ናይ ለባም ወዲ ባህርታት Hiyab media

  Рет қаралды 12,738

Hyab media

Hyab media

Күн бұрын

Пікірлер: 30
@jsgwieheheg6452
@jsgwieheheg6452 10 күн бұрын
❤❤❤ቀፅሉሉ
@AngesomTtggk
@AngesomTtggk 16 күн бұрын
ትህብዮ ትምህርቲ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ አሽሓት ቅርሺ ከፊልካ ዘይትረክቦ ትምህርቲ እዪ እሞ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ካሕሳ ካብ ፈጣሪኪ ተቀበሊ እና ብጣሚ እናመስገንኩኪ እየ መብዛሕቲኡ ቪድዮኪ ዳውንሉድ ይገብሮ እየ ናብ ናብራ አብ ዝሓስበሉ እናረአኩ ክጥቀመሉ እየ ።ፈጣሪ የክብረለይ ፀፁቡቁ ናአኪ ይኩን ክብረተይ።
@AsgedomGebreslassie
@AsgedomGebreslassie 27 күн бұрын
ብጣዕሚ ኢኺ ጎበዝ በርትዒ ኩሉ ግዜ ይከታተለኪ እየ
@rahelkiroskebede2655
@rahelkiroskebede2655 28 күн бұрын
ሎምዓቲ ፅቡቕ ብስል ዝበለ ምኽሪ ኣተሓላሊፍኪ ብሓቂ ኣንሕና ኣዋልድ ኣወዳት ከመይ ዝኾኑ ከምንመርፅ ብትኽክል ኣቕሪብክዮ 👌👍
@FtsumTewelde-o6t
@FtsumTewelde-o6t 28 күн бұрын
ጽቡቅ ምኽርታት እዩ ቀጽልዮ ❤❤❤
@learnsomethingnew-p6n
@learnsomethingnew-p6n 26 күн бұрын
ንፍቅሪ፥ንጸወታ፡ንሓዳር 1. ሕልና፡ፍርሓት ኣምልኽ ዘለዎ 2. ሓላፍነታዊ፡ to be man 3. ትዕግስቲ፥ Emotional ዘይም 4. መሓዛ ምረጽ
@hopehope5413
@hopehope5413 27 күн бұрын
mesi shkor ever my teacher keep moving I love you.
@meazakahsey5721
@meazakahsey5721 28 күн бұрын
Ya Really Bravo God bless you 🙏🙏💖❤️🙏🙏
@mussiesolomun8233
@mussiesolomun8233 27 күн бұрын
ጽቡቅ ምኽርታት አዩ ቅጽልዮ መሲ 🥰🥰🥰
@eyassukidanu6752
@eyassukidanu6752 27 күн бұрын
አቲ ጓለይ ንስኺ ግዳ ዘይተጥምና!
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 28 күн бұрын
ክመይ ስብአይ ዱኪ ኩሉ ሕቂ አዩ በርትዒ ብጽሕፍቲ ውን አንብቢ አብ ስሪሕኪ ክሕግዝኪ አዩ
@ZemeronEyasu
@ZemeronEyasu 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawibrhane8303
@merhawibrhane8303 28 күн бұрын
Btaemi xbuq tmhrti eu ajoki qexlyo zahaftey.
@HadushGebreyesus-t8v
@HadushGebreyesus-t8v Күн бұрын
🎉🎉🎉
@Fishayemebrahtom
@Fishayemebrahtom 26 күн бұрын
Bhaki naaki zwesede wedi adam adlegnaa eyu
@derejeaanereayonreayo6219
@derejeaanereayonreayo6219 28 күн бұрын
🎉🎉🎉 መሲ ሰብ መትከል በዓል ዓቢ ምስትውዓልን።
@milikaleab6709
@milikaleab6709 27 күн бұрын
❤️❤️
@mossdiev4457
@mossdiev4457 28 күн бұрын
መሲ ሓብተይ፡ መጀመርያ ኣብ ሂወትኪ ሰላም ክኾነልኪ ይምነየልኪ። ኣነ ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ደልየ ኔረ። ኣብዚ ቁሩብ እዋን እየ ክከታተለኪ ጀሚረ፡ ሓሳባትኪ ብጣዕሚ እዮም ደስ ኢሎሙኒ፡ ሕቶይ ክትምልስለይ ድማ ተስፋ ይገብር። ሕቶይ፥ ኣነ ከምሰብ ዝፈተኹዋ'ሞ ክረኽባ ዝደሊ፡ ካብዚ ኣነ ዘለኹዎ ሃገር ወጻኢ ኣብ ካልእ ትቕመጥ ሰብ ኣላትኒ፡ ኣገጣም ኮይኑ ክሓታ ምዃነይ ስለዝፈለጠት ኢያ ትኸውን ውን ንቁሩብ እዋን ርሒቓትኒ ኣላ ከምትፈትወኒ ስለዝፈልጥ ግን ብዙሕ ኣይስከፍን። ሕጂ ንዓይ ጸጊሙኒ ዘሎ ግን፡ ኣነ ካብቲ ዝነበርኩዎ ከተማ ናብ ካልእ ከተማ ቀይረ፡ ኣነን ሓብተይን፡ ምስ ካልኦት ሰባት ኣብ Shared house ምቅማጥ ካብ ዝጅምር ድሮ ሰለስተ ወርሒ ጌረ ኣለኩ። ነገር ግን ሓደ ካብዞም ደቂ ገዛይ፡ ሓብቱ ናብዚ ገዛና ብቀጻሊ እያ ትመላለስን ከምዝፈተወትኒ ውን ድሮ ፈሊጠ ኣለኹ። ብዓቢኡ ውን፡ ኣነን ሓብተይ ኣጋይሽ ኮይና ናብዚ ገዛ ምስ መጻና፡ ሓዋ ንክትመጽእ'ሞ ክትላለየኒ ባዕሉ ዝገበሮ ኮይኑ'ዩ ዝስምዓኒ። ኣን ውን ከምሰብ ዝጋነን ጽባቀ'ዃ ተዘይ ሃለወኒ፡ ብደቀንስትዮ ክፍቶ ከምኽእል ግን ይፈልጥ እየ፣ ይኩን ድኣምበር ኣብ ክብረተይን ዕላማይን ብጣዕሚ'የ ዝግደስ። ኣብዚ ገዛ መመጽያ ኩሎም ኣነ ዝገብሮም ነገራት ከተንጸባርቅ ስለዝርእያ ውን፡ ብዓቅመይ ንልባ ሕማቅ ብዘይ ስምዓ፡ ብተዘዋዋሪ እናገበርኩ ንዓኣን ንሓዋን ነጊረዮም ግን ክርዱኡኒ ኣይከኣሉን። ንሳ ውን ተስፋ ክትቆርጽ ኣይከኣለትን። ሕጂ እንታይን ብኸመይን እንተገበርኩ ከምዘይ ፈትዋ እናፈለጠት ምምልላስ ከትቋርጾ ትኽእልን ንዓይ ውን ከም ሓዋ ክትርእየኒ ከምዘለዋ ክገብር ይኽእል፣ ተገዲስኪ ሓሳብክን ምኽርኽን ክትህብኒ። ደጊመ ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ይምነየልኪ ሜሲ ሓብተይ Thanks
@alemhailay2423
@alemhailay2423 28 күн бұрын
ሳብስክራብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ምንም ትክፍሉሉ ነገር የለን
@abrahammeharezgi7737
@abrahammeharezgi7737 23 күн бұрын
ጋል መሪጻ ኣይትኽእልን እያ ኢዚ ሓቂ እዩ. ጋል ካብ ሓደ ምንዋለ ሰትሑ ዝኣቱ ሓደ ክዳን ኣጽርዩ ኮለል ክብል ዝውእል እያ ትፈቱ. ኣይትሓስዋ. ንጋል ስድረአ ወይ ብሕዋታ ክመርጹላ እቲ ዝበለጸ.
@zemenfes62
@zemenfes62 26 күн бұрын
The only thing that attracts you is money,not Libi,,
@Samiel-b3k
@Samiel-b3k 24 күн бұрын
Let the betrayer be county looooo. Loooo
@solomonmekonnen2650
@solomonmekonnen2650 28 күн бұрын
It’s wise perspective but you guys always need respect and upper hand? What about us?
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 27 күн бұрын
❤❤❤❤
@Gerexviv
@Gerexviv 24 күн бұрын
❤❤❤
@GrmayTeka
@GrmayTeka 8 күн бұрын
❤❤❤
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 108 МЛН
ኣይትገደሰላ ክትደልየካ አያ Hiyab media
15:08
ጣዕሳይ ሓቀኛ ዛንታሞት ኣበይ ክረክቦ
26:43
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 65 М.
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН