Bitweded abraha ስብሓት ኤፍሬም 'ወድኺ ብትእዛዝ ኢሰያስ ዩ ተኣሲሩ'ክብል ንኣደ ቢተወደድ ኣብርሃ ሓቢርወን

  Рет қаралды 51,904

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Күн бұрын

Bitweded abraha ስብሓት ኤፍሬም 'ወድኺ ብትእዛዝ ኢሰያስ ዩ ተኣሲሩ'ክብል ንኣደ ቢተወደድ ኣብርሃ ሓቢርወን

Пікірлер
@MorgenwirdbesseralsHeute
@MorgenwirdbesseralsHeute 2 жыл бұрын
ንሕና ንቢተው ጠሊምና ኣምላኽ ድማ ንዓና ጠሊሙና ንመዓት ኣሕሊፉ ሂቡና 😔
@amantesfama6702
@amantesfama6702 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡት ሓው ንቢቶው ዝበዝሕ ሰብ ኣብ ስደት ምስ ተሰደደ ኢዩ ፍሊጡ ምናልባት ንስኻ ትፈልጥ እንተነይራ ኣይ ፈልጥን ስለዚይ እቶም ብጸቱ ዝባሃሉ ኢዮም ጠሊመሞ ናይ ኢዶም ደኣ ረኪቦም ኣለዉ እምበር
@gottseidank3886
@gottseidank3886 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መስጣ ናይዞም ጀጋኑ አዩ ወሪድና
@zerelove5691
@zerelove5691 2 жыл бұрын
ብሰንክኩም ዩ ክሳብ ሕጂ ደይ ተፈትሐ
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 2 жыл бұрын
ነሹ ዓቢ ቁምነገር ጌርካ ። ናይ ቢትወደድ ተቆራሪጹ ስለ ሼር ዝበሃል ምሉእ ኣይንፈልጦን ኣይንረክቦን ኔርና ።ጽቡቅ መደብ ። በዓል ቢትወደድ ተፈቲሖም ሽግር ኤርትራ ተቀንጢጡ የርእየና ፈጣሪ
@kikikiki-hn7rj
@kikikiki-hn7rj 2 жыл бұрын
ነሽነሽ ሓውና ኣብ ሂወትካ ምልእ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ካኣ ኣሳልጦ ይምነየልካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ቢተወደድ ታሪክ ሂወቱ ጽብቅ ገርና ኣይንፈልጥን ነርና 💔
@nakura2460
@nakura2460 2 жыл бұрын
Amen
@ፍረዕባይራያ
@ፍረዕባይራያ 2 жыл бұрын
እዚ ጅግና ተዝህሉ እዚ ኣይምረኸብናን 😭
@bitowabrahaeri1159
@bitowabrahaeri1159 2 жыл бұрын
1998-2000 aymegatemn nay 2020 werar wun kemu, mknyatu n Bitew kulu ante zdgfo neyru Eseyas lomi ksab lomi aymxenehen, fkri Eseyasn Melesn hgawunet zeyblu mewedatu kbasu mkanom wun Bitweded akdimu atenkiku eu,
@brhaneyemane2695
@brhaneyemane2695 2 жыл бұрын
ቢተው ጅግና ባዓል ምሉእ ሕልና ወዲ ህዝቢ ኣምላክ ጽላሉ የምብርካ ብክያት መጽዩኒ ነሹ ሓወይ ደስ ዘብል ታሪክ ሂወት ጅግና ቢተውወደድ ኣብርሃ
@lovejlk5351
@lovejlk5351 2 жыл бұрын
እዋይ ንሕናስ ክንሓምቅ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሰባት ጠፊኦም ሲ ሱቅ ኢልና በቃ ቢተወደድ ጅግና እንታይ እሞ ደቅካ ኣግዲዕናካ ኣይነፍዕናን ።
@ማህሌትተስፋይ
@ማህሌትተስፋይ 2 жыл бұрын
😥😥😥የሐዝን እዩ ።እግዚአብሔር አምላክ መዋፀኦ ይፈጠረልካ ክቡር ኣቦና😥😥ግን ኣሎ ዶ ብህይወቱ😥😥
@gabigunners8073
@gabigunners8073 2 жыл бұрын
መን ይፈልጥ ብዘይካ ጎይታ ተስፋ ንገብር ግን ክጸንሓና ብሂወት
@robieltes10
@robieltes10 2 жыл бұрын
Amlak baelu mewaxo yfterelka zhawey
@emaemiti2488
@emaemiti2488 2 жыл бұрын
ኣሎ ግን ተጸሊሉ በይኑ ክዛረብ ጀሚሩ ኣምልኽ ምሕረት የውርደሉ
@teweldetekle
@teweldetekle Жыл бұрын
​@@emaemiti2488 😔ኣታ ሓቅኻ ዲኻ እዋይ ኡይይ በሊ መጽይኒ ዓኽ ተጸሊሉ እንዳ ነባዕኩ ይጽሕፋ ኣለኹ ጅግና እዩ እኮ ጅግና ጀጋኑ ዓኽ ንምንታይ ግን ዘይድገም ጅጋና እዩ ኣምላኽ ምሕረት የውርደሉ ነዊሕ ዕድመ ዳማ ይሃቦ ሕልሙ ክርኢ ፍቃድ ፈጣሪ ይኹን 😔
@Yyyyyywf5vh
@Yyyyyywf5vh 4 ай бұрын
​@@teweldetekleya haqu u 😢😢 texelilu beynu kezareb jemiru hesbiyo emo ab esrubet leli 25 amet metiser n 1 amet keman ngado u 😌😭😭😭😭😭 bihwet teray yehalu xelot ngber kexnhana
@ove6164
@ove6164 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ነልሰን ማንዴላ ቢተወደድ ኣብርሃ🤴🏻
@nakura2460
@nakura2460 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቒ ቢተው ጅግና ጀጋኑ እዩ
@biniamgurja7960
@biniamgurja7960 2 жыл бұрын
ቢትወደድ ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኻ ኣምላኽ ኣዋጽኦ ይፍጠረልካ ንስድራኻ ክኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንምሉእ ስድራቤት ክኣ ጽንዓት ይሃብ ጅግና ምኻንካ ክኣ ዓለም ፈሊጣትካ ኣላ ኣጆኻ ኣምላክ ምሳኻ ኣሎ
@Kidane16mhret
@Kidane16mhret 2 жыл бұрын
እዋይ ኣታ ስሚዕተይን ንብዓተይን ምቁጽጻር ሲእነዮ፡ ዓለም ንሓሳዊ ዳኣ እንበር ንሓቀኛ ሰብ ከምዘይትቅበልን በዚ ኢኻ ትርዳእ፡ እዚኦም ተደፊኖም ዶ ኢሰያስ ኣብ ርእሲ ምድሪ ምተቐመጠ ፡እስከ ማንም ሰብ ኣይነብርን ኢዩ ታሪኽ ኢዩ ዝነብር እሞ ካብዚ ንምሃር መናእሰያት ታሪኽና ነጸብቕ።
@samuelamaha8244
@samuelamaha8244 2 жыл бұрын
Waw that's great story he is brave and intelegent
@FfNb-un5ee
@FfNb-un5ee Жыл бұрын
ነሹ ሓወይ እዛ ናቢተወደድ ዘረባ ኩሉሻዕ ብምሉእ ኣምፃኣያ ሓዉካ ወዲትግራይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
@ህግደፍንመንደፍን1
@ህግደፍንመንደፍን1 2 жыл бұрын
ነሽነሽ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ አዚ መንአሰይ ኮምኡ ጌርካ ኣነቀቃሓና አምበር ህግደፍ ሲ ክንደይ በላሕትን ሙሁራትን ተስፋ ዝነበሮም ኣብ ማሕዩር የንብሮም ኣሎ
@HagosSamuel
@HagosSamuel 9 ай бұрын
ah Bitwe king 🤴
@awetbrhane3174
@awetbrhane3174 2 жыл бұрын
ቢተው ጅግና ወርቃዊ ቃላትካ ኣብ ልብና ሰፊሩ ኣሎ እሞ ናብ ተግባር ንቅይረሉ ግዝየ ይፍጠረልና
@mariarossi6555
@mariarossi6555 2 жыл бұрын
Amen amen amen🙏🙏🙏🙏😭
@nakura2460
@nakura2460 2 жыл бұрын
Amen
@bossbigger9920
@bossbigger9920 Жыл бұрын
Betweded aboy nselam nerki nfethi ndemokresi babeyu nhager Elka tekaleska gen hagazi senka nabsena fetina entay. Gedeseni. Koynu. 1 Edna beynu aytakienyu selezi hjiwen hjiwen. Hjiwen entezeytalyu eti srat kabou zbiase kekawen eyu selezi yakil yebelo fetari nbemulom taserom zelewu kemzi natka mewxo yeferelkum egziabher
@akliluaklilu3534
@akliluaklilu3534 2 жыл бұрын
ኣየ ወርቃዊ ቃላት ገጽካ የርእየና ልዕል ፈጣሪ
@yemaneteweldemedhin1824
@yemaneteweldemedhin1824 Жыл бұрын
ትብኣትን ኮራጽነትን ዝመልኦ መደረ ናይ ብሓኪ ጅግና ።
@እንታይማለትዩፍቕሪ
@እንታይማለትዩፍቕሪ 2 жыл бұрын
የቀንየልና ነሽነሽ ነብሲ ኽብረት የሃብኻ።😍💚😍😍💚😍😍❤😍❤😍❤😍❤😍❤
@fkriuemnetey9115
@fkriuemnetey9115 Жыл бұрын
ቢተው ጅግና ደላይ ሓቂ ወዲ ህዝቢ እግዚኣብሄር መዋጾ ይፍጠረልካ ፈጣሪ ንሃገርና ንከባቢና ሰላም ፍቅሪ የውርደልና
@wegihutame542
@wegihutame542 2 жыл бұрын
Ahhhhhh Alem gadelo Betawi jegena wethader eritrea Telam Eya Telmto 😭💔💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔😭😭😭 Ahhhhhh Alem gadelo Bitweded Abrhaha jegena Telam Hegrna Eritrea Telmateka 💔😭💔😭💔😭💔😭💔💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔😭😭💔😭😭💔😭😭💔😭😭💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@elsahagos1792
@elsahagos1792 2 жыл бұрын
ቢተው ጅግና ብንግሕኡ ዝበልሐ ነዚ ገበል ዝፈለጦ ንሕና ከኣ ንህድሕድና ንባላእ ንበዓል ቢተው ጠሊምና በዓል ስብሓት ጎልፎ ሞት ከልቢ ሞይቶም ጠላማት
@YG-hn3ji
@YG-hn3ji 2 жыл бұрын
ኣሕ ኣቦታትና ጅግንነቶም ዝስዕቦ ሲኢኑ ኣነ ከይነባዕኩ ክሰምዕ ሓሲበይ ኣይክኣልኩን ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስዉኣትና ኣምላክ፡ናትኩም ወጽዓ ሩኡ ነቶም ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ዘንብዑ ሓለፍቲ ከጽንተልና ይከዉን ወገን ሕቂ እዩ ኣምላክ እሞ ብትወደድ ሓቅነትካ ሓራ ተውጽካ ክቡር ጅግና ኣያና ብህይወት ሃሊካ ዳግም ፍረ ጻዕርካ ትርእየሉ ዘመን ይሃብካ ኣሜን።
@TARTAN59
@TARTAN59 2 күн бұрын
Abo haken fethen jegna brgader general Bitoweded Abraha 💚💙🦁💪 kerbna ena dekeka hezbka teum nfas naxnet alem zerkblu selam zsfnelu ayrhuqn eu ❗❗❗❗awet nwexu hezbi Eritrea💚💙Berged Nahmdu✊
@finot3046
@finot3046 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ንፉዕ ነሽነሽ ሓወይ። ንነዊሕ ግዜ ደልየ ዘይረከብኩዋ፡ ሎሚ ግን ብሳላካ ረኪበያ። ብድጋመ የመስገነካ።
@MeronBemnet
@MeronBemnet 3 ай бұрын
ኣቦይ ማዓረይ ፈታዊ ሃገሩ ፈታዊ ህዝቡ ንስካ ተትህሉ ኣብ ስደት ከርተት ኣይምስበልናን 😢😢😢 ኣምላክ ምሳካ ይኩን 16.10.2024😭😭😭😭😭😭
@MkalMkaltakl
@MkalMkaltakl Ай бұрын
Abeoy nty 💙💙💙🤲🤲🤲🤲👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪
@noazmoon2568
@noazmoon2568 2 жыл бұрын
እሰያስ ህዝብና ኢዩ አሸዲንዎ ብሉጻት ሰባት ኣንዳጥፈኣልና ጸኒሑን ኣሎን
@manatega8660
@manatega8660 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጠላም ህዝቢ
@ገቢዒላላ
@ገቢዒላላ 2 жыл бұрын
ሂግደፍ በላቲ ሰብ መዓልትኩም ኣኪላ ኢያ ናይ ክንደይ ጀጋኑ ዕድመ በሊዑክም ክሳብ ሎሚ ሒጂስ በርገድ ንሓመዱ ይመጸኩም ኣሎ
@danielkesete3381
@danielkesete3381 2 жыл бұрын
Thanks neshu bitew kea kulu gzie ab libina.wela ka nihna tetelemnaka.kiyaka gin nebari eyu beal 10 sire🙏🙏
@NekonenZenfu
@NekonenZenfu 5 ай бұрын
Bhaqi ጁግና🎉🎉🎉🎉
@Helex1393
@Helex1393 2 жыл бұрын
My HERO Betew .... Eritreawean entay iynet telamat muwutat hamot ena bejakum nebsna eba nehkek niveraber nimeselna....Hero Beteweded ziblena semiekumodo....(kab seb iytifrah...kab Amlak kab higi tiray frah)Abay zereba....Hakika esu eu tihaki..Alayey,Aboy,Memhrey beja hizbu zihalefe Tebaee Ade welida timken kemaka ko zeytedgme zeytewelde....Amlak yehaluka ab zelkayo Betew Hero🤍🤍🤍🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@NekonenZenfu
@NekonenZenfu 5 ай бұрын
bitewo jeganu 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@titikesete5624
@titikesete5624 2 жыл бұрын
አዋይ በዓል ጅግና በትወደድ ዶ ምተኣሰሩ ሓቀኛ ዘይ ፈቱ መንግስቲ አግዚኣብሄር ኣብ ዘለኻዮ ምሳኻ ይኹን
@filmonmichael3321
@filmonmichael3321 2 жыл бұрын
ኣህህህ ቢተው ጅግና ወዲ ጀጋኑ እዝጋቢሄር መዋስኦ ይፍተረልካ 😭😭🙏🙏🙏
@hanibaldaniel7184
@hanibaldaniel7184 2 жыл бұрын
ሎሚ ቁም ነገር ኣምጺካ ነሽነሽ 👍👍👍
@meraWedi-j8t
@meraWedi-j8t 5 ай бұрын
ቢተው ጅግና ሃገር ዝሕግዞ ግን ኣይረከበን
@SamuelAmanuel-uj3zh
@SamuelAmanuel-uj3zh Ай бұрын
ቢተወደድ ጅግና ብህዝቢ ኤርትራ ዝተጠልመ ጅግና ❤
@merhawimelles5564
@merhawimelles5564 2 жыл бұрын
Btaemi zezhezn eiyu kemzi aynet chkane mewaxo yfterelka baba Bitew ❤😭❤🙏🙏
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 2 жыл бұрын
Ahhhh our hero Bitwe ❤️🙏🏽I’m praying to god day and night to see you again 🤲🙏🏽
@nahomhaile-fs1co
@nahomhaile-fs1co Жыл бұрын
Bitow🎉❤
@RGS905
@RGS905 2 жыл бұрын
Woww 🥱Tbiat💪,Lbona,🙏blhie🧠,🤔kotas kulu teadilu 🥰tegetihu nrielu gze kmexe eu☝️☝️🙏
@natiti1338
@natiti1338 2 жыл бұрын
ዋይ በኡነት ኢሉ ናይ በሓቂ ጂግና ኣብዛ ሓጻር ዘረባ ቡዙሕ ሞራል ሂቡ ቡዙሕ ፍቅሪ ሚሂሩ ቡዙሕ ጥቅሚ ሃገር ሚህሩ ይቅረታ ሚሂሩ ኣኩቡሮት ሚሂሩ ኣነ ተደኒቀ በሓቂ ቢተው ማላት ኣቦ ሓቂ መምህር ሓቂ ሙኮኑ ተረዲኣ ሓቆም አዮም ክፈርህዎ ንሕና ኣንደ ንስዕቦ ክሳብ ሕጂ ኣዞም ኣደዳ ስደት ኣደዳ ሞት ኣደዳ ዱንቁርና ዝገበሩና ሑሱራት ኣብ ስልጣን ኣይ መሃለዉን ህዝብና ድማ ደም ኣይ ምነበዐን የሕዋትና ኣብ ዘይ ፈልጥዎ ባሕሪ ኣይ ምጠፉኡን ኣደታትና በሓዘን ኣይ ምተዋሓጣን ሃገርና ኣብ ዚ ኩነታት ኣይ መሃለወትን 🥺ናይ በሃቂ ሓርቢና ኣቦ ኢካ ኣሞ ወትሩ ኣብ ልቢ አሪትራዊ ኣለካ ኣዞም ሕጂ ኣብ ህዝቢ ዝጻወቱ ዘለዉ ግን አሪባ ኢያ ኣታ መዓልቲ ሃገርና ትድበሰሉ ገበነኛ ድማ ፍርዱ ዝረክበሉ ወትሩ ኣብ ልብና ኣለካ 💪💪💪 ነሹ ሓወይ ቀጽሎ ጹቡቅ ስራሕ ጂግና ዘሓወይ 💝💝💝
@weditkabo5716
@weditkabo5716 2 жыл бұрын
sbhat telam bxetu ztelem eska k bitezaz nay men eka qorka zeleka qoray kabti zelekayo ydhnena bitewe dea n sle haqi u eko 32 amet ab shela zelo bitewey jigna abo haqi men emo kemaka dea 🦁🦁🦁🦁♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰🥰
@berhanetewelde5577
@berhanetewelde5577 2 жыл бұрын
ዓሕሕሕ ቢተው ጅግና እዚ ኮይኑ ዕጫኻ ህዝቢ ኤርትራ ድርባይ ሕቑኡ ሂብካ እምብለይ ኢሉ።
@AliekoAbdelaziz
@AliekoAbdelaziz Ай бұрын
ሓሳዊ ዝኾነ ህዝቢ ጠላም ወ ጠላም ህዝቢ
@mussiebrhane595
@mussiebrhane595 2 жыл бұрын
ህግደፍ ጨካን ብጣዕሚ ረሳሕ ታሪኽ ገዲፉ ይኸይድ ኣሎ ግደ ሓቂ ህዝብና ውን ኣይነፋናን :ጅግና ብቶው ግን ዝሐብን ታሪኽ ኢኻ ገዲፍካ እሞ ኣጆኻ ሓደ ምዓልቲ ከኣ እታ ትብህጋ ዝነበርካ ኤርትራ ትርእያ ትኸውን
@abrahammicheal2303
@abrahammicheal2303 2 жыл бұрын
ኣንበሳ ሃገር
@abihangi9223
@abihangi9223 2 жыл бұрын
ቢተው ባዓል ነውሒ ራኢ
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 2 жыл бұрын
ልብካ ዝትንክፍ ስቃይ ብትወደድ የቀኔልና ነሽነሽ ደጋጊምካ ሰሚካ ዘይምኖ መደረ ብትወደድ🙏🙏❤❤
@BMBM-ly3bx
@BMBM-ly3bx 2 жыл бұрын
እታ እንኮ ሂወቱ ውን ዘይበቀቀ ጅግና ኣቦ ምንባር ኮሊኦሞ ሓቂ ሰላም ዘይፈትዉ ረኺብካ ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረልኩም
@hussenalamin6826
@hussenalamin6826 2 жыл бұрын
Amazing speech it's very 😥sad i am so speech les I nver seen 😢like you you are a hero ❤
@misitesfaldet3412
@misitesfaldet3412 2 жыл бұрын
ቢትወደድ እንኮ ጂግና ኤርትራ እንታይ እሞ ይግበር በዓል ኢሰያስን ኩሎም ኣብ ትሕቲኡ ዘለዉ እንደሞ ሎቆማምጽ ኮይኖም ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ኣግዲዒናካ እግዝኣቢሄር መዋጽኦ ይፍጠረልካ
@duhberhe9991
@duhberhe9991 2 жыл бұрын
ADI MONGONTI JIGNA WELIDA 👏❤️❤️❤️🇪🇷👏👏
@Acnt12
@Acnt12 2 жыл бұрын
No words to describe him 😢😢😢😢
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari 2 жыл бұрын
አምላክ ከምቲ ነቦታትና ሃዋርያት ካብ መቁሕ ማእሰርቲ ዘውጽኦም ንዓካትኩም ሓቀናታት ኣቦታትና ዉን የውጽእኩም እታ ሓቂ ሓራ ክተውጽኣኩም ኢያ ይብል ሃለቃል ኣጆኩም ክሓልፍ ኢዩ ንዳበከኩ 😭😭😭ኢየ ዝጽሕፋ 💔💔ዘለኩ .ሰላም ነዚ ክልተ ህዝቢ ይፍጠረልና ፈጣሪ
@nigistibahlbi7146
@nigistibahlbi7146 2 жыл бұрын
Thank you God bless you 🙏🙏🙏
@hiwetmnbar9271
@hiwetmnbar9271 2 жыл бұрын
ቢተውብ እንታይ አሞ ክትገብር ፡ ኩላ ሰብ ፈሪሓ ሱክ አላ ስቓይካ ትረኢ ኣላ ፡ ከማካ ሰብ ኣይተፈጥረን ሕጹብ መዓንጣ፡ ሓቅውኛ ሰብ፡ ከማና ዝሓምቅ ህዝቢ ግን ብፍጹም የለን፡ ኩሉ ስብ ኣብ ዝጥዕሞ ሰፊሩ ፡ ንዓይ ይጥዓመኒ ጥራይ ኮይኑ። ኣምላክ ምሳኻ ይኩን አምበር ካብ ዚ ህዝቢ እዚ ሲ መፍትሒ የለን።
@ruttateklezgy5666
@ruttateklezgy5666 Жыл бұрын
🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙💙💙
@እስኮብሊ
@እስኮብሊ 2 жыл бұрын
Thank you for sharing
@ሓቂንሂወትካኢያ
@ሓቂንሂወትካኢያ 2 жыл бұрын
ነሹ እቲ ዘሕዝነካ ነገር ናይዚ ማፍያ ስርዓት ገበን እዚ ብጭልፋ ካብ ባሕሪ ኢዩ በርብርዎ ጥራይ ካልእ ጉድ ኣሎ ኢሰያስ ጀጋኑ መራሕቲ ኣጥፊእካ ሃገር ደዊንካ መንእሰይ ኣጥፊእካ እነሀለ ከይጸዋዕካያ ትመጽእ እርጋን ኣርኪባትልካ በዓል ሕማቅ ታሪኽ ፍንፉናት ኢኹም ተሕዝኑ
@chapiema4529
@chapiema4529 2 жыл бұрын
ኣሕሕሕሕሕሕ እንታይ እሞ ህዝቢ ኤርትራ ተዛረብ ባኣ ሰብ ይጠፋና ኣሎ
@ngusehabtemariam2678
@ngusehabtemariam2678 2 жыл бұрын
Thanks neshu kumneger gerka
@Tekleweynihafte
@Tekleweynihafte 2 ай бұрын
ዋይ ኣነ ኣብ በረኻ ነይሩስ ናብ ጉድጋድ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@SHDENKAHSAy5
@SHDENKAHSAy5 5 ай бұрын
Ahhhhhhhhhh😭😭😭😭😭😭 😭😭😭😭
@azityblessed4416
@azityblessed4416 2 жыл бұрын
Sebay Nay Sebut Bhaki Bitweded Abrha Jigna Wedi Jeganu Beal Nuxur Elama Wetru Ab Libina Eka Hero.
@berhanaandom2886
@berhanaandom2886 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭 our hero bitew real fighter and strong.
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 2 жыл бұрын
ቢተው ጅግና
@NahomGerye-w3k
@NahomGerye-w3k Жыл бұрын
Bitowey jigna kulu geziye ab❤❤😢
@ጆጋር_ንሓመዱ
@ጆጋር_ንሓመዱ 2 жыл бұрын
Jigna betew ❤️
@FilmonYisak
@FilmonYisak 3 ай бұрын
ahhhhh eway betew😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@hiwetxilayo8424
@hiwetxilayo8424 2 жыл бұрын
Ah hakija Betweded Abreha 🙏🙏🙏🙏💚❤
@freedompeace3359
@freedompeace3359 2 жыл бұрын
ነዚ ስርዓት ጽቡቅ ጌሮም ዝፈለጦም ካብአቶም ሐደ ኢዪ! ግን'ከ ብጾቱ ጠሊሞሞ! ዋጋ'ከአ ከፊሎማ! __ናይ ሒጂ ወለዶ'ከ? ታሪክ ፈሊጦም ብዓቅሞም ንዓለም ከምዝፍለጥ ጌሮም👌 ሐቂ ይስዕር👌 ሐሶዊቲን አምሰሉን ዘይፍለጡ ይመስሎም ይከውን!!!! ዝገርም
@ruttateklezgy5666
@ruttateklezgy5666 Жыл бұрын
I’m praying for to get Justice be free from darkness to the light in Jesus power full name GBU Bitew we love you very soon you be free
@ghideykahssay9473
@ghideykahssay9473 2 жыл бұрын
🇪🇷hero 🙏❤️😭
@abesarizomuy8106
@abesarizomuy8106 Жыл бұрын
Thank you very much neshay
@binimehari9716
@binimehari9716 Жыл бұрын
ኣንበሳ ነሹ ሓወይይ ናይ በሓቂ ታሪክ ቢተው መዋጽኦ ይፍተረልካ
@eritrealonglive2803
@eritrealonglive2803 Жыл бұрын
I hve nvr cried this much on my life..i don't knw wht to say..u r a hero,an inspiration,a true eritrean,may god give u z closure u deserve..nd am so srry we weren't there for you..u r pure nd am sure if u r not alive any more god will welcome u in his hands .bt if u r alive we will kneel nd beg for your forgiveness...our hero,our eritrean hero we love you nd you are always on our heart❤
@biniamgebrezgi2421
@biniamgebrezgi2421 2 жыл бұрын
እዋይ ህዝቢ ኤርትራ ንከምዚኦም ዝበሉ ናይ ሰላም ምሕረት ፍትሒ ድሞክራሲ ዝሓቱ ዝዝሙሩ ጀጋኑ ኣብ ማእሰርቲይ ይእቲካ ንከም በዓል ኢሰያስ ዓበይቲ ጋኔናታ ሓቅፍካ ምጥቃዕ ሰላም ዘምጽእ እነተኮይኑ ክንርእዮ ኢና ኣቱም ተረርቲይ ልቢ ሕጅውን ሕሰቡ ግዜ ኣለኩም እቶም ምስቲይ ዓቢይ ጋንየን ኮንኩም ትዝምሩ ዝርለኩም እምበር ንሱስ ናይ ውሱናት ግዜ እዩ እምበር ክከይድ እዩ እዚይ ሓተላ ኢርትራ። love you neshu ኣጆኩም ኢርትራውያን ኣምላኽ ምሕረቱ ሰላም ኽልእኸልና ዩ ጥራይ ልብና ንዕቢ ።
@ወዲምስግና
@ወዲምስግና 2 жыл бұрын
ቢተዋይ ኣርማ ጅግንነት ኣርማ ሃገር
@mikiabrhaleygaylaeritrea9333
@mikiabrhaleygaylaeritrea9333 2 жыл бұрын
Nal abuk entay emo kingebir amlak misaka yikun 🙏🙏🙏.
@sdetmekera6957
@sdetmekera6957 2 жыл бұрын
ቢተወደድ ኣቡ ሓቂ 👍👍❤️👍👍
@shewitmaekabay5346
@shewitmaekabay5346 2 жыл бұрын
Meglexi zeyrikobo tebat libona thetina bitw jigna 👍👍👍
@hussenalamin6826
@hussenalamin6826 2 жыл бұрын
Betweded you are my hero God blace you 🙏
@kevindavis9419
@kevindavis9419 2 жыл бұрын
God bless you 🙏 ❤ 🙌 ♥ 😘 💖
@miskinatesfay3292
@miskinatesfay3292 2 жыл бұрын
😥😥😥
@mymobile7500
@mymobile7500 2 жыл бұрын
💔💔💔💔💔💔💔💔
@weldegabrokbazgi6076
@weldegabrokbazgi6076 2 жыл бұрын
Ahhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhh 1000000. Gzeeeeeeeeeeeeeeeeee Teweleddddddddddddddddddddddddddd
@Justic417
@Justic417 2 жыл бұрын
Bitewu ms telemnayo adeda sdetn kertetn koyna mo be hgi memhari ykunena nay bitewu, Neshnesh kea Thanks for sharing,
@solomontesfamariam6266
@solomontesfamariam6266 2 жыл бұрын
ብ ንጉኡ ነዚ ተመን ከዳዕ ተንቤናይ ወዲ በራድ ዝፈለጦ ብድፍረት ዝመከቶ ሓርበኛ ኢዩ፡ ወደብና ንጻላእትና ኣይህብን ኢየ ሰለ ዝበለ ዕድሚኡ ሙሉእ ኣብ ማሕዩር ኣሕሊፍወን፡ መሲልዎ እምበር ቢተው ጅግና ሊዕሊኡ ኣብ ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ልቢ ተወቂጡ ተዘኺሩ ክነብር ዩ።
@lulluley6505
@lulluley6505 2 жыл бұрын
Kem Lomi lbey 💔 ayflten hade kemaka jgina ydlena alo hgdef nktefiee,Btew jgina bhiwet kthlu nyklu gize tmnitey u mo tena yhabka ::
@na_al
@na_al 2 жыл бұрын
GREAT JOB NESHU.
@bitowabrahaeri1159
@bitowabrahaeri1159 2 жыл бұрын
1998-2000 aymegatemn nay 2020 werar wun kemu, mknyatu n Bitew kulu ante zdgfo neyru Eseyas lomi ksab lomi aymxenehen, fkri Eseyasn Melesn hgawunet zeyblu mewedatu kbasu mkanom wun Bitweded akdimu atenkiku eu,
@hermonmlash8823
@hermonmlash8823 2 жыл бұрын
Nay bhki yegermeka iu Hizbina telam iu izi hizbi izi bi Hawiii kkxeli alewo Esayas Afwerki abotatena Atfelena 😭😭😭
@samielbrhane6973
@samielbrhane6973 2 жыл бұрын
mesh megemerta thanks ha hamikna endina bitewe jigna
@filmonestif8423
@filmonestif8423 2 жыл бұрын
ኣንባቢት ጥበብ ጎዲልዋ ነሹ❤
@ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ
@ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ 2 жыл бұрын
ያ ድምጻ ጥዑም እዩ ግን ኩሉ ግዜ ብዙሕ ግዜ ልምምድ ናይ ንባብ ተዘይብልካ ሃጎፍ ይፍጠር ብፍለይ ተንቀሳቃሲ ቭድዬ ዘይብሉ ደረቕ ድምጺ እንተኮይኑ ብጣዕሚ ድምጺ ኣገዳሲ ክንምሃር ከለና ከምኡ እዬም ዝብሉና ትኽኽል እዩ። ኣክስንታ ኣምቸ ትመስል
@fevengebreyesus3076
@fevengebreyesus3076 2 жыл бұрын
Good job ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@efiteyfish3883
@efiteyfish3883 2 жыл бұрын
ኣቦ ሓቂ ተሪር መልእክቲዩ ኣእዛነይ እዚ መልእክትካ ምስምዐን ባህ ኢሉኒ ሓቂ ፈሊጠ ነሹ ዓይነይ accept
@ariboy0505
@ariboy0505 2 жыл бұрын
ቢትወደደ'ይ 🥺😢😭 I'm so sorry 😭
@kameyalodahyeadisemere3077
@kameyalodahyeadisemere3077 2 жыл бұрын
Thanks neshnsh
@SoloTewelde
@SoloTewelde 2 жыл бұрын
ነሹ ሓቢቢ ኣጆካ ቀጽሎ ኢዚ ናይ ሎሚ መንእሰይ ከምዚታት ኣንዳ ኣስማዕካ ምግስጋስ ኣዩ ዝደሊ ዘሎ ኣብ ቀጻሊ ብስመይ በጃካ ወይ ናይ ጲጥሮስ ሶሎሙን ወይ ናይ ሸሪፉ ኣምጻልና ቡዙሕ ኢና ንምሃር ኣጆካ፡፡
@nakura2460
@nakura2460 2 жыл бұрын
Agree with you mate. Our youngsters need exceptional role models of Eritrean history makers.
@ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ
@ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ 2 жыл бұрын
right
@jaky1447
@jaky1447 2 жыл бұрын
Bito🦁❤️💔😭 neaka do metsifka belih merahi
@AndebrhanTeklom
@AndebrhanTeklom Жыл бұрын
Btew besbasi sgaka eyu tasru ember menfeska wetru mshzbka srixu eyu mo qsen amlak abotatka fthi yewxalka hero hero
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 Жыл бұрын
He the best. Brother and father ever 💙💙💙💙💙🦸‍♀️
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
ታሪኽ ሂወት bob marley 1ይ ክፋል
29:46
Fnan App Infotech
Рет қаралды 46 М.
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19