Рет қаралды 222,330
MERINA ENTERTAINMENT
ኮምሽታቶ ናይ ገዲም ድምጻዊ ሙልጌታ በይን (ወዲ ዛግር) ክትከውን ከላ መእተዊ ዘሎ ዜማ ድማ ናይ ድምጻዊ ኪሮስ ኣስፈሃ ምዃኑ እናሓበርና፣ ብንእሽተይ ዓቕምና ነቲ ደርፊ ንምድጋም ኣብ ካርቱም ሱዳን ዝደገምናዮ ደርፊ እዩ።