ናይ Covid-19 ክታበት፣ ማሕተም ናይ’ቲ ኣራዊት 666 ድዩ? (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 113,154

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 742
@robelberhe8817
@robelberhe8817 4 жыл бұрын
እንቃዕ ድሓን መጻእካ መምህር እግዝኣቢሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@tesfaldetkeshi5523
@tesfaldetkeshi5523 4 жыл бұрын
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።ኩቡር መምህርና እግዝኣብሄር ጽግኡ የብዝሓልካ ኩሉ እትህቦ ትምርቲ ብጣዕሚ ጽቡቅን ቅኑዕዩ ቃለሂወት የስመዓልና። ሓንቲ ግን ዘይበርሃትለይ ሕቶ ኣብዚ ናይ ሎሚ ትምህርቲኻ ሰሚዐ ሰብ ቃለ እግዝኣብሂር እብክንዲ ዝመሃር ንእግዝኣብሄር ዝፈርሕን ኣጋንንቲ ብከምዚ ይኣትዉ ኣጋንንቲ ብኸምዚ ይወጽኡ እንዳበሉ ሰብ ንሰይጣን ከምዝፈርሕ ይገብሩ ኢልካ ኢልኩም ኢለ ብኣክብሮት ክጽወዓኩም ደስይብለኒ፡ ኩብር መምህር እዚቃል ካባኹም ምውጻኡ ብጣዕሚየ ሰምቢደ ሰይጣን ዝወደቀ ዝተደርበይ መልኣክዩ ኣትፍርሑዎ ኢልካ ምስባኽ እንዳተኻእትለ ብዛዕባ ተንኮላትን ሴራን ምስጥሩን ኣመጻጽእኡን ኣወጻእኡን ምፍላጥ እንታይ ጽገም የምጽእ ኩቡር መምህረይ ንዛግዝኣብሄር ከይንፈርሕ ንእግዝኣብሄር ከይነምልኽ ኣብልብና ኣትዩ ዝጋርደና ዘሎ መንፈስከ መን ዲዩ ዲያብሎስ ሰይጣን ደይኮነን ሰለዚ ኣነ ዝፈልጥ ትንኮላትን ክፍኣትን ምስጢራትን ሰይጣን ክጋለጽ ዘይደሊ ምሰይጣን ሕብረት ዘለዎ ክፉእ እግዝኣብሄር ዝኸሓደ ደብተራ ከም ኡ ኢሉ እንተ ተዛረበ ኣይምገረመንን ካብ ከማኹም ዝበለ ዓቢ ምምህር ኣይጽበዮን ኣብዚ ዓለም እሞ ብጀኻ ዲያብሎስ መን ጸላኢ ኣለና ንጸላኢና ከኣ ብደምቢ ተንኮላቱን ክፍኣቱን ክንፈልጥ እንተዘይ ኪኢልና ክንቃወሞን ናብቲ ዘድሕነና መድሃኒ ኣለም ክርስቶስ ክንቀርብን ካብሰይጣን ንላዕሊ ጽጋን ክብርን ከም ዘለና ክንፈልጥን ኣይንኽእልን ኢናሞ ናይ ጸላኢና ዲያብሎስ ቶንኮልስ ይጋለጽ ደኣምበር ኣይሸፍን ። ኩቡር መምረይ እዚ ናተይ ርእቶዩ ከምድፍረት ኣይትቁጸሩለ። ስብሃት ለእግዝኣብሄር ወለወልዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@ጓልድንግልማሪያም
@ጓልድንግልማሪያም 4 жыл бұрын
ጽብቅ ኣልካ ክቡር ሓወይ ኣነ ውን ክሞኡ ባሃሊት እየ ናይ ስይጣን ድእ ይግልጽ እሞ ስብ ፈሊጡ ናብ ኣምልኩ ክምለስ 🙏🏼
@MusluyAykonkun
@MusluyAykonkun 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ሰባኬ ወንጌል ካሳሁን። ነዚ ዓብን ኣገዳስን ጉዳይ ከምዚ ገርካ ምምሃርካ ፈጣሪ ጸጉኡ የብዝሓልካ። ነዚ ብሰንኪ ድክመት መንፈሳዊ ሂወትና ነውጺ በዚሕዎ ዘሎ ናብራና መስተውዓልትን ድልዋትን ክንከውን ዝሃብካዮ ህብስተ ማና ትምህርቲ ኣብ ልብና የሕድሮ። ከምቲ ንከብዲ ን እንጀራ ንዕንግላ ንሂወትና ድማ ዝግበኣ ቃል ኣምላኽ ስለዘይንምግባ መምስ ዝመጸ ንፋስ ክንነፍስ ንውዕል ኣለና። ፈጣሪ ህድእ ኢልና ናብኡ ከነቃምት ከማኩም ዝምህሩን ዝግሱጹን መማህራን ኣይክለኣና።
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 4 жыл бұрын
ሰላም ናይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ከም ሰብ ሕሰብ ሓወይ ፣፣ ብመጀመርታ ተሳታፊ ናይዚ መደብ ብሙኻንካ ብዙሕ የመስግነካ፣፣ ክብረት ድማ ይሃበለይ፣፣
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንዃዕ በሠላም መጻኻ ፍተወይይይ መምህረይ ቃለ ሰናይ ናይ ባሓቂ ከመይ ዝበለ ብጨው ዝተቃመመ ተ/ቲ ዩ አምለኽ ጸጉኡ የብዘሐልካ ⛪️💐 ብጣዕሚ ዘፍርሕ ዩ ዘሉ ዝስማዕ ዘበለ ኩሉ ዝተማሃርናዮ አብጽላት ልበና የሕድረልና ! አምላኽ ዚዘበን ዚ አብቂዑ ናይ ፍቅሪ ናይ ምትሕልላይ ዝኮነ ዘመነ የምጸአልና አሜን፫⛪️👏 #መምህረይ #መጽሓፍ# ቅዱስ 81 & መገበ ጸሎት በትግራኛ ዝተሓተመ እሰከ ተሓባበሩና
@علياحمد-غ3ش1ث
@علياحمد-غ3ش1ث 4 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ይመስገን ክቡር ሓውና እንኳን ብሓጎስ መፃኻ ሰናይ አገልግሎት
@dadadadadada9100
@dadadadadada9100 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስለቲ ሰናይ ቃሉ ናይ ቃል በዓል ዋና እግዚኣብሔር ኣምላኽና ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣሜን ኣሜን አሜን
@nk-yp5yw
@nk-yp5yw 4 жыл бұрын
ኣሜን ክብርን ምስጋናን ንዑዑ ይኩን ንስለ ረዚን ኣስተምህሮካ ዝሃብካና ናይ ብሓቂ ኣምላኽ ዘመን ኣገልግሎትካ ጸግኡን መንፈሱን ይብዛሓልካ ኣብ ዓዶቦኻ ተተኽል ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ኣሜን
@afworkiazemo56
@afworkiazemo56 4 жыл бұрын
እንቓዕ ደሓን መጻኹም መምህርናን ሓውናን፡ እግዜኣብሔር ናይ ዕድመ ዘመንኹም ይባርኽ፡ ቀጺለ ዝብለኩም ዝደሊ በዚ ትህቡና ትምህርቲ ብጣእሚ መሳጣ ሰሓብን መሃርን ዝኾነ ኢዩ። ኩሉ ግዜ ስለንካታተለኩም ምስ በኣልቲ ቤተይ ብዙሕ ክንልወጥ ኪእልና ብትህቡና ብጣእሚ ጠቒምና ኢዩ ቀጽልዎ ።
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 4 жыл бұрын
ሰላም ናይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን Afworki ፣፣ ብመጀመርታ ተሳታፊ ናይዚ መደብ ብሙኻንካ ብዙሕ የመስግነካ፣ ቀጺለ ስለቲ ግብረ መልስኻ የመስግነካ፣፣ ዝተማሃርናዮ ንህይወት ይግበረልና፣፣ ኣብ አገልግሎተይ ክብርትዕ ኣብ ጾሎትኩም ዘክሩኒ፣፣
@radarad7250
@radarad7250 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና መምህርናን ሓውናን እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዛሓልካ ኣብ ጸለትኩም ኣትረስዑና እግዚኣብሔር ካብዚ ወርዱና ዘሎ ማዕት ያዓቅበና እንፍቶና ፈተና ከም መጠን ዓቅምና ክህበና ሰናይ ፍቃድ መድሃኒኣለም ይኩነልና ኣሜን ኣሜን ።
@biniamkesete9404
@biniamkesete9404 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና። ብሓቂ ደስ ዘብልን ዘጸናንዕን ትምህርቲ ኣብ ልብና የሕድሮ።
@yohanatem
@yohanatem 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህርና ቃለሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓውና ናይ ብሓቂ ማይ ሂወት ዝኮነ ቃል ሰሚዕና ዕድመድን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ !!!
@weinyeloveeseyey6853
@weinyeloveeseyey6853 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna
@eizanasayzana9926
@eizanasayzana9926 3 жыл бұрын
amen amen amen ⛪⛪⛪
@yordigaltigray
@yordigaltigray 4 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃካ መምህር እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ⛪️👏
@ጋልኤርትራጻዕዳ
@ጋልኤርትራጻዕዳ 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህረይ ዘመነ ዕድመኹም ይባርኸልኩም ሉዑል ፈጣሪ ፡ ኡዚ ኣርኡስቲ ኡዚ ዓቢ ጉዳይን ንነዊሕ ግዜን ኣሸጊሩና ዝጽንሐ ነገር ኡዩ ኡሞ ኩሉ ብኡምነት ክንገብሮ ከምዘለና ገሊጽክሞ ኣለኹም ክነስተግብሮ ድማ ብጸሎትኩም ሓጉዙና መምህረይ
@bsratbs6688
@bsratbs6688 4 жыл бұрын
እንካዕ ብስላም መፃእኩም ክቡር ኣቦና ብሓቂ ቃል ህይውት የስመአልና ፀጉኡ የብዝሕሎም ብዕድመን ጥዕናና ይሃልውልና እግዝኣብሔር ኣምላኽ መምህርይ ኣምላኽ መስተውዓሊ ይዓድልና ሓንቲ ሕቶ አላትኒ ክሓትት ይፍቅዶ ብመጅመርታ ስላም ኣምላኽ ይብዝሕለኹም መዳልውቲ ፍኖተ ኣበው ኣምላኽ ይባርኩምኣነ ተካታታሊትኩም እየ ካብ ልቢ ድማ እየ ዝመስግን ንዓኻትኩም ብምርካበይ ኣነ አብ ስድት ስዑድ ኣለኩእግዝኣብሔር ኣምላኽ ይመስግን ስላም ኣትየ ኣምላኽ ከይትግበእኒ እናሃለው ኣነ ሓጥያትኛ ስብ ከይበል መንፍሳዊ ት/ቲ ረኺበ ብእውነት ኣነውዕለት እግዝኣብሔር ብኣይ ሓጥያትኛ ነኒረ ኣይውድእን እየ ይኽበር ይመስግን ስለኩሉ ነገር አሜን አሜን አሜን ካብ ባዕለይ ጅመሩ ሕቶይ እያ ኣዕርክትይ ውንዝሓታኒ ኣለዋ መርፍእ አብ ኢድይ ኣለኒ ስለዚ መንፈሳዊ ት/ቲ ጅመረ ግን ነብስይ ይውቀስኒ አብ ኢድይ ዝሎ ዝይኣውፅአኩስ ከመይ ኢለ እየ ዝማሃር ዝይርዳኣኒ ዘሎ ውን ንሱ ስለዝለኒ እዩ ይብል ንነብስይ ግን ይፍቅድ ድዩካብ ኣዕርከትይ እውን ክሓትን እንከለኹን ችግር የብሉን ይብላኒ ሓንቲ ማሓዛይ ውን ኣነ መርፍእ ስለዘለኒ ኣይኣትውን ኢላትኒ እንታይ ክነገራ ይግብእኒ ዋላ ነይ ይማሃር እምበር ዝፍልጦ ብዝሕ ብዛዕባ ሃይማኖት ት/ቲ የብለይን, ምክርኩም ለግስለይ ግቡእ ድዩ ምኽንያቱ መርፍእ እቲ ጥንቂ ዝይግበእና እዩቤት ክርስትያና ኣይትፍቅድናንእያ ስለዚ ግን ኣነ ናብ ስድት ክምፅእ ኢለ እየ ተጠቂመ እምበር ካሊእ ምክንያት ኣይኮንኩን ይቅርታ ድፍረ ብስም እግዝኣብሔር ኣምላኽ ድፍእ እናበልኩ ተርዲእኩም ይኸውን ተስፍ ይግበር ይቅርታ ብዝሕ መፅሓፍ ኣይፍትውን ዓይነይ እዩ ዝሕመኒ
@ሚካኤልሚካኤል-ፀ6ነ
@ሚካኤልሚካኤል-ፀ6ነ 4 жыл бұрын
አሜን፫ ቃል ሕይወት ያሰማልን መምህር በዕድሜ በጤና ይጠብቅልን የመንግስቱ ወራሽ ያድርግልን ቅድስት ድንግል ማሪያም ከተወደደ ልጇ ጋር ትጠብቅልን በጣም ጥሩ ትምህርት ልዑል እግዚአብሔር ይስጥልን
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ናይ አገልግሎት ዘመኩም ይባርክ እግዚኣብሄር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሄር አምላክ አብ እምነትና ከፅነዐና ናቱ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን አሜን አብ ፀለትኩም ዘኩሩኒ ንአይ ንሓጥያተኛ ሓፍትኩም
@rahwarahwa9513
@rahwarahwa9513 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ ካሳሁን ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህሪቲ ዘፀናንዕ ዩ ኣይትጥፋኣና ካሳሁን ሓወይ ኣነስ ብሓቂ እየ ዝብለካ ትምህሪትኻ ክሰምዕ ከለኹስ ኩሉ ነገር እዩ ዝቐለኒ። ኦ ህያው አምላኸይ ነቶም ኣብ ግዜ ጭንቂ ዘፃናንዑና ደቅኻ ባሪኮም ፀጋኻ ኣብዛሓሎም አሜን አሜን አሜን ብስም እዮስስ ክሪስቶስ አምላኸይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ክብሪን ምስጋናን ንስም እዮስስ ክሪስቶስ አምላኽና ይኹን ካብ ኩሉ ክፉእ ይሰውረና አሜን አሜን አሜን
@ጓልትግራይሓፍቲተጋዳላይ
@ጓልትግራይሓፍቲተጋዳላይ 4 жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ክቡር መምህር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ እግዚአብሔር የስመዐልና እግዚአብሔር ሰላም ይላኣኸልና🙏🙏🙏
@SHA-abya
@SHA-abya 4 жыл бұрын
???
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ 4 жыл бұрын
ብመጀምርያ እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር መጻካ ኩቡር ሓውና ብሃፍተ መንፈስ ቁዱስ ክኣ ኣቦናን መምህር ሓቀኛ መንነትና ዝኮንካ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ናይ ብሓቂ ቃል hiwet የስምዓልና ልቦናና ይክፈተልና ብጣዕሚ እዩ ዘፍርሕ ንሕና ምንም ዘይንፈልጥ እንትርፊ ምሕረት ልዑል እግዛብሄር ስሙ ይክበር ይመስገን ✝️💒💖🤲🙏 ንዓና እዩ ከፊኡና ካብቲ ሕጊ ከይንወጽእ ክንብል ዘይኮነ ንሰምዕ ኣለና ጽብብ ክኣ ኢሉና ማሕተም ዶ ገለ ዶ ክብሉ ኣብ ዘይኮነ ኮለል ኢሎም ነቲ ምንም ዘይፈልጥ ህዝቢ ሕማም እዮም ኮይነሞ ምሕረት ድኣ የውርደልና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ 💔💔😭ብዛዕባ ዝክታበት እውን ኣብ ምጥርጣር ኣቲና ዋላ ሓሚምና ንሙት እግዛብሄር ይፈልጥ ኢልና ኣለና ብፍላይ ተማህሮ ቆልዑ ዘለውና እግዛብሄር ኣሚና ኢና ንሰዶም ዘለና እሞ ሕጂ እውን ክብርን ምስገናን ንዕኡ ይኩን ንዘልኣለም ዓለም ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏ጸለቶምን በረከቶምን ናይ ኩሎም ቁዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏
@ኣኪጓልትግራይ
@ኣኪጓልትግራይ 3 жыл бұрын
መምህረይ እግዚኣብሄር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ዘለኹሙዎ ፀግኡ የብዝሐልኩም ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ኣገላልፃ:: ❤️❤️❤️❤️❤️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
@hailemichealbeyene9829
@hailemichealbeyene9829 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna kbur hawna behaki xbuk zkone tmhrty niana dkumat yhwatka kemzy gerka gizyeka sewieka kitmgbena kitefltena gega habereta keyhlwena zgeberka egziabher tsegue ybzihalka kab amen alewo ezgi alewo kemztebahle kembeal nska lebamat mestewaltn kemzy gerkum ab gizue kithburna ylabo bezy lomi alem ab belabelow tewafirahlu zela seb kab emnetu ztefalu zelo kintienkek kinstewl ygbeana u emnetna nkentu keytitefie kibl yfetu! Kab hawka nay mejemrya teketatali ye egziabher sdetna yehxrelna biayenemhretu yhalwena Amen!
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 4 жыл бұрын
Selam amlak msaka yikun Hailemichael. Bkedamnet nayzi medeb teketatali bmukanka yemesgn. Ane zigeberkuwo srah ekua yelen gin kulna tehagagizna habereta enda tewehahabnan enda texenanaenan kinkeyd xubuq eyu. Bflay ab sdet bmihilawna niemnetna fetani sle zkone nenieshto kemzi gerna kinimehahar gubuena eyu. Amlak nsedetna yibarik.
@mulugetatewelde1187
@mulugetatewelde1187 3 жыл бұрын
ኣሜንንን(3)ቃለ ሂወት የስመዐልና/ መምህር ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረክ// ብኡነት ኣዝዩ ኣገዳስን ብሉጹን ትምህርቲ
@konemedia2022
@konemedia2022 4 жыл бұрын
ኣገላልጻኡ ንጹር ከምዚ ሓውና የብዝሓልና እንገብሮን እንብሎም ኩሉ ብስም ኢየሱስ ክርስቶስ እንተኾይኑ ፡ ሂወት ኣለና ናይ ብሓቂ፡ ሳብስክራይብ ጌርና እስከ ነዕብያ እዛ ቻነሉ
@MartaMarta-lf5ub
@MartaMarta-lf5ub 3 жыл бұрын
Bhaqi haqka edmen tinan yhabo
@mebrhitgebrehawya7254
@mebrhitgebrehawya7254 3 жыл бұрын
ትክክል
@TitiSweet
@TitiSweet Жыл бұрын
ተመስገን ኣምላክ❤
@adhanomhagos194
@adhanomhagos194 4 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይባርዂም ክብረት ይሃብኲም። ብዙሓት ዝተዛብዐ ዜና ዝህቡ ሰባት ኣለው። ንሰብ ኣብ ኣእምርኡ ሕማቅ ነገር ይዘርኡ ኣለው። ቅዱስ መጽሓፍ ነንብብ። ስኣን ቃል-ኣምላኽ ምንባብን፡ ኣንቢብካ ምፍላጥን ምስትንታንን ጸሎት ዘይምግባርና እዩ ሽግርና ዘሎ። እዛ መኣዲ ክንበልዕ ከማን ጸሎት ኣቡነ-ዘመሰማያት ዘይንደግም፡ ብዝመጸ ወረ ክንስንብድ ኣይግባእን። ብጣዕሚ ጽቡቅ መብርሂ ቀጽልዎ። እቶም ተህተፍትፉ ሰባት ግን ጫፍ ሒዝኲም ዘየሎ ወረ ኣይተዛብዑ። የቀንየልና። ኢየሱስ ክርስቶስ እግዝእየ ወኣምላኽየ።
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር መምህር ጽቡቕ ገሊጽኩሙልና ሰላም የውርደልና 🤲💒🤲
@Hwiet837
@Hwiet837 3 жыл бұрын
ፀጋኡ ያብዘሕልኻ አገልጋሊ ናይ እግዛብሔር ኣምላክ ዛሓወይ ዕድመን ጥዕናይ ያሃብኻ ኣሜን
@nebyatgebremikeal4348
@nebyatgebremikeal4348 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ሓውና 🌺🌺🌺🌺 ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ተማሂርና🌹🌹🌹🌹 ኣብ ልቦናና የሕድሮ ነዛ ዓለምና ወሪድዋ ዘሎ ቅልውላው ናብ ሰላም🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊 ይቀይረልና ፈጣሪ 👏👏👏ነዛ ሰዓትን መዓልትን ባሪኩ ዝሃበና ፈጣሪ ክብርን ምስጋናን ኣምልኮን ውዳሴን ንልዑል እግዚአብሔር ኣምላክና ይኩን💒💒💒 ንዝተከበረ ሓውና ድማ ናይ ኣገልግሎት ዘመኑ ዝተባረከ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን🕯🕯🕯
@edgwd3138
@edgwd3138 3 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ክቡር ሓውና ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዕልና ፅጉኡ የብዘሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ክቡር ሓውና⛪
@ራህዋፀጋይ
@ራህዋፀጋይ 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባረክ መምህረይ ኣምላክ ምሕረቱ የውርደልና
@ruftalbey8635
@ruftalbey8635 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ሓውናን ኣያናን መምህርናን ሰ/ወ ካሳሁን፡ ብሓቂ ደስ ዘብል ንጹር መልእኽትን ትምህርትን'ዩ። እቲ ወዲ ጥፍኣት ዝመጸላ ግዜ ከኣ ኣምላኽና እግዚኣብሄር ኣብ እምነትና የጽናዓና። ኣጆኹም ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ ከኣ፡ ክንዲ ዝመጸ ይምጻእ ሓይሊ፡ ክንብርትዕ እምበር ክንፈርሕ የብልናን ስለምንታይ'ሲ ንሕና ሃገርና ኣብ ሰማያት እዩ። ፊሊጵስ 3፥20
@emteemte3985
@emteemte3985 4 жыл бұрын
kale hiwet yesmealna
@rahelhaile2045
@rahelhaile2045 4 жыл бұрын
ናይ ባሐቂ እግዛብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና አቦና ናዓና ካ መስተዉዓሊ ልቦና ይሀበና ብጸሎት ሐግዙና አብ እምነትና ኽን ጸንዕ ጸጽብቁ ኽንሐስብ አብ ሰማያዊ በይቱ የንብረና 🤲🙏🤲🙏🤲🙏
@TesfaldetHagos
@TesfaldetHagos 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሳባኬ ወንገል ካሳሁን ሓውና ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም
@tirhashaile7515
@tirhashaile7515 4 жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸጋ የብዘሓልኩም ቃለ ሂወት የስመዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@weynihagos5835
@weynihagos5835 4 жыл бұрын
ብሓቂ ሪሕቕና ኢና ዘለና ካብቲ ለዋህ ኣምላኽ፡ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና። ብሰንኪ ሕሱም ምውሓድ እምነትና ብዝተፋላለየ ሰይጣናዊ ሓሳባት ክንስነፍ ንርአ ኣለና።ብጣዕሚ ኣገዳሲ ነጥቢ ኢዩ። ጸጋኻ የብዝሓልካ እግዚኣብሄር ክቡር ሓው።
@selam-G3LT
@selam-G3LT 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስምዓልና ከምዝኣ ጌርኩም ህዝብኩም ከተዕብዩ ድማ እግዛብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የዕዝዙ ይሃብኩም
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ ንዓና ውን መስትውዐሊ ዓይነ ልቦና ይሃበና ኣምላክ አብ እምነትና የፅንዐና አሜን
@Semharyosief
@Semharyosief Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐሌና ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ኣገላልፃ እዩ🙏🙏🙏
@ወዲደቂቀእስጢፋኖስ
@ወዲደቂቀእስጢፋኖስ 4 жыл бұрын
ኣሜን መምህረይ ጸግኡ የብዘሐልካ
@kasuamara6794
@kasuamara6794 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት መምህራችን ፀጋዉን ያብዛልህ እግዚአብሄር አምላክ ከክፉ ሁሉ ይጠብቀን በእምናችን ያጥንክርን
@maazamahray4407
@maazamahray4407 4 жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስማዓና ዕድሜን ጥዕናን የብዛሓልካ። ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ አብ ልቦና የሕድረልና ቡሽም ኢየሱስ ክርስቶስ ዝአመነ አይሐፍርን እዩ እምነቱ የብዘሐልና። አሜን አሜን አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@medhanegerye1564
@medhanegerye1564 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ክብር ሓው ዓቢ ትምርት ሚሂርካና ዕድሚካ የአንውሓዮ
@ፀዳለሰማይ
@ፀዳለሰማይ 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና አገልግሎትካ የንውሐዮ አሜን
@nebyathabte9230
@nebyathabte9230 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማኣልና ንሓውና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@nahomgbremariam268
@nahomgbremariam268 3 жыл бұрын
ኣብዚ ኣለካ ንጹር ጽፉፍ ርዱእ መልእኽቲ:: ኣሜን መምህረይ ክብረት ይሃበልና ስለቲ ከምዚ ጌርካ ምምሃርካ::
@ፍቕርኻዘይውዳእጎይታ
@ፍቕርኻዘይውዳእጎይታ 4 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዓልና መምህር ካሳሆን ሓውና ኣብ እምነትና ብምስትውዓል ክንነብር ኣምላኽ ይደግፈና
@senaittekie2573
@senaittekie2573 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmaelina deyakon kebri yehabeka ♥️♥️♥️♥️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@ኦጎይታኩሉከምፍቃድካይኹን
@ኦጎይታኩሉከምፍቃድካይኹን 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂቀት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣጎልግሎትካ ይባርኽ መምህር ካሳሁን ሓወይ ኣምላክ ኣብታ ዘይትናወጽ ቅንዕቲ መንገዲ ህወት እምነትና የጽንዓና
@okbagabirkesete1170
@okbagabirkesete1170 3 жыл бұрын
amen amen amen qale hieywet yesmealna egziabhier nay agolgulotkum zemen ybarkelkum ahawna memhir sebake wengel kasahun hawna. egziabhier abta bdemu zqedesa emnet nzelalem yexneana .
@virginmaryisourlanguage6371
@virginmaryisourlanguage6371 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና መምህር ካሳሁን ሓወይ ጽቡቅ ኣለኻ ጎደሎ እምነታትን ምስትውዓልን ስለዝጎደለና እዩ::
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 4 жыл бұрын
በትኽክል መምህር ቃለ ሂወት የሰመዓልና ዝሰማዕናዮ አብ ልብና የሕድረልና የቀንይለና ካብ ፈጣሪ እምበር ካብ ሰይጣን ክንፈርሕ አይግባእን ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ አሜን
@ሚዛንከምፍቃድካይኩንኣምላ
@ሚዛንከምፍቃድካይኩንኣምላ 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓና ኩቡር መምህርና ንዓኻ ዝዛረብ አንደበት ልኣና መስተዋዓሊ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@እግዝኣብሔርሓላውየይዩ
@እግዝኣብሔርሓላውየይዩ 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና እግዝኣብሔር ባዕሉ ካብ ኩፉእ ነገር ይሰውረና ትእግስትን ምስትውዓል ይዓድለና🙏🙏🙏⛪🌿
@davidfisshaye2182
@davidfisshaye2182 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna Kasa hawina! Egziabiher amlak xegu yebzehalka.
@Raki_gal_tgray
@Raki_gal_tgray 4 жыл бұрын
በስም ስላሴ በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ፫ 👏👏 ብመጀመርታ እንካዕ ብሰላም መፃኩም ኩቡር ኣቦና ፡ ስለ እቲ ትምህሩና ትምህርቲ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡር ኣቦና 👏👏🤲🤲🤲 ብሓቂ ቃል ኣምላክ የስመዐና መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና እግዜኣብሔር ኣምላክና ይባርኽኩም 👏👏🤲🤲💜💚💛❤️
@abebagoitom6110
@abebagoitom6110 4 жыл бұрын
Anes በቲ 24 ስዓት ብ ሓጥያት ዝገብሮ ዘይፍራሕኩስ በዛ 666 ብጣዕሚ ይፈሪሕ ኣብ እምነተይ ጎዶሎ መካነት ይረዳካ ኣምላክ ኣብ እምነትና ይጽንዓና ኣብ ጽሎትኩም ዘኩሩኒ kal hiwet yesmalna b game 😍😍😍😍😍
@ድንግለይእያኣዶፍቅሪ
@ድንግለይእያኣዶፍቅሪ 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ኩቡር ኣቦና ኣብዙ ግዜ እዙይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ምጥንቃቅ የድልዮ
@tesfamariamfikadu5184
@tesfamariamfikadu5184 3 жыл бұрын
ቃል ሂዊት የስምዓልና መምርናን ሓውናን ናይ ኣገልግለትኩም ዘመንኩም ይባርኸኩሙ
@andi2984
@andi2984 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ናይ ኣጎልጉለት ዕድሜካ ይባረክ ሓወይ።
@hsushh2616
@hsushh2616 4 жыл бұрын
ቃለሂወት ያሰምአና አቤቱ ገታየሆይ ናብ ንሰሃ አብቅአኒ 😭😭😭
@yemanemerih6784
@yemanemerih6784 3 жыл бұрын
Amen amen amen bamnet nekihna nagzabher kenemesgen yebkana kab kulu kfua yhalwena ame amlak aytfeleyena kale hiwet yesmalna kubur hawna
@tedroskiflezghi2518
@tedroskiflezghi2518 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና። ሰይጣን በቲ ኣብ ማእከልና ዝርከቡ ኣምባሳደራቱ ጌሩ ንኹሉ ህዝቢ ከምዘይሓስብን: ነቲ ቅኑዕ ነገር ከገናዝብን ኣብ ዘይክእለሉ ደረጃ ኣብጺሑዎ ኣሎ። በጃኹም ንኹሉ ነገር ኣስተውዒልና ብህድአት ንመርምሮ። ንስዓቦን። ኣብ ቤላቤለው ዓለም ኣይንንበር መጻወቲ እቲ እኩይ መንፈስን ሰራዊትን ኣይንኹን። መብዛሕቶም ናይ ዮቱብ utube ነጋዶ ድማ ቡዙሕ ኣይትእመንውም። ብሓቂ ነሓውናን መምህርናን ድማ ቃለ ህይወት የስማዓልና: ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላኽና። ንዓና ዱኹማት ባሮት እግዚአብሔር ንምባል ዘይንበቅዕ ዱኹማት ድማ ዝተማሃርናዮ ቅዱስ ቃል እግዚአብሔር ኣብ ልብና የሕድረልና።
@ykealoembaye
@ykealoembaye 3 жыл бұрын
ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይብርከልካ እግዛብሄር መምህር ሓወይ
@raei24phd
@raei24phd 4 жыл бұрын
we need to talk Teacher :) Thank you for your detailed explanation
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 4 жыл бұрын
Hi Lino bro (Rae) thank you for your reflection. We kan keep in touch in a weekdays after the working ours. 😍
@ኣምላክሰላም
@ኣምላክሰላም 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዝሐልኩም ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርከልኩም።
@simontekle7173
@simontekle7173 3 жыл бұрын
እንጀራዝጊ ብላዕ ዝሓወይ ፈሊጥካ ፍልጠትካ ዘካፍልካና ፡ሕብረተሰብና ካብ ሰሚዑ ዝዛራብ ኢሎሞ እንዳበለ ወረ ዝነዝሕ ይበዝሕ።
@magratbaba9071
@magratbaba9071 3 жыл бұрын
አሜንጥዕም ቃል አምላክ አስሚዕካና አቦ መምህር
@dawabest10
@dawabest10 4 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ኣብ ቤተ ክርስትያን ዝህቡ ኔሮም እንተዝኾኑ ኣንጊሀ ሰንበት ሰንበት ኣብ church ምተራኣኹ ኔረ ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትሕዝቶ ዘለዎ ትምህርቲ ኢኻ ኣቅሲምካና።
@yosephgebrekidan6808
@yosephgebrekidan6808 4 жыл бұрын
አሜን ቃለሂወት የስመዐልና መምህርና። ናይ ብሓቂ ነዚ ንመብዛሕትና ብሰንኪ መፅሓፍ ቅዱስ ብግቡእ ብዘይ ምርዳእና ደንበርበር ዘብለና ዘሎ እዋናዊ ጉዳይ አልዒልካ ስለዝመሃርካና ክብሪ ናምላክ ይኩን። ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረ ፀጋኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ።
@bsratbs6688
@bsratbs6688 4 жыл бұрын
እግዝኣብሔር ኣምላኽ ምሕርቱ ይላክልና ብመንግድ ይመርሕና ይቅርታ እታ ማሓዛይ ኣነ ኣይማሃርን ኢላትኒ ምክርኩም ለጉስለይ መምህርይ ዝውድቀን ዝነጥብን ብኣፍቱጉሃን መላእክት ይትኣርመለይ ይትባረክ ኣምላኽ ኣበዊነ ✝️⛪️
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 4 жыл бұрын
ሰላም ናይ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ዝኸበርኪ ብስራት ሓፍተይ ። ብዙሕ ሰብ ኣብ መጀመርታ ናብ ቃል ኣምላኽ ንኽመጽእ ግዜ ይወስደሉ ስለዚ ቀስብቀስ ከተረድእያ ፈትኒ። ኣምላኽ ይሓግዝኪ ። ናይ ድንግል ማርያም ረዳኢት ኣይፈለኺ።
@ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ
@ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር ሓዉና በሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ፀግኡ የብዝሓልካ ጀማሪ ተይኮነስ ፈፃሚ /ፈፀምቲ ይግበረና
@hdatlove2873
