KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
🛑 ብዝቀነሰ ዋጋ ገዛ ኣቅሑ ክንደይ ኣሎ ሓደሽቲ ማሽናት ኣትዮም ሓዱሽ ቪድዮ 2017 #tigray #eritrea #habesha
13:28
የግንባታ እቃዎች ዋጋ 2016 || ሲሚንቶ || ቆርቆሮ || ብሎኬት || አሸዋ || ዲንጋይ || ገረገንቲ || ጠጠር ሌሎችም በሲኖትራክ ዋጋ
8:12
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
00:29
CAN YOU DO THIS ?
00:23
Don't look down on anyone#devil #lilith #funny #shorts
00:12
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
ናይ ገዛ መስርሒ ብርካሽ ዋጋ ስሚንቶ ቡሉኬት ቆርቆሮ ተንዲኖ ኣብ ትግራይ ሓዱሽ ቪድዮ 2016
Рет қаралды 23,271
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 56 М.
musse shakur
Күн бұрын
Пікірлер: 214
@musse_shakur
9 ай бұрын
ትረክቡኒ ትደልዩ 0914114554
@mmmhhh9229
9 ай бұрын
Ane bulekat delye zhawy ❤❤🎉
@tsege531
9 ай бұрын
ቦሎፎን ስራሚክ ስርሐልና ዝሓወይ❤
@FhghfvXvfbc
9 ай бұрын
❤❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
8 ай бұрын
በጀካ ዝሓዎይ 6 ገዛ ምስ ኮንሾሎ ምስ ሸንቲቤት ዳ ክሽንየ ክሰርሕ ደልየስ በጀካ ንገርኒ ❤❤❤❤ብ ማርያም ብማርያም ብማርያም 👈👈🤚👈👈👈ከይተሓልፍኒ 👈 ዋላ ብፅሑፍ መልሰለይ ዘሓዎይ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ❤❤❤❤❤❤
@Bereket-k7c
8 ай бұрын
Hezbi Tigray Zenekeze Sernay Fafa Beshkoti Modis Guzaee Muzaee Seinu Ab Fekedo mengdi Yeregef Alo. Neseka Seminto Tendino Guzaee Muzaee Tebel Aleka.
@ጋልዓዲጉደም
8 ай бұрын
ናይዚ ብዓል ንብረት ሰልኪ ኣቅምጠልና
@mekisebmekiseb1626
9 ай бұрын
ናይ ሰራሚኪ & ምሰቲያት ከ ጠይቀና❤
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💓💓💓
@etcghvg424
8 ай бұрын
ገይረልኪ ኣለኩ ኣነለ😂😊@@MgbeyMgbey
@asffddghbb
8 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ
@MaMa-el7jq
9 ай бұрын
ሐዚ ፅብቅ ረኪሱ ይመስል ደስ ባሃሊ❤❤❤❤❤🎉
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿👏
@etyopin
9 ай бұрын
ናይ ብሊፎን ውን ኣምፅአልና ወድኖ
@SalmaAll-sr9wh
9 ай бұрын
ን 3 ገዛ ቢሊኮት ክንደይ ይዌድእ ንገረና❤❤
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💓💓
@gsas4971
9 ай бұрын
ቁፅሪ ሲልኪ ናይ ባዓል ንብረት አቅምጠለይ ማዓረይ❤
@GgGg-xc5
9 ай бұрын
ላዕል ፅሑፉልኽ እንኦ
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክብ ታሕብብርኒ🌿🌿🌿
@Bereket-k7c
8 ай бұрын
@@GgGg-xc5😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@Merry-wf7ib
8 ай бұрын
ናይ ማዓዝ እዩ❤
@salamn600
9 ай бұрын
የቀንየልና❤❤❤❤❤
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤የቀንየልና እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ማዓረይ
@Sabatube23
9 ай бұрын
ዋውው ብጣዓሚ ፅቡቅ እዩ❤❤❤❤
@lelegualadwa2871
9 ай бұрын
Enkuae beselam metsaka musela betre❤🎉
@Dolar1219
9 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💓💓💓🙋
@zamzammohammed9789
9 ай бұрын
ኣልሃምዱሊላህ ተጨኒቀ ነይረ ተፍትዩ እሌ ትባረክ ዝሃወይ❤
@azfarabrha8735
8 ай бұрын
ጎበዝ ቀፅለሉ
@jdtfrer1028
9 ай бұрын
ዋው ፅቡቅ ዝሓወይ❤❤
@zaid4763
3 ай бұрын
ብጣዕሚ የቀንየልና ወዲ ኖ ክብሪ የግበእካ ሓወይ🙏🙏🙏💥💥🙏❤❤❤🙏🙏
@soos6412
9 ай бұрын
ኣብ ኪሓ ሰረሐልና ህያበይ
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿
@soos6412
9 ай бұрын
@@MgbeyMgbey እሺ
@መቅዲቻናል-ለ3የ
9 ай бұрын
ኦማት ናይ ቆረቆሮ እን ቦሎፎን ኣምፅልይ ዛሓወይ ከተግዝእልይ ኢካዋ ግዛይ ደማ ኣብ መቅለ እዪ ዛሓወይ ክደወለልካ እያ ብኢሞ
@semiraabrahim1264
8 ай бұрын
ኣቃራርባኻ ድስ ክብል ቀፅለሉ ሙሰዋይ❤❤❤
@Bsrate
9 ай бұрын
እንካዕ በስላም መፅእካን መሴዬ ❤️❤️❤️❤️
@yani730
9 ай бұрын
ና ነፃ መሬት ኣብ መሰቦ ከባቢ ተተምፀአና ጨለ ነይሩ ወድነይ❤
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💓💓💓🙋
@እልሻዳይእካአምላከይ
9 ай бұрын
የቀንየልና ሙሴ ሓፍና ❤❤❤
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿👏👏
@henislmahri1423
9 ай бұрын
ሐዚ ፅብቅ ረኪሱ ይመሰል ❤❤❤❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ🌿🌿👏
@ملكملك-ظ1ب
4 ай бұрын
ናይ ከዚ ደዩ😂❤
@tsege531
9 ай бұрын
ቦሎፎን ስርሐልና ሙሴዋይ
@FBn-g9w
9 ай бұрын
ቦሎፎን ስሪሐልና❤❤
@fguff1004
9 ай бұрын
ቦሎፎን•ቀዳማይ•ደረጃ•3•ሰለስተ•ክፍሊ•ሰበዓ•ሽሕ•ወዲኡ
@kusumeksen5122
9 ай бұрын
@@fguff1004ብሓቂ diki
@Axumawit844
9 ай бұрын
@@fguff1004 ምዓረይ ልሓደ ኽላስ ክንደይ ብሉኮት ይውድእ ንገርኒ ተሰሪሕኺ 🙏
@mediwukro6662
9 ай бұрын
ቦሎፎንን ማዓጾ ናይ ገዛን ናይ ኮንሾሎን ስረሐልና
@yosefkidane4881
9 ай бұрын
Btaemi nfue eka ❤kulu hsur nay bhaki des behali
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይቅ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌺🌺
@sararayatube7224
8 ай бұрын
ዋውውው ጎበዝ ቀፅለሉ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@natanimnatanim5497
9 ай бұрын
ጎቦዝ
@nrsunse
9 ай бұрын
Thanks
@TGRAWeYtiser-
9 ай бұрын
ዋዋ ፁቡቅ እዩ ዘሎ ዕዳግስ
@ConfusedBamboo-vx7dw
8 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️ዋዋ ❤
@musse_shakur
8 ай бұрын
🙏🙏❤❤
@melengaltigray
9 ай бұрын
ዉይ ሓቂ ድዩ❤❤❤
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿
@عبدالله-ر2ش2ك
Ай бұрын
❤❤❤
@yakobemanuel4805
9 ай бұрын
የቀንየልና ክቡር ሓው ቀጽለሉ
@ሜሪጋልተዋህዶ-ለ7ተ
9 ай бұрын
እንካዕ ሰላም መፀአካ ክቡር ሓወይ ፅቡቅ እዩ ይቀንየልና❤ ካብ ዳዕሮ 30ደቂቃ ርሕቀት ዘለዋ ማይ ዓለም ዝበሃል ከመይ እዩ ክንደይ ከ ይርከብ ቦታ ጠይቅካ እባ ንገረኒ ሓወኒ ከይሓልፈኒ❤
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@keepitupgoodjobGirma
9 ай бұрын
Keep it up good job.
