Nati TV - Lul Tedros l Yikeses telo {ይከሰስ ተሎ} - New Eritrean Tigrigna Music 2021 [Official Video]

  Рет қаралды 1,072,931

NatiMedia

NatiMedia

3 жыл бұрын

NATI TV MUSIC - New Eritrea Tigrigna Music 2021 by Lul Tedros l Yikeses telo {ይከሰስ ተሎ}. Nati TV brings you New Eritrean Music 2020 | Ethiopian Music 2021 | Tigrigna Music 2021.
#TigrignaMusic #LulTedros #EritreanMusic #EthiopianMusic

Пікірлер: 1 200
@wedimazu6092
@wedimazu6092 3 жыл бұрын
ነዛ ጽሑፍ ተንብብ ዘለኻ ኣምላኽ ስደትካ ኣሕጺሩ ገጽ እታ ትፈትዋ ወላዲትካ የርእኻ። ኣሜን (3)🙏
@lidiaabraham7294
@lidiaabraham7294 3 жыл бұрын
ኣሜን
@erueritrea4951
@erueritrea4951 3 жыл бұрын
ኣሜን(3) ኣንታ ጅግና ወዲ ጀጋኑ 🇪🇷👍
@terhaskahsay2747
@terhaskahsay2747 3 жыл бұрын
Amen
@simontesfay3002
@simontesfay3002 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@henokaraya2477
@henokaraya2477 3 жыл бұрын
ኣሜን
@ytchanel9398
@ytchanel9398 3 жыл бұрын
Nay lul dmxi des zblo like
@sweettekia620
@sweettekia620 3 жыл бұрын
ፀውዕለይ ንወዲ መምህር ቶሎ ቶሎ አዛ ደርፊ ዘይተረደኦቶ ምሳይ ዝስማዕማዕ😜😂 👇
@awetberhe6265
@awetberhe6265 3 жыл бұрын
ምርዳእ ኣብያትና እኮ ክክክክክክክክክክክክክ
@sweettekia620
@sweettekia620 3 жыл бұрын
@@awetberhe6265 መርድእ ዝኮነ ማዓልቲ😂😂😂
@yorsalem4900
@yorsalem4900 3 жыл бұрын
Methazi zey bela derfi 😂
@danielamine8940
@danielamine8940 3 жыл бұрын
ሓቕኻ ይጸዋዕ መጨበጢ ሲኢናላ'ኮ
@sweettekia620
@sweettekia620 3 жыл бұрын
@@danielamine8940 😋😜
@moonlight-tf2sg
@moonlight-tf2sg 3 жыл бұрын
ኣነስ እንታይ ዝብል ርእይቶ ኣለኒ ይመስለኩም ካብ ነቲ ክሊፕ ምጽባቅ ግጥምን ዜማን ተዝጽብቅ ጽቡቅ ስራሕ ሙኮነ ኔሩ ምክኒያቱ እዚ ናይ ሎሚ ስራሕ ንክሊፕ እንበር ንግጥሚ ይኩን ወላ ንዜማ ግዜ ስለ ዘይውሃቦ ዘሎ ብሉጽ ስራሕ ድማ ኣይንርእን ዘለና ብጀካ ጽቡቅ ክሊፕ ንመጻኢ ግጥምን ዜማን ግዜ ይውሃቦ ሰላምን ፍቅርን ንመንእሰይ ህዝቢ ኤርትራ
@fetahchekan8796
@fetahchekan8796 3 жыл бұрын
ይገርም ኢዩ፡ ግጥሚ ኢልካ ዜማ ዝኮነ ጥበብ ዘይብሉ ተራ ስራሕ፡ ምናልባት ቅድሚ እቲ ደርፊ ክሊፕ ኢዩ ተሰሪሑ መስለኒ ፡ ካብኡ ዝከፍአ ከኣ ድምጻ ጠፊኡ ብ ኮምፑተር ተዓብሊሉ
@excessreferredfurtherbutaz3984
@excessreferredfurtherbutaz3984 3 жыл бұрын
Tikikil hakika aleka, ezia derfi zeykinet si fashion show eya hasibata luwam
@wedimobaemobae2557
@wedimobaemobae2557 3 жыл бұрын
Yigerim eyu eza derfi dihiri werhi kitirisae eya derfi kedemi neru zebilena kea ezin wedi kemizin eyu
@excessreferredfurtherbutaz3984
@excessreferredfurtherbutaz3984 3 жыл бұрын
@@wedimobaemobae2557 eway dihri werhi, semun keman aytigebrin eya. Tibeb tesaeni bejaka ileka. Edme ni bial helen meles, feven tsegay, tsehaytu beraki wezete... Ezen nay hiji just ni video kireaya elen eye ziserha zelewa...
@AWET605
@AWET605 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ሓቢቢ ዜሮ ድምጺ .
@user-sw5kk7rl8e
@user-sw5kk7rl8e 3 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ሎሚ ኣብዛ ኮመንት ቀዳማይ ኢየ ዘለኩ ሓደ ሰብ እሞ ኣነ ቀዳማይ ኢየ ኢሉ ይጽሓፍሞ ናይ Weekend ክጋብዘኒ ኢዩ ጽቡቅ ስራሕ ሉሊ
@user-zh5qk8fp7w
@user-zh5qk8fp7w 3 жыл бұрын
ቀዳማይ ጽሒፍካ እንታይ'ዩ መኽሰብካ?ትሕዝቶ ናይዛ ደርፊ ግዳ ከመይ ኢልካ ርእይቶኻ ዘይትህብ!ጥበብ ን'ኽስስን! ሶሪ ግን ንቒፈታ ዘይትፈቱ እንተኰንካ!
