KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
#ፕራንክ ሽጋራ ረኪበ ኣብ ጅባካ ንበዓል ቤተይ
10:58
መን ንፍቅሪ ሓቲቱ?ንሕቶታትኩም መልሲ
20:08
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
So Cute 🥰 who is better?
00:15
How to treat Acne💉
00:31
We Attempted The Impossible 😱
00:54
ናይ ወድና ክርስትና 😍🙌
Рет қаралды 48,356
Facebook
Twitter
Жүктеу
4700
Жазылу 41 М.
Abeba Channel
Күн бұрын
Пікірлер: 670
@HagushHafitu
3 ай бұрын
እግዚአቢሔር ብጥበቡ የዕብየልኪ ኣቢየይ ስደት ዘለናለ ንዓኺ የምስለና ኣሜን እስኪንበል
@ajibajib7989
3 ай бұрын
Amen 3❤
@temesgenamlaki9833
3 ай бұрын
አሜንንንንንንንንን❤
@alemdesta454
3 ай бұрын
@@HagushHafitu አሜን😌💙
@sultansultani5501
3 ай бұрын
አሜን 🙏
@BrhanWelemaryam
3 ай бұрын
አሜን ሳብስክራይብ በልለይ ❤
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
3 ай бұрын
እሰይ ደስ ክትብሉ🥹❤️❤️ኣብ ስደት ዘለና እወን ንዓኺ የመስለና ኣቢተይ🙏❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@aidu-ረ9ቨ
Ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ❤🎉
@smerasamura502
3 ай бұрын
ኣንሕናዉን ንዓኺ የምስለና ኣቢዋይ❤❤❤
@ሜሪዩቱብ-ቘ3የ
3 ай бұрын
ሳብስክራይብ አባ ግበርለይ ማዓረይ🙏💜
@FutsumTube4236
3 ай бұрын
@@ሜሪዩቱብ-ቘ3የ ደምርኒ.ደምረኪ አየ
@MuluFitsumbrhan
3 ай бұрын
ማዓረይ ናይ ኩሉ ግዜ ይከታታሊይኪ እየ ላይክ ይገብረልኪ ግን ኮምንት ናይ መጅርምርያይ ዝፅሕፍልኪ ዘለኩ ብጣዕሚ ድስ ስለ ዝብልንከ ማዓረይ እግዚአብሄር ብጥበቡ የዕብየልኪ ዕድምን ጥዕናን ፣ስላም ምስ ፍቅሪ መሊኡ ይፍሰሰልኪ ❤❤🙏🙏🙏ካብስድት መሊሱ ናብዚ ዘብቀዐኪ ኣምላክ ይክበር ይመስገን🙏🙏🙏🙏🙏
@mhretgebru8657
3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@cutebaby2638
3 ай бұрын
ኣምልክ ኣበ ስደት ዘለና እዉን ሰደትና ኣሕፅሩ ንኣኪ የምስለና ኣብየይ ብጥበብ ይግብየልኪ ፈጣሪ ኣምላክ 🙏🙏❤❤❤🎉🎉🥰🥰
@trhastsige2295
3 ай бұрын
ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ጽብቓት 🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇺🇸
@aidu-ረ9ቨ
Ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ❤🎉
@MaMa-el7jq
3 ай бұрын
ርሑስ ባዓል ጥምቀት ኣብየይ❤❤ ኣምላክስ ጡዑም🥺🙏ኣብ ስደት ዘለና ልዙይ የብቀዐና❤❤❤
@aidu-ረ9ቨ
Ай бұрын
ደምርኒ ደምረኪ🎉
@GagagjGagna
3 ай бұрын
እስይ ደስ ክትብል ዕደመን ጥዕናን ያሃበለይ ፍጣር እብ ስደት ዘለና ደመኒ ናዓክም የምስለና ❤🙏🙏🙏🙏
@نينبتنينبتبت
22 күн бұрын
እግዛአብሔር በጥበብ ይዕቡዮ ኣብ ስደት ለለና ላአኪ ይምስለና🎉
@WdJv-h6l
3 ай бұрын
ኣቤዋይ ዓባይ ሰብ እንኳዕ ደስስ በለኪ ❤❤❤❤❤ድሕሪ ስደት ልኣኺ የምስለና ፍረ ውላድኹም እግዚኣብሄር ብጥበቡ የዕቢየልኹም
@temesgenamlaki9833
3 ай бұрын
ሙሉእ ደስታ ይግበረልኪ ንኣኪ የምስለና ስደትና የሕፅረልና ፈጣሪ❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
3 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ኣቢተይ እንኳዕ ደስስስስስ በለኩም ናታን ወድኩምለ እግዝኣቢሔር ብጥበቡ የዕብየልኩም ብሩካተይ ስደት ዘለና እውን ንዓኩም የምስለና🙏❤❤❤❤
@ጓልሽረ-ሸ2ቈ
3 ай бұрын
እንኳዕ ናብዚይ ኣብቃዕኪይምዓረይ🎉❤ ዝማዕልቲ እዩ ናፊቀዮ😢
@محمد-ك6س5ع
3 ай бұрын
Metoo
@aidu-ረ9ቨ
Ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ❤🎉
@mebrahtomhaile-uk7zl
3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል ፈጣሪ ብበረከቱ የዕብየልኩም
@Cgd-l2s
3 ай бұрын
ኣሰይይይይይይ ምቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ውላድኩም ብጥበብ የዕብየልኩም እግዚኣብሔር አምላክ ❤❤❤❤❤
@ተመስገንአምለከይ
3 ай бұрын
አሰይይይ አንኾዕ ደስስበለኩም አቢተይ ናዓኺ የምስለና መልስሰደት❤❤❤❤😊
@ተመስገንአምላክ-ገ3ሠ
3 ай бұрын
ርሑስ ጥምቀት ይግበረልካ ወለላይ❤👶🙏 እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ፍትዋተይ 👨👩👧❤❤🎉🎉🎉
@MahderMahder-r7t
3 ай бұрын
Egziabher btibebu yebyelkum ❤❤❤❤
@ሊሀምትግራይ
3 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በሐኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቁ የዕብየልኩም❤❤❤
@ዛፉኣለም
3 ай бұрын
ዛሓፍተይ እንካዕ ደስ እሞ በለኪ❤ ካሊእ ዝብለኪ ሒና ፀጉሪ ናይ ኣጋንንቲ ሕስካ ምእታይስ ክርስትና ድዩ ዋላስ ታይ እዩ ኣትን ኣርትየ ፅፍሪ ሕብሪ ወዲ ሕብሪ ገይርና ንኣቲ ዘለና ናብታ ብደሙ ዝቀደስ ቤተ ክርስትያን ንቆርብለና ዘይኮናስ ንቀልብለና ኢና ቆሪብና ኢልና ደስ ኣይበለና መላእኽት ኣይሐልፍናይ 😢😢😢😢
@ሰበይቲTdf143
3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩም ፅቡቃተይ😍😍😍ደምሩኒ ባ ተጋሩዋይ👏❤
@fidleytube
3 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን አቤየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኩም የብዛሓዮ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበብ የዕብየልኪ ❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@AsAs-lr7fw
3 ай бұрын
ኣሰይይይ ደሰ ክትብሉ ኣብ ሰደት ዘለና ንዓኪ ይመሰለና ማዓረይ 👏👏👏👏👏👏
@TyTy-xe8yt
3 ай бұрын
እንኳዕ ናብዙይ አብቀዐኪ አቤ ሓፍተይ ብጥበቡ የዕብየልኩም እግዚአብሔር አምላክ ኣብ እንደርታና ሲ ቦካር ዓዲ ወለዳ እያ ትወልድን ክርስትና ለ ኣብኡ እዩ ዝሓልፍዋ
@lelegualadwa2871
3 ай бұрын
Abiy fetari betebebu yebeyelki❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Gal__madam
3 ай бұрын
ኣቢተይ እንኳዕ ደስ በለኩም ርሑስ ጥምቀት ወድኩም ብጥበቡ የዕብየልኩም ኣብ ስደት ዘለና ናብ ከምዚ የብቀዐና ኣሕዋተይ
@alemdesta454
3 ай бұрын
@@Gal__madam ናይ ሽምኪ ነገር😂💝
@Gal__madam
3 ай бұрын
@@alemdesta454 😁
@tsruytibrhanu8879
3 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ዝሓፍተይ
@SamerahSss
3 ай бұрын
ታዓድልኪ ኣምላከይ ስደተይ ኣሕፅረለይ😢❤
@Zaydd-tl1rb
3 ай бұрын
❤❤❤❤❤ብጥበብ የዕብየልኪ ማዓረይ🎉🎉🎉
@ጋልማርያምኪሓ
3 ай бұрын
ደስ ባሃልቲ እንኳዕ ናብዚ ኣብሸዐኩም ኣቢየዋኒ የዕብየልኩም ፈጣሪ ብጥበቡ 🎉❤ ኣብ ስደት ዘለና ውን ንዓኪ የመሰለና ኣምላክ 😊😊 8:07 ዋው ኣባዋኒ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም 😮😊😊
@اااا-ب2ل5غ
3 ай бұрын
ኣሰይ ኣቢተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ ለባመይ ናተይ ❤❤❤ ደሞ ብጥበቡ ይዕብየልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ህያበይ ❤❤❤❤❤🎉
@LetushTube
3 ай бұрын
ናይ ኩሉ ስደተኛ ምኞት እዩሞ ናዓኺ ያምስለና ❤ብጥበበ ያዕበየልኺ❤❤❤
@Denayt-n5x
3 ай бұрын
ደምርኒ 😁🥰🥰🥰🥰
@LetushTube
3 ай бұрын
@@Denayt-n5x ክክክ
@cserfswef8974
3 ай бұрын
አስይ ምቅረተይ❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም እግዚአብሄር አምላክ ❤❤❤
@BayoushBayoush-o5p
3 ай бұрын
አሰይ ደስ ክትብሉ አብ ስደት ዘለና አወንንዓኪ የመስለና mkrtey ❤️🥰😘💕
@AaSs-bj7pg
3 ай бұрын
ኣሰይ ጋልነይ ብርሃን ገፃ እንኳን ናብዚይ ኣብቀዐኪ ጋልነዋይ ወድኪ ድማ ኣምላክ የዕብዮ ❤❤❤❤❤❤
@ቅዱስሚካኤለይ
3 ай бұрын
ኣበባየይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቅዐኪ❤❤❤ እዛ ዕት ንእንናፍቃ ስደት ዘለና ናብዚ ክብሪ የብቅዐና
@ZafuGery-rr3md
3 ай бұрын
እንካዕ ናብዚ አብፀሐኪ አቢሸይ ብጥበቡ የዕብየልኪ እግዚአብሄር አምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ ዝሓፍተይ 🙏❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@berekechtadese2084
3 ай бұрын
እንቋዕ ናብዚ ቀን ኣብቀዐኩም አቢዬ ናቱዬ እግዚአብሔር በጥበቡ የዕብየልና 😍🙏
@aishaais8070
3 ай бұрын
ብሓቂ ፈጣሪ ይመስገን
@سمسمكعبي
3 ай бұрын
ኣሰይይይይ ኣቢተይ ማዓረይ እንኳዕ ናብዝይ ኣብቀዓኪ ብጥበብ መጎሱ የዕብየልኩም
@alganeshberhe314
3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ዝተጋላገልኪ።❤❤❤
@alefesh72
3 ай бұрын
እንካእ ኣብዙይ ኣብፀሐኪ ማኣረይ❤
@salamaaa095
3 ай бұрын
ሩሑስ ጥንቐት ይግበረልኩም ኣቤዋይ ኣነስ ዓበይቲ ወለዲ ተራኣኩስ ብጣዕሚ ይናፍቅ❤❤❤
@titichannel8465
3 ай бұрын
ኣሰይይይ ደስ ይበል ኣቢተይ ሸኾር ናዓኪ ይመስለና ዛናተይ❤❤❤❤
@SeluKiros-lu9cv
3 ай бұрын
እስይ እንካዕ ደስ በለኪ ዛሓፍተይ ድሕሪ ስደት ከምዚ ኢልኪ ምርኣየይ ደስ ኢልኒ ከማኪ ይምስለና❤🎉🎉
@Salm-y6b
3 ай бұрын
አሰይ ደሰ ክትቡሉ እሰከ ዕደመን ጥዕናን የሃበኩ ፊጣሪ ኣብ ሰደት ዘለና እወን ከመኡ የረእና ፊጣሪ❤❤❤❤
@hskgidh8rkbdkhr178
3 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ሙቁራተይ ብጥበቡ የዕበየልኩም ፈጣሪ❤❤
@ሜሪዩቱብ-ቘ3የ
3 ай бұрын
ኣንሕናውን ንዓኺ የምስለና ሓፍተይ🙏💜
@AsetAset-ct7jd
3 ай бұрын
Yes
@aishaais8070
3 ай бұрын
እሰይ ፈጣሪ ብጥበው ብሰለም የዕብየልኹም ውላድኹም
@GoGo-hn3bj
3 ай бұрын
እንኳዓ ናበዚ ኣበቃዓኪዝሓፍተይ ብጥበብ ይዕበየሉኩም ኣነስ ክፈትወኪ እንድዒ ኣበየ❤🙏
@ተመስገንኣምላኪ
3 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ማዓረይ ንዓኪ የምስለና ❤❤❤🎉🎉🎉
@sabai12167
3 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ብጥበቡ የዕብየልኪ ኣቡሸይ ልኣኪ የምስለና ወለላይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ሜሪዩቱብ-ቘ3የ
3 ай бұрын
ሳብስክራይብ አባ ግበርለይ ማዓረይ🙏💜
@sabai12167
3 ай бұрын
@@ሜሪዩቱብ-ቘ3የ ገይረልኪ እየ ኔረ ማዓረይ
@ሜሪዩቱብ-ቘ3የ
3 ай бұрын
@@sabai12167 እሺኒ ማዓረይ💜
@Mahder21
3 ай бұрын
መድሃኒአለም ኣቦይ ስደት ዘለና ደቅካ ናብዚ ክብሪ እዙይ ኣብቀዐና❤❤❤
@سلامسلام-ز4ق1ش
3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
3 ай бұрын
የኔ ቆንጆ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@madamray-gx5ub
3 ай бұрын
እሰይ ደስ ክትብሉ ❤❤❤❤ብጥበቡ የዕብየልኪ ሓዳርክም ይባረክ❤❤❤❤
@VioBip-q2d
3 ай бұрын
እንካዕ ደስ በለኪ ንዓኪ የማስለና❤❤❤❤
@ቲቲየ
3 ай бұрын
እንኳዕ ናብዚ አብቀዓኩም ብጥበቡ የዕብየልኩም ፈጣሪ ንወድኹም ድማ ❤👏
@JffUrr
3 ай бұрын
እንቃዕ ደስ በለኩም ኣሓተይ ❤❤❤❤
@zainabaaa1897
3 ай бұрын
እምላኽ ፀግኡየብዛሓልኩምፅብቕት❤❤❤❤
@Ngsti518
3 ай бұрын
ኣሰይይ ዛምቤተይ❤እንኳዕ ደስስ በለኩም ሩሑስ ባዓል ጥምቀት ይግየረልኩም❤ኣብ ስደት ዘለና ለ ናዓኪ የምስለና🎉
@selamgebrekidan6956
3 ай бұрын
እንካዕ ደስ በለኩም እግዚአብሄር ብጥበቡ የዕብየልኩም 👏❤🥰
@edon7537
3 ай бұрын
አሰይ ተዓድልክ አብዋይ ናዓክ የመሱለና ምቅረቲ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ፋነይ
3 ай бұрын
ዋው ደስ ብሃሊ ኣቢተይ ንማሙሽ ደሞ ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብዮ❤❤🎉🎉
@KadirKadir-sw4gr
3 ай бұрын
አሰይ አብየዋ የኔ ጣዕማም🎉🎉❤❤❤❤❤ ዕደመን ጥዕናን ይሃብለይ ፈጣሪ❤❤❤❤ ግን ፀጉረኺሰ ፀሩይ እዩዋ ደመታይ አረትፈሻለ ግብረኹሉ ማዓረይ ደሰሰሰ አይብለይ ከወእለ ትጥመቅ ከለኻ ናባዕለኻ ገብረኻ እዩ ደኺየደ ብትክርሰትያን ግን ምሰ ይቅረታ ማዓረይ👏💞
@Medi-nk8fc
3 ай бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ኣቢየይ ብጥበቡ የዕብየልኪ ፈጣሪ ንዓኪ ዉን ምስ መላእ ቤተሰብኪ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ምቅርተይ ❤❤❤
@Mesiye-b1r
3 ай бұрын
ዋዉዉ እንቃዕ ደስ በለኪ መዓረይ መክኣብ ዘይትጥቀሚ ሙካንኪ ፈትየኪ 🫶💋💋
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
3 ай бұрын
እንኳዕ ናብዚ አብቀዐኪ አቤዋይ❤❤❤❤
@yashikonju8805
3 ай бұрын
እንኳዕ ደስስስ በለኩም እግዚአብሔር ያዕብየልኹም 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@bchdydy-dp3qj
3 ай бұрын
እንኳዕ ደሰ በለኪ ኣብየዋይ ንሕና እወን ካብ ሰደት ተመሊሰና ንዓኪ የምስለና❤❤❤🎉🎉🎉
@نوافالعتيبي-ج2ح
3 ай бұрын
አሰይይይይይይይይይይ እንኳዕ ማርያም ማሕረትኪ መዓረይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Masho-xzb
3 ай бұрын
Edmen tenan yhakum enkae brhan reaki zyaday❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@HaftomNerea-wn8cw
3 ай бұрын
እንካዕ ደስ በለኪ ❤️❤️❤️❤️❤️
@لمتب
3 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም አቢየ❤😍
@user-pw4le8ru5m
3 ай бұрын
አሰይ ደስ ክብል❤❤
@alemdesta454
3 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ አቢየ😘💝 ግንሲ በቃ ድዩ ተለሚዱ ዙአርቴ ጌርካ ናብ ቅድስት ቤተ ክርስትያን ጌርካ ምእታው😢 ብምሕረቱ ይጠምተና አምላክ በእውነት😔
@GhFg-i2z
3 ай бұрын
ብሓቂ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን😢😢😢
@GenetKahesay-so2vg
3 ай бұрын
Fetari Yekre Yebelena😢😢😢 @@GhFg-i2z
@TtanTtan-k9j
3 ай бұрын
ንዓኽ የምስለና ኣሕናዉን❤❤❤❤
@hareguh9949
3 ай бұрын
እግዚአብሒር ይመስገን እልልልልልልልል ልልልልልልልል ልልልልልልልልል እልልልልልልልል ልልልልልልልል ልልልልልልልልል እልልልልልልልል እንኳዕ ደስስስ በለኪ
@ZafuGery-rr3md
3 ай бұрын
አቢተይ መቀረት ❤❤❤❤
@Samri46
3 ай бұрын
ኣስይይ ደስ ክትብሉ ኣብ ስደት ዘለና እውን ናዓኪ የምስለና ኣቢተይ ደሞ ብጥበቡ የዕብየልኩም ፈጣሪ🥰🥰😘🙏
@Hayat-f4w8g
3 ай бұрын
እስይይይይ ዕልልልልል እንካዕ ደስ በለክ ማዓረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MeryamGEREZIHER
3 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም አቤ ሓፍተይ ወድኩም ብጥበቡ የዕብየልኩም ❤❤❤
@zamzamali2824
3 ай бұрын
አድናቂትኪ የ ካብ ሰዕዲ ብጣዕሚ ዩ ደስበሃሊ❤❤❤❤❤❤
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
3 ай бұрын
እግዚአብሔር የዕብየሉኽም🥰
@668-tj6oz
3 ай бұрын
ኣሰይ ፅሪተይ ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤እንቃዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ሓላለይ❤❤
@Destamadin
3 ай бұрын
አቢየይ አንካዓ ውሉዱኩም አሐቀፍኩም ህያበይ አግዚአብሔር አምላክ ብጥበብ የዓብየሉኩም❤❤🎉🎉🎉
@Denayt-n5x
3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉
@HchdBxjcj
3 ай бұрын
ኣንሕናው ንዓኪ የመሰለና አቢዋይ❤❤❤🙏🙏
@aishaais8070
3 ай бұрын
እኳዕደስበለኩም
@የናታን
3 ай бұрын
_እንኳዕ ደስ በለኩም እግዚአብሔር ብጠበቡ የዕብየልኩም ንውላድኩም❤❤❤❤🧡_
@yiitui5517
3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@مظزز
3 ай бұрын
እንኳዓ ደስ በልኪ አቤየ አምላክ ብጥበብ ይዕብይልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሜሪዩቱብ-ቘ3የ
3 ай бұрын
ሳብስክራይብ አባ ግበርለይ ማዓረይ🙏💜
@rahwakahano2506
3 ай бұрын
ኢግዚኣቢሄር ብፀግኡን ጥበቡን ኣብ ቤቱ የዕብየልኩም ኣቢዋ❤እዛ ጥልፊኺ ኸዓ ቅልል ዝበለትን ፅብቕትን ብሓቂ❤❤
@ኣፀደ
3 ай бұрын
ጥልፍኪ ብጣዕሚ ደስ ክብል❤ሩሑስ ጥምቀት ድማ ብጥበቡ የዕብየልኩም ፈጣሪ❤❤
@መሪጓልወጀራትዩቱብ-መ
3 ай бұрын
እንኳዕ ናብዚ አብቅዕኺ አብየ❤❤❤❤
@mlakkedus3419
3 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ኣብየ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኪ ዝሓፍተይ🙏
@ተመስገንኣምላክቲቲቲቲ
3 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም ❤❤❤❤❤
@yyghhu9146
Ай бұрын
ፅብቅቲ💋💋❤
@eyfryyf3929
3 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ በጥበብ ይዕብየልኺ ማዓረይ🤲❤
@عليعبده-ش9ر
3 ай бұрын
ሩሑስ ጥምቀት ይግበሮ አቢየይ ብጥበብ ብሞጎስ የዕብየልኪ እግዚአብሄር ዝሓፍተይ❤❤❤🙏
@harfemengesha3845
3 ай бұрын
Burk, kudus, Timker ykun Amen!. I wish you best life
10:58
#ፕራንክ ሽጋራ ረኪበ ኣብ ጅባካ ንበዓል ቤተይ
Abeba Channel
Рет қаралды 4,4 М.
20:08
መን ንፍቅሪ ሓቲቱ?ንሕቶታትኩም መልሲ
Abeba Channel
Рет қаралды 16 М.
25:41
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
kak budto
Рет қаралды 1,2 МЛН
00:15
So Cute 🥰 who is better?
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
00:31
How to treat Acne💉
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 108 МЛН
00:54
We Attempted The Impossible 😱
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
11:13
አህሙ ለማነው ፍቅር የለህ ለፈኪ ወዪ ለነባ ተናገር ክክክ
መካነሰላም ዩቱብ
Рет қаралды 242
1:39:08
#ስጋወደሙ_ክንቅበል_ከለና_ሰበይተይ_እያ_ፖሮግራም_ተዉፅኦ #ሰራሕተኛና_ምሳና_እያ_ትቆርብ #ምክንያት ሰናይ ሓዳር #መኣዲ_ኣብርሆት_3ይክፋል)
ሥርጉት ሚድያ srgut media ስርጉት ሚድያ
Рет қаралды 9 М.
18:30
የፍቅረኪ እየ ኢሉ ብዶንጎላ ወቒዑኒ ፡ ተፈታዊት መቕረቢት ደብዳቤ ፍቕሪ ጋዜጠኛ #ዓወት ዘርኣብሩኽ #lovestory #awetzeraabruk
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 57 М.
8:56
ክርስትና ናይ ተዋሳኢት ሰምሃል ጓል ዘብረኣብሩኽ ኩሎም ተዋሰእቲ ኣድሚቆምላ
Tsyonawit(ፅዮናዊት) tube
Рет қаралды 8 М.
6:06
ዓዲ ሕማይ ክፋልጠኩም ውዕሎ ሰንበትና 😍
Abeba Channel
Рет қаралды 17 М.
50:33
ድምፃዊት ሃለዋት ሓጎስ ዘብከያ ጉዳይ እንታይ እዩ
ALMO SHOW
Рет қаралды 26 М.
20:02
መንፈሳዊ ሕቶታት
ቢታንያ bittanya tube
Рет қаралды 110 М.
52:13
TDF ምስ ኮነ ፍቕሪ ደጊሱኒ ፡ ከም ወርቂ ዝተፈተነ ፍቕሪ ተጋዳላይን ተጋዳሊት ድያስፖራን #loveTdF & #DIASPORA
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 115 М.
16:21
ፕራንክ🙆ጉድ ገይረዮ ንሰብኣዬ ካልኣይ ጠንሰ እለ
Abeba Channel
Рет қаралды 19 М.
36:02
7ተ ሰዓታት ጸሎት ኣብ መዓልቲ! ናይ ንግሆ ጸሎት New Eritrean tigrigina morning prayer ፡ ነሕዋትኩም ውን ስደዱሎም ብጸሎት ክባረኹ።
ቁስቋም Qusquam
Рет қаралды 634 М.
25:41
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
kak budto
Рет қаралды 1,2 МЛН