KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ንዓኻ ምስ ረኸብኩ New Eritrean Catholic mezmur "When I find you" መዘምራን ቁምስና ኪዳነ ምሕረት ፍራንክፉርት
10:42
full Eritrean Movie 2024 ኣበር'ቲ ጽባቐ Enjoy EntertainmentEritrean film #eritrea#eritrean #eritreanmovie
3:28:21
Чистка воды совком от денег
00:32
I thought one thing and the truth is something else 😂
00:34
Из какого города смотришь? 😃
00:34
Thank you Santa
00:13
New Catholic Mezmur "Slezi'ye Zemlkeka" by Sws Chesco Choirs || ሓዳስ ካቶሊካዊት መዝሙር "ስለዚየ ዘምልኸካ" 2024
Рет қаралды 12,476
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 1,6 М.
Sws Chesco
Күн бұрын
Пікірлер: 178
@swschesco
10 күн бұрын
ስለዚ’የ ዘምልኸካ ንስካ'ኾ ጎይታይ ኢካ ንስካ'ኾ ንጉስ ኢካ ንስካ'ኾ ክቡር ኢካ ንስካ'ኾ ሰናይ ኢካ ንስካ'ኾ ጎይታይ ኢካ ንስካ'ኾ ንጉስ ኢካ ንስካ'ኾ ክቡር ኢካ ንስካ'ኾ ሰናይ ኢካ ዝመሳሰለካ የለን ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዝመሳሰለካ የለን ብግርማን ብክብርን ዝመሳሰለካ የለን ብጥበብ ብፍልጠት ዝመሳሰለካ የለን ብክእለት ብሓይሊ ዝወዳደረካ የለን ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዝወዳደረካ የለን ብግርማን ብክብርን ዝወዳደረካ የለን ብጥበብ ብፍልጠት ዝወዳደረካ የለን ብክእለት ብሓይሊ ስለዚ'የ ፍግም ዝብለልካ ስለዚ'የ ዘምልኸካ ስለዚ'የ ዝእመነካ ስለዚ'የ ዝውከለካ ስለዚ'ና ፍግም ንብለልካ ስለዚ'ና ነምልኸካ ስለዚ'ና ንውከለካ መንዲ ኣለና'ዩ የሱስ ብዜካኻ ስለዚ'ና ፍግም ንብለልካ ስለዚ'ና ነምልኸካ ስለዚ'ና ንውከለካ መንዲ ኣለና'ዩ የሱስ ብዜካኻ ንስካ'ኾ ህያው ኢካ ንስካ'ኾ ፍቅሩ ኢካ ንስካ'ኾ ጉሩም ኢካ ንስካ'ኾ ሓያል ኢካ ንስካ'ኾ ህያው ኢካ ንስካ'ኾ ፍቅሩ ኢካ ንስካ'ኾ ጉሩም ኢካ ንስካ'ኾ ሓያል ኢካ ዝመሳሰለካ የለን ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዝመሳሰለካ የለን ብግርማን ብክብርን ዝመሳሰለካ የለን ብጥበብ ብፍልጠት ዝመሳሰለካ የለን ብክእለት ብሓይሊ ዝወዳደረካ የለን ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዝወዳደረካ የለን ብግርማን ብክብርን ዝወዳደረካ የለን ብጥበብ ብፍልጠት ዝወዳደረካ የለን ብክእለት ብሓይሊ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ግርማ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ክብሪ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ግርማ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ክብሪ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ግርማ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ክብሪ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ግርማ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ክብሪ ኦ እግዚኣብሔር መን እዩ ዘይፈርሓካ ኦ እግዚኣብሔር መን እዩ ዘይሰግደልካ መን እዩ'ከ ዘይእዘዘካ ልዕል ልዕል ክትብል ይግበኣካ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኩቡር ኢካ ኦ እግዚኣብሔር መን እዩ ዘይፈርሓካ ኦ እግዚኣብሔር መን እዩ ዘይሰግደልካ መን እዩ'ከ ዘይእዘዘካ ልዕል ልዕል ክትብል ይግበኣካ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኩቡር ኢካ
@swschesco
13 күн бұрын
ሰላም ወሰናይ ኲሉኹም ኣኅዋትን ኣኃትን ጸጋን ሰላም ናይ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ኲልና ይኹን፣ እናበልና ሎሚ ውን ከም ፍቃድ ኣምላኽ ሓዳስ መዝሙር - #ስለዚየ_ዘምልኸካ- ዘርእስታ ብመዘምራን ሰወሰ ችስኮ ደብረ መድኃኔ ዓለም ገጀረት ኣስመራ ተዘርጊሓትልና ኣላ። ንበረኸት ትኹን እናዘመርኩም ንበሩ እናበልና ንመርቅ፣ 🥰🥰 ናብ ኲሎም ኣኅዋትን ኣኃትን ክባጻሕ ድማ ነካፍሎ።🙏🙏 ------------------
@SalemHalie
23 сағат бұрын
Chesco nay bhaqi nbereket tkewn mezmur GBU All
@abbaselama5329
11 күн бұрын
ጸሎት ውዳሴ ንልዑል እግዚኣብሔር (ቅዱስ ፍራንቸስኮስ ዝደረሶ) ኵሉ ሠናይ፡* ዝለዓለ ሠናይ፡* ምሉእ ሠናይ፡* ንበይንኻ ሠናይ ዝኾንካ፤* ንስኻ ከኣሊ ኵሉ፡* ኣዝዩ ቅዱስ፡* ኣዝዩ ልዑልን፡ ልዕሊ ኵሉን ኢኻ’ሞ፡* ዘሎ ውዳሴን፡ ኵሉ ልዕልናን፡* ኵሉ ምስጋናን፡ ኵሉ ክብርን ምርቓን፡* ኵሉ ሠናይን ንህበካ ኣሎና። ኦ ዘለዓለማውን ከኣሊ ኵሉን፡* ቅኑዕን ርኅሩኅን ኣምላኽ፡* ... ንስኻ ብፍጹም ሠለስትነትን ግሩህ ሓድነትን፡* ትነብርን ትነግሥን ኣሎኻ።* ንዘለዓለም ዓለም፡ ንስኻ ከኣሊ ኵሉ ዝኾንካ፡* ወትሩ ዝተወደስካ ኹን። ኣሜን።* እዞም ደቅና ቡሩኻት፡ ነዚ ናይ ኣቦና ጥንታዊ ጸሎተ-ውዳሴ ብልዑል ተመስጦ ኣቅሪቦሙልና፡ ብልቢ ነመስግኖም፡ ኣምላኽ መሊሶም ንኸገልግሉን ኪውድሱን ብጸጋኡ ይምልኣዮም።
@swschesco
11 күн бұрын
Amen amennn abaaa😇🙏🙏
@akberettekle6672
6 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን 🙏🙏 ሰላም ወሰናይ ብሩኻት ኣሕዋት መዘምራን መድሃኒዓለም ገጀረት ናይ ብሓቂ ጥዑም መዝሙር ኩሉ ግዜ እናዘመርኩም ንበሩ ንኣሽቱ ኣሕዋተይ ❤️❤️❤️
@chapielias7518
2 күн бұрын
ወይኔ በጌታ ደስ ስትሉ ምን አይነት አምልኮ ነው ❤❤❤ Praise God!🙌🙌🙌 I loved the way you guys worship ❤❤❤ stay blessed.
