ነሹ መጸ መጸ/ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት/ ውፉይ ዝመለሶ/ ንብርጌድ ንሓመዱ መጠንቐቅታ/ ፍቅሪ ዳዊት ዲኑ

  Рет қаралды 54,229

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Күн бұрын

ነሹ መጸ መጸ/ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት/ ውፉይ ዝመለሶ/ ንብርጌድ ንሓመዱ መጠንቐቅታ/ ፍቅሪ ዳዊት ዲኑ

Пікірлер: 200
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 3 ай бұрын
Kald Abdu is incredibly great person as they said good people they doing good things so he is a good person
@ትግራይዓደይከመይኣላ
@ትግራይዓደይከመይኣላ 3 ай бұрын
ተመስገን እንካዕ ብሰላም ወፃኣ ሓወኒ❤❤❤❤
@AramAlemey
@AramAlemey 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ነሹ ጽቡቅ ሓሳብ
@መንነተይእዩክብረተይ
@መንነተይእዩክብረተይ 3 ай бұрын
ኤርሚ ሓወይ ማራ ተሓጊሰ🙏❤💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
💙💙💙
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 3 ай бұрын
ተመስገን ዝሓወይ እንካዕ ሰላም ወፃእካ ሰላም ዝምነ ሰላም ይሃቦ ንዝተረፉ አሕዋትና ንዓካ የምስሎም💚💙
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 3 ай бұрын
ህዝብ ኤረትራ ደቁ መሰሊዎ አሰለት ሳሕል ሓቒፋ
@SamiGebre-us7tu
@SamiGebre-us7tu 3 ай бұрын
Nesh eza metewt tgebra adey tezekreni yfetweka eye❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
🙏🙏🙏
@BliveinGod21
@BliveinGod21 3 ай бұрын
Xsbuk aleka Nesh nesh hawoy thx ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
❤️❤️❤️
@mebtes
@mebtes 3 ай бұрын
@yonas habteslassie. ካልኦት ተዛረብቲ'ውን ኣለዉ - ብዘይዝኾነ ፍልጠትን ጥንቓቐ ሓሳባት ን ብምልፍላፍ ጥራይ ንገዛእ ርእሶም ዝዛረቡሉ ዘለዉ ኣርእስቲ እፍልጦ ከምዘይብሎም ዘረድኡ። ካሊል ል ጂብራን ኣብ ነቢ ዝብል መጽሓፉ ብዛዕባ ምዝርራብ ወይ ምይይጥ ክዛረብ ከሎ። ስለዚ ስቅ እንተበልካ ክብሪ እዩ። ደንጎላ ዋሒድ።
@SarahSs-h6z
@SarahSs-h6z 3 ай бұрын
@haneber7369
@haneber7369 3 ай бұрын
🆓💙Blue(ነሽ🌻ነሽ) Revolution✊💙🆓
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 3 ай бұрын
ተመስገን እንካዕ ብሰላም ወፃእኻ ወገነይ እዞም ዝተረፍ ኣሕዋትና ለ ከምዝ ያረየና ኣሕዋተይ ወገናተይ 💙💙🙏🙏💙💙💙
@KelatiTeweldemedhin
@KelatiTeweldemedhin 3 ай бұрын
ንማስቲካ ዘድንቅ ናይ ፖለቲካ መሃይም እዩ። ካብ መጀመርታ ኣብዚ ደምበ ተቃውሞ ክዛረብ ካብ ዝጅምር ሓንቲ መዓልቲ ንደላይ ፍትሒ ትጠቅም ኣይተዛረበን ንደላይ ፍትሒ ዘንቅፍን ዘፈንፍንን እዩ ዝዛረብ፡ ምስ ብሂወት ዘየለዉ ምስ ምዉታት ዝብኣስ ማስቲካይ ኣየውጽእን ምባል ውድቀት እምበረሰ ፖለቲካ ኣይኮነን፡ ብሓፈሻ ኣብቲ ብሩህ መጻኢ ዝነበሩ ዝባረቡዎ ርእስካ ዘሕምም ስዉኣተ ሰኪሮመሰ እዮም ተሰዊኦም ዝብሉ እኮ እዮም።
@shewit7666
@shewit7666 3 ай бұрын
Sheu zyeqawemo seb Gen ayneberenn…
@__-wj7zq
@__-wj7zq 3 ай бұрын
_ስላምካ ይብዛሕ ነሹ ሓላል ግን ማዓዝ ድኻ ትመፅእ ነፀላን ቆብዕን ገይርካ ናፍቅናካ __1:47__ እስይ እንኳዕ ብስላም ወፃእካ ኤርሚ ሓወይ❤️ ዝተረፉእውን ብስላም የውፅአዮም🥰_
@ሰላምሃማርያም
@ሰላምሃማርያም 3 ай бұрын
ብሓቂ ሞጎሰይ❤💛
@sebkedem9410
@sebkedem9410 3 ай бұрын
Mogos jigna hawena kezilo
@yaosvloggtube1118
@yaosvloggtube1118 3 ай бұрын
Neshu kidi afafiii
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 3 ай бұрын
ነሹ ኣመና ኣገዳሲት ጽሕፍቲ መሃሪት ጌርካ መደብ ጀሚርካዮ 👏👏👏ጽቡቅ መሃርን ኣዘናጋዕን ቐጽሎ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
❤❤❤
@hayatyahia9756
@hayatyahia9756 3 ай бұрын
​@@neshnesh_show😂😂😂kald entay gebaray eyu.adgi nhamedu kula tbataten eya zela.bjeka gazetenatat 😂😂😂😂
@nasirosman994
@nasirosman994 3 ай бұрын
ኣታ ናሹ እብእስክርን ጠፊኢካ ናይ ድሓን
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
ዝመጽእ ሰሙን ክመጽእ የ ።
@mhretkesetemichael6115
@mhretkesetemichael6115 3 ай бұрын
Nskas enqae teqalasay konka Neshneshey Lebam 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@hailuweld
@hailuweld 3 ай бұрын
እቲ ዝገርመኒ ነዚ መረሲ ሰብ ከመይ ነዊሕ መዋእል ዝህቦም?
