ምፍናው ስነጥበባዊ ግርማይ ክብርኣብ ናብ ሱዳን

  Рет қаралды 102,035

Fana Entertainment

2 жыл бұрын

Пікірлер: 708
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 2 жыл бұрын
መንገዲ ሰላም ይግበረልካ ኩሉ ዝካአሎ ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ምስ ሙሉእ ጥዕናካ ክትምለስ ናብታ ትፈትዋ ሃገርካን ጸሎት ኩሉ አይፈለይካ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷
@tiebetesfandrias3028
@tiebetesfandrias3028 2 жыл бұрын
Mengedi selam ygberelka egzabhier mlue mhret yhabka baba grmay
@frewenyasegedom6385
@frewenyasegedom6385 2 жыл бұрын
ብሰላም ተመለስ ዝሐወይ
@titighiwet8400
@titighiwet8400 2 жыл бұрын
Egzeabher mulu mhreat ywredalka zhweay
@selamawittesfazgi9632
@selamawittesfazgi9632 2 жыл бұрын
Selam
@meharenalegese509
@meharenalegese509 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርድ ኣቢ ሰነ-ጥበባዊ ግርማይ ሓውና ናብ ደቅኻ ብሰላም ተመለስ
@yuelyonas1152
@yuelyonas1152 2 жыл бұрын
ግርማይ ኣቦናን ሓውናን ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት ሂቡካ ናብቶም ትፈትዎም ስድራኻን መሳርሕትኻን ሃገርካን ብሰላም ይምለስካ። ኣሜን
@yonasgerezgiher1998
@yonasgerezgiher1998 2 жыл бұрын
እግዝኣብሔር ምሕረቱ የውርደልካ ኩቡር ባባ ግርማይ
@yikealoweldu1269
@yikealoweldu1269 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ኩቡር ስነጥበባዊ ኣቦና
@ምፍጣረይትርጉምኣለዎ
@ምፍጣረይትርጉምኣለዎ 2 жыл бұрын
ናይ ምሕረት ኣምላኽ ብምሕረቱ ይብጻሕካ 🙏🙏 ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልካ ኣያ ግርማይ 🙏 ብሰላም ተመለሱና ጉዕዞ ቅዱሳን ይግበረልካ☺
@ሰብክቡርእዩ
@ሰብክቡርእዩ 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርድልኩም ኣቦይ ግርማይ ብሰላም ናብ ሃገርኩም ስድራኩም ይምለስኩም ስላም መንገዲ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣደይ ትፍውስኩም
@abielbereket8596
@abielbereket8596 2 жыл бұрын
ባባ ግርማይ ምሉእ ምሕረትን ጥዕናን ይግበረልካ
@HanaHana-zo4ps
@HanaHana-zo4ps 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ግርማይ ሓወይ ❤️🌹❤️🌹
@peaceforever8115
@peaceforever8115 2 жыл бұрын
ብሰላም ይምለስካ ክቡር ስነ ጥበባዊ ባባ ግርማይ ኣጆካ ፈጣሪ ኣሎ
@selamynges9184
@selamynges9184 2 жыл бұрын
ኩቡር ሰነ ጥበባዊ ግርሜሶ ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ.
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ 2 жыл бұрын
መስፍነይ ጸሐይ ገጹ አምላክ ምሕረት ሂቡ ናብ እትፎትዎ ሞያኻን መሳርሕትኻን ብሰላም ይመልስካ 🙏🙏🙏
@trhishsultan2794
@trhishsultan2794 2 жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ምሕረት የዉርደልካ ብሰላም ኬድካ ሕክምናኻ ወዲኢኻ ብሰላም ተመለስ 🙏🏾🌹🇪🇷
@filimonzeray9885
@filimonzeray9885 2 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልካ ግርምየ ምስዞም ምሳኻ ዝዋሱኡ ሙጩዋት ኣባላት እንዳዝማም ብልቢ ኤና ነፍቅረኩም
@ሃገራዊቅዋም
@ሃገራዊቅዋም 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ብሰላም ናብ ስድራኻ ዓድኻ ርስትኻ ይምለስካ ልዑል ፈጣሪ አሜን አሜን አሜን ።
@tamrat7
@tamrat7 2 жыл бұрын
ሙሉእ ጥዕና ይግበረልካ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን 🥰🥰🥰🇪🇷
@merawediwelday4041
@merawediwelday4041 2 жыл бұрын
ምሉአ ምሕረት ይግበረልካ ባባ ገርማይ ኣጆካ በስላም ሓዊኻ መስ ስድራኻ የርክበካ ኣምላኽ
@gelobtsiegottinsel5617
@gelobtsiegottinsel5617 2 жыл бұрын
ኣያ ግርማይ ኩቡር ጅግና ሓዊኺ ብሰላም ተመለስ በሉስከ ይሕዋት ከም ቀደምና ዓቅምና ንሓግዞ ሱዳን ኣብዚ እዋን ከቢድ እዩ ኩሉ ኸቢሩ ።
@simretweldegergish5921
@simretweldegergish5921 2 жыл бұрын
ባባ ግርማይ ሓወቦይ ምሕረት የውርደልካ ደቂ ኤረይ ድማ ነዚ ፍቱው ስነ ጥበባዊ ሓውና ከይ ጎድሎ ገለ ንግበር
@harounekubal8436
@harounekubal8436 2 жыл бұрын
ብሰላም : ናብ : ዓድኻን ስድራኻን : ፈተዉትኻን : ምስምሉእ : ጥዕናኻ : ተመለሰም ።
@asmeretmehari1349
@asmeretmehari1349 2 жыл бұрын
ምሕረት ይውርደልካ ግርሜሶ ኣቦና ብሰላም መንገዲ
@zumadidat5258
@zumadidat5258 2 жыл бұрын
ብሰላም ከይድካ ብሰላም ምስ ምሉእ ጥዕናኻ ተመለስ ባባ ግርማይ
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 2 жыл бұрын
ግርማይ ሐውና ምሕረት የውርደልካ።
@binitube8890
@binitube8890 2 жыл бұрын
ብሰላም ከይድካ ብሰላም ምስ ጥዕናኻ ተመለስ ባባ ግርማይ 🙌🏽 ክንናፍቀካ ኢና ኣብ እንዳ ዝማም ❤️
@ማሓሪዖቁባገርግስ
@ማሓሪዖቁባገርግስ 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርድ ፈጣሪ ኣቦና ግርማይ
@selamasrat4945
@selamasrat4945 2 жыл бұрын
አግዛብሄር ብሰላም ኣፍሩ: ብሰላም ተመለስ ኩቡር: ስነጥበባዊ ግርማይ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ :🙏🙏🙏
@shambelkidane7969
@shambelkidane7969 2 жыл бұрын
ክቡር ስነ ጥበባዊ ተጋዳላይ ግርማይ ክብርኣብ "መስፍን" ኣምላኽ በታ ሕያወይቲ ኢዱ ብወዱ ብእየሱስ ክርስቶስ ስም ይፈውስካ፡ ኣብ ህይወትካ ምሉእ ፈውሲ ይኹን ብስም የሱስ። ኣሜን ! ተባረኽ !
@ንሕና1
@ንሕና1 2 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልካ ኩቡር ኣርቲስት ግርማይ ክብርኣብ
@messikahsay3562
@messikahsay3562 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሕሪት ሰልሙ የውርደልካ ኣቦናንንንን ኣያናንንን ኣቶ ግርማይ
@angesomtekle4400
@angesomtekle4400 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ብሰላም ናብ ሃገርካ ተመሊስካ ምስ መሳርሕትኻ ከም ቀደምካ ክትቅጽል ይምነየልካ ሓርበኛ
@senuyemane5224
@senuyemane5224 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርድ ኩቡር ሓውና ግርማይ
@ኤርትራዊየ-ቈ9በ
@ኤርትራዊየ-ቈ9በ 2 жыл бұрын
እንሽኣላህ ምሉእ ዓፍያ ይሃብካ ፈጣሪ ታይ ይስኣኖ ዱዓ ክንገብረልካ ኢና ኣቦና ግርማይ
@segenatobrhan1406
@segenatobrhan1406 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ አመብርሃን ምሳኻ ትኩን
@gnbarnakfa7401
@gnbarnakfa7401 2 жыл бұрын
ንሕና ውን ግርማይ ሓወይ ንሉዕል ፈጣሪ ምስሙሉእ ምሕረትካ ክትምለስ ናታ ክብርቲ ሃገርክ ንልምነልካን ሰናይ ሙኒዮትና ንገልጸልካን ጻዕዳ መንገዲ ብሰላም ኬድካ ብሰላም ተመለ ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!
@efi4308
@efi4308 2 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦና & ኣቦ-ጥበብ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን ምሕረት የዉርደልካ🙏💐
@peaceandlove684
@peaceandlove684 2 жыл бұрын
ግርማይ ብዙሕ ኢና ንፈትወካ ብሰላም ከአ ተመለሰና ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ አሜን አሜን
@dehabsolomon3617
@dehabsolomon3617 2 жыл бұрын
መንገዲ ሰላም ይግበረልካ እግዝኣቢሄር ምሕረት የውርደልካ ድንግል ማርያም ምሳካ ትኩን
@hhb98ndndn58
@hhb98ndndn58 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ክቡር ሐወይ ብሰላም ተመለሰ
@Efar401
@Efar401 2 жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ምሕረት የዉርደልካ ብሰላም ኬድካ ሕክምናኻ ወዲኢኻ ብሰላም ተመለስ
@akberetsium3492
@akberetsium3492 2 жыл бұрын
Amlak msaka ykun ajoka amlak hidu yebrelka bselam nab tfetwo adka ktmles ajoka 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@edulovemama5803
@edulovemama5803 2 жыл бұрын
Baba girmay mehret yewrdelka fetari Amlak mska yekun ⛪✝️🙏
@ድጉልቓንዛ
@ድጉልቓንዛ 2 жыл бұрын
ዝፈትዎን ዘድንቆን መሳፍንቲ ያሆ ብሰላም ኬድካ ብሰላም ተመለሰና ኣምልካ ከኣ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ካብ ኣድናቂካ
@kemfkadka6580
@kemfkadka6580 2 жыл бұрын
Amlak Mlue tena hibu bselam Nab bitka ymleska baba grmay 🙏🙏🙏❤❤❤
@اتنوطا
@اتنوطا 2 жыл бұрын
እንሻኣላህ ብጥዕና ክትምለሰና ሰናይ ፈቃድ ኣምላክ ምሕረቱ ይውርደልካ ኣሜን
@moses3400
@moses3400 2 жыл бұрын
ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ኣያ መስፍን!!!! ሃገርና ድማ ነፍርየላ ጥራይ ዘይኮነትስ : ሓሚምና'ውን ንሕከመላ ዘመን የምጽኣልና!!
@tesfaygebre1076
@tesfaygebre1076 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ምሉእ ጥዕና ሒዝካ ተመለሰና
@miriamkeyrkayotarikey8947
@miriamkeyrkayotarikey8947 2 жыл бұрын
Egziabiher misaka ykun Germay hawna hawika mis mulue tenaka kitmiles timnitnan eu amlak misaka ykun Amen 🙏
@nebu5224
@nebu5224 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልካ ክቡር ስነ ጥባዊ ተጋዳላይ ግርማይ ብሰላም ተመለስ 🙏🇪🇷
@selamawitkidane245
@selamawitkidane245 2 жыл бұрын
ኣንታ አዛ ሃገረይ ካን ደያ ኢዳ ህባ ሱዳን ካባና ክበልጹ መስ አዚ ኩሉ ጸጋታታ ኣችለንተ ትበል ንበረት ኣባየይ ፡ ገርመሶ ካኣ ምሀረት ያዘዘልካ ጎይታ 🙏 ።
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 2 жыл бұрын
Ygermeki eu Selamina nay Hagerna 🇪🇷 Mara eu zetehasasbeka. Ente nezi Abona mhret yewrdelu
@selamawitkidane245
@selamawitkidane245 2 жыл бұрын
@@yordanoskidane5394 Gal aboy kidane keytkoni gen zeyada
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 2 жыл бұрын
@@selamawitkidane245 hahahahaha Zeynlaley emo😜👍😘🙏 Ab hagere Engliz ykmet
@tecletecleab2090
@tecletecleab2090 2 жыл бұрын
መንገዲ ሰላም ይግበረልካ እቲ ኩሉ ዘይሰአኖ ፈጣሮ ምሕረት የውርደልካ፣ አቦ ደቅኻ ይግበርካ፣ ብሰላም ተመለስ ክቡር ሐውና ።
@mebrahtuteklit1834
@mebrahtuteklit1834 2 жыл бұрын
ዓቢ ስነጥበባዊ ግርማይ መገንዲ ሰላም ይግበረልካ ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ 💒🙏
@haniissak6852
@haniissak6852 2 жыл бұрын
ኣምላክ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ባባ ግርማይ ብሰላም ኬድካ ብሰላም ተመለሰና
@bebrave17
@bebrave17 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብሰላምን ብጥዕናን ናብ ሃገርካ ናብ ደቅኻን መሳርሕትኻን ይምለስካ።
@kibromghirmay4389
@kibromghirmay4389 2 жыл бұрын
ኣታ በኽየ! ምሉእ ጥዕና ይግበረልካ ኣያና ግርማይ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ኣብ ጎንኻ ይኹን ምስ ስድርኻ
@gualbarka626
@gualbarka626 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ግርማይ ሓወይ ኣምለክ ምሳኻ ኣሎ🙏🏽❤️
@ሓብቲሜሪጥዑም
@ሓብቲሜሪጥዑም 2 жыл бұрын
megedi selam,ygberelika amilak mulue tiena yhabika kubus sine tibebawi girmeso I Love You
@tsehaineshberhane6279
@tsehaineshberhane6279 2 жыл бұрын
ግርማይ ጅግና ኩሉ ዘጸብቀሉ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ . እግዚአብሄር ብሰላም ኬድካ ብሰላም ተመለሳ እታ ዝጻመካላ ኤርትራ አብ ቁርባን የብጽሕካ ተባረክ
@abrham9398
@abrham9398 2 жыл бұрын
Grmay hawey mhret yewurdelka bselam temeles amlak msaka yukun 💞💞💞💗💗💗💗
@ወዲዓዲኻላማይጫዕዳሰራየ
@ወዲዓዲኻላማይጫዕዳሰራየ 2 жыл бұрын
እዝጋብሄር ምሕረት የውርደልኩም ባባየይይ
@medhini7477
@medhini7477 2 жыл бұрын
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ክበር ኣቦና እምነትናለ ኣብ ሕክምና ጥራይ ኣይንግበር ማይ ፆሎት እዉን ፅብቅ እዩ👏🌻🌻
@kibreabhagos9284
@kibreabhagos9284 2 жыл бұрын
Ohhh ab adu kihikem zey kieil hizbi thanks to eseyas mengiste semay yewariso ni hizbi eritrea
@kaledmaluda3427
@kaledmaluda3427 2 жыл бұрын
ኢንሽኣላህ ረቢ ይዓፊኻ ባባ ግርማይ
@asmara5566
@asmara5566 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርድ ግርሜላ
@SAMISAMI-tp3oh
@SAMISAMI-tp3oh 2 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ምሕረት የውርደልካ ባብ ግርማይ ሓውና
@mehariaraya9547
@mehariaraya9547 2 жыл бұрын
መድሓኒ ዓለም ምሕረት የውርደልካ 🙏🙏🙏
@rishane9576
@rishane9576 2 жыл бұрын
Miherete yelakeleka kibure hawena be selame kedeka beselame ka haweka kitemlese yegebereka fetari entaye yesano amen
@Asmerana
@Asmerana 2 жыл бұрын
ግርማይ ሐውና አምላኸ ብሰላም ናብ ዓድና ይምለስካ🙏🇪🇷
@kamillclassic8714
@kamillclassic8714 2 жыл бұрын
ብሰላም ተመለስ ናብ ማሙቅ ስድራካን ህዝብካን ❤️🤲
@fjjcdifth961
@fjjcdifth961 2 жыл бұрын
ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ ሓዊካ ብሰላም ተመለስ ናብ ስድራቤትካን መሳርሕትኻን ባባ ግርማይ 🙏🙏🌹🌹🇪🇷🇪🇷❤❤
@senaittesfamichael3635
@senaittesfamichael3635 2 жыл бұрын
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ሐወይ ምሕረት የእዝዝ እታይሞ ሐገዝ ገለ እየድልዩን ድዩ ብስላም ይመልስካ አምላክ
@sabateklay4890
@sabateklay4890 2 жыл бұрын
ኦ መቐረት ናይ እንዳ ዝማም ኢኻ እሞ ብሰላም ብጥዕና ተመለስ ኣምላኽ ኩሉ ይካኣሎ እዩ ኣጆኻ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏
@kokobmehari2952
@kokobmehari2952 2 жыл бұрын
Egzaebiher msaka ykun mhret yewrdelka 🙏🙏🙏
@habtomtekle5748
@habtomtekle5748 2 жыл бұрын
Amlak abzihu mihretu yhabka fetari kulu alem!
@eritrea63
@eritrea63 2 жыл бұрын
ኩቡር ሓውና ግርማይ ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ።
@senaittesfamichael6195
@senaittesfamichael6195 2 жыл бұрын
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ግርመሶ ብሰላም ተመለሰና
@Happlylove
@Happlylove 2 жыл бұрын
Egziabher msaka ykun ewut hkmna ygberelka bmlue tienaka temeles baba Grmay
@semehersemeher6909
@semehersemeher6909 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏🕊🕊🕊mlue mhret yewrdelu baba girmay.
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 2 жыл бұрын
Ewy entay koynu da egziabher Mhret yewrdelka 🙏🙏🙏ayana snetbebawi grmay bel hawika nabza mchwti hagerka bselam temeles ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@genetsenaitmengesteab4497
@genetsenaitmengesteab4497 2 жыл бұрын
Germish hawey egzbeher emun eyu kitehawi eka ❤❤🙏🏼
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 2 жыл бұрын
ሰላም መንገዲ ወዲ ሓላል መሬት ምሉእ ጥዕና ይሃብካ💐❤👍🇪🇷
@rutaweldeyohannes1600
@rutaweldeyohannes1600 2 жыл бұрын
እግዝኣቢሄር ምሕረት የውርደልካ ብሰላም ይምለስካ❤❤❤❤
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 2 жыл бұрын
ክቡር ኣያና ተጋዳላይን ኣርቲስትን ግርማይ ክብረኣብ ኣብ ጥዕናኻን ስራሕካን፡ምሉእ ጥዕናን ኣሳልጦን ይመነየልካ። ተጋዳላይ ይከኣሎ ምዃንካ ድማ ኩሉ ግዜ ልዑል ክብርን ሓበንን ይሰመዓኒ። ንበር ክበር ክቡር ተጋዳላይ ይከኣሎ ግርማይ።🇪🇷🙏🇪🇷🐪✊🏿we ❤️you!
@yorsalemyo7002
@yorsalemyo7002 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ኣያና
@mikes3312
@mikes3312 2 жыл бұрын
Amen amen amen egzabbihr mska ykun
@mhraeyfac6936
@mhraeyfac6936 2 жыл бұрын
አግዛቢሀር ምህረት የውርደልካ ኣቦና ግርማይ
@azmeramehari5316
@azmeramehari5316 2 жыл бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ ምስ ምሉእ ጥዕናኻ ይምለስካ ፈጣሪ
@rfbhiwot7971
@rfbhiwot7971 2 жыл бұрын
ዝኸበርካ ግርማይ ከም ስነጠበኛ ጥራይ ዘይኮነ ከም መተዓብይተይን ዓርከይን ሰናይ መንገዲ ጌሩ ምስ ሙሉእ ጥዕና ክትምለሰና ባዓል ዓቢ ተስፋ የ።
@eastend758
@eastend758 2 жыл бұрын
"My thoughts and prayers are with you " Mesfin 🇪🇷🥰🙏
@danaitflawless6250
@danaitflawless6250 2 жыл бұрын
አግዜኣብሄር ሙሉእ ጥዕና ይግበረልካ ብስላም ተመለስ 🥰🥰🇪🇷
@teshemefaries9080
@teshemefaries9080 2 жыл бұрын
Amelaki mehiret yeweredelika niamelaki zesano yeleni GBU
@erihalal3290
@erihalal3290 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ኣያይ መዓረይ😍😍😍😍🌿🕊🌿🕊🌿🕊
@xuruyeritreawi1718
@xuruyeritreawi1718 2 жыл бұрын
Amlak Mulue mhret yigerelka Baba genau🙏🙏🙏
@peaceundlove3045
@peaceundlove3045 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሉእ ጥዕና ይሃብካ ።
@alamaztadese7716
@alamaztadese7716 2 жыл бұрын
እግዛኣብሄር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ምሉኡ ምሕረት ይግበረልካ ብሰላም እቶ ትሓቁፍ ደቅካ ይግበረርካ ባባ ግርማይ
@delinamekonen5819
@delinamekonen5819 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ክቡር ኣቦና
@ambesgerberhane1154
@ambesgerberhane1154 2 жыл бұрын
Selam mengedi ygberelka Baba grmay fetari kulu alem mulue tena yhabka
@abrahamberhane1377
@abrahamberhane1377 2 жыл бұрын
ግርማይ (መስፍን) ብሰላም ምስ ምሉእ ጥዕና ብስላም ናብ ሃገርካ ይምለስካ እግዚኣቢሄር።፡
@bicherzere6312
@bicherzere6312 2 жыл бұрын
Amilak Misaka yikun ab kulu hikiminaca Germany hawina. BISELAM Temels we will miss you ❤️ 😍 💖 ❣️ 💕 🙏 🙏 🙏 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@selammelake3490
@selammelake3490 2 жыл бұрын
ሰናይ ጉዕዞ ይግበረልካ ሓዊኻ ምስ ምሉእ ጥዕናኻ ተመለስ እግዛብሄር ኣምላኽ ምሳኻ ይኩን
@amlaketarikenlewtew3782
@amlaketarikenlewtew3782 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርድ ኣያ መስፍን ብሰላም ተመለሰና