@swschesco
5 сағат бұрын
@@chapielias7518 amen amennn🙏🙏 Share the video if you like it thankyouu🥰🙏
@kis8Eri
Күн бұрын
Amazing ኣዝዩ ጽቡቅ ጥበብ ኣምላኽ ዘለዎ ስራሕ። *ስመረትኩም ዓበይትን ነኣሽቱን *ብፍላይ ኣቦና ክፍለሱስ ✨ኮታስ ኩሉ ግጥሙ ዘምእኡ 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@swschesco
5 сағат бұрын
@@kis8Eri thankyou share nabelna netebabiayom 🙏🙏
@merryasrat-hw5zu
7 күн бұрын
Amennnnn halelluja tebareku ketzemeru neberu kebri n Amlak semayn medren ykun
@brookelynn-fl1tv
6 сағат бұрын
AmeenAmeem
@ericatholicaddismedia2704
4 күн бұрын
Tebareku enda zemerkum nberu Sws Chesco
@amantsegay9520
12 күн бұрын
"ሰናይ ዘበለ ኩሉ ኣብ ዙርያኹም ይኹን" ንኡሳን ኣሕዋተይን ኣሓተይን !!!🌹🙏🙏🙏🌹
@rahwasyum-bu1sk
10 күн бұрын
Amen Amen Amen ❤️🙏❤
@mierafmichael657
12 күн бұрын
❤❤❤❤ bless you Chescona nufuat kexilwo
@nahomchesco
7 күн бұрын
GOD is great
@mazayt5611
12 күн бұрын
ኣሜን ሃሌ ሉያ፡ዙፋኑ ዘይድፈር ኣምላኽና ዝመስሎን ዝወዳደሮን እምላኽና ነምልኽ ሙኻንና ክብሪ ን እግዚኣብሔር።ኣዝያ ትባርኽ መዝሙር ተባረኹልና መዛምራን ቸስኮ።
@johnaman5103
12 күн бұрын
ጸሎት ውዳሴ ንልዑል እግዚኣብሔር ኵሉ ሠናይ፡* ዝለዓለ ሠናይ፡* ምሉእ ሠናይ፡* ንበይንኻ ሠናይ ዝኾንካ፤* ንስኻ ከኣሊ ኵሉ፡* ኣዝዩ ቅዱስ፡* ኣዝዩ ልዑልን፡ ልዕሊ ኵሉን ኢኻ’ሞ፡* ዘሎ ውዳሴን፡ ኵሉ ልዕልናን፡* ኵሉ ምስጋናን፡ ኵሉ ክብርን ምርቓን፡* ኵሉ ሠናይን ንህበካ ኣሎና። ኦ ዘለዓለማውን ከኣሊ ኵሉን፡* ቅኑዕን ርኅሩኅን ኣምላኽ፡* ... ንስኻ ብፍጹም ሠለስትነትን ግሩህ ሓድነትን፡* ትነብርን ትነግሥን ኣሎኻ።* ንዘለዓለም ዓለም፡ ንስኻ ከኣሊ ኵሉ ዝኾንካ፡* ወትሩ ዝተወደስካ ኹን። ኣሜን።* እዞም ደቅና ቡሩኻት፡ ነዚ ናይ ኣቦና ጥንታዊ ጸሎተ-ውዳሴ ብልዑል ተመስጦ ኣቅሪቦሙልና፡ ብልቢ ነመስግኖም፡ ኣምላኽ መሊሶም ንኸገልግሉን ኪውድሱን ብጸጋኡ ይምልኣዮም። Aba selemawi 😇🙏
@MerryHailemariamMerryhailemari
7 күн бұрын
Amen G.B.U All brothers & sisters
@Brtue
9 күн бұрын
Finally the type of Mezmur we expect, God bless you young bloods!
@swschesco
5 сағат бұрын
@@Brtue amen amennn🙏🙏 Share the video if you like it thankyouu🥰🙏
@jesusmyking9398
13 күн бұрын
I'm here first 🎉😂 ...I have been waiting 😢❤❤❤ tebarekuuuu!!! Men aloni ngusey bzekaka🥺🥺🥺🥺🫀🫀🤌🤌🦋❤❤❤
@jesusmyking9398
13 күн бұрын
Yeni yesus🥺🫀 Can't😢.... love u all❤❤
@swschesco
13 күн бұрын
Share nageberna knetebabiom hadera😊🙏
@EdenHabte-q3d
5 күн бұрын
God bless you my family ❤❤❤❤❤
@amanrobel-q5o
11 күн бұрын
God blessed our beloved church Selam wesenay kebri neaka yekun zelalemawi Abo🙏🏾. May God bless you everyone.
