እንተ ዘይትትንክፈኒ ኣይምተንከፍኩኻን ሕጂ ውን ክብረትካ ሓሊኻ ኪድ ፡፡

  Рет қаралды 5,985

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Күн бұрын

Пікірлер: 82
@edentekleab2042
@edentekleab2042 2 ай бұрын
ዳዊት 1:1-2፤ ብምኽሪ ረሲኣን ዘይመላለስ፣ ኣብ መገዲ ሓጥኣን ከኣ ዘይቀውም፣ ኣብ መንበር መላገጽቲ ድማ ዘይቅመጥ፣ ብሕጊ እግዚኣብሄር ደኣ ዚፍሳህ፣ ነቲ ሕጉውን ለይትን መዓልትን፣ ዚመራምሮ ሰብሲ ብጹእ እዩ።
@ghezaeghebremicael9525
@ghezaeghebremicael9525 2 ай бұрын
Dear brother Mogos. You are the father of honest and truth!!! I wish Eritrea has many of your type. We are in this situation since Eritrea doesn’t have many people like you. You will be remembered for ever by the Eritrean future generation.God bless you more❤❤❤
@raheltsehaye1852
@raheltsehaye1852 2 ай бұрын
Moges jegena geta yebarkeh ❤
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 ай бұрын
❤❤❤❤ ሕልኖኦም ዚሸጡ ኢዮም ኣምስሉ ኢዮም ምሕረት የውርደሎም ጨከናት ኣገልገልቲ ዲያብሎስ ኣምላክ ኣሎ ንዕኡ ንሃቦ ባዕሉ ኣለዎ ኢቲ ቁዱስ።
@selam8217
@selam8217 2 ай бұрын
የቀንየልና ብጣዕሚ ዝገሪም ምህሮ እትቤተአምክስ ናይ ዓለምና ትምህርት ኳይኑ ከምትፀሕፍ ዝብሎ ዃይኑ እትርእስ ምሰተከፈተ እትዉጸኢት የርእዩ ካብ በሃልኡ ደጋሚዩ ኳንኑ የሕዋተይ አሐትን አምላኽ ምሕረቱ የዉርደልና እምበር ጌዜስ አይግድንን? መንግሰተ ፀባሕ ዝሐልፍእዩ ምሰ የሕዋት ምብላዕ ግን ሐቃ አብሐደ አምላኽ እያ ዘላብአይወገን እሞ የሕዋተይ አሐተይ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ትዕግስቱ ጌዜ አሎ ፈራዳይ 🇪🇷🙏🇪🇷🎉❤️🇪🇷❤️🇪🇷🎉🇪🇹🇪🇷🎉
@sabayohannes2252
@sabayohannes2252 2 ай бұрын
ሞጌ ብሩክ !አብ ቤት አምላክ ንሱ ሓሳዊ አማኒ እዩ ካልእ ለይትን ማዓልትን እና ጎየያ እና ጎየዩ ፡ ብዝሐት አለዉ ፍትሒ ዝጸልኡ ንሰኻ ግደፎ ምክኒያቱ ብዙሓት ኢዬም ! ዓመጻ ዝፊትዉ ። ጎይታ የዕዚዙ የበርትዕካ ብደም የሱሰ ተሸፊን።
@egziabhierselam5300
@egziabhierselam5300 2 ай бұрын
Mogie bruk, God bless you! One thing which you have to know is that one who supports PFJD has shared the same Spirit. So if PFJD is persecuting the born again Christians, those who support the region share the same spirit.
@weynits571
@weynits571 2 ай бұрын
ሰላም ኣምላኽ ን ጸጋን የብዝሓልካ ሞጌ ሓወይ ,ኣታ ብሩኽ ኣምላኽ ኪጥቅርመልካ ሲዉር ኣሰራርሓ ሰይጣን ከትፍርስ ጎይታ ክጥቀመልካ ስለዝረኣና,ሎሚ ግና ንዘረባ ሰብ ክትምልስ ጊዜኻ ሰይጣን ደስ ኢልዎ ይስሕቅናሎ በጃኹም ዊሻጠና ኣቲና ንጽልይ ኣብ ጸሎትዩ መፍትሒ ዘሎ❤🎉❤🎉❤
@teweldeberhane6235
@teweldeberhane6235 2 ай бұрын
ሰላም ሰላም ሞጎስ ወድና ኣጀካ ቀጽሎ። ሃቁ ምዝራብ ጽብቅ። ኣምላክ ይባርካ
@tsegaytea
@tsegaytea 2 ай бұрын
እቶም ዝገብርዎ ጥራይ ዘይኮነስ እቶም ዝሓብርዎም ውን መከራ ከምዝወርዶም ቃል ኣምላኽ ይሕብረና እዩ ኣይትገረም:: ኣጆኻ እግዛእብሄር ጻድቕን ሓቀኛ ዳኛን እዩ::
@briktikidane5100
@briktikidane5100 2 ай бұрын
Bhaki Hizbna ab Mekera ynabr allo eti Srat fthi slezeblu amennn Goita Nhzbna ywighalu amennn😊😊😊😊
@asli288
@asli288 2 ай бұрын
ሞጎስ ሐወይ ከምዚአቶም ዓይነት ሰባት አሎው ዘሕዝን ግዜ እዩ💔
@teclitembaye5038
@teclitembaye5038 2 ай бұрын
ዓመጽቲ መንፈሳውያን ክኾኑ ኢልካ ምሕሳብ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ትሕለፍ ማለት እዩ ብጸገም ናይሰብ ዝወራዘ ጽባሕ ቀረባ ሙኻና ይፍለጡ
@habtombeyene2275
@habtombeyene2275 2 ай бұрын
ጽቡቕ ገይርካ መሊስካሉ ኣለኻ ነዚ ባርያ ህግደፍ ሞጊሸይ ብሩኽ
@eyobsemhar694
@eyobsemhar694 2 ай бұрын
ሞጌ ነብሲ ፡ እዚ እምነት ክርስትና ተባላሽዩ እዩ ፡ ካብ ባዓል መሓመድ ክሳብ ኣፖስቱላት እና ዝብሉ ዓመጸኛታት ኣመንቲ ኣለዉ ብሰንኮም ሕብረት ይሕዋት ጸሊኢናዮ ፡ ካብ እስርቤት ሃዲሞምሲ ተመሊሶም ምእሳሮም ጽቡቕ እዩ ዝብሉ ጉዳመኛታት እዮም ። ናይ ኤርትራ ጉዳይሲ ከም ሕቶ ከማን ክላዓል ኣይግቦኦን እዩ ንዝረኣ ዓመጽ ካብ ዓመጽ ምህዳምካ ተመሊስካ ንዓመጽ ትድግፍ የሓዝን።
@weynits571
@weynits571 2 ай бұрын
Proverbs 1 ትግ - ምሳሌ 33: እቲ ዚሰምዓኒ ግና ብደሓን ኪነብር፡ ንኽፉእ ከይፈርሄ ኸኣ ኪሀድእ እዩ።❤🎉❤🎉❤🎉
@sanegash
@sanegash 2 ай бұрын
Mogose ሓወይ ጎይታ ይባርካ ንስኻ እታሓቅኻ ሒዝካ ደውበል እዚአቶም ሕልኖኦም ዝሸጡ አዮም ንስኻ ግን ሓቅኻ ሒዝካ ቀጽል ጎይታ ይባርካ
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 2 ай бұрын
ሞጌ ሓወይ ኣምላኽ ይባርካ ባዐል ኢዚ ወዲ ዘርአይ ሌባ ኣማኒ ዘይኮነ ካሓዲ ኢዩ ወዲ ጸሎት ኢየ ከኣ ይብል ሓሳዊ ወዲ ጸሎት ኣይኮነን ከም ኢሰያስ ወዲ ተንቤን ተኾይኑ ኣይፈልጥን ስለዚ ኢዚ ባርያ ይግደፍ ኣፉ ኣትሒዝካዮ ሱቅ ኪንብል ንደሊ ሱቅ ምባል ከሊኦሙና ከም ኢዚ ቅልውላው መንነት ዘለዎም ሳሚ ሽመ ዝብል ባርያ ሰይጣን ባርነት ይቀጽል ዝብል ሉኡኹል ሰይጣን መዳናገሪ
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 ай бұрын
❤❤❤❤ ኣጆካ ሓቂ ኢዩ ዝስዕር ዊኢሉ ሓዲሩ ንገሮም ነዞም ደቂ ሞዝሙርቲ ዲያብሎስ ኢሳያስ ንሓቂን ዉጹዕ ህዝቦምን ኪሒዶም ምስ ዲያብሎስ ዝወገኑ ዊኢሎም ሓዲሮም ክሓፍሩ ኢዮም❤❤❤❤ ታዓወት
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 ай бұрын
Mogos hawey ezi seli xeyayka mlitaf kelil eyu nbeal wedwerke abbisreal bgizom eko qorarixemo fthi slezbele ezom eko leukat hgdef eyom tibae tnkik kea bel ezom arawit eyom edil aygebernan god blessed broo❤️🙏
@Liya-h8o
@Liya-h8o 2 ай бұрын
ረስዓዮ ሞጎስ ሓውና ነዚ ሃላይ (ዝፈርዝዐ ዱባ) አቲ ኣተሓሳስበኡውን ንኸይ ሓስብ ጎደሎታት ኣለዎ ካብዚኦም ደናቁር የድሕነና።
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 2 ай бұрын
ሞጎስ ማለት ሞጎስ ጎይታ ዝበዝሓሉ ንሓቂ ኤሉ ጎይታ ዝባረኾ ንዘልኣለም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️
@bana6529
@bana6529 2 ай бұрын
I have a question Mogos hawey 😇. are they Christian? sure.
@brhanagerye815
@brhanagerye815 Ай бұрын
Amlek zebenka ybark mogye hawey jgna
@walta-ft3sj
@walta-ft3sj 2 ай бұрын
Mogos hawey eta azirulom zbelkaya wela ab amenti eina bhalti tserh mhlawa tselot ngberom.❤
@Adyam-or4cm
@Adyam-or4cm 2 ай бұрын
Mogas hawey tebarki 💯🙏🙏🙏
@robeltekeste5994
@robeltekeste5994 2 ай бұрын
Kgermeka hji natka post geru ktsref reyo si awaridyo ዓቢ ቆልዓ ኤለ comment ms geberklu blok geruni
@GhirmayHaile
@GhirmayHaile 2 ай бұрын
ሞጎስ ሐወይ ጎይታ ይባርካ ፉሬ ጻማካ እቲረክበሉ ነዊሕ አይኮነን ብሐቂ
@haileyohannes404
@haileyohannes404 2 ай бұрын
መጔ ሓወይ፡ ከማኻ ንሕማቕ ዓገብ ዝብሉ ክርስትያናት ይብዝሑ። መብዛሕቶም ኣጽቂጦም እዮም ዘለዉ፡ ኣብ ነብሶም ክሳብ ዝበጽሕ
@Eagle1503
@Eagle1503 2 ай бұрын
ምህረት ይግበረሉ🥲 ጽልዒ ምስ ዘርአ ቀቢጽናዬ
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 ай бұрын
❤❤❤❤ ነቶም ጣኣኦት ዘምልኩ ዳኣ ንሱ ኢዩ ኣምላኮም ።ኣሜን ኣምላክ የውጋሓዮ ጥራሕ ነቲ ዉጹዕ ህዝቢ ይርኤ።❤❤❤❤ ኣሜን።
@walta-ft3sj
@walta-ft3sj 2 ай бұрын
Amen
@DannyTesfai
@DannyTesfai 2 ай бұрын
እቶም ንዓኻ ዘድንቑ የሕዝኑ
@fishtareke3654
@fishtareke3654 2 ай бұрын
Mogoss hawey zeynfelto netom fulutat keman nmalaleselu neredealu auwan halifu eyu shigrna alem mulue yfelt ❤❤
@leawoldu8105
@leawoldu8105 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@homehome9688
@homehome9688 2 ай бұрын
ናይ ህግደፍ ሓጋዚ ኰይኑስ ከመይ ጌይሩ ካብ ኤርትራ ሃዲሙ አብ ወጻኢ ይነብር አሎ?
@alulaalula9344
@alulaalula9344 2 ай бұрын
ብባድላ ዝተሸፈነ ዓሻ እዩ ዝመስል አይትገደሰሉ ኩላ ንህግደፍ ትድግፍ ዘላ አብ ፅንተት ህዝብታት ተሓተትቲ እዬም
@DawitHagos-u8x
@DawitHagos-u8x 2 ай бұрын
ንብዙሓት ኣመንቲ ዘእሰረ ሰብ ዓመጸኛ ሰብ እዩ ሞጌ እዚ ሰብ ኩሉ ኣማኒ ክጥንቀቅ ኣለዎ ካብዚ ልቕሉቕ ባርያ ህግደፍ፡፡ ሰራቒ ኢዩ ናይ ክንደይ ገንዘብ በሊዑ ዝሃደመ ካብ ሳውዝ ኣፍሪቃ ኢዩ ዓመጽቲ ሰባት ናብ ህግደፍ ኢዮም ኢዶም ዝህቡ ለያቡ
@segank3747
@segank3747 2 ай бұрын
አይትሐዘሉ አጋንንቲ አለዎ ጸልይሉ
@raeinamezmur
@raeinamezmur 2 ай бұрын
Wey gud beal ezi eyom mekera koynomo zelewu nhzbna hgdef melmilu zlakom kadrat ajoka mogos hawey tbatka memelisu ywesk
@Liya-h8o
@Liya-h8o 2 ай бұрын
አዚ ሃላይ አዚ ኣብ ዝሓሾ ቦታ ኮፍ ኢሉ ናይ ካልአ አንታይ ገደሶ ናይ ዚ ሃልይ ገዲፍካ ተዛረብ።
@desbelezewde1815
@desbelezewde1815 2 ай бұрын
Moges hawey nska eti mexhaf qdus zblena haqi mzrab xbuq eyu namaxi amaxi belo eyu zblena amenti pente etom zkefaena ina ane abzi zelekwo kulom degefti higdef eyom btaemi eye zahazn ane naka 90/ 100 ydgfeka eye ajoka qexlo
@Liya-h8o
@Liya-h8o 2 ай бұрын
ሓቂ ጠፌኡ , ሓቂ ጠፊኡ , ሓቂ ጠፊኡ ,
@rutbereha
@rutbereha 2 ай бұрын
ነገስታት ጸልዪ እዩ ዝብል ቃል አምላክ
@ኣባጎራ_ሰልጠነ
@ኣባጎራ_ሰልጠነ 2 ай бұрын
Neska ay Tneso Nesu Ay hamqeka. Shame on both of you Amlak tegelglu zelkum t meslu Hasab reskum ikum t gebru.
@Somedt
@Somedt 2 ай бұрын
ብዛዕባ ሰባት ካብትዛረብ ወንጌል ዘይትሰብኽ ? በቃ ካብ ፖለቲካ ዉጻእ።
@LuwamBaryagabir
@LuwamBaryagabir 2 ай бұрын
Agka mogos hway blessed
@furutunahabteab2812
@furutunahabteab2812 2 ай бұрын
Eziatom neta bet amlak kexrufu seytan ztkemelom eu Sean lbom ab qdmi amlak mthat zwaredlu gze qereba eu moge hawey
@habtomteklay9803
@habtomteklay9803 2 ай бұрын
Moge ezi wedi ab south africa iyu neru msana nay bzuhat genzeb seriku iyu america keydu akaliwo bejakum amani aykonen . Nbzuhat amenti tokimom zesrwom zelewu nay hgdef mahawr beal eziatom iyom belom tray aksinkani lomi. Nkndey amenti wen enda tekome yesirwom iyu ybhal iyu gebenegna iyu ezi seb betekrstyan ageb ktblo alewa
@weinidebesay6915
@weinidebesay6915 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 2 ай бұрын
Aytgedeselu Kdhin alewo knagef alewo mesarhi setan iyu.
@yordanostekeste3903
@yordanostekeste3903 2 ай бұрын
Ajoka Moge hawey sle kakiy dewu bel kab Amlak iyu asbka
@yonasaraya3159
@yonasaraya3159 2 ай бұрын
Ezyom Sheramut ab Menfesawyan sebat teshegutom Awald kdwru, kshrmutu, znebru barayu eyom. Emnet zbahal yeblomn dedhri Ewald enda kedu zeshegrwen wurzyat kmeslu badla zkdenu sheramut eyom.
@ftwimesmer7611
@ftwimesmer7611 2 ай бұрын
ንሕልናኦም ዝሽጡ ስባቲ ከምዝ ይዛረቡ
@AwetTeckle
@AwetTeckle 2 ай бұрын
Degimlu keykewn
@HeluAlex-tn7uh
@HeluAlex-tn7uh 2 ай бұрын
ከምኡ እዩ ሓደ ዐፍራ እዩ
@briktyhiiamwintayourvideoi3616
@briktyhiiamwintayourvideoi3616 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ God bless
@yordanosmekonen7747
@yordanosmekonen7747 2 ай бұрын
Shelel azezealu .
@furutunahabteab2812
@furutunahabteab2812 2 ай бұрын
Haqqa yhlifom yhubka ewe dey sala ziom eu hgdef tetew elu zelo
@i-hd1fy
@i-hd1fy 2 ай бұрын
ሞጎስ ዓጋመ ናይ ዓድካ ግበር።
@DelaySelam2000
@DelaySelam2000 2 ай бұрын
በቃ???????
@SamsonTsegay-fj4ev
@SamsonTsegay-fj4ev 2 ай бұрын
Tsebuk Ezi Moshekadedi Dictator esayas
@Maranathamarume
@Maranathamarume 2 ай бұрын
ስመምዓኒ ሕቶኻ ክምልሰልካ ናይ ሕቶኻ ሃገር ሃገር ክትብሃል እንተ ኮይና 1,ህዝቤ ክህሉ2,ነቲ ህዝቢ መንበሪ መሪት 3,ነቲ ህዝቢ ዘማሓድሮ መንግስቲ 4,ከኣ እቲ ንስነ ኣእምራኣዊ ኩናት ዝብሃል ማለተ ኤንዳ ስትርታትን ናት ትነቅሓሉ ቻነላትን ክህሉ ኣለዋ ኣስተውዕል ግነ ነዚ ኩሉ ዝጥቅልል ኣሎ ንሱ ዓንዲ ህገር እዩ ማለት ወተሃደር እዩ ግን ናይ ኤርትራ ወተሃደር ከም ናይ ካልእ ሃገር ከይ መስለካ ኣብ ውግእ ነብሱ እንበር ካልእ ክስዋኦ ዘይደሊ ቅድሚ ኹሉ በጁ ህዝብን ሃገርን ነብሱ ዝወፈየ እዩ ካልእ ከኣ ነዓ በል ዕረፍቲ ኪድ ኤልካዩ ሃገር ኣብ ኣጎላግል ገዲፈ ናበይ ክኸይድ ዝብ ሓላፍነትን ሓላፍነትን ሕድርን ኣብኡ ዝተቀበለ ምኻኑ ፍለጥ ንሱ ከኣ እንተ ደሊኻ (ህግደፍ ትብሎ እዛ ሽም ከምቲ ተፍርሓኩም እንተ ፈሪሕካያ ከኣ ሻዕብያ ትብሎ እዚኣ ውን እንተዘይ ማእሚኣትካ ከኣ ዋርሳይ ትብሎ ኣየለን ከኣ መንደላይ በሎ እና ርኣኻ እና ፈለጥካዮ መን እዩ እዚ እንተ ኢልካ ኤርትራዊ መንእሰይ እዩ። እቲ ካልእ ናይ እሱራት ዶ ገለ ትማሊ መሊሰልካ እየ፦ ካልእ ከኣ ክነግረካ ሓቀኛ ንስለ ሃገሩ ዝቃወም ዝተዋህቦ ነቀፊታ እዩ ዝቅበል ከርድኣካ ዘለዋ ሰባት ጽሊኦምኒ ኣይትበል ወዲ ሃገረሰና ኢኻ ስለ ዝጽላእኩኻ ዘይ ኮና ንምልሰልካስ ኣብ ሕማቅ ከይትወድቅ ኢልና ኢና ንዓኻ ከማን ተረዲአእካ ኣሎ ህግደፍ እንተመጹስ ኣሕሊፍም ክህቡና እዩም ኢልካ ኣይትረስዕ ኣብ ኮመንትኻ ጺሒፈልካ ዝነበርኩ ሓለንጊ ሻዕብያ ነዊሕ እዩ ንኽመጽካ ከኣ ካብ ንፍስ ይቅልጥፍ ስለዚ እቶም ናይ በረኻ ኣብ በረኻ ናጽነት ከምጽኡ ከለዉ እቶም ናይ ከተማ ኢድ ነርዋምዶ ኢልካ ሕተት እወ ኩብልኻ እዮም እቲ ዘበርኮትዋ ከኣ ነቶም ከምዜ ከማኻ ዝተሓዝ ይሕዙ ዝቅንጽል ከኣ ይቅንጽሉ ኔሮም ኮምኡ ስለ ዝኾነት ከኣ ናጽነት መጺኣ ስለዚ ንዓኻ ከኣ ዘይ ትፈልጦ ዘይ ኮነስ ኣብ ገዛኻ ከይ ህሉ እቲ ????? ንዓሻ ኢሙተሉ እዩ ወዲ ሓዋቦይ ግን ሰባት ጽሊኦምኒ ኣይትበል ኩሉ ዝጽሕፈልካ ሰብ ስለ ንዓኻን ንሰበይትኻን ካብ ኩሉ ከኣ ነቶም ዝጽቦይኻ ዘለዉ ደቅኻ ስለ ዝሓልን ዝፎትውን እዩ ኣነ ሓንቲ ነገር ክነግረካ ምስቲ ትኣምኖ መማኽርትኻ ተዛራረብ ይጋገ ኣለኹ ዴበል ሽዑ መልሱ ተጽበ። ሕጂ ፖለቲካ ልዕሊ ዓቅምኻ እየ ስለ'ዚ እቲ ናይ ዝነበርካዮ መገዲ ኣምላኽ ይሕሸካ ።♥️💪🇪🇷✝️🙏☪️🇪🇷💪♥️
@NetsanetTeame-wv9zx
@NetsanetTeame-wv9zx 2 ай бұрын
Bzhuat hgdefaweyan pente ab abytkrstiant mlome eyom
@ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ
@ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ 2 ай бұрын
ሓቂ ፌመስ ጌርካዮ ነዚ ኻሓዲ
@merrygebrekidan7672
@merrygebrekidan7672 2 ай бұрын
Ajoka moge hawey
@briktyhiiamwintayourvideoi3616
@briktyhiiamwintayourvideoi3616 2 ай бұрын
Ajoka ab haki tetew.bel ❤❤❤❤❤
@merhawittesfay3567
@merhawittesfay3567 2 ай бұрын
Moge buruk nska Tray kab mzrab aytkotob kulom Amenti amenti Aykonun
@brhanagerye815
@brhanagerye815 Ай бұрын
Wala nay eyu axini zgerm
@ferysolomon8881
@ferysolomon8881 2 ай бұрын
Moge nemen ekae tedgfe
@jobnegash4443
@jobnegash4443 2 ай бұрын
Hasawi leba
@habibaasmera5266
@habibaasmera5266 2 ай бұрын
መንነት ቅልውላው
@merrygebrekidan7672
@merrygebrekidan7672 2 ай бұрын
Dehan kwegih u
@teeha4545
@teeha4545 2 ай бұрын
Gohaf
@birikitizeray2096
@birikitizeray2096 2 ай бұрын
????
@keletatecle8620
@keletatecle8620 2 ай бұрын
ሞጎስ ህግደፋዊ ጴንጠ ተቃዋሚ ጴንጠ ብምባልካ ጽቡቅ ኣረስቲ ስዘራሕካ ኮይኑዶ ይስምዓካ? አንተ ተቃወምና ዓጋመ ኢኹም ትብሉና ኢልካ፡ ትግራይ ትስዕር ንሕና ጻዕዳ ክዳን ዝተኸደና TDF ኢና ንዝብሉ ባዕሎም ትግራዎት ኢና በቃ ካምብያ ክገብራ ኣለወን ኤርትራ ክልል ክትቅየር ትግራይ ሃገርያ ንዝብሉ ባዕሎም ቪድዮታቶም ስምዕዮ ትግራዎት ኢና ንዝብሉ ትግራዎት አንተ በልናዮም ጸርፊ ኣይኮነን።ትግራይ ሓደ ክልል ናይ ኢትዮጵያ ኢዩ።ኤርትራ ከኣ ሃገር። ንሰራዊት ኤርትራ ኣራዊት ኢሎም ዝጽውዑ ኸ ዓገብ ኣይትብልን ዶ?ክሳብ ሕጂ ደቆምን ስድራቤቶምን ኣጥምዮም ኣብ ምክልካል ሃገር ዘለዉ ኣራዊት ኢሎም ክጽውዕዎም ደቅናን ኣሕዋትናን ባዕልናን አንዲና ብጣዕሚዩ ዝስምዓና ከምቲ ኒዓኻ ዝስምዓካ። ስለዚ ሞጎስ ንስኻ ክትቃወም ክትድግፍ መሰልካዩ።ትግራይ ትስዕር ኣነ ኣብ ደገ ዝቅመጥ ጻዕዳ ክዳን ዝተከደንኩ TDF አየ አንተልካኒ ብመሰረት ባዕልኻ ዝበልካዪ ኣባል ሰራዊት ትግራይ ትግራዋይ አንተበልኩካ ከመይ ኢሉ ከምዘሕምሞም ይገርመኒ።ምክንያቱ ባዕሎም ብርጌድ ንሓመዱ ቲዲኤፍ ማለትዩ ስለዝብሉ።
@elsatecle5822
@elsatecle5822 2 ай бұрын
Kal Amlak Win Muwk Win Zuhl Kun,Lebet Zeble Entkonkna Gn Amlak Kdrbyena Eyu. Nay Gdn Eyu Zzeanayo Knaxd.Amlakna Aytaksn Eyu. Nay Abraham Israel Amlak Smu Ybarek.
@jobnegash4443
@jobnegash4443 2 ай бұрын
Kal amlak tray mhar tearaway eka wala nska hasawi
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 2 ай бұрын
❤❤❤❤
ኣዴታት ከይተረፋ ይድሕና ኣለዋ !
16:57
Maranatha Tv / Mogos Nguse
Рет қаралды 1,2 М.
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 3,4 МЛН
the balloon deflated while it was flying #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 31 МЛН
Shalom zoom Service
Shalom Worship & Healing Centre
Рет қаралды 149
Alemneh Wasse # ትኩስ ዜና # በበላይ በቀለ #
10:24
Alemneh Wasse
Рет қаралды 10 М.