ናይቲ ኤርትራዊ ጀነራል ደርግ ፡ ናይ መወዳእታ ሰዓታት ከመይ ነበራ? ካብ ቃላት ናይ ዓይኒ ምስክር!!

  Рет қаралды 74,657

BUFE-ERI  ቡፌ-ኤሪ

BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ

Күн бұрын

Пікірлер: 108
@tekleweyni-w1r
@tekleweyni-w1r Ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣቀራርባ!ትረኻ ምስማዕ ይፈቱ የ ብፍላይ ንስካ ክተቅርቦ ተለኻ!!!
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea Ай бұрын
አማን ዐንዶም ጅግና🇪🇷፣ ብመራሕቲ ኢትዯ ህዝብና አጥፊኦምና እዮም ጠፊእና ግን አይጠፍአናን ናጽነትና አዊጅና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🌴🌴
@angesomkidane-l1u
@angesomkidane-l1u 2 ай бұрын
ኣማን ዓንዶም ጅግና ነዚ ኣድጊ እንቓዕ ኢድካ ኣይሃብካ!!!
@wedibahrier8645
@wedibahrier8645 6 ай бұрын
ኣዝዩ መሳጢ ታሪክ ፡ ኣማን ዓንዶም ቀረባ ዘመደይ ኢዩ ጅግና ናይ በሓቂ Thank you bro ❤
@Cheallo
@Cheallo Ай бұрын
@@wedibahrier8645 መን ኢኻ?
@AmanBeshir-z2s
@AmanBeshir-z2s 10 ай бұрын
የቐንየልና ነዚ ታሪኽ ሰመይ ኣማን እዩ አደይ ግን ጀነራል አማን ዓንዶም ኢላ ትጽወዓኒ ነራ። ለካ ተሪኽ ናይዚ ጅግና ኤርትራዊ አጸቢቓ ሰለ ትፈልጥ እያ። ደጊመ ብርዕኻ ትሰሰን አጆኻ 🙏
@debesaygebray5292
@debesaygebray5292 9 ай бұрын
👍👍👍😮😮😮 ገለ ዓይነት ኣቀራርባ ኣታ ወዲ እስካ ተዉህቦ ኣለካ ፉሉይ ዩቱቤር ኢካ
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 10 ай бұрын
የቅንይልና ኣግዳሲ ታሪኽ ኣቦታትና ፡ መራሕቲ ኢቶጳውያ ክንደይ ጅጋኑ ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ኣጥፊኦምልና እዞም ከሓቲ ንዝግልገሎምን ሃገር ዝመርሓሎም ክብሪ ዝይ ፈልጡ ሑሱራትን ሱዕራትን በጀካ ምቅታል ካልእ ፍታሕ ዘይናድዩ ሃሱሳት።🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷🎉🎉🎉
@yehdegotekie9218
@yehdegotekie9218 9 ай бұрын
ጽቡቅ ኣቀራርባ።ብአምሓርኛ'ውን ሰሚዓያ እንድያ ብዙሕ ሰብ ዝሰማማዓሉን ዝፈልጦን ታሪኽ ኤርትራዊ ጀነራል ኣማን ዓንዶም ባዕሉ ሂወቱ ምሕላፉ እዩ።
@mirosawgorecki9761
@mirosawgorecki9761 Ай бұрын
አማን ኢትዮጵያዊ ጀነራል እዩ
@EmbayeGhirmay
@EmbayeGhirmay Ай бұрын
General aman andom belo eyo hiweto atfeo mwksi nay shalka dawit weldegergis mxhafe ydem emba
@habtommahdere4187
@habtommahdere4187 Ай бұрын
ጅግና ኣማን ዓንዶም ንውግእ ሕድሕድ ኣሕዋት ውድባት ጀብሃን ሻዕብያን ውን ህዝቢ ኣስመራ ሞንግጎኛ ኮይኑ ደቁ ክዓርቅ ኣፍቂዱን መንገዲሰላም ከፊትሉን፡ዩ
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 Ай бұрын
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 Ай бұрын
@radyaesmael-ex7vk
@radyaesmael-ex7vk 10 ай бұрын
Wedi eri ambesaye 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️😍😍😍👍👍👍
@ribka5027
@ribka5027 10 ай бұрын
I think that Mengistu was afraied of General Aman, because he was respected and faithful General for the veteranen.
@abbyha7518
@abbyha7518 10 ай бұрын
Thank you for sharing this with us 👍🏽♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sebhatukidane201
@sebhatukidane201 Ай бұрын
የቀንየልና ቡፊ
@kahsaysuba1234
@kahsaysuba1234 Ай бұрын
Gigna yimouit. Imber tariku ni zelealem yinebir. Cari eritrei lui vive nel nostro cuore bisogna .raccontare sempre per e fare passare ai nostri figli .anche e perla nuova generazione grazie di aver ricordato il nostro eroii❤❤❤❤🩵💙💙💙💙💙🌹🌹🌹🌹
@benwui4321
@benwui4321 10 ай бұрын
Thank you very much interesting video
@MileyAsem
@MileyAsem 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጅግና ኣቕራቢ ታሪኽ ኢኻ
@-justicewithtruth
@-justicewithtruth 10 ай бұрын
Real hero!
@mihreteabgebrekidan3144
@mihreteabgebrekidan3144 18 күн бұрын
❤❤❤❤ keep it up 👍
@ዓይኒዓሳ
@ዓይኒዓሳ 10 ай бұрын
መንግስቱ ትምህርቲ ኣልቦ ክንደይ ሙሁራት ኣጽንቱ ኩሉ ግዜ ካብ ምህሮ ናጻ ሰብ ዝዉስኖ ዉሳነ ሓደገኛ ኢዩ::
@kidisty.woldez6974
@kidisty.woldez6974 10 ай бұрын
ሓቅኻ ዑውር ምምራሕ ቀሊል ስለ ዝኾነ ዑውራት ጥራይ ዩ ዝደሊ ነይሩ ገሪዎ ድማ
@gebremedhinmengstab471
@gebremedhinmengstab471 10 ай бұрын
Jigna ayimarekin u kings🤴 of wars Amane andom
@angosomsium7575
@angosomsium7575 10 ай бұрын
Gebremedihn Gigna zebleka ab poloticawi Ab zitefelaleye Aqawma Sirat Kedimka mis tiewet eyu. Mengustu gin kedimu atifiewo .
@adakashay6058
@adakashay6058 5 ай бұрын
ምንግስቱ ታሪኽ ቅጥምዝዝ ደልዩ አምበር ጀነራል ኣማን ናይ 🇪🇷 ንጻንት ብሰላም አዩ ሓቲቱ ንያሩ. ምስሉዊ አምብር 🇪🇷 ካብ ኢዱ ሓይሊ ትምንዚኡ
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 10 ай бұрын
XBUQ MEDEBAKA BRO THANKS 👍 👍 👍 👍 👍 👍 👍 👍 👍 👍
@teddykemal
@teddykemal 2 ай бұрын
Your contents are great. It would have been better if you laid out your sources. Otherwise it will affect the credibility of those stories. Overall, keep up the good work. 👍
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 10 ай бұрын
Welcome bro.
@AmanNuguse
@AmanNuguse 10 ай бұрын
Ane wen Aman eyu semey💪💪💪❤👏
@dajen3868
@dajen3868 10 ай бұрын
እም ሃየ ንእሰያስ ሓቦ በለልና ጅግንነትካ ክንምዝግቦ😂😂
@ErnestuChecvera
@ErnestuChecvera Ай бұрын
ቀባጽ ጀነራል ብቶኽላ መንግስቱ ተቐቲሉ።
@hermonandemiceal2475
@hermonandemiceal2475 10 ай бұрын
Thank you
@tesfutsegsy2385
@tesfutsegsy2385 10 ай бұрын
Gigna General Aman Andom hager 🇪🇷🙏🙏🙏
@natnealmisgna3664
@natnealmisgna3664 10 ай бұрын
U r good, keep it up 👍👍👍👍👍
@Selamawitseb
@Selamawitseb 24 күн бұрын
Ah Ah Ah Jigna San Seb Tefieu
@timnithaile2529
@timnithaile2529 6 күн бұрын
❤❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤
@asternegassi7712
@asternegassi7712 3 ай бұрын
❤❤❤
@ed2821
@ed2821 10 ай бұрын
He had chance to change this. Eritrean struggle was flourishing at this time. I wonder whether he ever cared about Eritrea 🇪🇷.
@medhaniegebrekidan504
@medhaniegebrekidan504 10 ай бұрын
Selam zihawey 🙏🖐🇪🇷✊🏻 aftia nay Hayile Silase kitilet's gega yikilaley ember ketali Hayile Silase Aman Andom eyu Mengustu Haylemariyam ka ketali Aman Andom tegagiye kikewin gin yikili eye Sorry kifelita sile zideleku eye ✊🏻🇪🇷✊🏻🇪🇷✊🏻🇪🇷
@kidisty.woldez6974
@kidisty.woldez6974 10 ай бұрын
እቲ ሐደ ጌጋኻ ኣማናንዶም ንሃለስላሴ ኣይቀተለን, ኩሉ ገበን ናይ ሃለማርያም መንግስቱ ኢዩ
@Wanabahri
@Wanabahri 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🙏🇪🇷
@EyobelEstifanos-b1k
@EyobelEstifanos-b1k 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷💕💕💖💖
@miniasghid6386
@miniasghid6386 10 ай бұрын
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🙏🙏🙏💕❤
@andommisghina62
@andommisghina62 Ай бұрын
Btami xbuq aqerarba dmxin jeneral Aman Andom jigna eu
@DeltTadiwos
@DeltTadiwos 10 ай бұрын
Uffff 😭😭😭😭
@lettebrhanghebre4391
@lettebrhanghebre4391 Ай бұрын
😭😭😭😭
@brhanemichael4131
@brhanemichael4131 10 ай бұрын
😢😢😢😢
@nurddinelaj
@nurddinelaj 9 ай бұрын
ጽባቅ ኣቃራርብ ይገርም እዩ
@AbelIssak-lq6zt
@AbelIssak-lq6zt 10 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samuelkidane1171
@samuelkidane1171 10 ай бұрын
The main couse of death for HE General Andom was Mengstu Haylemariam, because Mengstu was Uneducated but General Andom was highly educated and respected General so in order to came to power Mengstu must blame General Andom and eliminate him. When you listen the conversation in radio 📻, General Andom was not satisfied by Mengstu Education and level of his brain potential. Mengustu know that that's why he eliminate him. So sad such a criminal still alive in Zimbabwe
@BUFERI
@BUFERI 10 ай бұрын
yeah it's true!! ግን ምስቲ ኩሉ ፍልጠቱ ንትውልዲ ሃገሩ ከበርክት ትጽበዮ ኢኻ ኤርትራዊ ኮንካን ናይቶም፡ጭፍራ ወተሃደራት መራሒ፡ክትከውን ንባዕሉ ኣዝዩ ይኸብዶም ዩ።
@Eripeace5221
@Eripeace5221 10 ай бұрын
He was Hailesslasie General not of the Derg.
@fabucell5517
@fabucell5517 7 ай бұрын
Eritreawi mukanu yehzneka gen Kea mesgana koynu anxar yehwatu meslafu kia wagu rekibu
@tekleweyni-w1r
@tekleweyni-w1r Ай бұрын
'ዛ ሃገር መንግስቱ እዩ ኣፍሪሱዋ!ዞም ኩሎም ጀጋኑ ረሺኑ ኣደዳ ሻዕብያን ወያነን ኮይኑ!😢
@Samiandeer
@Samiandeer 10 ай бұрын
ክስነድ ዘለዎ ታሪኽ እዩ። ደርጊ ንሞት ከምዝፈርድዎ ፍሉጥ ስለ ዝነበረ ግና፡ ወላ ከም ናይ መወዳእታ ምርጫ፡ ናብ ሰውራ ኤርትራ ክጽንበር ኔርዎ።
@rachelzerefan4353
@rachelzerefan4353 8 ай бұрын
pain full history hero and smart general Aman andom and others high Educated people their life's take off by the losers and that's why now They have failed state it is What it is.
@natnealmisgna3664
@natnealmisgna3664 10 ай бұрын
🇪🇷
@eritree9794
@eritree9794 Ай бұрын
*አማን ዓንዶም መቦቆሉ ብዘይግድስ ዓላማኡን ስርሑን አብ'ቲ ላዕለዋይ ጥርዚ ወታሃደር ኢትዮጵያ ነበረ ። ስርዓት ደርጊ ኢትዮጵያ ምስ ተቆጻጸረ አማን ካብ ኤርትራውያን ብዙሕ ትጽቢት ይንበሮ'ዳኣ እምበር ኢትዮጵያ ንኤርትራ አዴኣ ወላዲታ ምዃና ከረዲእ ምስ ፈተነ ! { ሓደ ኤርትራዊ አቦ ኢትዮጵያ ንኤርትራ አደኣ ካብ ኮነት ኤርትራ አቅመ-ሔዋን በጺሓያ'ሞ ሓዳራ ክትፈሊ ትደሊ አላ እሉ መለሰሉ }! ስለዚ አማን ከም'በረኸት ስምኦን ኤርትራዊ ሞቦቀል ይሃልዎም እምበር ጀጋኑ ይኹኑ ወኻሩ ኢትዮጵያውያን እዮም ።*
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 10 ай бұрын
Tarki Tarki albo germo eyom etiopiawan ne eritrea hageru serhwa entay zekawen nezant elat metzkran bekbri metxwa
@AramSamsom.Asgedom-ou1ws
@AramSamsom.Asgedom-ou1ws 10 ай бұрын
እዚ ሰብ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ትዝጽንበር ኔሩ ሕጂ ፖለቲካ ኤርትራ እንታይ ምመሰለ ኔሩ።
@VeleroMedia4952
@VeleroMedia4952 10 ай бұрын
Ewe Sewera kexenber Nerewo Yesamamaie Eye Entekone Gine Aygeberon Meseome Merexeo
@mikiEd27
@mikiEd27 10 ай бұрын
Isias kea mqetelo ezi muhur positive seb eyu mengustun isiasn gin tsere muhurat eyom
@N.at.79
@N.at.79 10 ай бұрын
​@@mikiEd27 መንይፈልጥ ኣማን ዓንዶም ንኢሰያስ ወይ ምቀንጸሎ ወይ መባረሮ ኔሩ ዕድል ኣይገበርናን።
@dejengebrhiwet4280
@dejengebrhiwet4280 10 ай бұрын
ኢሰያስ ምቐተሎ ፉልጥ ደሓር ኣማን ኢትዮጵያዊ እዩ ኔሩ ምስ ስድርኡ ኣዲኡ ውን ትግራወይቲ እየን ሓፍቱ ኣብዚ ቀረባ እዋን ሞይታ ወይዘሮ ጽዮን ሚኪኤል ዓንዶም ኢትዮፕያዊት እያ ።
@yonas5644
@yonas5644 10 ай бұрын
@@dejengebrhiwet4280 kkakkk
@teweldehabtesus9485
@teweldehabtesus9485 10 ай бұрын
Ai T,Hasu Aman hanti me,Alti eritreawi koinu Aifelten eyu
@BUFERI
@BUFERI 10 ай бұрын
ኣይትሓሱ ኣይበሃልን'ዩ ተጋጊኻ ኣለኻ'ዩ ዝበሃል!! ኣማን ትውልዱ ኤርታዊ'ዩ ምባል ከኣ ሓሶት ኣይኮነን።
@angesomkidane-l1u
@angesomkidane-l1u 2 ай бұрын
መንግስቱ ከንፋር ኣድጊ
@yoboabo6803
@yoboabo6803 10 ай бұрын
Dmxka tiuum eu hawey. Qexlelu
@Meri.eritrea
@Meri.eritrea 10 ай бұрын
Z zelil zello seb halafi nay dergi men shmu?
@BUFERI
@BUFERI 10 ай бұрын
ሓደ ተራ ድህንነት ናይ ደርጊ ዝነበረ'ዩ
@BUFERI
@BUFERI 10 ай бұрын
ሓደ ተራ ኣባል ድህንነት ናይ ደርግ ዝነበረ ዩ
@lilianeasternquin9649
@lilianeasternquin9649 10 ай бұрын
😂bsenki Ezi general andenetawi yu nsom tezeyqetlewo nhna Eritrawyan mqetelnayo kndey deqi metehat qetilu gezom aqaxilu eyu
@MeronGebre-qk8bu
@MeronGebre-qk8bu 10 ай бұрын
ታዋይ ኢዩ እዚ ዓዶም ዝባሃል ዘሎ
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 10 ай бұрын
WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM SHAFATU RESHAT TEGARU
@TesfayGhebremedhin
@TesfayGhebremedhin Ай бұрын
ንአማን ዓንዶም ዘይትፈልጢ ምኽረይ አብ ከባብኺ ዝርከቡ ብዕድመ 55 ዝገበሩ ሕተቲ እዩ።
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 10 ай бұрын
Ne hagru abrkto zaygbra entay yabslna ne eritrewain
@OgbaiZera
@OgbaiZera 10 ай бұрын
ሰላም ታሪክ ብግቡእ ይግባእ ክመይ ኢሉ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ክንድዚ ቦታ ረኪቡ ኤርትራዊ ከይከውን ኤርትራ ትባሃል ሃገር ኣይነበረትን፡ ምናልባት ንኪትነበር ዘይተቓለስ ክንሓሚ፡ ንክእል። ውላዲኡ ምስቲ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ስልጣን ንስ ካልኦት ብዙሓት ኤርትር እምባሲ ኣብ ስዱኣን ብምንባሮም፡ ጀነራል ኣማን ናይ ቃንቃ ዓረብ ጽቡቕ ጌሩ ክፍልጥ ኪኢሉ። ኣብ ካልኣይ ውግእ ዓለም ምስ ተወድአ ጣልያንውን ካብ ኢትዮጵያ ምንግስቲ ምስ ኣቆመ። ኣማን ዓንዲም ንፉዕ ትኩር መንእሰይ ተማሃራይ ኮይኑ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደራዊ ታካዳሚ ትምህርት ብንውሳድ ዕዉት እንዳተካእከ ኣብ ውሽጥን ደግን ተማሂሩ ፍትውን ዕወት መኮነን ብምምጽኡ፡ ናብ ኮርያ ከምቶም መራሕቲ ኮይኑ ዕውይት ስራሕ ኣካይዱ፡ ኣብ ናይ ሶማልያ ወረራ ክሳብ መቓድሾ ኣሳጉጉዎም። ህቡቡነት ብፍላይ ብኣንበሳው ክፍለጦር ኦጋዴን ኣዝዩ ፍትውን ዉሩይን ምልኩዑን ጽቡቕ ቁሞና ዘለዎ ጄነራል እዩ ኔይሩ። ኣኤርትራዊ ኮይኑ ኣብ ዝሃልወ ይሃሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዘይሕሞ ሰብ ኣሎ ክባሃል ኣይግባእን። ከዳዕ ዝብል ስን ንጀነራል ኢኣንዶምን መስልቱን ኣይግባእን። እዚ እቲ ትምክሕቲ ሻኢብያ ስሚዒታውያ ፍሉያት ፍጥረት ጌሮም ዝውስዱና ቅቡል ኣይኮነን። ኣብ 1974 ኣማን ዓንዶም ከም ጉዚያዊ መርሒ ኢትይጵያ ስልጣን ብዝነበሮ ወተሃደራዊ ብቕዓት ንስ ሓዘ። ኣብ ወርሒ መስከረም እነ ኣብ 2ኛ ክፍለጢር ክፍሊ ገንዘብ ዝስርሓሉ ዝነበትኩ ጊዜ ነቲ ኩነታት ተጠቂሞም ወንበዴዎች ኣብ ኣስመራ እዮም ዘለዉ ንከተና ኣስመራ ብምውራር ክነድዳ ኣለና ምስ በሉ፡ እቲ ሓልፊ ዝበበረ ጀነራል ጥላሁን ቢሻዉ ዝባሃል ነቲ ሰራዊት እዚ ካብ ሓላፍነተይ ንላዕሊ'ዩ። ንልዕለይ ዘሎ ክሕልፈልኩም ሕቶኩም ጊዜ ሃቡኒ ምስ በሎም ኣብ ውሽጢ 24 ክከውን ኣለዎ ምስ ተባህለ እቲ ከዳዕ ትብልዎ ዘለኩም ጀነራል ዓንዶም፡ ድበክ ኢሉ ብምምጻእ ነቶም ጅብኦም ክዝምቱ ዝጽበዩ ዝነበሩ ሃርጋፋት ወተሃደራት ኣብ ብላጆ ጅንዮ ኣኪቡ። ናብ ዝሑል ማይ ብምቕያር፡ ሰብኡት እንተኮንኩም ተጋደልቲ ኣብ ከባቢ እዮም ዘለዉ ንእኦም ሒዝኩም ኣንጽእዎም፡ ብዝተረፍር ንስቪላዊ ህዝቢ ኣብ ናተይ ጊዜ ኣይከውንን እዩ ደው ዘበለ ንህዝቢ ኣስመራ ዘድሓነ ብቚዕ ጅግና ጀነራል እዩ። ብተውሳኪውን ኤርትራ ፈትዮም ምስ ኢቱኦጵያ ዝትጽንበሩ ምበር ብሓይሊ ኣይኮነን። ሕጂውን ሽምግልና ኣቢልና ጥርይ ኢና ክንፈትሖ ንሃገራት ኣዕራብ ኣእዳውክን ኣክባልና እትብል ሽማግለ ስዲድና ኣሎና ተዓገሱ ሓደ ስቪል ህዝቢ ክትካልላከሉ ምበር ኪትዘምትዎ ኣይፈቅድን ዝብለ እዩ።ታሪክ ብግቡእ ይነገር ዝዋዓለ ይንገር ዝሳሓተ ይምከር። ዋላ ብዛዕባ ኣናውትኡውን ኣብኡ ስለ ዝነበርኩ ብጅግንነት ህይወቱ ባዕሉ ዝሕለፈ ከም ሃጸይ ቲድሮስ እዩ። ሓምሳ ሓለቓ ነበር ሓርበኛ ዑቕባይ (ዑቕባዝጊ)
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 10 ай бұрын
Kunatat reu nab berkatat sahel mes jebha way mes hezbawi hayltat enta zexnbar eti tatk metkayra menlbat hij ne nana fayda slbo eu
@dawitmicheal-cd4xg
@dawitmicheal-cd4xg 10 ай бұрын
Jenral aman ayenay eyu haki tariku 😢
@BUFERI
@BUFERI 10 ай бұрын
ብዛዕባ ታሪኹ ብሓጺሩ ብዙሕ ይገብር ቪድዮ ጌረ ኔረ ኣቲኻ ረኣዮ፡ እዚ ኣማውትኡ ዩ፡ thank you for your opinion.
@dawitmicheal-cd4xg
@dawitmicheal-cd4xg 10 ай бұрын
@@BUFERI arku anes amawtu bezuh zetflaleye video sele zeraku eye
@habeshamehrer7962
@habeshamehrer7962 10 ай бұрын
ጀነራል ኣማን ዓንዶም ንዓና ንኤርትራውያን በዲልና እዩ ከም ኤርትራዊ ክገብሮ ዝግብኦ ኣብ እዋን ማሙቅ ስልጣኑ ቡዙሕ ኔሩ ከይገበሮ ድማ ኣማውታ ከልቢ ብዘይ ተዘካሪ ታሪኽ መይሩ። ምዉት ኣይክሰስን እዩ ኣብ የማናይ ዝፋን ፈጣሪ የስፍርካ።
@Habenfu
@Habenfu 10 ай бұрын
ወሪድዎ ኣማን ዓንዶም ልዕሊ ኢሰያሳ ኣፈወርቂ ዝበደለና ኣሎ ድዩ ደኣማን ዓንዶምሲ ንጀብሃን ንሻዕብያን ኣብዛግር ኢኪብ ኽዕርቆም ፈቲኑ ብዙሓት ኤርትውያን ኽሕነቁ ትሒሲቦም ኔሮም ኣማን እዩ ኣዲሕንዎም
@N.at.79
@N.at.79 10 ай бұрын
@ habeshameherer 7962 አታ ክንደይ ትሓምቅ ኣማን ዓንዶም ስለምንታይ ድዬም ቀንጺሎሞ ብፍላይ ሓንቲ ጠንቂ ናይ ኤርትራ ቃልሲ ንጀብሃ ንምድምሳስ ስለዘይደገፈ እዮ። መንእሰይ ኣንብብ።
@mikiEd27
@mikiEd27 10 ай бұрын
Zeyele eba aytzarebi
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim 10 ай бұрын
Entay aynet bedel gieru eske tekeselna?
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 10 ай бұрын
Nay ethiopiawn haleft kuleu halafey balet jegena yedmsusu woedket sabenu ayhsubun ieyom🇪🇹🤔
@putin5933
@putin5933 10 ай бұрын
I can now understand how stupid our bro Aman was.
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 10 ай бұрын
ኣማን ዓንዶም አገሪሆሞ ኢዮም። መቸስ ኤርትራዊያን ደቂ ገርሂ ልባ እንዲና። እንበር አማን ዓንዶም ምስቲ ናይ ለውጢ ኩነታት ናቱ ዓሰክር ከዕጥቕን ኩነታት አብ ቁጹጹሩ ከእቱ ምስተገበአ። ነገር ግን አማን ዓንዲም ብዛዕባ ኤርትራ ተጨኒቑ ዝፈልጥ አይመስለንን
@fanielkahsay4587
@fanielkahsay4587 10 ай бұрын
Minalbat kikewin yikiel eyu gin ab gele xihuf ab bahti meskerem eyu mesleni medere bizaeba eritrea asmieu neyru mis mengstu wun kabta gizie eyu metkelom tefelalyom zibl anbibe neyre .
@ፊሊወዲኤረይ
@ፊሊወዲኤረይ 10 ай бұрын
Why ኤርትራዊ ጀነራል.... ዋላ መቦቆል ኤርትራ ይሃልዎ እምበር መራሒ ኢትዮጵያ እዩ ኔሩ ::
@BUFERI
@BUFERI 10 ай бұрын
ኤርትራዊ ጀነራል ደርግ!!
@tomorrowisgift7723
@tomorrowisgift7723 10 ай бұрын
​@@BUFERI ከመይ ኢልካ ኤርትራዊ ትብሎ ነብሱ ከም ኢትዮብያዊ እዩ ዝሓስባ ኔሩ ኤርትራ ኣይፈልጣን እዩ ኣብ ሱዳን እዩ ተወሊዱ።
@Galasmera853.
@Galasmera853. 9 ай бұрын
Atum sebat Eritrea ko akal Ethiopia eya niera
@tekleweyni-w1r
@tekleweyni-w1r Ай бұрын
ናይ ሃይለስላሴ ምበር ናይ መንግስቱ ኣይነበረን!
@kidisty.woldez6974
@kidisty.woldez6974 10 ай бұрын
ብኸመይ ሞይቱ? ኢደይ ኣይህብን ምስበለ ብታንኪ ገዙኡ ኣትዮም እሱውን ቡዙሓት ቀቲሉ ምስኡ ዝሞተ ብራድዮ ኩሉ ኩነታት ዘተሓላልፍ ዝነበረ ጋዜጠኛ ኣባል ናይ ኤፕርፕ ዩ ነይሩ :
@BUFERI
@BUFERI 10 ай бұрын
እዚ እቲ ኣብኡ ኣባል ድህንነት ኮይኑ ዝጸሓፎ ዩ ብቐጥታ ኣቕሪበዮ
@surafielwedihazemo561
@surafielwedihazemo561 10 ай бұрын
G aman andom anxar hezbi eritrea b mgdalu jigna zeykone kahdam weldegeba eyu::👎👎👎
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 10 ай бұрын
@DebesayBereket-e6n
@DebesayBereket-e6n Ай бұрын
Evening News in Tigrinya for December 13, 2024 - ERi-TV, Eritrea
19:40
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 1,1 М.
[BEFORE vs AFTER] Incredibox Sprunki - Freaky Song
00:15
Horror Skunx 2
Рет қаралды 20 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 46 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 38 ( BY BRUNO )
39:44
Awra Tube
Рет қаралды 87 М.
[BEFORE vs AFTER] Incredibox Sprunki - Freaky Song
00:15
Horror Skunx 2
Рет қаралды 20 МЛН