እንታይ ትመኽሩኒ ቡዳን ባርያን ተባሂለ ጻዕዳ ዶ ክምርዖ ዋላ ዓለም ክምንን

  Рет қаралды 18,485

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

Пікірлер: 89
@እግዚአብሔርፍቅርነው-ደ5ቨ
@እግዚአብሔርፍቅርነው-ደ5ቨ 2 жыл бұрын
አጆኳ ምዓረይ አነ አለኩልካ ርከበኒ 💖
@ሱናማዊት
@ሱናማዊት 2 жыл бұрын
ኣጆኻ መዓረይ ባዕለይ ክምርዓወካ እየ ኣብ ዘለኻዮ ንገረኒ ሕጉስ ከኣ ክገብረካ እየ እዚ ከምዚ ዓይነት ድሑር ኣተሓሳስባ ክፀልኦ መዓት እየ ክውገድ ኣለዎ
@hasansaid2059
@hasansaid2059 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ናይ ብሓቂ ርኸብዮ
@ሱናማዊት
@ሱናማዊት 2 жыл бұрын
@@hasansaid2059 መን ከራኽበና😥 እምበር ደስ ምበለኒ
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 2 жыл бұрын
@@ሱናማዊት delayt tekonki aytsenyon eki
@ሱናማዊት
@ሱናማዊት 2 жыл бұрын
@@kesetemerhawi9674 እሞ ኣድሬሱ ደይትህበኒ
@michaelhabesha2571
@michaelhabesha2571 2 жыл бұрын
ነዓኻ ትሰማማዕ ትኹን እምበር ጻዕዳ ትኹን ጸላም ብዘየገድስ ዛራ ፍልጠት ከማን ክንደይ ግዜ ክንጸርፈኩም ኣብቲ ኒኩለር ዶ ገለ ዶ ክትብሉ ከለኩም ብጸርፊ ኢና ንሰሃለኩም ሕጂ ግና ምስ ጽቡቅ ኣቀራርባ እቲ ዝለገስኩምሉ ምኽርን ደስ ይብል ቀጽልዎ 🥰
@rutgebretensai1611
@rutgebretensai1611 2 жыл бұрын
Betami eyu zehzneka naye duhrate atahsba eyu gen kemume zebhal sedren awlde aytetesen ika. Tesfa aytkursr amlke nateka zeblka kehbka eye
@rozinaaregay7122
@rozinaaregay7122 2 жыл бұрын
አዋይይይይይ ሓወይ ኣጆካ ልክዕ ጽቡቅ ኣለካ የጉህየካ አዩ አዚ ናይ ድሑራት ኣተዝሓሳስባ ብዝኮነ ፍቃደኛ አንተ ኮይኑ ዛራውያን ተራክብኒ ትክአሉ ዶ ።
@dollasemer532
@dollasemer532 2 жыл бұрын
Aziki nefati hafti
@yohannsaminadab2509
@yohannsaminadab2509 2 жыл бұрын
ክቡር ሓው፡ ሓደ ቅዱስ ኣቦ ን'ናይ መንፈስ ቀዱ እንክምዕዱ፡ ሰባት ምስ ሰባት ናይ ጽልኢ ባላ ንኸይተኽሉ "ንሰብ ጸላኢ ሰብ የብሉን፡ ጸላኢ ሰናይት'ዩ ጸላኢኡ" ይብሉ ነይሮም። ከም'ቲ "ዘራጊ እንከሎ ጽሩይ ማይ ነይስተ" ዝተባህለ፣ ጸላኢ ደቂ ሰብ ጸላኢ ሰናይ እንከሎ እንታይ ዘባእስ ወይ ዘሻቕል ከይሰኣን ኢልካዮ። ዘሕዝን ዛንታ'ዩ ዛንታኻ። ትዕግስትኻ ጥራይ ኣይጸንቀቕ'ምበር፡ ዓስቢ ዓቕሊ ሳራ ጓል ራጒኤል ክገብሮ'ዩ ዓስብኻ። ሕብረተ-ሰብና ነዚ ድሑር ኣበሃህላ፡ ከም መንድዓት ሓዚልዎ እንተኸደ ዝሕድሰና ኣይኮነ። ምኽንያቱ፡ ቅኒት ጽልኢ ዘይተጨበጠ ቡዳን፡ ነቲ ፈጣሪ ወዲ ኣዳም ኢሉ ዝጽውዖ፡ ሰባት ግና ሓድሕድ ንክንጻላእ 'ባርያ' ብምባል ቅጽል ዝጠበቖ ወዲ ኣዳም'ን፡ እንተኣንጸባረቖ፡ ዝተሓዞ ኣይኮነን። ምኽንያቱ፡ ኣብ ክንዲ ፍርሃት ኣምላኽ፡ ምስ ሰባት ጽልኢ ዘትክል ቅምሶ ዘረባ ሒዙ ስለ ዝዓበየ። ዛንታ ሳራ ጓል ራጒኤል ኳ ትፈልጦ ትኸውን፡ ብዛዕብኡ ከዘኻኽረካ... ብሕጽር ዝበለ፡ ካብ ፍርሃት ኣምላኽ ዝነበሮ ሰብ ዝተወልደት መልክዐኛ ውላድ'ያ። ን'መልክዓ ብሂጉ ዝተመርዓዋ ጎበዝ፡ ኣብ ንእዲ ሕጽኖት ከይበጽሐ ይዓርፍ (ይመውት)። ካልኣይ፡ ሞት ቀዳማይ ከይዓጠጦ ጓል ሓቲቱ ይወሃብ። ተመርዒዋ ውን። ንሱ'ውን ኣሰር ቀዳማይ ይስዕብ። ከም'ኡ እና በለት 7 ሰብኡት ሞይቶማ። ቀታሊት ሰብኡት ተብሂላ ውን ትፍራሕ ነበረት። ኣብ መወዳእታ ግን ንኣቦኣ ራጒኤል ዘለቅሐ ጦቢት፡ ን'ጦብያ ወዱ ካብ ራጉኤል ገንዘብ ከምጽእ ለኣኾ። ጦብያ መንገዲ ይፈልጦ ስለ ዘይነበረ፡ መን'ሞ ከርእየኒ ብምባል ተሻቐለ። ጦቢት ፈሪሃ እግዚኣብሔር ዝነበሮ ስለ ዝነበረ፡ መልኣኽ ቅዱስ ሩፋኤል ከም ሰብ ኮይኑ ናብ እቲ ዓዲ ራጉኤል ከም ዝኸይድ ኣምሲሉ "ናብኡ ገጸ'የ ዝኸይድ ዘለኹ ኣነ ከርእየካ በሎ። ተታሓሒዞም ውን ከዱ። ኣብ መንገዲ እናኸዱ ከለው ኣብ ምምሳዩ ጊዜ፡ ጢግሮስ ኣብ ዝበሃል ዓቢይ ሩባ በጽሑ። ዕብይ ዝበለ ዓሳ ድማ ኣብቲ ሩባ ተጓነፎ። ቅዱስ ሩፋኤል ኸኣ ንጦብያ፡ ነቲ ዓሳ ቀቲሉ ነቲ ጉበትን ልብን ሓሞትን ቈሪጹ ክሕዞ ኣዘዞ ከምኡ ድማ ገበሩ። ንጽባሒቱ፡ ነቲ ዝኃዞ ኣካላት ዓሳ እንታይ ከምዝገብሮ ነገሮ። ንሱ ከኣ፡ ኣብ'ቲ ዝኸድዎ ቤት፡ ርኹስ መንፈስ ዝሓደራ ሳራ ትበሃል ጓል ራጉኤል ኣላ። እቲ ርኹስ መንፈስ፡ ክትምርዓው ከላ ነንዝተመርዓወቶም ሰብኡት እናቀተለ ውን ብስቅያት የንብራ'ሎ። ስለዚ፡ ነዚ ሕዝካዮ ዘለኻ፡ ራጉኤል ንሳራ ምስ ሃበካ፡ በታ መጀመርያ ናይ ሕጽኖት ለይቲ፡ ቅድሚ ናብ ንእዲ ሕጽኖት ምድያብኩም፡ ነዚ ጕበትን ልብን ምስ ተትክኾ እቲ ጋኔን ክጠፍእ እዩ። ንሳ ከኣ ምንጪ ሕጐስካ ትኸውን በሎ። ኣብ ገዛ እንዳ ራጉኤል ምስ ኣተው፡ ጦቦት ዝለኣኾም ምዃኖም ምስ ነገርዎ፡ ብሓጐስ ተቐበሎም። ኣስዕብ ኣቢሎም ንጓሉ ንሳራ ክህቦም ውን ለመንዎ። ንሱ ግና ብዘይሕብእብእ ጸገም ከምዘለዋ ነገሮም። ንሶም ግና ንጸገማ ኣጓንዮም ኣበርቲዒም ምስ ለመንዎ ሕራይ ኢሉ ንጓሉ ሳራ ሃቦም። ሽዑ በታ ለይቲ ናብቲ ክፍሊ ምስ ኣተው፡ ራጉኤል ፈሪሑ ሕጂ ከኣ ጦቢያ ከምቶም ዝሓለፉ ሸውዓተ ሰብኡት ክመውት እዩ ኢሉ ሓሰበ። ንሶም ግና ናብ ንእዲ ሕጽኖት ምስ ኣተው፡ ጦብያ 'በሊ ሓፍተይ ሓዳርና ክባርኸልና ጸሎት ናብ እግዚአብሔር ንጸሊ!' በላይ። ነዊሕ ጸሎት ጸለዩ። ደሓር ጦቢያ ከም'ቲ መልኣኽ ሩፋኤል ዝበሎይ፡ ነቲ ጉበትን ልብን ምስ ዕጣን ገይሩ ኣትከኾ። ቅዱስ ሩፋኤል ድማ ባረኾም። ኣብ ሳራ ሓዲሩ ዝነበረ ኣስማንድዮስ ዝተባህለ ጋኔን ከኣ ንእለት በኒኑ ጠፍአ። ንግሆ ራጉኤል፡ "እዚ ወዲ ሞይቱ እዩ ዝኸውን" ኢሉ፡መቓብር ኲዒቱ ናብቶም መርዓውቲ መጸ። 'ከመይ ሓዲርኩም፧' ምስ በሎም 'እግዚአብሔር ይመስገን፡ ደሓን ኣሎና!' ምስ በልዎ ተሓጕሱ ንልዑል እግዚአብሔር ደጊሙ ደጋጊሙ ኣመስገነ። ነቲ ዝኾዓቶ መቓብር ተመሊሱ ደፈኖ። ድሕሪ ክልተ ሰሙን፡ ምምላስ ጕዕዞ ምስ ኮነ፣ ምንዋሕ መዓልቲ ድማ ንስድራ ጦቢያ ኣዝዩ ኣሻቂልዎም ነበረ። መልኣኽ ቅዱስ ሩፋኤል፡ ገንዘብ ኣቡኡ ከምጽእ ንዝኸደ መንእስይ ፡ ገንዘቡን መርዓቱን ሒዙ ንጦቢያ ኣሰንዩ ናብ ጦቢት ተመልሰ። ጦቢት ደሃይ ወዱ ምስ ሰምዐ ኣዝዩ ተሓጐሰ። ክቅበሎ ድማ ወጸ። ጦቢያ ካብቲ ሒዝዎ ዝነበረ ሓሞት ዓሳ ዓይኑ ምስ ለከዮ፡ ዓይኑ በርሀ። ኣብ'ቲ ቤት ዕጽፍን ድርብን ሓጐስ ኮነሎም። ብድሕሪ'ዚ፡ ነቲ ኵሉ ተኣምራት ዝገበረ መልኣኽ ቅዱስ ሩፋኤል፡ ካብቶም ሸውዓተ ሊቃነ መላእኽት ሓደ ምዃኑ ነጊሩ፡ ብሕጂ'ውን ከምዘይፍለዮም ገሊጹ ተሰወሮም። ንሶም'ውን ክሳዕ ዕለተ ሞቶም፡ ብስም ቅዱስ ሩፋኤል ምጽዋት እናሃ፡ ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ኣማላድነት እናዘከሩ እናተማኅፀንዎ ክነብሩ ጀመሩ። ስለ'ዚ ክቡር ሓው፡ ኩለ ንሰናይካ'ዩ። እታ ክትኮነካ ዘምጻእካያ'ውን ምንጪ ሓጐስካ ክትከውን ፈጣሪ ዘይሓረያ ስለ ዝኾነት'ያ። ፈጣሪ ብመንገዲ ቅዱስ ሩፋኤል ገይሩ፡ ንጓሂካ ከም ሳራ ናብ ሓጐስ ክቕይረልካ'ዩ። ቀቢጸ-ተስፋን ዓቕሊ ጽበትን ጥራይ ካባኻ ኣርሕቀን። በረኸት ቅዱስ ሩፋኤል ይሕደረና !
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ለባም ቃል ሂወት ይስማዓልና ዘይንፍልጦ ዛታ ኣፍልጥካና
@michaelhabesha2571
@michaelhabesha2571 2 жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ልብኻ ዝመልስ መንፈስካ ዘሐድስ ዓቢ ትምርቲ ተገዲስካ ምጽሓፍካ ከማን ክትምስገን ይግበኣካ ነዚኣ ከየምበበ ዝሓለፈ ነብሱ በዲሉ የቀንየልና 👍👍
@yohannsaminadab2509
@yohannsaminadab2509 2 жыл бұрын
@@kesetehabte1955 Amen 🙏
@ህዝብናኣይጠዓሞን
@ህዝብናኣይጠዓሞን 2 жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዘብል ከይትግረም ነዚ ወዲ እዛ ዛንታ ትኣክሎ እያ
@betybety8380
@betybety8380 2 жыл бұрын
Amen kale hiwey yesmealns
@elihomabselom19
@elihomabselom19 2 жыл бұрын
Hawey natey ezi agatimekum zelo sheger betami zehzen eyu,gen abaka teray aykonen Ab eritrea betami ashehat sedera alewu gedayat zekonu,selezi natey mekeri kemzi natekum xeleme zeganofom sebat alewu mesom tewaseb xbuk edel
@gjcg6332
@gjcg6332 Ай бұрын
ኣየ ሰብ ኣጀካ ኩሉ ከም ፍቃድ ኣምላክ እዩ እሱ ስለ ዝበለ ኣይጠብቀኩሙን እና ተስፋ ብዘይ ምቁራፅ ፆሎት ግበር ኣምላክ ካኣ መፍትሒ ክህበኩም እዩ❤
@helenhaile2844
@helenhaile2844 2 жыл бұрын
Ajoka hawey Natey Seb ab aynu zelo beser zeyaleye u bzuh zezareb eta naka zebela ka tseda tekun tslam ab geziu egziabiher kehbeka u 😘😘
@embatekera9244
@embatekera9244 2 жыл бұрын
Tsaeda Temerawu Entay Elkayom Zeydelyuka Twasebom Denakur Hzbi. Ezom Tsadu Ekua Akbirom Yenbruna Alewu.
@kidanefisaha2615
@kidanefisaha2615 2 жыл бұрын
ብናይ ሕማቃት ቃላት ክትግደሱ የብልኩምን ኣብይሞ ዘይተመርዓወት ሓፍቲ ተትህልወኒ ኣብ ዘለኻዮ ኮፍ መበልኩልካ እዚ ዱሑራት ሓሳባት ንግደፎ
@mahmudmohammed5879
@mahmudmohammed5879 2 жыл бұрын
Nay bahaki. Bro
@sabakiflu7361
@sabakiflu7361 2 жыл бұрын
Yes exactly kidane nay bhaki
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 2 жыл бұрын
ንሕናስ ካኣ ራሲሳት ንብል ካባና ራሲስ ዘየለ እንኮሎ
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 2 жыл бұрын
ኣይ ብኢዶም ኣይ ብእግሮም ብዘይ ኣጎድዎ ሓዊ እና ተለብለቡ ክነብሩ ተፈሪዶም
@lileymehari8157
@lileymehari8157 Жыл бұрын
Ewai eza gual gen tegagiya bunat. Ajoka amlake neaka zebla hezwa alo❤
@hayathas1597
@hayathas1597 2 жыл бұрын
Ane ydelyo aleku zarawan nezwedi tehababeruni 🙏
@robelemun7680
@robelemun7680 2 жыл бұрын
Heray hiii beleni nay
@hayathas1597
@hayathas1597 2 жыл бұрын
@@robelemun7680 Eshi
@hayathas1597
@hayathas1597 2 жыл бұрын
@@robelemun7680 xhfelka ktmlseley Aykealkan hawey mearey
@wedimendefera916
@wedimendefera916 2 жыл бұрын
ane kmlselki eye shkorrrr
@muliebrhane1367
@muliebrhane1367 2 жыл бұрын
Alem gnay ajoka brother
@Eritreawit-291
@Eritreawit-291 2 жыл бұрын
Aseyyyy aseyyyy egzabher amlak edimen tenan yhabkum ahiwatey brukat ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️✝️✝️
@ainbesajrtesfazge9981
@ainbesajrtesfazge9981 Жыл бұрын
Ajoka barya hawey Egzabiher amlak kelelo eu kulu
@genigebre2752
@genigebre2752 2 жыл бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ምስ ግዜ ዘይጋሃድ ሓቂ የለይ
@shewityebeyomengestu6035
@shewityebeyomengestu6035 2 жыл бұрын
eway hawey marey ajoka zerba seb ngzieu amlak hizlka alo eta natka zbela
@nardoshabtom4578
@nardoshabtom4578 2 жыл бұрын
Kburey Ajoka Nsenayka iyu mesrey
@sabakiflu7361
@sabakiflu7361 2 жыл бұрын
Ajoka brothery egziabiher amlak alewo nkulu naka zbela hizlka alo haki zeyeblu zereba kem shnti gemel ndhrit eiu zgutet emo eti nay lomi hmak were xbah ngho haki koynu mits wexe abi festa kemzkonelka ayteratern eye dengel mariam msaka tekun
@ambesfusuh8984
@ambesfusuh8984 2 жыл бұрын
Ane kem zimesleni bi’limdi/bihil zimexe u.izi Baria,Tenquali ……ziblu limditat ni’hizbi Africa hasiuwo u.Beu meten ka tenexilotat yegatim alo.Kisab ma3ss ke?Brother ajokha nebsika aitewdiq bretie💪🏾kem zimesleni aradada3na u.
@cr7bestblyerey863
@cr7bestblyerey863 2 жыл бұрын
Habibi kemey kerekbeka yekel melse uba habeni 3gzea xehefelka melse ay habkanen coment agadasi guday alen tegedeska malesseley
@berbere4478
@berbere4478 2 жыл бұрын
ኤህ ሕማቕ ረኺቦም , ጽቡቕ ምኽሪ ሂብካ ኣሎ ጓል ሃገርካ ድለ ምስትረክብ እቲ ኣባኹመረ ዘሎ ጸለመ ኣቐዲምካ ክትነግራ ኣለኻ ጸለመ ሙዃኑ ከተረድኣ ፈትን እንተሲኢንካ ግን ጻዕዳ ተመርዖ ዓለም ትተሓናፈጽ ኢያ ዘላ
@genettedla4209
@genettedla4209 2 жыл бұрын
What sad story don't worry be negative some where for you beautiful lady good luck 🙏
@hagosrezene3156
@hagosrezene3156 2 жыл бұрын
Ajoka bro amlka nak zhazelka alewo wegeny
@semhargebrhiwet6487
@semhargebrhiwet6487 2 жыл бұрын
Btami u zehzneka ajoka hawey Amlak zhazelka aloka !!bkemey krekbo ykel ?
@wedimendefera916
@wedimendefera916 2 жыл бұрын
neay rkebni xibkti
@kisanetalem4440
@kisanetalem4440 2 жыл бұрын
Eway hawey ajoka ztegefa ayhasmon eu amlak zbelexe hizulka alo
@ermiasweldemariam9255
@ermiasweldemariam9255 2 жыл бұрын
Ya nifue bariya ninfas zihabkayo buzuhat kimeharu eyom
@denaitberhane8221
@denaitberhane8221 Жыл бұрын
Asyyy wedi mundfoye eka kea 🥺🥺🥺🥺♥️🥀💫ንዓይ ርከበኒ
@weldeabmichael5306
@weldeabmichael5306 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ድሓን ጸሎት ግን ግበር ጸሎት ናይ ኩሉ መፍትሕ እዩ በርትዕ
@mamaynataymaminaty4936
@mamaynataymaminaty4936 2 жыл бұрын
Entay malt eu ke buda emba ajoka marey ❤️
@brhaneabsadi4214
@brhaneabsadi4214 2 жыл бұрын
ኣምላክ ዝፈተረና ደቂ ሰባት ናይ ሰብ ኣፋታትራ ሲ ዝገርመካ ዩ ኣጀካ ዚሃወይ 💪💪👍👍❤❤
@simontesfamicheal4145
@simontesfamicheal4145 2 жыл бұрын
Don't give up brother' what ever saying people about you just ignore them
@hayathas1597
@hayathas1597 2 жыл бұрын
Neay arakubuni neziwedi
@iloveyoumamailoveyoumama2084
@iloveyoumamailoveyoumama2084 2 жыл бұрын
አይዞካ ማዓረይ ንከሉ ግዜ አለው ንግዜ ግደፎ 🥰
@akileakile3263
@akileakile3263 2 жыл бұрын
ብናተይ ሓሳብ ክልተ ዕድል ክህበካ እየ ጻዕዳ ምምርዓው ነውሩ ኣይኮነን በርኣያ ስላሴ ክሳብ ዝተፈጥረት እኳ ደኣ ካብ ሓበሻስ ብዝበለጸ ንሳ ክትሕሸካ እያ ምኽንያቱ ናብራ ኣዋልድና ንዕዘቦ ስለዘለና ሓበሬታ ኣየድልዬ እዩ ። ዘይተመርዓወት ድንግል ሓፍተይ ኣላትኒ ውሰዳ ርኸብ ስይትሳን።
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ድኻ ለጋስ እኻ
@eliltaabrehe1536
@eliltaabrehe1536 Жыл бұрын
@@kesetehabte1955 eway kkkk
@anbesjru4070
@anbesjru4070 2 жыл бұрын
የውሃንስ ኣፍወርቁስ እንታይ ይብል መስልካ ሰብ ነት ብደገ ዝርኦ እዪ ኢዪ ዝዛረብ ኣምላክ ግን ልብ ረኡ እዩ ዝዛረብ ስልዝ ኣጆካ ኣብ ኣምላክ ግን አታ ናትካ ዝብላ ኣላ ጸሎት ጡራይ ዝሓውይ ኩላህና ብኣምሳል እግዚኣብሂር ኢና ተፈጡርና ሶ ሰብ ሰብ ዪ
@Temesghen-x9v
@Temesghen-x9v 26 күн бұрын
❤🎉
@khamisramadan6764
@khamisramadan6764 2 жыл бұрын
ብምንታይ ክረክበክም ይክእል እባ ታሓባበርኒ
@milkiasghide4477
@milkiasghide4477 2 жыл бұрын
Habtey fkadena entekoyna baeley kelalyeka ykiel eye barya hawna contact gbereni
@dollasemer532
@dollasemer532 2 жыл бұрын
Assey kemaka ybzuhu
@vampire.-ama7308
@vampire.-ama7308 2 жыл бұрын
Omg Betami zehzn endyu Entay ketbl yetfaka beka amlak mesakan mes melue sedrabtkan yekun zearkey, bezey wealkayo kefredn ketxlem gen kabeu zekfie yelen kemti ZF zeblwo kab kulu nayta gual dahrya yehrkeka mehbie tegbara gera shgerka Europa ketmxalka😭
@Festivalmedia1942
@Festivalmedia1942 2 жыл бұрын
Great job
@yordanosweldeab9862
@yordanosweldeab9862 2 жыл бұрын
Bkemey kerkbekum
@ጋልሃገረሰብ-ጸ7ረ
@ጋልሃገረሰብ-ጸ7ረ Жыл бұрын
antay malet eyu budake 🥺 way hawey ageke 😢
@hayathayat7039
@hayathayat7039 2 жыл бұрын
ብምንታይ ክርክቡ እዚ ዶሑር ኣታሳስብ ዝንግደፎ
@dollasemer532
@dollasemer532 2 жыл бұрын
You are smart
@sfhgdssgbfds7941
@sfhgdssgbfds7941 2 жыл бұрын
You are smart
@tiebetesfandrias9510
@tiebetesfandrias9510 2 жыл бұрын
Ajoka zhawey tegsti tray kulu nxbuqkau
@hasansaid2059
@hasansaid2059 2 жыл бұрын
እንታይ ትመኽሩኒ ኣነ ኣብ 30 ዕድመ ይርከብ ክሳብ ሎሚ እውን ዓርኪ የብለይን ኣብ ኦሮጳ እየ ዝነብር ስራሕ እውን ኣሎኒ ካብ ቦሎቲካ ይኩን ካብ ሃይማኖት ናጻ ዝኮነት ጋል እደሊ ኣለኩ ክትረኽበኒ ፍቃደና እየ ?
@tekleabeba88
@tekleabeba88 Жыл бұрын
I have similar story by jealous relative
@amanuelmengsteab5384
@amanuelmengsteab5384 2 жыл бұрын
Entay aynet zereba eyu wedey hawey amlak alo ajoka
@hidatogbamichael7
@hidatogbamichael7 2 жыл бұрын
ኣዚዩ ዘሕዝን'ዩ! ኣንቱም ሰባት እዚ ግፍዒ ኣብ ገለ ከየብጽሓና! ብሓቂ ቡዳ እንተሎ ስለምንታይ ኣብ ሜዳ ዘይነበሩ? ስለምንታይ ኣብዚ ንነብረሉ ዘሎና ምዕቡል ዓለም ዘየለዉ? ስለምንታይ'ከ እቶም ቡዳታት እናበልና ነሳድዶም ምሳና ዘለዉ የሕዋትና ንዓና ዘይበልዑና? ስለምንታይ'ከ እዚ ሓውና ነዛ ከም ርግቢት ኣቲያ ገቢላ ዝጠለመቶ ሓፍትና ዘይበልዓ? ዘሕዝን'ዪ ብዝኾነ ክቡር ሓው ብመጀመርታ ከምዚ ከማኻ ቡዳታት ተባሂለን ካብ መውስቦ ዝተሓረማ ኤርትራውያን የሕዋትና ክህልዋ ስለዝኽእላ ቅርርብካ ንስኤይ ትኹን ሓንቲ ሕያወይቲ ክትረክብ ምኽያንካ ርግጸኛ'የ እንተዘይኮይኑ ግን ወላ ጓል ካልእ ሃገር ተመርዒኻ ዘርእኻ ተክእ ወድሓንካ። እንተ ንዓና ፈጣሪ ይቕረ ይበለና
@yf9921
@yf9921 2 жыл бұрын
Amlak alo eti semayn mdrn zfetere ember alelkayo zeleka kebid u Hmak sebay naedu ansab . Bzuh seb alo kemzi tblo zeleka mftaru zxele
@samsomtewelde5766
@samsomtewelde5766 2 жыл бұрын
ቡዳ ማለት ሰይጣን ማለት ኢዩ ስለዚ ምስ ቡዳ ክዋሰብ ሰብ ዝደሊ የለን ስለዚ እታ ጓል ኣይተጋገይትን
@teklitbahram5167
@teklitbahram5167 2 жыл бұрын
Xeda temero
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 2 жыл бұрын
ክሳብ ሕጂ ኣሎ ድዮ እዚ ከምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ከ ኣነ ክሳብ ሕጂ መልሲ ዘይ ረከብኩሉ ኣብ ዓዲ ከለኩ ዓይነት ሰብ ኣለዋ ተባሂለ ንሻውዓተ መዓልቲ ኣብ ርእሰይ ምስ ገለ ኣነ ዘይ ፈልጣ ቀመም ተቃሚሙ እንቖቑሖ ተገይርለይ መጨርሽቱኡ ከኣ ክታብ ሂባሙኒ ነይሮም ሓወይ ናተይ ኣብ ኣምላክካ ጥራይ እመን ሓደ መዓልቲ ኣላ ራህዋ ።
@men4837
@men4837 2 жыл бұрын
ነዛ ሓፍትናስ ፍቃድ ኮይኑ እንተ ዝረኽባ ጽቡቅ ኔሩ ቅንዕትን ለባምን ጥራሕ ትኹን።
@Melatlove-wg3ef
@Melatlove-wg3ef Жыл бұрын
ወዲ እዩኮ ጓል ኣይኮነትን
@tekleabeba88
@tekleabeba88 Жыл бұрын
I will give you my daughter don't worry.😅😅😅
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 2 жыл бұрын
ኣነ ግን ፍቃዴኛ እንተ ኾይንካ ክረክባካ ምደለኩ ብፍላይ ኣብ ኢሮፓ እንተ ሃሊካ
@alexandertedros8103
@alexandertedros8103 2 жыл бұрын
(ምንጪ ጽሑፍ ፊሊ ወናኒ ምቁር ቃንዛ ) ዝበዝሐ ሰብ ሸቃጢ ኢዩ፡፡ሓደ ሓፍታም ንጓሎም ንመርዓ ክሓታ ከሎ ኣበይ ኢዩ ዓዱ፡ዓጽሙ ጽሩይ ድዩ ወዘተ ዝብሉ ሕቶ ዘይሓቱ ስድራቤት ብዙሓት ኢዮም፡፡ እዞም ንሰብ ንስእነቱ ከም ኣበር ዝወስዱ ዓጽሙ'ዶ ዓዱ እናበሉ ዘናኣእሱን ዝብድዑን ካብዛ ናይ ደግያንን ናይ ንጉስን ዝርርብ ገለ ነገር ይምሃሩ ይኾኑ፡፡ ደግያን ዝብሃል ፍላስፋ ኣብ ጎሓፍ ገለ ነገር እናፈተሸ ከሎ ኣሌክሳንደር ዓቢ "ደግያን እንታይ ድኣ ትፍትሽ ኣለኻ " ኢሉ ምስ ሓተቶ ! ደግያን ቀባጽ ድማ " ናይ ንጉስ ዝነበረ ኣቦኻ ኣዕጽምቲ ይደሊ ኣለኹ እንተኾነ ካብ ናይ ባርይኡ ዝነበሩ ኣዕጽምቲ ክፈልዮ ስለዘይክኣልኩ ኢየ ክሳብ ሕጂ ዝደሊ ዘለኹ " ከም ዝበሎ፡፡ ንጉስና ባርያና፡ሃፍታምና ድኻና፡ጽቡቕና ክፉእና፡ሓያልና ድኹምና መን ኢና ብዘየገድስ ኣየናይ ኢዩ ናይ ነገስትታትን ባርያታትን፡ሃፍታማትን ስኡናትን፡ሓያላትን ድኹማትን ኣዕጽምቲ ዘይላለየሉ ግዜ ክመጽእ ኢዩ'ሞ መን ሙዃና ምዝካር ኣድላዪ ኢዩ፡፡ "ጊስ ወዲ ሰብ ነብስኻ ፍለጥን መን ኢኻ ዘክርን እሞ ዘይእርኑባት ቃላትካ ኣክብ " "ዝበዝሐ ናይ ሰባት ረሳሕ ኣተሓሳስባ ነብሶም ካብ ዘይምፍላጥን መን ሙዃኖም ካብ ዘይምዝካርን ኢዩ ዝብገስ "
@whyalwaysme4990
@whyalwaysme4990 2 жыл бұрын
ኣቤት ክፍኣት እንታይ ዝበለ ዱንቁርና ዩ ሕማቅ እንዲኻ ረኺብካ
@betybety8380
@betybety8380 2 жыл бұрын
Eti neana kebid koynu zsmeana n leul ezgabher dekik eyu slezi xelot trah zhawey kulu kftahalka eyu.......enda rufael mai xelot tehaxebu bgezakum
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 2 жыл бұрын
ኬድካ ኣቃጽሎ
@ariammesfunmesfun4589
@ariammesfunmesfun4589 2 жыл бұрын
Selam amlk nake ykun kabu qaxila ke nazi teqirb zalkum zarwyani ke namsgen kab qaxila ke nayzi hawey Facebook or aderss seddley or bezkona
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 88 МЛН
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,8 МЛН
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 8 МЛН
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 88 МЛН