KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
መላእክት እንታይ ይበልዑ#መንፈስ ዝባረኾ#መንፈሳዊ ናይ ጎደና ሕቶታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ 23 ክፋል
18:11
ተዋህዶ ማለት ማዕተብ ዩ # ናይ ስላሴ ስጋ ንበልዕ# መንፈሳዊ ሕቶታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ 20 ክፋል
21:40
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
Không phải tự nhiên các nước châu Phi yêu mến nước Nga. Bởi nước Nga có một TT đáng yêu #putin
00:19
When you lose control of your Waboba Moon Ball. @TheWabobaTeam #wabobapartner
00:42
ናይ ጎደና ሕቶታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ክፋል
Рет қаралды 49,269
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 44 М.
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Күн бұрын
Пікірлер: 365
@علياحمد-ص4ف7ق
3 ай бұрын
ኣነ ሓፍትኩም ንመጀመርያ ጊዜ እየ ድሕሪ ኸዚ ግን ናይ ዓለማዊ ፀሊአ መንፈሳዊ ክካታተል ብፀሎትኩም ሕሰቡኒ ደስ ባሃልቲ❤❤❤
@ሰላማዊት-ሰ7ቐ
3 ай бұрын
@@علياحمد-ص4ف7ق እግዝአብሔር አምላክ ይሓግዝኺ ወለላይ አጆኺ አብ መንፈሳዊ ህይወት ሰላም አሎ መጨረሻኺ የስምረልኪ
@degneshkidanu355
3 ай бұрын
እግዚአብሔር ይሓግዝኺ ክብርቲ ሓፍተይ
@MieronMomz
3 ай бұрын
amlak yhagzki ab qalki xnai
@የማርያምልጅእጹብ
3 ай бұрын
Ajoki amlak yehagzki zehaftey
@Ye_mariyam.
18 күн бұрын
ጸሎተ ቅዱሳን ምሳኺ ይኹን ዝሓፍተይ።
@MazaAbraham-v3j
3 ай бұрын
እዋይ ኣነ ንሕና መንእሰያት ከም ክርስቲያን ነሕዝን ይቕረ ይበልልና ❤❤
@WeyniEfrem
3 ай бұрын
እዞም መናእሰያትና ክመሃሩ ብዛዕባ ሃይማኖቶም ክፈልጡ ኣለዎም በዚ ተተባቢዖም ንክትንስኡ ማለተይ የ ኣምላክ ጸጋካ ይብዝሓዮ ሳሚ ሓወይ
@NgstiNgsti-j7o
3 ай бұрын
ብጣዐሚ ደስ ትበሉ ፀገኡ የብዘሐልኩሙ ቀፅሉሉ እመብርሃን ትሓግዙኩሙ ኣሕዋተይ ኩሉሻዕ እየ ዝካታተለኩሙ ገቦዛት በርቱዑ❤ናይ ሎመዓንቲ ዘይደለክዎ ሲሒቀ😂ኣይ ህዝብና 😢ንዑ ኣዳምፁ &ተማሃሩ ተልናዮሙ ዘየድምፁ ልዚ እዩኮ😢
@sdcvsc36
3 ай бұрын
@@NgstiNgsti-j7o bahaki haymanotka mflat agedasi eyu።
@HadishTekletsion
3 ай бұрын
@@NgstiNgsti-j7o ❤❤❤❤❤
@ኣዙጓልትግራይ
3 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ከይድኩም እሰከ ሕቶቱልና ኣቤት መንእሰያት ንጠፋእለና ኣነ ንባዕለይ መን ፈጢሩኪ ተባሂለ ኣደዋይ እየ ዝብል ነይረ ሻላ ስደት ግን ስላሴ ዝፈጠረኒሙኳኑ ፈሊጠ ስደትብሓደ ገፅ ፅቡቅ እዪ የምህረካ እዪ. ኣጆኩም ሃመር ይቱብ ቀፅሉሉ እስቲ ክንደይናይ ንጠፍእለና ምኳና ክንፈልጥ ኣሕዋተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
3 ай бұрын
@@ኣዙጓልትግራይ አብ ዓደናስ ብዛዓባ ደረፍቲ እንበረ የለንዋ ከብ ዝነበረ ዓመተታት ከዚ ይሐሸ ዋ ግን አብ ከተማታት ትግራይ ትምህርት ሰንበት አሎ እዩ አብ ገጠረት ግን ብዙሕ የለን ንሕና እዋን ሸላ ሰደት አግዚአብሔር የመሰገን ሰደተና የሕፀረልና
@AbaditMehari-s3x
3 ай бұрын
ደምራና ኣብ ትግራይ ሕቶታት ክሓትት ❤❤❤@@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
Ай бұрын
@@AbaditMehari-s3x _እሸኒ ዝያዳይ አብ ውሽጢ ትግራይ ዲኪ ዘለኪ ወለሰ ከዚ ትአትዊ ብዝኮነ ብርትዒ ማዓረይ👍❤🌹_
@ማህተቤ
3 ай бұрын
ውይ መናእሰይ ኣሕዋተይ 😢ኣነውን ምንም ኣይፈልጥን ነይረ ስደት መጺአ ብዛዕባ ሃይማኖተይ ፈሊጠ እግዚአብሔር ይመስገን ❤