@SenaitBrhane-ov7wh
6 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤aseyy ena zemerukum nberu amlak xegueu yebzhalkum yehwateytebareku
@swschesco
5 сағат бұрын
@@SenaitBrhane-ov7wh @chapielias7518 amen amennn🙏🙏 Share nageberna netebabiayomm 🙏
@tedrosteklesenbet6356
6 күн бұрын
May Our Lord bless you ❤❤❤
@SefuHagos
12 күн бұрын
Amennnnnn amelak ybarkum
@hiritihaile4068
12 күн бұрын
ኣገልግሎትኩም ይባረኽ ብሩኻት ጡዑም መዝሙር
@Simon-wj8lm
12 күн бұрын
እግዚኣብሔር ይሃበልና ቡሩኻት ሰላም ወሠናይ ደ.መድኃኔ ዓለም ገጀረት። ብትሕዝቶ ይኹን ብጣዕሚ ዜማ መሳጢ መዝሙር ኣምልኾን ውዳሴን። ምስ ቆሞስኩምን ም/ቆሞስኩምን ምስ ኩላቶም ኣባላት ቊምስናኹምን እንቋዕ ኣሓጎሰኩምም። ቀጽልዎ።
@savedbyjesus7381
10 күн бұрын
Amlak ybarkum ❤❤❤
@Luwamchesco
13 күн бұрын
Praise to God 🙌🙌🙌 ....God bless u brukatey...Sws ❤❤❤❤❤
@AdulisKiebron
11 күн бұрын
ኣምልኮ ንየሱስ ጥራዩ ዩ ተባረኩ
@swschesco
8 күн бұрын
@@AdulisKiebron 😇🙏
@solomunteweldebrhan
10 күн бұрын
Amen amen goyta ika yesus 🎉🎉🎉🎉🎉 tebareku yihwat
@banakahsay8854
10 күн бұрын
Tebareku memeliskum ktzmrulna nberu burukat Ahwatey 🙏🥰❤
@Day.by_day
10 күн бұрын
ስለዚ’የ ዘምልኸካ ንስካ'ኾ ጎይታይ ኢካ ንስካ'ኾ ንጉስ ኢካ ንስካ'ኾ ክቡር ኢካ ንስካ'ኾ ሰናይ ኢካ ንስካ'ኾ ጎይታይ ኢካ ንስካ'ኾ ንጉስ ኢካ ንስካ'ኾ ክቡር ኢካ ንስካ'ኾ ሰናይ ኢካ ዝመሳሰለካ የለን ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዝመሳሰለካ የለን ብግርማን ብክብርን ዝመሳሰለካ የለን ብጥበብ ብፍልጠት ዝመሳሰለካ የለን ብክእለት ብሓይሊ ዝወዳደረካ የለን ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዝወዳደረካ የለን ብግርማን ብክብርን ዝወዳደረካ የለን ብጥበብ ብፍልጠት ዝወዳደረካ የለን ብክእለት ብሓይሊ ስለዚ'የ ፍግም ዝብለልካ ስለዚ'የ ዘምልኸካ ስለዚ'የ ዝእመነካ ስለዚ'የ ዝውከለካ ስለዚ'ና ፍግም ንብለልካ ስለዚ'ና ነምልኸካ ስለዚ'ና ንውከለካ መንዲ ኣለና'ዩ የሱስ ብዜካኻ ስለዚ'ና ፍግም ንብለልካ ስለዚ'ና ነምልኸካ ስለዚ'ና ንውከለካ መንዲ ኣለና'ዩ የሱስ ብዜካኻ ንስካ'ኾ ህያው ኢካ ንስካ'ኾ ፍቅሩ ኢካ ንስካ'ኾ ጉሩም ኢካ ንስካ'ኾ ሓያል ኢካ ንስካ'ኾ ህያው ኢካ ንስካ'ኾ ፍቅሩ ኢካ ንስካ'ኾ ጉሩም ኢካ ንስካ'ኾ ሓያል ኢካ ዝመሳሰለካ የለን ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዝመሳሰለካ የለን ብግርማን ብክብርን ዝመሳሰለካ የለን ብጥበብ ብፍልጠት ዝመሳሰለካ የለን ብክእለት ብሓይሊ ዝወዳደረካ የለን ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዝወዳደረካ የለን ብግርማን ብክብርን ዝወዳደረካ የለን ብጥበብ ብፍልጠት ዝወዳደረካ የለን ብክእለት ብሓይሊ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ግርማ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ክብሪ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ግርማ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ክብሪ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ግርማ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ክብሪ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ግርማ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ክብሪ ኦ እግዚኣብሔር መን እዩ ዘይፈርሓካ ኦ እግዚኣብሔር መን እዩ ዘይሰግደልካ መን እዩ'ከ ዘይእዘዘካ ልዕል ልዕል ክትብል ይግበኣካ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኩቡር ኢካ ኦ እግዚኣብሔር መን እዩ ዘይፈርሓካ ኦ እግዚኣብሔር መን እዩ ዘይሰግደልካ መን እዩ'ከ ዘይእዘዘካ ልዕል ልዕል ክትብል ይግበኣካ ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኩቡር ኢካ
@yebyoadhana3056
11 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yemanemehari8272
13 күн бұрын
ሰላም ወሰናይ ብሩኻት ይሕዋተይ ኣምላኽ ኣዕዚዙን ኣብሊጹን ይባረኽኩም..... ናይ በሓቂ ልቢኻ ዝትንክፈካ መዝሙርያ ብጃኹም ኩላትና መዘምራን ከምዚ መዝሙር ክንሰርሕን ሕዝና ክንቀርብ ።
@swschesco
12 күн бұрын
Amen amen😇🙏 Share nageberna knetebabiom hadera😊🙏
@ShewitMiki-n9l
10 күн бұрын
tebarku ❤❤
@nahomchesco
7 күн бұрын
GBU cheacona
@elsamicheal9036
10 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@berekettesfamariam1564
11 күн бұрын
ኣሜንንን ኣገልግሎትኩም ይባረኽ ይሕዋተይ ጥዑም መዝሙር 🙏🙏🙏🙏
@LuleyLove
10 күн бұрын
Tebareku brukatey❤🙏🩵
@bereket-s4f
Күн бұрын
🎉❤❤❤❤
@ghilachange9816
7 күн бұрын
Stay blessed
@yewhinkidane8883
10 күн бұрын
Amlak ybarekum brukad
@niqechesco3486
10 күн бұрын
❤CHESC😘NA ❤
@MaryAnday-p4f
12 күн бұрын
Amlak ybarkum yehwatey,btami tbark mezmur, egziabher ykberelu.
@shewitaamine
12 күн бұрын
ብሓቂ ኣዝያ ትባርኽ መዝሙር ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም የሕዋተይ ክትዝምሩ ንበሩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbrehetBaraki-pi2of
11 күн бұрын
Tbarku brkat ❤❤❤❤❤❤❤❤
@huriayohannes9124
12 күн бұрын
selam wo,senay brukat sdra deki francis amlak aezizu ybarkum azye tebarike temesgen beakum ztemesgene ykun egziabher kexilyo ❤❤❤❤elilllllllllllllll
@TitiTes
12 күн бұрын
Bereketkum ybzah brukat yehwat🙏🙏❤️
@filmonjiorjio706
11 күн бұрын
❤❤❤ tebareku brukuat enamlekoum nberu .
@swschesco
8 күн бұрын
@@filmonjiorjio706 amen fili hawna😇🙏
@semeretesfaldet8915
11 күн бұрын
እግዚኣብሄር የዕዚዙ ይባርኽኩም!!! እንዳ ዘመርኩም ንበሩ❤❤❤❤❤❤❤
@Day.by_day
11 күн бұрын
😍😘🥰
@simontekle1447
13 күн бұрын
ኣምላክ ይባርኩም፡ መዘምራን ሰላም ወሰናይ፡ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ።ጥዕምቲ መዝሙር።
@salemsalem320
10 күн бұрын
❤❤❤ amlak aezizu ybarikikum nbereket kunu
@AbrehetSolomon-t5b
11 күн бұрын
Tebarku memelskum ktzmru nbaru❤❤❤❤
@FebenMichael
11 күн бұрын
❤❤❤❤tebrku
@EdenMesgena
12 күн бұрын
Amen amen tebareku 🙏🙏🙏
@setimhretab5500
12 күн бұрын
God bless you more and more blessed 🙏amazing mezmur.❤
@selamawitweldemichael6712
13 күн бұрын
Amen Amen amlak yibrkum ahwetey edmen tena yibrkum tebraku ❤❤❤❤❤❤❤❤
@semhartes3445
11 күн бұрын
Egzabiher amlak abzto ybarkachu❤❤❤❤
@swschesco
8 күн бұрын
@@semhartes3445 amen amen😇🙏
@haki7036
11 күн бұрын
God bless you brothers and sisters in Christ. SWS
@jesusmyking9398
13 күн бұрын
This is a beautiful chant from heaven 😍
@swschesco
13 күн бұрын
Glad you enjoy it!
@AbelMichale-b5d
7 күн бұрын
❤❤❤
@ritarhe3834
12 күн бұрын
Amlak ybarekum ahwatey tebareku AMEN AMEN AMEN 🙏
@AfroReact
13 күн бұрын
❤❤❤❤
@digefasil3609
10 күн бұрын
Amlakh yibarkhkum
@MehareRufael
11 күн бұрын
Amen 🙏🙏🙏 God bless you
@EfremBerihu-vr4jm
12 күн бұрын
God bles you all❤❤❤amazing song
@fevenhabtemariam816
11 күн бұрын
Tebarku berukt yehwaty 🙏♥️🥰❤️
@ritarhe3834
12 күн бұрын
Elllllllllllll tebarekhu
@SemereGhebrezghi
11 күн бұрын
Amen ❤❤❤❤
@NeamnAron
13 күн бұрын
amazing worship praise to the lord
@luwampetros7628
11 күн бұрын
❤❤ tebareku yhwatey ❤🥰🙏🏾❤️
@saliemmichael5226
11 күн бұрын
May God bless 😇😇😇❤❤❤
@ferhatBerih
13 күн бұрын
Amen tebareku my dear beloved ones ❤❤❤ birukatey kitzimiru niberu🙏🙏🙏🙏🙏
@elsaesanta
12 күн бұрын
God bless you all chescona.. Amazing work.❤❤❤
@swschesco
12 күн бұрын
Amen🥰🙏
@swschesco
12 күн бұрын
Share nageberna knetebabiom hadera😊🙏
@MerhawiDaniel-b2l
12 күн бұрын
wawww tbareku Ahwat bitaemi tbark mezmur ❤❤❤❤❤
@brhanemichael4131
2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@swschesco
5 сағат бұрын
@@brhanemichael4131 amen amennn🙏🙏 Share the video if you like it thankyouu🥰🙏
@LuwamEyasu-j1z
11 күн бұрын
GOD BLESS YOU
@mikeletmengestab9714
12 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🤩🤩🙏🤩🙏🤩🥰🥰
@misganahaji6952
12 күн бұрын
God bless u all azya tiemti mezmur
@rutaabraham6586
13 күн бұрын
Egziabiher Amlak Aezizu Ybarkum Yehwat
@robelzeresenay358
11 күн бұрын
GBu our brothers❤🎉❤🎉
@astermisghina513
12 күн бұрын
God bless you 🙏🙏
@simonteklay
12 күн бұрын
ተባረኹልና ኣሕዋት ❤❤❤ብሉጽ ኣገልግሎት
@ksanetgoitom849
13 күн бұрын
❤❤❤ tebareku
@natsnethagos-w3z
12 күн бұрын
Tebareku tsgau ybzhalkum
@FutsumPetros
13 күн бұрын
❤❤❤ ተባረኩ ይሕዋት ወትሩ እናዘምርኩም ነበሩ 🎉🎉🎉🎉🎉
@liyatesfay3
12 күн бұрын
Azyu Xbuk Sirah Tebareku Brukat Ahwat 🙏
@dahlakdaniel1965
13 күн бұрын
Ni bereket kuni enda zemerkum niberu GBU burukat ❤❤❤❤❤
@HabenBrhane-c7l
12 күн бұрын
Amen Amen u are blessed chescona ❤❤❤❤
@swschesco
12 күн бұрын
Share nageberna knetebabiom hadera😊🙏 haben haftna
@wegahtaanday8387
13 күн бұрын
Zmare melaekti yesmekum tebareku❤❤❤
@solomonaster
13 күн бұрын
Alleluia. God bless you.
@freweinimosazghi6392
13 күн бұрын
Amlak ybarkum ahwatey nazemerkum nberu 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@Sidon-pf5ti
13 күн бұрын
tebareku kulukum ahwat ahat ❤❤❤❤❤❤
@MsginaHadgu
12 күн бұрын
Sws God bless you
@tesfitgeriemusic8863
13 күн бұрын
Egziabher amlak birk yeblkum azyu zbarek mezmur
@swschesco
12 күн бұрын
Share nageberna knetebabiom hadera😊🙏
@FreweyniKidane-x3v
12 күн бұрын
Gbu 🙏
@MilenaLyon-y9e
13 күн бұрын
Amen tebareku yhwatey ❤❤❤❤❤
@salitahabtemariam2914
13 күн бұрын
ጹቡቅ ስራሕ ቸስኮና ❤❤❤
@swschesco
13 күн бұрын
Share nageberna knetebabiom hadera😊🙏 sali hawna tebarekh
@NardosAron
13 күн бұрын
Tebareku ❤❤
10:42
ንዓኻ ምስ ረኸብኩ New Eritrean Catholic mezmur "When I find you" መዘምራን ቁምስና ኪዳነ ምሕረት ፍራንክፉርት
Eri Catholic Kidanemihret Frankfurt
Рет қаралды 108 М.
3:28:21
full Eritrean Movie 2024 ኣበር'ቲ ጽባቐ Enjoy EntertainmentEritrean film #eritrea#eritrean #eritreanmovie
Enjoy Entertainment
Рет қаралды 6 М.
00:32
Чистка воды совком от денег
FD Vasya
Рет қаралды 3,5 МЛН
00:34
I thought one thing and the truth is something else 😂
عائلة ابو رعد Abo Raad family
Рет қаралды 10 МЛН
00:34
Из какого города смотришь? 😃
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 2,7 МЛН
00:13
Thank you Santa
Nadir Show
Рет қаралды 41 МЛН
8:48
Eritrean Catholic mezmur Mhretka yu tesfana by mezemran love and peace addis ababa / ምሕረትካዩ ተስፋና
Eri Catholic Addismedia
Рет қаралды 593 М.
2:09:36
ኣብ ካቶሊካዊት፣ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተክርስቲያንን ፍልልይ ኣሎዶ?3ይ ክፋል ብኣሕዋትና ሊቀ ዲያቆናት ዮሓንስ ገብረሕይወት በረኸት ቀሺ ብርሃነመስቀልን
cfb tv ( ካቶሊካዊ መኣዲ ሕውነት)
Рет қаралды 8 М.
4:15
#ፀጋን የሞላሽ//Tsegan yemolash
Catholic Tube
Рет қаралды 2,4 М.
7:12
New Catholic Mezmur by Sws Chesco "Nab Alem Zemxakwo" || "ናብ ዓለም ዘምጻእክዎ" ብ ሰወሰ ቸስኮ @swschesco
Sws Chesco
Рет қаралды 1 М.
16:43
ሰሓቕ ጌሩልና/ክብሪ ክብሪ / RODANA BEREKET & DAWIT TKABO- Tigrinya mezmur
Rodana Bereket
Рет қаралды 1,6 МЛН
7:46
New Catholic Mezmur by sws chesco "Bahgi aloni" Live Worship "ባህጊ ኣሎኒ" ብ ሰወሰ ቸስኮ @swschesco 2024
Sws Chesco
Рет қаралды 2,1 М.
26:13
በረከት ዓመታዊ በዓል "ሻንብቆ" / ካብ ኤርትራ ብፍሉይ ዝተሰደደልና ግሩም መኣዲ
diav m media ፍቑር ኢየሱስ
Рет қаралды 6 М.
28:58
ዕላማ ጾምና።ብቀሲስ ዕርዶም። ERITREAN ORTHODOX NEW SBKET | ELAMA XOMNA
Anastasia ኣናስታስያ
Рет қаралды 4,1 М.
1:18:26
🛑 protestant mezmur | ልብ የሚነኩ የፀሎት መዝሙሮች | Ethiopian new mezmur protestant Markos Tewodros
MARKOS TEWODROS ♪
Рет қаралды 304 М.
7:40
ተፈሲሁ ልበይ | ሓዳስ መዝሙር ብካቶሊካውያን መዘምራን ደብረ መድኃኔ ዓለም ሓሊብ መንተል | Eritrean Catholic Mezmur Tefesihu lbey
Eri Catholic Addismedia
Рет қаралды 38 М.
00:32
Чистка воды совком от денег
FD Vasya
Рет қаралды 3,5 МЛН