እንታይ ትመኽሩኒ ክልተ ድንግልና'የ ኣፍሪሰብጭር ግና ኣበሳጭያትኒ

  Рет қаралды 48,128

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

Пікірлер: 55
@Sara_de319
@Sara_de319 2 жыл бұрын
እዚኣ ሕማቕ ሰብ ያ ካብቲ ዘለኻዮ ቦታ ውጻእ ካልእ ከተማ ቀይር መኽንያቱ ከተስሕተካ ስለ ትኽእል ሓወይ ናተይ 😢እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሰላሙ ይምለሰልካ ዘመን ሓወይ 🙏
@freweinieyob9726
@freweinieyob9726 3 жыл бұрын
Zkeberka hawna zemen mejemeriya sle eti zwerdeka zelo fetene ykreta ykun ember amlak tikielo fetene eyu amxielka dhan kea amlak fekar gbereni ente elkayo fkri kimhreka ele ms anxar fkri zslefu sebat u zerakbeka slezi ajoka bertie kem hasab gn anes kabti nsa zealot ketema tetewexie mbelku mnalbash abu kulu negeratka teregagieka kitkewn tikiel endika gn ntxelos tfetwo hibka afanwo eyu kidmiu gn abta ztemetkaya bota wey ketema srah htet abu ms kedka keytchinek emo aklka keyxebeka amlak yhagzka Thank you
@nattyblessed5542
@nattyblessed5542 3 жыл бұрын
N wedka tray xbuk meharo baba mbalu ayterfn eu be strong ma bro💪💪💪💪👍👍👍👍
@Arsemaeri
@Arsemaeri 3 жыл бұрын
Hawey ajoka tray wedka eko haqi kfelt eyu xbah, entay gedshka ab zeyxegemka abeyzey demka tatu. Adi qeyr selam gierka nber kale tfetwa gual amxe. Amlak kab hmak ydhnka🙏🙏🙏selam
@ማራናታማራናታ-ዐ3ጘ
@ማራናታማራናታ-ዐ3ጘ 3 жыл бұрын
ነዓኻ ካብዘየርብሓካ ነገር ምርሓቕ ኣለካ።ኣብ ዙርያኻ ዘሎ ሰብ እንተ ንሕማቕ እንተ ንጽቡቕ ግድን ዩ ዝጸልወካ።ስለዚ ነዛ ኣደ ወድኻ ጠቕሊልካ ካባኻ ኣርሕቃ።ወድኻ ድማ ብ ፖሊስ ብሕጊ ናባኻ ክመጽእ ከም ዘለዎ ግበር።እዚኣ ናይ ቀደም ፍቕርኻ ድማ ኣይትኾነካን ያ ከይትጋገ።እግዚኣብሔር ከይቀጽዓካ ናብኣ ገጽካ ኣይትጠምት ምኽንያቱ እግዚኣብሔር ንዓኻ ትኸውን ተትኸውን መጀመርታ ውን ብምኽንያት ካባኻ ኣይምፈለያን።ንዓኻ ትኸውን ሰብ ኣምላኽ ክህበካ ድማ ብጸሎት ሕተት።ብሓቂ ኸኣ እግዚኣብሔር ክህበካ ኢዩ።እቲኣ ኣደ ወድኻ ግን ሓንቲ ክትፈልጦ ዘለካ ከተውድቐካ ስለ ትደሊ ዕብየትካ ስለ ዘይትደሊ ኢያ ኣጆኻ ከይትወድቀላ ብህልኽ ዘይኮነ ብሰብኣውነት።
@yordanosbruk8328
@yordanosbruk8328 2 жыл бұрын
Hawana zben.etay qedameyti amxaya.mknya tu .bsenki adia hamima meuxae zeaebeyet eder i.tekielka Ms kedameyt wedie.
@amlesomamle7317
@amlesomamle7317 3 жыл бұрын
Asenkla sbera hanty egra
@you.justexplian6348
@you.justexplian6348 3 жыл бұрын
ትምኒት ኩሉ ‼️
@issacamanuel1760
@issacamanuel1760 9 ай бұрын
Mekina gerka bela araxma
@meharitweldegebriel99
@meharitweldegebriel99 3 жыл бұрын
Ezo channel seb nab himaq mietaw mihisab eu elamiom, kulu geze bizaiba nab zumut z etu negerat ekum temixu ,n genizeb kit bilus seb texudufu xibah nigeho furudu qelil key mesilekum bizaiba nay lemi ayekonen zerebay General b zaiba kulu medebikum eye z xihifelikum zeleku wedahinikum🤧
@fivestar9170
@fivestar9170 3 жыл бұрын
ዝከበርኩም ኣዳለውቲ አዚ መደብ ብ መአጀመሪያ ሰላምታ ይብጻሕኩም ቀጺለ ኣነ ክምሕጸነኩም ዝደሊ አዚ ምስ ክብረ ንጽህና ጛል ኣንስቴቲ ዝተዝሓሕዝ ነገር ብ ኣር አሲቲ አንዳ ኣምጻካ ዝቀርብ መደብ ጽቡቅ ኣይኮነን ብ ቀንዱ አዛ ናይ ሎሚ መደብ አዚ ደላዪ ምክሪ ዝገጠሞ ጸገም ምስ ምድፋር ድንግልና ይኩን ግብረ ስጋ ዝተሃሃዝ ኣይኮነን ስለምምንታይ ደኣ 2 ድንግልና ኣፍሪሰ ዝብል ኣረሲቲ ብ ዓቢ ክትህብዎ ተደሊዩ ? አዚ መልሱ ንጹር ኢዩ ተኣፋፊ ነገር ስለ ዝኮነ ብዙሕ ቭው ን ክረክቡ አልኩም ትገብሩዎ አዩ። ግን ቻነልኩም ን ከተዕብዩ አልኩም ከምዚ ነገር ምግባር ጽቡቅ ኣይኮነን ምክንያቱ ምስ ናይ ከባቢና ኩነታትን አቲ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ የሕዋትና ዘሎ ጸቃጢ ባህሊ ኣዚየን ቡዙሓት ኣሕዋትና ብዘይ ዝደለዪኦ መገዲ ክብረ ድንግልንአ ዝኸሰራ አየን ስለዚ ከምዚ ኣይነት ኣረአሲቲ ምጽሓፍ ነዘን ደቂ ኣኒስቲዮ ኣሕዋትና ቁስለን ሙግዳአን ናይ ስነ ኧሙሮ ሙግዳአን ዶ ኣይከውንን? ደሓር ከኣ ኩሉ ዓለም ማዕቢሉ ኣብ ዘሎ አዋን ባህሊ ዘስረጾ ዱሑር ነገራት ከም ዓቢ ጉዳይ ኣምጺካ ኣረስቲ ምሃብ ኣገዳስነት ዘለዎ ኣይመስለንን ስለዚ ኣብ አተቅሩቡዎ መደብ ምተዕርራይ ክትገብሩ ይምሕጸነኩም። > ዘክር ነዚ መደብ ተዳሉ ዘለካ ሰብ ኣኧሙሮ ሓፍትካ ፡ሰበይትካ፡ጋልካ ወይ ድማ ኣዴካ አካ ትጎደ ዘለካ። ዝወድሓንኩም
@dontblameme596
@dontblameme596 3 жыл бұрын
ur right bro
@shunshineshish5023
@shunshineshish5023 3 жыл бұрын
Smart
@shaebiagravity297
@shaebiagravity297 3 жыл бұрын
Right to the point five star(GENERAL) but i wonder where this disgraceful channel based on?
@eastman1767
@eastman1767 3 жыл бұрын
Sekt halay.. dnglna mexhaf qdus seret zelewo nay fetari xega eyu.. ayteqalilo wedi sebeyti.. gual entekonki gna aytehazekn eyu, zegatim neger eyu
@fivestar9170
@fivestar9170 3 жыл бұрын
@@eastman17671y kem zsmeani mehaymnet zetfaeka aytmeslenn mkniyatu entay kem zxehafku wala b tigrina xihfes kedeaka aykealen . 2y keaa Fetari zeyfetwo enda xehafkas shim Luel Fetari alelka ktzareb eti kalee dhretka eyu 3y keaa wala eko timnitey ente zeykone Galka wey Galki ms dnglneaa ayxenehetn elom ms Meleswa mnalbat yrdeaka/ki ykewn.
@teweldetekle
@teweldetekle 10 ай бұрын
Eti qolea qurub ygobez xbuqen hemaqen yflet 'mo shu xhifka dika gele dika terdeo 😌
@fhhg674
@fhhg674 8 ай бұрын
ንዓይ ተሞሪዐወኒ ሽዑ ሰላም ክትረክብ 😅
@luulgebremichael9149
@luulgebremichael9149 3 жыл бұрын
Xbuk medeb eyou zara tnx Gn kurub hto eta "wedi serahi geza zbi wesedo" Wedi serahi maixo zbi wesedo do aykonetn ?kemau eye zfelta tnx
@hlnaeyumnbar3119
@hlnaeyumnbar3119 3 жыл бұрын
Nezia hizka kab kulu dhri mnwah gzie tqyer eya eta msla kmti nska enda abeka tkeyd nsa wn tabi eya hhhh
@yordanossahle6383
@yordanossahle6383 3 жыл бұрын
Adi keyer eka
@yordanossahle6383
@yordanossahle6383 3 жыл бұрын
Hasawi eyu 700 USA dollar zekefel yelen
@Natichannel12
@Natichannel12 3 жыл бұрын
ኣታ ፋራ ዋጋ 70k doral mekina gezika 65k ybka gezika eti 5k ናባይ ዘይትሰዶ
@meinefamilie9263
@meinefamilie9263 3 жыл бұрын
ክክክክክክክክ
@mebrahtomeyassu8283
@mebrahtomeyassu8283 3 жыл бұрын
Serihika bla
@SemiraHaftu
@SemiraHaftu 2 ай бұрын
ንኩለን ገዲፍካ ንዓካ ትመስል ሂዋን ምረፅ ብደጋዊ ፅባቀኣ ዘይ ኮነ ብውሽጣዊኣ ንዓካን ዝትወልድዎም ደቅካን ንቤተሰብካን ተኽብር ምረፅ ክብር ሓውና😍
@berbere4478
@berbere4478 3 жыл бұрын
ክልቲኦም ጌጋ ኣለዎም :ቁሩብ ግን ብጭር ህልኸኛ ኮይና ፈታቲናቶ ኢያ ማዕረ ማእሰርቲ ከመይ ዝበለት ሓሳድ: ቡዳ :ሰይጣን :ሸይጣን ግን ንምንታይ ከምኡ ትገብርኔራ ንሳ ክኣ ሓቃ እባያ ዘብል መልሲ ይህልዋ ይኸውን
@eseyasgoytom7642
@eseyasgoytom7642 3 жыл бұрын
Bhrata tefelta nay kedam afkaritka theshka wal twled gal ketmxe tkil ika fkri gen bkalil zerkab aykonen neska zefthkayo hader yelen bal iya tefhtah zela ayetbabkayn yebal ane
@robelsolomon4053
@robelsolomon4053 3 жыл бұрын
እዚ ግን ድርሰት ካይ ከዉን ኣያምነኩምን እየ
@salina2489
@salina2489 3 жыл бұрын
ኖ ንምንታይ ንሳ ዘድሊያ ጌራ ኣላ ሓቀይ ኑሱ ከኣ ነታ ናይ ከደም ኣፍቃሪቱ የምጻያ ምስኣ ይኩን ቢቺር ከኣ ምቀበጸቶ እዚኣ ሕማቅ መኪርካ ኣነ ኣይቅበላን የ ዋእ
@afewerkieyob6732
@afewerkieyob6732 3 жыл бұрын
ንብጭር ምሳኻ ክትነብር ውሰዳ ኢሎም ምስ ኣገደዱኻ እስኻ ውን ሐራይ ምባልካ ኣየስተውዓልካዮን ዳኣ እምበር እሱ እዩ ኔሩ እቲ መርገም ሕጂ ውን እቲኣ እዚኣ ኣይትበል ካብ ክልቲኤን ራሓቕ ካብቲ ብጭር ዘላቶ ከተማ ራሓቕ, ካልእ ቦታን ህይወትን ሓዳርን ርኸብ, እቲ ዝፋታተነካ ደሎ ሕማቕ መንፈስ ምስ ዝዕረካ ከምታ ተጋጊኻ ምስ ብጭር ዝደቀስካላ ማዓልቲ ካልእ ሓደጋ ከይስዕበካ ዝተረፈ ይትረፍ ቦታ ቀይር.
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 3 жыл бұрын
Xbuqi mikri eya kema ey kigebir zelwo
@mohamadshifa6639
@mohamadshifa6639 3 жыл бұрын
Btserrhmty eya tmsel
@yordanossahle6383
@yordanossahle6383 3 жыл бұрын
Megenan wesikulu alo meganeni eyu ezi wedi
@GoodTimes-sx1yz
@GoodTimes-sx1yz Жыл бұрын
ንብጭር ምምጻእ ዓቢ ጌጋ እዩ ኔሩ ካልእ ይትረፍ ወድኻ አኽሲሩካ: አንኳይዶ ዘይየዕበኻዬ ውላድ: ግዜኻ ሰዊካ ዝዕበኻዬ ውላድ እኳ ምስ ዓበየ አብዚ ዘለኻዬ ዓዲ ብወላዲኡ አይግደስን እዩ ::ብሐጺሩ አብዚ ዘለኻዬ ዓዲ ዝዓበየ አይናትካን እዩ:: አብ ዓዲ ግን ብባህልን ሃይማኖትን ቤተሰብካን ተማእኪሉ ተዝዓቢ ቆልዓ ዘኽብረካን ለባምን ፍቅሪ ቤተሰብን ዓዱን ዘለዎ ውላድ ምኾነልካ ኔሩ::ንብጭር አምጺኻ እንታይ ረኺብካ እንተተባህለ ! ነዚ ንብጭር ሐዳር ዝገብረላ ዘሎ ሰብአይ ኢኻ ሰበይትን ውላድን አምጺኻሉ : አብሪእሲኡ ከአ ወርሒ መጸት ምስጋና ዘይብሉ $750 ዶላር child support ትኸፍሎም !!! ገ እንዳበሉኻ ዶ ትጋገ ዘይተፍቅራ ሰብ እናፈለጥካ ይምጻእ !!! እዚ ክሳራ ናብ መኽሰብ ቀይሮ ተደሊኻ ሰብአይ ኩን ! ጥዕይቂ ሰበይቲ አምጽእ ማለት ዕድል ተጌርካ: ሻሕ አብሎም ውለድ: ነቲ ምስ ሰብአይ አዲኡ ዝዓቢ ዘሎ ውላድካ አክብ family guy ኩን ! 'ዎ ደሐንካ
@yemunwiz4669
@yemunwiz4669 3 жыл бұрын
Adi keyr
@awelkernuru5077
@awelkernuru5077 2 жыл бұрын
700 nwerhi ykefel elu ok xenhu Ka temharay sle zkonku nay kola kkefla aykalkun Ka ybl ALO way
@rutamehari586
@rutamehari586 3 жыл бұрын
Bhaki ezi dnglnas abi neger gerkum aytkuxerwo tekeyeru bejakum
@wedinoh
@wedinoh 3 жыл бұрын
Nay bahqi 💯
@biniamalora1436
@biniamalora1436 Жыл бұрын
ኣይ ፡ ሓወይ !! ዘሕዝን እዩ ። ኩሉ መርገም ኮይንካ ፡ ናይ ወለድኻ ግን ንፋስ ምወሰዶ ።
@zaidworqi5871
@zaidworqi5871 3 жыл бұрын
Kela ski elka eka Natka wsane zetgebir Balkado ab selmi yito yesdmm eyu
@ኤልማስተለመን
@ኤልማስተለመን 3 жыл бұрын
ኣባይካ ንስካሲ ከምዚኣሲ እዚ ትፍደ
@ykalooooo8999
@ykalooooo8999 3 жыл бұрын
Kulatna bkal ደነድዚዙ ስለውላድና ነምጸን ታይዶ ጌርካለይ ኢኻ ኣለዎ ከምናትካ ዕጫና ገንዘብ ትራይ ኣክብ ግደፋ
@OneLove-ed6hr
@OneLove-ed6hr 3 жыл бұрын
እዚ ናይ ድንግልናስ እንተ ትገድፍዎ ሃለውለው ኢዩ ኩሉ
@adu1083
@adu1083 Күн бұрын
በጃኹም ካብ ናይ እንዳስብ ገፅ ኣርሕቑኒ ደኺመ ኣበራትዑኒ ኣሕዋት ሳብስክራይብ ግበሩለይ😊
@etiioerit2563
@etiioerit2563 3 жыл бұрын
ኣዲኡ ትሀርሞ ተኮይና ፖሊስ ድዊሉ ክትክሰስ ፖሊስ ናዓኻ ከምዝህበካ ግበር
@selamhaile8853
@selamhaile8853 2 жыл бұрын
neta kedimeyti afkatu ymelesa
@akremsied4782
@akremsied4782 3 жыл бұрын
❤️‍🔥🤴🏽🇪🇷🦋
@tekiaandebrhan7209
@tekiaandebrhan7209 3 жыл бұрын
OMG
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 3 жыл бұрын
ኣቤት ደቂ ኣንስትዮ ክንብሃል ክንረግም ኮይንና ዘለና እግዚኦ
@hana-wd2mr
@hana-wd2mr 2 жыл бұрын
ወሪዱና😥😂😒😒
@wedingus
@wedingus 3 жыл бұрын
ንጠንቀቕ ህዝበይkzbin.info/www/bejne/Y6K9dJ6Ge8Z2orM
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
ኩሉ ግዜ ትንዕቐካ ብ5 ምኽንያት እዩ
15:17
SenTs for man
Рет қаралды 2 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,4 МЛН
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН