KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ወ/ሮ ኣጸደ ምስ ኣባ ዘወንጌልን… ከላ፣ እቲ መልኣኽ መጺኡ ዝባረኸሉ ቦታ - ብስእሊ
27:50
''ኣብ ሞንጎ ጸሎት ንዝመጸና ሓሳብ ብኸመይ ነወግዶ ?'' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
14:16
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
00:38
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
00:48
ናይ መወዳእታ መልእኽቲ ኣባ ዘወንጌል፣ ''ዝፋነወሉ ግዜ ኣኺሉ እዩ . . . '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
Рет қаралды 93,306
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 130 М.
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Күн бұрын
Пікірлер: 353
@Fnoteabewmedia
3 жыл бұрын
ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada 🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸 🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦 🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ (ካናዳ) = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦 🇨🇦 ዮርዳኖስ (ካናዳ) = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦 🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ (ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺 🇳🇿ኣክበረት ተስፎም (ኒውዚላንድ) = +64 22 573 7076 🇳🇿🇳🇿🇳🇿 ኣ ውሮጳ / Europe 🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪 🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 ሓጎስ ምስግና (ኖርወይ) = O04746511090 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷 🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹 🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹 🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰 🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ዓዲ ዓረብ / Arab countries 🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪 🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦 🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼 ኣፍሪቃ / Africa 🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴 🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@yohanaandemariam8606
3 жыл бұрын
ab sudan ke gele aymexetnann do ?
@tedrosfisehaye849
3 жыл бұрын
@@yohanaandemariam8606 qedimkni kemu kblo da hasebku
@tedrosfisehaye849
3 жыл бұрын
Memhrna kasahun nay sudan qolahta gberula
@dawittesfay7974
3 жыл бұрын
africa hanti ethipa teray deya,,,,,,,,,?
@tedrosfisehaye849
3 жыл бұрын
@@dawittesfay7974 54 ember
@lave9644
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር መምህረይ እግዚኣቢሀር ኣምላክ መስተውዓሊ ልቦና ይሃበና ኣብ መከራ ዘሎ ህዝብናን ሃገርናን ሰላም የውርደልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
@aliyalim1237
2 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወቱ የስመዐና
@اىووزاز
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ካሳሁነይ ዝተረፈ ዘመንካ. ይባረክ ልመላእ ዓለም ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና አሜን(3)
@ድንግልማርያምኣዶጎይታይዋ
3 жыл бұрын
አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ጸጉኡ የብዘሓልኻ ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣባ ዝወንጌል ጸሎቶም በረከቶም ምስ ኩላትና ይኩን አሜን ሰላም ንወጽዓ ህዝቢ ይኩን ሰላም ንኩሉ ዓለም ይኩን
@mililove5882
3 жыл бұрын
ልብና ተሪሩ ግን እግዚአብሔር ልብና ይኽፈተልና☝😭😭😭🙏🙏
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
3 жыл бұрын
ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏🙏🙏
@andemariam1763
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ሄዋንየማነ
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ሄዋንየማነ
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@weinikeleta3461
3 жыл бұрын
Amen amen amen
@tsigeredahager6256
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ካሳሁን ብሐቂ ጽቡቕ ምኽሪ!!እንኮ መፍትሕ ሽግርና ንስሐን ጸሎትንዩ !!! የቐንየልና !
@ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት ይስምዓልና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና ናብ ዖሎትን ምህለላን ይንቀሓና ዓይኒ ልቦና ይኸፈተልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህር ካሳሁን ሓወይ ፅጓኡ ይብዘሓልካ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ኣሜን!
@zufantesfay2847
3 жыл бұрын
ልብና ኸፊኡ ስለዝኾነ ውን እዩ መከራናን ስቓይናን በዚሑ ዘሎሞ ልብና ናብ እዝጋብሔር ክኽፈት ኣምላክ ልቦና ይሃበና ናይቶም ቅዱሳን ወለድና ፀሎት ድማ ይሓግዘና 🙏🙏🙏🙏👍
@ጓልፅዮን
3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የስመዐልና መምህር ንዓናም መስተዉዓሊ ልቦና ይዓድለና🙏❤
@hsjsbh8438
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሓዉና ብጣዓሚ እየ ዘመስግን ብእትህበና ትምህርትን ምክርን ብፍላይ አብ ሱዑዲ ዘለና ቤተ ክርስትያን አበዘይ እንረክበሉ አባኻ ሓዲሩ ዘምሀረና ክብርን ምስገናን ነቲ ሉዑል ፈጣሪ አሜን
@ሜሪጓልትግራይ-ደ5ዠ
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረኸቱን የብዘሐልካ እግዝብሄር ኣምላኽ ካስሁን ሓወይ 🙏🙏🙏
@zkddi3775
2 жыл бұрын
ብጸሎትን ተራዳእነትን ኣባ ዘወንጌል ዘኢትዮጵያ ምስዝወጸ የውጸእና!!
@ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ
3 жыл бұрын
አሜን ቃል ህይወት የስመዓልና
@medihintadese7390
3 жыл бұрын
_ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም እግዚአብሔር ሰላሙ ይላኣከልና እንበር ሰብ ብሂወቱ እንተሉ ሓዊ ለነደደ ካህናት እንሲሳ ክሓረዱ ዘይ ፍቀደሎም ሕጂ በረት አና ዓጠቁ እግዚኦ ማሓርና ክርስቶስ😭🖤_
@ሄዋንየማነ
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምስትዉዓሉ ይዓድለና እምበር ንንስሓ ሞት የብቀዐና አሜን ናይ ኣቦና ፆሎቶምን ፀጋ በረከቶምን ምስ ኩላትና ይኩን አሜን አሜን አሜን
@hanayemaryam12
3 жыл бұрын
ብሓቂ ክቡር ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ አቦና አባ ዘወንጌል በረከት ረዲኤት ምሳና ምስ ህዝብና ይኹና ናይ ፀበባ ግዜ የሕፅረልና ብምሕረት ዓይኑ የሠልከተና ከም ሓጥያትና እንተይኾነ ከም ምሕረቱ ይኹን አሜን አሜን አሜን
@berhe4910
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ያስመዓልና መንግስተ ሰማያት ያውርሰልና አሜን ።
@goodboyhabasi1287
3 жыл бұрын
ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና ተባረክ
@ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ
3 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ብሓቂ ክብር መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ምሕረቱ የውርደልና ኦ ጎይታይ ማሓረና ይቅር በለልና ኣባቴ እግዚኦ ነዚ ማዓት ባዓልካ ኣቁርሮ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@ghfghhg6295
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካለ ህይወት የስመዓልና ክብር መምህርና ልዑል እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ይቅርታ ፍቃድኩ እንተኮይኑቁፅሪ ተለፎንኩም ዶ ክትፅህፉለይ ትክእሉ ክረክበኩም ደልየ ነይረ መምህር
@ሰኒትጓልተውህዶ
3 жыл бұрын
ልበይ ሊቢና ግብር😭😭😭😭😭💔💔💔💔👈 ቃል ህውት ይሰማዓና ክብር መምህርና ካሰሁን💒➕👏🌿🌿🌿🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺👈Ⓜ💔💔😭😭😭
@selamangesom3096
3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ካሳወን ሓውና ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባረኪ ናዓና ካኣ እዝነ ልቦናና ይኽፈተልና
@zainazaina2750
3 жыл бұрын
ኣሜን ፫ ኣተስኡ ዘጀመረና ኣጀሚሩ ዘፈፀመና ንዕዑ ምስጋና ይብፃሓዮ ክውር ኣቦና እግዝኣቤር ያኣክብረልና
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም አሜን ኣምላክ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና አሜን
@brawa4kokob
3 жыл бұрын
እዝጋብሄር ኣምላኽ ይቕረ ይበለልና💞🙏💞 ብዓሌት ጽለኢ ዓውሪና 😭
@shishaykidanemaryam616
3 жыл бұрын
ኦ እግዚአብሄር አምላክ ከም ትሪ ልብና ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ልአከልና ፈጣሪ ኩሉ አለም ልቦና ይዓድለና
@meritgraweyti298
3 жыл бұрын
አሜን፫ ቃለ ሂወት የስመዕልና ኦጎይታይ ሓጥያትና ሓዲካ ሰላምካ ላአከልና ያአክለኩም በለና💔
@መንበረፍቕሪYouTube
3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመሥገን ክቡር መምህረይ ብሓቂ ቃለህይወት የስምዐልና ኣይ ብሓቂ ኩሉ ይፍጸምሎ ይቅር በለልና ጎይታየ😢😢 ጾሎቶም በረከቶም በረከቶም ናባ ዘወንጌል ኣይፈለየና
@fserdset9152
3 жыл бұрын
ኣሜን፫ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጀል በረከት ይሕደረና ኣሜን፫ብሙሉእ ልብና ልክንፆሊ እግዚእብሔር ኣምላክ ብጥበቡ ይደግፈና ኣሜን፫💛❤️💛❤️💖✅✅✅
@eyasuasfaha7665
3 жыл бұрын
ኣሜን መምህር ካሳሁን ሓውና፡ እግዚኣብሄር ይባርኽካ።
@አምላኽይተበዳሊትእምበርበ
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ፀሎቶምን ፀጋ በረኮቶም ናይ አቦና አባ ዘወንገል አይፈለየና
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ልበነና ክፈተልና ልቢና ተሪሩ እዩ
@ishopbarouk6878
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐና እግዚአብሔር መስተወዐሊ ልቢ ይሃበና 😥😥😥🙏🙏🙏
@kbatmehari9823
3 жыл бұрын
🙏🙏🙏 ቃለ ሂወት ይስማዓልና እግዝኣብሄር ጸጒኡ የብዝሓልካ ሓውናን መምህርናን ድያቆን ካሳሃኖይ።
@ሰብኢሎም
2 жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ኣቦና ኣበሳናን ሓጥያትናን ቡዙሕ እዩም የቅረ በለልና😭😭😭😭😭😭😭😭
@azakmashoiiir3413
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ኣምላክ መስተወዐሊ ልቢ ይሃበና 🤲🤲🤲
@ትግራይመበቆልስልጣነ-ለ9ጘ
3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላም እግዚአብሔር ምስኩላትና ይኹን ክቡር ሓውና ቃለ ሂወት የስምዐልና ናይ ኣቦና ኣባዘወንጌል በረከት ምስኩላትና ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@serkalem4543
3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስማዓልና አሜን ቅዱስ እግዚአብሔር አቦና ብዓይን ምሕረቱ ይጥመትና ስላም እና ፍቅር ዝዓስሎ ዘመን ይግበረልና ክቡርት አሕዋት
@loveyoutigray3680
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏ቃል ሂወት የሰመዐና ኩቡር መምህር ና ፀጉኡ የብዘሐና
@zabibzaray1872
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፈጣር ኩሉ ኣለም ግብርና ገዲፉ ይትዓረቀና 🙏🙏🙏
@መንከምእግዚአብሔር
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃሌ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ክብር ሓዉና 👏👏👏
@ተመሰገንኣምላክ-ቐ3መ
3 жыл бұрын
ቃል ህይወት የሰመዕልን ፅጋእ የብዝሕሎክ ክብር መምህርን
@elsafessahaye2083
3 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ልቢ ልዲያ ዝከፈተ ልብና ይክፈት ። እግዚአብሔር አምላክ ብጸሎት እቶም ቅድሳን ክብል ይምሐረና አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሃውና።
@fetaritium5552
3 жыл бұрын
Kalehiwet yesmealna memhir hawina tselot kudusan abotatna ayfeleyena amen amen amen
@kiflaygebreslasie3719
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጥበብን ምስትውዓልን ይዓድለና
@etebegnikoshashaalegni4623
3 жыл бұрын
እህህህህ ህዝብና ሃሊቁ አምላኬ ሆይ ምሕርት ልአከልና ዋይ ልብና ቆሲሉ
@hiwigaltigray8564
3 жыл бұрын
Amen((3))Qale hiwet yesmealena lubona yeadelena bemehertu yeximtena E/her🙏🙏🙏🤲🤲❤❤
@ድንግልማርያምእያልዕልቲካ
3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ባሓቂ እግዚአብሔር አምላክ መተስወዐሊ ልቦና ይሃበና ካብ ፈፀምቲ ትንቢት ይሰውረና
@selamaredae3569
3 жыл бұрын
አሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ኦ ጎይታ ምሕረት ኣውርደልና
@የማርያምልጅነኝ-ጰ9ዐ
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ያሰማዕልና አሜን ፫
@salamuhh6408
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር ሓዉና
@ሰላመይእኺድንግል
3 жыл бұрын
ብሓቂ መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰላም የውርደልና ልንስሓ ሞት የብቀዐና ሰላም ራህዋ ይውርድልና ባዕሉ😢
@KnightgoBG
3 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት ያሰማልን መምህር እግዚአብሔር አምላክ ማስተዋልን ይሰጠን🙏
@zelasiekidani7021
3 жыл бұрын
አምላክይ ብምሕረትኽ ጥምትና ናይ ነፅህት ህዝቢ ምሕረና😭😭😭💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔
@ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ
3 жыл бұрын
ብሓቃ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሄር ኣምላክ ክብር ሓውና ካሳሁን
@medhaniekesete5588
3 жыл бұрын
Amen (3) kale hiwet yesmaelna Egzabhier Amlak beaynu mhretu ytemtena kab fexemti tnbit yedhnena
@علبعله
3 жыл бұрын
ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስመዐና
@ኣኪጓልትግራይ
3 жыл бұрын
ኣቤት ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ንሕናስ ኣበሳናን በደልናን ኣመና በዚሑ ዋ ኩሉ ገዲፍካ ምሕረትካ ላኣከልና🤲🤲🕯️🕯️🕯️ 😭😭😭😭
@solomuntekae2648
3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም መምህርና እግዝኣብሄር ብምሕረቱ ይጠምተና
@rurhf8024
3 жыл бұрын
(ኣሜን 3) ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና 💒💒💒 🙏🙏🙏
@መክሊትጋልትግራይ-ቸ1ኰ
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና መምህርና መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና
@mariamhabashi625
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉን በረኸቱን የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር አምላክ
@LuelChelsawi
3 жыл бұрын
Amen(3) qalehiwet yesmealna nay agelglot zemenkum ybarkelkum feTari🙏selam dma yewrdelna
@assdf1779
3 жыл бұрын
ቃል ህውት ይሰመዐና ኣባና ፆሉቱከም ኣይፈለና🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🙏🙏🙏ኣሜን
@mniyarezene6684
3 жыл бұрын
Eayna eawira aezana tsemimu ykre ybelelna😭😭😭😭😭🙏🙏🙏
@ሮዚሓላል
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት ይስመዕልና🙏🙏🙏🙏😥😥
@ድንግለይያዋሕሰሂወተይ
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሙምህርና ኣብ ፀሎትኩም ሕወሱና
@ማሂጋልትግራይ
3 жыл бұрын
ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ባዕሉ☝☝☝🙏🙏🙏😭😭😭😭😭
@medhinkeshi1019
3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ንንስሓ ሂወት የብቅዓና ልብና ተሪሩ አምላክ ልብና የረስርስ
@ዮዳሄዮዳሄ-ተ5ሐ
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ክቡር መምህርና ንስኩም ሲ ትቃለሱ ኣለኩም ንሕና አንደሞ ልብና ተሪሩ
@heyyem8706
3 жыл бұрын
ቃለሂወት የስመዓልና መምህር ካሳሁን ሓውና
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም መምህርና
@shewittesfay2847
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmaelna kbur memhrna nay agolgulot zebenka ybarek
@filimonghebreyohans5829
3 жыл бұрын
ሎሚ እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን ግዜ ምእኻሉ ዘይኮነስ ኣደታትና ምህልላ ምግዳፈን ኢዩ
@nomore5845
3 жыл бұрын
ኣደታት እኮ ልበን ተነኺኡ ቆሲለን እተን ገሊኤን ድማ ዘይዓጅበን ጨካናት እየን። ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና።🙏🏻💕🌸🌼
@florarajat4592
2 жыл бұрын
ባሓቂ ቃለ ሂወቱ ይስመዕኒ በረከት ኣባታትን ምስ ክላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን❤🙏🙏🙏
@ኣቢጓልተዋህዶ-ተ7ዘ
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓወና ላብ ንስሓ ሞት የብቀዐና ህዝብና ይሃልቅ ኣሎ ናብ እዚገብሕር ንመለስ
@rahwanebu1359
3 жыл бұрын
Amen. Amen. Amen. Kale. hiwet. yesmealna. ⛪⛪☝️😢🙏🙏🙏🙏😢🙏😢🙏😢😢😢💝
@AAAA-lh1dl
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህወት የስመዕልና ክብር ሓውና አምላክ ብምሕሮቱ ይጠምተና😭😭😭
@freweynimeles2495
2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ዘሰተውዕል ልቦና ይሃበና😢
@aynombokretsion432
3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይቅረ በለና ምሕረትካ ብዙሕ ዩ መሓረና ካሳሁን ሓወይ ከኣ ቃል ሂወት የስመዓና
@amanuelteklu6884
3 жыл бұрын
ሰላም ንዓኻ ክብር ሓወይ ስለ ኣቲ ክሉ ትምህርትካ ኣምላኽ ጽጎኡ የብዝሓልካ 🙏❤🙏❤🙏❤
@abrahampeace8372
3 жыл бұрын
ቃለሒወት ያስምኧልና:: በጃኻትኩም ብንስሃ ንመለስ: ብጸሎት ንበርትእ: እግዚአብሔር ሱባኤና ይቅድሰልና: ፍቅርን ሰላምን ይሃበና::
@davidgidey1240
3 жыл бұрын
🙏🏾🙏🏾🙏🏾Pray Menenet Agazian 🙏🏾🙏🏾🙏🏾💯🌄Amen
@samera7043
3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ መሕረቱን ሰላምን ይላኣከልና ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ኩቡር ሓወና 🤲🤲🤲
@hiwettesfay1931
3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ መሕረቱን ሰላምን ይላኣከልና ኣሜን (3) ቃል ሂወት የሰመዐልና ኩቡሮ ሓወና🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲💞💞💞💞
@sarasara7592
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና መስተዋዕሊ ልቦና ያሃበና ክቡር ሓውና
@birktyeri3832
3 жыл бұрын
እግዛቢሄር ዓይኒ ልቦናና ክፈት ብዓይንምሕረትካ ርአየና 😭😭🙏🙏
@berndadesta9679
3 жыл бұрын
አባታት አይኮኑንናይሰሳጥናኤ ሉኡኻት ኢዮም :: ተኹላ ታት ኢዩም ቀሳውስቲ እይኮኑን::አታ ግዜ ክትመፀእ እንከላ ፈጣሪ አምላክ ብጭገርልፉ ኾኺው ለብቤተ መቅደሱ ከውፆኦም ኢዩ ሳጥናኤል ስለዝኽኑ
@rahelgirmay995
3 жыл бұрын
Ewa ykre ybelki
@ሆሳእናንወዲዳዊት
3 жыл бұрын
Ewayy dfret
@ማርያመይፀልይለይንባርያኪ
3 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረቱ ይላኣከልና ንሓጥያተኛ ሓፍትኩም ኣብ ፀሎትኩም ዘኩሩኒ ሓደራ
@fyorigerie4073
3 жыл бұрын
Amen lbi ldya skefete lbna ykfetelna egziabiher dnglmaryam bxolota aba zewenjel klom kudusan ydegfuna
@DE-df3io
3 жыл бұрын
Abona aba zewengel bereketom yhderena tseletom ayfeleyena amen 🙏✝️💒
@dggf3570
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና
@ተስገንአምላኬስለኩሉነገር
3 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐና ካሳሁን ሓውና
@fyoriesak259
3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna ayni lbabanana ykfetelna fetari
@ጎልሃገርሰብ
3 жыл бұрын
ኣምላኽ ልብና ይኸፈተልና ኣየ ኣነ ድኽምቲ😢😢😢
@capitalavenue1290
3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmaalna kbur hawna Kasahun nay glgalot zemenka ybarko Amlakh! Ayne libonana yebrahalna!
@ጋልራያትግራይ
3 жыл бұрын
ኣሜን፫ ቃል ህይወት ያስመዐና ሰላም የዉርደልና
@nha5412
3 жыл бұрын
ኦ ኣምላክና ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና ኣምላክና
@rahwatsehaye3744
3 жыл бұрын
Amen 🙏 amen 🙏 amen kale Hiwet yesmealna 🙏❤️
27:50
ወ/ሮ ኣጸደ ምስ ኣባ ዘወንጌልን… ከላ፣ እቲ መልኣኽ መጺኡ ዝባረኸሉ ቦታ - ብስእሊ
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 64 М.
14:16
''ኣብ ሞንጎ ጸሎት ንዝመጸና ሓሳብ ብኸመይ ነወግዶ ?'' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 50 М.
00:38
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
ГЛЕНТ
Рет қаралды 2,4 МЛН
00:40
黑天使被操控了#short #angel #clown
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН
00:29
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
00:48
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН
52:21
#ዕረፍቲ ዝህብ ንግሆን ምሸትን ዝስማዕ ኦርቶዶክሳዊ እኩብ መዝሙራት #eritrean orthodox collection mezmur#non stop mezmur#duet
Kiryalayson TV ኪርያላይሶን
Рет қаралды 287 М.
23:35
ናይ ቀሺ ብኽያት ንምንታይ፧
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 32 М.
11:42
3ይ ምዕራፍ ንስሓ ትተገዲስና ሰሚና ናብ ኣሕዋትና ነካፍል ህዝበ ክርትያን🙏🙏🙏።
Tesemechi fqrte eritraen chanel ተሰመኪ ፍቅርተ
Рет қаралды 6 М.
36:22
ክርስቲያናዊ ህይወት ኣብ ግዜ ፈተና ብ ዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 121 М.
20:27
'' ካብ ኣፍደገ ሞት ዝተመልሰ ማርዮ፣ ካብ እምነት ምስልምና ፣ ናብ ክርስትና '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 22 М.
45:53
''ዕላል ምስ ኣገልጋሊት ወ/ሮ ኣጸደ ፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (3ይ ክፋል)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 114 М.
30:43
ሓደራ ኵልና ተገዲስና ንስምዓዮ ነዚ መልእኽቲ - ብሰንኪ ጓይላ ፈተናታት በዚሑኒ! ሼር ንግበሮ
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 88 М.
1:15:31
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur - Abet Lewhatu - ኣቤት ለውሃቱ - Full Album By Dn Abrham Mehari
EriOrthodox
Рет қаралды 1 МЛН
38:10
ንኹሉ ዘዘበኑ ኣለዎ #57 #Merhhywet #tigrignabibel #orthodoxmezmur #መጽሓፍቅዱስ #መጽሓፍጥበብ
Merh Hywet መርሕ ህይወት
Рет қаралды 21 М.
41:41
''ዕላል ምስ ኣገልጋሊት ወ/ሮ ኣጸደ ፣ ናይ መንፈስ ጓሎም ንኣባ ዘወንጌል'' (4ይ ክፋል)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 94 М.
00:38
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
ГЛЕНТ
Рет қаралды 2,4 МЛН