እንታይ ትዝክሩ ኣብ ከተማ መንደፈራ (Entay tzkru ab ketema Mendefera ) New Eritrean Video 2023

  Рет қаралды 22,006

Asie Media

Asie Media

Күн бұрын

Пікірлер: 334
@bereketgebremedhin6333
@bereketgebremedhin6333 9 ай бұрын
እታ ዝዓበኹላ ተኽሊ ኦም ጽላለይ ሓመዳ ልሒሰ-ታተ ኢለ ብእግረይ ኣይርስዓን ኣነስ-መንደፈራ ዓደይ።❤❤❤❤❤❤❤❤
@joniermi
@joniermi 9 ай бұрын
እግዝኣቢሄር ኣምላኽና ዓድና ምለሰና ስድደትና ይሕጽረልና ምንዱፈይ ምስ ረኣኩኪ ናፍቆተይ መሊሱ ዛይዱ ❤❤❤❤❤❤❤
@alexandermulugeta4807
@alexandermulugeta4807 9 ай бұрын
እናነባዕኹ ሕንቕንቕ እናበለኒ ዝረኣኽዎ ቪዲዮ'ዩ። በስ የቐንየልና😢❤ መንደፈራ ተራ ከተማ ዝመስሎ ብዙሕ'ዩ ፡ እንተ መንደፈራ ግን እንድዒ! እንድዒ በቓ! እትረፍ ነቶም ኣብኣ ተወሊድና ዝዓበና ፡ ነቶም ኣጋይሽ ኮይኖም ዝመጽእዋ ከማን ዘይተጋይሽ ኣሐንቃቒት ከተማ'ያ።
@samiapp5324
@samiapp5324 9 ай бұрын
ዝገርም ዩ ኣነ ውን 😢😢
@IsaakSimon
@IsaakSimon 9 ай бұрын
Kabzom bmluom zoba debub hbretn kbretn zelekum nskum tray ekum lbey tmelauley shikorinatat ekum behaqi qalat yebleyn kgeltsegum I Love more 🙏🙏🙏❤❤❤amber kala si tewayat eyom
@IsaakSimon
@IsaakSimon 9 ай бұрын
I'm from eritrea minefhi himbirti eye
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 8 ай бұрын
መንደፈራ ምስ ብዓል ቆሓይቶ ቀዳመይቲ ከተማ ኣብ ኣፍሪቃ ከም ዝነበረት እዪ ኣብ ሳይኮፐድያ ሰፊሩ ዘሎ፡ ቕድሚ ልደተ ክርስቶስ ዝተደኮነት ከም ዝኮነት ዝሕብር ዝተፈላለየ መጽናዕትታት እውን ኣሎ፡ ገና ዘይተበርበረ ታሪኽ ዘለዋ ከተማ እያ፡ ኣብዛ ማዕከን ፍልጠት ሃገር ዝኮነት ከተማ ተወሊደ ስለ ዝዓበኩ ኩርዓት ይስምዓኒ ❤
@samiapp5324
@samiapp5324 8 ай бұрын
@@user-et1ls7pk8k ኣበይ ኔሩ ገዛውትካ
@temesgensami9383
@temesgensami9383 9 ай бұрын
It has been more than 10years since i left Mendefera. I missed so much 😭😭😭aaahhh😭😭😭
@semahagos5756
@semahagos5756 9 ай бұрын
ዘብኪ ኤዩ ነቲ ካብ ውሽጢ ከርሳ ዝወጸ ወዲ መንደፈራ, ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ምሁራትን ደቅኺ ተበቲኖም ግርማኪ ነሮም ክብርኪ ስምኪ ዘስምዩ ዓኒኪ ሰብ ስኢንኪ ብዘይ ቀጽሪ ተሪፍኪ 😢😢😢 ንዓኪ ዝከው ጊዜ ይምጽአልኪ ግርማኪ ዝመልስ ወለዶ።
@samiapp5324
@samiapp5324 9 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓው ዳርጋ ባኣካል ዝመጻና ቡኡነት ደጊመ የቀንየልና ❤❤❤❤❤❤❤
@user-uc3bv3eu3y
@user-uc3bv3eu3y 9 ай бұрын
እኔ አዲስ አባ ነዉ የተወለድኩት የአያቶቼን አገር ስሌየሁ በጣም ደስ ብሎኛል❤❤❤❤
@makdagodefay7215
@makdagodefay7215 9 ай бұрын
እኔም እንደዛው❤
@mulugetahaben2634
@mulugetahaben2634 9 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ብዝክሪ ንድሕሪት መሊስካኒ ክቡር ሓው ሙንዱፈይ ወለላ አደ ፍቅሪ ሕውነት❤❤❤❤❤❤❤
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 9 ай бұрын
እዋይ ጽምዋ ምንዱፈይ ብዓል ኣጂፕ ዲነዳዱ ከባቢ, ዓዱ ባሪ, ዕዳጋ ብዕራይ, ዓዲ ወግሪ ቲቦ ከተምጸኣልና ክንጽበ ኢና. ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤
@samuelghebre6226
@samuelghebre6226 9 ай бұрын
☆☆☆▪︎•♡Still smiling, he is one of the Best of the Best teacher. Love your teacher, i love my teacher !♡♡☆☆☆☆▪︎▪︎
@youel-fe8vx
@youel-fe8vx 9 ай бұрын
❤❤❤ሙኑዱፈይ ኣስሊ brothery ግና ሸወያ ቦታታት ኣውሒድካ ካብ hotelati መረብ ፡ኣስመራ፡ዛራ፡ሰምሃር፡ሊባኖሰይ ኣዝመራ፡ዓወት፡ህንጻ ኢዮቤል፡መንገዲ ሕክምና፡ፎርቶ፡ካብ ገዛውቲ ከኣ ኣምኒ ኣረጋዊ፡ ማይ ጎዳጉጊ, ,ሽኻ ዓለሙዝ ፡ዕዳጋ ብዕራት፡ዓዲ ባሪ ፡ባንኮ፡ ካንቦ ፡ዓዲ ወግሪ፡መስጊድ ጃምዕ፡ጻዕዳ መስጊድ፡ሓይሊ ኤረትሪክ ፡ፎርቶ ዕዳጋ ዕንጨይቲ ፡ባስኬት፡ቤት ፍርዲ ፡ካብ ትምርቲ ከኣ ፡ኦቶታ, ቤት ትምርቲ መንደፈራ ፡ፍትሒ፡ሓበን፡ቲቦ፡ወዲ ሃይለ፡ሳትረብ፡ኣስላምያ ፡ዓረቢክ፡ቅድስቲ ሃና፡ሴም መዋእል ህጻናት፡ፍረ ቃልሲ ካብ ኩሉ ኸኣ እቶም ናይ ዳዕዋ ዓዲ ባርን እንዳ ኣምኒ ኣርጋውን ዕዳጋ ብዕራይን መትሓዚ ኣይነበሮምን❤❤❤❤❤
@abrahamtesfay8154
@abrahamtesfay8154 9 ай бұрын
ምጭውቲ ከተማና ሙንዱፍ ሽኮር ግርማ ሳንጀርጆ ኣቦይ መምህር ተሰፋይ ❤❤❤ ብልቢ ነመስግን ኣምላክ ብኣካል ንርእየሉ ሰዓት የምጻልና።
@filawimanunited9931
@filawimanunited9931 9 ай бұрын
God bless you Teacher Tesfay. We love you with big respect.❤❤❤
@user-me5rk6kq6f
@user-me5rk6kq6f 9 ай бұрын
ኣቦይ ተስፋይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤
@habtomabraham606
@habtomabraham606 9 ай бұрын
Tizikiru do. ready for national item. kiblena kelo yea memhir tesfay shikor
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 8 ай бұрын
ዓጃቤና ጻዕራም ኣቦ ከጋዪየና እንከሎ ንጸሎኦ ኔርና ሎሚ ግን ክሳብ ክንደይ ይጽዕር ከም ዝነበረ ይርዳኒ መምህር ተስፋይ ዳይረክተር ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ 🎉❤
@gebrusium7702
@gebrusium7702 9 ай бұрын
Memhr tesfay Haile English teacher ane krekbom ydeli elal aloni msom nay nisnetey aeb class zehlefkwo msom I will try this new year thank you brother naeka ewn slezkulu tezekro
@habtabakberom4677
@habtabakberom4677 9 ай бұрын
አዋይ መንደፈራ ኣደይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቅጽሎ በዚ ዚገበርካዮ ቡዙሕ ሰብ አዩ ዝክርታቱ ዝሕድስ +ነቦይ ተስፋይ ዘርኣካና ክኣ thanks brother
@sabafessahaye9106
@sabafessahaye9106 9 ай бұрын
❤❤❤Love ❤❤ ተወለድ ብሓቂ ኣብ ትዝታ ኣቲና ናፊቅና ፈጺምና ተዳኒግርና thanks a lot.
@saliemtekeste9486
@saliemtekeste9486 9 ай бұрын
Deki mnduf ajona eske like nhabom ztehagose like yhrem❤❤❤❤
@user-gm9ju4le9g
@user-gm9ju4le9g 9 ай бұрын
I miss my hometown ❤❤❤ great thanks my brother 🙏 for everything
@user-hq4dn9zr7l
@user-hq4dn9zr7l 9 ай бұрын
ተቀሪበለኹ ግንቦት 24 አብ መንደፈራ ❤
@youel-fe8vx
@youel-fe8vx 6 ай бұрын
Brother fuluy neger eya zezkri abi may 24 ahi😢😢😢😢
@merkebtesfaslasei6775
@merkebtesfaslasei6775 9 ай бұрын
Way mundufey tsaeda yeqenyelna kbret yhabena zihawey gin anes hanti hito alatni 😅😅😅 gezana ayreakwan mechem ab qexali tereyeni tikewin ❤❤❤❤❤ thanks zihawey
@Selamnkulu652
@Selamnkulu652 9 ай бұрын
Ewyyy mundufey welelo feqreki mekal abini akk kmeleseki ye hade mealti 😓😓❤️❤️😘🥰🫶🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kw8726
@kw8726 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ መንደፈራ ዓደይ
@tesgewayniweldetense
@tesgewayniweldetense 7 ай бұрын
Im very proud of you guys for showing us and talking about the city❤❤❤ i miss my homeland.happy new year from England keep up the good work. Respect to my people and my government and the soldgiers fighting for our country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️😘😘
@Shabay_mender
@Shabay_mender 9 ай бұрын
ቤት /ትም /2ይ ደረጃ ሳንት ጆርጆ ( ዓዲ ወግሪ ) ክሳብ 2000ዓ/ም ኣብ ኤርትራ ካብተን 3 ዝዓበያን ዝበለጻን ቤት ትምህርቲ ሃገርና እያ ነይራ ። በዛ ታሪኻዊት ቤት ትምህርቲ ዝሓለፉ ጀጋኑ ሃገራዉያን ፡ሚንስተራት ፡ ፕሮፌሰራት ፡ድካትር ፡ኢንጅነራት ፡ብጹሓት ሰብ ዲግሪ ሞያዉያንን ድማ ማእለያ የብሎምን ።
@marthakidane8329
@marthakidane8329 8 ай бұрын
Thanks brother azekirkana edme kolue kelena.❤❤❤❤
@astersebhatu8092
@astersebhatu8092 9 ай бұрын
Wow Wow Wow bitaemi nemesgneka hawey miarey may chenawi tezekirotat alona thank you ❤.
@user-ht2tv2si1w
@user-ht2tv2si1w 9 ай бұрын
ኣሓ ምዱፈይ በይንኪ ተሪፍኪ ኩላ ደቅኪ ፋሕ ፋሕ ኢልና ከም ደቂ ዛግራ
@knowledgeispower9072
@knowledgeispower9072 8 ай бұрын
ኣለኩ ምስ ናፍቆተይ ምስልኪ ኣብ ዓይነይ ፡ ኣሎ አንድዩ ኣብ ከርስኪ መዳሕንተይ ፡ ግዜ ይሃበኒ ተመሊሰ ክሓንጸኪ ምንድፍ ኣደ ድካታት። ፍጹም ጸሞም ዘይሓድሩ ደቆኪ ዕፍን ጠቢሶም ከርሶም ዝዕንግሉ ዝግደሎም ብፍቅሪ አናመልኡ ❤
@Snowdon-xo9fi
@Snowdon-xo9fi 9 ай бұрын
ዋይ ሙንዱፍ ጸምዩዋ ኣሕሕ😢😢😢
@kesetegebru-is7gz
@kesetegebru-is7gz 9 ай бұрын
Best of the best my city the Best .I love mendefera . I am so happy. I like it.god job bro.
@soloesey
@soloesey 9 ай бұрын
Woww fantastic job brother. Thank you for you sharing my old school and my hero ❤️ teacher tesay hayle 🎉. Edmen tienan yhabkum memhrey
@tabetumenghistu7802
@tabetumenghistu7802 9 ай бұрын
ኣብዚኣ ዝተማሀርኩም ኩልኹም ሃገራውያን ካብ ምሉአ ኤርትራ ንሳንጀርጆ መልካዓ ንምለሰላ ሓደራ. ሰብ ከም ሰብ ሓደ ዝገብር ፍልጠትን ልቦናን አዩ ♥️♥️♥️♥️😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🙏🏽
@Eritreaforeritreans_4131.
@Eritreaforeritreans_4131. 9 ай бұрын
ለምለመይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ገዛውተይ ስለዝረኣኹ ተሓጒሰ ኣዳላዊ ድማ የቐንየልና
@user-nv3lg6ev8z
@user-nv3lg6ev8z 9 ай бұрын
አነ ሥመራ ጻዕዳየ ተወሊደ ዓብየ መንደፈራ ድማ ካብ ንእሽቶየይ አትሒዘ ኔረ ኔረ ይኸዳየ ሰላምን ቅሳነትን ንኤርትራ ሃገርና ንፉዕ ዝወደይ ቀጽሎ አብ ጎንኻ አለና።❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫💪💪💪❤❤❤👈
@user-pj8ix2po1z
@user-pj8ix2po1z 9 ай бұрын
Bejaka ebu nay adi bari ka amxelna nafqot mietna❤❤
@atakltighide4297
@atakltighide4297 9 ай бұрын
ya nay adi bari amxalna❤❤❤❤🎉
@seraytteklay8460
@seraytteklay8460 9 ай бұрын
ብጣእሚ የቀንየልና ኣዛካኪርካና ዝሐወይ ❤❤❤
@tsionkiflu7261
@tsionkiflu7261 8 ай бұрын
I miss my city, Thank you dear ❤
@jockethejockey972
@jockethejockey972 9 ай бұрын
Saint George, studied here in the 80s within Class 9A very competitive class.
@user-dr2gt1gs7c
@user-dr2gt1gs7c 8 ай бұрын
Thank you brother. Keep it up❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-ow5pj4bc8i
@user-ow5pj4bc8i 9 ай бұрын
በዓል ዕንባባ ሆቴል ሰምሃር ሆቴል ጨርሒ ኣስመራ ሆቴል መረብ ኮ ጭልፍ ኣቢልካያ ኢኻ ሊባኖሰይ ቫላንታይን ኣፎም መሎቨር አዜን ክተምጸን ኣለካ ኣብ ካላይ አግሪ ምንዱፈይ ሽኮርርር ❤❤❤❤❤
@edentesfom7599
@edentesfom7599 9 ай бұрын
Mundefeyyyyyyy miss you so much ❤❤❤
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 9 ай бұрын
ሳንጆርጆ, ቐንጭቢ, እንዳ'ማርያም ማርያም ጽዮን ይዝክር ኣነ ብወገነይ
@user-ln5ry7dm7h
@user-ln5ry7dm7h 9 ай бұрын
ለምለመይ ሹኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏🏽💞🙏🏽
@asmaytgebrengus4364
@asmaytgebrengus4364 9 ай бұрын
Thank you bro xbuq tezekrotat
@mu46938
@mu46938 9 ай бұрын
Thanks so much azekirkana nice job 👍 👏
@Snowdon-xo9fi
@Snowdon-xo9fi 9 ай бұрын
ጀበርቲ ኸ ትዝክሩዎ ኣለኩም ድዩ ኣብ ኤርትራ😂😂😂
@lidyaabraham8443
@lidyaabraham8443 9 ай бұрын
Edaga beray keid eba haweni pls gezwtna ❤️🥺
@mineykiflegiorgis6591
@mineykiflegiorgis6591 9 ай бұрын
አዘኪርካኒ ምንዱፍ ዓደይ I love my Home town Medefera
@selamg3325
@selamg3325 9 ай бұрын
AkkKkkkkk i miss you ሙንዱፈይ መምህር ተስፋይ good to see you... እንዳ ስዋ መንደፈራ ካብዝጨረምኩለን ገለ ክዝክር.. እንዳ ሳዳም እንዳ ኩወት እንዳ ሓሰርንፋይ እንዳ ባሕሮ እንዳ እጅጉ እንዳ ኣደይ ሓረጉ እንዳ ስጅን እንዳ ብርኪ ተላገብ እንዳ ኣይገበር እንዳ ዛንገዳ እንዳቀጣን እግራ እንዳ መቀረሽ እንዳ በለጡ እንዳ ስውጥውጥ እንዳ ስላስ ሞሮ እንዳ ዓይኒ ዕዳጋ እንዳ ምዕረ እንዳ ኣደይ ቁድሳን እንዳ ጋል ሕንጊድ እንዳ ንግስቲ በያን እንዳ አበባ ወኛር እንዳ ሓንቲ ጡባ ዝረሳዕኩዎ ተልዮ መሉኡለይ በዚ ዕዳጋ ዕንጨት ኔሩ ኣትየ ኣይፈልጥን እየ
@aziebtekie4932
@aziebtekie4932 9 ай бұрын
enda siwa tirah dika tifelt😂😂😂enda barke😅😅
@selamg3325
@selamg3325 9 ай бұрын
@@aziebtekie4932 kkkklk እዋይ ማስያ.... ባር ፉኖት, ባር ኔሽን, ባር ተኸላ, ባር መንደፈራ, ባር ኮኾብ, ባር መስኖ, ባር ዋርሳይ.... ይኣኽለካ እንዳ ስዋ እዮ ኔሩ ሓይልና
@SarmaEri
@SarmaEri 9 ай бұрын
ዝረሳዕካየን ክምልኣልካ ብሮ እንዳ ኣደይ ግደይ ፥እንዳ ደይ ሂወት ፥ እንዳ ለተይ ዝረስዓናዮ ከኣ ወሱኩልና ደቂ ሙንዱፈይ ሳብስክራይብ ከኣ ኣይንረስዕ ኣብ ናተይ ቻነል ከኣ ኣብ ቀረባ ጊዜ ከቅርበልኩም እየ ❤❤❤❤
@selamg3325
@selamg3325 9 ай бұрын
@@SarmaEri እንዳ ትርንጎ ኔሩ ሓቀይ
@AwelkerNesredin
@AwelkerNesredin 3 ай бұрын
እንዳ ኣለሰቡ
@aklilutesfamariam8116
@aklilutesfamariam8116 9 ай бұрын
ኣቦይ ተስፋይ ዘርኣኩምና የቀንየልና
@liaogbamicaelmengustu8413
@liaogbamicaelmengustu8413 9 ай бұрын
Ciao shicor yekenyelna 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@binilo1974
@binilo1974 9 ай бұрын
የቀንየልና ብተዘክሮታት ንድሕሪት ቁሩብ ስለ ዝመለስካና።ብምቕጻል ዘቕረብካዮ ጽቡቅ እኳ እንተኾነ ብዙሕ ክትንከፍ ዝነበሮ ገዛውትታትን ቤት ትምርትን ግን ኔሩ እንዳ ስዋ ኣብዚሕካ።ዕዳጋ ብዕራይ :ካምቦ ባንኮ :ገዛ ቡስጣ:ገበላ:ዕዳጋ እኽ:እንዳ ኣምነአረጋዊ:ፎርቶ:ባስኬት:ማይ ጨራሩ:ሸኻ ዓለሙዝ:ቲቦ:እንዳ ፈለስቲ:አንዳ ኸሊፋ።ካብ ቤት ትምህርትታት ከኣ ሳንጀርጆ ጥራይ ዘላ አምሲልካያ: መዋእለ ህጻናት ባስኬት:እንዳ ሶራ ዘይዝክረን ወዲ ሙንዱፍ የለን መባእታ ቤ/ት እንዳ ወዲ ሃይለ:ኣዜንዳ:ቲቦ። ማእከላይ ደረጃ ጅነየር:ኦሮታ ።ሳንጀርጆ :እንዳ ባድረ ሆቴላት ኣስመራ ሆቴል እንዳ ገረህላሰ:ሰምሃር ሆቴል:ፀዓወት ሆቴል:መረብ: N ሆቴ አተን ዓበይቲ ሆቴላት ናይ ሙንዱፍ።ባር ኮኾብ:ሃይማኖት:ጸሓይ በርቂ:ጨርሒ: ወዘተ... ብፉሉይ ዝዝከር ፓስተ እንዳ ገረዝጊሄር።እንዳ ግርማይ ሰኣላይ ፎቶ ባሕቲ መስከረም :ፎቶ ኣዱሊስ እንዳ ቁራዕ:ፎቶ ቢኒ አውደኣመት ክሰኣል ክንደይ ሰብ ሪጋ ሒዙ ዘይተጸበየ ክሰኣል ።ኮርሶ ሰንበት ህዝቢ ሙንዱፍ ብሃንቀውታ ዝጽበያ ብሀገር ደረጃ ብዙሓት ዘፍረየ ጅራ ፍዮሪ ምስ ፊስካ ናይ ነፍስሄር ዳንጩ ተዓጂቡ ድምቀት ዘለዎ።ሲነማ መንደፈራ :ሊባኖሰይ:ሃማማተኤ ፍሉይ ዝኽርታት መንእሰያት ሙንዱፍ ዘለወን ።እንዳ የማነ ቺክሊስታ :ዳዊት ወዲ እያሱ:እንዳ ኪዳነ ጉንዲ:እንዳ ሃብተ በለው:እንዳ ሺበሺ:ኣቦይ ሃድገምበስ:እንዳ ታደሰ:እንዳ ጀበሊ ወዘተ.... ሞቢል:ሼል እንዳ ግራዝማች ገረመስቀል ሓርማዝ:አንዳ ሓመድ ኣማን ላምባ ናይ 5 ብራኳ ሒዝካ ላምባ ሪጋ ትገብር ዝነበርካ ወዲ ሙንዱፍ ኣበይ ኮን ትህሉ ሕጂ: ገለ ንእሽተይ ካብ ዝኽርታት ሙንዱፈይ ኣኣብ ዘለኹሞ ሰሰናዩ ንዓኹም።
@fevengile7229
@fevengile7229 9 ай бұрын
Abet tezkro neska nedhrit meliskani kulu zerzirkayo aywe teum neru 🥹🥰
@andao-bo1jv
@andao-bo1jv 9 ай бұрын
ኣታ ኣሰላምያ ዓብደላ ጎናፈር ትንርቲ ዓረብ ክ
@saimonefrem8903
@saimonefrem8903 9 ай бұрын
ትፈልጥ ናትካ ኮመንት ንድሕሪት መሊስኒ ካብቲ video natu mnduf kula zekirkaya hanti keyetrefka
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 9 ай бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይይ ሓላት ኣቅራባይ መደብ የመስግነካ መንደፈራ ዝተወለዱኩላ ዝዓበኩላ ኣዘክሪካኒ ኩሉ ዓዲ ለምለም ማይ ተከላ ዓዲ ሸዊት ሰላም ን'ኩሉ ህዝቢ ኤሪትራ ን ሓይልታት ምክልካን ዓውት ን' ሓፋሸ🎉🌽🍀🌿🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌶🥒🥬🥕🥕🍎🍎💕💕💕💕💕🇪🇷👍🏾
@binilo1974
@binilo1974 9 ай бұрын
ሞት ትረስዓኒ አስላምያ ክርስዓ ዘይግበኣኒ ብድሕሪት ምስ እንዳ ዓረብ ሜዳ ኣስላምያ ከምዘይ ተጻወትኩሉስ ሓመድ መሲልና ገዛና ክንኣቱ 😂😂😂
@user-vv6ut1cc7z
@user-vv6ut1cc7z 9 ай бұрын
Ewyyyy mundufey meley baba tesfay sanjorjo azekirkana 😢😢😢😢😢 btaemi ina nemesgneka ❤❤❤❤❤❤❤❤ botatat gn awhidkayen
@LuwamHnxa-rk5ws
@LuwamHnxa-rk5ws 9 ай бұрын
mUNDEFEY WELELA KINMLES ENA DEQKI ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrhamfthawi4412
@abrhamfthawi4412 9 ай бұрын
Memhr Aboy tesfay idmen tiinan. ❤
@amangoitom1233
@amangoitom1233 9 ай бұрын
I miss you mundufey❤❤❤😢😢
@liaogbamicaelmengustu8413
@liaogbamicaelmengustu8413 9 ай бұрын
Tiebe jegna wetru Awet N hafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@NAraya-nt5xw
@NAraya-nt5xw 7 ай бұрын
I am from MEDEFERA,
@debessagebreyonas4300
@debessagebreyonas4300 9 ай бұрын
ዋውውው ታንክስ ዩ ብሮ ኣዘካኪርካና ምንዱፍ ኤንድ ቤት ትምህርቲ ሳንጀርጆ እቲ ኣግራብ ግን በሪሱ
@emnetgoitom4057
@emnetgoitom4057 9 ай бұрын
ስዋ እንዳፈንጂ ብቅድሚት ደቂስካ ኔርካ ብድሕሪት ዝግምጥል 😂😂😂 ዓባየይ መዓረይ ኢድኪ ይባረኽ ❤❤❤
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 9 ай бұрын
መንደፈራን ስዋን ኣይፈላለዩን ኢዮም 😂😂😂👏👏👏
@motherland1510
@motherland1510 9 ай бұрын
ላሜክ ተወልደ! ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ. ተዘክሮታትና የሐዲስካዮ. የቀንየልና
@siumalemu4960
@siumalemu4960 9 ай бұрын
I remmeber mendefera
@zecheredaberhane7226
@zecheredaberhane7226 9 ай бұрын
Selam zi wedey xibk sirah lebam menysey kemaka ybziholna . Tezekorey ynda ydaga ykli, chewt yfon jira fiyori ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@feventedros7930
@feventedros7930 9 ай бұрын
Mundufey shkor 😍❤️😍😍
@amannguse
@amannguse 9 ай бұрын
Bejakum adna nafikna kemzi gierkum ab kulu adtat kidu ,,,areza kea wrd belu bdewkum bejakum wala nmatherey dewile bun gberlom kbla eye bejakum ❤❤
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 9 ай бұрын
And the best and intelligent people
@abelkiflai6567
@abelkiflai6567 9 ай бұрын
ንፉዕ ዓቢ ተዘክሮ ገዲፍካልና ብፍላይ ናይ ሶንጆርጆ ዝሕበነላ ቤት ትምህርቲ
@WdaseGebrhiwot-mo1km
@WdaseGebrhiwot-mo1km 9 ай бұрын
Yekenyelna zhawey memhrey baba tesfay edmen tenan yhabkum
@hananmehamed7079
@hananmehamed7079 9 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️ahhh mundufey miss you🥺🥺
@user-dw6lq7nn6o
@user-dw6lq7nn6o 3 ай бұрын
❤❤❤mundufey meley🎉😊😊😊
@user-fg7hj4bb2h
@user-fg7hj4bb2h 9 ай бұрын
Misss uuuu mndufey ❤❤❤❤❤❤❤❤
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 9 ай бұрын
The best weather in Eritrea mendefera 😊
@filimonmokonen1852
@filimonmokonen1852 9 ай бұрын
Kulantnai munduf adey❤❤❤❤ Ade qulentay beqa endei
@gamlak1
@gamlak1 9 ай бұрын
ኣዛካኪርካና ጽቡቅ መንደፈራ ዓደይ ክብረት ይሃበልና። ኣምላኽ ይባርኽ።
@selamtesgay-tm3xb
@selamtesgay-tm3xb 9 ай бұрын
Mndufey shikor aboy tesfay tezekro yehedisna good job
@yors362
@yors362 9 ай бұрын
Mundfey xaeda 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@user-zs5tl9ff5c
@user-zs5tl9ff5c 9 ай бұрын
Mendufey marey Love u 😘 💞
@Merryteklzgi5588
@Merryteklzgi5588 9 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@samuelasefaw6244
@samuelasefaw6244 9 ай бұрын
❤❤❤❤ xbuq srah zarkey qexlo gezawti gna awhidkayo aleka bflay adj bari eta qendi nay daewa mendefera resjkaya
@bitewoabofatahi2464
@bitewoabofatahi2464 9 ай бұрын
munuduf adey 🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@user-tj2gw4lz4e
@user-tj2gw4lz4e 9 ай бұрын
Miss you munduf😢😢
@yoelghirmay9166
@yoelghirmay9166 9 ай бұрын
እንታይ ድኣ እቲ ከባቢ ሰብ ዘለዎ ዘይመስል 🥺🥺😭😭😭😭
@semeregebrebrhan1487
@semeregebrebrhan1487 9 ай бұрын
Yeantka adgi wey beqli trah dyu zeraeka. Azi aeqarrba poletikawi thzto yeblun.nzaeboyla trah ayu zezakakr.
@MRwisdomER2123
@MRwisdomER2123 9 ай бұрын
I am so happy dear mnduf alem zeykemlomi bzuh xbuk gziat halifu high school sanjorjo mefre likawnti its good job lamek vro
@NAraya-nt5xw
@NAraya-nt5xw 7 ай бұрын
Adiss Abeba megede adi Hare ayereakanane.
@sarajanjoy6710
@sarajanjoy6710 9 ай бұрын
ንብዓተይ ዘርጠብጠብ ኢሉኒ መደናፈቒ ምቁር መዘከርታ፣ የቐንየልና።
@rttr3992
@rttr3992 9 ай бұрын
Nemsegnega. 👍👍👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@ednageb3224
@ednageb3224 9 ай бұрын
Thank you remind everyone Attend in this please good job 👍
@Asmara1991
@Asmara1991 8 ай бұрын
During my early age I Joined the teaching profession and was transfered from Asmar to Topo Elementary School for one year and later transfered to St.George Moddle School run by 48 staff which was the biggest Middle School in the Nation until June 58. I remember the students were well disciplined and qualified among the best.This is not due to being Adi Ugri's students are born with higher IQ but due to : 1.School Inspector Share Kahsay for choosing the best prize winners during their school days. They were the best. 2.The next credit goes to the gifted hard working School Principal ASIHER G.medhon
@sebeymekseb29
@sebeymekseb29 9 ай бұрын
Aboy tesfay memhrey edmen tenan yhabka
@kejushifa8237
@kejushifa8237 9 ай бұрын
Betaemi xebuq ketematat hagerna kemzi gerkum azawruna.
@samiapp5324
@samiapp5324 9 ай бұрын
እንታይ ጽቡቅ ሪኢካ ሓሳዊ
@tesfaduruy3224
@tesfaduruy3224 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YacobDesey
@YacobDesey 9 ай бұрын
Mundufeyyyy 🇪🇷🇪🇷 xada tankes bro next ka dibarwa
@Filifishation-vo8jk
@Filifishation-vo8jk 9 ай бұрын
ዋውውው ሙንዱፍፍ❤❤❤
@user-qp1uq2cy6j
@user-qp1uq2cy6j 9 ай бұрын
mundufey xaeda (seferaenda abnearegawi )🙏❤❤
@filimontekie4430
@filimontekie4430 9 ай бұрын
Thank u brother azekakerkana
@abdilazizhassen787
@abdilazizhassen787 9 ай бұрын
thanks you azkirkana mendefera aday
@samuelbereket1602
@samuelbereket1602 9 ай бұрын
Wooooww zkrin nafkotn kebid iyu Beka beakal zeleka koynu ysmeka😢😢😢 well done good job
@user-lw4he1pq3h
@user-lw4he1pq3h 9 ай бұрын
ይሕዝን ኢዩ ናይ ቤት ትምህርቲ ሳንት ጆርጆ 20 ዓመት ኮይኑ ካብ ዝፍለ ፡ ለውጢ የለን ፡ እንበሺ ብኢሱ ገዲዱ ዓንዩ ፈሪሱ ።😭😭😭
@user-bp1re3bs8h
@user-bp1re3bs8h 9 ай бұрын
ያ ጀምኣ መምህር ተስፋይ እንታይ የዘክረኩም 😂😂😂❤❤❤❤❤❤
@johnhaile1125
@johnhaile1125 9 ай бұрын
Dongikum ilu kehrmena Ahhh Edmen tenan aboy tesfay ❤😢
@samiapp5324
@samiapp5324 9 ай бұрын
ክክክክክ ሰለስተ ግዜ ቦርሳይ የሕዲግኒ እዚ ወሳብ ሰባኣይ ክልተ ግዜ ሰብ ኣምጺኤ ፡ መበል ሳልሳይ ካብታ ኦፊስ ሰሪቀያ 😅😅😅
@Siham-km3cq
@Siham-km3cq 9 ай бұрын
​@@samiapp5324😂😂😂😂😂😂
@user-so8lm9vx9o
@user-so8lm9vx9o 9 ай бұрын
❤❤❤❤
Just Give me my Money!
00:18
GL Show Russian
Рет қаралды 1,1 МЛН
这三姐弟太会藏了!#小丑#天使#路飞#家庭#搞笑
00:24
家庭搞笑日记
Рет қаралды 120 МЛН
when you have plan B 😂
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 43 МЛН
ዕድል ናይቲ ህጻን ኣብ ኤርትራ......!
17:52
ERi-TV Shingrwa/ሸንግርዋ Part II ( Mendefera) - December 9, 2017
48:56
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 393 М.
Just Give me my Money!
00:18
GL Show Russian
Рет қаралды 1,1 МЛН