KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Nati TV - Nati Friday Show with Top Actress Helen Riyale {ሄለን ሪያለ} Part 1/3
28:37
Nati TV - Timnit Welday | qaH {ቃሕ} - Ethiopian Tigrigna Music 2020 [Official Video]
5:01
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
I thought one thing and the truth is something else 😂
00:34
Thank you Santa
00:13
Nati TV - Special Interview with Top singer Timnit Welday {ትምኒት ወልዳይ}
Рет қаралды 320,464
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 295 М.
NatiMedia
Күн бұрын
Пікірлер: 683
@ImproudbTigrinya
4 жыл бұрын
ትምኒተይ ምቅርቲ ብሓፈሻ ክልቴክን ምቅራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኣድናቂኪ ካብ ኤርትራዊ ሓውኪ
@salamall3200
3 жыл бұрын
Hii and
@habtomokubagabr6319
4 жыл бұрын
ኤርትራውያንን ተጋሩን ሓብሮም ኪስርሑ ደስ ዝብሎ liek ይሃበኒ ።
@ነኝስደተኛ27አንተያልከዉይ
4 жыл бұрын
ኣነ ኤርትራውያን ብጣዕም ደስ እዮም ዝብሉኒ ደርፎም ይኹን ድራማታቶም ደደስ እዩ ዝብለኒ ስለዚ ፍትዉትዉ
@dongolatemalaeatawedi7291
4 жыл бұрын
Liek kkkkkkkkkkk liek elkaya beka 🤣🤣🤣🤣🤣🤣 bejaka gdef tigrigna xehaf like kemzi eyu zxehaf denkoro adgi
@habtomokubagabr6319
4 жыл бұрын
@@dongolatemalaeatawedi7291 thank you Zarkey
@hhg622
4 жыл бұрын
Yeah man
@God-db9vp
4 жыл бұрын
@@dongolatemalaeatawedi7291 ናቱ ናይ ፊደል ጌጋ ኢዩ ዝዓበየ ጌጋ ግን ናትካ ኢዩ ናይ ስነ ስርዓት ጉድለት ንዝተጋገየ ጌግኡ ኢካ ትእርሞ እንበር ኣይትጸርፎን ኢካ። ንሱ ግን ስነ ስርዓት ምሂርካ ኣሎ ተጻሪፍካዮ ከተብቅዕ ኣመስጊንካ።
@ጀሪጋልትግራይ
4 жыл бұрын
ትምኒተይ ውቅብቲ ዝፈትዋን ዘድቃን ጋል ትግራይ ኮሕሎ 💗
@fmhabeshawit5079
4 жыл бұрын
ትምኒት ሽኮር እንኳዕ ድሓንጰመፃኺ ሜክኣብ ኣይተብዝሒ ብምቅፃል ክዳን ሓበሻ ዝበለፀ የፀብቀልኪ 😍😍😍
@wwicxxcx805
4 жыл бұрын
Timnitey mkrtey imiss you🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹 Ajoki asmera baley hizeki kikeyid ye
@berhe__awine6914
4 жыл бұрын
ዋውው ትምኒተይ ሽኮሪ ኣነ ማራ የ ዝፈትወኪ ሓንቲ ንስኪ ካብተን 2019---2020 ናይ ትግራይን ኤርትራን ሙዝቃታት ፍልይቲ ደራፊቲ ኢኪ ሞ ኣጆኪ ስከ ላይክ ሃቡለይ
@hagoshagoss1166
4 жыл бұрын
Meas nay eritera entay zerakib alowa
@berhe__awine6914
4 жыл бұрын
@@hagoshagoss1166 ማለት ናይ ኤርትራ ደርፊታት ናይ ቀደም ዩ ጥዑም ነይሩ
@hagoshagoss1166
4 жыл бұрын
@@berhe__awine6914 Hij keman xebuq eu zalo derfi eritera sebay
@berhe__awine6914
4 жыл бұрын
@@hagoshagoss1166 ኣታ ሓወይ ናይ ኤርትራ ሎሚ ጥዑይ ደርፊ ኣሎ ዲዩ ክክክ
@berhe__awine6914
4 жыл бұрын
@@ኤርትራ-ፈ9ኘ እንታይ ይመስል ክክክ ኣነ ጋል ኢየ ሓፍተይ ናተይ ሞ normal kiss ከሙኡ ሪእኪ ኣይትፈልጥን ዲኪ ወይ ከኣ ሰበኣይ ኣለኪ ዶ ንሕዘይብሊኪ
@እግዚአብሄርፍቅርነው-ፀ3ተ
4 жыл бұрын
ተምኒት ጣዕማም ኣነ ማዓት እየ ዝፎቱዎክ ኣጆኽ ጋል ትግራይ ዓደይ ማዓረይ
@hanisimon1529
4 жыл бұрын
What an epic work nati tv.!!♥️🇪🇷 1st eritrean interview with Ethiopian Artists...thanks !
@DGinfo27
4 жыл бұрын
ብሓቂ ብሉፅ ድምፂ ኣለኪ ትምኒት ሓፍተይ በርትዒ👍
@meharig.tesfay9974
4 жыл бұрын
ትምኒት ናይ ብሓቂ ዝፍቶ ድምጺ ኣለኪ ድምጽኺ ኣብ ስትድዮ ጥራይ ዘይኮነ ኣብዚ ዝስማዕ ዘሎ ድምጽኺ ንስነ-ጥበብ ዝበሃግ ተውህቦ👌
@oromiafirst6797
4 жыл бұрын
ትምኔት ማኣሬ የምትወዱት like ግጩኝ
@abelbereket1759
4 жыл бұрын
ናይ ገለ ሰባት comment ትግርኛ ድዩ ኣምሓርኛ ሕዉስዉስ በቃ ንዑ እባ ሰብ ኩኑ ኣይትሳኣኑ ንዓይ ከተስሑቁ ኢኹም ተፈጢርኩም ፡ ትምኒት♥️♥️♥️♥️ ቅጽልዮ ሓደ ካብ ኣደነቅትኪ እየ .
@tibew4330
4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሽኮር ፅቡቅ ድምፂ ይበል ይብል ኣብ ሐዳርኪ ፍቅርን ሰምን አምላኽ ያሃብኪ ንታ ሹኮሪና ጋልኪ ዕድመን ጥዕናን ያሃባ 🙏🙏🙏👏👏👏👍❤️❤️❤️
@binyamsamsomsamsombinyam112
4 жыл бұрын
ትምኒት ሽኮር ኣነስ ክፈትወኪ ምዓት ኢየ ካብ ናይ ትግራይ ትግርኛ ዝደፉ እታ ዝፈትዋ ካብተን ውሑዳት ኢኺ From Eritrea
@binyamsamsomsamsombinyam112
4 жыл бұрын
@tomi tomi kkkkk ብኸመይ ?
@telejad7031
4 жыл бұрын
ዓለም ገዛ ክራይ ኤሩ ዓደይ tigraway eka tmesl wela eti zerebaka
@TIGRINYA449
4 жыл бұрын
@tomi tomi kela suq bel huruf kelbi hijs entay amxieo tgraway eritrawi enda belka mxhaf
@TIGRINYA449
4 жыл бұрын
@@telejad7031 suq bel ata qomal,,,,,,,xhfetka ktbl dika zerebaka tibl zeloku wedi felalayi gex gawna
@welldon1836
4 жыл бұрын
Ezi da famous nay adwa Eu zmesl alem geza kray ata loqmax
@yemaneyeibyo6644
4 жыл бұрын
ትምኒት ምቅርቲ ደስ በሃሊት ትህቲ ሰብ ኢኪ ካብ ኤርትራ
@ኾኾብዕባይዓጋመ
4 жыл бұрын
ኃል ዓደይ ኃል ገዛውተይ ምቅርቅር love you
@noahpaulos5931
4 жыл бұрын
we love you temnita habibty incredible voice, ajoki kexilyo
@ለማርያምዘምሩ
4 жыл бұрын
ትምኒተይ ሽኮር ጓል ዓደይ ቀፅልሉ ዛሓፍተይ❤😘
@mengeshayohannes8810
4 жыл бұрын
ድምፂ መረዋሕ ወናም ንጥበብ ዝተፈጠረት ብዙሕ ተስፋ አለኪ ንቋንቋ ትግርኛ ዕብየት ዓብዪ ተራ ትፀወቲ አለኺ እሞ ንመስግነኪ ንድነቐኪ ንፈትወኪ ቀፅልሉ ግዜ እነሃለወካ ግዜ አይትፀበእዩ እሞ በርትዒ አብ ጎንኺ አለና::
@udrinkmorewater6488
4 жыл бұрын
ዋውውው ደስ ዘብል ትምኒት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አደትግርኛ ዋዕሮ ሰሎሙን ሃይለ ምሳኪ ተማልእልና አብ ቀጻሊ መደብኪ, ነቄፍታ አላትኒ ከም አድናቂኪ መጠን ( ናይ ሜክኣብ ጉዳይ) ንሕብረተሰብ ባህሊ ክትብል ዘይሕደግ ነገር አይሁሉን
@abelyouhanns772
4 жыл бұрын
Timnit I like you very much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hlnamedia1111
4 жыл бұрын
ትምኒት ምቅርቲ ድምጽኺ ኮታስ ኩሉ ስራሕኪ ብጣዕሚ ,የ ዘድንቐኪ ቀጽልዮ ኢኺ ኩሉኹም የሕዋተይ 𝙥𝙚𝙖𝙘𝙚🕊 & 𝙡𝙤𝙫𝙚💞
@mulugetaweldetnsa7214
4 жыл бұрын
ትምኒት ናይ በሓቂ ኢኪ ምቅርቲ ኣጆኪ ቀጽልዮ ኣብ ዘሓጸረ ግዜ ኣብ መድረክ ክርኤኬ እደሊ ኣለኩ💕💕💕💕💕💕 👍👍
@erihabesha2763
4 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ዲኹም እቲ ብላይፍ ትደርፎ ብጣዓሚ ኢዩ ዝስሕበኒ
@wezam-e9z
2 жыл бұрын
ተምኒተይ ሽኮር. ጋል ሓላል መሬት ዝፈትወኪ ዘድንቐኪ ሰላምኪ ይብዛሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@mussiefshaye8203
4 жыл бұрын
Timnti My love sister I love you so much, I am from Eritrea but I love Tigray Music
@chakurshow2630
4 жыл бұрын
እታ ዝፈትዋ ድምጻዊት ትምኒተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ💗
@issaiasbetsueamlak9528
4 жыл бұрын
ጽቡቃት ከለኽን ብስርሓት ቻይና ገጽክን ኣይትበላሸዋ ሓደራ ይብል ኣለኹ ።
@yohanneshagos8470
4 жыл бұрын
ብታዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ናቲ። ትምኒት ክኣ ካብተን ዘድቀን ደረፍቲ ኢያ ስለዚ ዘሓጉስ መደብ ነይሩ። ቀጽልዎ።
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
4 жыл бұрын
ትምኒተይ ሽኮር ዋዕሮ ጋል ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ስድራቤትኪ🙏🙏🙏💛💕 ድምጽኪ ኮ ፍሉይ ዩ 100% 😘
@henokteklemariam5555
4 жыл бұрын
Wow! Such a great singer,nice voice!!
@nahomtekeste9714
4 жыл бұрын
ትምኒተይ ሽኮር ኣምላኽ ጸጋ ጥዕና ይሃብኪ ኣነ ሓደ ካብቶም ኣድነቕትኺ ኢየ ደርፍኺ ከይሰማዕኩላ ዝዋዓልኩ ማዓልቲ የላን ውነይ ኩሉ ምስ ደርፍኺ ዩ ቀጽልዮ ትምኒተይይ ሽኮር
@biniaminzemmo7994
4 жыл бұрын
ብራቮ ብራቮ ፡ Love from Frankfurt. ሽኮሪና ። ካብ ሓማሴናይ ወደስመራ። ክክክክ ።
@fnansolomun5147
4 жыл бұрын
Wawwwwww nay bahaki des zbil medeb eu nati tv tanks ajokum abe gonkum alena tmniteyy habteyy ka ajoki kexlio
@tesfakahsay1669
4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ትምኒት ኮኮብ ትግራይና
@Nvergeupap
4 жыл бұрын
ትምኒተይ ሑቢ ስወድሽ 💋💔❤️❤️🇻🇳
@alemxaerieya77
4 жыл бұрын
ወኒ ትብል ደርፊኺ ጥዕምቲ'ያ
@ksanet14ever63
4 жыл бұрын
ብዘይ ሜካ-ኣፕ ዝያዳ ከምንበልጽን ከምንደምቕን'ሲ ንፈልጥ'ዶ ንኸውን?
@mizimizi2519
4 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ትምኒት ኦርቶዶክስ ድያ ወይስ ካልእ እዩ ሃይማኖታ ዋላ እታ ጋዜጠኛ ማለተይ ስለምንታይ መለለዪ ማዕተብ ዘይብለን
@mizimizi2519
4 жыл бұрын
ፀ
@merhawimeles4698
4 жыл бұрын
@@mizimizi2519 ማዕተብ ጌርካ እንታይ ኣምጺእካ
@አናቴህወቴአባቴኩራቴ
4 жыл бұрын
@@merhawimeles4698 እዋይ መልሲ ድካ ሂብካ ማለት ማዕተብ ምግባር ትርግም የብሉን ማለት ድዩ ወይ ናይዓለም ስለዝመረፅካ እዩ
@lillaycaptain3323
4 жыл бұрын
ኣጻብዕታ …………
@ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ
4 жыл бұрын
ትምኒት ሽኮር ኩርዓትና💘 ግን #1 ሜክኣፕ ቀንሲ #(2)ማዕተብ እሰሪ pls🙏
@geghsh7492
4 жыл бұрын
እወ ብፍላይ ማዕተብ
@እወድሻለውእናቴ
4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ትምኒት
@arsematekle2265
4 жыл бұрын
Shkorina gazetegna keep it up & tmnit welday adenksh alew bezi kexli
@abrehetzemo8921
4 жыл бұрын
ትምኒት ሹኮር ይቅርታ ግን ማዕተብ ግበር
@khanali2910
4 жыл бұрын
ትምኒተይ ጉበዝ ስራሓትክይ ብጣዕሚ ፅፎፍን ሰሓባይን እዩ ኣድንቃትኪ እየ
@Esromtesfay772
4 жыл бұрын
2020 Super star......ቀፅልዮ አጆኺ 👍👍👍
@yacobjakob1444
4 жыл бұрын
ትምኒት ሽኮር ኣነስ ክፈትወኪ ማዓት እየ ቀጽልዮ ኣጆኺ ሓውኺ ኤርትራዊ።
@kokihaftiherikokihaftiheri1650
3 жыл бұрын
Timnit Shkor edmen tenan yhabki fetari
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
4 жыл бұрын
ትምንት ወልዳይ ኣነስ ክምዕደኪ ምደለኹ ሰብ ጉድለቱ ክትነግሮ ጽቡቕ ምኳኑ ስለዝኣምን። ናይ ቀደም ደሪፍክን ናይ ሕጂ ኣብዚ ቁሩብ ግዜ ተውጽዮ ዘለኪን ሰማይን ምድሪን ዘራክብ የብሉን። ብዓል ደውለለይ ኣወለይ ደሪፍኪ ክንጠቅስ ንክእል ከም ኣብነት። ናይ ሕጂ ስርሓትኪ ግን ኣብ ኪልፕ እዩ ጸገም። ንምንታይ ዘመናዊ ትሰርሒ ኣይኮነን ሕቶይ ግን ኣመና ኣንፈቱ ስሕቱ ቲ ኪልፕ ክረም ዝበዝሖ እንደገና ፍትዊ መሬት ብጸጋ እግዛብሄር ዝተዓደልና መሬት ንውንን ህዝቢ እና። ንምንታይ ንካልእ ንመስል ንዓኪ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብዚ ሕጂ ዝስራሕ ዘሎ ኩሉ ተበልኩስ ምግናን ኣይኮነን። ከም ኣብነት ሳባ ዓ/ማርያም ክገልጸልኪ ይፈቱ። ብዙሕ ናይ ዝተራእየ ብቁዕ ማለት ኣይኮነን። ኣብዚ ሎሚ ትርእት ዓይኒ እምበር ግጥሚ ጸቅጡ ዘስተብህል የለን። ንባህልና ኣመት ግበሪ መሬትናን ሕብረተ ሰብናን ምሰላ ጽቡቕ ዕድል ይምነየልኪ።
@ገርግስም
4 жыл бұрын
ምሳኻ ይሰማማዕ የ ፎኾስኮስ ያ ትብል ኣነኳ ኣይፈትዋን የ በተን ዝበልካየን ግን ይፈትዋ ኔረ ሕጂ ግን ትምዕብል ዘላ ትመስል ከምምዕባለ እንተወሲዳቶስ ሕማቕ ምዕባሌ ሒዛላ
@ቢኒይላል
4 жыл бұрын
ትምኒት ሽኮር ደርፍኪ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ነይሩ ግን ክልቴክን ማዕተብ ዘይብልክን ክርስትያን አይኮንክንን ዲክን
@jcvjjfj737
4 жыл бұрын
ትምኒት ቆንጆ ኢኺ ዝወፀኪ ዘይብልኪ ብፍላይ ከኣ ስራሕትኺ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ግን ሜክኣፕ ኣይተብዝሒ ብዘይ ሜክኣፕ ከኣ ሞር ፅባቐኺ የደንቖ። ከም ድፍረት ኣይትቑፀርዮ። እና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ፅርይቲ ዓለም
@openmind3269
4 жыл бұрын
Selam, really you are very talented journalist, this job fits you and continue on it.
@ሃገርኣብቀራናመገዲ
4 жыл бұрын
ክክክክ ኣነ ዝገርመኒ ሲ ብምንታይ ንፈላለ ባ ፡ ረኣይወን ሞ ክሊተአን ደስ ክቢላካ ፡ ሕጂ ፉሉጥ ቶም ሕማም ዓረባዊነት ዘለዎምን ኣምሓራይ መስፋሕፊሕን ብሕርቃን ክሕነቁ ኢዮም ፡ እቲ ጸገም ናይዚ ህዝቢ ከኣ ኒሱ ኢዩ ፡ ስሜኖም ደቡቦም ህዝቢ ትግርኛ ከምዚ ኢሎም ተሪኦሞም ኣምሃራይን ሕምማ ዓረባዊነት ዘለቆ ቀቢላን ይሓሙ ፡ እንታይ ኢና እሞ ክንገብር ኣምላክ ሓደ ህዝቢ ብዘይ ዚኮነ ኣፈላላይ ጌሩ ፈጢሩና ሰባት ሰብ ጊዜ ከኣ ፈላሊዮሙና ፡ ኣነ ምስ ራሻይዳ ወላ በጃ ብሓሶት ሓደ ኢየ ኪብል ከመይ ጌረ ዘይከዊን ኣነ ትግርኛ ኢየ ንዓይ ዝመሲሉ ህዝቢ ከኣ ተጋሩ ኢዮም ምስኦም ከባእስኒ ዝሓሲብ ከኣ ናይ መኒነተይ ጽሊኢ ዘለዎ ኢዩ ፡ ጽባሕ ካብኦም ፈላሊዪ ኣባኢሱ ምስ ጣዓሞ ንዓይ ከም ዘይገድፈኒ ዊን ይፈልጥ ኢየ ።
@ራስዱሜራሚድያ
4 ай бұрын
Toloyayen😂 I like Timnit Sweet.
@nejatabdellah4364
4 жыл бұрын
ወይኔ ትግረኛ ቋንቋ ማወቅ ፈልግ ነበር ግን የሚያሥተምረኝ ጓደኛና የማውቀው ሠው የለም ብቻ ባይገባኝም አዳምጣለሁ
@proudafrica7129
4 жыл бұрын
Badirashn lmut bayhon alemamdsh neber
@fmhabeshawit5079
4 жыл бұрын
ዋናው ፍላጎቱ ነው እናለማምደሻለን
@thth9285
4 жыл бұрын
መዕተብ ዘይብላ መስሊም ድያ
@jhonberihu8697
4 жыл бұрын
Naslemdsh Wei nslamdh
@nejatabdellah4364
4 жыл бұрын
@@jhonberihu8697 ከመይ ደሃንድህ 😂😂ይሄን ብቻ ነው የማውቀው ፅቡቅ
@wedibalila2130
3 жыл бұрын
ጽቡቓት ከለኽን መክኣብ ነው በለኦ ትፈጥራዊ ጽባቐና ይጽብቕ ከም ኣዴታትና ኩና
@meracolorado
4 жыл бұрын
Much love.. from asmara 🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎹🎹🎹🎹.....
@hanibalgebar9535
4 жыл бұрын
ትምኒተይ ቆንጆ ነገርር ዕድመ ይሃብኪ ምስ ሙሏኣት ስድራኺ
@harnthalfom1724
4 жыл бұрын
ትምኒት ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@didodido4814
4 жыл бұрын
Temenitey enquae dahan mesaki 😍😍😍👍🏼♥️🥰
@luckymk7062
4 жыл бұрын
Thank you so much tmnit welday& nati tv ♥️♥️♥️
@selamawit_28
4 жыл бұрын
ቃለ መሕተት ኣይትክእልን Nati media ጋዜጠኛ ቀይሩ ትምኒተይ ደሞ ካብ ልቢ እየ ዝፈትወኪ
@haphtom617
4 жыл бұрын
Keep it up Timint. Thanks Natimedia
@gereziherkidanu9383
4 жыл бұрын
ብሓቂ ስነ ጥበባዊት ትምኒት ቀፅልሉ ይበል ድምፂ ካባኺ ብዙሕ ኢና ንፅበ
@berekethabte940
4 жыл бұрын
ትምኒት ማራ የ ዝፈትወኪ እንታይ እሞ በዓል ገዛ እንዶ ኣለኪ ኮይኑ ካናሪ ድኮነ ድምጺ !!
@tamtera5023
4 жыл бұрын
Ya nati midia pls ni mahlet gebregiorgs akrbulna pls pls pls pls❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ፍረኃልትግራይፃዕዳ
4 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ ማህሌት አብ ቀዛሕታ ቀሪባ አላ
@zahrakoko5416
4 жыл бұрын
ትምኒት ቆንጆ ሜክአብ እይተብዝሒ
@asmeromweldegebriel7577
4 жыл бұрын
Yes man
@talaali9985
4 жыл бұрын
Hamden njis
@kinglion4970
4 жыл бұрын
Ane dhri helen meles feven tsegay zfetwa mahlet eya
@ይሁንለበጎነው-ዠ1ቐ
4 жыл бұрын
እኔ ትግርኛ አልችልም ግን ትምኒት ብቻ ሳይሆን ሁላቹንም ወዳቹዋለው። 🇪🇹🇪🇹❤️💛💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@salahergualasseb7194
4 жыл бұрын
Kulu Ethiopiawi,Eriteawi and Tigraway Asey timnitey shikor kab Ethiopia felki eta "tigraway" dbelkya agelalxaki mara ye fetya keep it up😍
@hornreaction9454
4 жыл бұрын
Aha tgraweyti eki malet eyu entay dea gual asseb elki abti nay channelki xhifkyo zeleki eway mekera mechem hlmkum kalie yu komalat
@salahergualasseb7194
4 жыл бұрын
@@hornreaction9454 beka akilukum xerfi tray koynkum terifkum tigrawayti tezkewns entay xegem alewo dyu plus be dey tigray ybxahani yu
@aliabdallah3693
4 жыл бұрын
متابعك سوداني باريسي🇪🇹🇸🇩🇫🇷🇪🇷🇪🇷
@mhrtabgebr8528
4 жыл бұрын
Temant Xbap serha Nic music
@ወዲኣከለሓውቶምተጋሩወዲኣ
4 жыл бұрын
ደስ እዩ ዝብለኒ ድምጽኪ ጋል ወልዳይ ብፍላይ ቃሕቃሕ
@WhatsUp-z3b
4 жыл бұрын
ጓል ወልዳይ ንፍዕቲ ከያኒት ኢኪ በርትዒ ክብለኪ ይፈቱ።
@malhabib357
4 жыл бұрын
ንዓይ እያ እዚ ቃሕ ኢለካ ትብል ደርፊ ደርፈኪለይ ትምኒታ ምቅረቲ
@mahdargereziher781
4 жыл бұрын
kkkkkk ztemeneyaos yqareraro
@ezrahaile3349
4 жыл бұрын
ትምኒት ሽኮር 👍👍👍❤❤❤
@selamgmeskel8930
4 жыл бұрын
ትምኒት ፅብቅቲ ደርፍታትኪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ግን ሜክኣፕ ቀንሲ መልክዕኪ ኣይተጥፍእዮ ምስ ይቅርታ
@tedihayelom9066
4 жыл бұрын
ትምኒት ወልዳይ ካብተን ዝድነቃ ስነ ጥበባዊት ኢኺ ! ግን መጀመርያ ነቲ ዘለኪ ጽባቀስ ፋሕሻው ዝባን ወኻርያ ኣምሲልክዮ ጽቡቅ ኣይኮነን ብዘለኪ ጽባቀ ቅረቢ ፡ ማዕተብ ካኣ እሰሪ በጃኺ ! ቴዲ ካብ ልብያ ኤርትራዊ
@Rtube-bi8ok
4 жыл бұрын
በቃ ትግርኛ የሚያወሩትን እየሰማሁ ልለምድ ነው በቃ የተናገርችው ብዙው ገብቶኛል ታድየየየ✌😜😊😊😊😊😊 ሙዚቃ እደት ጀመርሽ የት ተወለድሽ አድግራት ከተማ ነው የተወለድኩት ሙዚቃ ታለንት ፍቅሩ ውስጤ ስላለ ለመድኩ ወደ አድስ አበባ መጣሁ ምናምን ነው ብዙውን ገብቶኛል የስስስስ ኣስተምሩኝ ትግርኛ ❤🇪🇹😍
@abrehaabreha1222
4 жыл бұрын
ትግርኛ ቃለመሕትት ሰለዝኾነ ትግርኛ ይኹን ዘረባኽን።
@fikrteame6769
4 жыл бұрын
AWEL WN ETA ZFETWA DERFKI EYA😍
@godislove7539
4 жыл бұрын
Beka suk elna Nfetweki from Eritrea 🇪🇷
@johnnyjohnny7080
4 жыл бұрын
ትምኒተይ መዓረይ ጅብዕቲ🥰
@ሓላውለይትግራይየሂዉተይሓ
4 жыл бұрын
ተምኒተይ መቀረት ኩሉ 😘😘😘😘💐💐
@bbeihrdnea4382
4 жыл бұрын
ሐይ ሰለምነዉ ቆጆ እዴትነሽ
@healyourmind2023
4 жыл бұрын
gobez gazetegna to the point beka
@weredeyigzaw6398
2 жыл бұрын
Timnit Welday Tigrignak nay Adwa des zbl btaem mesat
@abrahamnguse9673
4 жыл бұрын
Welcome tminitey Smart women & ybel dmxin melkien so more keep it up my dear
@swiy2142
4 жыл бұрын
ተምኒተይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅልሉ
@tedroseman3248
4 жыл бұрын
You are the best singer
@abdisalamismail-gv1bi
Жыл бұрын
Tu est belle et charmant ❤
@ሰላም-ዐ3ኰ
4 жыл бұрын
ቲሚት ሽኮር እዛ ቃሕ ትብል ደርፍኪ ብዉሑዱ 100 ጊዜ ሰሚዓያ ኣሎኩ ኣጆኪ ኣስመራ ምጽሞ ጽቡቅ ጌረ ክቅበለኪ ኢየ ኣብ ገዛና ግን ኣይትሓዙለይ ተጋሩ ይጸልኦኩም ኔረ ኢየ ሕጂ ግን !
@onisimossyosias7183
4 жыл бұрын
Great job,and well come But don’t mix Amharic when we speak Tigrigna. Generally great interview. Keep up it!!!
@tesfaymesele3385
4 жыл бұрын
ኣበሳ ጽቡቅ ስራሕ እበር ምብዛሕ ትርጉም የብሉን
@tesfaykidanemaryam8051
4 жыл бұрын
ጓል ወልዳይ ጅግና ዋዕሮ ሓቦኛ ትግራዋቲ ንበርለይ ክበርለይ ክበድለይ ማራ ኬፍ ዘለኪ ሽኮር እኺ ካብ ልበይ እየ ዘድንቀኪ 1000 ዓመት ንበርለይ
@kerobelhylue9865
4 жыл бұрын
በጣም በጣም የመወድሽ ፡፡
@ስደትስዲ-ነ9ረ
4 жыл бұрын
ትምኒተይ ሜኬኣፕ ኣይተዝሒ ጽብቅቲ እንዲኺ
@musuguntesfay8073
4 жыл бұрын
ዕድመ ይሃብኪ.ትምብተይ
@AS-kk3pr
4 жыл бұрын
Love you sis keep going the way you are
@tesfuwoldegabriel5586
4 жыл бұрын
ትምኒተይ ብዘይ ሜክ ኣብ ትጽብቂ ኣብዚሒክዮ ብጣሚ
@cuvigihodifududufi5568
4 жыл бұрын
She singer just do your work plz
@نتنت-د1س
4 жыл бұрын
gaziatena bravo eki kxlyo
@cafuantonio8280
3 жыл бұрын
እታ ጋዜጤና ግን ኤሪትሪን እያ ሓቀይ ?
