ናይ መርዓ መዝሙር! ዘማሪ ሳሙኤል ቴድሮስ

  Рет қаралды 1,311

 zarye begena tewahdo (ዛሬ በገና ተዋህዶ)

zarye begena tewahdo (ዛሬ በገና ተዋህዶ)

Күн бұрын

Пікірлер: 7
@DNHabtomGebrhiwot
@DNHabtomGebrhiwot 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስማዕልና ማሕበር ተናፈቅቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DNHabtomGebrhiwot
@DNHabtomGebrhiwot 11 ай бұрын
ርሑስ ጋማ ንመርዓውቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MK-rg1og
@MK-rg1og Жыл бұрын
ርሑስ ጋማ ንመርዓውቲ እቲ መዝሙር ምስጋና ታህዋኽ ዘለዎ ኮይኑ ቀስ ኢልኩም ዘምሩ ኣንፈቱ ናብ ካልእ ከይከይድ ሓደራኹም።
@tekleabteklay5294
@tekleabteklay5294 Жыл бұрын
ኣሜን(3) ዝማረ መላእክት የስመዓልና ርሑስ ጋማ ይግበረሎም መርዓውቲ ☝️☝️☝️ኸኣ ሓንሳብ ዕድል ሃቡና ንዑባ ንሰማማዕ ካብ ሕጊ ኣይ ንውጻእ በጃኹም ኣብ ስሚዕት ኣቲና ንዝምር እንተ ኣለና ኮና መዝሙር በቃ ኣብ ጨርባሕባሕ እና ንኣቱ። ዘማራይ እንዳ በልካዮ ካብ ተምፖ ዝወጽእ እንተ ኮይኑስ ዘማራይ ይበሃል ዶ። ካብ ዕቅሙ ንላዕሊ ወጽዩ ይዝምር ነሩ መዝሙር ከይወዲኣ ከኣ ኣቃርጽዋ እቶም መዛምራን ህዝብን ቀጺሎማ እዚ ኸኣ መጀርካ ዘይምፍላጥ እዩ መወዳእትኡ ኸኣ መዝሙር ይበላሾ። በዓኡ ኸኣ መርዓ ናይሰብ እዩ መንቀፊና ኣይንስራሕ የሕዋት መዛምራትና መቀርት ዘለዎም እዮም ንሓልዎም ባዕልና። ይቅረታ ግና ከም ዕብየት ኢለ እየ ሪኢቶ ኣይንጽላእ። ብድጋመ ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረኽ ፍቁራት የሕዋት። ን መርዓውቲ ድማ ሩሑስ ጋማ ይግበረሎም ከም ኣብረሃምን ሳራን ይበሎም ፈጣሪ ኣሜን።
@asmeretdawit5197
@asmeretdawit5197 Жыл бұрын
Egzoooo....mharena krstos naby gxna ina nkyd zzelna ayni lbonaa ykftlna ......😢😢😢
@DNHabtomGebrhiwot
@DNHabtomGebrhiwot 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስማዕልና ማሕበር ተናፈቅቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DNHabtomGebrhiwot
@DNHabtomGebrhiwot 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስማዕልና ማሕበር ተናፈቅቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣዝዩ ደስ ዘብል ናይ መርዓ መዝሙር nay mera mezmur
16:29
zarye begena tewahdo (ዛሬ በገና ተዋህዶ)
Рет қаралды 44 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,1 МЛН
How to have fun with a child 🤣 Food wrap frame! #shorts
0:21
BadaBOOM!
Рет қаралды 17 МЛН
UFC 287 : Перейра VS Адесанья 2
6:02
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 486 М.
ዘማሪ እዮብ ተወልደን ዘማሪት ምርትነሽ ጥላሁን ዘዘመርዎ ናይ መርዓ መዝሙር
20:23
ናትናኤል ዝተዓደሞ መርዓ
14:37
ቲኦቶኮስ // Theotokos
Рет қаралды 12 М.
መርዓ ዘማሪ ሳሙኤል ቴድሮስ & መዘምር ኣስማይት ፍቱዊ
1:33:10
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Рет қаралды 18 М.
DSQMU: ናይ ሕብረት መዝሙር ኣብ መመረቕታ በገና ዝተዘመረ መዛሙር።
31:53
ደብረ ሳህል Kidus Michael Utrecht
Рет қаралды 176 М.
መቐጸልታ መዝሙር  ኣብ መርዓ ናይ የሕዋትና ዘማሪት ኣርሴማ ምስ ተኽለወይኒ
6:57
ቤት መዝሙር ተዋህዶ | BIET MEZMUR TEWAHDO
Рет қаралды 4,1 М.