@ምሰኩሉብፍቅሪ
3 ай бұрын
ናይ ባሓቂ❤😢
@HabasiKarim-b3c
3 ай бұрын
ቅዱመካትክም ዳአነ አነለ ዓዱ ትነአኩ ሃማአክም እየ ነይረ ተመሰገን ሰደት መፀ ግን ተማህረ መን ፈጣረአይ መን ፍጥርይ ፈላልየ ንክፈልጥ ገብርን ተመሰገን ሰለት ክሉ ነገር ❤❤❤❤❤
@አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
3 ай бұрын
ስደት ህይወት ሂቡና በኡነት ዓዲ እናሃለኩ ኣነ ወላ በስመኣብ ትርጉማ ኣይፈልጣን ኔረ
@AftabAlam-em2jg
3 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐና ብጣዕሚ ደስስስ ባሃለሊ እዩ ሓፍትኹም ካብ ትግራይ❤
@GantaNegse
3 ай бұрын
ቃለ ህይወት ይስመዐልና ኣደለዉቲ መደብ ኃመረ ህወት🎉❤ ብጣዕሚ ደስ ይብል 🎉 ስደት ብምምፀአይ ብዝያዳ ኸዚ ደስስስ እልኒ 😢
@KindahaftiTesfay
3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ካብቶም ፖራንክ እናበሉ ዘጽሙሙና ልቲ መንፈስ ዘሕድስ ቃል ንሰምዕ
@tegakasayi1569
3 ай бұрын
እቲ መድሓኒት አለም ሲ ብዘይ ምፍላጥና ንግብሮ ሓጥያት ይቅረ ይግበረልና ማርያምን ከብደይ ቆሲለ
@MerhawiMatiwos-on4if
3 ай бұрын
Asey ዲያቆን ሓውና ጸቡቅ እዩ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓላካ ቀጽሊ እዚ ህዝቢ ኣፍልጦ የብሉን።ህዝበይ ስኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ❤💚💚💚💚💛💛💛💗
@Sgh1-pj2ec
3 ай бұрын
አታ እቲ ህዝብና እኮ ብእምነት ብቻ ክርስትያን እንበሪ ፍልጠት የብልናን እኮ ጠፊእና ኢና እዋይይይይ፣አቅራቢ ሓውና ቀጽሎ በርትዕ ጸጋካ የብዛሕዮ ቀጽሎሎሎሎሎ
@seft5286
3 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ❤ጸግኡ የብዝሐልኩም ክቡራተይ💝💝 ተመስገን ሰላ ስደት ቡዙሕ ተማሂርና እበር ኣብ ዓድስ ዜሮ እየ ነይረ😢ብጣሚ ሲሒቀ ዝመንእሰይናስ ርእስካ ምጥዋይ እዩ ዝፈልጥ😅
@AbiNatey-z5b
3 ай бұрын
ዘማሪ ሳሚኤል ሓወይ እዚ ትሰርሕዎ ዘለኹም ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ እዩ ኻብ ቤተኽርስትያን ኣገልግሎት ሪሒቅና ዘለና ብዝማሬ ስብኸት ድራማ ኢና ሞ ንጸናናዕ በጃኹም ቀጽልዎ ድንግል ማርያም ትሓግዝኹም❤❤❤❤
@Glskjshw111
3 ай бұрын
ብጣዕም ጎበዝየኻ ዝሓወይ ቐፅለሉኣነ ድባዕለይ ምንም ኣይፈልጥይ ፈጣር ልቦናና ይኽፈተልና ለለ ብጣዕም የኻ ታጠናኽሮም ቃለ ህወት ያስምዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HiwiGaltigray
2 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ ሰናይ የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክቡራተይ ብጣዓሚ ደስ እዩ ዝብል ቀፅለሉ ሓዊተይ ተባረክ ክብረተይ❤❤❤❤❤
@ቅዱስመርቆሬዎስአባቴ
3 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሓልኩም ጣዕም ደስ በሃል በእዉነት❤ ኣየ ስደት መምህረይ ኣነ ሃይማኖተይ ክርስትያን ምኻነ እየ ብቻ ዝፈልጥ ነይረ ካልእ ኣይፈልጥን ነይረ እዝኦም ይሓሹ ካባይ በእዉነት ❤😢
@የንጉስክርስቶስልጅነኝ
3 ай бұрын
ዋይ ኣይትሰኣኑ ቃደማኩም ኣለነ ኪዳነምህረትን ማርያምን 2ተይመስላኒ ነይረን እና እና ብድሕሪካሜራ ተስፋ ይገብር ት,ቲ መሊእካ ስደዶም ኣብ ሞባይሎም ከም ዝመሃሩ ከም ዘለዎም ንገሮም❤ ብዝተረፈ ፀግኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ❤
@Abriashdesta-gp4xi
3 ай бұрын
ሓታቲ ብሓቂ ጎቦዝ ኣድኒቀዮ ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ብሩከይ ❤❤❤
@YemaneTekle-g7s
3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ሕይወት ቃል የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሓልኩም
@gosigebrihiwet
3 ай бұрын
ኣምበሳ ዳኑ ሃፍተይ ቃል ሂወት የስመኣልና፡
@ከመይኣላዓደይ
3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅልሉ 🙏🙏🙏
@rughbsnsngusbsj6668
3 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ቀጸልሉ አየ መንእሰይ የሕዋትና ኩላትና ካምኡ ኢና ነይረና ሰደት መምህርና ብዝሕ ተማህርና ተመሰገን❤
@BiriktiMulugeyta
3 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማልና ዲያቆን ሓውና❤❤❤❤❤❤
@AgreedYour
3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሕቶታት ቀፅለሉ ካብኡ ንዓቀብ የበርትዕካ ሳሚየይ
@zemedateka1891
3 ай бұрын
ብጣዕሚ ሰናይ ዩ። ትገብሮ ዘለካ አብ ጎደናታት እናዘውረካ መንፈሳዊ ሕቶታት ንመናእሰይ ደስ ዝበለ ቀፅለሉ !
@filimonbrhane5998
3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ
@selamawitbrhane3334
3 ай бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና ሃመረ ህይወት ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኩም ቀጽልሉ በተለይ ከምዚ ዓይነት ሕቶ ንመናእሰይ ወሎዶ ዘለና ጽቡቅ እዩ እዚ ወሎዶ ናብ ኮንሰርት ጨፈራ እምበር ናብ ቃል ኣምላኽ ዝከታተል ውሑድ እዩ እሞ ቀጽልሉ የሕዋተይ🙏❤️
@ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ
3 ай бұрын
ጸግኡ የብዘሐልኩም ፍቱዋተይ❤
@tsegatesfahanes7325
3 ай бұрын
ቃል ሂወት የሰምዓልና ቀጽልዎ ሳን ፈልጠት ይጠፍእ ኣሎ ህዝብና 🙏🙏🙏
@እየሩሳሌም-የ9ጸ
3 ай бұрын
ብጣዕም ደስ ዝብል ቀፅለሉ ዘማሪ ሳሙኤል ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኹም እግዚአብሔር አምላክ ኣሕዋተይ ❤❤🎉
@ባእታ
3 ай бұрын
በሓቂ ደስ ዝብል ጸግኡ የብዘሐልኩም ኣምላክ
@WediDani-np9sh
3 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና እሞ ክቡር ሓወይ❤ እቲ ናይ መወዳእታ ወዲ ግን ግጥሚ ኣለባባ ኣጥፊኡላ ነዛ መዝሙር ዘማሪኣ ኣይስማዕ🙆😂
@Takila1234
3 ай бұрын
😂 ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ቀጸልሉ ❤❤
@GalBrhane2123
3 ай бұрын
ቡዘሕ መንፈሳዊ ትምርቲ ይድልየና ሎ
@selamasebaha6289
3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ቀጽልሉ ህዝበይ ስኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ከም ዝበለ ብዘይምፍላጥና ምምሃርና ኢና እሞ ኖማሃር ሃይማኖትና ንፍለጥ
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
3 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ደስ ዝብል ትምህርቲ 🌹🌿🌾
@MiriShashye
3 ай бұрын
ቃል ሰናይ ቃል በረከት የስማዓልና ፍቁራት አሕዋተይ ✝️🕊️
@Aduhaylu-ii8qv
3 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዕልና ዝሓወይ ቀጸለሉ እዚ ህዝቢ እንተተማሃረ❤❤❤
@ghmn-eq9vi
3 ай бұрын
ብሓቂ ብጣዕም ፅቡቑ ትምህርቲ እዩ ቃለ ህይወት የስመዐልና ቐፅለሉ ኩቡሩ ሓወይ❤❤❤❤❤❤
@Abiጓልእመብርሃን
3 ай бұрын
እሰይ ክንደይከ ደስ ክብሉ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@AzmeraEbuy
3 ай бұрын
ቃለህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ቀፅለሉ ፅብቅ መንገዲ እዩ እቲ መንእስይ ክነቅሕ
@ድግልማርያምኣደይ
3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዕናብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃፅልሉ
@MerryMerry-b4r
3 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ቀፅሉሉ ክብራት ኣሕዋተይ ፅብቅ ስራሕ እዩ ❤❤❤❤
@samiefrem4208
3 ай бұрын
ብመጀመርያ ሳሚ ሓወይ ጸጉኡ የብዝሓልካ እዚ መንእሰይና ብዘይ ኣፍልጦ ይጠፍእ ኣሎ ቀጽሉሉ ብዙሕ ሰብ ንኽምሃር ከኣ ተስፋ ይገብር
@myGodPleasehelpme-g6l
3 ай бұрын
ነቶም መደብ ተዳልዉ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመነካ ይባርኽ እንተ ናይቲ መንእሰይና ግን ብጣዓሚ ዘሕዝን ኢዩ ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ከም ዝበለ ብዘይምፍላጥና ጠፉኣት ኢና እሞ ተማሃሩ ግዜኹምን ዕድልኩምን ተጠቀሙሉ
@teamehaile7097
3 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ኢዩ ካብዚ እተቅርብዎ ብዙሕ ኢና ንምሃር እሞ ቀጽልዎ ይሕዋት
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
3 ай бұрын
ዋይ ህዝበና እወነት የሕዘን😢 ዋላ ኣነ ከምኡ እየ ነይረ ተመሰገን ሰደት መፅአ ብዝሕ ተማህረ እወነት ተዋህዶ ብምኮነ እንበረ ካኢአ ንፍለጦ ትአምረ የለን እዝነና ብደርፊ ኩሉ ሂወትና አብ መዝቃ እንበ አብ መዝሙር አይነበረን ምናዳ ተጋሩ በደረፊ ፉሉጣት ኢና እግዚአብሔር አምላክ ዓይኒ ልብና ይሃበና እንበረ❤
@TubeMerkebselamTube
3 ай бұрын
ብጣዕሚ ህዝቢና 😢 አብ እምነት ኮንቱ እና ዘለና ተጋሩ ሃላሎ ፍቶውለና😢
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
3 ай бұрын
@@TubeMerkebselamTube ይገረመኪ አዩ እግዚአብሔር አምላክ ብምሕረቱ የጠምተና🤲
@fthawitnuwaye1293
3 ай бұрын
ኣይ ኩልና ሓደ ኢና ብዘይ ልበይ ግን ሲሒቀ ጽሕፈትኪ ኣስሒቅኒ ማዓረይ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና እንበር 😢😢😢❤❤❤😢😢😢
@AbaditMehari-s3x
3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ መንፈሳዊ ሕቶታት ኣብ ትግራይ ምሕታት ክጅምር እየ ❤❤❤ ኣባራትዑኒ
@musemamilove4519
3 ай бұрын
@AbaditMኣቢየ❤
@fthawitnuwaye1293
3 ай бұрын
ሳሚ ሓውና ቀጽሎ ብዙሕ ኢና ንምሃር ዘለና ሞ ኣምላክ የብርትዕካ ኣነ ንባዓለይ ኣብ ስደት የ ትማሂረ ግን የሕዝነካ ኹሉ nay ሂወትና kuzo ኣብ ኦርቶዶክስ ከም ዘሎ ኣይንፈልጥን ኢና gelena kab emnetna knwexi ndeli abkndi mmhar qali kali mgbar zeynska mmsal beqa ኣምላክ ባዓሉ ይቅረ ይብለልና😢😢😢🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@ዛፉጓልክርስቶስ
3 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመአልና ቃፅልዎ ብዙሕ ናተምሃርናዩ 👏🌹✝️✝️🌹🌅🌹❤️💙 😊 ዞም መናእሰይ ኣስሒቆምኒ ብእውነት 🤣
@ምሰኩሉብፍቅሪ
3 ай бұрын
ዋላ አነ ሞይተ እየ ዘየለና😢😂
@AbrhamTsegay-t5t
3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩ ብሓቂ ደስ ዝብል❤❤❤
@KedsanWeldgerges
3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ መናእሰይ ኣብ እምነትና እንጸናዓሉ ምትብባዕክም ኣይፈለየነ ቃል ህይወት የስምዕልና
@ብመንገድካምርሐኒእግዚአብ
3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽብቁ ቀጽልሉ ኣሕዋተይ
@SosA-tg4ll
2 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኣሰይ ❤❤❤❤❤
@AbelYemane-e4d
2 ай бұрын
