No video

እንታይ ትመኽሩኒ በላዒ ተረፍ ኢላ ትወራዘየለይ ኣላ ኣጥባተይ እንዳነኸሰኒ

  Рет қаралды 39,324

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Жыл бұрын

በላዒ ተረፍ ኢላ ትወራዘየለይ ኣላ
ኣጥባተይ እንዳነኸሰኒ

Пікірлер: 115
@philimedia2384
@philimedia2384 Жыл бұрын
Ezia hawey mfkar tray ukul aykonen eza gual welhanti respect yeblannn mgdafaaa yhshekaa 100 % neaka tmesll ktrekbbbb ekaaa
@wedimengsteab5347
@wedimengsteab5347 Жыл бұрын
ኣጥባት ምንካስ ካብ ኩቱር ስምዒትዩ እሞ ከኣ ኣብ ግዜ ምፍሳስዩ ስለዚ ኣብ ግዜ ከፍስስ ዝቃረበሉ ካብ ኣጥባትክን ከንፈርክን ዋላ ውን እለይዮ ክትሕልውዮ ፈትኒ እዚኦም ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ካብ ኣፍልብኻ ዘሎ ክፍሊ ኣካላትካዮም ዝነኽሱ ኣብ ግዜ ምፍሳስ ምስዓዓም ውን ከይትገብሩ መልሓስኪ ከይቆርጸኪ ኩቱር ልዕሊ ዓቀን ዝኸደ ስሚዒት ኣለዎ ስለዚ ተቀላጢፍኪ ኣብ ኪላ ዶክተር ክትከዱ ኣለኩም ከምኡ ውን ጎማ ኣጥባት ግዝእሉ ኣብ ግዜ ርክብ ስምዒቱ ምስተላዓሎ እተን ጎማ ትህብዮ
@phlippasme379
@phlippasme379 Жыл бұрын
ፍትሓያ , ድርባይ. ሃይለ ዕደ,
@freweinikidane2613
@freweinikidane2613 Жыл бұрын
😆😆
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m 11 ай бұрын
አዞኾ አብ ሓዳርካ ፅናዓ ፍቅረን ሓሎትን ለግሰላ እትይ ዝዘራአካዮ ትዓፅድ እካ አክብራ ተረዳአያ እዝይ እንተገርካ ፈፅማ አይትፈለየካን እያ❤
@user-lk6qu8zg4z
@user-lk6qu8zg4z Жыл бұрын
ክልተ ክራኸቡ ዘይክእሉ ስለዝተራኸቡ ዘይከውን ምኽሪ ሂብኩም ንዝገደደ ሽግር ተቃልዕዎ ኣለኹም ኣታ ሓውና በጃኻ ብዘይውዓል ሕደር ግደፋ እዚ ጽሑፍ ትሪኦ እንተኾንካ እመነኒ እንተዘይገዲፍካያ ዕድመ ልክዕካ ብጭንቀት ኢኻ ክትነብር
@neuvshabia4887
@neuvshabia4887 Жыл бұрын
Fesawi zkone wedi zeyguhfa entay mkri delilu ezi dea
@efremgirmay2038
@efremgirmay2038 Жыл бұрын
ድሕሪ ባይታኣ ዘይጠዓየ ከመይ እላ ክትጥዒ ሳንጣካ ሕዝካ ውጻላ
@altabob150
@altabob150 Жыл бұрын
ክክክክክክ
@kikewenuabgiziu8513
@kikewenuabgiziu8513 Жыл бұрын
🤣🤣🤣
@dianayemanemiki4501
@dianayemanemiki4501 Жыл бұрын
Zereba dika hasibkaya aza mkri natka
@efremgirmay2038
@efremgirmay2038 Жыл бұрын
@@dianayemanemiki4501 ድሕሪ ባይታኪዶ ኮን ዘይጠዓየ ከይኑ'ዩ ገፍላው ደቅሲ
@user-lq1eh3dc8y
@user-lq1eh3dc8y Жыл бұрын
😂😂
@alemey6111
@alemey6111 Жыл бұрын
Aytkonekan ya 🤗Hayle
@mebriekahsay280
@mebriekahsay280 Жыл бұрын
እቲ ጡብ ዝነክስ ወይ ሓደ ኣፊቱ ጠብስኪ ሃብዮ ወይ ካኣ ሓጺን ረጂ በቶ ግበሪ, ወይ ካኣ ኣፋንውዮ ።
@hermihermii5328
@hermihermii5328 Жыл бұрын
መሸኒቱ እምበር ትንከሶ ክፈግድ::
@John..ጆን
@John..ጆን Жыл бұрын
ጎሓፋ ሓቲ ለይቲ ከይትሕድራ ኮሎ ገና ኣብ ዉላድ ከየምጻኩም ,,,,፡
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 Жыл бұрын
Wey gud abuu entezmoto ke ab mntayki mnekeseki malet u?
@aselin7015
@aselin7015 5 ай бұрын
ዛሯዉያን. ትግነዩ 😢😊
@wediwedomneboybahta539
@wediwedomneboybahta539 Жыл бұрын
Chaf eatbatki ab eidki kerekbeki eiyu 😅🤣😂 wey gud 😅🤣😂
@omegamedia1929
@omegamedia1929 Жыл бұрын
ፊክ ጡብ ትጥቅሚ
@zeekzeek3719
@zeekzeek3719 Жыл бұрын
Kab eres mask habiyo I think it will be better protection
@anechelisawieye4858
@anechelisawieye4858 Жыл бұрын
Ewae Ewae ata entay kirekbi wedey tubki kolia key tebiylu si kibetken deliyu zekitam eye enda bele
@wedikelie4419
@wedikelie4419 Жыл бұрын
Normal bhaxin zteserhe raji asrhi
@KweghEyu
@KweghEyu Жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍቲ እዛ ሕቶኺ ናብ luis suarez እንተ'ተቕርብያ ዝሓሸ መልሲ ምረኸብክላ ምኽንያቱ ምንኻስ ኣቛሪጹ ስለዘሎ ።
@abeltewelde6267
@abeltewelde6267 Жыл бұрын
😃😃
@user-ej4pn1gy2p
@user-ej4pn1gy2p Жыл бұрын
*ከም ቆልዓ ዓመት በቃ ዕረ ጌርኪ ከተሕርርዮ*
@user-wg3ct2tw4w
@user-wg3ct2tw4w Жыл бұрын
Tanks
@amanuelmengsteab5384
@amanuelmengsteab5384 Жыл бұрын
Nezias kab kedamu keman kmerawa aykonen ktenkefa keman aymehasabkuwan
@samisaba4082
@samisaba4082 Жыл бұрын
Endhir tseba ade zeyteboobe Kidmi rkibmigbarkum atbibyo
@kokobaforkikokobaforki6390
@kokobaforkikokobaforki6390 Жыл бұрын
ኣዋልድ ካባኺ ጀሚርካ ነዓይ ልክዕ ከምቲ ኣብ ርእሲ ዘሎ ቁማል ኢኺን, ዘሜን!!!
@KweghEyu
@KweghEyu Жыл бұрын
😀😀😀👍
@gaema9673
@gaema9673 Жыл бұрын
Hhhhhhhhhkiiiiiiiiiiioi 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m 11 ай бұрын
ዋላ አደካ 😂😂😂😂😂
@senayzerhans2411
@senayzerhans2411 Жыл бұрын
Sakitt eka misksli enda zeweretsi balika ekreta . Nabziyy mixa baley kekatibeka eye
@tesfaybrihane5969
@tesfaybrihane5969 Жыл бұрын
Hayla niaka enda riaka agonbhka migbara emo tqebtx seb dika fqri semieka tfelt do? Gemed gezieka tehaneq ok
@user-gr8pt1jb8y
@user-gr8pt1jb8y Жыл бұрын
ብሳይንስ ከም ዝተረጋገጸ ጥብ ምንካስ: ክሳድ ምንካስ: ምህራም: ምብካይ: ኣውያት ምግባር..ወዘተ ደቒ ተባዕትዮ ከፍስሱ ከለው ዝገብርዎ ነገር ኢዩ:: ስለዚ እዚ ካብ ጡብኪ ምንካስ ኣይዕርፍን እዩ ሓንቲ ኣማራጽት ኣላትኪ ፍትሕዮ እንተ ናይ ሃይለ ዕደ ገባሪ ግቡር ግን መግለጺ የብሉን ጓል ኣንስተይቲ ከም ዝሳኣነ ዝተገበረ ክገብር ጸሓይ ይዓርቦ ኣሎ ሃይለ ሳንጣኣ ሂብካ ኣፋንዋ ከምዚ ናይ ጻዓዱ ዝገብርዎ ኣብ መደቐስኻን ኣብ ቕድሚ ዓይንኻ ምስ ኣጉባዝ ትሪሳም ከይፈጸመት ከላ ኣፋንዋ ዝዓርከይ
@Smsmfofol
@Smsmfofol Жыл бұрын
ክሳብ መዓስ ከምዚ ኢልካ ክትነብር ትሓስብ ኣለካ?
@natugebrekidan430
@natugebrekidan430 Жыл бұрын
Eza ab mewedaeta zela clasica nay tigre derfi nay men eya tehababeruna
@asmeromandemichael391
@asmeromandemichael391 Жыл бұрын
mkiri dea xubuk gerka nkesa kkkk
@user-pk5gp5xv1y
@user-pk5gp5xv1y Жыл бұрын
ብከመይ ክረክበኩም ይክእል ርኢኩም ከይትሓልፉኒ በጃኩም መሉስለይ
@halamadrid7779
@halamadrid7779 Жыл бұрын
Email
@mulumulu2625
@mulumulu2625 Жыл бұрын
Ata ezi halay eu zeshedha
@biniandat6375
@biniandat6375 Жыл бұрын
Natey eba kuni bejaki
@hermihermii5328
@hermihermii5328 Жыл бұрын
ፍትሓያ ዝዓርከይ:: ዓይንን ከብድን ዘግፈሕት ሰበይቲ ንሓዳር ኣይትኸውንን እያ:: ንስኻ ዕድሜኻ ወላ ዕበ: ካልእ ትረክብ ኢኻ: ንሳ ተረፍ ኮይና ትነብር:: ስለምንታይ ሲ ካልኦት ዝበደልዋ: ሕነኣ ኣባኻ ኢያ እንዳ ኣውጽአ ን ዘልኣለም ክትነብር: እንተ ወሊድካላ ከኣ ብውላድካ እንዳ ቀጸዐት ከተዕንወካ እያ: .........ብዙሕ እዩ :ባህርያት ደቀንስትዮ ስለ ዝኾነ : ብኸምዚ ኢየን ከኣ ኣዴታትና ቅድሚ መርዓ ዝኹለላ ዝነበራ :: ስራሕ ሰብኣይ ደኣ ስራሕ እምበር: ሰበይታይ ኣይትኹን:: ኣይክትዕረን እያ::
@aberehamtegaygelegaber7404
@aberehamtegaygelegaber7404 Жыл бұрын
Zara filtet kemshimu kotkonu tetsebye neger gin fah abilkuma. Nhibretesebna zeywukil zeysnemgbar zkonu zanta kab tezentwu memhar nmeneseyat entzkewun kindey mtsebeke.
@dave-fitness-zk1
@dave-fitness-zk1 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂 mo tuto gzlu weleke zektam eye
@heinekenvotka3259
@heinekenvotka3259 Жыл бұрын
ፍርንጭቱ ንከስዮ 🤣
@Unknownsperson621
@Unknownsperson621 Жыл бұрын
OMG 😳😂😂😂
@habtomsweden1807
@habtomsweden1807 Жыл бұрын
Kkkkkkkk
@yonatanfitsum5899
@yonatanfitsum5899 Жыл бұрын
Jkkkkkkkkkkkk moyte dye gele
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m 11 ай бұрын
😂😂😂😂 እወይይይ
@idrissusman4497
@idrissusman4497 Жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣 Ashihat zitekeyayefulas kemeylka ke hakifkaya thadir haka eya belae teref kitbleka buegug kid hanti zeyteqeteat gal temerio shiu wtsietu habreni . Kalie wedi zegfiha dia kemey elka ke aminka bzaebia amakruni tbil dirbay wahid .
@yesabhabteab1680
@yesabhabteab1680 Жыл бұрын
Ere da kabey ktrekbi kkkk wey xegem
@chogegaji5069
@chogegaji5069 Жыл бұрын
nay qusli chireto gerki hatimki qirebyo
@azerkawiaregawi9048
@azerkawiaregawi9048 Жыл бұрын
Haile diye elkana eza amoreka fthaya amelegna eya degim dendinatka sile zkonet ktkesin aytkieln eka wala msaka tekexelet kem tdrbelka ktfelto aleka slezi bhmak asaguga sgoga kbret zeybla hsirti eya
@Salase.hawey.1990.
@Salase.hawey.1990. Жыл бұрын
ሃሃሃሃሃሃሃሃካዕካዕካዕ እዚኣስ ኣይኣምነኪን እየ ጡበን ነኪሱ ዘቅሱለን
@efararu2410
@efararu2410 Жыл бұрын
Selam neakum ykun zara fltet mkrkum delie nere kabzi comment wexae bmntay krekbekum ykel please
@hiwetzelalem3274
@hiwetzelalem3274 Жыл бұрын
B- email ktrekbom tkel eika brukey
@truelove2433
@truelove2433 Жыл бұрын
ሕረዳ በልዎ። ጡጦ ሃብዮ በልዋ።
@Berhane.TV.Tube6757
@Berhane.TV.Tube6757 Жыл бұрын
ሓቂ ብኣካል ዘጋጠም ተኩይኑ ወትሩ ከይቃረጽኩ ክካታተላ እየ ነዛ ቻነል ምክንያቱ ልበይ ዝትንክፈ ዛንታታት ይዝረጋሕ ኣሎ ኣነ ብውሽጠይ ኣመና ፈቃሪ እየ
@sidanosmehansho3198
@sidanosmehansho3198 Жыл бұрын
Gelfa ghafa 😢
@tekleabeba88
@tekleabeba88 Жыл бұрын
Gdefa rgmtineya
@isakamanuel4133
@isakamanuel4133 Жыл бұрын
Nsa gega yblan nska gn ktqtel aleka
@dahlak3739
@dahlak3739 Жыл бұрын
እስቶሞኻ ኣይትሕመም ሳንጣኻ ሒዝካ ዉጻእ ከምዚ ጌራ ትወራዘ ሰብ ክትቅጽል ሕሙም ርእሲ ክትከዉን ኣለካ ግዜካ ኣይተባኽን
@merci0961
@merci0961 Жыл бұрын
እታ በላዒ ተረፍ ኢላ እትጸርፎ ዓርኩ, ኣብ እዋን ጸገሙ ዘጋጠሞ እንተኾይኑ ካብ ድንቁርናኣ ዝተበገሰ ብምዃኑ ቁም ነገር ገይሩ 'ውን ክሓስቦን ክቃልቦሉን የብሉን. ሰብ ኣብ እዋን ጸገሙ ንቡር ተረፍ ሰብ እንጀራ ይትረፍ, ሰብ ንሰብ ከምዝበልዕ ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ 'ውን ከይተረፈ ተመዝጊቡ ዘሎ ሓቃዊ ታሪኽ 'ዩ. ኣብ 1970ታት ናይ ኡራጋይ ተጻወቲ ራግብን ቤተሰቦምን ሒዛ ኣብ ደቡብ ኣሜሪካ ብበረድ ዝተሸፈነ ጎቦታት ዝተሓምሸሸት ነፋሪት እቶም ድሕሪ 81 መዓልትታት ምጥፋእ ብህይወት ዝተረፉ ኣስታት 12 ሰባት ነቶም ምስኦም ዝነበሩ ብጥሜት ዝሞቱ ሰባት ስጋኦም እናበልዑ 'ዮም ብህይወት ክነብሩ ክኢሎም. ኣብ ብሄር ትግርኛ ገጠራዊ ባህሊ ከኣ ዝሓደረ ይኹን ዝወዓለ ተረፍ ቤተሰብካ ወይ ቀረባ መሓዛኻ ምብላዕ ንቡርን ልሙድን 'ዩ. ብተወሳኺ ኣብ እዋን ተስካር ጓሶት ናብ ዳስ እቲ ተዝካር እንተመጺኦም ተረፍ ሓደ ጉጅለ መኣዲ መሶብ ይቕረበሎም 'ሞ ጸብሒ ተወሲኽዎ ይወሃቦም 'ዩ.
@gaema9673
@gaema9673 Жыл бұрын
Tsebuk tzanta agelaltsa Betsam tsebuk eu kay denkuka/ki ayehafn eye Alo ane kema tsemia alku Abe fekari eyesus ewen alo ❤️‍🔥🔥❤️🍇💕👏👏👍
@Alazar247
@Alazar247 Жыл бұрын
ናይ ተረፍ መግቢ ኣይኮነን እቲ ኣርእስቲ. ኣስተውዒልካ ጽሓፍ
@kinglion4970
@kinglion4970 Жыл бұрын
Eti qedamay hulkus eka niska fiqri tehbka feqri tezeyteqeblka entay eyu fiqr
@neuvshabia4887
@neuvshabia4887 Жыл бұрын
Kkk fesawi ezi bejaka 😂😂
@newyear1949
@newyear1949 Жыл бұрын
ነብሳ እያ ትጻረፍዘላ ተረፍ ሰበይትኻ ንስኻኸኣ ተረፍ ወይ ማኛ በልያ
@user-lq1eh3dc8y
@user-lq1eh3dc8y Жыл бұрын
ዋይ ጽገም ጡብ ምንክስ
@tedrosteklab4856
@tedrosteklab4856 Жыл бұрын
That is why, our forefathers, advice us to marry a VIRGIN.
@genihabeshawit8260
@genihabeshawit8260 Жыл бұрын
ሰላም ዛራውያን እና ፈተውቲ ዛራውያን ገነት እብሃል ካብ ዱባይ ምኽርኹም ደልየ እየ ናይ ርሕቐት አፍቃሪ አለኒ በመንገዲ ፌስቡክ ኢና ተላሊና ከባቢ 9ወርሒ ገይርና አለና ኩሉ ግዜ እና ንኮራረ እሞ መሊስና ንትዓረቐ የፍቅሮ እየ እቲ ሕጂ ዘጨንቐኒ ዘሎ ጉዳይ ጉዳይ ሃይማኖትና እዩ ዝተፈላለየ ሃይማኖት ኢና ንኽተል እዚ ንዓይ ሰላም ክህበኒ ኣይካኣለን ንሱ ንግዜ ግደፍዮ ግዜ ክፈትሖ እዩ ዝብለኒ ዘሎ ኣነ ግና በዚ ምኽንያት ምፍልላይ ከምዘለና ነጊረ ካብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብሎክ ገይረዮ አለኩ ግን ኣይካአልኩን ጉዳይ ሀይማኖት ፈጣሪ ይፈልጥ ኢለዶ ምስኡ ክቕፅል ወይስ እዛ ዝወሰድኩዋ መማረፂ ትሓይሽ ምኽሩኩም አብ ኮመንት ፅሓፉለይ Please 🙏
@user-lk6qu8zg4z
@user-lk6qu8zg4z Жыл бұрын
ሰላም ሓብትና ንምውሳን ኢኻ ምኽሪ ትሓትት ምስ ወሰንካ ኣይኮነን እቲ ዝወሰንክዮ ውሳኔ ዝሓሰብኪ ሓሲብኪ ክትምለስዮ እንተኾይንኪ ምስ ተመለስክዮ ሳዓብየን ከምዘኸትል ክትርድኢ ነይሩኪ ገለ ሓሳብ ክህበኪ ጉዳይ ሃይማኖት ንግዜ ዝባሃል ነገር የለን ሰብዩ ሽግር ዝፈትሕ ሕጂ ብንኽልቴኹም ዝጥዕም ተፈታሕኩሞ ግርም እንከላይ እቲ ቀጻሊ ዘኮራርየኩም ንሱ ውን ክፍታሕ ክኽእል ኣለዎ ነዚ ሕጂ ከይትፈትሕዎ ግዜ ትጽበዩ እንተኾይንኩም ግን ጽቡቕ መጻኢ ከምዘይብልኩም ኣነ ምኽረይ ክበኪ ይፈቱ ብፍላይ ጉዳይ ሃይማኖት ኣብ ዝህነጹ ቆልዑ ሽግር ክገብረልኩም ዩ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ከተበዳደልኩም ብኽቢ ተትፋላለዩ ጽቡቕ ዝገበርክዮ ውሳኔ ቁኑዕ ኣይኮነን ባኣይ ወገን ስራሕ ጨካናት ኢኺ ገይርኪ እዚ ድማ ኣነ ካብቲ ዘይፈትዎ ባህሪ ደቂ ኣንስቶ ዩ ዘለኪ ብኽብሪ ኣሪድእኪ የሕዋት ከምዝኾንኩም ክትበዳደሉ ከምዘይብልኩም ተረዳዲእኩም ተፈላለዩ ወይ ተፋቐሩ ወድሓንኪ
@genihabeshawit8260
@genihabeshawit8260 Жыл бұрын
@@user-lk6qu8zg4z መጀመሪያ ኮሜንት የፃፍክልኝ ሰው በጣም አመሰግናለው❤ ግን እኔ ጨካኝ አደለሁም 😭ስንት ግዜ ነግሬውአለው አልሰማኝም አሁንም በሌላ ፌሰቡክ አካዉንት መጥቷል ምን ማረግ እንደአለብኝ አላውቅም ፈጣሪ ያውቃል ለምክርህ በጣም በጣም አመሰግናለው እግዚአብሔር ያክብርልኝ 🙏❤
@user-lk6qu8zg4z
@user-lk6qu8zg4z Жыл бұрын
@@genihabeshawit8260 እሺ እሀቴ ግን ትግሪኛ ኣይትኽእልን ዲኺ ብዝኾነ ጨካን እንተዘይኮይንኪ እንተኾይንኪ ኩሉ ንዓኺ'ዩ ጨካን ዘይምዃንኪ ደስ ይብለኒ ምርዳእ እንተኣብዩኪ' ካብ መዋእልኪ ከይተሓጎስኪ ትነብሪ ቁኑዕ ውሳኔ ኢኺ ወሲንኪ እዝጋቢሄር ያግዝሽ ኣይዞሽ ደሞ
@genihabeshawit8260
@genihabeshawit8260 Жыл бұрын
@@user-lk6qu8zg4z ትግርኛ ይኽእል እየ አማርኛ ስለዝቀንዐኒ እዩ ይቅርታ
@user-lk6qu8zg4z
@user-lk6qu8zg4z Жыл бұрын
@@genihabeshawit8260 ሐራይ ሽኮሪና
@abielyemane631
@abielyemane631 Жыл бұрын
ኣብ ስምዒት ዝኣተወ ሰብ ዕረ ኣይኮነን ጥይት ሃሪምዎ ኣይርድኦኑ
@herifqr5046
@herifqr5046 Жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkk
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 Жыл бұрын
ካካካካ ዶ ከኣ
@user-ej4pn1gy2p
@user-ej4pn1gy2p Жыл бұрын
KKKk ygermka eu kola amet tekeyru
@milushmey8397
@milushmey8397 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@filimonfrezghi9708
@filimonfrezghi9708 Жыл бұрын
Kkkkkkk hakika eka shikor koyunu kitumo eyu
@biniamtedla821
@biniamtedla821 Жыл бұрын
Haile you seems a nice guy on your personality but need to stop acting like a little boy move on because she had alpha men's on here previous reflection ship
@wedimengsteab5347
@wedimengsteab5347 Жыл бұрын
ብድሕሪኡ ቀስብቀስ ክሓድጎዩ
@freedomnow1210
@freedomnow1210 Жыл бұрын
እሞ እንታይ ትጽበ አለኻ ምኻድ አቢኻያ ኢኻ ንዓኻ ስለ ዘይትኸውን ግዜኻ ተጠቀመሉ። ❌❌❌
@rimon7297
@rimon7297 Жыл бұрын
እሕዋት subscribe ግበሩለይ ኣዛናጋዕቲ ማሃርቲ መደባት ምስ እትደልዩ 🥰lklll
@tekleabeba88
@tekleabeba88 Жыл бұрын
Crazy person this is not normal man ,he is dangerous
@magratbaba9071
@magratbaba9071 Жыл бұрын
ትዝበለጸ ክትገድፊ እዩ
@Berhane.TV.Tube6757
@Berhane.TV.Tube6757 Жыл бұрын
ሓቂ ዲዩ እዚ ዛንታ ምክንያቱ ልቢ ሰብ ዝማሪኽ ዛንታ ሰለ ዝኹነ ብኣካል ድዪ ዝጋጢማም
@NOnonon89325
@NOnonon89325 Жыл бұрын
እንዚ ደኣ እንታይ ሓቂ ድዩ ዘብል ኣለዎ ንነብሮ ዘለና እንድዩ
@ksanettekle9671
@ksanettekle9671 Жыл бұрын
ሰላም ዛራውያን ሳሚ የ 24 ዓመት ካብ england ኣዲስ ከለኩ ጋል ተላልየ ተፋቂርና ጽቡቕ ናይ ፍቕሪ ግዚየ ኣሕሊፍና ብድህሪሁ ኣነ ናብ ኣዲ አንግሊዝ መጺየ ኣነ ብታአሚ የ ዘፍኪራ ንሳውን ከሙኡ ሓደ ጸገም ግን ኣሎ ንሳ ክድሚ 2 ዓመት ተመርአያ ሰባያ ፕሮሰስ ይገብረላ ናብ erup , አዚ ኩሉ ድሕሪ ምምርኣዋ አዩ ዝከውን ዘሎ። ስለዚ ንሳ ወስን አንዳበለት ትርብሽኒ ኣላ ኣነ ካ ኣብ መንጎ ተከርኪረ 1'ከም ወዲ መጠን ሰብኣያ ኣደንጊጽኒ 2' ብድሕረይ ከመይ ከም ዘላ ማለት ብድህረይ ካልአ ሰብኣይ ከይሕልዋ ዝለመደት ከይትከውን? so ples ምክሩኩም ለጉሱለይ
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 Жыл бұрын
Ytrefka
@semhartekleab1106
@semhartekleab1106 Жыл бұрын
Guhaf sebeyti sebay wesidkas mkri delika sdi
@gsgs2241
@gsgs2241 Жыл бұрын
​@@semhartekleab1106ፅርፍ እሞ እንታይ ኣምፅኦ ምኽሪ እዩ ዝደሊ ዞሎ
@halamadrid7779
@halamadrid7779 Жыл бұрын
መሸኒ እንተ ወቲሩ ዕረ ኣይኮነን ኒክሬል ሩሲያ ኣይክልክለካን ኢዩ
@ni4902
@ni4902 Жыл бұрын
Huuraa Putin arkey 😂😂😅
@mohamadshifa6639
@mohamadshifa6639 Жыл бұрын
Hhhhhhh 👍👍👍
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m 11 ай бұрын
ይገርም እዩ😂😂😂
@Melatlove-wg3ef
@Melatlove-wg3ef 8 ай бұрын
ያውይይይይ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@fitsumgebremedhin6466
@fitsumgebremedhin6466 Жыл бұрын
ሕረዳ
@tgiraylove4288
@tgiraylove4288 Жыл бұрын
ፀይቂ አይበሃልን
ዝኽሪ ዕለት ኣብ ሓቀኛ ፍጻሜ ዝተመርኮሰት ዛንታ
21:34
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 3,9 М.
Каха заблудился в горах
00:57
К-Media
Рет қаралды 10 МЛН
Survive 100 Days In Nuclear Bunker, Win $500,000
32:21
MrBeast
Рет қаралды 94 МЛН
World’s Largest Jello Pool
01:00
Mark Rober
Рет қаралды 108 МЛН
ዮአዳን (ክፍል 19)
31:38
ለዛ
Рет қаралды 251 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
ከምዛ ናተይ ከይተጋጥመኩም ተጠንቀቑ  Josias denden
11:38
መከራ ዘመድ። ኣቦይ ከይፈለጠ ሸይጡኒ
33:51
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 19 М.