@user-vd9ub3sr5z
@user-vd9ub3sr5z 3 жыл бұрын
Neti nay kedem srhata dika bro
@user-sw5kk7rl8e
@user-sw5kk7rl8e 3 жыл бұрын
@@user-zh5qk8fp7w ney xegem yelen
@user-zh5qk8fp7w
@user-zh5qk8fp7w 3 жыл бұрын
@@user-sw5kk7rl8e thank you zarkey mearey
@rahelhagos4568
@rahelhagos4568 3 жыл бұрын
Kedameyti bailey kkkk
@MnbMnb-jp9xb
@MnbMnb-jp9xb 10 ай бұрын
ሉለይ ብጣዕሚ ፁቡቁ ስራሕ ኢኪ ሰሪሕኪ ተጋሩ ንዛ ሓፍትና ከይቲ ርስዕዋ ንህዝቢ ትግራይ ፀቡቁ እያ ትደሊ ስለዚ ኣብ ጎና ኮይና ነተባባዓያ ኣጆኪ ሊሊ ሓፍትና ኣምላክ ኣብ ጎንኪ ይኩን
@monalizagirma306
@monalizagirma306 3 жыл бұрын
ድምጻዊት ብልጽቲ እንድኪ ። ግን ፤ኣነስ ግጥማ፡ ኮነ ዜማኣ፡ ፈጺመ ክዓግበላ አይካኣልኩን። መልእኽታውን እንታይ ምካኑ ክሕዞ አይክኣልኩን ይከሰስ ጥራይየ ዝሰምዕ ዘለኹ 🤔 በይነይ ድየስ ከማይ ዘስተማቀርኩምዋ ትህልዉ ኢኩም ?
@robelmesgena7396
@robelmesgena7396 3 жыл бұрын
ኪጾሂፈላ ሃሲበ ሞ ጊን አቲ ከጺሂፎ ዚሃሰብኩ ኣብቲ ጺሂፍካዮ ዘለካ ረኪበዮ ሚሳካ ተሳማሚአ ኣለኩ
@Eritreahornafrica291
@Eritreahornafrica291 3 жыл бұрын
ህየሳ ጀሚርኪ ዲኪ ድኣ ክክክክክክክ
@dwfgfilmproduction251
@dwfgfilmproduction251 3 жыл бұрын
ኣብ ኩሉና ዩ
@Cni12fgra
@Cni12fgra 3 жыл бұрын
Beyney mesiluni ember Teshegire nere 🤪😁
@dwfgfilmproduction251
@dwfgfilmproduction251 3 жыл бұрын
@@Cni12fgra ኣብ ኩሉ ዩ
@germaygermay7665
@germaygermay7665 3 жыл бұрын
እዞም ነዚኣ ክትሰምዑ ተድላኹም ዘለኹም ትትረፍኩም ነዓ ተመለስ ጎበዜ እትብል ደርፊ ሚኢቲ ግዝየ ምስማዕ ይሕሸኩም ጽቡቅ እዲና ክንሰምዕ ቀኒና ሕጂ ግን ኣይግድን ምሳይ ዝሰማማዕ ረጊጹኒ ይሕለፍ
@abrsheabrham5316
@abrsheabrham5316 3 жыл бұрын
Ata esa da lebamaten nefuaten endiom serihoma ezia se ende gele alata mkbatri
@yosefbereket894
@yosefbereket894 3 жыл бұрын
msaka,aleku
@user-kn9sl3in2c
@user-kn9sl3in2c 3 жыл бұрын
ኣታ እቲ ድምጻን እቲ ዜማን ሓደ መኣዝኖም ዋው I can’t get enough of this song 🎶 I am serious I love it 🥰
@natnaelmengs835
@natnaelmengs835 3 жыл бұрын
ኣንቲ ብርክቲ ሓፍተይ ደርፊ ግደፍዮ ተዋስኦ ይሕሸኪ ኩሉ 0 ኣሎ ናትኪ ፊልድ ኣይኮነን ።
@googleplayy8389
@googleplayy8389 3 жыл бұрын
Antay gera suq elkum tray sheyfwo zezmetse aykefanan eyu kkkkkk
@jontv6228
@jontv6228 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር ክጽዋዕ ኣለዎ ትብሉ ክህይሳ ማታን
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l 3 жыл бұрын
@dianaweldemicheal8165
@dianaweldemicheal8165 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር ደርፊ እምበር ዘረባ ይህይስ ዩ ዝበለ መን ዩ ባ በጃኩም?
@user-qq1vv3ul4s
@user-qq1vv3ul4s 3 жыл бұрын
Kkkkkkk
@furtunayemane8783
@furtunayemane8783 3 жыл бұрын
Wedi memeher eko tsaeda shuguri do yekewen do alo anese enetezemerehana ewe dese mebeleni
@AbcdEfgh-ev1os
@AbcdEfgh-ev1os 3 жыл бұрын
Wedi memhir maletka ane dye ?
@gideyhadish229
@gideyhadish229 3 жыл бұрын
ዕርቃንኪ ከፊትኪ ትራኣይ ዘለኪ ንስኪ ኢኪ ክትክሰሲ ዘለኪ ህያው ትርእትኪ ምስክርኪ ኢዩ
@user-hg8dc4uk2y
@user-hg8dc4uk2y 3 жыл бұрын
ዝባን ግጥሚ ኢልና ክንከሰኪ ኢና ንሕና
@helenyahwe5072
@helenyahwe5072 3 жыл бұрын
Lul tsbkti ድምጽኺ ማራ ጥዑም እንድ'ዩ እዚ ግጥሚ ግን ንዓኺ ኣይምጥነክን ኢዩ ፣ ወላ ሓደ ጣዕሚ የብሉን! ኣነ ከነኣእስ ኢለ ኣይኩንኩን I just want you to be successful in everything you do 😍❤️💕💞 much love & God bless U
@adeyhalaley3253
@adeyhalaley3253 3 жыл бұрын
ድምጺ 100% ግጥሚ 0% ዜማ....... ክሊፕ ማለት ካሜራማን 100% ጸጉርኪ 0% ኩሉ ፌክ
@abrsheabrham5316
@abrsheabrham5316 3 жыл бұрын
Eway ata eska tukre eka behaki kulu bado
@siem5366
@siem5366 3 жыл бұрын
Akdadena 0
@yohanayohana6296
@yohanayohana6296 3 жыл бұрын
Aye eiritriyn moral daa keythbu eza derfi mara shekor kulu Negra luley forsa tray miss.... you
@semharteklay143
@semharteklay143 3 жыл бұрын
@@yohanayohana6296 ♥️👌
@semharteklay143
@semharteklay143 3 жыл бұрын
@@yohanayohana6296 eritin moral albo endiyom 🤣😆
@wedikeren6851
@wedikeren6851 3 жыл бұрын
😬ብካ ተሪፋትኪ ብልቢ ክብረትካ ሒዝካ ሱቅ ምባል ጽቡቅ እዩ ።😣🥺 ኣጆኪ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበየኪ ኢና ሉሊ ሓፍትና 🥰
@user-fi2on2ns6e
@user-fi2on2ns6e 3 жыл бұрын
Kkkkk
@efriemtekla8860
@efriemtekla8860 3 жыл бұрын
😃😃😃😂😂😂ናይ ብሓቂ ስቅ ጡዑም
@agtes216
@agtes216 3 жыл бұрын
መጠንቀቕታ ‼️ በጃኹም የሕዋት ትርጉሙ ዘይንፈልጦ እንተ ዘይ-ተጠቀምናሉ ተመራጺ እዩ። ከም ኣብነት ኣብ'ዛ ደርፊ፣ ናይ ሉል በብዓይነቱ ሕብሪ ዘለዎ ጸጉሪ ጌራ ኔራ። ንሱ ማለት ከኣ ናይ'ዞም (LGBT COMMUNITY) ተባሂሎም ዝፍለጡ ካምፓኒ እዮም። ንሱ ማለት ከኣ ወዲ-ንወዲ ጓል-ንጓል ዝማራዓዓዉ እዩ። ሕጂ ሓደ ሰብ ኮምኡ ዓይነት ዘለዎ ሕቡሪ ከም ናቶም (Supporter) እዩ፣ ዝፍለጥ ኣብዚ ምዕራባዊ ዓለም። I know ብዘይ ፍላጥ ከም ዝገበርክዮ ግን ነስተውዕል። መኽንያቱ (BC) ቅድሚ ልደተ-ክርስቶስ ከምዚኦም ዓይነት ሕብረተሰብ ከም ዝነበሩ ብሓዊ በቃ ብሓዊ ከም ዝተለብለቡ (Bible) መጽሓፍ ቅዱስ የዘንቱወልና'ዩ። ዘፍጥረት 19 (Genesis) 24፤ ሽዑ እግዚኣብሄር ካብ ሰማይ ኣብ ልዕሊ ሶዶምን ኣብ ልዕሊ ጎሞራን ካብ እግዚኣብሄር ዲንን ሓውን ኣዝነመ። Genesis 19 (KJV) - ዘፍጥረት 24: Then the LORD rained upon Sodom and upon Gomorrah brimstone and fire from the LORD out of heaven; እዚኣ ክብል ደልየ'የሞ ይቐኔለይ !!!
@agtes216
@agtes216 3 жыл бұрын
@@bidi1360 ክብረት ይሃበለይ ዝሓወይ !
@lemlemg542
@lemlemg542 3 жыл бұрын
መን ዮ ንኦኦም ጥራህ ዝሃቦም እዚ ህብሪ ።ቀስተደመና ከማን ኮ ከምኡዮ ህብሩ ።ግን ንኦኦም ጥራህ ጌርናዮ እዚ ህብሪ ።አነ ይፈትዎየ ንአብነት ናይቀስተደመና ህብሪ ቅናት አደይ ማሪያም ።ንሶም መለለይኦም ጌሮም አለም ከአ ናቶምዮ ኢሉ አረኪብዎም ።ሽኡ ብገርሁ ዝገበሮ ሰብ ተተረክበ ዝደገፎም ይመስል ። ቅናት አደይ ማርያም ምኳኑ ግን ተረሲኡ የህርቀካ። ተዘይ ተጋግየ ውን እግዝአብሔር ቃልኪዳን ዝአተወላ መእሰሪ ከይከውን ጌጋ ይክልአለይ እምበር ።ስለዚ ናይ LGBT ዮ ክበሃል ከሎ የህርቀኒ ዮ ንሶም ድዮም ገጅፎም አብ ክንዲ ድንግል ማርያም እዚ ህብሪ ክርአይ ከሎ ሰብ ንኦኦም ጥራህ ዝዝክር
@agtes216
@agtes216 3 жыл бұрын
@@lemlemg542 እው ንኖሕ ቃል-ኪዳን ዝኣተወሉ እግዚአብሔር'ዩ። እንተ-ኾነ ግን ንሶም ነዚ ናይ ሰይጣን ስራሕ።፣ ከም ካብ ኣምላኽ ዝተዋህቦም'ዮም ዝኣምኑ። ኣምላኽ ስለ ዝፈትወና እዩ እዚ ሕብሪ ዝሃበና'ዮም ዝብሉ።
@lemlemg542
@lemlemg542 3 жыл бұрын
@@agtes216የቀንየለይ ነቲ መእረምታ ።ምስ አደይ ማርያም ዝአተዎ ቃልኪዳን መእሰሪ ይመስለኒ ነይሩ ። እወ ንሶም ናትናዮ ኢሎም ።ንህና ከአ እወ ናትኩም ዮ ኢልና አሚናሎም ።እቲ ናይ ፈጣሪ ቃልኪዳን መእሰሪ ምኳኑ ተረሲኡ እየ ክብል ደልየ ብዝኮነ ።
@lemlemg542
@lemlemg542 3 жыл бұрын
@@bidi1360 ቀስተደበና 3 ህብሪ አለዎ ? ሓወይ ናተይ ሸውአተ ክትብል ዲካ ። እስከ google ርአ ።
@user-mp9ke5nv3x
@user-mp9ke5nv3x 3 жыл бұрын
ብ ኣካዳድናኪ ካልእን ንስኪ ኢኪ ትክሰሲ ሓቂ ድየ
@googleplayy8389
@googleplayy8389 3 жыл бұрын
Kkk
@tigraytigraytagray8404
@tigraytigraytagray8404 3 жыл бұрын
ሓቅካ
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 2 жыл бұрын
Kkkkkk zereba eya
@user-ie5jo1kh9s
@user-ie5jo1kh9s 19 күн бұрын
​@estifanosk😅idaneghbrezghi9002
@user-ie5jo1kh9s
@user-ie5jo1kh9s 18 күн бұрын
​@😂estifanoskidaneghbrezghi9002
@lwamkidane8857
@lwamkidane8857 3 жыл бұрын
ኣዚኣ ደርፊ እያ ዝብል ተሎ ባ ይከሰሰለይ ብተሎ ... ኣይህሉን ደኣ ይከውን እምበር
@user-tn2su8ow4m
@user-tn2su8ow4m 3 жыл бұрын
ከመይ ኢሉ ክህሉ እዚ ደርፊ ዘይኮነ ብይከሰስ ተጀሚራ በኣ ተወዲኣ
@sweettekia620
@sweettekia620 3 жыл бұрын
100 tolo😜
@lwamkidane8857
@lwamkidane8857 3 жыл бұрын
ኣንታ እንታይ ተገበርና ይሓይሽ ወደይ ብእዝንና ዝጻወቱ በዚሖም
@selamissak2343
@selamissak2343 3 жыл бұрын
Kkkkkkkk
@abelyowhanes9027
@abelyowhanes9027 3 жыл бұрын
Wela yemut agagyema meskin Qolea huket dea yebahl
@simonchapilemilemanchie333
@simonchapilemilemanchie333 3 жыл бұрын
እዚኣስ ብቅዕቲ ኣይኮነትን በኣይ ወገን ሉል ሽኮር።ግጥሚ ዜሮ በቃ ንካልእ መዓልቲ ደኣ በርቲዕኪ ተመጻኪ እንበር
@user-yp6nu7fw3l
@user-yp6nu7fw3l 3 жыл бұрын
ክክክክክ ካብታ ደርፊ ንላዕሊ ኮምንት የስሕቀካ
@merhawitatsbha
@merhawitatsbha 3 жыл бұрын
Lul shikor kebzar tuem dmxa Gtmi Neshtey fokisa ember tay kwoxo🥰🥵🔥
@Simon-fk1fh
@Simon-fk1fh 3 жыл бұрын
Eza derfi Ykeses telo tebeletsi nay poletika mesilatni neyra bhankewta kxbeya lente. Kemzi kemay zmesleto like ygber . Aselchwi zkone gzie eyu ofaaaaa
@danaytgualmekelle812
@danaytgualmekelle812 3 жыл бұрын
ድምፅኺ ቓሕ በሃሊ እዩ ግን ዝግጥምስ ርዝን ለይበለ ተሎ ይኸሰስ ዶ በዚሑ ሓቀይ
@bajo_teamo236
@bajo_teamo236 3 жыл бұрын
ሉል ዓይነይ ጽብቕ ስራሕ ብዝተረፈ ህዝቢ ትግርኛዊ ሰላምካ ይብዛሕ ።
@xegaymesfun8423
@xegaymesfun8423 3 жыл бұрын
ኣብ ምንታይ ኢዩ ጽቡቅ እስከ ዘርዝረለይ ኩቡር ሓው
@lifeishard7018
@lifeishard7018 3 жыл бұрын
Lulu shkor best Musik ❤️🇪🇷💯✌️✌️✌️✌️
@asab3041
@asab3041 3 жыл бұрын
ኣነ ብወገነይ ምውሳእ እዩ ሓይልኪ ኣብኡ ጥራይ ጸገጢ እዚ ክብለኪ ከለኩ ግን ሕማቅ እኪ ማለተይ ኣይ ከነን ተቀባሊ ሪእቶ ኩሉ ግዜ ዕውት ቀጽልዮ ክብርቲ ሓፍቲ
@neneyentertainment8353
@neneyentertainment8353 3 жыл бұрын
ሉለይ ዘይብል'ተሎ ተሎ ይከሰስ'ተሎ።❤ Nice job luley!👏💯
@senayyohannes3162
@senayyohannes3162 3 жыл бұрын
Ezias tesfa keytokrxa elka eka ember aygdn
@user-zh5qk8fp7w
@user-zh5qk8fp7w 3 жыл бұрын
ብወገነይ ኣነ እዚኣ ደርፊ ኣይኮነትን። ድምጽኺ ግን ጽቡቕ። ከይትቕየሙልና እንዳበልና'ዶ ንሓቂ ክንቀብር ክንነብር! ግጥምን'ዜማን ዜሮ እዩ ዘሎ። ምስ ወዲ ናዙ ዶ ገለ ኣይትፋለጡን ኢኹም ገለ ትሓባበረኒ በልዮ።
@SH-xu9mm
@SH-xu9mm 3 жыл бұрын
ይከሰስ ተሎ ሕማቅ ዝገብር ይከሰስ ተሎ ናተይ ሓሳብዩ
@samigebre7828
@samigebre7828 7 ай бұрын
Lulu shikor We Love you From Tigray🎉
@samitahama1278
@samitahama1278 3 жыл бұрын
Luley shikorrrr😍😍Full confie with voise andyamo ayney🇪🇷🇪🇷💟💟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ku9dg1zq5o
@user-ku9dg1zq5o 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር ይፀዋዕ ተሎ ዝፈልጦ ታኣምራት የብለይን🤔😁😃
@russomandemichael9379
@russomandemichael9379 3 жыл бұрын
Please come back home we miss you guys you have the best country this is the best song God bless you guys
@user-ys8qt6bi6v
@user-ys8qt6bi6v 3 жыл бұрын
Neza xhuf thenbebkum kdsti dngl Maryamey thalkum 🙏🙏🙏
@jhonocbay693
@jhonocbay693 3 жыл бұрын
btami nfoti fuly dimx des zbl kxlyuo 100%100 agoki good job
@mussiewediwelye1623
@mussiewediwelye1623 3 жыл бұрын
ጥበብ ሞይታ 2021 ቀባሪ ዘይብላ ዝመውት ደርፊ ስለዝበዝሐ ቀባሪ ዘይብሉ ። እዋይ ጥበብ ዋና ሲኢኑ. ብይከሰስ ቶሎ ጀሚራ ብይከሰስ ተወዲኣ እዚ ሕምቀት ብዓብዪ ገጣማይ ካልኣይ ዝዓበየ ጌጋ ደራፊት ነዚ ግጥሚ ኢላ ተቀቢላ ምድራፋ 2 ክልተ ሞት ኣብ ሓንቲ ደርፊ , ካልኣይ ግዜ ከምዚ ሕዝኪ ንካይትመጺ ብስም ሰማዓቲ ንምሕጸነኪ ።
@meriebteklat663
@meriebteklat663 3 жыл бұрын
ሉለይ ሳሓቢት ድምጺ ንዘልኣለም እስኪ ንበርለይ ብስመይ ላይክ ይሃብ❤️❤️❤️
@user-mw3em5fl7e
@user-mw3em5fl7e Жыл бұрын
ሉላይ ፍትው እንድየ ዘብለኪ ድምፅኪ እውን ዝገርም እንድዩ ግን እቲ ግጥሚ ግን ምንም ዓይነት መትሓዚ መጨበጢ ሲኢነሉ ❤❤
@Banatesfu
@Banatesfu 3 жыл бұрын
Getamay ykeses 🤚✅
@user-hz6di6dr7n
@user-hz6di6dr7n 3 жыл бұрын
ጓል ኤረይ ሽኮር❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤ ሉለይ ሉለይ ምቅርቲይ ዓንብባለይ እስከእ ደቂ ደእይ ጽብቃት 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hiyabokbamichael2560
@hiyabokbamichael2560 3 жыл бұрын
Yhewatey eti xegera astbhelula nayzom abe qedamay alem ena zelan elom wedi newdi gal negal zemrawu zelwu yemsel eti xegra kabe zetazebkewa bejeka demxi kale 0% eyu zelo mesay tesamamu like habuni bejakum deqi Eritreanyyy shkorintayyy ademen tanan yehabkum fetari 🙏🙏🙏
@kokobhaile6217
@kokobhaile6217 3 жыл бұрын
Yes ana wen kemu ela foo
@selamfekar7064
@selamfekar7064 Жыл бұрын
ሉሊ ሽኮር ደስ ዝብል ስለዉ እተትምጽልና ደስ ሞበለና
@johngmataa
@johngmataa 2 жыл бұрын
Thanks Lula ዛ ደርፊ ብ ፍቅረኛይ ስለ ዝተጋበዝኩ ።የ ፈቅረኪ እየ ማማይ❤️💍
@eritreaforeritrean6719
@eritreaforeritrean6719 3 жыл бұрын
Tium dimsti ybel Luley zeybele telo ykeses telo love it 💞💞💞💞💞
@fifififi8830
@fifififi8830 3 жыл бұрын
😭😭 ደሪፈ ኢልኪ ትሓስቢ ጥራይ ከይትህልዊ ግጥሚ ዜሮ ክሊብ ቅንጥብጣብ ናይ ቲኪቶክ ይመስል ሜኪኣብ ኣካዳድናኺ 0 ዘረባ የብሉን እታ ተዋስኦኺ ምሓሸኪ