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 3 ай бұрын
Smart nesu❤👍👍
@dahab8993
@dahab8993 3 ай бұрын
ነሽነ እዚ ባስተር ሞጎስ ፈሊጥካዮዶ ኣሎካ ኢካ ሰብኣይ ሓብቱ ንሃለቃ ኣይትትሃመል፡ኢሰያስ ደበሳይ ኢዩ ።
@maekelehabte3888
@maekelehabte3888 3 ай бұрын
Nshnesh lkbat mknud wedi vazlin
@tsegaytes1289
@tsegaytes1289 2 ай бұрын
Ewa tubk alo neshnesh
@michaeltsegay5880
@michaeltsegay5880 3 ай бұрын
Neshu nskawn nay hgdef aytemxe okay think about that second time okay
@assafa35
@assafa35 3 ай бұрын
Your a right about that 💯💯💯🥰🥰
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
❤❤❤
@GilayGilay
@GilayGilay 3 ай бұрын
Kofta elca seb zimotela tehbica zenihka adi ktatu aythseb
@wediselie2621
@wediselie2621 3 ай бұрын
Neshu arkey eti seb lomi nabti hmaq zxhf wey zizareb eu ziketatel btaemi eu zgermeka enber haqi kinzareb dea khald Abdu dea btaemi blux seb eu gn eti seb nimen eu kisemia zigbio ayfeltn eu
@FikaduTeweldebrhan
@FikaduTeweldebrhan 3 ай бұрын
Yonas mastika bhiwet zeyele keyterefe kzlf zwel wuduq hlna albo ab Srah zelo kenqf trah kdgf tazibeyo ayfeltn. Yonas degafay aykone wala delyi fthi Yonas hasad nay hzbi Eritrea eyu dem knfases fahfah knbel eyu bahgu kabzom rugumat ftret b dem mot zdqusu aynet ftret mukanu aynshato.
@kebirates5125
@kebirates5125 3 ай бұрын
Adams Forum ሳብስክራይብ ጌርና ንከታተሎ ያላ ነሽነሽ ንተኸታተልኻ ንገሮም::
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
✅✅✅
@mebrhiyemane8728
@mebrhiyemane8728 3 ай бұрын
የስ ትኽክል ነሹ ናብቶም ዘየገድሱና ኣይንስዓብ ካብ ሕጂ ንንዮው ንማስቲካ ምስዓብ ማለት ነዚ ቃልሲ ንድሕሪት ምምላስ ማለት እዩ❤❤ የሕዋት
@anwartkl559
@anwartkl559 3 ай бұрын
ክሉ ግዜ ድሕሪት እንድየ ምስ ወዳእካ ዝመፅእ ነይረ ለሚ ግን ረክብካ ነሹ ኣድናቂትካ እየ💙🙏
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
💙💙💙
@GebreyesusPetros-do8iw
@GebreyesusPetros-do8iw 3 ай бұрын
ካልድ በሊሒ ሰብ ኢዩ ንቅሓት ኣለዎ ዮናስ ማስትካ ጋሓፍ ሰብ ኢዩ መንኢሰይ ንማስቲካ ጋሓፎ ዮናስ ቀና ሰብ ኢዩ
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 3 ай бұрын
Thank you neshnesh for this program, we prodded of you wofuy 100%percent we are with you ❤️ 💙
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 3 ай бұрын
ሃገር ሲ ህያብ እግዝኣብሄር እያ ማለተይ መሪጽካ ስለ ዘይትዉለድ ብዓይብኡ ኤርትራዉያን ኣይኮንኩምን ዝበልኩም መዓልቲ ሓሊፍኩም ሲ ሕጂ ዝበሉ እንተ በሉ ግደፍዎም ክትገብርዎ ዝግባእ ጥራይ ግበሩ. ካብኡ ክኣ ቀንዲ ዕላምኦም እኻ ምብታንኩም እዩ ስለዚ ናይ ብዓል ካልድ ትንተና ኣስተብህሉሉ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️
@dahab8993
@dahab8993 3 ай бұрын
ነሽነ እዚ ባስተር ሞጎስ ፈሊጥካዮዶ ኣሎካ ኢካ ሰብኣይ ሓብቱ ንሃለቃ ኣይትትሃመል፡ኢሰያስ ደበሳይ ኢዩ ።
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b 3 ай бұрын
SO WHAT???
@habteabraham4049
@habteabraham4049 3 ай бұрын
አምላክ ይባርካ
@ntmtvnatishowtube710
@ntmtvnatishowtube710 3 ай бұрын
ካሊድ ሓውና ዓገብ ክብል ነይርዎ
@zetamful
@zetamful 3 ай бұрын
Bergde Nehamedu 👎
@Senit227
@Senit227 3 ай бұрын
ደዊልኩም ዘይትዘራረቡ ናይውሽጥኩም እስካ ከአ ትደግሞ ንኩስቶ ከምዚኢልካያ
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
AB Sudan atuwa ywagae alo kab agar ay yarefan zey tezrbe anber zey tegabre ylan❤
@amthegreat63
@amthegreat63 3 ай бұрын
ኣይትተንክፉልና ኣይትንቀፉልና እንዳ በልኩም ኣገብልዎም ንበዓል ውፉይ፡ ንኢሰያስ ውን ከምኡ ጌሮም እዮም ኣሻዲኖሞ።
@samites2073
@samites2073 3 ай бұрын
ዮናስ ማስቲኣ ቀንዲ ሻዕብያ እዩ ዘይ ቀደምስ ዘይሓለፍነታዊ ዘረባ ተዛሪቡ ፍትሒ ዝበተነ እዩ ካብ ቀደሙ
@dahab8993
@dahab8993 3 ай бұрын
ነሽነ እዚ ባስተር ሞጎስ ፈሊጥካዮዶ ኣሎካ ኢካ ሰብኣይ ሓብቱ ንሃለቃ ኣይትትሃመል፡ኢሰያስ ደበሳይ ኢዩ ።
@Eri91M90
@Eri91M90 3 ай бұрын
2:37 የናስ ማስቲካ ኣብዚኣስ ሓቁ ኣሎ 1ዓመት ከማን በዚሑ ኣብ 6ወርሒ ኤርትራ ልብያ ወይ ሶርያ ምገበርዋ ነይሮም እዞም የእዱግ😢
@almazmehari4160
@almazmehari4160 3 ай бұрын
Mogi haki tezaribka❤🎉 end Ermiyas enkan hagoseka❤
@DanielGidey-kr9cw
@DanielGidey-kr9cw 3 ай бұрын
Dictators ሰባት ስለምታይ ይኾኑ? ንሓሳባቶምን ድልየታቶምን ዝግዝኡ ባራዩ ሰባት ብብዝሒ ሰለ ዘለዉዎም ኢዩ;ሰለዚ dictator ኢሳያሰ ዘየኮነ ጸገም ናይ ህዝቢ ኤርትራ:ባራዩ ናይ ኢሳያሰ ኢዮም ናይ ህዝቢ ኤርትራ ጸገም:አብ ባዓል አመሪካ ከኣ community ናይ ጻዓዱ ዩ አንጻር ዝኾነ ዝኾነ ሕብረተሰብ:ብኸመይከ ይህብትሙ? ነቶም ካብ ኮሚኒቲ ናቶም ወጻኢ ዘሎ ሕብረተሰብ:ብዝነሶም ኮነ ወይ ገንዘቦም ብዝተፋላለየ ሜላታት ብምወሳድን ብምዕናውን:ናብ ናቶም ረብሓ ይቕይርዎ:ሰለዚ ኢዩ ጸሊም ሕብረተሰብ አብ ድኽነት ናብራ ዝነብር:አብ አመሪካ ይኹን አብ አፍሪቃ:እምበር አብ አፍሪቃ ዘሎ ሃብቲ:አብ ካሊእ ከፍሊ ዓለም ዝርከብ አይኮነን:ሰለዚ we need to more understand about dictators,ብሕጽር ዝበለ dictator ማለት:አብ ናትካ መሰል እንዳ ነበረ:ኩሉ ግዜ ንኸይትህሉ ዝሰርሕን ዝገብርነ ማለት ዩ:so we always need to stand for our rights,don’t worship for dictators, Jesus Christ is Lord,
@Mamitey-k4b
@Mamitey-k4b 3 ай бұрын
ኣጠቃቕማ ሜድያ መጠን እቲ ኣብ ሾሻል ሜድያ እተጥፍኦ ግዜ ብኡ መጠን ድማ እቲ ትፈልጦን እትምክሓሉን እንታይነትካ እንዳ ኣጥፋእካዮ ኢኻ ትኸይድ። 44። ሓቂ ዩ ኣስሚረላ ኣለኹ ነሹ ሓውና
@GebreyesusPetros-do8iw
@GebreyesusPetros-do8iw 3 ай бұрын
ንኡስ ወለዶ ኣስተዉዒል ማስቲካ ዮናስ ሓሳዊ ባዓለገ ኢዩ ብተፈጥአሩኡ ቀና ሰብ ኢዩ ውፉይ ጅግና ኢዩ ይቃለስ ኣሎ ዝደሊ ይቃለስ ኣነ ኣበይሞ ንዉፉይ ፊሊት ኣየሪ ምገዛክሉ ሕጅግ ጾሎት ጥራይ ኢየ ክገብረሉ
@Idferi525
@Idferi525 3 ай бұрын
ኣንታ ነዚኦም ናይ ቲክቶክ ምጅሉሓት ግደፍዎም እንዶ። እዚኦም ኣብ ዓዶም ምንም ርእዮም ዘይፈልጡ ሃገረሰባት ኢዮም። ኣገዳስነት የብሎምን ኪዱ ሰሪሕኩም ብልዑ ምልቡሳት። ካብ ናይ'ተን ዝነብሩለን ሃገራት ትካቦ ምብላዕ ኣብ'ዚ ቲክቶክ ዕግሽግሽ ምባል ኣገዳስነት የብሉን። ኪዱ ስድራኹም ሓግዙ። ተወሳኺ ናይ በዓል ዮናስ ዝበሃሉ ብውሽጢ ልቦም ምስ ሻዕብያ ሕንፍሽፍሽ ምፍጣር ዝሰድዎ ጽሑፋትን ቃላትን ክትዕዘቦም ይከኣል። ክልተ ልቢ ዝሓዙ ኢዮም። ከም ሽንፍላ ዘይጸረዩ ኢዮም።
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 3 ай бұрын
እቲ ዝገርም ኣብዚ ቃልሲ ዘየለው ሰባት ነዚ ቃልሲ ዝዕንቅፊ ከም በዓል ዮናስ እቶም ኣብ ውሽጥና ዘለው ሰባት ክንጥንቀቀሎም ይግባእ እዚ በርገድ ንሓመዱ ውድብ እንተዘይኮይኑ ብሕማቅ እና ክንጠፍእ እዛ ኩላ ሰብ ረኣይዋ በብሓደ ኣዝሊቆም እቲ ጽልኢ ናብ ሓደ ሕብረተሰብ ኢዮም ኣውሪዶሞ ዘለው ነስተውዕል።
@hayatyahia9756
@hayatyahia9756 3 ай бұрын
Ezi mogos 😂😂😂bente ab eritrea mtetaw mslat ms abeyeto nab kemzi atyu.natka aferfer aykonen nay hwhat beraerae keman ayeajebon shabya 😂😂😂😂😂
@zereniguse2443
@zereniguse2443 3 ай бұрын
Neshu naka ke nana lekimikana zey semaenayo asmiekana!!!! Tegedisna enda teketatelnaka neydili nkimaharu elka nana tlikimena aleka
@netsereab12347
@netsereab12347 3 ай бұрын
ሰላም መምህር ሻሻይ ተስፋለም ብዙሕ ግዜ ደዊለልካ ጽሕፈልካ ክትምልስ ኣይከኣልካ ሕጂ ውን ብዛዕባ እዛ ቭድዮ ክንዛረብ private ርከበኒ። kzbin.info/www/bejne/bYvapodtmayBo9ksi=WApW4igwg-gCIFOn
@tesgeredagezahy2118
@tesgeredagezahy2118 3 ай бұрын
ነሹ ዓይነይ ኻልድ ተማሂሩ እዩ❤ ዮናስ ግን መልሓስ እዩ ትዓዲሉ ግዳ እቶም ድዲሒሪኡ ትኸዱ ተማሃሩ መልሓስ ኮይንኩም ከይትተርፉ❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq 3 ай бұрын
_23:18__ አረ ደቂ ዓድና🤣🤣🤣🤣_
@haregumihreteab8078
@haregumihreteab8078 3 ай бұрын
Nhamedu 💙💪 eza denayit tbhal gin kemey eya aflito zero 😢
@GilayGilay
@GilayGilay 3 ай бұрын
Khald eritra ayatun eu nakum kemzi endabele dihrit ktrfekum eu
@samrawitgirmay8314
@samrawitgirmay8314 3 ай бұрын
ኪዱ ድእ ቀትርክኹም ፅልምሚታትኹም ኢያ😂😂😂
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 3 ай бұрын
አምላክ ልቦና ይሃብ
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 3 ай бұрын
ኣምበሳ ነሹ።❤❤❤❤❤።የማነ ኢንፎ ውን ሸፈነ ሂብዎ ኔሩ ነዚ ጭፍሉቅ ማስቲካ።ሰለዚ ዩቲበራት ውን የዋዕውዕዎ ሞ ዕንወት ይውስኹ ኣለው።
@angesomberhane6586
@angesomberhane6586 3 ай бұрын
Mekalistna kelelti aykonun yonas ke behaki diu delayi fithi higdef neana kibetatin zitelaeke kikewun yikiel eyu higdef hadeghegna siriat eya
@garykifle8817
@garykifle8817 3 ай бұрын
Neska ki ni yonas advertise deka tegebrelu zelka
@LuaulaTemelso
@LuaulaTemelso 3 ай бұрын
ዮናስ ማሕዮ ህግደፍ ካብ ሕጂ ዳኣ መን ቁሊሕ ክብሎም ኣፍሊጦም ኮ ሓሳዳት ፎ 🙃
@DrarGebrai
@DrarGebrai 3 ай бұрын
Tekekiel alo 100 percent yonas wihata haqi merar ya nesh
@sami85berhe18
@sami85berhe18 3 ай бұрын
Neshu haki tregxa aleka ane kedamay xelae yenas eye abzi hiji xkeyd zelo kunetat gn hakueyu ane berge nhamedu eye ab norwey mengedna nsht alena brgx hiji haki haki eyu
@meni691
@meni691 3 ай бұрын
Ala dunu Tebek do belki abey emo kirdo Dave😂😂😂😂😂 crazy man
@GebrielaFessahaye
@GebrielaFessahaye 3 ай бұрын
dinu.sbkdtey dave.des bahalti
@yafettv9557
@yafettv9557 3 ай бұрын
Neshu ezi hasad yonas mefleti kkonu elu kone elu zgebro zelo eyu kutur knie eyu delewo tegahifu kterf ember nsu zesanaklo kalsi yelen gdefo
@kuhlaytekle822
@kuhlaytekle822 2 ай бұрын
ነሽነሽ ለኽባቅ ድሓን ቀጽል ጥራይ
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 3 ай бұрын
Naybhaki Kald Abdu haqegnan tkklegna seb eu kemaka ybzhu Ajoka trah
@Naomi34001
@Naomi34001 26 күн бұрын
Shalom shalom brother
@hailuweld
@hailuweld 3 ай бұрын
እንቃዕ ኣቦ ፍትሒ ኣምላክ ፍትሒ ፈጠረልካ ንዝተረፉ ካኣ ከምኡ የርኢየና ኣሜን።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
❤❤❤
@berhanamichael5519
@berhanamichael5519 3 ай бұрын
Endhir teasirkum dia kemy gerkum wesika
@AranArom
@AranArom 3 ай бұрын
ሰብ እንዳ ኣቕረብካ ጻሓፍትን ተረኽትን ጸለውቲ ሰባት እንዳ ኣምጻኻ እንተተቕርብ ደስ ምበለኒ . እቶም ደገፍትኻ ደገፍትኻ እንበር ጸላእትኻ ኣይኮኑን ግድን እዮም ክሰምዑኻ ምኽንያቱ ልሳንካ ልሳኖም እዩ. ወላ እቶም ደገፍቲ ከምዝካተሉኻ ግርካ መደብ እንተተቕርብ ናዓኻ ኣርባሒ ምኾነ ናዓና ሰማዕቲ ኻኣ እንዳተማሃርና ምሰማዕናዮ. እዛ ቻነልካ ተጠቐመላ ብሮ ክሳብ ሕጅስ 2 ሚቲ ሽሕ ዘይ ኣከብካ ይገርም እኮ እዩ😊 እንታይ ኮንካ ኢኻ ሚለነር ዘይ ኮንካ ? ካብ ላይክ ምግባር'እሞ ኣይቦኾርናን😊
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
😂😂ጽቡቅ ርእይቶ ግን ✅✅✅
@MileyAsem
@MileyAsem 3 ай бұрын
ነሹ ትገርመንሲ ቻነልካ ዓብይን ብዙሕ ሰብ ዝፅበዮን እዩ መእረምታ ግን ከምቶም ሓደ ሓደ ጀመርቲ ዩቲበራት ጥርቅምቃም ናይ ቲኩቶክ ኣይተምፅእ ሓደ ይነውሕ ኣሎ ካልኣ የሸልቱ ስለዚ ሕሰበላ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
ጽቡቅ መአረምታ ክጥንቐቀላ
@Merhawithayle
@Merhawithayle 3 ай бұрын
ሚሽቲ ኩሉ ግዜ ከምዚ
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 3 ай бұрын
Yonas Ms men U? 💙💙💙💙🙏💙💙💙💙
@LulaLinda32
@LulaLinda32 3 ай бұрын
👎👎👎👎👎👎👎👎😂😂😂😂🤣🤣🤣
@yosantrfe-yt6pk
@yosantrfe-yt6pk 3 ай бұрын
Neshu ❤❤💙💙💙💙💙
@garykifle8817
@garykifle8817 3 ай бұрын
Ezom agame atshikom aykelewon eyom
@MerimeriMerimeri-qv7zt
@MerimeriMerimeri-qv7zt 3 ай бұрын
neshu neshu 💙 💙💙💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
💙💙💙
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 3 ай бұрын
ነሸ ሓውና እንካዕ ሰላም መፃእኻ ወገነይ 💙💙💊💙🙏
@aborineberay7341
@aborineberay7341 3 ай бұрын
ምስተን ኣሓን ምስቲ ኣከዳድናኻን ትኸይድ እያ እምልታ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
❤❤❤
@FevenDaniel-z2m
@FevenDaniel-z2m 3 ай бұрын
ሞጌ ጂግና። ከምዚ ወዲ ገሩ ንጹር መልሲ ዝሃበ ጴንጠ ኣይረኣኹን።
@YohanaEstifanos-mt8sx
@YohanaEstifanos-mt8sx 3 ай бұрын
😮😮😮😮
@MebrahtomBidayMebrahtomBiday
@MebrahtomBidayMebrahtomBiday 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SaSw-dyfreweyni
@SaSw-dyfreweyni 3 ай бұрын
❤❤🥰💙
@SarahSs-h6z
@SarahSs-h6z 3 ай бұрын
💕
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 ай бұрын
ሓምሸይቲ ባዕለይ ነሹ ሽቡዕ መፀ ከም አበሳ እናዳመፀ ሰላም ንመላእ ዓለም ሩጉማትን ለዋሃትን ክርስቶስ ምእተ ኹሉ ዓለም እዩ ተሰቒሉ ነሱ ምስ ኹሉ ሓጥያትና ፈትዩና ንምታይ እርሰ በርስና ዘይንፋቐር ሻሎን ሻሎን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
❤❤❤
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 3 ай бұрын
ሰብ ኣብቲ ከቶክሮን ካዓስሎን ዘለዎ እንተንዓስል እሞ ምሓወና ሰብ ኣብ ኣምላክነት ሰብ ዘይኮነ ኣብ ድሕነት ሃገርን ድሕነት ህዝብን ዘተኮረ ስራሕ ተዘተኩር እሞ ክንደይ ሰናይ ምኮነ ጸገምና ግን ስርሖም ባዶ ስሞም ክንዲ ጎቦ ዝኮኑ ሰባት ነተኩርን ንዓስልን ምካና እዩ ። ኣብምንታይ ናዓስል ዘይኮነ ኣብብዝሒ ዝዓሰልዎ ነቶኩር ኮይና ግን ክትፈልጦ ዘለካ ሃመማ ኣብጋሓፍ እዩ ብብዝሒ ዛዓስል ንህቢ ካኣ ንበይኑ ወይ ብውሑድ ኣብ ዕንበባ ያዓስል ስለዚ ብብዝሒ ሰብ ዛዓሰሎ ዘይኮነ ኣብምንታይ ይዕሰል ኣሎ ምትካር ጽቡቅ እዩ ብዝሒ ዝዕሰል ዘሎ ሪኢካ ተዓሲልካ ትዓስሎ ውን ጋሓፍ ኮይኑ ክጸንሕ ስለዝክእል ኣብጋሓፍ ከይትዓስል ንነብስና ካብ ብሆይሆይታን ስሚዒትን ኣምላክነት ሰብን ኣውጺና ናበይ ንከይድን ዕላማትት ናይቲ ንስዕቦ ዘለና ሰብ ንጹር ድዩ ረብሓታትን ጥቅምታትን ህዝቢ ዘቀድም ድዩ ድሕነት ህዝቢ ቀዳምነት ዝህብ ድዩ ሃገርን ሃገራውነትን ቀዳምነት ዝህብ ድዩ ኢልካ ምጋዓዝ ኣገዳሲ ተዘይኮይኑ ዚዝ ኢልካ ናብጋሓፍ ከይትከውን ጉዳይ ። ዳሓር ካኣ ነሽነሽ ንብርጌድ ንሓመዱ ዝበዝሕ ነቃፊ ደላይፍትሒ ነቂፍዎ ኣይፈልጥን ወጹዑኡን ጸገሙን ኩሉ ይፈልጦ እዩ ዝበዝሕ ደላይ ፍትሒ ነቶም ብርጌድ ንሓመዱ ዘይኮኑ ቢኢደዙር ዝመርሑ ዕላማ ህዝብን ባህግን ኤርትራ ዘይኮነ ዕላማታት ካልእ ዘተግብሩን ኣብጋሓፍ ከይዓስሉን እዩ ዝማዓድ ዘሎ ወዮ ዳኣ ክትባሃሉ ዘይትደልዩ ኮይንኩም እምበር ። 👂👂👂👂👂👂ስማዕ ነሽነሽ ታሪክ ኣጽኒዕካን ኣንቢብካን መልእክቲ ተትሕልፍ ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ ካብ ቃልሲ ጀሚርካ ንኩሉ ክትፈልጦን ክትግምግሞን ዝቀደመ ከይድና እንታይ ኮይኑ ኣብዚ ወዲቁ ብሕጂ ከ ንክንቅጽል እንታይ ጥንቃቀን ኣካይዳን ክብገብር ክሕግዘና ታሪክ ንፍለጥ ታሪክ እንታይ እዩ (what is histori) ዝብል መባእታዊ ትምርቲ ኣተኪርካ ፍለጣን ናታ መግለጺ ተረዳኣያን ሹዑ ብስሚዒት ሰባት ዘጋጊ ስራሕ ካብምስራሕ ክትቁጠብ ኢካ ካብ ሻራን ኣምልኮን ወጺካ ነገራት ክትግምግም ክትክእል ኢካ ካብ ሰውራ ስጋብ ሕጂ ዝተከየደ ከይዲ ጌጉኡን ብልጩኡን ክትፈልጦ ኢካ ሕሉፍ ገምጊምኣብሕጂ ዝክየድ ከይዲ ጌጋ ከይግበር ክሕግዘካ እዩ ስለዚ ኣንብብ ሰብከይተጥፉኡ ታሪክ ከይሓተኩም ባዓል ነሽነሽ ክክክክክክ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብዝኮነ ዝግበር ተቃውሞታት ዝገጥሞ ካብ ጡዑያት ኮነ ሑሙማት ተቃወምቲ ዝመጾ ተቃውሞ መልሲ ሂቡሉ ይፈልጥ ዶ ? ? ? ጉጂለ 15 እዚኩሉ ክዛረቡን ምስናይብሕቲ ጋዜጣታት ክዛረቡን ብዛዕባ ኢሰያስ ይኩን ካልእ ነገራት ክዛረቡ ከለው ኢሰያስ መሉሱ ዶ ነሽነሽ ? ? ? ? ? ? ነሽነሽ መደንገጽ ኣያኩም በየነ ዘይመለሰ ይገርመካ ተሎ ኢሰያስ ዘይመለሰ ውን ንፉዕ ስለዝኮነ እዩ ማለት እዩ ኣብስራሕ ስለዝነበረ እዩ ክንብል ኢና ኣቶ ነሽነሽ መንፋዓት ናይሰብ በዚ ኣይኮነን ዝግምገም ። ክትፈልጥ ከማን ሓደሰብ ንፉዕ ተኮይኑ ንዝመጽእ ጎንጽን ባእስን ምፍልላያትን ከይገፈሐ ክዕበስ ዘቀራርብን ዝጥርንፍን መደብ ጌርካ ተዘራሪብካ ፍልልይካ ኣጽቢብካ ክትከይድ ከለካ ኢካ ሰባኣይ። ንሰብ የዐሚተዮ ኣልኩ ኣብዝሰርሖ ስራሕ ዘይኮነ ኣብዘሐክዮ ሕክያ ዘድህብ መንእሰይ ረኩበ ኣለኩ ኢልካ ትሓስብ ተኮይንካ ጽቡቅ ይኩን ሕማቅ ዕላማ ዛሓዘ ሰብ ከተቅርብ ኣይትደሊ ክትምልስ ኣይትደሊ ተዛራሪብካ መፍቲሒ ከተምጽእ ኣይትደሊ ምክንያቱ እቶም ዕላማካ ሃገርን ህዝብን ዘርብሕ ስራሕ ምስራሕ ዘይኮነ ዕላሙኡ ኣብጋሓፍ ዛዓስሉ ዕውራት ጉጅለ ምፍጣር እዩ ክክክክክክ እምበር ባሃገር ዛሓስብ ንጸላኢኡን ፈታዊኡን ኮፍ ኣቢሉ መፍትሒ እዩ ዝፍትሽ ከምደቂ ዛግራ ፋሕ ይበሉ እዚኦም ኢሎም ኣበይ ከይበጽሑ እንተኮይኑ ኩሉ ከይድካ ግን ተግባር ኢሰያስ ክድገም ትሪኢ ። ኢሰያስ ከይመለሰ ደገፍቱን ኣምለክቱን ይምልሱ በየነ ከይመለሰ ደገፍቱን ኣምለክቱን ትምልሱ ታሪክ ይድገም ኣሎ ሃሃሃሃሃሃሃሃሃ😅😅😅😅😅😅 ንኪድ ጥራይ ብዕላማታትን ረብሓን ህዝብን ሃገርን ዘይብገስ ኩሉ ግዜ ምብሉዑ ኣይተርፎን እዩ ኩላ ረብሓኣ መምስጎደላ ትባላዕ ኣላ እታተሪፋ ዘላ ጉጂለ ካኣ ክንዕዘባ ኢና 😅😅😅😅😅😅😅😅 ምቅናይ ጥራይ ይዋኣት ደቂ ገርሂልባ 😅😅😅😅😅😅😅😅 በዚኦም ተመሲጥኩም ሂወትኩም ኣብሓደጋ ተእትው 😅😅😅😅😅😅😅
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 3 ай бұрын
ያ ሞጎስ.ጅግና ናይ ብሓቂ ❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 3 ай бұрын
❤️❤️❤️
@teclitembaye5038
@teclitembaye5038 3 ай бұрын
ንሐመዱ አብ ብዓል ሰልጠነ እንተ ወዲቁ ዮናስ አንዊሕጰዋ አሎ ሐደ ዓመት ሽዱሽተ ወርሒ ውን አይወስደሎምን እዩ ነዞም ብዞባ ከባቢን ዞባን ዝሐስቡ ጸበበቲ ነዚ ቃልሲ ድሕሪት ክመልስው አይክእሉን እዮም ዓቅሚውን የብሎምን እዞም ጸበብቲ ተሐንጊሮ ዝኸዱ ዘለው አብ ንሐመዱ
@MuluAbraha-wi8yd
@MuluAbraha-wi8yd 3 ай бұрын
ንሕና ክርህወና እንተኾይኑ ካልድ ዓብዱ ወይ ውፉይ ክመርሑና ኣለዎም::ነዚ ዮናስ ዝባሃል ሕሙም ሰብ ዘይቀብጽዎ ዮናስ ማለት ትዕቢተኛ ህልኸኛ ሓሳድ ቀናእ ቤርገድ ንሓመዱ ክዕወት ዘይደሊ ሓንኻሊ ቃልሲ እዩ::
@Sama-d5v
@Sama-d5v 3 ай бұрын
Nay bhaki neshu hawey ab TikTok zeromn beal Dave n danait tray rieka ktwexi aleka Eti mensey ab kndi mezenagie mebeasn mexarefn gierwo ywiel alo kndey kumneger kgebrelu zgbeo gziu btaemi yehzn eyu
@edeneyob9246
@edeneyob9246 3 ай бұрын
Mogi i agree with you, haki hara ketewxakum eya, hakika haki tezaribka kikad eyu nab Abo.❤❤❤❤
@logochiwa1
@logochiwa1 3 ай бұрын
ውፉይ ናብ ኣሜሪካ ካብ ዝመጽእ ብዮናስ ምስቲካ ዝዛረብ ሰብ ተሳኢኑ ስለዚ ዮናስ ማስቲካ ዘክሩኒ ኢዩ ዝብለና ዘሎ። ዮናስ ማስቲካ ከም ማስቲካ መቀረቱ ስለ ዝጠፍኤ ምድርባዩ ጥራሕ።
@ntmtvnatishowtube710
@ntmtvnatishowtube710 3 ай бұрын
ነሽነሽ እዛ ናይ yodit unsubscribe ግበሩላ ትብል ጎስጋስ ዓገብ በላ ዝንጠላን ጸርፍን ይወርደና ኣሎ ዓገብ ስለ ዝበልና
@AynkasesEntertainment
@AynkasesEntertainment 3 ай бұрын
ኣይትገሰስሉ ነዚ መስቲካ ኣቃልቦ ሰባት ከዋጃብር ኢሉ ዩ
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 17 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 3 Серия
30:50
Inter Production
Рет қаралды 1 МЛН
Incredible: Teacher builds airplane to teach kids behavior! #shorts
00:32
Fabiosa Stories
Рет қаралды 11 МЛН
when you have plan B 😂
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 67 МЛН
ፍትሒ ብዘይ ፍርሒ፦
3:28:53
Zelenayo Show
Рет қаралды 28 М.
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 17 МЛН