሱእ
@ጓልትንሱእ 15 сағат бұрын
መልሲ ገይረልኪ ናየይ ሓፍቲ
@mebrhitgermay9651
@mebrhitgermay9651 15 сағат бұрын
@@ተመስገንኣምላኽ-ቘ9ወ ደምርኒክምልስ♥♥♥♥
@DjdghdDjbdjd
@DjdghdDjbdjd 16 сағат бұрын
ርጋኣተይ ብልፅቲ❤❤❤❤
@FreTube12
@FreTube12 13 сағат бұрын
ሳበስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
@ፀግሽጋልተዋህዶ
@ፀግሽጋልተዋህዶ 12 сағат бұрын
ብሰላም የራክብኩም ዘም ሓተይ ኣጀካ ዛሓወይ ኩሉ ሓሊፉ ክትራከቡ ኢኩም ንግስቲዋይ ላሓዝኪ ሒዚኪ ዓዲኪ እተዊ ዛቤተይ ብፍቅሪ እቱተደልይዎ ክትበፅሕዎ ኢኩም❤❤
@Ngstigeretsedk5001
@Ngstigeretsedk5001 11 сағат бұрын
እሺ ዝሓፍተይ❤🙏
@SamerahSamerah-j4u
@SamerahSamerah-j4u 6 сағат бұрын
ዓይኒ ልዓይኒ የጋኒኩም ኣሕዋተይ🙏🙏🙏
@breyAlemu
@breyAlemu 4 сағат бұрын
ውይ በስምኣብ ሓወይ ክንደይ ከ ካብድካ ይበልዕ😢😢😢😢
@mekdlove27
@mekdlove27 10 сағат бұрын
እንካዕ ሰላም መፅኪ ርግእተይ ቤተሰብ ናይ ርግእት ደሙሩኒ ጋሽ እየ ዋ ሕስብ ሉቡኩም የሱምረሉኩም ደቃ ዓደይ❤❤
@ብሬዩተብ
@ብሬዩተብ 8 сағат бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ብሰላም ይራከብኩም ለክዕ ከምዚ ከማይ ናፈቆት ማዕዶ ንማዕዶ ከቢድ እዩ ፍቅሪ 😢❤
@مريم-ض2ص5ص
@مريم-ض2ص5ص 10 минут бұрын
ማዓረይ ከሕዝነካ አረ ሓፍተይ ኪዱዮ 😘💚🥺
@GereHadgu-j5h
@GereHadgu-j5h 24 минут бұрын
ነቢዑ ዘንብዓካ ኣፍቃሪ ፍቅርኩም የብዘሓዮ
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
🛑ድጄ ኣቴ 🛑ይበል ዘብል  መርዓ _መርዓ ማለት ኣብዚ ኣሎ 🛑
15:38
ስኒት ምስ ኩሉ SNIT MS KULU 21
Рет қаралды 1,9 М.
ክልተ ሓደ - ክፋል 19 - Klte Hade Part 19 - Tigrigna Comedy | Klte Hade Films | 2024
31:18
Klte Hade Films ኽልተ ሓደ ፊልምስ
Рет қаралды 5 М.
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН