እናነብዑ ዘስሕቑኻ ጎደና ሓደር ዕሸላት

  Рет қаралды 25,915

AYA JOKER TUBE

AYA JOKER TUBE

Күн бұрын

Пікірлер: 355
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ Жыл бұрын
ስዓረ ሓወይ ኹሉ ግዜ ከምዚኦም ዝብሉ ዕሸላት ተተምጽእ ዝበለጸ እዩ ብፍላይ እዞም ኣብ ሽግር ዝርከቡ ሰገናት❤❤❤
@lilitylility4864
@lilitylility4864 Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ❤❤❤😢
@ሜሮንዕባይሽረ
@ሜሮንዕባይሽረ Жыл бұрын
ናባሓቂ😢ምቁራተይ😢
@saramohmedal3nzual3nzu
@saramohmedal3nzual3nzu Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@wedialiye4895
@wedialiye4895 Жыл бұрын
Nay bhaki
@szazlzazm9647
@szazlzazm9647 Жыл бұрын
Btkikil ❤❤❤❤👍👍👍👍👍
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz Жыл бұрын
ሰዓረ ሓወይ ንኸምዚኦም ዝበሉ ቆሉዑ እናምፃእኻ ኣዋዳድሮም❤❤😢
@oneday12212
@oneday12212 Жыл бұрын
ናይ ሎማዓንቲ ፍሊቲ እያ❤❤❤ቀፅለሉ ሰዓረ ሓውና❤
@mekerettube7242
@mekerettube7242 Жыл бұрын
ብሓቂ ስዓረ ሓወይ ቃላት ሲኢነልካ 😢😢❤
@ጋልወየንቲየጋልቶምጀጋኑ
@ጋልወየንቲየጋልቶምጀጋኑ Жыл бұрын
ዋው ሳዓረ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ እንዳበለኒ ዝከታተሎ መድብ ጸወታ እዮሞ ናይ ሎሚ ከኣ ብፍልይ ዝበለ ትሕዝቶ ብምምጻእካ ኣዝየ ደስ ኢሉኒ ግን ታይ እሞ እዞም ሰገናት ሪኤ ከኣ ኣብዘይ ቦቶኦም ብምርካቦም ድማ ሕማቅ 💔ተሰሚዕኒ እዚ ክብል ከለኹ ግን እዚ ዘለውዎ ዕድመ ናይ ት/ቲ ግዜ እዩ ነይሩ ልምባል ደልየ እየ ሶ ዓድና ሰላም ኮይኑ ዝማሃር ናብ ት/ቱ ዝሰርሕ ናብ ስርሑ ዝምለሰሉ ግዜ የምጸአልና ፈጣሪ👏❤
@binyam1578
@binyam1578 Жыл бұрын
❤ዕሸላት ምምራጽካ ናይ ሎሚ ፍረ ናይ ጽባሕ ዕምባባ 👏🧸🕊🥰☔️🌻🦋
@SlamahSalim-px4yv
@SlamahSalim-px4yv Жыл бұрын
ማንም ትግራዋይ ኣብ ጎደና ክነብር የብሉይ ቀፅል ❤
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Жыл бұрын
ፁቡቅ ስራሕ ሰሪሕካ ሎማዓንቲ ዓስብካ ይክፈልካ ወድኖ ደቂ ሃገረይ ሽኮር ሰላምኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤
@missyoumam1223
@missyoumam1223 Жыл бұрын
ስልኮም በይዛኹም😢❤
@freabadi9712
@freabadi9712 Жыл бұрын
ጀግና ኢኻ ዝሓዎይ ቀፅለሉ.... ብጣዕሚ ሓርፍ ጅማሮ እዩ ክትብዮ ኣለካ 👍🏼👍🏼❤
@milimili2419
@milimili2419 Жыл бұрын
ዋዉ ደስ ዝብል ቀፅሉሉ እናተዛናጋዕካ ትማሃረሉ ሰገናት ትግራይ ስላም የምፀአልና 💕🙏💕
@fanafani2638
@fanafani2638 Жыл бұрын
ሰገናተይ ቆልዑ ትግራይ❤ቡሩህ ይኩን መፃኢኩም ምጭዋት ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤
@1jdhjjxnc449
@1jdhjjxnc449 Жыл бұрын
ካዝም ሰብ ዝና ምዕዳምስ ንዝኣቶም ምዕዳምካ ከይመስገንክካ ኣይሓልፍን❤❤❤
@Tewahedoeyaemnetey
@Tewahedoeyaemnetey Жыл бұрын
ናይ ሐዚ ዝበለጸ ኣምጺኩም ንቀጻሊ ውን ከምዚኦም ዝተጸገሙ ዘለው ንክትገብርዎ ተስፋ ንገብር❤
@milimili2419
@milimili2419 Жыл бұрын
ኮሜንት ብድንግል ተጋሩዋይ ፁሩያት ❤️💛❤️💛
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 Жыл бұрын
እዚኦም ዝመስሉ ዕሸላትስ ኣብ ክንዲ ትምህርቶምስ ጎዶና😢 ❤️
@emmaq1588
@emmaq1588 Жыл бұрын
ካም ሎሚ ትሓጉሰ ኣይፈልጥን እየ ፅቡቅ ጀማሮ እዩ ካምዚኡሞ ዝበሉ ሰገናት ክበራታትዑ ኣለዎሞ ተረከብቲ ዓዲ ሰለ ዝኩኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሞ❤
@norahabashi6554
@norahabashi6554 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቀፅለሉ ሳዓረ ሓወይ ክቡሪ ይሃብካ ፈጣሪ ህፃናት ኩሉግዝ አምፅእ ❤❤
@salama6013
@salama6013 Жыл бұрын
መደብ ፅወታ ነዞም ዕሸላት ስለ ዘቅረብኩምልና ካብ ልቢ ነመስግን❤ኣሕዋተይ ከሕዝኑካ ኣየ ክንደይ ፀገም እዩ እንዮ😢
@Brikti-g8z
@Brikti-g8z Жыл бұрын
በሰገናት እዩ ተስፋና🥰😢 እግዚኣብሔር ብዝትምነይዎ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ የብፅሕኹም አሕዋተይ🤲😘😘😘😘😘😘
@ራሄል-ረ9ጨ
@ራሄል-ረ9ጨ Жыл бұрын
ኣረ ኣነዉን ወዲሓፍተይ ጠፋእኒ ኣሎ በጃኩም እስኪ ትሓባበርኒ ካብ እንደባጉና ናብ መቀለ ከይዱ ኢለምኒ ሰ ድሃዩ ጠፊእኒ😢
@የአግዚአብሔርቤተሰበችሰላ
@የአግዚአብሔርቤተሰበችሰላ Жыл бұрын
ፈጣር አምላክ ምስኡ ይኹን👏👏😔😔
@ድንግለይዋሕሲልበይ
@ድንግለይዋሕሲልበይ Жыл бұрын
ኣነስ እዚ ምድያ ሕልፍ ክብል እየ ረኽበዮ ደሞ ብጣዕሚ ደስስስ እሉኒ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ እዩ ንዛም ተረከብቲ ዓዲ ከምዚ እናገበርኩ ተስፋ ሃብዎም😢❤❤
@abutttt2238
@abutttt2238 Жыл бұрын
ብሓቂ ፅብቅ ስራሕ ቀፅለሉ ዝሓወይ ማንም ትግራዋይ ኣብ ጎደና ክነብር የብሉን❤❤❤❤
@helentesfay5422
@helentesfay5422 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ፅቡቅ ስራሕ ሓዉና ከምዚኦም ዝበሉ ኩሉ ግዜ ኣምፀአልና
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ግን እዞም ህፃዉንቲ ብጣዕሚ እዮም በላሕቲ ኩሎም ስራሕ ኣለዎም እግዚአብሔር ናብ ዝለዓለ ደረጃ የብፅሕኩም❤❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk Жыл бұрын
ፅብቅ መደብ እዩ ቀፅልሉ ብሓቂ እዞም ቆልዑ ንፋዓት እዮም ግን ኣብ ጊዜ ህፃዉንቶም ኣብ ዘለዉው ደረጂ ጎደና ሓደር ከይኖም ክትረኦም ብጣዕሚ የሕዝን 😢
@Haregte
@Haregte Жыл бұрын
ናይ ሎማዓንቲ መደብ ደስ ይብል ነይሩ ቀፁሉሉ
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 Жыл бұрын
ደስ በሃሊ ብሓቂ ትምህርቲ ሓዘል ጨወታ እዩ❤❤❤
@እግዚአብሔርጓሳይየእየዝጉ
@እግዚአብሔርጓሳይየእየዝጉ Жыл бұрын
ህፃውንቲ ኩሉግዜ አምፅእ ስዓረ ነዋይ ❤❤❤❤
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ክብሪ ይሃብኩም አሳናዳእቲ እዚ መደብ ከምዚኦን ከተምጹ ደስ ይብለና በርትዑ
@እየሩእየሩ
@እየሩእየሩ Жыл бұрын
አስይ ፁሩያተይ እንኳዕ ብስላም መፃኩም ስዓረ ሓውና ከምዚኦም ዝበሉ አምፀልና ኩሉ ግዜ መፃኢኦም ቡሩሁ ይኩን ስገናት ትግራይ
@ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ
@ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃፅሉሉ ሳዓረ ሓወይ ዶሞ ክብሪ ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Жыл бұрын
_ቃደማካ መዓረይ እዚ መደብ ደስስስስ እናበለኒ እየ ዝከታተሎ ሀዚ ክአ ብዝያዳ ደስስስስ ኢሉኒ ነዛም ህፃናት ከይነዓቅካ ዘወዳደርካዮም ክብሪ ይሃብካ መዓረይ_
@galmhrey
@galmhrey Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ክቡር ሓውና ከምዝኦም ዝበሎ አቅርበልና ኢኻ ቀፅለሉ ህፃናትና ብሳዓቱ ናብ ትምህርቶም ናብፅቡቅ ደርጃ ክበፅሑ ከምዝይ ገይርካ ምኽር ብዝኻአልካዮ ምሕግዝ ፅቡቅ እዩ አብ ዝሓሰብክሞ የብፅሕኩም
@ababazahara548
@ababazahara548 Жыл бұрын
ቀፂሉሉ ብጣዕሚ ፅብቅ ሰራሕ እዩ❤❤❤
@Haregte
@Haregte Жыл бұрын
ኣሰይይ ዞም ደቀይይ እግዚአብሔር መፃኢኹም የፀቡቆ እምበር ዘሎ ኩነታትስ የሕዝነካ ሰዓረ ምስ መሳርሕትኻ ቀፁሉሉ ከምዚኦም ዝበሉ ተረከብቲ ዓዲ ኣተባብዑዎም🎉🎉🎉🎉🙏
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ Жыл бұрын
ኣሰይይ ተስፋ ዘለወም ህፃውንቲ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ሒዝካ መፂእካ ክቡር ሓውና ሳዓረ ከምዚኦም ዝበሉ ህፃናት ኣምፀአዮም❤❤❤
@helenmeles5650
@helenmeles5650 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኩቡር ሐውና ቀፅለሉ ከምዚኦም ዝበሉ ሰገናት ብጣዕሚ አትኩሮ ክግበረሎም አለዎ ኩልግዜ ከምዚኦም ዘበሉን ዝተቸገሩን ተትቅርብ ብዝበለፀ ደስ ይብል እዞም ዕሸላት ብቀሊሉ ተመኺሮም ዝምለሱ እዮም ቀፅለሉ ኩቡር ሐውና
@munaara4780
@munaara4780 Жыл бұрын
በጃኩም ክመሃሩ ግበርዎም ፅቡቃትን,በላሓትን ቆልዑ አምላክ ይሓግዝኩም🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@NoraNora-em6wb
@NoraNora-em6wb Жыл бұрын
ሰዓረ ሐዉና ደስ ዝብል ምክሪ እዪ ቀፅለሉ❤❤❤
@salojj2828
@salojj2828 Жыл бұрын
ደስስ ዝብል ስራሕ ክቡር ሓወይ ቀፅለሉ እግዝኣብሄር ኣምላክ ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና🙏❤💛
@ሊሊጓልደርጋዓጀን
@ሊሊጓልደርጋዓጀን Жыл бұрын
ሐዚ ፅቡቅ ንኸምዝኦም ዝበለ ክኸዉን ኣለው እዚ ፀወታ❤
@TEWAHDO_TEWAHDO
@TEWAHDO_TEWAHDO Жыл бұрын
ሰዓረዋ ቀፅለሉ ፅቡቅ መድላዉ እዩ እቶም ካብዚኦም ዝገዱ ዕሸላት ብስንኪ ኲናት ወለዶም ዝስአኑ ድማ ክተምፅኦም ተስፋ ንገብር
@khalfeyukulu1221
@khalfeyukulu1221 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መድሃኒኣለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጉጅለ ህያብ ሰላም ትምኒትኩም ደስ ክብል
@zd4851
@zd4851 Жыл бұрын
ጅግና ሰዓረ ሐወይ 🙏🌹😍❤️👍🌺👏👏👏👏👌
@ሜሮንዕባይሽረ
@ሜሮንዕባይሽረ Жыл бұрын
ምቁራተይ ኣምላክ ንዓኹም ሪኡ ሰላሙ ይልኣኸልና😢😢😢❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ድቅዞም ፅሩያት እሰይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ክቡራተይ አብ ፅቡቕ ደረጃ የብፅሕኹም_
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs Жыл бұрын
የቀንየልና ዛሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንኩልኩም ሰላምን ፍቅርን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤
@ጋልትግራይ-አ6ቐ
@ጋልትግራይ-አ6ቐ Жыл бұрын
ብሓቂ ፅቡቅ ስሪሕ እዩ ዕሸላት ኣምፀእልና ሰዓረ ሓወይ ❤ብጣዓሚ ደሞ ስሕቀ😁
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 Жыл бұрын
ሰላም💙ህያብ 😢 ኩሉ ግዘ ህፃውንቲ ኣምፀአልና🙌ሰዓረዋይ
@AhAh-wb7rl
@AhAh-wb7rl Жыл бұрын
እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናይ ያሃበም ኣሕዋተይ እሰኽ ኣበራትዓም ኣይ ቀፅለሉ😢😢😢❤💛
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ Жыл бұрын
ፅሩያት ዕሸለተይ ዕበይሊና ተሰፋ ፅባሕ ኢኹም♥😍
@Seni12-y
@Seni12-y Жыл бұрын
ዋዉዉዉ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ኩሉ ግዜ ከምዚኦም ዝበሉ ህፃናት ኣምፀአልና
@ቲጂዕባይጎላጉልሽረ
@ቲጂዕባይጎላጉልሽረ Жыл бұрын
ስዓረ ሓወይ ማርያምን ቃላት ስኢነልካ ንትግራይ ከማኻ ዝበሉ እዩ ዘድልያ ከምዚኦም ዝበሉ ዕሸላት ክተባብዑ ኣለዎም !!ናይ ፅባሕ ተቀበልቲ ሕድሪ እዮም! ሞራል ምሃብ ዓብይ ነገር እዩ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ሃገረይ⭐️❤️🥰
@filimongebrelibanos7349
@filimongebrelibanos7349 Жыл бұрын
ሰዓረ ( መርሃዊ ) ጽቡቅ ስራሕ ጀሚርካ ኣለኻ። እዞም ተረከብቲ ዓዲ ዝኾኑ ህጻናት ኣብ ብራንዳ ዘለው እንተኽኢልካ ንኹሎም በቢ ሓደ እናቅረብካ ጉዳዮምን ርእሶም ናብ ጽቡቅ ንኽሓስቡን ክግበሩ ኣለዎም። ምኽንያቱ ንዞም ተረከብቲ ሃገርን መተካእታ ስዋኣትን ዝኾኑ ህጻውንቲ ናይ ኩልና ተጋሩ ውራይ ኢዩሞ ኢደይ ኢድካ ንበል።
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 Жыл бұрын
ዋዉ ደስ ዝብል ቀፅሉሉ ክቡር ሓወና💛💛💛❤❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Жыл бұрын
Lord Almighty God, please take care of Tigrai children, l pray in Jesus precious name.
@merontgraweyti5916
@merontgraweyti5916 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ተጋሩዋይ ማዓረይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም የዕቢኩም ሰገናተይለ
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 Жыл бұрын
❤❤❤ ሰዓረ ሓወይ ፅቡቅ መደብ አቅሪብካልና ፅቡቅ ምክሪ ማዕዳ ሂብካና ልዞም ዕሸላትና ፅቡቅ ምክሪ ሂብካዮም
@ዓደይመንዪዋሕስኪ
@ዓደይመንዪዋሕስኪ Жыл бұрын
😢እፍፍፍፍ ከሕዙንኻ 😢
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
እዞም ወለዲ ክንደይ ይሓስሙ ህፃን እዩ ዘጥፈአ እንተጥፍአ ጎደና ምውፃእ ማለት ከቢድ እዩ ኣዴታት ውላደን ይእልሻ ገሊአን ክዓ ብውላደን ይጭክና😡 ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ ብሉፅ ሓውና💚🙏
@sdssad1453
@sdssad1453 Жыл бұрын
ማዓረይ ኣይ በሃልይ ማለት ከዓቀሚ ንላዕለ ከክን ይክእል እዪ ኣይ ክናን አብ ዓደ ዘሎ ሰብ አብሰደት እሕወትአን ሀለውናዬም ኡኾ አናሰ ሓፍተይ አንጣፈአት አበይትኒ 💔
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
@@sdssad1453 ኣባሃህላይስ ኣብዚ ስዓት እሞ ክዓ ህፃን እዩ ንምባል እየ ኮ እንበይተዋ 🙏
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Жыл бұрын
ብሓቂ ከብደይ በሊዖምኒ ቀዳማኩም ኣነ ዘም ደቀይ 😢😢 ሰዓረዎይ ብሓቂ ከምዚኦም ዝበሉ ቆልዑ ኣባራርትዕዎም
@ተዋህዶእያእምነተይትግራወ
@ተዋህዶእያእምነተይትግራወ Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ነቶም ኣብ ጎደና ዝሓድሩ ከምዙይ ገይርኩም እንዳሳሓቅኩም እንዳተፃወትኩም ንህዝብኩም ትሕግዝለኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቀፅልሉ ዞም ሓተይ
@mommommommom9907
@mommommommom9907 Жыл бұрын
ቃደማኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ 😢❤
@suge2370
@suge2370 Жыл бұрын
ማዓራተይ እፍፍፍ ክሕዙኑካ ሰላምና ይምለሰልና ሙቁራተይ❤💛
@ErmiasHaile-z1q
@ErmiasHaile-z1q Жыл бұрын
Xbuk srah tesfa zelw Selam nehzbi tigray and Eritrea
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ Жыл бұрын
ኣስይይ ክንደይ ደስ ይብሉ ዕድመን ጥዕናን የሃብኹም ፈጣሪ❤
@rxjv4845
@rxjv4845 Жыл бұрын
ጎይታዋይ ከምዚኦም ዝበሉ ምብርትታዕ ብጣዕሚይ እዩ ፅቡቅ ኣይዘኩም ምቁራተይ
@tsega3999
@tsega3999 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ደቂ ትግራይ መዓረይ ቀፅልሉ
@tsgeselamyoutube8746
@tsgeselamyoutube8746 Жыл бұрын
ዋው ብከምዚ ቀፅሎ ናይ ጎደና ዘለዉ በማርያም
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Жыл бұрын
Dear Sare, please bring more kids like those. Thank you.
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Жыл бұрын
ሰዓረ ሓውና ቀፅለሉ ፅቡቅ ጨወታ እዩ.ከምዚኦም ዝበሉ ሰገናት ናይ ፅባሕ ተስፋ እዮም ክነበራትዖም ይግባእ.ሰናይ ሰንበት🙏❤️💛
@ቤሊጓልዉቅሮ
@ቤሊጓልዉቅሮ Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ከምዚ እዩ ወለዶ ዝህነፅ እዚኦም ዓርሰእምነትን ተደላይነት ከምዘለዎም ተሰሚዕዎም ይዓብዩ መፃኢኦም ብሩህ እዩ ብሽም እዚኦም ሳብስክራይብ ጌረ❤
@احمدعبدالله-ج7ز5ص
@احمدعبدالله-ج7ز5ص Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ❤❤❤❤❤
@MmMm-hw7nk
@MmMm-hw7nk Жыл бұрын
ዋው ናይ ሎሚ ፍልይ ዝበለ ካብ እቶም እንፈልጦም ሐዚ ኣሕጓስካና
@ትምኒትጓልቀሺ
@ትምኒትጓልቀሺ Жыл бұрын
ኣሕዋተይ መዓረይ ኣጆኹም ታሪክ ኮኑ ከሓልፍ እዩ ህፃዉንቲ እትቡዱሉ ግን እህ ☝️💔😭
@__-wj7zq
@__-wj7zq Жыл бұрын
_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ፅብቅ ስራሕ ቀፅልሉ ኩሉ ግዜ ከምዝአም ኣምፅአልና ስዓረይ ሓወይ 🥺🥺🥺🥰_
@Geti-bz3ci
@Geti-bz3ci Жыл бұрын
ኣሰይይይ ቃፅለሉ ናይ ፅባሕ ተስፋና እዮም ዞም ህፃውንቲ❤
@fevinatigraweyti1543
@fevinatigraweyti1543 Жыл бұрын
Thank you 🙏🏼 Brother for supporting them🙏🏼
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz Жыл бұрын
ሕጊ ዘይብሉ ዓዲ ዳኣ ኾሙኡ እዩ የሕዝን ኣሕሕ😢😢
@ክብረትጋልትግራይ
@ክብረትጋልትግራይ Жыл бұрын
ቃላት የብለይ ❤❤❤❤
@gffhffg493
@gffhffg493 Жыл бұрын
ቀፅለሉ ዝሰዓረ ሓውና ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ተዝመፁ ዝበለፀ እዮ
@sabahaile1847
@sabahaile1847 Жыл бұрын
Bihaki abiy seb eka
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Жыл бұрын
ሙቁራተይ ናዓኩም ዝክወን ገዜ የምፀአለለኩም ፈጣሪ
@Mebriht
@Mebriht Жыл бұрын
ቆልዑ ንፁሃት እዮም ከምዚ ዝበለ ቀፅል🙏
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 Жыл бұрын
ሰዓረ ሓዉና እንካዕ ብሰላም መፃካ❤💙
@thth5468
@thth5468 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፅሩያት❤❤❤
@sdssad1453
@sdssad1453 Жыл бұрын
ሰዓረ ሓወይ ከብተ ሰራሕከሰ ተምክሪ ደሰ ብሃሉት
@tdfgyrfy7390
@tdfgyrfy7390 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ብሩኳት💚
@امينالاثيوبي-ق5ه
@امينالاثيوبي-ق5ه Жыл бұрын
T Medeb Des Behali Yumo Knstbeyekum Ena Kestllu
@MariGaltigray
@MariGaltigray Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ መደብ ቀፅልሉ❤️💛💥
@freweynigebremeskel7745
@freweynigebremeskel7745 Жыл бұрын
ጎቦዝ ዝሓወይ ቀፅለሉ ምኽርኻ ኣይፍለዮም ናይ ትግራይና ናይ ፅባሕ ተሰፋና አዮም ኣምላኽ ብፅቡቅ መንገዲ ይምራሕኩም ኣሕዋተይ 🙏
@lilitylility4864
@lilitylility4864 Жыл бұрын
ብሲም እዞም ቆልዕ ብኺልተ ስልክይ ስብሲክራይብ ገይረካ ኣለኹ🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛
@NmNmmm-f3c
@NmNmmm-f3c Жыл бұрын
nay lumi tsbuk
@ማሂ-tgray
@ማሂ-tgray Жыл бұрын
ኣሰይ ሳዓረ ሓወይ ደስ ዝብል መደብ ዩ ♥️❤️
@FanusKesete
@FanusKesete Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤ anka ganta hyab abkaleayti tawetu
@titichannel8465
@titichannel8465 Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️ብጣዕሚ ደስ ዝብል መድረክ 😘😘😘❤️❤️❤️❤️
@kevkev3950
@kevkev3950 Жыл бұрын
ደስ ልብል መደብ እዩ ብኸምዚኦም ልበሉ ህፃውንቲ መደብኻ ቐፅለሉ
@Lwam.21
@Lwam.21 Жыл бұрын
ሰገናተይ❤❤❤❤❤
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz Жыл бұрын
Gobes eka htsanat kemzi gerka mbrtta znad eyu ketslelu hawna❤
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 38 ( BY BRUNO )
39:44
Awra Tube
Рет қаралды 118 М.
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 34 МЛН
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 54 МЛН
Lamborghini vs Smoke 😱
00:38
Topper Guild
Рет қаралды 67 МЛН
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:32
Family Games Media
Рет қаралды 54 МЛН
ገሬ እሙን ንወደይ ዳይፐር መግዝኢ
38:05
AYA JOKER TUBE
Рет қаралды 67 М.
ኣዱ ዓቢዱ ሕነይ ፈድየ ልገርም Prank
15:03
Yobez tube
Рет қаралды 6 М.
ኣቡሽ እንዳ ትሕሽ ሕቶ ኣለኒ
33:15
AYA JOKER TUBE
Рет қаралды 21 М.
ኣያ ተኸስተ ዝገርም ንሕንሕ
42:34
AYA JOKER TUBE
Рет қаралды 33 М.
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 34 МЛН