@dhdjhdjjdjjdud5820
8 ай бұрын
tank you bro ❤
@MmM-no2ly
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Woubnesh
9 ай бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃእኻ ክቡር ሓውና❤❤❤❤🎉🎉🎉
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿👏👏
@Woubnesh
9 ай бұрын
@@MgbeyMgbey ገይረኪ እየ ቀደም ምዓረይ❤️❤️
@Gal-shire23
9 ай бұрын
ከምኡ ኢሉ ይቀንሰልና ስደትና ክሓፅረልና
@aduylulatube
9 ай бұрын
ጨለ ንሰርሕ❤❤❤❤
@ፍሬታየቅድሰትአርሴማልጅፍ
9 ай бұрын
👍👍❤
@مروانالحضور
9 ай бұрын
❤
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
9 ай бұрын
ሙሴላ❤❤❤🎉
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
9 ай бұрын
ኣይትጥፈአና ሙሴ ሓወይ ከምኡ ናገበርካ ተሰፋ ሃበና❤
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏💓💓💓
@Hayah-kq2vw
7 ай бұрын
ኣበይ ቦታ ዩ ሓወይ ኣብ ሽረ ባ ኣርእና በጀካ ❤❤❤
@GalTgrayyouTube
5 ай бұрын
plissss ሙሲ ሓወይ በጃካ ኣብ ሽረ ስርሐልና ስሚንቶን ብሊኮት ቀኒሱ ዶ ይከውን ብጣዕሚ እዩ ወሲኩ ነይሩ ንሓደ ኩንታል 1950 እዩ በፂሑ😢 ሕጂ ግን እንድዓ
@ስንታዮህፊደለይኢኺድንግል
9 ай бұрын
ሠላም ሠላም ሙሴየ እንቋዕ ብሰላም መጻእኻ
@musse_shakur
9 ай бұрын
ስንቱየ ሓፍተይ የቀኔለይ ክብረተይ
@nurahayatihayati8390
9 ай бұрын
ኣብ ውቅሮ ኣምጸአልና
@user-se3zx8fc6lulu
9 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉ፅቡቅ እዩ
@akberettsegay7712
9 ай бұрын
እንቋዕ ሰላም መፃካ❤🙏 እና እዚ ኣብ መቀለ ዱዩ ኣብ ዓዲግራትን ዕዳጋ ሓሙስን ከ ከምዚ ዶ ይከውን ዋላስ ይውስክ እዩ
@shehd7240
9 ай бұрын
መቐለ እዩ
@jhjv7573
9 ай бұрын
ab sedet zelena betame titkemena alka zehawey buruke ❤❤❤ ab adi zelwo sirhulena elna genzeb nehibom ayakilen endabelu terhana yetrifuna 😢 hij gen zeshewid yln
@ሙሉእሰላምይግበረልና
9 ай бұрын
መዛጋጃቤት ከም ጀመሩስ ክነስርሕ ነይርና
@ጋልዓዲጉደም
8 ай бұрын
ሓወይ ምዓረይ ክንደይ ግዜ ሓቲተካ ክትምልሰለይ ኣይክኣልካይ እና በጃካ መልሰለይ ወይ ክዓ ናይ ኢሞ ስልክካ ላኣከልና❤
@RaA-b1t
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Ashenafiabraha-o8g
8 ай бұрын
ብርካሽ፣እና ዝባሃሉ ቃላት ቋንቋ ትግርኛ የለን።ኣስተኻኽል
@rozaroza7147
8 ай бұрын
ተመስገን ዕፅዋን ክባን ናሃለወ ኩንታል ብ100 አምሊጠ ፈጣሪ ይመስገን ናይ ሲስተረይ ጨኒቁኒ ዳአ 😢
@AsgGd-j6p
9 ай бұрын
ሰልኪ ናይ ኢሞ ዲዩ ዝሓወይ
@ابواصيل-م3ف
9 ай бұрын
እረ እስካ ክተልቅቅ ከለካ እየ ሞራል ዝገብርዋ በጃካ ኣይትጥፍአና ሙሴ ሓወይ ❤
@AseTeklberhan
8 ай бұрын
ሙስየየ ❤❤
@musse_shakur
8 ай бұрын
ምዓረይ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
@dmmksa3370
9 ай бұрын
ቆንጆ ስራሕ❤
@aml1213
9 ай бұрын
ተንዲኖስ ከምኣ ኢላ እያ እንያ 😌
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ🌿🌿🌺
@tsegaBerhane-i7n
9 ай бұрын
Yeknylna ❤❤❤
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሓብብርኒ ማዓርይ💓💓💓
@JonGidey-d6x
8 ай бұрын
Kedemay dereye kndey alo ❤❤❤❤
@JonGidey-d6x
8 ай бұрын
Korkoro
@اااا-ز3د8ط
9 ай бұрын
♥️♥️♥️👍👍♥️
@ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ
9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ መሲየ🥀🥰 ብግምት እስተ ንሰለስተ ገዛ ክንደይ ውድአና ኮን መልሰለይ
@MgbeyMgbey
9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ💓💓💓
@abriya2818
5 ай бұрын
🎉❤❤❤❤
@МеЕиваком
24 күн бұрын
ናይ መዓዝ ወርሒ ዩ ?ግለጸልና
@Haya-wo6xz
9 ай бұрын
ጠፊኢካ ዳኣ❤❤❤❤❤
@musse_shakur
9 ай бұрын
ምዓረይ ስኢልካ ስራሕ ተጫናኒቀ ኣይጠዓመኒ ቀኒዩ
@Mykingtdfy
9 ай бұрын
ታንክሰ ሓወይ😊
@rtgh9245
9 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@ጠዓመገብረዮውህንስ
8 ай бұрын
ንህዝቢትግራይናይኮንስትራክሽንዋጋዘይኮነስናይእስቤዛዋጋይሳቅእሎ
@Atsitigraweti
9 ай бұрын
ስራሚክ ማዕፆ ጠይቀልና ሙሴ ሓዉና
@TititLOVE-v5m
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@DytrytFuefh
8 ай бұрын
ሙስየ ሓወይ ኣብ ከተማ ዉቅሮ ቡሉኬት ዝደልዩ እንተሃልዮም ኣታሓሕዘኒ ብእምነትን ብፅፈትን ሰሪሕና ነረክብ ኢና❤
@musse_shakur
8 ай бұрын
እሽኒ ስልክካ ለኣከለይ
@DytrytFuefh
8 ай бұрын
እሹኒ ሙስየ ሓወይ ብኢሞ ክመፀካ እየ❤
@marikiros7198
Ай бұрын
Slki akmet ane ab wukuro eye
@user-gn7kx9rc9c
9 ай бұрын
ምዓረይ ኣብ ዳግም ኣምሳል 140 መሬት ጠይቀለይ በይዛካ
@hgffkkkh
9 ай бұрын
Btaemi nemesgn zhawey
@azakmashoiiir3413
8 ай бұрын
😢እህ ገንዘበይ ብክባር ዘፍ ኣቢለ ገዚኤ😢
@medhinabadi6004
9 ай бұрын
❤❤🎉🎉
@Sabatube23
9 ай бұрын
ንገጠር ዝኾን ቆርቆሮ ኣይንኡ እይ ዝኾንባ ንገረና🙏
@حياة-ض9ك
5 ай бұрын
ናይ ሽረ ኣሪኤና ካብኡ ኣዋርሕ ግበረሉ
@liyamogessara7282
9 ай бұрын
ካርታና ፓላን ከየዉፂኡልና ኮፍ ኢሎም ይባልእለዎ
@tsegahadush7204
9 ай бұрын
ብጣዓሚ ቀኒሱ ስሚንቶ 1700 ነይሩ
@AbrehetBerhe-jx9wy
4 ай бұрын
ናይወራጅከ ዋጋ 1ሓንቲ ክንደይ
@beletu7041
Ай бұрын
ሐደራ ከይት ሕስው ዋእ
@AliAli-vi3dm
8 ай бұрын
ብቶን ንገረና
@muluteklehaimanot6946
8 ай бұрын
ዚንጎ እዩ ዝበሃል ቆርቆሮ ኣይኮነን።
@htu7346
5 ай бұрын
ዕለት ግበረሉ
@Salam-nq2lo
2 ай бұрын
ቅፅሪ ሰልኪ ናይቲ ተንዱኖ ብምንቲይ ንረኩቦ ማለት አዩ
@rutiWele
Ай бұрын
ሸሕን ሰብዓ ቅርሸን ድዩ ዝበለ ሰሚንቶ ዝሰማዕኩም ንገሩኒ❤
@lelegualadwa2871
9 ай бұрын
Yekereta ane geza aleni zeytewede emo kaleay kehedemo kendey tendino yewatseni kendey yeakeleni siminto gena shentebet keserhalu kendey yewedeeley tekelaleu teykeley eba
@FhfHht
9 ай бұрын
ሐዚ ይሐሽ 😍ዋጋ
@GideyBora
8 ай бұрын
ጠቅለላ ን140 ካሬ ወጪኣ ክንደይ እዩ
@solomaadigra1963
8 ай бұрын
ብሊኮት ግን በዛኹም የመና ሃህ ልበለ ኾይኑ እስቲ መሳርሒ ካሊእ እስታይል ቀይሩ ለመሳሌ አብ ሱዑዲ ብሉኮት ሃህ ዝበለ ብዙሕ የብሉን
@الاال-ث7ل
9 ай бұрын
ስልኪ ቁፅሪ ናይቲ ባዓል ብሎኬት ንገረኒ አብዚ ፃሓፈለይ
@AXUM13
9 ай бұрын
ኣብ ላዕሊ ኮ ፂሒፉሉና ኢንዮ
@-4587
9 ай бұрын
❤❤😂❤❤
@sesensesen8025
9 ай бұрын
50 ኪሎ እዩ ዝብሃል 50 ኩንታል እኮ 50×100 ኪሎ ማለት እዩ እሞ ኣዐርያ ኢኻ ኣነጋግራ ሓወይ ብሩኽ ብዝተረፈ ቐጽለሉ
@Tigrignameme
9 ай бұрын
🎉🎉🎉
13:28
🛑 ብዝቀነሰ ዋጋ ገዛ ኣቅሑ ክንደይ ኣሎ ሓደሽቲ ማሽናት ኣትዮም ሓዱሽ ቪድዮ 2017 #tigray #eritrea #habesha
musse shakur
Рет қаралды 661
8:12
የግንባታ እቃዎች ዋጋ 2016 || ሲሚንቶ || ቆርቆሮ || ብሎኬት || አሸዋ || ዲንጋይ || ገረገንቲ || ጠጠር ሌሎችም በሲኖትራክ ዋጋ
AFRO NEWS
Рет қаралды 4,2 М.
00:29
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
Osman Kalyoncu
Рет қаралды 10 МЛН
00:23
CAN YOU DO THIS ?
STORROR
Рет қаралды 39 МЛН
00:12
Don't look down on anyone#devil #lilith #funny #shorts
Devil Lilith
Рет қаралды 48 МЛН
00:16
Fake watermelon by Secret Vlog
Secret Vlog
Рет қаралды 30 МЛН
7:57
🔴ንሓደ ክላሰ ሰራሚክ ንገብረሉ ገንዘብ ከንደይ ይዉድእ ኽልተ ክላሰ ንምሰራሕ ክንደይ ቅርሸ ይውድእ ንሕቶኹም መልሰ🔴
muna RayaTube(ሙና ራያ)💞)
Рет қаралды 3,4 М.
24:42
ብቅናሽ ዋጋ ቲቪ ፍርጅ ላዉንደሪ ክንደይ ኣሎ ከየምልጠኩም ሓዱሽ ቪድዮ 2017#tigray #eritrea #ethiopia #markating
musse shakur
Рет қаралды 2,3 М.
4:38
አልጋና ቁም ሳጥን በማይታመን ዋጋ ከሰለሀዲን ፈርኒቸር 0975431497 አድራሻችን ወሎ ከሚሴ 02 ግሪን ኤሪያ
ሰላህ furniture
Рет қаралды 696
8:14
ኣቱም ሰባት ዋጋ ተንዲኖ ኣብ ትግራይ ክንደይ ኣሎ??
Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
Рет қаралды 8 М.
13:03
🔴“አንዋጋም ጦርነቱ ፍትሃዊ አይደለም” አብይ የፈሩት ቀን መጣ፥ ወታደሩ በሙሉ አመፀ! ጀነራሉ ሸሽቶ አዲስ አበባ ገባ “ከፋኖ ጋር እዚሁ ይመጡልናል”
Sekela Mereja
Рет қаралды 18 М.
24:17
🛑ብዙሕ ኣዋርሕ ዝወሰደለይ ናይ ባህታ ፕራንክ 😂 ናይዚ ዓመት ሓሪፍ ፕራክ #tigray #habesha #eritrea #prank #2017
musse shakur
Рет қаралды 21 М.
10:06
ዘመናዊ የቡልኬት ቤት 80 ቆርቆሮ 5 ክፍል ለማሰራት ስንት ይፈጅብናል | Making a modern home #donkeytube
አብሮነት Tube Abronet Tube
Рет қаралды 185 М.
1:03:28
🛑 ጠ/ሚ መለስ ዜናዊ ብሕማም ኣይኮነን ሞይቱ | ዓጃቢ ኮማንዶ ነበር ጠ/ሚ ኢትዮጽያ ወዲ ጭዓረ
ገድሊ Plus
Рет қаралды 11 М.
14:15
🛑 ዩቲብ እስካብ ክንደይ ይከፍል FaceBook ብከመይ ክፍሊት ነጀምሮ TikTok ይከፍልዶ #tigrigna #tigray #eritrea #habesha #2017
musse shakur
Рет қаралды 26 М.
10:08
🛑 ጉድ ዋጋ ዕዳጋ ዓድና ክንደይ ኣሎ ሓዱሽ ቪድዮ 2017 #tigray #habesha #Vlog #eritrea #vloges
musse shakur
Рет қаралды 6 М.
00:29
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
Osman Kalyoncu
Рет қаралды 10 МЛН