ናይ ኣምልኾ ስግደት ብኸመይ ንሰግድ ብተግባር ተመልኸቱ / ርኢና ሼር ንግበሮ

  Рет қаралды 129,161

ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር

ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር

Күн бұрын

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡፡
ንቅዱስ እግዚአብሔር አምላኽና በዚ ናይ ኣምልኾን ናይ ጸጋን ናይ ክብርን ስግደት ናይ ንስሓን ስግደት ከነስምሮን ሂወትና ክንቅድስን ክንባረኽን ይደግፈና አሜን ።
#ንቕሑ #ንቅሑ #ጸሎት
1 ናይ ኣምልኾ ስግደት
-----------
እሰግድ ለአብ
እሰግድ ለወልድ
እሰግድ ለመንፈስ ቅዱስ
ምስጋና ይኹን ንአብ
ምስጋና ይኹን ንወልድ
ምስጋና ይኹን ንመንፈስ ቅዱስ
በረከቱ ንዝሃበና
ሓይሉ ንዘብዝሓልና
በዚ ሰዓት ብሕይወት ንዘቆመና
ብምሕረት መገዲ ንዝመርሓና
በዚ ስዓት ብጸጋ ንዝሓለኻና
ብብርሃን ሓይልኻ ዝመራሕካና
ክብርን ምስጋናን
ውዳሴን ኣምልኾን
ንሥሉስ ቅዱስ ይግባእ አሜን
ሃሌ ሎያ ለአብ
ሃሌ ሎያ ለወልድ
ሃሌ ሎያ ለመንፈስ ቅዱስ
ቅዱስ እግዚአብሔር
ቅዱስ ኃያል
ቅዱስ ህያው
ቅዱስ ኤልሻዳይ
ቅዱስ አዶናይ
ቅዱስ ያህዌ
ቅዱስ ጸባኦት
ቅዱስ ኢየሱስ
ቅዱስ ክርስቶስ
ቅዱስ ኣማኑኤል
ቅዱስ መድኃኔዓለም
ቅዱስ ዕብኖዲ
ቅዱስ ታኦስ
ቅዱስ ማስያስ
ቅዱስ ኤልማስ
ቅዱስ ትስቡጣ
ንአብ ንወልድ ንመንፈስ ቅዱስ ሓንቲ ስግደት እሰግድ
ንአብ ንወልድ ንመንፈስ ቅዱስ ሓንቲ ስግደት እሰግድ
ንአብ ንወልድ ንመንፈስ ቅዱስ ሓንቲ ስግደት እሰግድ
ንእግዚአብሔር አምላኽ
ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ኣምልኾን ይግባእ አሜን!
2 ናይ ጸጋ ስግደት
-------------------
ንድንግል ማርያም ናይ ጸጋ ስግደት ይግባእ
እንዳበልና 21 ግዜ ንሰግድ ማለትዩ።
እንተ ነፊዕና ብዕድመ ናይ ወላዲተ አምላክ 64 ግዜ ክንሰግድ ንኽእል፡፡
ወይ ውድሴ ማርያም ደጊምና ምስ ወዳእና ወይ ድማ ኣብ መጀመሪያ ጸሎት ክንጅምር ከለና ድሕሪ ናይ ኣምልኾት ስግደ ምስጋድና ኪንሰግዶ ንኽእል።
3 ናይ ኽብሪ ስግደት
----------------------
ንቅዱሳን መላእኽቲ፡ ነነብያት፡ ንሐዋርያት፡ ንሰማዕታት፡ ንጻድቓን፡ ንታቦት፡ ንቅዱስ መስቀልን ዝቀርብ ስግደት እዩ፡፡
ንቅዱስ ሚካኤል ናይ ኪብሪ ስግደት ይግባእ
ንቅዱስ ገብሪኤል
ንቅዱስ ሩፋኤል
ንቅዱስ ኡራኤል
ንቅዱሳን መላእክት
ንነብያት
ንዮሐንስ
ንሓዋርያት
ንቅዱስ ጊዮርጊስ
ንቅድስቲ ኣርሴማ
ንሰማእታት
ንጻድቃን
ንአቡነ ተክለሃይማኖት
ንአቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ
ንአቡነ ኣረጋዊ
ንቅዱሳን ወዘተ...
1,ጾሎት ዘዘውትር
2,ውዳሴ ማርያም ናይ ዕለቱ
3,ይወድስዋ መላእክቲ
ናይ ንስሓ ስግደት
---------------------
41 ከመይ ንሰግድ።
--------------------------------
12 ግዜ እግዚኦ መሐረና ክርስቶስ
12 ግዜ በእንተ ማርያም መሐረነ ክርስቶስ
12 ግዜ ክርያላይሶን ንብል
5 ሳዶር ኣላዶር ሮዳስ ዳናት አዴራ
ኃምስቱ ቅንዋተ መስቀል ናይ ጎይታ ማለት'ዩ ፡
41 ይኸውን ማለትዩ ።
ወይ ከኣ ከምዚ ኢልና ውን ክንሰግድ ንኽእል
ኪርያላይሶን ኢየሱስ
ኪአያላይሶን ክርስቶስ
ኪርያላይሶን አማኑኤል
ኪርያላይሶን መድኃኔዓለም
ኪርያላይሶን ወዲ ድንግል ማርያም
ኦ ኢየሱስ መሓረኒ
ኦ ክርስቶስ መሓረኒ
ኦ ኣምላኸይ መሓረኒ
ኦ ኣማኑኤል መሓረኒ
ኦ መድኃኔዓለም መሓረኒ
ኦ ወዲ ድንግል ማርያም መሓረኒ ።
ስብሐት ለእግዚአብሔር
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር አሜን።
👉ናይ ጸሎት ቦታ ብኸመይ ነዳሉ ነዚ ቪድዮ ተመልኸቱ • ናይ ጸሎት ቦታ ብኸመይ ነዳሉ ንቕሑ‼️
👉 ትግርኛ ጸሎት ድርሳነ ሚካኤል ንምስማዕ ነዚ ሊንክ ጠውቑ • ጸሎት ድርሳነ ቅዱስ ሚካኤል ብትግር...
👉ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲ ዝኮንኹም ነታ ናይ ሳብስክራይብ ምልኽት ብምጥዋቕ ናይዚ ቻናል ቤተሰብ ኩኑ።
/ @nkhu27
👉Telegram t.me/nkhu27
©ንቕሑ Nkhu27
#ንቅሑ #ኣምልኾ #ስግደት
#ጸሎት#Psalms #ሩፋኤል #ገብርኤል #ርኹስ #መንፈስ #ንቕሑ #Nkhu #ድንግል #ማርያም #ኣቡነ #ኣረጋዊ #ንቕሑ #ጸሎት #ንስሓ #ቁርባን #ተዋሕዶይእቲ #tewahdo #ተዋህዶ #ተዋሕዶ #ኦርቶዶክስ #Eritrean #orthodox #mezmur #ገድሊ #ቅዱሳን #ገድለ #ፍኖተ #Fnote #hiywet #Eritreanorthodoxtewahdomezmur
#ንቁ #Tamirtsion #Nku

