እንታይ ዓይነት ወዲ ይምቸወኪ? Tigray & Eritrean Street interview ሕቶን መልስን

  Рет қаралды 94,233

Yata up

Yata up

4 жыл бұрын

©Copyright:Yata UP
እንኳዕ ናብ Yata Up ብሰላም መፃኹም።
ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲን መዘናጋዕትን ቪድዮታት ትረኽቡ
Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ

Пікірлер: 448
@rbl.6917
@rbl.6917 4 жыл бұрын
ክክክክ ጽቡቅ መደብ ከሙኡ ኮይኑ ግን like sub,,ኮሜ ወቅጥሉ ቡኡነት ኣንበሳ ዩ ዝወዲ
@user-dr7bt6oh8k
@user-dr7bt6oh8k 3 жыл бұрын
ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብልን ቁምነገር ሓዘል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና%%%%@ kzbin.info/www/bejne/qajHXqt-mt6hrcU
@user-fe1xo9ru2f
@user-fe1xo9ru2f 4 жыл бұрын
ፅቡቅ መደብ እዩ ግን ትግርኛ ኣማርኛ እናሓወስኩም ኣይትዛረቡ
@user-dr7bt6oh8k
@user-dr7bt6oh8k 3 жыл бұрын
ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብልን ቁምነገር ሓዘል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና%%%%@ kzbin.info/www/bejne/qajHXqt-mt6hrcU
@imissmama3978
@imissmama3978 4 жыл бұрын
Nice ሕቶ ቤላ ደሓር ከኣ ነቶም ጽቡቕ ገዲፎም መልካም ኢሎም ኣምሓርኛ ዝሕውሱ ተዐርየሎም ኣለኻ ጽቡቕ ስራሕ ,ዩ like ነዚ ወዲ ሃቡለይ።
@user-vz1le1hp1t
@user-vz1le1hp1t 4 жыл бұрын
Neaka keman like Nice point
@muuzmulue7703
@muuzmulue7703 4 жыл бұрын
እዚ ወዲ ንፉዕ ኢዩ።
@tsegayamaha1573
@tsegayamaha1573 4 жыл бұрын
Yata up ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ቓንቓ ትግርኛ ዓብይ ኣብርክቶ ትግብር ኣለኽ። ብፍልም ብ ኣማሓርኛ ከይዕብለል ትግብሮ ዘለካ ጻዕሪ ብጣዕሚ ዝነኣድ አዩ።
@tb323
@tb323 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቅ እተን ኣምሓርኛ እንተ ተቃርጽዎን ግን ጹቡቅ ቃንቃካ ኢዩ ክብረትካ
@Aman-dk1ko
@Aman-dk1ko 4 жыл бұрын
ክክክክ እተን ዓባይ ሰበይቲ ሰሓቅ ቀቲለናኒ ፈራሕ ዓዲ ከጥፍእ ክክክክ መደብኩም ብታሚ ደስ አዩ ዘብል ኤርትራን ትግራይን ከም ሓደ ባህለን ሓደ ቃንቅኦን ክሳነያ ትጽዕሩ ዘለኩም ኣምላክ ይሓግዝኩም እቶም ብኽልቲኡ ሸነኽ ሓዊ ትኣግዱ ዘለኩም ኣይትድከሙ ደጊም ይሕዋት ከምዝኪና ነቂሕናሉ ኢና
@fyoribrhana7080
@fyoribrhana7080 4 жыл бұрын
Ja xebek alka
@user-jd2yq8py2x
@user-jd2yq8py2x 4 жыл бұрын
ቀፅልሉ ናብ ኩሉ ቦታ እንዳተዛወርኩ ስርሑ በርቱዑ....
@lilitubetgray5616
@lilitubetgray5616 4 жыл бұрын
ላይክ እባ ሃብዎም ኢትዮጵያን ኢረትራን ነብይ ከድኩም
@awettsegay7love
@awettsegay7love 4 жыл бұрын
LiLi gal ትግራይ tgray alena gen like kaynebas haxerti koyna agtami
@user-dr7bt6oh8k
@user-dr7bt6oh8k 3 жыл бұрын
ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብልን ቁምነገር ሓዘል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና%%%%@ kzbin.info/www/bejne/qajHXqt-mt6hrcU
@zaydgalltigray8825
@zaydgalltigray8825 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅሎ
@titigelweyane9612
@titigelweyane9612 4 жыл бұрын
መድብካ በጣዕሙ አዩ ደስ ዝብል ሓወይ ቅፅሎ ጥራሕ
@luulgebremichael9149
@luulgebremichael9149 4 жыл бұрын
Ok titiye tnx kea
@brohelumule5168
@brohelumule5168 4 жыл бұрын
Zweet titye
@simuas754
@simuas754 4 жыл бұрын
Good beginning. Bro. That's great
@redaeberihu2011
@redaeberihu2011 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሓሪፍ
@mikimiki5226
@mikimiki5226 4 жыл бұрын
ወይ ጉድ ፍቅሪ ብምምራፅ ኮይኑ ዋናው ለባም መስተውዓሊ ቤተሰብ ዘከብር እሙን ኣብ ቃል ኪዳኑ ዝፀንዕ ጥራሕ ይኩን
@user-sl2tu8nd3z
@user-sl2tu8nd3z 4 жыл бұрын
ክክክክክክ ኣይይ ማማ እንበኣር ሰካራምስ ተባዕ'ዩ ሰካራም የጥፍእ ማይ ሰትዩ ዘይዛረብ ምስ ሰኸረ ናይ ልቡ ዝንስነስን ዝፍክርን እንበር ክክክክክክ
@user-pl1vs3hc3s
@user-pl1vs3hc3s 4 жыл бұрын
ፍቕሪ ይበልጽ ጓል ትግራይ 😂😂
@user-sl2tu8nd3z
@user-sl2tu8nd3z 4 жыл бұрын
@@user-pl1vs3hc3s ክክክ ኢሂ ደኣ ትስሕቅ ካብቶም ድሕር በል ኳና ግዲ ኢኻ
@Aman-dk1ko
@Aman-dk1ko 4 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ምኑቃት ንግደፎ ሰላም ንመዋእል መታን ክንረክብ ካብ ኣቦሓጎታትና ክሳብ ዚ ዘለና ዎሎዶ ጽልእን ቅርሕንትን በጃኩም ንትሓላለ ንፋቀር መታን መጻኢና ክዕንብብ
@Becky.Tigray
@Becky.Tigray 4 жыл бұрын
Yata up ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ
@chimichai7066
@chimichai7066 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝናኣድ ኣርእስቲ ቀጽል ኣጆኻ
@yeneyene4825
@yeneyene4825 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ጅማሮ ቀፅለሉ
@TigrayHub
@TigrayHub 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ለጌ ቀፅልሉ።
@technicaltube4817
@technicaltube4817 4 жыл бұрын
ናይ ሎሚ ኣዋልድ ዋላ ህበይ ይምሰል ጁባ ዘለዎ ኢየን ዝፈትዋ ።
@masonmount1146
@masonmount1146 4 жыл бұрын
Z arkey nay bhaki felitkayen
@muluymaryamlji9323
@muluymaryamlji9323 4 жыл бұрын
እረ
@sebhesomllovetegray360
@sebhesomllovetegray360 4 жыл бұрын
Kkkkkk sinasraet
@user-fp3fo4lb2s
@user-fp3fo4lb2s 3 жыл бұрын
ኣረ
@kuflomtesifamrym7163
@kuflomtesifamrym7163 4 жыл бұрын
ዋውውውውውውውው yata up ሰባኣይ እለካ ዝዓርከይ ከምዝኣ ተገርካ ሼር ናባና ግደፎ ኮምኡ ናገበርካ ትግርኛ ኣፋልጦ
@user-ur4zk9tk8j
@user-ur4zk9tk8j 4 жыл бұрын
ዋውው ክጽሎ bor ደስ ዝብል መደብ ዩ
@user-jn4jq2yd7l
@user-jn4jq2yd7l 4 жыл бұрын
ጎበዝ ኣለኻ ቀፅለሉ ሽኮረይ
@kibromabera7592
@kibromabera7592 4 жыл бұрын
በርዕ ዝሐወይ ተፈታዊ ፕሮግራም እዩ: ብፍላይ እታ ናይ ሕጂን ቀደምን ንጽጽር ፈትየልካ🥰😍
@user-ur4zk9tk8j
@user-ur4zk9tk8j 4 жыл бұрын
እዋይ ሓጻርቲ ተዋሪድና ሓንቲ ጓል ሓጺ ይፎቱ የ ዝብል ተሳኢና ወይጉድ ስኣን ቁመት ተወድኣና ጥሚት ክብሉስ ሓቆም ኢዮም
@user-sl2tu8nd3z
@user-sl2tu8nd3z 4 жыл бұрын
ፍትሒ ይንገስ ክክክክክ ሓጸርቲ ቆልዑ ደ ደኣ ክውለዱ ኮይኖም
@habenhaben2045
@habenhaben2045 4 жыл бұрын
@@user-sl2tu8nd3z haxir haxir eyu zweld zbl xhuf alo dyu
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 4 жыл бұрын
ኩሉ ሰብ ብሉጽ ፍጥረት ኢዩ። ከመይ ጌርካ ኣብ ረብሓኻ ትውዕሎ ካኣ ???
@user-sl2tu8nd3z
@user-sl2tu8nd3z 4 жыл бұрын
@@habenhaben2045 ይዋዘ ኣለኹ እንበር ፍቕሪ ሓዳር ውህብቶ ፈጣሪ ምዃኑ'የ ዝኣምን
@habenhaben2045
@habenhaben2045 4 жыл бұрын
@@user-sl2tu8nd3z ok xbuk hasab kexlyo smart frau ::
@funfirst2266
@funfirst2266 4 жыл бұрын
interesting , nice work work lg keep it up
@teweldemahari8683
@teweldemahari8683 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪ ዝኾነ መደብ እዩ ቀጽልሉ
@user-cy9kx9em9h
@user-cy9kx9em9h 4 жыл бұрын
እቲ መደብኩም ብጣዕሚ ፊትዮ ኣለኩ ቀፂለሉ
@biniamandegiorgis7081
@biniamandegiorgis7081 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 4 жыл бұрын
ጉቦዝ ናይ ሰራሕ ሰብ እዬ ንሓዳሪ ዝክዊን
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 жыл бұрын
ክክክክክክ መርሓባ ሓባይብ ❤
@tesfalemgirmay3421
@tesfalemgirmay3421 4 жыл бұрын
ፈራሕ ድኣ ዓዲ ከጥፍእ kkkkkkkkkk..... techiyatniiii LG KEEP IT UP I HATS OF YOUUUUU
@kebromweldegebreal1461
@kebromweldegebreal1461 4 жыл бұрын
ልቦና ናይዘን ኣደ ደስ ክብለካ
@kibromabera7592
@kibromabera7592 4 жыл бұрын
አብ አጠቃቅማ ቃላት ቆንጆ ከምታ ሕዝካያ ዘለካ ቀጽል:
@user-gx6eo8xs7k
@user-gx6eo8xs7k 4 жыл бұрын
ጎበዝ
@adamkiflu6772
@adamkiflu6772 4 жыл бұрын
Btaemi xbuk htotat. Ajoka kexilo!
@user-fo3bb3ng1p
@user-fo3bb3ng1p 4 жыл бұрын
ውውውውውው ሼር ክገብረልኩምየ ኣጆኹም በርትዑ ኣብ ቀፃሊ ናትና ናይ ኣዋልድ ታራ ያ ተሰሊፊ ነብሲ😂😂😘😘😘
@hvgb9899
@hvgb9899 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ሕቶታት
@abiiilove7993
@abiiilove7993 4 жыл бұрын
እንታይ ዓይነት ይምችወኪ ዘይኮነስ ከመይ ዓይነት ወዲ ባህ ይብለኪ ወይ ከዓ ትፈትዊ እዩ ዝባሃል
@adiampawlos6448
@adiampawlos6448 4 жыл бұрын
Kkkk
@chimichai7066
@chimichai7066 4 жыл бұрын
Ja, genau
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 4 жыл бұрын
abiii love kzbin.info/www/bejne/m4StlHqder2MqJI my new channel pls 🙏❤️🙏
@wedimisgna2071
@wedimisgna2071 4 жыл бұрын
Teteredieka ekul eyu kab hamema keman hakele ketewtsie tikel eka tedelika!
@user-dr7bt6oh8k
@user-dr7bt6oh8k 3 жыл бұрын
ኣብ ናትና እዉን ደቂ ኣነስትዮ ታይ ኮይነን ድሕሪ ሓዳር ይረጉዳ ዝብልን ቁምነገር ሓዘል ሓጸርቲ ናይ ጎደና ሕቶታትsubscribe ይግበሩልና%%%%@ kzbin.info/www/bejne/qajHXqt-mt6hrcU
@torontosenafes7024
@torontosenafes7024 4 жыл бұрын
Good job bro
@raskeisar4049
@raskeisar4049 4 жыл бұрын
*እዋይ ተጋሩ፡ ነዛ ትግርኛሲ ብእግራ ጎሲስኩማ። ብፍላይ ገሊኣቶምሲ አምሓርኛ ምዝራብ ምሓሾም!*
@kgg7935
@kgg7935 4 жыл бұрын
Ras Keisar ንሕና ትግርኛ ኢና ይብሉ እዚ ቁጻር ምጻር ትግርኚኦምስ እንታይ ይመቻኣኪ .ተ
@raskeisar4049
@raskeisar4049 4 жыл бұрын
@@kgg7935 መሳኪን፣ ተዋሒጦም እንዲዮም።
@Behappy-wf7zm
@Behappy-wf7zm 4 жыл бұрын
« weynay» des tbl kal. Entay malet u gn ayfeltan. Who can tell me , the meaning ?
@Ninotes17
@Ninotes17 4 жыл бұрын
Naybhaki xbuk medeb, gn aytemrxen kemey aynet wedi des yiblekin tiray belen, meknyatu kabti temrxen zitefeleye kifetwa wn yikla eyen
@user-fc1uq3zf1u
@user-fc1uq3zf1u 4 жыл бұрын
Kef zelwa heto
@eritrea6062
@eritrea6062 4 жыл бұрын
Hawey natey edmen tenan yhabka niska kiae kem memhir milu Feqar eritrean tigrayin zeytedalu qexlelu ab Gonika alena.
@girmawitgualadwa1880
@girmawitgualadwa1880 4 жыл бұрын
Betam tsbuku 👍
@robel6702
@robel6702 4 жыл бұрын
ደስ ብሃሊ አቀራርባ
@filmontaye8732
@filmontaye8732 4 жыл бұрын
እምቧ አቱም ሰባት ካብቲ ክሉ ዝተባህለ የለኩን እንታይ ዳ እዩ ዝግበሮ
@nervesofsteel548
@nervesofsteel548 4 жыл бұрын
እዛ ወዲ ቁሩብ'ዶ ሓቀይ ድርቅ ኢሉ ማለት ኣብ'ቲ መጀመርታ ስምኪ እስከ ኣላልየና ዋእ እረ ብስሩ'ማ ኣይባሃልን ትሕት ኢልካስ ዋላ ስም መን ክብል ሰላም ኢልካ ጀምረሎም
@hilufbrhane6249
@hilufbrhane6249 4 жыл бұрын
ብስሩካ ተቦቀስ ዲቃላ ጣልያን እንታይ ይምልከተካ
@nervesofsteel548
@nervesofsteel548 4 жыл бұрын
@@hilufbrhane6249 የቀንየለይ ሓወይ ናተይ ክብረት ይሃብካ 🙏🤔😏
@user-cw4du8ow2z
@user-cw4du8ow2z 4 жыл бұрын
@@hilufbrhane6249ካብ ፀርፊሲ እንታይ ኮን እና ጥቅሚ ክንረክብ እንታይከ እዩ ዝወዲ ሕማቕ ተዛርቡ ከምዚ እልካ እትፀርፋ አረ ናስትዉዕል ፀርፊ ነይ ሴይጣን እዩ
@letish3773
@letish3773 3 жыл бұрын
መጀመሪያ ሰላም ኢሉዎን ከይከውን ሓወይ እንበር ሱቅ ኢሉ ኣይጥየቀየንን ግን ቪድዮ ንምሕፃር እዩ ዘይእተው ዝከውን
@Mahari5965
@Mahari5965 4 жыл бұрын
ጸባይ ናብ ጠባይ ተተማሓይሻ ደስ ምበለት በጃኹም ትግርኛና ነዕቢ ብዝተረፈ ጽቡቅ ሕቶ
@adeg3874
@adeg3874 4 жыл бұрын
ከም ኬፍና
@user-lu5qf7dz5r
@user-lu5qf7dz5r 4 жыл бұрын
Haqka aleka
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 жыл бұрын
ሓቅካ ትግርኛና ዳኣ ነዕቢ
@trtetintr5120
@trtetintr5120 4 жыл бұрын
እዚህ ዉስጥ አንድም ኤርትራዊ የለም ፣፣፣ለምን በራስሽ ታፍሪያለሽ የትግራይ ትግርኛ ግማሽ አማርኛ አይደለም እንዴ ፣የተናገሩት ትክክለኛ አጋሚኛ ነዉ፣፣፣የኤርትራን ትግርኛ ተናገሩ ነዉ ምትያቸዉ
@trtetintr5120
@trtetintr5120 4 жыл бұрын
በግድ እንደ ኤርትራዊ ተናገሩ ነዉ ምቱላቸዉ ፣፣፣እንዴት ሰዉ በራሱ ያፍራል ፣፣፣ተአምር ነዉ ፣፣ትክክለኛ የትግራይ ትግርኛ ነዉ የተናገሩት ፣፣በግድ ሌላ ሁኑ ማፈሪያዎቸ
@mrteklyee.e.n.n5951
@mrteklyee.e.n.n5951 4 жыл бұрын
ወይናይ ክኸውን ኣለዎ ኢለነኦ ኢዘን ኣደ ከምዚ ከማይ ክኸውን ይግምት ሃሃሃሃሃሃሃ
@byokah
@byokah 4 жыл бұрын
Ouah, continuez comme ça!
@awetawet3258
@awetawet3258 4 жыл бұрын
Wwwwww eza sebeyti haftna btaemi smart
@meargmulugeta5861
@meargmulugeta5861 4 жыл бұрын
ምሕር ደሰበሃሊ ፕሮግራም my friend
@mesalelhiwetbasta8096
@mesalelhiwetbasta8096 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ትጓዓዝ ኣለኻ በጃኻ ግን እዛ ኣምሓርኛ ምስ ትግርኛ እናሓወስካ ምዝራብ ክተርፍ ጸዓር። ከመይ ዝበለ ወዲ ትመርጺ ወይ ባህ ይብለኪ ኢልካ ሕተት ። ይምችወኪ ዝብል ቃል ኣምሓርኛ'ዩ።
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 4 жыл бұрын
ናይ ገዛ ሰራሕ ዝክእል
@tigraimida2037
@tigraimida2037 4 жыл бұрын
ንፉዕ ብጣዕሚ ፅቡቅ መሃራይ ዩ።ተመልከቲ ላይክ ኣይተዉሑዱ መቅረባይ መደብ ድማ ክነቅርበልኩም እትደልዩ ዛዕባታት ኣብ ኮመንት ኣቀሙጡልና በሎም ምክንያቱ ንስካ ዉን ተረባሓይ ክትከዉን ተመልካቲ ዉን ብሃንቀዉታ ምእንቲ ክንፅበዮ ቀፅለሉ
@atloveforever7529
@atloveforever7529 4 жыл бұрын
Sekaram ema bet ayseram tebahilu
@jonatanmekonen3710
@jonatanmekonen3710 4 жыл бұрын
😍😍😍😍😍
@mamayalmay6629
@mamayalmay6629 4 жыл бұрын
Wawwww
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 4 жыл бұрын
ምሊእለእ ዘብል
@muzithayulum1927
@muzithayulum1927 4 жыл бұрын
Waw xibuk medeb kexilo from Eritrea
@jesuschristusmachtmichgluc910
@jesuschristusmachtmichgluc910 4 жыл бұрын
Beste man
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 2 жыл бұрын
Xebke hutotate Nice 🥰🥰
@meronhailemichael5765
@meronhailemichael5765 4 жыл бұрын
LG ayney i love it
@user-or5rg7tg2e
@user-or5rg7tg2e 4 жыл бұрын
ዋዉዉዉዉዉዉዉ
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 4 жыл бұрын
ቐይሕ ዳኣ ንኢሮፓ ይኺዳ ሓጺር ወዲ ስብእና የብሉን መንኣዲአን ኢሊወን
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 4 жыл бұрын
ወዲ ማይስሩ kzbin.info/www/bejne/m4StlHqder2MqJI my new channel pls 🙏❤️🙏
@sedetsedi7704
@sedetsedi7704 4 жыл бұрын
Way,way haxerti tewrdena zemrxena sena wela hanti
@mebrateasfawa3439
@mebrateasfawa3439 4 жыл бұрын
ክክክክክ ሳሓቅ ሞይተ
@mulehsheki1720
@mulehsheki1720 4 жыл бұрын
ፈራሕ ማ ዓዲ ከጥፈአ አዩ ሞይተ ደ ገለ ክክክክክክክ
@user-lu3kw9lv2k
@user-lu3kw9lv2k 4 жыл бұрын
ኣሓሪኛ ትግርኛ ምቃልግዝእእዮምን ተርግርኛ ስለዠኩም ትግርኛ ተዛረቡ
@semerehaile8031
@semerehaile8031 4 жыл бұрын
Kkkkkkk ewayyy gud hito farih da adi ketfi endu
@Seb15
@Seb15 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ሕቶታት ኣቅሪብኩም ግን ትግርኛ ክከውን ኣለዎ ሓንፈጽ ኣይትግበርዎ ብዝተረፈ ቀጽልሉ ሰላም ንዓኩም ይኩን🙏
@selamselam6497
@selamselam6497 4 жыл бұрын
😂😂😂😂😂ኣነ ውን ኣብዚ መረፃ ኣቅርቡኒ 😎😎😎🙆
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 3 жыл бұрын
💔💖💞👍
@kristinejavier5465
@kristinejavier5465 4 жыл бұрын
Btaemi des zbl mezenagei eyu gobezat
@coraleycoraley3822
@coraleycoraley3822 4 жыл бұрын
ሰላም ሎምዓንቲ ብዙሕ ለውጢ ኣብ ትግርኛኻ ተዓዚበ ነቶም ዝሕቱ እውን ግንሕ ኣብልዎም
@tggaltigray9566
@tggaltigray9566 4 жыл бұрын
አየ ማዘር መልሲ ይበል
@kristinejavier5465
@kristinejavier5465 4 жыл бұрын
Aseyyyy mama des kbla ay nay kedem seb ekob werki eyu mlue teina ms edme yhaben fetari
@user-og4ok5fr9i
@user-og4ok5fr9i 4 жыл бұрын
👉 በርዕ
@dearmom2633
@dearmom2633 4 жыл бұрын
Nfue kexlo habibi xbuk tebegso
@user-cc8sc8pq6v
@user-cc8sc8pq6v 4 жыл бұрын
eta yata up etbl ab maekl zela tht entetbl tsbuk neyru
@superman4516
@superman4516 4 жыл бұрын
እዘን ሓራሙ ፍቕሪ ብምርጫ ይደይልኦ ኣለዋ ??? ነዊሕዶ ሓጺርዶ ፣ ከምዘን ናይጸዓዱ ኣብሓደ ምጽናዕ ዘይብሉ 20ዓመት ከይገበርክን 20 ኣወዳት ትበጽሓ፣ ኣብ ፍቕሪ ሓጺርየለ ነዊሕየላ ጸሊም ጻዕዳየለ፣ ሑጉሳት ክትነብራ ምስመጻምድኽን ንፍቕሪ ኣብምርጭ ኣይትእትዉኦ፣ ምሳይ ትሰማማዕ Like ትግበር።
@heliberi7153
@heliberi7153 4 жыл бұрын
Eti zhatit zelo mrcha endahaben ymraxa ember kemdileten nskum keman tmerxu alekum
@mameyyenenhiwot3688
@mameyyenenhiwot3688 4 жыл бұрын
Tsubki
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 4 жыл бұрын
ናይ ቅድሚ
@madi-nb5dg
@madi-nb5dg Жыл бұрын
❤❤❤❤
@zd6493
@zd6493 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክ
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p Жыл бұрын
ፅቡቅ ዛሓወይ ቀፅለሉ ግን መማረፂ አይትግበረሉ ሕቶኻ ባዕሎም ክገልፅዎ እዪ ደሰሰሰ ዝብል ናይ ጓደናታት ሕቶ ንሰብ ክትሓትት ከለኻ አርእሰቲ ጥራይ ምረፅ ማሃሪ ዝከዉን እትብሎ ንተመልከትትካ
@destagebrecherkos5942
@destagebrecherkos5942 4 жыл бұрын
ጎበዝ በርትዕ ኢካ ግን ኣማርኛ ኣይትሕወስ ንባዕልካ ነቶም ዝምልሱ እዉን ሓግዞም
@user-rr8gv4cm2c
@user-rr8gv4cm2c 4 жыл бұрын
Des yelale betam
@kuflomtesifamrym7163
@kuflomtesifamrym7163 4 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ነዊሕ ናበላ ኮ ባዓል ሓፀርቲ ናብ መራዓ ኣይትበቅዑን ተባሃልና ዋይ ኣየ ደቂ ሎሚ ኩሉ ትደልኦ ግን ሓፅር እዩ ለባም ክክክክክክክ ነጋዳይ ዋይዋይ ክትበላዓ ክክክ
@love4105
@love4105 4 жыл бұрын
HaHaHa
@almazalmiye4335
@almazalmiye4335 4 жыл бұрын
Kkkkkkk
@user-jt8wv2zu5c
@user-jt8wv2zu5c 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkk
@rahwarahwa2494
@rahwarahwa2494 4 жыл бұрын
Kkkkkkkk
@ethiotube5956
@ethiotube5956 4 жыл бұрын
Bteami feta ablkumni
@salamss534
@salamss534 4 жыл бұрын
Wow tsbukat
@firehiwettuaumay5670
@firehiwettuaumay5670 4 жыл бұрын
አነ ስብአየይ ሓኔታይ አንበሳ እዩ ዋይ ግን ሓደ ሓደ ግዜ እናሰኸረ አብይኒ 😁😳😎
@fqriuemuneteyfqriuemunetey610
@fqriuemuneteyfqriuemunetey610 4 жыл бұрын
Wawwwwww gele aynet medeb qexlwo ajokummmmmm
@LL-pt6ub
@LL-pt6ub 4 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@user-oo6hf7ll7l
@user-oo6hf7ll7l 4 жыл бұрын
ኮሜንት ዝተፅሓፈኩም ኣንብቡ Yata up ዝብል ፅሑፍ ኣብ ገፆም ሸፊንዎም ኣሎ እለይዎ ብዝተረፈ ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ዓደይ
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p Жыл бұрын
አየ ህዝበይ የዋህ እቲ መልሴ ከሰሕቀካ😂😂❤
@adeg3874
@adeg3874 4 жыл бұрын
ደቂ መቀለ ደቂ ዓደይ
@natusami6487
@natusami6487 4 жыл бұрын
ከም ወዲ ካብዚ ዝመረጽኦ ዘለዋ ወላ ሓንቲ ዘይትውንን ምኻንካ ክትፈለጥካ ከለካ ዘሎ ፍርሒ ካብ ኩሉ ኮ ኣውጺኤናና ክክክክክክክ
@ashenafibeyenegebregzi781
@ashenafibeyenegebregzi781 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክ
@user-tz7xj6tj5e
@user-tz7xj6tj5e 4 жыл бұрын
ናይ ለሞዓንቲ ጽቡቅ ፖሮግራም ሕጽር ሕጽር ዝበለ
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 4 жыл бұрын
ኣነ ዝምቸወኒ ስብኣይ ሓኔታይ ኣንበሳ ዝማርክ ክኮን ኣለዎ 😂😂😂
@nahomhappy2091
@nahomhappy2091 4 жыл бұрын
Ane alkeu anbsa zemarkeu
@nahomhappy2091
@nahomhappy2091 4 жыл бұрын
Hahhhhh
@user-ur4zk9tk8j
@user-ur4zk9tk8j 4 жыл бұрын
ናብ ልብና ይምለሰና + ኣነ ኣለኹ ሓኔታ ቅሞተይ ነዊሕ ሕብረይ እውን ቀይሕ ኣንበሳ ኢየ ዝመስል
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 4 жыл бұрын
@@user-ur4zk9tk8j ኣንበሳ ዝቀትል እንበር ኣንበሳ ዝመስል ኣይደልን ክክክክ
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 4 жыл бұрын
@@nahomhappy2091 በል ውሰደኒ 🙈🙈😊
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 24 МЛН
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 84 МЛН
Самый Молодой Актёр Без Оскара 😂
00:13
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 12 МЛН
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
00:23
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 17 МЛН
Tigray and Eritrean street interview s2 part 3
10:31
Meley Tube
Рет қаралды 37 М.
New interview fun ab Godena mahre azangai hetotate part 1 f
6:29
Ericom fun Entertainment
Рет қаралды 20 М.
小路飞跟姐姐去哪里了#海贼王#路飞
0:45
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 45 МЛН
Czn Burak vs Argenby Which sigma is better?
0:19
ARGEN
Рет қаралды 15 МЛН
Waka waka 🤣 Which video is the best 1,2,3,4? 🤩
0:13
Adani Family
Рет қаралды 7 МЛН