Sami hawey qal hiwet yesmealna amlak xega ab resi xega yhabkum ms kulom adalewuti nayzi medeb.. Azyu des zbl tmhrti iyu. amlak semiena knfelton knnebrelu kenetegbron ydegfena... 🙏🙏🙏
@SamuelMajor-m2i
3 ай бұрын
ቃለ ሂወትስምዓልና እግዝኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ቀጽልዎ።
@ንግዜ
3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሄወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዋኣ ኣነ ዋላ ሓንት ኣፊልጦ ኣይነበርኒ ሕጂ ከማን ይሓይሽ ኣብ ስደት እንበር በጃኩም ሃይማኖትና ክንፊልጥ ኣለና 😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤
@LemlemLemlemkesetegebreab
3 ай бұрын
Qalie hiwet yesmalna kexliwo ka gine kem kirstanse btamie dekimna alena yhiwatey ab emnetnas ajona aynhimeki da 🙏🏼⛪️❤️❤️❤️
@BayBay-x5d
3 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ዲያቆን ሓውና 🙏
@ምቅናይጥዑም
2 ай бұрын
በረከቱ የብዝሐልኩም ኣምላክ ኩቡራተይ🙏
@zem1988
3 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ፣ ነቶም ምንም ዘይፈልጡ ዘይዓሞም ኣይትሕተትዎም፣ ንእግረ መንገድኹም ድማ ንእሽቶ መሃርዎም ፣ እምነቶም ሃይማኖት ክፈልጡ ገስጽዎም።
@regberegbe9767
3 ай бұрын
ኣሕዋተይ ንመሃር
@rahel7771
3 ай бұрын
ጸግኡ የብዘሐልካቱም ጽቡቕ መደብዩ ቐጽልዋቶ ኣነለ ዓዲ ምስ ኣተኹ ክትሓቱኒ ኢኹም 😊 ናይ አዋጅ ጾም 40 እግዞ ክክክ ስሒቐለ ሓዚነለ
@ምሰኩሉብፍቅሪ
3 ай бұрын
ኣይ ሱቅ እስቲ😢😂😂
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
3 ай бұрын
ቀፅለሉ ዝሓወይ ብዝሕ ነገር ይማሃር እየ ኣነ ካብ ሀዚ ክካተተለካ እየ❤❤
@GuDg-v8i
2 ай бұрын
አሰይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢልኒ ቀፅልሉ ፀጉኡ የብዘሐልኩም❤🎉🎉
@SalamAli-z5t
2 ай бұрын
ሓታቲ ፀግኡ የብዝሐልኩም ፍትዋተይ ኣቤት ዝመንእሰይና ግን 😢😢😢
@Samuel-3838
3 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ልኡል እግዚአብሔር፡ ክቡራት ይሕዋተይ ቀጽልዎ፡ ህዝብና ክፈልጥን ነብሱ ከድህንን
@DesyetTadese
3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ሳሚ ሓውይ ቅጽልሉ ዘማሪ መላእክቲ የስመዐልና❤
@FthiFthi-e1y
3 ай бұрын
ቃል ሂውት የስማልና ሃወይ
@mebrihat5349
3 ай бұрын
ቃፅልዎ ብዙሕ ኢና ንወስድ ካባኩም
@herutmengsteab6788
3 ай бұрын
Amen qale hiwet yesmalna Egzabiher Amlak xegueu zebzhalikim 🙏 ❤
@gumashame
3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና
@makilove6390
3 ай бұрын
አረ ቀፅሉሉ 😢 በስመኣብ ምንም ከምዘይብለይ ከዚ እየ ዝፈለጥኩ ይክደነና
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
3 ай бұрын
ዳኒ ጎበዝ እዩ ማሰሓቀ እምበይ
@brhankiros
3 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ ሳሚ ሓውና ቀፅለሉ❤❤❤
@DestaHadush-ub2qo
25 күн бұрын
Kale hiwet yesmealna hawna qetslelu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TubeMerkebselamTube
3 ай бұрын
በርትዑሉና አሕዋተይ እግዚአብሔር ጸጋኡ ይብዘሐልኩም
@galmhrey
3 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም
@musemamilove4519