@adey9891
@adey9891 3 жыл бұрын
ተስፋ እባ ኣይተክለኣ ሓወይ ወይ ሓፈተይ ክንደይ ጻኣሪ እዪ ፈስሱ እንተ ኩኣልና ተስፋ ንሃቦ🙏
@xegaymesfun8423
@xegaymesfun8423 3 жыл бұрын
@@adey9891 እንታይ ይዓብስ እሞ ኣብ ጥራሕ ጎልጎል ኮይኑ ጻዕሪ ዞይኮኖ ፎስዎ እዚ ቂንጣምንጢ ኢዩ ፈሲስዎ ኣነ ሰለስተ ግዘ ሰሚዐያ እንትርፊ ይከሰስ ቶሎ ካሊእ ኣየስተማቀርኩን
@eseyasghilay879
@eseyasghilay879 3 жыл бұрын
@@adey9891 abey eluwo elikayo .zeragi may kelo xuruy may asten eyu. Kenat bezihom ..lul mikirti 🥰♥️♥️♥️
@efriemtekla8860
@efriemtekla8860 3 жыл бұрын
ስጋኻ በል
@efriemtekla8860
@efriemtekla8860 3 жыл бұрын
@@eseyasghilay879 ገለ ዓስቢ ደኣ ደሊኻ ያ ኸዳማ
@mahariamare8750
@mahariamare8750 3 жыл бұрын
Betami xibuk srah Perfect %100
@luwamrusom5629
@luwamrusom5629 3 жыл бұрын
Ewey eza shimey si ktfto nay ktbli derifkya luley i love you
@dlietna.5468
@dlietna.5468 3 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ደርፊ ድዩ ክብሃል እዚስ ጽንዓት ይሃብካ እዚኒ እዩ ዘብል ኣነ ብወገነይ 👎ከምዚኣ ሂበ ኣለኹ ንስኹም ከ? ከምኣ ዝሃበ Like ይወቅጠለይ
@SemereEriChannel
@SemereEriChannel 3 жыл бұрын
Woww she is so amazing ❤️🇪🇷
@eseywedey536
@eseywedey536 Жыл бұрын
Luli goyta tebay ❤
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 Жыл бұрын
ሎል ምቅርቲ ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤ ብዓልቲ ልቦና ::
@rabababamrabababam5500
@rabababamrabababam5500 3 жыл бұрын
ድምጻ ገለ መቐረት ኣለዎ ጽቡቅ ቅላጸ ።
@rgat2558
@rgat2558 3 жыл бұрын
Good job luley konjo 🙌♥️
@Rtt34567
@Rtt34567 3 жыл бұрын
Brilliant & nice music. Love it tons.
@bsbbe782
@bsbbe782 Жыл бұрын
ፅብቅ ስራሕ እዩ ሉሉየይ አጀኪ
@tiblesabraha2360
@tiblesabraha2360 3 жыл бұрын
Style ናይሚለን ሃይሉ አይተባላሽዊ ዋና ስኢኑ እዚደርፊ
@meleyabrham4525
@meleyabrham4525 3 жыл бұрын
ጀሚራ ክሳብ ትፍጸም ኣብ ኩሉ መዳያ ንጹር መልእኽታ ክሕዞ ኣይከኣልኩን ግን ንምንታይ ኩሉ ዝዛረብ ኩሉ ክደርፍ ኣለዎ ማለት ድዩ
@rahwagere4062
@rahwagere4062 5 ай бұрын
ሉል ከም ሰማ ❤❤❤❤
@senaytewlde4543
@senaytewlde4543 3 жыл бұрын
Luli ayney , wedi memher aysmaee beli ,ember ezias aygdnen ,ajoki gn bzyada haylki mxi 💪💪💪
@amangebre6950
@amangebre6950 3 жыл бұрын
ሉል ሽኾር እንታይ ኢልና ከም ንጽሕፍ ጠፊእና ኣብ ቤት ፍርዲ የራኽበና ዝኸስስ ተተረክቡ ኣብ ካልኣይ ግዜ ትክሕስና እምበር ቦታን ቁራጽ ክዳን ኮይና ደርፊ❤❤❤
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 3 жыл бұрын
በጆኩም ዝተረድእቶ እንተ ሃልዮ የረድኣኒ ንመን እያ ትደርፈሉ ዘላ መን እዮ ከ ክክሰስ
@messeledesalegn3080
@messeledesalegn3080 3 жыл бұрын
Arif new (It is good)Ethiopia
@hopehope9424
@hopehope9424 3 жыл бұрын
Ykeses telo ewe best Eritrean music 2021 men msay alo
@temesgenamlak6552
@temesgenamlak6552 3 жыл бұрын
እጅም እጅም ድዩ ባህላዊ ደርፍኩም ይብል ሓደ ጻዕዳ ወዲ ስራሕና ተረከበ🤔
@excessreferredfurtherbutaz3984
@excessreferredfurtherbutaz3984 3 жыл бұрын
Oyyy ata ezi derfi nay eritreas entay eyu koynu, edme ni beal bereket mengisteab, taniqo wezeten
@samrawitemaha3784
@samrawitemaha3784 3 жыл бұрын
Luley shikor good job ❣
@temesgen8340
@temesgen8340 3 жыл бұрын
Xbuk whdet music mes maraki dmxi well done luli shikor go ahead...
@osmanibrahim5942
@osmanibrahim5942 3 жыл бұрын
Luley shikor 😍
@tzehaighebrat3020
@tzehaighebrat3020 3 жыл бұрын
Luulina beautiful, your voice is incredibly nice, please do more videos
@user-wk2vc9wo8u
@user-wk2vc9wo8u 3 жыл бұрын
Luley shikor thantie kxbeyeki qenye wellcom gal eareyy ነቀባጥረላ ሉለይ እንዳ በልና ሉለይይይ ሉለይይይ💖💖💖💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎼🎼🎼🎼🎼🎼
@johannes5884
@johannes5884 3 жыл бұрын
ድምጺ' ሲ ኔሩ ሉሊ ግጥሚ ግን ፎኪሱ
@aronare6379
@aronare6379 3 жыл бұрын
Zey kemao ekum teftewu
@melatghergish3837
@melatghergish3837 3 жыл бұрын
Ja🥲
@asemeromasfha39
@asemeromasfha39 3 жыл бұрын
Nay bhqey
@jonilove6576
@jonilove6576 3 жыл бұрын
ኣታ ዓርኩ እዚኣ ኣብ ስቴጅ ወላሓንቲ ድምጺ ክህልዋ ኣይክእልን ዩ ኮምፕተር ዩ
@biniammisghna8905
@biniammisghna8905 3 жыл бұрын
ኮመንት ከተንብብ ዝኣተኻ ኸምዚ ኸማይ ኣለኻዶ
@senaytmekonen4308
@senaytmekonen4308 11 ай бұрын
ya
@mullermeary3295
@mullermeary3295 3 жыл бұрын
ሉል ሽኮር ጽቡቅ ሉለይ ኣነ ሉለይ ኢለ ኣለኩ🥰🇪🇷💪🏼
@dallasfortworthtx5373
@dallasfortworthtx5373 3 жыл бұрын
Good job Bae I listen 🎶 like 10 times
@henokghilay2040
@henokghilay2040 3 жыл бұрын
እዚኣስ ኣብ ቤት ፍርዲ ተሰሪሒሓ ክትከውን ኣለዋ።ይከሰስ ተሎ መሊኣ በቃ
@user-ox9gn7ng2n
@user-ox9gn7ng2n 3 жыл бұрын
100👌ቀፅሉሉ ጡዑም ድምፃ✨
@rahwagere4062
@rahwagere4062 3 жыл бұрын
😏
@adiyamkesete7843
@adiyamkesete7843 2 жыл бұрын
Wawwwwwwwwww Lul shkori nay Bhaki music yene kenjo natey marr ajeki kexelyo
@yohanesferhiwet7360
@yohanesferhiwet7360 2 жыл бұрын
Ezome texarfu zalkume Afikum akebu tekelkum Reiskum Axriyu lula haftena ajeke Barte xebuki alke tray nikdemte sogume🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
@user-ue9ez7kb1l
@user-ue9ez7kb1l 3 жыл бұрын
Wellcome ሉለይ❤👸
@abraham1678
@abraham1678 3 жыл бұрын
ኤህ፡ መስጣ ኣዕንትና፡ ኣእዛና ይውረድኪ። ኣንቱም ሰባት እንታይ እቱ እዚ ስነጥበብ መጥቃዕቲ ጥራይ ይወርዶ ኣሎ።
@luliabiniam7242
@luliabiniam7242 3 жыл бұрын
Luley natey yekesss telo good job💞🍃💞🌹
@almazgebreeyesus4478
@almazgebreeyesus4478 3 жыл бұрын
Luli zereba seb aytsmi ajoki nkidmit tiray luley zyada timti derfi nice job🇪🇷❤❤❤❤🥰
@habtomdebas3485
@habtomdebas3485 3 жыл бұрын
እወ ይከሰስ ገጣማይ እወ ይከሰስ ዘያማይ ኣንታ ጥበብ ክሰስ እንዶ ሎምስ 😂
@user-ln7zv1nh1l
@user-ln7zv1nh1l 3 жыл бұрын
ከም ርድኢተይ አንተ ኮይኑ ጥበብ አቲ ንጥበብ ኢሉ ዝተፈጥረ ሰብ አዩ ንሶም ክኣ ከምቲ ኣደ ንኩሉ ኣብ ዉሽጣ ትገብሮ ኮይኖም
@ni4902
@ni4902 3 жыл бұрын
ክላእ ወዲ መምህር ግርም ጠፊኡ እንዱ ቀኒው ከኣ ሕጂ መፍቶቶ ረኪቡ !!! [እንታይ ኮን ይከውን መልእክታ ፧]
@love-np1dy
@love-np1dy 3 жыл бұрын
Darfi zay kona😂
@danaytgualmekelle812
@danaytgualmekelle812 3 жыл бұрын
😂😂😂
@btswwhjin6437
@btswwhjin6437 3 жыл бұрын
Wedi memhir shkor nafiqnayo keman abza gze ezia hade kab bluxat eyu nsu
@dianaweldemicheal8165
@dianaweldemicheal8165 3 жыл бұрын
ስራሕ ተሲኢኑ ደኣ ክህይሳ ዩ ምበር ትህየስ ደርፊ ነይኮነት እዚኣስ፡
@elsahaile3883
@elsahaile3883 3 жыл бұрын
@@dianaweldemicheal8165 🤣🤣🤣🤣
@milikaleab6709
@milikaleab6709 3 жыл бұрын
Wawww tsbuk srah lul shkor 🇪🇷👸💝
@bmabma6230
@bmabma6230 3 жыл бұрын
Luli ayagebkun beza derfi Tedalo (sdi) & Abrham alem (abi) Ma Kings ymexiu alewu ab zhaxere ewan welcome beluley eske yehwat Thank you ♥️🙏
@user-xk1ov4tn8j
@user-xk1ov4tn8j 3 жыл бұрын
Welcame,trayyy dhay abiii tfeni neru yak
@user-xk1ov4tn8j
@user-xk1ov4tn8j 3 жыл бұрын
Gxen,trhak bal,ezen atfno,zela derfi
@bmabma6230
@bmabma6230 3 жыл бұрын
@@user-xk1ov4tn8j abi ente tefie style nay abi zelewo hawu n abi hanibal alem aleki simieyo ksab abi zmexie febu haftey.