@hdatlove2873 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጎይታየ ልዕሌካ ሓያል የለን እሞ ካብዚ ክፉእ እዋን ብዘብለጭልጨ ከይንሰድዕ ኣድሕነና ኣምላኸይ 🙏🏽❤🤲🏽❤
@misganadesta498
@misganadesta498 4 жыл бұрын
አዚና ነመስገን ሐወና ካሳሁን አግዚአብሔር አምላክ ይባረክካ 🙏🙏🙏
@selam6076
@selam6076 3 жыл бұрын
ደስ ዝብል ትምህርቲ ቃለ ሂወት የስማዓና
@girmay0547
@girmay0547 4 жыл бұрын
ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ነዓካ ዝሃበና ክብሪ ንስሙ ይኩን ብሓቂ ጥዑም ትምህርቲ እዩ
@mengshabtetsion5053
@mengshabtetsion5053 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ ዝተመሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ እግዛብሄር ኣምላኽና ።
@ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
@ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህር ሓዉና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@mibrakberhe1239
@mibrakberhe1239 4 жыл бұрын
Amen amen amen kalihwet yismalna
@dejenhabte3374
@dejenhabte3374 2 жыл бұрын
ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ተና እንበት ሎምስ ንመን ኣሚና ንመን ኢና ክንክሕድ እኮ ጠፊእና
@hanibalhadgu2069
@hanibalhadgu2069 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ማሃርን ገላጽን ትምህርቲ ኑፉዕ ቀጽልሎ ጋይታ ይባርካ
@abebabeyenehagos5776
@abebabeyenehagos5776 3 жыл бұрын
ቃለሄወት የስምኣልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ሓውና ካሳሁን 🙏🙏🙏ኣሜን 🙏❤🙏❤🙏❤ኣሜን 🙏🙏🙏
@diletbrhane9130
@diletbrhane9130 4 жыл бұрын
Qale hiwet yesmalna kubur abonan memhrnan nay bhaqi entay alomo zmeqere kabu nleali beqa kgelxo oaqmi yebleyn edmen tenan yhabka fetari beqa ab qexali bhanqewta knxbeyekum eina egziabher selamn fqrn yewrdelna neoeu ychneqo sbhat legziabher weleweladitu dngel welemesqelu kubur amen amen amen 🙏
@ዚዱጋልትግራይ
@ዚዱጋልትግራይ 3 жыл бұрын
amen Amen Amen Kale Hiwet Yesmaelna💒💒💒
@gtgrowtogether8096
@gtgrowtogether8096 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna xega ybzh mehr Kasahun. Kulu gzie kemzi gierka meemenan Tesfa kthbn keteberaten ketenekakhn egziabhier yhagzka
@zainazaina2750
@zainazaina2750 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህወት የስዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመን ይበርከልኩም
@ሂወተይአደዋይ
@ሂወተይአደዋይ 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማልና 🙏🙏🙏😍
@teameberhane4035
@teameberhane4035 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህርናን ሓውናን ካሳሁን ዘመን ኣገልጉለትካ ይባርኽ ኣምላኽ
@henosmeles5059
@henosmeles5059 3 жыл бұрын
Thanks bravo yeqeniyeley betaemiy gelixiekaley goyta yebarekikia Amen Amen Amen Halleluja.
@hsjsbh8438
@hsjsbh8438 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሓዉና አሜንን ንሰሀ ሞት የብቀዐና አሜን
@mdainahasssiii3885
@mdainahasssiii3885 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንዓካ እወን ስለ ዝመህርካና ብረከት ይብዝሕልካ ፈጣሪ
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና መምህርና እግዝኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ የሕዋት እዛ ቻነል ስብስክራይብ ኣይንሕምቅ መታን ንዓና ክጥዕመና ክንማሃር ።
@zerommhretu2276
@zerommhretu2276 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kel hiwet yesmalna abona 🙏💒💒
@mhretabsolomon3861
@mhretabsolomon3861 4 жыл бұрын
ዓቢ መምህር ናይ ኦርቶዶስ ኤርትራ (ሰምባኺ ወንጌል) መም.ላሳሁን ሓውና፡ ኣምላከ ቅዱሳን ኣቦታትና ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ። ቃለ ሂወት የስመዓልና። ንሕና ድኹማት ኣሕዋትን ኣሓትን ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶስተዋህዶ ኤርትራ ድማ፡ ነቲ ኣንዳዕዲዕና እንፈልጦ ሓጢኣትና(ናይ ሓሶት መሰኻኽር፡ዘመውቲ፡ዓመጽቲ፡ጠለምቲ፡ሳዕሰዕቲ፡ተቐየምቲ፡ተዓበይቲ,,,ወዘተ ካብ ምኻን) ደኣ ንጠንቀቕን ንነሳሓሉን እምበር ነቲ ረቂቕ ሜላ ዲያብሎስ 'ሲ ጎይታ ኣሕሊፉ ኣይህበናን ኢዩ።
@aliksanderhago
@aliksanderhago 3 жыл бұрын
Amen amen amen Qale hiwet yesmalna 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
@godislove3616
@godislove3616 4 жыл бұрын
Amen qal hiwet yesmealna memhr kasahun hawey kxbeya zxenahku aresti ya egeziabhier edmen tenan yhabeley. Xelot emebrhan xelot qdusan ayfeleyena.
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 4 жыл бұрын
ሰላም ናይ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ፣፣ ብመጀመርታ ተኻታተልቲ ናይዚ መደብ ብሙኻ የከመስግነካ፣፣ ክብረት ይሃበለይ 🙏
@danaitghrimay3049
@danaitghrimay3049 3 жыл бұрын
Xubuq tmrti ane n baeley hmaq. Rdiet hize ye nare gn n sheytan aytehabo sltan ztebahles haqi u kulu bshim Egzeabihar amlakey kgebro. Abi tmrti Eka mihrkani. Amlak Mska ykun 🙏
@selamtesfay8911
@selamtesfay8911 4 жыл бұрын
ቃለ ሂይወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካልና ከምዚ ከማይ ብዙሓት ጽቡቅ መረዳእታ ሂብካና ጸጉኡ የብዝሓልካ መምህር
@searebereketbereke368
@searebereketbereke368 4 жыл бұрын
Kal amlak yesmalna
@goitomnuguse5760
@goitomnuguse5760 3 жыл бұрын
Memhrey Egzabiher Amlak Edmen Tenan Yhabkum Nay Agolgulot Gizekum Ztebareke Ykun Btami Des Eilini Xbuk Mebrhi Kab Chinket Zedhen Des Zbell Temesgwn Amlakey
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 4 жыл бұрын
Atum orthedoxwyan abey alekum bejakum subscribe gerna nabyelu nhawna megbi nnebsna ka nwsed bejakum kab mear welela ztam kal amlak semiana🙏🙏🙏
@ሰሜወዲዓላ
@ሰሜወዲዓላ 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ልበይ ኣተርክስ ኣቢሉኒ ን ኣቦና ናይ ኣጎልጉሎት ግዚኦም ይባርከሎም ንዓና ንድኹማት ድማ ኣብ እምነትና የጽንዓና እግዚኣብሄር ኣምላኽና ።
@yosinatey939
@yosinatey939 4 жыл бұрын
@@ሰሜወዲዓላ lllljclilm
@emteemte3985
@emteemte3985 4 жыл бұрын
nay orthodox dyu weys nay catholic keshi eyu ba ngereni
@Wedi_lewi
@Wedi_lewi 4 жыл бұрын
@@emteemte3985 ናይ ኦርቶዶክስ እዩ ሓወይ ምሳና እዩ
@ግዝኣተሕጊይንገስ
@ግዝኣተሕጊይንገስ 4 жыл бұрын
@@Wedi_lewiካብ ናይ ኦርቶዶክስ መዓርግ እንታይ ኣለዎ ፥ኣበይ ከ ተማሂሩ፥
@علياحمد-غ3ش1ث
@علياحمد-غ3ش1ث 4 жыл бұрын
ሰላምካይብዛሕ ሓወይ መዓረይ አረኣነ ጨኒቅኒ ዘሎናተይ ዘይኮነ ኣነስኳ ሳላስደት እግዝኣብሄር ፈሊጠዮ ኣለኹ ግን ዘተሓሳስበኒ ዘሎ ናይ ኣሕዋተይን ወለደይን ኣዝማደይን ምንም ዝፈልጥዎ ነገር የብሎምን😭ደዊለ ከይነግሮም ይስምዑኒ ኣይስምዑንስ ሐዝኸዓ ስልኪ ዘየለንትግራይ በጃኻ ብፀሎትካ ዘውትር ሕሰቦም ኣቤቱ ጌታሆይ ሓደራኻ ልቦና ዓድለና እግዝኦ መሃረነ በእንተ ወላዲትካ👏😭
@merisaud6140
@merisaud6140 3 жыл бұрын
ትክክልዩ መምህርና ቃለ ሂወት የስመዐልና
@weldengusmekonen8740
@weldengusmekonen8740 4 жыл бұрын
በስመ ስላሴ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ መምህር ሓወይ ኣምላክ ፍቅሩ የሕድረልና
@desaleyteka9877
@desaleyteka9877 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዐልና መምህር🙏🙏🙏👏👏
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 4 жыл бұрын
Kalehiwet yesmalna, memhr egziabher amlak xegiu yebzehalka, selam dima yewrdelna, Amen.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,1 МЛН
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
ምስምማዕ ዘይብሉ ሓዳር፣ ብኸመይ ነዐርዮ ?  (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
22:23
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 60 М.
'' ቡን ምስታይ ሓጢያት ድዩ ?'' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
25:37
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 120 М.
'' ዕጣን ኣብ ገዛ ምትካኽ ይፍቀድ ድዩ ? '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
25:36
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 62 М.
2- ካብ ፈታዊኻ ንዝመጸካ ፈተና '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
25:23
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 39 М.
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 52 М.
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН