እንታይ ትመኽሩኒ 1ይ ክፋል | Eritrean love story | RBL TV Entertainment

  Рет қаралды 114,153

RBL TV Entertainment

RBL TV Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 249
@ወዲኣድያቦ
@ወዲኣድያቦ 6 жыл бұрын
ብመጀመርያ ንrbl tv የመስግን ቀጽለ እንታይ እዩ ወርድና ከምዝይ ንገብር ኩለን ቻነላት ኮ ብዛዓባ ጠልምኒ ጠልማትኒ ኮይነን። ኣነ ኣፍቃሪት የብለይን ኣይነበረትንን ክትህልወኒ ውን ኣይደልን እየ። ሓቂ ንምዝራብ ኣብ ዓዲ ወይ ብሓድሸይ ኣብ Europa እንከሎኩ ከም ሰበ ሓንቲ ቆልዓ ተዝረክብ ይብል ነረ ሕጂ ግና ኣብ ርእሰይ ሰፊሩ ዞሎ ሓሳብ ሓዳር ወይ ሰበይቲ ማለት ብረት ዘየብሉ ውግእ ኮይኑ ይስማዓኒ ኣሎ። ጠንቂ ናይዝይ ካኣ እይርዳኣንን እዩ ንሓንሳብ ካብ ምሒር ናይ ጥልመት ምስማዕ ዘምጾኦ ይብል ንሓንሳብ ብነብሰይ እየ ዘይደለክዎ ይብል ክበርሃለይ ግን ኣይካኣለን። እስኪ ምክሩኩም ኣብዝይ ለጉስለይ። ንrbl tv ካኣ ሕድሪ ክብለካ ዝደሊ እቶም ካላኣት ክፍለ ዓለም ከ ከምዝይ ድዩ እትይ ሂወቶም። bitte bitte. Ich bin ein schuler von Robel
@ጓልራያዓዞቦፎታይትኣሕዋታ
@ጓልራያዓዞቦፎታይትኣሕዋታ 6 жыл бұрын
ትጋገ አለኻ ማዓረይ ዓለም ብዘይ ፍቅር 0 እያ ዉልድ ደማ እቲ መወዳእታ ዘይብሉ ሃፍቲ እዩ ፀንሑ ከጣዕሰካ እዩ ብዛዕባ ሓዳር ፍቅር ትሓስብ አለካ
@meseretokbazghi7514
@meseretokbazghi7514 6 жыл бұрын
Asmerela Aleku habibe eziom chanelat Telimene Telimato kebelu ezinina Adememeko beakal kensemio neweile zelena zeyakelena ba
@ወዲኣድያቦ
@ወዲኣድያቦ 6 жыл бұрын
@@ጓልራያዓዞቦፎታይትኣሕዋታ ኣቀድመ የቀንየለይ ውላድ ዶ እልካ ውላድስ ወረ ፍሉይ እዩ ንዓይ ቆልዓ ክፈቱ ማዓት እየ ግን እትይ ሽግር ሰበይቱ ከይረከብካ ቆልዓ ስለ ዘይርከብ እዩ ። ኣብዚ እዋን ካኣ ገንዘብካ ህብካዮ ናይ ማዓስ ገንዘብ ልብካ ህብካዮ ዝላገጽልካ እንድዩ ኮይኑ ኣፍሪሕኒ። ግን ማዓስ እዩ ዘጣዕሰኒ ማለተይ ኣምንታይ ኣጋጣምትታት
@ጓልራያዓዞቦፎታይትኣሕዋታ
@ጓልራያዓዞቦፎታይትኣሕዋታ 6 жыл бұрын
@@ወዲኣድያቦ ዘጣዕሰካ ምኽንያት ብዙሕ ካ ተኸነ ንአብነት አብ ዕድመ ንእስነትኻ ምውላድ ፅብቅ እዩ ምኽንያቱ ነቲ ውላድኻ ዝጠቅሞ ንዑ ዝኾውን ነገር ታሓስቦሉ እኻ ሰብ ዕድመኡ አብ ዝዓብየሉ ሳዓት ይትረፍ ንዉልዱ ንባዓልቲ ቤቱ ካ ብዙሕ አይጭነቅን// እቲ ታአማንት ካዓነይ አምላክ አቦይ ንዓይ ካባይ ዝበለፀ ትሓስበለይ ንስኻ እኻሞ ኹሉ ነገር ንዓኻ ህበካ አለኹ እልኻ ዝመሰለትካ ብእምነት ጀምር ብቻ ንሰብ በዳሊ አይትኹን ተበዳላይ መጨረሻ ዑውት እዩ//
@ወዲኣድያቦ
@ወዲኣድያቦ 6 жыл бұрын
@@ጓልራያዓዞቦፎታይትኣሕዋታ የቀንየለይ ሓፍተይ ወይ ሓወይ።
@Wedi_mama
@Wedi_mama 6 жыл бұрын
ውውውው RBL ናይ ብሓቂ እንኩዓ ካ ንኩሉኩም ናብዚ ክብሪ ብዓል ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣብጽሐኩም ፍቱዋት መልካም ንኩሉኩም ይምነ ስደትና ካኣ የሕጽረልና
@ፍቅሪመንገደይ
@ፍቅሪመንገደይ 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen yeqenyelna kbret yhabelna lebam hawna
@teweyor6603
@teweyor6603 6 жыл бұрын
Tesfie Alay k
@knowledgespower1051
@knowledgespower1051 6 жыл бұрын
Amen 💒(3)
@Wedi_mama
@Wedi_mama 6 жыл бұрын
Samri ፍቅሪ ይኩን ምርጫና god is love ገንዘብኩም ሕልናዊ ፍቅሪ እናሻዕ ይንገስ
@erichanelbrhane8964
@erichanelbrhane8964 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@amorawedigashhalal2371
@amorawedigashhalal2371 6 жыл бұрын
Exelenet story so keep it up continue bro so happy new year
@ሜሪሓላልፈታዊትጀጋኑሜሪሓ
@ሜሪሓላልፈታዊትጀጋኑሜሪሓ 6 жыл бұрын
ሀይ ሚካሉ ኣጆኺ ግን ቅድሚ ኹሉ ንነብስኺ ፍተዊ ንነብስኺ ከንእሳን ከሕስራን ንዝመፀ ወዲ ክፍቲ ዕዱል ኣይትሃብዮ ነብስኺ ኣልዕሊ ንኣምላኽኪ ኣመስግኒ ። ብእ ሓይሊ ፈጣሪ እምበር ብሓይሊ እቲ ሰብ ከምዘይትነብሪ ብግብሪ ኣመስክሪ ኣጆኺ ብኣኺ ኣይተጀመረን
@ukbaytesfay4584
@ukbaytesfay4584 6 жыл бұрын
ኣዶኺ ሓፍተይ ንሱ ተጋግዩ :ግን ኣጆኺ ድንግልናን ዕድልን ነንበይኑ እዩ :ኣብ ዓለም ካብ ኩሉ ፍቅሪ ይዓቢ :ኣ ጆኺ ንነብስኺ ከም ሓዳስ ጌርኪ ሓድሽ ሂወት ፍጠሪ ካብ ሕሉፍኪ ተማሃሪ :ኣብ ጉዕዞ ሂወትኪ ንዓኺ ዝመስል ሰብ ክትረኽቢ ኢኺ :ግን ሰብ እንብቢ ባህርያት ሰባት ኣጽንዒ ሰላምን ቅሳነትን ፍቅርን የውርደልና ብሩኻት ይሕዋተይ 😘😘😘❤️❤️❤️!!!
@danieltekeste968
@danieltekeste968 6 жыл бұрын
ኣቕረብቲ ናይዚ መደብ አንዳ ኣመስገና ኢና፤ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም፤ ክብርቲ ሓፍትና ኣጆኺ ተስፋ ኣይትቑረጺ ዓለም ኣዚያ መራር ኢያ ነዚ ወሪድኪ ዘሎ ጸገም ናብ ሰባት ምቕራብኪ ሓያል ሰብ ምኻንኪ የገንዝብ። ቐጺለ ክብሎ ዝደሊ ካብ ናሆም አንተተፈለኺ ይሕሸኪ ይብል ምኽንያቱ ካብ ማህረምትን ምግፋዕን ዝከፍአ የለን። ሕጂ ውን ፖሊስ ወሲዶሞ ኢልኪ ብዙሕ ኣይትጉሃዪ ምክንያቱ ኢዱ ዩ ረኺቡ ዘሎ። አንተ ተኻኢሉ ካብቲ ዘለክዮ ቦታ ቐይሪ። ሓድሸ ቦታ ብምቕያር ሓድሸ ሂወት ተለማመዲ ዝሃለፈ ንፋስ ይውሰዶ ኢልኪ ሓድሸ ሂወት ጀምሪ ካብ ምሳኻ ሰይመሲል ግዜኻ ምትፋእ ተቖጠቢ። ርእሰ ተኣማምነት ከድልየኪ ዩ ናብ ኣምላኽ ለምኒ እግዚኣብሐር ካብ ኩሉ ሽግርና ይርደኣና።
@ናብልብናንመለስ
@ናብልብናንመለስ 6 жыл бұрын
እንካዕ ብደሓን መፃካ ክቡር ሓው ። ንኩለኩም ተከተልቲ እምነት ክርስትና እንካዕ ንዓመታዊ ክብረ በዓል ኣክሱም ማርያም ፅዮን ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሀና ። 🙇
@gajsgss514
@gajsgss514 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@hansbbtlmetfkirizsenbedetl8149
@hansbbtlmetfkirizsenbedetl8149 6 жыл бұрын
Amen amen amen mkrtey
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 6 жыл бұрын
አሜን ፫ ትዕግስቲ ሓፍተይ ናይ ዓመቱ ሰባት ትበለና ፅዮን ማርያም
@ፍቅሪመንገደይ
@ፍቅሪመንገደይ 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@Biney-ry9tq
@Biney-ry9tq 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@selamzerabruk1589
@selamzerabruk1589 6 жыл бұрын
Rbl tv ብጣዕሚ መሳጢ ዝኮነ መደባት ትሰዱልና ኣለኩ ኣጆኩምም በርቱዑ
@alem2375
@alem2375 6 жыл бұрын
እጆኪ ሓፍትና 2ይ ክፋል እይተዘንግዑና
@biniammeheri2205
@biniammeheri2205 6 жыл бұрын
Nice one story bro
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 6 жыл бұрын
እውይይይ ክብርቲ ሓፍተይ ናተይ ኣዮኪ ካብ ዝሓለፍ ተምሃርሉ እምበር ኣይትማርሪ ፅዮን ማርያም ባዕላ መስተውዓል ትሃበና እምበር ኣቱም ኣወዳት ልቢ ግበሩ እንድሕር ፍቅሪ ጀሚርኩም ዘይተወድኡ ፍቅሪ ኣይተጀምሩና ብሰንክኩም ኢና ኣብ ዘይተደለየ ሕማምን ሽግርን ንኣቲ ዘለና'ሞ ከኣ ኣብ ስደት ሰብ ዘይብልና ናብ ዘይተደለየ ጭንቀትን ሕማምን ንኣቲ ዘለና ንምንታይ ግን ዘይንፋቀር ትርፊ እዩ ትርፋ ናይዛ ዓለም ንፍቀር ንተሓላለ ኣለና እንበልና ከይትጠልመና ብሩካተይ እግዚኣብሄር ዝባረኮ መፃምዲ ይሃበና ኣሕዋተይ
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 6 жыл бұрын
ኣዮኪ ጌጋ ኣጆኺ
@ናብልብናንመለስ
@ናብልብናንመለስ 6 жыл бұрын
Amen genitey 🙇
@temesgengoyta5367
@temesgengoyta5367 6 жыл бұрын
N papas debretsion ngerlu ayoka nayna kkkkkk
@ibrahimadem8039
@ibrahimadem8039 6 жыл бұрын
@@temesgengoyta5367 kkkkk ayoka nayna
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 6 жыл бұрын
Genet Gerye yakob dawit & fnan app ውስጤ ናቸው tkkl kibretey abey eki tnberi kibretey
@ሳራጓልቀሽ
@ሳራጓልቀሽ 6 жыл бұрын
ንወድ ሰብ ፍተዎ አክብሮ እንበር አይትእመን ሓፍትና አጆኪ ሰብ እተገደፈኪ እግዚአብሔር አሎ ዘይገድፈን ኩሉ ንፅቡቅ እዩ
@weditewelday1309
@weditewelday1309 6 жыл бұрын
Robel hawey Thanks bro qexlo nay bhaqi neza habtna kea ajoki
@ajayemaharena4949
@ajayemaharena4949 6 жыл бұрын
Xbuk zanta brooooooooo
@segensegen4242
@segensegen4242 6 жыл бұрын
Eway haftey Ajoka dehan off eway wedi eko dikmetka enta mezimizu gele eu gexkum trhakk gunfat:)
@obaygaschbaraxadakewedikeb4250
@obaygaschbaraxadakewedikeb4250 6 жыл бұрын
Kulu hasab hade aykonen segen schkor
@monfilsdansmoncoeur4832
@monfilsdansmoncoeur4832 6 жыл бұрын
ሰገን ሓፍተይ።መጀመርታ እዚ ዘለናዮ ቅንያት ሓድሽ ዓመትን ኣውድኣመትን ስለ ዝኮነ ብሓገስን፣ቅሳነትን ዘለዋ ዓመት ብፍቅርን፣ስሓቅን ዝተሰነየ ኣውድኣመት ይግበረልና። ኣወዳት ኩሎም ድዮም ዝጋገዩ።ኣይኮኑን ተከነ ንወዲ ሰብ ጌጋ መካይድቱ ስለዝኮነ ዩ።ኣነ ዝብል ግን ምክብባርን ኣስተዉዒልካ ምካድ ዩ መገዲ ዓወት። ደቀንስትዮ የሕዋትና ድማ ንኩሉ መጻኢአን ኣብ ግምት የእትየን ዝያዳ ክሓስባ ከሰተውዕላን ኣለወን።እቲ ምንታይ ዝመጽእ ጥንስን፣ሕርስን ከምኡ ውን ክብርካ ዘይምዕቃብ ከቢድ ዩ።ሰለዚ ደቅንስትዮና ከም ክብሪን ኣካይዳን ኣዴታትክን ክትማሃራን ከተስተውዕላን ኣለክን።
@elk5824
@elk5824 6 жыл бұрын
ስምዒ እዛ ሓፍተይ ካብዚ ሰብ ዚ ረሓቒ ደጊምኪ ከይትጋገዪ መኽንያቱ ውላድ እንተወሊድኺ ካብ ጸበባ ክትወጺ ዘለኪ ዕድል ጸቢብዩ ሓደራኪ ኣብ ቤተ ክርስቴን ከድኪ ምስ ቐሺ ተዛራረቢ ጸሊዩለይ በልዮም ጾምን ጸሎትን ሓዚ ሂወትኪ ክቅየር ዩ ኣጆኪ ካብዞም ስብ ከለው ከም ጠካን ኣራዊት ዝኮኑ ሰባት ርሓቂ ንጽሕቲ ፍጥረት ኢኽ መኽንያቱ እቲ ዕርክነት ምስ ወዲ ባህልና ኣይኮነን እቶም ኣወዳት ከም በለጽ እምበር ከም መፋለጢ ኣይጥቀሙሉን ዮም ንዓኺ ዝኸውን ሕያዋይ ኣይትስእንን ኢኺ ሓደራ ግዜ ኣይትውሰዲ ነቶም ተኻናኺኖም ዘጵቦይኺ ወለድኺ ዘክሪ ንስኺ እንተጠፊእኪ ንስድራቤትኪ ትጎድልዮም ከምኡ ድማ ሓጥያት ዩ ብዘይ መርዓ ውርደት ጽጥቂ ኣይቁጸርን ዩ ነብስኪ ኣውጺ እቶም ሕማቅ ትገብሩ ዘለኹም ወይ ሕማቅ ትገብራ ዘለኽን ወይለኹም ደቂ ሰባት ዕድመና ሓጺር ዩ ካብ ዘላ ኣለማዊ ጋሃነብ ነብስኹም ኣድሕኑ ኣእሚንካ ምጥላም ንዘይ ትደልያ ይፈትወኪ የ የፍቅርኪ የ ኢልካ ንዝህቲ ነብሲ ኣብ ሓጥያትን ኣብ ሕማምን ኣብ ጋህን ኣብ ሞትን ምእታው ስራሕ ሰይጣን ዩ ኣትን ኣዋልድ በጃኻትክን ከምቲ ዝዓበኽናሉ ባህሊ ተጋዓዛ እንተዘይ ኮይኑ ንስኽን እኪን ትጉዳኣ ማለተይ 99% ሚእታዊት ኣወዳት ውን ኣይጉድኡን ማለት ኣይኮነን ግን ንሕና መን ኢና ካበይ ከ መጺእና ስድራና ብሃይማኖት ብባህሊ ኢና ንነብር ። ብዝኾነ እቶም ነዚ መደብዚ ጌርኩም የሕዋትኩም ክትሕግዙ ትዝዕሩ ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዛቢሄር ካብ ክፉእ ዘበለ ይሰውርኩም ኣሜን
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 6 жыл бұрын
we are waiting long ago part 2.thank you.
@sshshsbsbsbs613
@sshshsbsbsbs613 6 жыл бұрын
ካብ ዝሓለፈ ብዙሕ ትምህርቲ ተምሃሪ ዝሓፍተይ አይዘኪ ፅቡቅ ዕድል አለኪ
@Chugfyii
@Chugfyii 6 жыл бұрын
ንሓፍትና እግዚኣብሔር ኣምላክ ልባ የቅስን እመ ብርሃን ምስኣ ትክን ዝሓፍተይ ክንትሓባበራ ኣድራሻኣ ተትህብና ጽቡቅ ነይሩ ቡሩካት ይሕዋተይ
@sshshsbsbsbs613
@sshshsbsbsbs613 6 жыл бұрын
አይዞሽ የኔ ማር ሁሉም ያልፍል ወንዶች ስትቀርባቸው እንደዚ ናቸው::
@bahlbisbhatu2368
@bahlbisbhatu2368 6 жыл бұрын
እዚ ነገር እዚይ ኣብ ኣገረና ኣስፋሕፍሕ ዘሎ ግን ብሓቃ ፡ዝሕፍር ነገር ኣይኮነን ግን ኣምላኽ ይቅረ ይብለልና
@fithawitweldegebriael1853
@fithawitweldegebriael1853 6 жыл бұрын
RBL TV medebukum beteami mesati eyu gin classical bertiau atehtuwu
@alektumuzgi2960
@alektumuzgi2960 6 жыл бұрын
ክብር ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ተቅርብ ግን ይቅረታ ኣመና ምዚቃ ዓቢልልዎ ኣሎ ምዚቃ ኣትሕት ከም ኣበልካዮ ጽቡቅ ነሩ ይቅረታ
@miliontekeste6708
@miliontekeste6708 6 жыл бұрын
Natika kelay yikreta bezhiwo
@weyinigerhilabe9941
@weyinigerhilabe9941 6 жыл бұрын
Aweyy haftey ahhhhh Aweyy awdta 😭😭😭😭😭ajoki dhan mekleyy shikorrr Ahhh
@ናብልብናንመለስ
@ናብልብናንመለስ 6 жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ ብክልተ ዓይኒየ ጠሚተኪ መጀመርታ ፍቅሪ እንድሕር ዘይብልኪ ንምንታይ ትቀርብዮ ። ካልኣይ ፍቅሪ ኣይፈልጦን ኣይትበሊ ፈሊጥክዮስ ሓሚምክሉ እካ ። ግን እቲ ሓቀኛ ፍቅርኪ ምስቲ ቃደማይ እዩ ኔሩ ። ኣቱም ገለ ገለ ኣወዳት በጃኩም ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትኩም ኣይትበድሉና ኣሚነናኩም ነብሰን ምስ ሃባኩም ሕቆኩም ኣይትሃብወን ። ኣይትበድልወን ። ኣትን ከምዚ ከማይ ደኩማት ደቂ ኣንስትዮ እውን ንቅሓ ክንደይ ጊዜ ኢክን ክትዕሽዋ ። ባእ ሎምስ እቲ ፍቅሪ ዝብልዎ እኮ ብከምዝን ወዲ ከምዝን ከይንቀርቦ ኣፍሪሕኩምና ። #ሓፍትናውን ሕጂ እውን ኣይትጋገዪ ይኪድ ግደፍዮ ንዘየፍቅረኪ ለሚንኪ እንታይ ይዓብስ ተኪኢልኪ ነቲ ቃደማይ ድለዮ ንሱዩ ዝፈትወክን ዘፍቅረክን ። ምክንያቱ ንነብስክን ንድንግልናክን እንተዝደሊ ገዝኡ ኢኪ ሓዲርኪ ኔርኪ ንሱ ግን ልባዊ ፍቅሪ እዩ ዘለዎ ።
@silusisyordanos9898
@silusisyordanos9898 6 жыл бұрын
Na nay behaki sis
@Eritreahornafrica291
@Eritreahornafrica291 6 жыл бұрын
wowww comment yenebeb eye emo keza natki ayrekun tsbuk mikeri eyu. yehwat dma kulahna yehwat ena aynbedelen nezen yehwatna nay tmali adena nay lomi bealti betna nay tsbah dma galna sle zkonet please yehwat ntehagagez .
@محمودجابر-ف7د
@محمودجابر-ف7د 6 жыл бұрын
Haftey natey aytenxerxri etom fkri ndeli aynrekbon singl teliki gn xhafley kemti tdelyyo kokonelki eye
@gajsgss514
@gajsgss514 6 жыл бұрын
ሓቢቢ ብትገብሮ ብጣዕሚ እየ ኣድንቀካ ብፍላይ ኣብ ምዝቃ በላ ኣሎ ሓብተይ ኣጆኪ እየ ክብለኪ ዝካእል ሰብ ዓቅሚ ነብሱ እዩ ዝገብር
@fthawibrhane7053
@fthawibrhane7053 6 жыл бұрын
Velkommen bror liker video di. Eg interessant
@21bang6
@21bang6 6 жыл бұрын
ኣትናን ኣውልድ ደይትምዕብላ : ወሲንኪ ንዘሃብክዮ ድንግልኪ : ንምንታይ ምስ ዕድልኪ ተታኣሳስርዮ? ድሕሪ ርክብ ብገለ እንተዘይተሰማሚዕኩም ምፍልላይ ግድን ዩ:: ስለዚ ድንግለይ ምስ ወሰደ ተጻዊቱለይ ምባል ትርጉም ኣይኮነን ::
@gghhhvggg6964
@gghhhvggg6964 6 жыл бұрын
ፕሮግራምህ እጂግ ጥሩ ነበር ግን ከታሬኩ በይበልጥ ዬመዝሙሩ ሙዚቃ ስለሚበልጥ በደንብ መስማት አልቻልንም
@dembehaki9939
@dembehaki9939 6 жыл бұрын
*ሓደ ክብረት ዘይ ብሉ ሰብ ክብሪ ኣይደልን አዩ ስለዚ ክብሪ ኣይትጸበዪ ብዝኮነ ከኣ ከተረድአዮ ፈትኒ ብፍላይ ናብቲ ወዲ ገዛውትኪ ከይትምለሲ ምክንያቱ ደይ ምስ ተጋፋዕኪ ኢኪ መጺኪ አንዳ በለ መከራኪ ከጽግበኪ አዩ ኣወዳት ብኮ ተረኪብና ኮምኣ ኢና ኣጆኪ ከኣ ኣነ ድንግልና ኣይ ኣምንን አየ ዝብሉ ኣወዳት ከይትኣምኒ*
@loveisgod5077
@loveisgod5077 6 жыл бұрын
like first
@fremenyifeltelynaywishtey4966
@fremenyifeltelynaywishtey4966 6 жыл бұрын
Welcome hawey Naty ajoki habty Natyyy
@weditesfay5985
@weditesfay5985 6 жыл бұрын
ወረ ናበይ እየ ዝኸ"ዶ? ጋል ኣንስተይቲ ክትብደል ይስምዕ ይበኪ ንኩልና ድዩ ዘብክየና ዋላስ በይነይ እየ ዝበኪ ኣነ ዉን ከማኻ እየ ዝብለኒ #ላይክ 2ይ ክፋል ንጽበ።
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 6 жыл бұрын
አረ መኒኡ ይሐይሽ
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል 5 жыл бұрын
ኣለና አንበር
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል 5 жыл бұрын
@@lloveyoutigray4348 ወዲ ክብደል የሐይሽ
@ቀስተደመናናተይመምህርፍና
@ቀስተደመናናተይመምህርፍና 6 жыл бұрын
ከለኣይ ክፋል ኣይትደንጉይና ዓቅምና ሓሳብ ከነፍስስ ጹቡቃት
@mussieadhanom4906
@mussieadhanom4906 6 жыл бұрын
Keep up bro
@Mekseb.blessed2025
@Mekseb.blessed2025 6 жыл бұрын
Selam Brkti haftna btaemi hmak tsemieuni. Kem haftki gn kmereki Nay Lbi erefti Yesus tray eyu. Abti zelekiyo kebabi amenti ente haliyom rkebyom mo xeliyuley beliyom Goyta yesus kem Nay gli mdhaniki gierki ms tekebelkiyo kerfrki iyu. Ane keaa kxliyelki iye sweeti❤️
@bahlbisbhatu2368
@bahlbisbhatu2368 6 жыл бұрын
ቅድሚ ሕጂ ዝጥንቀቅ ዝነበርኩ ምእንቲ ድንግልናይ ኢለ እየ፡ ድንግልንቅይ ድሕሪ ምፍራሱ ግና ፡ ስለምንታይ ይጥንቀቕ፡ ዝብል ናይ ሕሊና ፈተና ብዓወት ንምውጻእ ስኢነን፡ ብዝሓት ተስፋ ብምቑራጽ ናብ ናይ ዝሙት ኣይሂ ኣዕልቅቕሊቐን እየን። ድንግልንቅ ምስ ተወሰደ (ምስ ፈረሰ)፡ ዝፍጸም ዝሙቱ ከም ዝምቱ ኣይሕሰብን እዩ ሕጊ ስለ ዘየለ ፡ ዋላኾ (ሓደ ጊዜ እንተ ተጋገያ፡ ተስፋ ኸይቆረጻ ፡ ንብድሓር ሕጂ ኽጥምቀቃ ይግባእ )እዩ።
@habunicefashionmodel5493
@habunicefashionmodel5493 6 жыл бұрын
Bahlbi Sbhatu thank you hasabey bxfuf qalat slezgelexkayo
@millionfitwi4398
@millionfitwi4398 6 жыл бұрын
Beka telimwa,harimwa koynu sene xuhuf. Mukur fqri zehlefu yelewn diyom. Slemntay nehbreteseb fqri xubuk, mthllay, mtahggaz mkabu zeytmhewo. Nezi zimex weledo ko fqri hawi, dlayka rekibka mhdam, zeymthllay eikum tmhrwo zelekum.
@habtommercy578
@habtommercy578 6 жыл бұрын
Haras sebeyti alatni eba like habwa nsebetey
@wasserwasser5502
@wasserwasser5502 6 жыл бұрын
habtom mercy kid gunuf
@RBLTVEntertainment
@RBLTVEntertainment 6 жыл бұрын
Like
@ወዲኣድያቦ
@ወዲኣድያቦ 6 жыл бұрын
ኣስሒቅ ካኒ
@maharyabraha229
@maharyabraha229 6 жыл бұрын
HHHHH Reto Hab Eka Tbhlka Enber Like Limn Aytbhlkn. Enwey Wldka yibylka Rhus Hadush Amit ymnylkum So ......
@Biney-ry9tq
@Biney-ry9tq 6 жыл бұрын
Like deliye kemey zbeluka gesret eka lemani bzkone Rhus qolea kea ygberelka
@wedismur8196
@wedismur8196 6 жыл бұрын
Rbl tv btaemi eyu xbuk agelalixaka gn mara tetihto konka dimxika
@zemietech2003
@zemietech2003 6 жыл бұрын
ሓፍተይ ናተይ መጀመርያ ኣብዚ ምቅራብኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ 2ይ ኣብ ኤሮፕ ብዙሕ ኣሎ ዕላማ ዘይብሉ ስብ ስለዚ ክኣ ነቲ ዕላማ ዘይብሉ ሰብ ምፍላይ ከድልየክን አዩ በዝኮን ኣብ 2ይ ክፍል
@fnantekle8389
@fnantekle8389 6 жыл бұрын
እዚ ኩሉ መንፈዓት ትምርትኺስ ሓንጎልኪ ዘኣዘዞ ምግባር ሲእንኪ ኣየ ሰብ ገለን ሰኣን ማይ ገለን ከኣ ብማይ ዝበሃል ከምዚ ከማኪ እዩ
@Tansarivi33
@Tansarivi33 5 жыл бұрын
Please stop the music in order to listen well
@kisanettekie8686
@kisanettekie8686 6 жыл бұрын
ajoki mkrti ezi dea nbeynki aykonen ab bzuh seb zegatim u ane kbleki zdeli gin dnglnaki sle zwsede bhiwtki ksawet aytfkdlu.Amlak aytlemka ember seb dea dekum endu heji Tray bzhalfe hiwetki temahirki nsha atiki hadish hewet jmri . Eti kedamay blbu u zfkreki tzey fkreki ab geziu hadirki sek elu aymsdedekin neru. Bzkone hluf hiwetki ktmharlu ember bhlufki enda tesakeki ktnebri yblkin. tesfa ygebir niaki zmesil seb rekibki hgus hewet ktnebri. Atum tithararemu awedat bejakum reskum asrhwo gal ktharmu krub aythafrun.
@paul_pogba9123
@paul_pogba9123 6 жыл бұрын
eway hafteyyy ajoki dehan dehri xelmat alo berhan
@ሳራጓልቀሽ
@ሳራጓልቀሽ 6 жыл бұрын
እዋይይይይይይይይይ ሰብ 😢
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 6 жыл бұрын
አቱም እአወዳት ታይ እዩ ጉድኩም ድንግል አተረከብኩም ፍራ ኢኪ ትቡሉና እንተዘይረኪብኩምዋ ካዓ አበዳነኪ አጥፊእክያ ትቡሉና መኒኡ ይሐይሽ እስቲ ንገሩኒ
@ሳብርሳብር
@ሳብርሳብር 5 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ንመላእ መንእሰይ ኤርትራውያን ኣወዳትኩም ኣዋልድኩምን።ቐጺለ እዚ ሙኾሩኒ ዝብል ብነብሰይ ኣይቅቦሎንየ ጓል ሓንቲያ ዕድላ ከተፍቅር ከላ ክትወስዶም ዘለዋ ስጉምቲ ድንግልናኣ ብትምክሕቲ ዓቂባ ብስድራ ተማኢኺሉ ተመርዒኽን ሓዳርክን ግበራ እዚኣ ፍቃደኛ ኮይኑ ንመርዓ ንሓዳር ንናብራ ፍቃደኛ ቶኾይኑ ክምርዓወኪዩ ተዘይኮይኑ ኢዱን እግሩን ክጥርንፍዩ።ስለዚ ደቂ ኣንስትዮ መምስኮነ ሙኾሩኒ ዝብል ዘረባ ኣቃርጽኦ ቻው።
@ichhabeangstnurvongottmama1545
@ichhabeangstnurvongottmama1545 6 жыл бұрын
Afikaritey tenisa eba like habuni
@Azawit
@Azawit 6 жыл бұрын
ምስጋና ኣድግስ ርግሒት ድዮም ዝበልዎ ፡ እቲ ምህራም ከ እንታይ ኣምጸኦ ደቀይ ?
@nevergiveup9453
@nevergiveup9453 6 жыл бұрын
ፋብሪ ሓወይ ጽቡቕ ኣቀራርባ ሓቢቢ መጋድልቲ ኣድያብ
@ፍቅሪመንገደይ
@ፍቅሪመንገደይ 6 жыл бұрын
Megadltey marey kbretey Tank u ab zelekayo tum hiwet
@lulrbahri
@lulrbahri 6 жыл бұрын
ምስ ጽቡቅ ራኢኺ ሕማቅ ረኪብኪ። ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ጌጋ መናብርቲ ደቂ ሰባትዩ። ናተይ ሓሳብ ከካፍለኪ እንበኣር፡ ከምቲ ውድቀት ዘሎ ምትንሳእ ውን ኣሎ፡ ከምቲ ሽግር ዘሎ ራህዋ ውን ኣሎ። እቲ ዝገበርክዮ ዓቢ ጌጋ እዩ ኔሩ ምክንያቱ ብዘይ ወልሓደ መተኣማመኒ ድንግልናኪ ስለ ዝሃብኪ። ኣብቲ ምርጫኪ ሮቤል ናይ መጀመርያ ትፈልጥዮ ወዲ ወይ ዘፍቅረኪ ዝነበረ እዩ ኔሩ። ዘረባ የዕርኹቱ ከይሰዐ ተቀቢሉ ዘፋነወኪ እሙን ውን እዩ ብከምዚ ክትርስዕዮሞ ምስ ናሆም ዝበሃል ወዲ ድማ ፍቅሪ ትጅምሪ ኮይኑ ኣይስመዓካን እዩ። ብዝኮነ ግን ዝተካዕወ ኣይሕፈስን እዩ ዘጋጠመኪ ድማ ኣጸቢቅኪ ባዕልኪ ኢኪ ትፈልጥዮ። ስለዚ ዝሓለፈ ኩሉ ረሲዕኪ ሓድሽ ሂወት ብሓድሽ መንፈስ ክትጅምሪ እዩ ናተይ ርኢቶ ምክንያቱ ብዝሓለፈ ቃንዛኪ ክትሓስቢ እንተ ኮይንኪ ሓንቲ ስጉምቲ ንቅድሚት ክትከዲ ኣይትኽእልን ኢኺ እንታይ ደኣ ኩሉ ከጋጥም ከም ዝኽእል ኣሚንኪ ክትጉዓዚ እየ ዝላበወኪ። እዚ ናሆም ዝበሃል ሰብ ግን እመንኒ ቀሲኑ ኣይነብርን እዩ ተመሊሱ ይቅረታ ክሓተኪ እዩ። ዕድሉ ምስ ከፍኦ ክዝክረኪ እዩ።ንዓኪ ዝበሎ ኣምላኽ ኣዳልዩልኪ ኣሎ። ኣጆኪ ጽቡቅ ዕድል።እዞምእወዳት ከኣ ብፍላይ ድማ ኣብ ኤሮጳ ዘለኩም ኣወዳት ንብዓት ጓል እንተ ዘይቀተለ የዕነኒ ከይኮነኩም ጓል ኣይትበድሉ ኣብ ሂወትኩም ቀሲንኩም ክትነብሩ
@sssg9010
@sssg9010 6 жыл бұрын
Thanks.. nay behaki des zebel zereba.. Bezhalefe gigaki temahirki ajoki kulu nesenayki yegberelkii..kulu hiwet lematsa aykonenn
@bobonelove2361
@bobonelove2361 6 жыл бұрын
Ata ንዓመታ ድዩ ድመጽእ እቲ ካካልኣይ ክፋል?
@ermile2091
@ermile2091 6 жыл бұрын
2 kefal keltefena hasabn kenkafel endeher koyna plz ajtdeng
@yohannstekeste3287
@yohannstekeste3287 6 жыл бұрын
Funan app sport Like comment zeykofelo eko kiwhdom semiekom tsamiom kifelu haye
@ሳራጓልቀሽ
@ሳራጓልቀሽ 6 жыл бұрын
አጆኪ ኩሉ ነገር ንፁቡቅ እዩ
@wedihagos6780
@wedihagos6780 6 жыл бұрын
Kelae rieytoy khb delye nere mo gn ytrefeni mknyatu abta 2ይ Kfal kxihif yihsheni bmtiqlallll
@namikbre8341
@namikbre8341 6 жыл бұрын
Kalay kifal Sidedelna dhriu Ritona Kenefises😀
@natsnetkuflu373
@natsnetkuflu373 6 жыл бұрын
Omg ajoki zhaftey wedi kemu eu nski tray keythamki tmhartiki fkri merxi eu gen ms zrdaka kkenelka kendey xbuk eu amlak msaki ykun
@Mekseb.blessed2025
@Mekseb.blessed2025 6 жыл бұрын
ወንጌል ማቴዎስ 11 28፤ ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ።
@gnherostudio9156
@gnherostudio9156 6 жыл бұрын
Wey seb deqey:-....🤔
@mogosberaki3052
@mogosberaki3052 6 жыл бұрын
Haftey haftey ab hiwet buzuh u zelo
@merhawiandegergish78
@merhawiandegergish78 6 жыл бұрын
Willkommen Mein Bruder
@hyabfetari1391
@hyabfetari1391 6 жыл бұрын
ሓበሻ መቸም ነዛ ድንግልና ከምዚ ዓቢ ነገር ኢየን ዝሓስብኦ ኣቱም ሰባት ኣብ ዓለም ፉቅሪ "ዩ ኣገዳሲ:
@fatss4043
@fatss4043 6 жыл бұрын
Love is Enough ሓቅን ወያል
@smretnuguse9213
@smretnuguse9213 6 жыл бұрын
Haqka bhaki
@angesomgebru2139
@angesomgebru2139 6 жыл бұрын
bejakum eba like habuni😍
@godislove3419
@godislove3419 6 жыл бұрын
Please ahwatey wala hade zey nfelete ab zey nfelte alem aetikum aye tgdefuna beti bealka zejemerkayo neger hiwet nay hanti gal kbalashus qerub dengats yelen please eta amlak zefetera nebesi bealukum aye tesaqiwa ahwatey resukum yesrah hesebelu qedemi mejemarkum please please.......amlak ab lbekum yhderelkum..
@asiri6932
@asiri6932 6 жыл бұрын
ኣጀኪ ዛሓፍታይ መማሃሪ ይከንአኪ ዝያዳይ
@AGMediaEri
@AGMediaEri 6 жыл бұрын
በቃ ካልእ ኣርእስቲ ተሳኢኑ ኩልኩም ድንግልነይ፡ጥራይ ንብሰይ፡ሕፍረተይይይይ በጃኹም ሰብ ክዓብየሉን ደስ ኢልዎ ዝዛናግዓሉን ሃሰው በሉ። ሎሚ ጥራይ ብዛዕባ " መዓኮርን ከባቢኡን 3 ቻነል ስዲደን'' እግዚኦኦኦኦኦ
@tesfittes7630
@tesfittes7630 6 жыл бұрын
Kakkkk nay behaki zereba
@yemanegormay8584
@yemanegormay8584 6 жыл бұрын
Hakika eka kali tewdiwom eu zimesil
@AGMediaEri
@AGMediaEri 6 жыл бұрын
@@yemanegormay8584 ይገርምኮ እተን ከሙ ዝብላ ካኣ ስምዒተን ምስ ወዳኣ ተበዲለ ከይተረዳኣኒ ዝገበርኩዎ ዶ "ዕባራ ምክኒት""
@AGMediaEri
@AGMediaEri 6 жыл бұрын
@@tesfittes7630 ክብረተይ ሎምስ ንሕና ኢና ድንግልናን ንሕደግ ዘለና ስቅ ተበልናስ ብዕጫና ዝተረታዕና ዶ መሲልወን ''" ክክክክ
@tesfittes7630
@tesfittes7630 6 жыл бұрын
Ata hade wedi dngley afristni keyda zbl do tesaeinu
@temesgengoyta7154
@temesgengoyta7154 6 жыл бұрын
Zhzn zanta, ahwatey ab mrtsakn tetenkeka nnebsu zmesl wedi reaya azi wedi neaa khugs elu eyou da aber tekeyru bahriau koynwo aykonen kemziom awedat ktnkkelom aleka ksab atazdelwa zrekbu teau bahri eyom zereka dletom ms rekebu gn kulih ayblukan eyom azia haftna zwaleto eya tngrena zela nana neten zeytmahrna komau keygatmena yekenelna zhaftey zterefe hiwetki teauy afkari neaki zeygode nesnet zeyetko zefkrekn dlet lbki zrdan ymneyelki!!!!!
@yosanasium9728
@yosanasium9728 6 жыл бұрын
enqa bdehan mexaka 😊hawey
@thanksgodforeverything1359
@thanksgodforeverything1359 6 жыл бұрын
Ewayyy haftey mearey ajoki ember awedat nay sdetsiii fkir mjmar ember mwdae ayfeltwan eyom dlayom ksab zrekbu ufff ufff eyom zblka dahar gn abey yfelteki mbal yjmru aye awedat lkeee hafti kem zeyblom ab sdet kndi goul ansteyti zekbru sdetsi awedat abalishyatom ala ajoki meareyyy kulu halfay eyu I know ksab zhalf eko yehlfeka endiyu entay eyu emo kgber weylu nti zbdl ember tebedalaysi mechershau amlak eyu ztsebkelu gn please awedattt bejakum bejakum libi goul aytenbu tsbuk aykonen eid tsenahit eya aye wediiii
@filiteklu8026
@filiteklu8026 6 жыл бұрын
ane wn meharit zkonet zanta aleni ab hiwetey zegatemeni tay thgzeni krekbeka tehagagizna kenekrba nbuzh seb kem timhr aytaratern iye mekniatu hiwet sdet wn sle ttnkf ktrekbeni tedelika privat ktxhfeley tkl ika
@ጉንብኣንፍረ
@ጉንብኣንፍረ 6 жыл бұрын
ኣነ ዚገርመኒ ግን ብግንዖ ክብሪ ሰብ ወሲዶም ብክብሮም ካኣ ከናእሱን ከናሽውን ብዚዋጋእ ቃላት ብወንጭፍ መልሓሶም ክሽንግጉ ትርኢ ዝገር ኢዩ!
@wasserwasser5502
@wasserwasser5502 6 жыл бұрын
ጉንብኣ ንፍረ eti xegem kulu naten u gudrekibu wedi
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 6 жыл бұрын
Eway dehan ajoki amelk meski yekun ajoki habetty
@awetselemun5238
@awetselemun5238 6 жыл бұрын
ajoki haftey natey Kab zhalefkyo temharlu aber ayttaeslu
@jebertihalal333
@jebertihalal333 6 жыл бұрын
Kela awedat kemu indina Tekalat, telamat, leyabu fqri aynfelit. Bealu dea eti Rebi eta xada libkin yehaluwa.
@binianhabte7598
@binianhabte7598 5 жыл бұрын
Ab zi kurub gizie kea eta 2y kfal ktgebera tesfa ygeber
@williamsolomun6821
@williamsolomun6821 6 жыл бұрын
Kkkkkk swiz &shiweden da entay zerakb alowo ata entayem zkonu zelewu
@fipo2652
@fipo2652 6 жыл бұрын
Antum sebat entay ekum deki anstyo ybdela alewa tray tblu gdefu eba aytgoxaguxna fetari mskrna hanti ka ablielien bedel feximna zeynfelt knsna dem ninebee zelena bsenken
@bahlbisbhatu2368
@bahlbisbhatu2368 6 жыл бұрын
ዋይይይ ሰብ ደቀይ። ደቂ ኣንስትዮ ድንግልነኤን (ከምዘይሕልዋ) ንምግባር፡ ሰይጣን ኣብዛ ዓለም እዝኣ ዝዝረኦ ብዝሕ ጌጋ ዝኾነ ርድኢት ኣሎ ። ሓደ ካብ ኣቶም ንምጥቃስ ከኣ ሥጋዊ ርክብ እንተ ፈጽምካ "ብደቂ ተባዕትዮ ተፈታውነት ከም ትርርክብ" ጌርካ ምሕሳን እዩ ስለዚ ብዝሃት ደቂ ኣንስትዮ ድንግልናኤን ንዘይተመርዓዋኦም ኣወዳት ይህባ። እዚ ኣትርሓሳስባ እዚ ፍጽም ዕሽነት እዩ ። ዋላኮ እቲ ጉዳይ ዝፈጸሞ ፡ ባዕሉ እንተ ኾነ ፡ ንኣኡ ግን ኣይንታይን እዩ። እኮ ደኣ ከይተመርዓኹዋ ከምዚ ካብ ገበረት ፡ ምስ ካልእ ዘይተመርዓወቶ ሰብ ውን ከምዚይ ዓይነት ሰብ እያ ኢሉ ብልቦናኡ ይዕዘበኪ እምበር፡ ኪፈትወኪ ኣይክእልን። ፍቅሪ ዝኾነ ምክንያት ኣየድልዮን እዩ፡ ሓቀኛ ፈታዊ ብዘይ ዝኾነ ምኽንያት እዩ ዚፈቱ። ብምኽንያት ዚፈቱ ግና ብምክንያት ከኣ ይጸልእ ። ነብስኺ ዚሃብክዮ ዚፈትወኪ ዝመስለኪ ሰብ፡ ሓንቲ ግዚ እንተዘይመጺኺ ከም ዚጸልኣኪኸ ኣይትፈልጥን ዶ ፡ ወይ ከማኺ ካልእ ነብሳ ኣኅሊፋ እትህቦ ጛል እንተ ረኸበ፡ ገዲፍኪ ከም ዚኸይድከ ኣይተስተውዕሊን ዶ፡ ምኽንያቱ እዚ ሰብዚ ምስ ረኸበ ጥራይ እዩ ዚፈቱ።
@Biney-ry9tq
@Biney-ry9tq 6 жыл бұрын
Neay Bhaki Bahlbi hawey kemzi kemaka Lebamat yebzhayom ezi tzarebo zeleka ab gbri tewelo ente koynka teadila neaka zhazet
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 6 жыл бұрын
እንታይ ዓይነት ዑውር ፍቅሪ እዩ ወደይ ሕዝዋ ፋጥረት ማርያም ብዙሕ እዩ
@ናይውሽጠይመንይመልጠለይጽ
@ናይውሽጠይመንይመልጠለይጽ 6 жыл бұрын
ጽብቅ ገበራበጃኹም ኣፍኩም ኣክቡ እተደሊኹም ኣኣብ ቤትኩም ሰላምን ፍቅርን መስርቱ
@walkingrecorded3691
@walkingrecorded3691 6 жыл бұрын
Btami mesati zantatat tekrb neyrka gn edakorarexkato arwdon eka please mulue zanta tetekrb tekilka
@filimongombolo684
@filimongombolo684 6 жыл бұрын
eway hafty gel bmay glen sean may elomo ketaso eu ajoki zehafty
@kokobtesfay7289
@kokobtesfay7289 6 жыл бұрын
part two habibi thababerena
@zebibgebreslase9338
@zebibgebreslase9338 6 жыл бұрын
Aajoki mikaley nay seb c kemu eu amlak alo endu ente gedefeki da normal eu hayati
@edentesfagabr9742
@edentesfagabr9742 6 жыл бұрын
Kaly kfal eko dengyatna Robi hawuna
@gereahaile6383
@gereahaile6383 6 жыл бұрын
dehan ajoki haftey natey aytihmeki bara belyo
@juharzeynu2063
@juharzeynu2063 6 жыл бұрын
So what do you want to sale
@fatss4043
@fatss4043 6 жыл бұрын
ኣየዝኪ ምቅርቲ ናተይ መምህር እዩ ዝኮንኪ
@kidaneokbay7905
@kidaneokbay7905 6 жыл бұрын
Welcome
@mengstabteklemichael5285
@mengstabteklemichael5285 6 жыл бұрын
Ajoki habtey nate abey aleki ember abey nerki ayegedsn eyu hji bkemey selam mengedi tmerhi tray eyu ezom bewald nxawet kea pls xama alewo
@helenmimi5521
@helenmimi5521 6 жыл бұрын
ብስንኪ ጽቅጥ ድፊኢት ወለድን ቤቴስብን ምስ ሓንቲ ጋል ኣላልዮምኒ ኣነ ካኣ ናትኩም ሓላፍነት ኢዩ ብምባል ብድፍእቲ ሓራይ ኢሎዮም።
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል
@ንፍቅሪእየዝነብርማሙናጋል 5 жыл бұрын
አሞ ኸ ደኣ
@kylianmbappetoday7158
@kylianmbappetoday7158 6 жыл бұрын
ኣላ ኤርትራውያን ድንግልና ከም ክቡር ነገር ኣብ ርእስኹም እናሓዝኩም ንድሕሪት ክትጉተቱ ጥራይ ትነብሩ !!!!! ተሕዝኑ በስ
@mamanafekihamqaalkusedt.6829
@mamanafekihamqaalkusedt.6829 6 жыл бұрын
Einqasey kbrakey .an gal keyamna wedaey eye.
@efremhabetmaraim1718
@efremhabetmaraim1718 6 жыл бұрын
Mejmrta neski eki tegagki meknyto mesti metamtki mhski awld kam mes zeftwkn ey zey teftwo kebrt ay teftwan ekn mhak mes agtmki ekn tezkro
@letensiatsegay3325
@letensiatsegay3325 6 жыл бұрын
Ajoki habtey natey kulu kheilef eu xegem heilfi eu dehiri xelmat kem zelo berhan iytzngei
@natsenetabraham3266
@natsenetabraham3266 6 жыл бұрын
2ይ ከፋል ስድድልና በጅካ
@ጓልራያዓዞቦፎታይትኣሕዋታ
@ጓልራያዓዞቦፎታይትኣሕዋታ 6 жыл бұрын
አዝያ መሳጥት እና መሕዘንት ታርክ እያ
@omersalih812
@omersalih812 6 жыл бұрын
Kela hasewti ekum bejakum semun mulu qanza kkkkk has it abzihkayo
በዲልካኒ ሓቐኛ ዛንታ - RBL TV Entertainment
21:00
RBL TV Entertainment
Рет қаралды 146 М.
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
36:55
bayGUYS
Рет қаралды 1,9 МЛН
Support each other🤝
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 81 МЛН
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
Eri Retro - NEW Eritrean Movie 2019 ሻሎም SHALOM Part 1
30:56
Eri Retro / ኤሪ ሬትሮ
Рет қаралды 327 М.
11 January 2025
22:18
Abel adhanom
Рет қаралды 4 М.
ስደት ዩ በዲሉኒ  Part 1|  RBL TV Entertainment
10:44
RBL TV Entertainment
Рет қаралды 29 М.
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
36:55
bayGUYS
Рет қаралды 1,9 МЛН