Пікірлер: 652
ጳጉሜን ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
48:05
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 21 М.
ጸሎት ሰነ (ሰኔ) ጎልጎታ ብትግርኛ Sene Golgota
28:45
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 156 М.
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 48 МЛН
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 81 МЛН
Men Vs Women Survive The Wilderness For $500,000
31:48
MrBeast
Рет қаралды 49 МЛН
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 26 МЛН
ለይቲ ድቃስ ስኢነ ኢልኹም ንዝሓተትኩምኒ ብከመይ ንከላኸሎ ንዝብል ተመልኸቱ
24:20
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 36 М.
ናይ ኣምልኾት ስግደት ብ ተግባር
30:44
ታኦስ taos tube ( ናብ ትግርኛ ዝተተርጐመ ገጠመኝ )
Рет қаралды 21 М.
🔴👉"ጸሎት ሰይፈ መለኮት"ኣጋንንቲ ዝቃጸሉሉን ዝእሰሩሉ ጸሎት
16:48
ቅድሚ ዳግማይ ምጽአት ዝኽሰቱ 8 ናይ መወዳእታ ዓለም ምልኽታት!
58:13
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 7 М.
ስግደት ስንት አይነት ስግደት አለ ? መጽሐፍ ቅዱስ ምን ይላል ?
25:22
መክሊት ዘተዋሕዶ Meklit the Tewahido
Рет қаралды 21 М.
ካብ ማእከል ባቢሎን ውጹ ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:21:35
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 19 М.
🔴👉"ኣርጋኖን ናይ ሶኒ"(ብትግርኛ) መንእሰያት ስምዕዋ
1:01:04
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 144 М.
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 48 МЛН