@Fthi366
2 жыл бұрын
እዛ ቻነል ወላ ጋዜጠኛ ኤሪትሪንዩ ክ
@senaitasgodom5504
4 жыл бұрын
Hebibitie hejoki katarya azie kurusus masmote nana nab Aedana askie katarya 🇪🇹🇪🇷😍😍😍😍😍😍😍
@hshetes8280
4 жыл бұрын
Shkorina selam from eritrea
@helloafrica412
4 жыл бұрын
ወኒይ ሽካረይ ማራ እየ ዝፈትወኪይ
28:37
Nati TV - Nati Friday Show with Top Actress Helen Riyale {ሄለን ሪያለ} Part 1/3
NatiMedia
Рет қаралды 95 М.
5:01
Nati TV - Timnit Welday | qaH {ቃሕ} - Ethiopian Tigrigna Music 2020 [Official Video]
NatiMedia
Рет қаралды 19 МЛН
00:29
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 96 МЛН
00:19
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 4,2 МЛН
00:34
I thought one thing and the truth is something else 😂
عائلة ابو رعد Abo Raad family
Рет қаралды 22 МЛН
00:13
Thank you Santa
Nadir Show
Рет қаралды 59 МЛН
10:02
አምስት ሰው ብቻ ነበር የተጋበዘው ... ትምኒት ወልዳይ | Timnit Welday | qaH ቃሕ | Seifu on EBS
Seifu ON EBS
Рет қаралды 405 М.
14:31
New Eritrean Biography Actress Kibra Tsegay ድሕሪ ባይታ ህብብቲ ተዋሳኢት ክብራ ጸጋይ መን'ያ
Cinema Semere entertainment
Рет қаралды 27 М.
20:26
መለያየት አለብን ዋሽተሽኛል💔🥹
fikr Tube ፍቅር
Рет қаралды 95 М.
1:19:04
ካብ ገበል ብተኣምር ተሪፈ ፡ 3 መዓልቲ ናይ ሓወይ ሬሳ ሓቂፈ ፡ ብጀነራል ኤርትራ (ርእሲ ምራክ) 2 ኣሕዋተይ ተረሺኖም👉 ተጋዳሊት ቃልኪዳን 0931075471
Desta ደስታ Show
Рет қаралды 98 М.
24:02
ከሩታ ጋር ኩሪፍቱ ገባን.ባለኝ ሂወት ደስተኛ ነኝ አለች❤️💕
Dani Royal
Рет қаралды 250 М.
11:46
ከድምፃዊት ትምኒት ወልዳይ ጋር የተደረገ ቆይታ የመስቀል በዓል ዝግጅት
Fana Television
Рет қаралды 234 М.
6:25
Rahel Getu - Wuddie | ራሔል ጌቱ - ውዴ - New Ethiopian Music 2024 ( Official Video)
Wendi Mak
Рет қаралды 1,2 МЛН
30:16
Nati TV - Nati Friday Show with Top Singer Feven Tsegay {ፌቨን ጸጋይ} Part 1/2
NatiMedia
Рет қаралды 258 М.
18:34
Timnit Welday | segar ትምኒት ወልዳይ ሰጋር አብ መድረኽ ሓገዝ ጉለመኸዳ ለንደን New tigrnga music 2024
Mido Ent
Рет қаралды 27 М.
5:09
Kaleab Teweldemedhin _ New Eritrean Music 2024 - ንዒ በልዋ _ Nie Belwa (official video)
BAHGNA TV
Рет қаралды 447 М.
0:52
КИНУЛ МУЖИКА НА 200 МИЛЛИОНОВ
Лёхинский фан
Рет қаралды 2 МЛН
0:46
SHK TV - We have a new robot - Be nice to people around you #shorts #sadstory #SHK
SHK TV
Рет қаралды 7 МЛН
0:22
QUE ESTA PASANDO? @SantiMusicOficial @jonayoficial #santi #funny
Santi Oficial
Рет қаралды 8 МЛН
0:17
Try this challenge with your friend 😁
Andrey Grechka
Рет қаралды 15 МЛН
1:00
Семейная пара пришла покупать занятую квартиру😳 #новинка #сериал #фильм #кино #моменты
Reel Cinema
Рет қаралды 4,8 МЛН
0:46
SHK TV - We have a new robot - Be nice to people around you #shorts #sadstory #SHK
SHK TV
Рет қаралды 7 МЛН
1:00
Хакер спас подругу от безумного маньяка с помощью лифта 😱 #фильмы#фильм#кино#сериал
Great Scene
Рет қаралды 11 МЛН