3 ай бұрын
ዋውውውውው ❤❤❤❤❤ብሓቂ የሕዝንለ የስሕቅለ 😊ስደት ብዙሕ ኣርእኻና ሕማቅን ጽቡቅን
@ndgsr2892
3 ай бұрын
*ብሓቂ ቃል ሕይወት የሥመዓልና ፀጋ አምላክ የብዝሐልኩም ፍቁራተይ ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ብዛዕባ ሃይማኖትና ፍልጠትካ ዝፍትሽን ዘምህርን መደብ እዩ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉*
@عليالشهراني-ع3ن
Ай бұрын
ደሕረይ ምተ ንሰሃ አሎ ዘበለ አሰሕቀኒ.አነ እኮ ንበዕለይ እኮ መንም አይፈለጥን እየ😊😊😊
@SaddsCZx
3 ай бұрын
ቃለሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐልካ ቀፅለሉ❤🙏
@degneshkidanu355
3 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ጎበዛት
@RahwaHabtemariam
3 ай бұрын
ብጣእሚ ደስ ዘብል ብ ሰሚት ሶስተኛ ምጽኡ
@aslihabtom4315
3 ай бұрын
Qale hiwet yesmna amlak nay agelgulot zemenkum ybark burukat yehwat❤❤❤❤
@AbanobFilmon
3 ай бұрын
ከም ኦርቶደክስ መጠን ንከዶ ዘለና ኣካይዳ ብጣዕሚ የሕዝን ብፍላይ መናአሰይ ፈጣሪ ይቅረ ይበለልና ። ሓወይ ኣጆካ ከምዚ ዓይነት መደብ ቀጽሎ ❤❤
@ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ
3 ай бұрын
አሜን ፫ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኹም👏 ❤
@knfeabraha8196
3 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመአልና🙏😁🙏
@ማርያመይመዝሙረይ
3 ай бұрын
_ዝፍተወካ ዘማሪ ሓውና ብጣዓሚ ደሰሰሰ ዝብል ዝሓውይ💞❤💞_
@ኣዙጋልትግራይ
3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋት❤ ቀፅልሉ
@BrhanchannelBrhanChannel
3 ай бұрын
ተመስገን አምላክ ካብአትም ዘይሕሽ እዩ ነይር 😢አብ ስደት መፅእ ግን ካብ ብዙሑ ወሕድ ሃይማነተይ ክፍልጥ ክእለ የስሕቀ ለ የሕዝንለ ሃይማነትና በዘይ ምፍላጥና አይ ሕዋተይ😁😥 ዝሮ እዚ ሕቶ ቀፅለወ ካብኡ ብዙሑ ናትማሃርና እናዋ ፍቅራት አሕዋተይ❤
@HiluftiBerhe
3 ай бұрын
እኮ ታንሼ ስደትና ንፅቡቅና ኮይኑ ተመስገን ❤
@ምሰኩሉብፍቅሪ
3 ай бұрын
ዋላ አነ የስሕቅለ የብኪለ 😂😢
@yorsalem6352
3 ай бұрын
Aytishakom pleace 😢😢😢😢 btami nehizin sdet ms wexana ena kulu felitnayo emo ajokum sehak gidefu❤❤❤good job ❤❤❤
@መርሂዋትጓልተዋህዶ
3 ай бұрын
ቃለ ህይወት ይስመዐልና ኣደለዉቲ መደብ ጋመረ ህወትውይ መናእስይ ኣሕተይ ኣነውን ምንም ኣይፈልጥን ነይረ ስደት መጺትአ ብዛዕባ ሃይማኖተይ ፈሊጠ እግዚአብሔር ይመስገን🙏😍
@ጓልወጀራት-ኀ7ዀ
3 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ደስስስ ዝብል ቀፅልሉ ኣሕዋተይ 👏🥰
@selamselam7608
3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል" ወሎዶ ዘንቅሕ መደብ ዩ😍
@ብርሃን-ፀ7ጨ
3 ай бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልኩም ብሩካተይ
@abrehetukubatsion-hg6lw
3 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዕልና ዝሓወይ ቀጸለሉ እዚ ህዝቢ እንተተማሃረ
@Gfd432-n8q
3 ай бұрын
ፀጉኡ የብዘሐሉኩም ኩቡር ሓዉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
18:11
መላእክት እንታይ ይበልዑ#መንፈስ ዝባረኾ#መንፈሳዊ ናይ ጎደና ሕቶታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ 23 ክፋል
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Рет қаралды 7 М.
