ናብ ካናዳ ክትኣቱ እንተ ወሲንካ! ኣብዚ ሃሰስ በሉ።

  Рет қаралды 71,420

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

Пікірлер: 477
@Medrekino
@Medrekino Жыл бұрын
ናይ ዝትፋላለየ ሃገራት ከምዚ ጌርካ ኣቕርቡ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ነቲ ሰብ ሃናጺ አዩ 🇪🇷👌🏾🇪🇷👌🏾🇪🇷👌🏾👌🏾q👌🏾🤙🏾
@salamichael1905
@salamichael1905 3 жыл бұрын
አብ ከናዳ ኢና ንነብር ነየናይ ከናዳ እዮ ዝብል ዘሎ ግን እንዲዒ። እንተ እቲ በረድ ዝበሎ ሐቂ እዮ እንተ እቲ ምንባር ዝበሎ ግን ከም መንፍዓትካ ትነብር አይኮነን'ዶ ስደት አብ ዓድካ ከማን ከም መንፍዓትካ እካ ትነብር ። ስለዚ አይተጋንኖ በሎ።
@filamostech
@filamostech 2 жыл бұрын
Hakki wedey bkofka do diea genzeb yirkeb koynu.
@samisolomon8470
@samisolomon8470 2 жыл бұрын
ፅቡቅ አለካ ዝፃዓረ ሰብ ፈረ ፃሙኡ ይረክብ እዩ
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 3 жыл бұрын
ሱቅ ኢለ ክሕልፍ ሓሲበ ግን ኣነ አብ canada ተማሄር ብ engineering degree ወድኤ.. አብ usa እውን ን ሓሙሽተ ዓመት ተቀምጠ.. Airport taxi ነይራትን. አብ usa ኻብ engineer ብ taxi ተእትዎ ይበዝሕ ግን usa social policy ሕክምና ኻብ ኩሉ... ን family.. ቁሩብ violence ኣለዎ ግን ብዝዕባ canada ዝዛረቦ ዘሎ ኣዝዩ.. ጌጋ ርድኢት እዩ ዝህብ ዘሎ ሓደ አብ ጥቃ ቶሮንቶ እየ ዝነብር.. ኣ waterloi region... 3 ከትማታት ጥቃ ጥቃ ኣለዋ ሓበሻ ልዕሊ 10 ሺሕ ዩኾኑ.. ፍርቂ ኤርትራዊ አብዚ ልዕሊ ብዙሓት ገዛ ዝውንን እዩ አብ onatrio.. Mimnimum ደሞዝ..$14 candian dollar እዩ አብ ሕጂ..ሓደ us ዶላር..1.20 cnd dollar ኣሎ ሓደ ሓደ ግዜ... ሓደ ዩኸውን... ቅድሚ 10. ዓመት ኣቢሉ ኻብ us dollar ልዕሉ ነይሩ ዝበዝሕ ሰብኡት factory ይሰርሑ.. ብዙሕ እውን ልዕሊ $20 cdn dollar ደቂ ኣንስትዮ ዝበዝሐ.. Psw.. ዓበይቲ ምልዓል ይሰርሓ.. ንዓይ ሓደ ዓመት course እዩ Elemtary ዘይወድኣ.. ዋላ እዚ psw ይርክባ ደሞዝ ከባቢ $20 ንሰዓት ይወስዳ.. ገሊኤን ካብኡ ንላዕሊ.. እንተዋህደ... @.$18 ንሰዓት.. ብዙሓት ናተን ገዛ ዘለውን እየን... ብሕልፊ ሰብ ሓዳር ሓቂ እዩ ገዛ ክራይ ኩቡር እዩ... Mortgae ኩቡር እዩ ግን ብዙሕ ኣማራጽ. ኣሎ.. ናይ ምንግስቲ ገዛ ኣሎ Nfamily.. ደቂ ኣንስትዮ.. ስራሕ ዘይብሎም ቁርብ ምጽባይ ኣሎ ግን ይረኽቡ እዮም ብሕልፊ family ስራሕ ዘይብሎም.. ኻብ መንግስቲ ጽቡቅ ሓገዝ ይርኽቡ.. ኻብ ሰሪሖም ዝኣተዉ ንላዕሊ የትዉ Example.. አብዚ ቀረባ ግዜ ዝመጹ ብዙሓት family ይፈልጥ... ናይ መግስቲ ሓገዝ ዝርኽቡ ከባቢ $600 ንወርሒ ንቆልዓ ይርኽቡ. አብ ግዜ ኮሮና $300.. ንወርሒ ዝያዳ ይርኽቡ ን family ሰብኣይን ሰበይትን እውን ልዕሊ $1200 ንወርሒ ይርኽቡ.. Free medical and dental ንዘይሰርሕ.. ኩሉ ዙሰርሕ መድጫል insurance ኣለዎ... Fewsi ነጻ እዩ.. ንዓዲ እኮ ዝሰዱ ኣለዉ 90 %. ዙስርሕ እዩ ስራሕ factory.. Or ዓበይቲ ምልዓል አብ ወርሒ ትረክብ. ብዉሕዱ... ልዕሊ $14 ንሰዓት ክረምቲ... December - march እዩ.. ኩሉ መዓልቲ በረድ የለን.. ጥዑም እይ ንዝለምዶ ገዛኻ መክናኻ heater እዩ...8 ውርሒ በረድ የለን ኩሉ መኪና አለዎ.. ሰብኣይ ሰበይቲ መኪና ኣለዎ ኣነስ 3.. Toyota ኣለዋን.. እተን taxi toyota አብ ኤርትራ ዘልዋ ሞደል 2002... ክጉሕፋ.$50.. Dollar iolmuni.. ንዓርከይ ብዓል ጋርገ ሂበዮ ሓንቲ ጉድለት ዘይብላ.. Usa.. Detroit zekdkula Nay መንግስቲ ገዛ ዝቅመጥ 3 bed room ዓርከይ , $200 ይከፍል.. ይብዛሕ ይውሓድ መግስቲ እዩ ዝኸፍሎ ንስራሕ ዘይብሉ family 3 ቆልዑ ዘለዎ ከባቢ $3000 ይህብዎ ኣስቤዛ ኣዝዩ ሕሱር እዩ.. ትሕቲ ፍርቂ ዋጋ ኤርትራ እዩ. እቲ ዝኸበረ ስጋ እዩ.. ንክሎ ትሕቲ $10. እዩ አብዚ ኻብ ምግቢ እዩ ዘብ ዝትንቀቅ.. እቲ ስለስተ ሺሕ ዝወስድ family.. ገዝኡ ኩፉል ናይ መንግቲ... ኣበይ እዩ ከእትዎ 3 ሺሕ. Healthy ስጋ ዘየብዝሕ ጥዕና ዙግደስ ን family...$100 ንሰሙን እኩል እዩ ካብዚ ንልዓል ዘጥፍኡ ኻብ ደገ ዝዙዙ... ደገ ደቆም unhealthy ዝበልዑ... እቲ 2 እንጀራ ስድራ ንቤልኦ ሓደ ዝበልዑ ኣለዉ. እዚ ሕማም እዩ ጥኑኡ ዝሑሉ.. አብ ገዛ.. ንሓደ ለባም$150.. እኩል. እዩ ኩሉ ዝበሎ ዳርጋ ጌጋ እዩ
@hebrondaniel7173
@hebrondaniel7173 3 жыл бұрын
ሰድት ዶ ጥዑም እዩ ኣምላኽ ደኣ ሃገርና ሰላም ጌሩ ብሰላም ናብታ ምውቕቲ ገዛና ይምለሰና
@MATTI-YOW
@MATTI-YOW 3 жыл бұрын
ኣብዝኾነ ይኹን ሃገር ስደተኛ ክሳብ ዝኾንካ ናብራ ኩሉ ግዜ ብድሆ ኢዩ።
@Wiztgi5
@Wiztgi5 Ай бұрын
Please My Brother Kab Saudi arebia ni Canada. Process teliyu haberni 🙏
@ገርግስም
@ገርግስም 3 жыл бұрын
ናይ ሕልመይ ዓዲ ኣብ ዓለም ካብዝፈትወን ሃገራት ሓንቲያ በዛ ዜና ከይተሰናበድኩ ኣብቀረባ ግዜ ካብ ኤውሮብ ናብኣ ክበርር የ ሰላምጉዕዞ'ስከ በሉኒ ፈተውቲ ሰላም
@eritreaadeyafworki6890
@eritreaadeyafworki6890 3 жыл бұрын
Kulu wuxu hasot eu Amlak hasb lebka yesmrlka zerkey sakt eyom eziom
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 3 жыл бұрын
Ane an canada aleku gin aymineyelkan Canada shim tiray eyu
@ገርግስም
@ገርግስም 3 жыл бұрын
@@eritreaadeyafworki6890 kbret yhabeley hawey mrikaka ybxahani
@ገርግስም
@ገርግስም 3 жыл бұрын
@@whatabouttomorrow1990 really ? Ab Canada abey aleka why it's not good ?
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 3 жыл бұрын
@@ገርግስም arkey ab toronto aleku ni usa ente elkani ysemamalu eya miknyatu eti zibeltse hager us eyu ente abzi gin shimu kindi semay entay eyu elu drafay baeley zifelto zelekwo
@wediasmera6550
@wediasmera6550 3 жыл бұрын
ህኮት ደኣ ይበሃል! ኩሉ ስደት ጥዑም ኣይኮነን።
@Aduefrem
@Aduefrem 3 жыл бұрын
ኣነ ኣብ ካናዳ ቫንኩቨር እየ ዝነበር ከምዚ ዝብሃል ዘሎ ግን ኣይኮነን ተጋኒኑ !!!!!!!
@fthawiteklemariam1705
@fthawiteklemariam1705 3 жыл бұрын
Me too
@mby3860
@mby3860 3 жыл бұрын
Me tooo
@ምንባርብዓቅሊ
@ምንባርብዓቅሊ 3 жыл бұрын
Voncbor hiji kimetsie ye kemey ya
@adyamabraham7180
@adyamabraham7180 3 жыл бұрын
Btaemiiiii 🤣 hasot eyu keman anes zhashet canada eya keman zbl ❤❤❤❤❤
@hanatsegay378
@hanatsegay378 3 жыл бұрын
Canada is the best country, , transportation, education, and health system is excellent
@merhawithaile6677
@merhawithaile6677 3 жыл бұрын
Hawey bejaka aregagixka tezareb 1ab canada ጥሜት ጌጋ 2ይ ስራሕ ንዕና ንሰደተኛታት ናይ ሃገርና ማለት ይሕዋትና ስድራና ስለ ንብል ዝያዳ ንሰርሕ እንበር ካናዳውያንሲ ሓንቲ ንሳ ከኣ ፉል ታይም ኢዮም ዝሰርሑ 3 ኣብ ከነዳ ክርይሰራሕካውን መንግስቲ ክቅልበካ ይክእል ኢዩ ስደት መጺካ ክትቅየር እንተዘይ ኪኢልካ ደኣ ማለት ክትሰርሕ ገንዘብ ክትገብር ኣለካ ስለዚ ዝያዳ ምስራሕ ማለት ንዕላማ እንበር ንካልእ፡ኣይኮነንን ኣነ ኣብ ካናዳ ኣለኩ እዚ ዝበልካዮ ግን ይቅሬታ ጌጋ ኢዩ ኩሉ ከኣ ብመንጽር ኢንካምካ ኢዩ ዝከይድ
@iamblackboyrambo9430
@iamblackboyrambo9430 3 жыл бұрын
@@merhawithaile6677 canada kemey eu kab jermen b Mexiko 🇲🇽 gere ni canada kimexe yhaseb aleku zehafitey
@ahferombrhanebrhane8197
@ahferombrhanebrhane8197 Жыл бұрын
Kab south sudan juba zeyhayshi yelen
@senaitteklu3382
@senaitteklu3382 3 жыл бұрын
ሃለፍታ ገይርልካ ኣሎ ነቶም ኣብ ካናዳ ዘይለዉ ክትአምኖም ትክአል ኢካ ኣብ ካናዳ ዘለና ግን ባዕልና ንሪኦ ስለ ዘለና ኣይትድከም ዋአ ።
@julianaabraha3037
@julianaabraha3037 3 жыл бұрын
Pls respect canada 🇨🇦🙏 I am working with new immigrants voluntary interpreter God blessed 🙌Canada 🇨🇦 my beloved Eritrean 🙏❤ say thanks
@aronkesete3879
@aronkesete3879 3 жыл бұрын
Merhaba bor canade ati zbeletet kab alem eya b kemey tetlma aleka????
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 жыл бұрын
Thank you good advice
@ሃገረይኤርትራ-ሸ8ፐ
@ሃገረይኤርትራ-ሸ8ፐ 3 жыл бұрын
17 ዓመት ኣብ ካናዳ ተቀምጠ ምኽንያቱ ጌና ወዲ 14 ዓመት ከለኹ ኢየ ንካንዳ ኣትየ ካናዳ ንዓይ ዓለመይ ኢያ: : እዚ ሃለዉ ለዉ ኣብ ገዛኻ በይንኻ ስምዓዮ: :
@wolduwoldu8241
@wolduwoldu8241 3 жыл бұрын
Aygermekan
@natnaelgym6985
@natnaelgym6985 3 жыл бұрын
ካልእ ሃገር ስለ ዘይርኣኻ ኢኻ ዝኣርከይ ኣብ ቲሮንቶ ኢየ ዝቅመጥ ቅድሚ ናብ ካናዳ ምምጽአይ ኤሮፓ ኣሜሪካ ኔረ ወረቀት ስለ ዝይብለይ ናብ ካናዳ መጺየ ካናዳ ሽማ ሰማይ ሂወት ካናዳ ሲኦል ኢዪ
@fanu1116
@fanu1116 3 жыл бұрын
Underage eka mexeka aytefetenkan nebsi
@natnaelgym6985
@natnaelgym6985 3 жыл бұрын
@@fanu1116 ኣታ እንታይ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 3 жыл бұрын
ኻብ usa canada ይበልጽ ን family.. ሕክምና dental ነጻ እዩ አብ ክልቱ ተቀምጠ እየ... USA nfamily.. ሓደገኛ እዩ.. ዝበዝሑ ናይ ጸለምቲ ባህርያት እዮም. ቆልዑ ዝሕዙ... ትምህርቲ ነጻ እዩ canada.. College ብ ለቃሕ ገሊኡ ሓገዝ መንግስቲ ትምሃር ኣነ osap ዝብሃል ን ትምህርቲ geza ቀለብ ኢሉ ብዝህበኒ መግስቲ university ወድኤ ኣብቲ ግዜ osap ብ ነጻ መንግስቲ ይሕብ ነይሩ ሕጂ ተለውጡ እዩ Tuition fee... $1600 ንዓመት ነይሩ.. ሕጂ ከቢሩ እዩ.. I made more money as a student than factory job at that time ሕጂ university.. ብዙሕ ኣይፈልጦን... ደቀይ high school.. ብናጻ ይምሃሩ McDonald.. ንሰዓት $14 ይኽፈሉ. 20 -30ሰዓት አብ ሰሙን ይሰርሑ እሺ እዩ ሓቂ ብዙሓት ኤርትራውያን... ዓዶም እዮም. ዝፈትዉ. እዚ ሓቂ እዩ..adapt ብቀሊሉ ኣይገብሩን.. ዋላ 20 ይቀምጡ ንዓይ ግን ምንግስተ ሰማይ እዩ.. ሓቂ ይሓይሽ ዓዲ ን vaccation👍ደስ ይብለኒ ክቅመጦ ዋላ ስኤላም ዩኩን... አብ አብ ኤርትራ ወይ africa ፈጺመ ኣይክመጥን ኣ ንዓይ canada compony ቢሻ apply ገይረ 2007.. ብ civil engineer..soil tech ኻብ university ኣትሒዘ. ፍሕሪኡ ውን ሰርሐ . ሽዑ ሽዑ ተከብሎሙን... Full salary...$100 ሺሕ us dollar ከባቢ ንዓመት.. ክኽፈል ኣብኡ ገዛ ነጻ መኪና ኣውቲስታ ነጻ..ኣበል ኻብ canada ወጻኢ ሺክፈሎ ጥራሕ $20 ሺሕ ይኸውን No ኢለ.. ግን share ገዝኤ ... Canada ለምደ.. ቢሻ እሞ mining.. ንጥዕና ሓደገኛ.. No ኢለ ብዙብ ግዜ.. E mail ሰድዶሙለይ አብ canada engineer ድህሪ graduate..,,$ 60 ሺሕ ኣቢሉ እዩ ሺክፈል.. ብዙህ ኣይክፈልን ግን አብ factory ዝሰርሑ.. ትምህርቲ ዘይድልዮ ብ over time ዳርጋ $60 ሺሕ ነቱ ይብሉን Unless doctor... ተማሂርካ ትረኽቦ ብዙሕ ኣይኮነን... Under $100 ሺሕ እዩ ንዓመት ንዓይ ዓዲ degree ብዙህ ስራሕ ኣይትረክብን.. ናይ canada.. ደሊኻ ኣይሰኣንን እዩ ግን factory ዝሰርሑ, ዓበይቲ ዘልዕላ.. ብ over time እንዳ ሰርሓ..$60 ሺሕ ከባቢ ዘትዋ ኣለዋ ገዛ በይነን ዝገዝኣ.. ብ ለቃሕ ኣለዋ ዝበዝሕ ምሁር ዳርግጽ $60 ሺሕ እዩ ዘእቱ ትምህርቲ ጹቡቅ እዩ... ግን እቶት. ብዙህ ኣይኮነን ብዙሓት.. Natom bussiness ዝገበሩ ኣለዉ ስለዚ ንዓይ ንደቀይ canada ገነት እዩ
@alexanderfutsum
@alexanderfutsum 3 жыл бұрын
እዚ ነዚኣ ዝጸሓፈ ሰብ ርእሱ ማዕረ ኽንደይ ድኻ ምኻና ዩ ጽሒፉ
@sebkedem9410
@sebkedem9410 3 жыл бұрын
I been living in 🇨🇦 for the last 30 years .Ezi tiblo zeleka neai hadish eyu ab nay Alem dereka Canada kabten 5 bluzat ni kitnenber tibahal hager eya .Buzahat allewu Eritrean Canadian abzi ziteweldu successful zikonu ;sile zi kibir hawi kidmi kemzi elka mizirab ritub zikone mezniati gber.Thank you
@stephanosyohanes3134
@stephanosyohanes3134 3 жыл бұрын
ሕክምና ኦፕሬሽን ክትገብር ክሳብ ክልተ ዓመት ይወሲድ ኣብ ቫንኮቨር ገዛ ክትገዝእ ኩቡር ብዛዕባ ሙቀት ቁሪን ትክክል እዩ ካብቶም ትምህርቶም ወዲኦም ብ ናቶም ፊልድ ስራሕ ዝረክቡ ውሑዳት እዮም ካብዞም ዝጠቀሶም ኣየናይ እዩ እቲ ጌጋ
@sebkedem9410
@sebkedem9410 3 жыл бұрын
@@stephanosyohanes3134 eta hanti haki kibri waga nay gheza ab Vancover .Kalie kulu hasot eyu
@LeoMessi-qd3qn
@LeoMessi-qd3qn 3 жыл бұрын
Thanks bro ente kefiu ente xebiku anes abu eye tebegise zeleku nab USA demo kkyr mengedi ember anes Canada eye zbl zeleku so thanks again be continued bro
@yebyookba1845
@yebyookba1845 3 жыл бұрын
Some of them is right but 40% is not true I am from Canada (Toronto) so all my brothers and sisters be careful the first 5 years is all a challenge ,the problem is when people say Canada it look like easy but by practically it is very difficult, but never give up guys any ways it is a good advice but still not enough okay , in my opinion the hardest one from all my life is here ,thanks !!!.
@mientarussom7061
@mientarussom7061 3 жыл бұрын
absolutely Canada is one of the best and the most peaceful country !!! i am living in Canada. may i ask u where do you live bro? i wish for all Africa peaceful like canada.
@lily1966
@lily1966 3 жыл бұрын
Tt
@temarwelday4645
@temarwelday4645 3 жыл бұрын
💯 perfect country 🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦
@segenm950
@segenm950 3 жыл бұрын
Zebeluwom iyom zexehfu eko wela irairo yekwen zelo anbabay dea kk
@Misha-ir3fg
@Misha-ir3fg 2 жыл бұрын
Arke iza video in ertrawya iya beta quanquaka comment tseaf
@abelabrham3195
@abelabrham3195 3 жыл бұрын
I am living in Canada 🇨🇦 ya you are agree with you very polished country
@samichento1494
@samichento1494 3 жыл бұрын
Wowww ane canadawi eye , darga kulu ezi tiblo zeleka gega eyu. Nay kali hager zisemi zeleku koynu tesemuni. Bzkone gin abzi zeynebr shiweya yimaharelu eyu.thanks
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 3 жыл бұрын
*🤔እሞ ካናዳ🇨🇦 ደኣ ካብ ኣፍሪቃ እንታይ ዝፈሊ ኣለዋ ደቂ ኣንገላ መርከል🇩🇪 ንደቂ ካናዳ ርኢኹም ተመስገን በሉ 🤣*
@tekiabahta2751
@tekiabahta2751 3 жыл бұрын
ካሊእ ይትረፍ ካናዳ ስድራ ከማን የምጽእሎም ጀርመን ካላይቲ የብላን
@amankelifa3080
@amankelifa3080 3 жыл бұрын
Kab Africa zeflya berd teray eu
@ainbesajrtesfazge9981
@ainbesajrtesfazge9981 3 жыл бұрын
Temewgen elka mis anjla Merkel kof Mebal eu ketlea
@eritreawikuburmenenet9772
@eritreawikuburmenenet9772 3 жыл бұрын
Ata eziom haswti eyom hawey abu alo kemzia elni ayflti eyu nabzi mesai tray eyu zeblni
@samueldebesay7464
@samueldebesay7464 3 жыл бұрын
Abey aleka
@amanzoaman5711
@amanzoaman5711 3 жыл бұрын
ኩሉ ስደት እዩ ካብ ሃገርካ ወጽእካ ዝነብር ናብራ ዓመጽ ሕማም ጥልመት ዓሌትነት እዩ ከመይ ገርካ ንሃገርና ንምለስ ንሕሰብ እስራኤልውያን እኮ ስደት ክብረት ከም ዘይብሉ ፈልጦም ን ሃገሮም ተመልሶም እቲ ዘሎ ሽግር እኮ ባዕሉና ንፍታሕዮ ኣብ ሊብያ ኣብ ሱዳን ኣብ ኢጋንዳ ኣብ ግብጺ ኮታስ ኣብ ዓዲ ዓረብ እስራኤልን ኤውሮፓ ኣሜሪካ ክንደይ homeles ውልፍታት ብጽምዋ ተበልዖም ሰለዚ በጃኹም ተፋቅርና ምፍልላይ ኣጽብብና ናብቶም ብሃረርታ ዝጽበይና ስድራና ንመለስ እዚ ስደት ሕስረት እዩ ኣምላኽ ስደትና ይሕጽረልና በጃኩም ንተሓላለ ኩሉ ግዜ ከም ገዛካ ዓድካ ኣደካ ደስታ ዝፈጥረልካ የለን
@johnyem1573
@johnyem1573 3 жыл бұрын
Plz nay Za intro melody abey yrekba? I love it !
@amanuelnuguse773
@amanuelnuguse773 2 жыл бұрын
Thanks more...hade hto aleni Ezo ab Facebook sponsor zgebru malet visa zserhu si haqnet alewom dyu
@biniamokbe8238
@biniamokbe8238 3 жыл бұрын
Aye Zarawian emo nabta siol zikonet hagere Ertra do kinkeyd delikumuna?
@yohannestesfamichael2404
@yohannestesfamichael2404 3 жыл бұрын
I live in Canada. It's the best country and peaceful in the world
@zerietsenay4369
@zerietsenay4369 3 жыл бұрын
ዓጋንንካዮ ዚ ሓወይ, ኣብ ካናዳ አንተሃልኻ ተመስገን በል.
@azebkebedearegawe4119
@azebkebedearegawe4119 Жыл бұрын
ፅቡቅ እዩ
@xelimnebri946
@xelimnebri946 3 жыл бұрын
Xbuq hasab eyu gn nzom ab africa delena interview ab nqaerblu zmexena htotat kinfelto kintnkekelu wey keyngage mlue haberieta deyteqrubluna dea thanks
@brehenzerezghi8707
@brehenzerezghi8707 3 жыл бұрын
ቡዙሕ አጋኒንካዬ፣ ካብ ሐቂ አይትውጻእ።
@mibrakhagos
@mibrakhagos 3 жыл бұрын
Sad true..... but its a big relief for people who came from poor countries because they can't find work in their countries. For those who comes to Western with high expectation this is the true testimony.
@wolduwoldu8241
@wolduwoldu8241 3 жыл бұрын
Canada is the best country ever
@chakurchakurchakurchakur4847
@chakurchakurchakurchakur4847 3 жыл бұрын
Thanks bor nay Uk Eba amexalena plz
@mekeretathome5928
@mekeretathome5928 3 жыл бұрын
ካናዳ ዳኣ ዝበለጸት ሃገር እምበር ንኩሉ ብማዕረ ትርኢ በረድ ጥራይ ኢካ ቁሩብ ኣለዋ እምበር እዚኣስ ጌጋ ሓበሬታ እዩ ።
@fiebentewelde7568
@fiebentewelde7568 2 жыл бұрын
Tebarek
@dawitberhe3448
@dawitberhe3448 3 жыл бұрын
ከምዚ እንተኾይኑ ካናዳ ደኣ ካብ ዓመት ዓመት በረድ ምቑሓም ኣብ ደቡብ ሱዳን ምንባር ይሓይሽ ጸሓይ እንዳተወቓዕኻ......
@naodyohannes9183
@naodyohannes9183 3 жыл бұрын
Kkkkk
@ውላድገድሊ
@ውላድገድሊ 3 жыл бұрын
Kkkkkkk
@homesweethome8716
@homesweethome8716 2 жыл бұрын
እሞ ነዚ ከምኡ ኢሉ ዝጸሓፈን ንስካ ነዚ መልእክቲ ተሕልፍ ዘለካን ብሓንሳብ ናብ ምዒጥር ዘይትከዱ?? ኣይመስለካን
@ሻማሻማንበል
@ሻማሻማንበል 3 жыл бұрын
ናይዚ ጸሓፋይ መበቆሉ ወዲ ካናዳ ክኸውን ኣለዎ ንኸይንከይድ መተባብዒ
@godislove6063
@godislove6063 3 жыл бұрын
Bjka elka aytafari sela zayrkbkayou Canada 🇨🇦 ani abeu alkeu Canada better than others country love Canada 🇨🇦 good luck
@luwamkiflom775
@luwamkiflom775 3 жыл бұрын
Nab Canada move ktgebr zelo blchatat kea akrbelna please
@Moka-rl9sg
@Moka-rl9sg 3 жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ! Eternal Glory To Our Martyrs
@filamostech
@filamostech 2 жыл бұрын
????
@Tomas-komita
@Tomas-komita 3 жыл бұрын
ሓጺራ ብኻልእ መደብ ገርኩም ነዚ ናይ ካናዳ እንተትዉስኩሉ ጽቡቕ ነይሩ ጽብቕቲ መደብ ብተወሳኺ ኣብ ካናዳ ዝነብር እንታይ ክገበር ኣለዎ? ስለምንታይ ሕጊ ካናዳ ከምዝትብልዎ ኮይኑ?ኣስፍሕ ኣቢልኩም ምክርኩም ሃቡና
@yualebuna6271
@yualebuna6271 2 жыл бұрын
ኣታታታ ኣበይከ ረኪብናዮ
@abiiififi9896
@abiiififi9896 3 жыл бұрын
Killahh yakhe esikha abtia wazzah ms qumneger medebbb ka yihisheka bro mallet entayyy tezareb zellakha ay hakukan
@aliosman5367
@aliosman5367 3 жыл бұрын
God bless you Zara. Kemzi eynet hqecha temekro qetslwo.
@tekleab9462
@tekleab9462 3 жыл бұрын
So እንታይ ክንገብር ናበይ ደኣ እሞ ክንከይድ ኢና ወይለይ ጉድ እኮ ረኺብና
@lukaswalta9422
@lukaswalta9422 3 жыл бұрын
Mo dea Germany ykimet aloku ni Canada kikiyr yhasib aloku 🤔
@merrymulue8881
@merrymulue8881 3 жыл бұрын
Kkkkk ktserh dluw dika bsireka eya canada 😌
@tekleghebrehiwet9846
@tekleghebrehiwet9846 2 жыл бұрын
Thank you dear❤😍❤
@MIHIRU31
@MIHIRU31 3 жыл бұрын
ማራ ዶ ኣጋኒንክሞ ሓቀይ ኣነ ኣብ ካናዳ እየ ዝነብር ኣብዚ ዝሓሸ ናይ ትምርትን ጥዕናንን ዕድላት እዩ ዘሎ ኣብቲ ናይ ገዛ ክራይ ዝበልሞ ግን ይሰመማዕ እየ
@erey550
@erey550 3 жыл бұрын
ካብ ወድዓከር ኣመሊጥካ ዳኣ ከመይ ዘይሕሸካ።ክክ
@redseatv5895
@redseatv5895 3 жыл бұрын
@@erey550 kkkk 😂😂😂
@natnaelgym6985
@natnaelgym6985 3 жыл бұрын
ቦሎው ስቅ በል ስደት ንገሊኦም ንግደት ንገሊ,,,,,
@mikialazar1648
@mikialazar1648 3 жыл бұрын
Beli sege beli arkey bhansab eina zelna nska ke aytwkeli eika nay kulu hsbe
@naliru6096
@naliru6096 3 жыл бұрын
@@erey550 ካብ ከማኹም ስርናይ ፈረንጂ ምልማን ምስ ክብረትካ ወድ ዓከር ኣይሓይሽን ወድ በዓቲ
@ፍቅሪጥዑም-ቐ4ቈ
@ፍቅሪጥዑም-ቐ4ቈ 3 жыл бұрын
ናይ ኣሜርካ ወይ ናይ እግሊዝ ኣምጻኣልና እባ
@bahrenursuleiman1324
@bahrenursuleiman1324 3 жыл бұрын
Canada is the best country in the world 💚
@TheKessete
@TheKessete 3 жыл бұрын
Haki eyu ab canada 15 amet tekemite nai Canada zega eye hiwet mikisal abcanada fire kemzeibilu sileziteredani adi keire ab USA yikimet aleku zega USA ewin eye atti fililiyu tewedadari yebilun thank you for sharing
@binisare1432
@binisare1432 3 жыл бұрын
Abet hateftef eti xbuq nay canada do mglax aymhashen mkniyatu ab zkone hager xegemat zeyblu adi yelen::
@bahlibihaile3853
@bahlibihaile3853 3 жыл бұрын
Ane Ab Vancouver aleku gn hiwet aykonen
@eritreaadeyafworki6890
@eritreaadeyafworki6890 3 жыл бұрын
Gedfoo eba Vancouver kubur kelaray geza zeble si kalot ketamat si zekar zegaza zeyblu koynu du zeyglexo be hanti ketma ke Canada elu kezarb yexbklu i konen
@bereketlove1497
@bereketlove1497 3 жыл бұрын
No nay Israel akenabirka mzrab mkrab yfetu Israel ab sdeteyatat eritrea zelewa atehahza gelitsu ayfeltin ab nay canada gin tsbuk nay canadian gedifu tir eilu nab nay sdeteya akmi geza kray gele weshlak
@dawitfkarie4834
@dawitfkarie4834 3 жыл бұрын
Thanks you 😘
@akunamatatamatata3967
@akunamatatamatata3967 3 жыл бұрын
Eske nay america kea amxulna
@zeruberaki8033
@zeruberaki8033 3 жыл бұрын
If you compare Canada 🇨🇦 with any country.It is the best one there is alot of apportunities just long cold winter so stop confusing people
@noillimtube1536
@noillimtube1536 3 жыл бұрын
Ezi u eti haqi kinqbelom tray eyu zelena ....... from alberta, CANADA 10xxx
@stephanosyohanes3134
@stephanosyohanes3134 3 жыл бұрын
ኣብ በይዝመንት ምስ ሩሜት እንዳ ተቀመጠት ብ 300 ክራይ እንዳ ነበረት ጽሬት እንዳሰርሐት ትናበር ሰብ ነ ሓሳባት ክትርዶኦ ኣይትክእልን እያ ብዝኮነ እቲ ሓቂ ከዛ ድበላ እያ
@merihsolo4025
@merihsolo4025 3 жыл бұрын
Bzaeba England gele belena👏🏿
@henokgide386
@henokgide386 3 жыл бұрын
Thankas bro
@legendfranklampard9064
@legendfranklampard9064 3 жыл бұрын
*Kab sudan afkaritu keytkedo zmehazo*
@desbelestegu3442
@desbelestegu3442 3 жыл бұрын
Rong informetion canada is heaven free mediction you can learn colleg university
@stephanosyohanes3134
@stephanosyohanes3134 3 жыл бұрын
ትምህርቲ ክሳብ ሃይስኩል ብናጻ እዩ ድሕሪኡ ዘሎ ግን ፍራንክ ይሓትት እዩ ከምቲ ዝበሎ ትምህርቲ ወዲእካ ስራሕ ክትረክብ ኣሸጋሪ እዩ ካብቶም ትምርቶም ወዲኦም ስራሕ ዝረክቡ በቲ ዝተማህርዎ 11% ጥራይ እዮም ሕክምና ኦፕሬሽን ክትገብር ቆጸራ ክሳብ ክልተ ዓመት እዩ ትክክል ኣሎ ብሓጺሩ ዋላሓንቲ ጊጋ የብሉን ነዚ ክትፈሊጥ እንተኮንካ ዘጋጠመካ ክትከዉን ኣለካ እምበር ሲንግል ኮይንካ ኣብ በይዝመንት ምስ ሩሜት እንዳተቀመጥካ ክትፈልጥ ኣይትክእልን ኢካ ብዝኮነ ኣዳላዊ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓበሬታ እዩ ቀጺሎ።
@habtomhaile4854
@habtomhaile4854 3 жыл бұрын
Thanks you dear
@testprufen711
@testprufen711 3 жыл бұрын
About what ?
@eritreatiktok2013
@eritreatiktok2013 3 жыл бұрын
Thanks bro hiwet holland ke bejaka ngerna🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ksanettesfit3264
@ksanettesfit3264 2 жыл бұрын
Hiwet holand dea xorena kem zeleka hisebo
@hagos-5626
@hagos-5626 3 жыл бұрын
ጉዳይና ንግበር ብዛዕባ ነስብሰን ዝኸኣላ ሃገራት ንዐአን ንግደፎ !! ኣብ ዝኾነ ሃገር መስተ 18 ዩ ዝጅምር ፥ ከም ካናዳ ከ ትምህርቲ ኣበይ ኣሎ ፥ ጉዳይ ክራይ ገዛ ከኣ ከከም ኣተዊ/ስራሕ እቲ ትነብረሉ ከተማታት እዩ ሓዎም ሸትት ከይትብለካ ጥንቅቕ በል (Vancouver, 🇨🇦 Canada)
@dogoodandgoodwillcometoyou2898
@dogoodandgoodwillcometoyou2898 3 жыл бұрын
ንምንታይ ጌጋን ሓሶትን ሓበሬታ ተመሓላልፉ እንተ እዚ ናይ ተለፎን ዝበልኩሞ ይሰማምዓሉ የ ምክንያቱ ኩለን ሃገራት ነናተን ሕጊ ኣለወን እቲ ካልእ ዝበልኩሞ ግን ኩሉ ሓሶት እዩ ንሓደ ሰብ ብውልቁ እንተጸልኦስ ኩላትና ክንጸልኦ ኣለና ማለት ዲዩ እዚ ሰብ እዚ ንውልቁ ጸሊኡዋ ኣሎ ንዕኡ ይምልከት ንምንታይ ዘይናታ ትህቡዋ ነዛ ሃገር ኣነ ንባዕለይ ኣብ ኦንታሪዮ ዝበሃል ዞባ ወይ ቶሮንቶ ዝበሃል ከተማ የ ዝነብር ካናዳ ኣብ መበል 4ይ ተርታ ኣብ 2020 95.2 ዕግበት ወይ ሓጎስ Satisfaction ተሰሪዓ ትርከብ እዚ ደኣ ካበይ መጺኡ ህበይሲ ንወይኒ ምርካቡ ምስ ሰኣነቶ መጺጽ እዩ ኢላ ገዲፋቶ ይበሃል ብዛዕባ ካናዳ ብዙሕ ጽቡቅ ምጸሓፍኩ ግን መብዛሕትና ስለ ንፈልጦ እኹል እዩ። Please please do not lied.
@eritreaadeyafworki6890
@eritreaadeyafworki6890 3 жыл бұрын
Gedfoo eba ane emo bezi zeblewo comment mexhaff kekarx I kalekun haswti keyxaru yezarbu
@dogoodandgoodwillcometoyou2898
@dogoodandgoodwillcometoyou2898 3 жыл бұрын
@@eritreaadeyafworki6890 እዚኣ ቻነል ብዙሕ ጌጋ እያ ተመሓላልፍ ሓደ ግዜ እውን ኣብ ፍሊፒንስ ሕጊ ኮሮና ዝጠሓሰ ድሕሪ ናይ 100 ግዜ ምቅጻዕቲ ሓፍ ኮፍ ኢሉ ዝሞተ ስሙ ዘይተጠቅሰ ኢሎም ኣቅሪቦሞ ዕድሚኡ እውን ጌጋ ነይሩ ብዝኾነ ኣብ ተዓዘብቶም ተገዳስነት የብሎምን ኣብ መእተዊ ዝጥቀምሉ ክላስቲካል ብዙሕ ሰብ እቲ ድምጺ ረባሺ ኮይኑ ንሰማዒ ቀይሩዎ ወይ ከኣ ኣማሓይሽዎ ኢሎም ጽሒፈምሎም ኣይተገደሱን ኣነ ሓደ ካብቶም ዝጸሓፉ የ በዚ መክንያት ከኣ ሳብስክራይብ ስሕበያ ኣለኹ ክሳብ ዝመሓየሹ
@HEROSMEDIA-g2i
@HEROSMEDIA-g2i 3 жыл бұрын
Nay bahakii hasewtiii zraa hsdna kblwa nerwwom arsta kkkkk
@ገርግስም
@ገርግስም 3 жыл бұрын
@@dogoodandgoodwillcometoyou2898 ዋውው ካባኻ ደስ ዘብል ዜና ሰሚዐ ኣብዝመጽእ ዓመት 2022 ኣነ ናብ ካናዳ መዲበያ ዘለኹ እታ ዝፈትዋ ሃገር ክሪኣን ክሳብ ዓደይ ምሕደርኣ ተቐይሩ ክነብረላ ትፈቕደለይ ካናዳ ናይ መወዳእታ መዕረፊተይ ኢለ ደምዲመያ ኣለኹ ኣብ ላዕሊ ትምኒተይ ጽሒፈ ኣለኹ ኣብካናዳ ዝነብሩ ግን ሕማቕ ምዃና ሓቢሮሙኒ ምናልባት እቲ ንሶም ዝሳኣንዎ ኣነ እንተሲኢነዮ ዘየማርር ይኸውን ብምባል ውሳነይ ኣይተዓናቐፍኩን ብዝኾነ ኩሉኹም ኣብ ካናዳ ዝረፈላለየ ርእዮቶ ኣለኩም
@dogoodandgoodwillcometoyou2898
@dogoodandgoodwillcometoyou2898 3 жыл бұрын
@@ገርግስም ኣጆኻ ኣብ ገርገር ዘለው ፋሚሊ ክትጥርንፎም ኢኻ ጥራይ ብሰላም ምጻና ሓቢቢ
@kbtweldemichael7882
@kbtweldemichael7882 3 жыл бұрын
Welcome to Canada !!
@samiman8420
@samiman8420 3 жыл бұрын
ኣነ ኣብ ካናዳ እየ ዝነብር ካብዚ ዝበልካዮ ግን ወላሓንቲ ሓቂ የብሉን ካናዳ ወድሰብ ከም ድላዩ ዝነብረላ ሃገር እየ ምናልባት እቲ ዝጻሓፉ ሰብ ንካናዳ ወዲ ሰብ ኦምጽእ ዘይድልን ስደተኛ ዝጸልእን ክከውን ኣለዎ ብፍላይ እቲ ብዛዕባ ሕክምናን ብዛዕባ መስተ ደቂ 13 ይሰትዩ ዝበሎ ድማ ዘየሎን ዘይሕሰብን እዩ ።
@dollasemer532
@dollasemer532 3 жыл бұрын
Eropa selezeystemakerka anber haku eu why? Kabe canada nabe Sweden ymexu.
@amangoitom1233
@amangoitom1233 3 жыл бұрын
Hasawi kndey khsu eyu ane Canada 🇨🇦 aleku amlak ymesgen selam ynebr aleku nezi aytsmiewo
@semeretekle9510
@semeretekle9510 3 жыл бұрын
ዛራውያን ቕድሚ ሕጂ ተውርዱዎ ዝነበርኩም ይኣምነኩም እንድየ ኔረ ካብ ሕጂ ግን ክንደይናይ ከይኣምነኩም። ኣብ ካናዳ እየ ዝነብር እቱው ኣብ ዝበልኩሉ ስራሕ ጀሚረ ትምርቲ ውን ኮሙኡ።ገንዘብ ከኣ ሪኢናዮ ዘይንፈልጥ ንኽፈል ኣለና።ኣብ ቫንኩቨር እሞ ጠቕላላ በረድ(ስኖው) ዝበሃል የለን!ናይ ካልእ ፕሮቬንስ ጉዳይና ኣይኮነን።ብልክዕ ናብራ ከቢድ እዩ ስራሕ ስለ ደይሳኣን ግን ማዕረ ሰብካ ኢኻ ትነብር።ሕክምና ከኣ ንከናዳ ዘርክብ የለን።ከማን ብነጻ እዩ።
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 Жыл бұрын
ሰላም ክቡር ሓው ብ ቪዛ መጺካ ካብ ኣዉሮፓ ኣቡኡ ክቲተሪፍ ይካኣልዶ ወረቀት ይህቡካዶ
@abebaabush134
@abebaabush134 3 жыл бұрын
Amlk ymsgen tsbuk alena hawey canadawyan kebri ygebeom eu ente kemzeteblo Zelka gen aganenkayo
@shimendialifrenji3451
@shimendialifrenji3451 2 жыл бұрын
How all Those Emigrate prefer how old is living in Canada what is the perfect idea or face of Canada and how tall de citizen N how to be fine easily work in Canada Whatcombe be able to do to live in Canada
@ermermuo8952
@ermermuo8952 3 жыл бұрын
Bell tray u hiwetka zeblashwo ab canada
@martagebre7698
@martagebre7698 3 жыл бұрын
Yes.true
@samisemere1407
@samisemere1407 3 жыл бұрын
Nay Australia🇦🇺🇦🇺 eba aqrbelna please bro
@dollasemer532
@dollasemer532 3 жыл бұрын
My dream country
@fanu1116
@fanu1116 3 жыл бұрын
Mewedeata alem
@eyobhabte1080
@eyobhabte1080 2 жыл бұрын
Ab canada 🇨🇦 dika zeleka pls ngereni ab canada teleka gn ayestemakerkayon n canada wey ayteregagaekan zeleka
@ht2969
@ht2969 2 жыл бұрын
ብዛዕ ኣየነይቲ canada ይዛረብ ኣሎ
@thomassolomon2380
@thomassolomon2380 3 жыл бұрын
Abzelekayo xbuq tehalika dea kemey elka canada ktkeyd kthasb tehasimuka eyu ko adi zkyer aykonen
@JOKER-gt6vh
@JOKER-gt6vh 3 жыл бұрын
Kkk hatafat tblwa tefiekum neza hager hasewti
@merontesfay4242
@merontesfay4242 3 жыл бұрын
Canada kitnebir timherti yedleka system entefelitkayo kea zibelexe ab canada kitnebir kititeaxaxef aleka kalie eti nay health zibelkayo gega minchi eyu amxikayo zeleka kulu alo eti timet do gele zibelkayo gega nxur haberta aykonen amxikayo aleka
@noillimtube1536
@noillimtube1536 3 жыл бұрын
Hawey natey abey dika tnebr ? Fkadena tekonka malet u ?
@merontesfay4242
@merontesfay4242 3 жыл бұрын
@@noillimtube1536 abeu eye zinebir
@stephanosyohanes3134
@stephanosyohanes3134 3 жыл бұрын
ናይ ኦሞሮድዮ ኦፕሬሽን ክገብር 18 ወርሒ ተቆጺረ ብዛዕባ ዚ ከ ሓበሬታ ኣለካ ድዩ
@eyobhabte1080
@eyobhabte1080 2 жыл бұрын
Neza nfelta canada dika weys kalie canada Ala eya kndzi halefta alo
@Bereketee
@Bereketee 3 жыл бұрын
በጃካ ካልኣይ ክፋል ከይትገብረላ፡ገርግሽ 50 ዓመት ከይሰምዓካ፡
@HEROSMEDIA-g2i
@HEROSMEDIA-g2i 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkk nay bahakii kkkk
@godislove7630
@godislove7630 3 жыл бұрын
I am live in in Canada all most 5 years but Canada 🇨🇦 is the best century ever . it's wrong information bro please you have to search again .
@djhenri9755
@djhenri9755 3 жыл бұрын
ቦግ ተብልኪ ኣፍኪ መሊእኪ ከኣ 5 ዓመት ትብሊ ክሳብ ሎሚ ኢንግሊሽ ምምሕያሽ ሲኢንኪ።
@fanu1116
@fanu1116 3 жыл бұрын
Don't lie
@Thisworldisnotbalanced
@Thisworldisnotbalanced 2 жыл бұрын
ኣብ_ጀርመን_ከማን_ምስ_ዚ_ኩሉ_ዓሌትነት_ንነብር_ኣሎና .
@ስደተኛ
@ስደተኛ Жыл бұрын
ወደደይ, ስደተኛ ክሳብ ዝኾንካ ዓሌትነት ኣይተርፍን ኢዩ, ዓሌትነት ደኣ ኣብ ኤርትራስ ኣሎ እንድዩ, ንሓደ ጽልም ዝበለ, ጋንድያ, ጠቃር, ሓርፋፍ ወላ ሓውኻ ይኹን ናትና ከማን ይገድድ ንሰብ ብኣበሩ ደሓር ከኣ መጺናዮም እምበር ኣይመጹናን ሻይዘ ኢያ ኣዱንያ ክብረተይ ተመስገን ኢልካ ኣሳፊሕካ ዶሩም መደቀሲ ዘይኮነስ ድቃስ ዝተኸልኡ ሓባይብ ኣለዉና, ኣብ ጎዳጉዲ ኤርትራን ስደትን
@SuperMobly
@SuperMobly 2 жыл бұрын
እዝስ ስደተኛታት ናብ ሃገሩ ከይመጹ ኢሉ ሓደ ካናዳዊ ዝጸሓፎ ኢኻ ቃል ብቃል ቶርጊምካዮ።
@merawaliku3182
@merawaliku3182 2 жыл бұрын
ሓቅኻ ኢኻ እዚኣስ
@letenguskahsay8314
@letenguskahsay8314 3 жыл бұрын
አበይ ወሎ ሃላው ኢዩ ሃተፈተፈ አይትበል ሓሳዊ ሐሙም
@fevenokbazghisbhatu7033
@fevenokbazghisbhatu7033 3 жыл бұрын
Ane ab Canada 4 amet gere aleku, 3 ab tmrit nere high school graduate gere tmrit enatemeharku mengsi kulu yshfno malet geza kray megbi kulu yshfno srah yhsheni enteelka dma baelka serihka tnebr mengsi Canada tmahar tdeli tekonka trah eyu zhgzeka. Kalie kea werhawi kulom tihti 18 under age genzeb ymexeka. 18 ms geberka kea social services zbehal alo tmrit tkeyd tekonka 750 werhawi yhgzeka. Ab Canada nay hkmna kulu nexa eyu nay sni, metbahti, nay ayni trah eka tkefl nkulu sdetena kea 75% mengsi ykeflo zterefe baelka. Ex sinka kthkem wey keteariyo tedelika kebabi 5000 ybexih sdetena tekonka wereket alo zwexie awxika coverege zgebro 3000 ykeflelka zterefe 2000 dma baelka tkeflo xubuk negeru wela nwerhi 100 enakefelka ab 2 amet kitwideo tkiel eka. Nabra ab Canada btaemi xubuk eyu kemey aynet seb mkanka trah eyu ziwsino hmak neger lemidka srah aytfetu, tmrti aytikeyd tekonka gdn eyu nabra kkebdeka.kulen hagerat kem Canada ygberen . Ab Canada winter kuri trah eyu kebid lomi kulu seb Canada kmexie eyu zdeli.
@ludav4785
@ludav4785 3 жыл бұрын
ሃለውለው ይብሃል እዚ ካናዳ እታ ዝበለጸት ናይ ስደተኛታት ቦታ እያ።ፕሮሰስ ከማን ብጣዕሚ እዩ ሓጺር ምስ ናይ ብዓል ኣሜሪካ ከተረኣእዪ ከለኻ Insurance and Jobs ክትረክብ ሽግር ኣይኮነን ምናልባት እዚ ነዚ ዝጽሓፎ ወዲ ነቲ ሽግራት ጥራይ እምበር ዕድላት ክርእይ ዘይክእል ተፈጢሩ ከይከውን ክሰርሕ እየ ክምሃር እየ ክሳብ ዝበልካ ዋላውን ኣብተን ኣሸገርቲ ዝብሃላ ሃገራት ሂወትካ ትቅይሮ ኢኻ
@eritreawikuburmenenet9772
@eritreawikuburmenenet9772 3 жыл бұрын
Bailom ekoyom kedmi hiji etom hegusat nay alem elom amsiomo nerom
@segenm950
@segenm950 3 жыл бұрын
Belu canada mes norway awedadirkum kea negeruna
@ስደተኛ
@ስደተኛ Жыл бұрын
ወደደይ, ክልቲኤን ሓደ ኢየን, በረድ, ቁሪ ብልጫታት ናይ canada ግን #ናትካ ስራሕ ክትከፍት ኣብኡ ይሰፍሕ ባይታ #ቓንቓ English እንተደኣ ትኽእል ኬንካ # ካናዳውያ ሕውሳት ኢዮም, Norwegian ግን ዕጽዋት ኢዮም # ብልጫታት Norway ከኣ ክሳብ university ብነጻ ኢኻ ትመሃር ግን ኖርወይ ሓንቲ ካብተን ዝለዓለ ቀረጽ ዘኽፍላ ሃገራት ኢያ ቓንቓ ከኣ ካብ airport ኣይወጽን ኢዩ Depuration ንባዕሉ ኣብ ኖርወይ ይዛይድ ናይ ጸሓይ ብርሃን ውን ኣብ ኖርወይ ይውሕድ ሕጊ ናይ Norway ይተርር ህዝቢ ኖርወይ ኩሉ police ኢዩ እዚ ግን ጽቡቑ ይበዝሕ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ Norway ይጸብብ b/c ግዴታ ቓንቓ ክትክእል ትግደድ e.t.c........ 🔥
@kokobbelay4593
@kokobbelay4593 3 жыл бұрын
Nbaeluku abzhshekum teqemitku gdefu ba tesfa aytkluena
@tsgabmebrahtom7763
@tsgabmebrahtom7763 3 жыл бұрын
Ab zkedka kedka kem germen ftsum aytrekibn
@tekiabahta2751
@tekiabahta2751 3 жыл бұрын
ከም ጀርመን ከቢድ ዓዲ የለን
@tsgabmebrahtom7763
@tsgabmebrahtom7763 3 жыл бұрын
@@tekiabahta2751 ja kebid nsdetena win zyada eyom rgumat kem beal Kanada
@tekiabahta2751
@tekiabahta2751 3 жыл бұрын
@@tsgabmebrahtom7763 ዋላ ካናዳ ርጉማት ኢዮም ከም ጀርመን
@tsgabmebrahtom7763
@tsgabmebrahtom7763 3 жыл бұрын
@@tekiabahta2751 la nsom yhshu kalie ente kefeas tsegemka eqa ysemueka germen Eko seytawnti eyom
@tekiabahta2751
@tekiabahta2751 3 жыл бұрын
@@tsgabmebrahtom7763 ያ ዋላ ስድራ ከማን የምጽኡልካ ኢዮም ካናዳ
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 3 жыл бұрын
Thank you brother, keep it up.
@mathu4616
@mathu4616 3 жыл бұрын
Thanks Eri bro 😎!!!
@rigbetiselam
@rigbetiselam 2 жыл бұрын
Nay bhaki eu
@eritreaadeyafworki6890
@eritreaadeyafworki6890 3 жыл бұрын
Ewa ezi kulu zeblekmo si bezaba Eza ane zelekiwa hager Canada du kemey da nehena zenynflto bele ane kengrka canada 🇨🇦 Amlak bariku yehbom zehash hager u kabzi kulu zeblekayo megen Eu
@copira9019
@copira9019 3 жыл бұрын
good job
@homesweethome8716
@homesweethome8716 2 жыл бұрын
ዛራ ፍልጠት ዘይኮንካ ንስካትኩም ዛራ ጥፍኣት ኢኩም፡፡ ኮፒ ፔስት ገይርካዮ??? እሞ ናብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ዘይምለሱ ደቂ እራይራይ
Canada ( ካናዳ )...... Part 2.
19:39
Star Entertainment
Рет қаралды 27 М.
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
ይሄንን አውቄ ቢሆን ምርጫዬ ሌላ ነበር …
12:35
እንታይ ትመኽሩኒ ሓፍተይ ሕጹየይ ከይትምንጥለኒ ፈሪሀ
17:13
ሰብ ኣብ ካናዳ እንታይ’ዩ ዝኸውን ዘሎ?
12:13
Aklilu H.michael
Рет қаралды 79 М.
Mestyat Betna | ዝተኸልከለት ገነት | ሓቀኛ ፍጻሜ
14:00
ዝበለጸ ስራሕ ኣየናይ ኢዩ? What job is the best job?
26:19