@bmabma6230
@bmabma6230 3 жыл бұрын
@@user-xk1ov4tn8j nay lomi derfi gtmi&zema ente fekisu bkorax merax kidan lebisen, makeup banbula enda kdawinti, xbuk Clip b camera man geyren ymexana gelena shiu fire gitmi keysemaena ab tiktok ykun barat nisiesialu epe🤣🤣🤣
@elsagebremicheal5649
@elsagebremicheal5649 3 жыл бұрын
Ezi getmi dehbki si getmey dey kona geltam kekwen alwo omg Luwamy plz ab demxi getmi habni key tebleyo kehbki enta ilki ka ebi belyo plz
@user-jl2wy2ji9q
@user-jl2wy2ji9q 3 жыл бұрын
ናቃባጠረ ብ ሽመይ ሉለይ ዘይብል ቶሎ ቶሎ ይከሰስ ቶሎ ጥሩ ሰራ ቆንጆ ንግሰት ሃበሻ
@sebtefinalelialmazewerqime1116
@sebtefinalelialmazewerqime1116 3 жыл бұрын
Luli abta tewasoki da mearay demxi beyni akali ayoknen telo gedfya wayka getmi direct zegab hizki mixi gul aday shkore 🇪🇷❤️
@germaygermay7665
@germaygermay7665 3 жыл бұрын
ነሽነሽ ሕጂ ተባዕታይ ደርፊ እያ ነተባብዓያ ክብለና እዩ እዚኣ ሕጂ ደርፊ ድያ ክትቁጸር አረ በጃኹም ስቅ ክበረት እዩ ስቅ በሉ
@awetberhe6265
@awetberhe6265 3 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክ ብልበይ ኮምኡ ኽብል ጸንሐ ክክክክክክክክክክክክክክክክ
@wehazitjoseph9648
@wehazitjoseph9648 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@tijeytijey3669
@tijeytijey3669 3 жыл бұрын
Kkkkkk
@selamkefela1975
@selamkefela1975 3 жыл бұрын
Neshnesh kneidaeu dani wedi memhr kea zdref seina ay kab kdan ay kab fre kbla ey ksi jemira ksi wedi
@Habeshaculture
@Habeshaculture 3 жыл бұрын
*ሉል ሓፍተይ ከም ሓውኺ ዶ ሓንቲ ክመክረኺ* በቃ ድምጽኺ ተጠቀምሉ ኻብ ጓይላ ወጺእኪ ዘመናዊ ሞ ፈትኒ ብዝያዳ ብልጽቲ ሙኻንኪ ታ ዘመናዊት ደርፊ ክትምስክረልኪ እያ። እዚ ክብለኺ ከለኹከኣ ጓይላ ግደፍዮ ኣብልኩን ምክንያቱ ጓይላ ባህልናን ክብረትናን እዩ ብዝያዳ ክምዕብል ስለ ዝደለኹ እየ።
@salamawid7787
@salamawid7787 Жыл бұрын
ሉለይ ሹኮር ❤❤❤
@user-iz1fk1ql2t
@user-iz1fk1ql2t 3 жыл бұрын
ሉለይ ኩሉንተይኽ 100%እኽ ቀፅልሉ💓💓💓
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t 3 жыл бұрын
84 ተሎ ቆጺረ ወይ ጉድ ወዲ መምህር ኣይርከባ 5 ደቂቅ ደሪፋ እቲ 4 ደቂቅ ምውዓል "ተሎ ይከሰስ ተሎ ተሎ ተሎ ተሎ.. 84×😂😂
@user-jh7pj1um6k
@user-jh7pj1um6k 3 жыл бұрын
ይከሰስ ቶሎ ናበልክስ ተመሊስኪ ኩነለይ ከምኡ ዋይ 😃ወዲ መምህር ፀውዕለይ ቶሎ ኣነ ውን
@kibiasli2222
@kibiasli2222 3 жыл бұрын
Keykses Luley ele aleku
@fekrenegasi64
@fekrenegasi64 3 жыл бұрын
Luli shikor btami xbuk srhi habtey marey edmen tenan yhabki💗💗💗💗💯💯💯💯💯💯
@abielkudus8399
@abielkudus8399 3 жыл бұрын
ብልጽቲ ድምጻውት ተዋሳኢት አኪ እዛ ሎሚ ሒዝክያ መጺኪ ዘለኪ ግን ዋላ ሓንቲ ቁምነገር ኣይረኣክላን ንስኪ ከማን ካልኣይ ትደግምያ ኣይመስለንን
@yrdaqueen1087
@yrdaqueen1087 3 жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ሉለይ ሽኮር ኣጆኪ ❤️
A clash of kindness and indifference #shorts
00:17
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 118 МЛН
ሉል ቴድሮስ | New Eritrean Interview With Lul Tedros 2023 | SELEDA
55:01
Jaloliddin Ahmadaliyev - Kuydurgi (Official Music Video)
4:49
NevoMusic
Рет қаралды 7 МЛН
BABYMONSTER - ‘FOREVER’ M/V
3:54
BABYMONSTER
Рет қаралды 93 МЛН
akimmmich (feat. Turar) - UMYTTYŃ BA?| official lyric video
2:54
akimmmich
Рет қаралды 3,8 МЛН
Duman - мен болмасам кім? (Mood Video)
2:35
Duman Marat
Рет қаралды 46 М.
Әбдіжаппар Әлқожа - Ұмыт деме
3:58
Әбдіжаппар Әлқожа
Рет қаралды 815 М.