21:40
ተዋህዶ ማለት ማዕተብ ዩ # ናይ ስላሴ ስጋ ንበልዕ# መንፈሳዊ ሕቶታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ 20 ክፋል
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Рет қаралды 9 М.
00:18
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН
25:51
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.
00:19
Không phải tự nhiên các nước châu Phi yêu mến nước Nga. Bởi nước Nga có một TT đáng yêu #putin
THẾ GIỚI 24H
Рет қаралды 10 МЛН
00:42
When you lose control of your Waboba Moon Ball. @TheWabobaTeam #wabobapartner
Daniel LaBelle
Рет қаралды 150 МЛН
14:17
🔴ጉድ ስማዕ ተዋሳኣይ ኣቡሽ ብብዕልግና ተታሒዙ💀_new tigrigna prank video 2024
kalu nekifar - ቃሉ ኔኪፋር
Рет қаралды 87 М.
29:48
'' ዘመናዊ መሸጣ ኣዋልድ ሓበሻ ናብ ቻይናውያን፣ ድሕሪ መጋረጃ ዘሎ ጸልማት '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 26 М.
9:25
ናይ ሕብረት መዝሙር
Debre Geezan Medhanie Alem Zoetermeer
Рет қаралды 969
32:25
Fache Tube - እኩባት መዝሙር zemari Bereket tikue ከም ንጥፉእ ወዲ ክንደይ ተፍቅር ጎይታ ዘልኣለማዊት ነፍሰይ ከመስግኖ ስምካ ከመይ ክርስዖ
Fache Tube
Рет қаралды 43 М.
10:31
New Eritrean orthodox tewahdo 2024 short menfesawi drama {መንፈሳዊ ድራማ}ሓንቲ ሽፎን ዶ ወላስ ሓንቲ ባኒ፧
ቃና ዘገሊላ Qana zegelila
Рет қаралды 8 М.
25:18
ስጋ ኣድጊ ይብላዕ ዩ ይብል# ጎይታ ንድንግል ማርያም ኣይልምናን#ሰበይቲ ክትሓርድ ይፍቀዳ ዲዩ?#መንፈሳዊ ናይ ጎደና ሕቶታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ 14 ክፋል
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Рет қаралды 18 М.
10:00
ሓያል ተቓውሞ ኣብ ከተማ መቐለ (ሐዚ)፣ ሙሉእ ሰልፊ መቐለ፣ ላ/ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ኣብ ሰልፊ ተረኺቡ፣ መልእኽቲ ሰልፈኛታት፣ ትዕግስቲ ሰራዊት ትግራይ
Da'amat Media
Рет қаралды 1,4 М.
53:34
እንተኾነ ኹሉ ብስርዓትን በኣገባብን ደኣ ይኹን ፡መንፈሳዊ ድራማ #NEW Eritrean movie 2024
Mahber kidanemhret kampala
Рет қаралды 53 М.
23:52
ጦብላሕታ እታ በትሪ - Toblahta Eta Betri
Eri Meskerem
Рет қаралды 14 М.
23:15
መላእክቲ ካበይን ብምንታይን ንምንታይን ተፈጢሮም#መንፈሳዊ ናይ ጎደና ሕቶታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ 16 ክፋል
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Рет қаралды 13 М.
00:18
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН