New Eritrean - 2022 ህየሳ ቅርዓት ጥበባት ፍረወይኒ by. Nahom Yohannes.መስተ።

  Рет қаралды 15,304

LSAN MEDIA

LSAN MEDIA

2 жыл бұрын

መደባትና ተኸታቲልኩም #ሼር #ሳብስክራይብ #ላይክ ምግባርኩም ንዓና ዓቢ ሓገዝ እዩ። ተተባቢዕና ካልእ ብዙሕ ስራሕ ንኽንሰርሕ ውን ስለ ዝሕግዘና ርእይቶ፣ ኣራሚ ነቐፌታ ክትህቡና ብትሕትና ንሓትት። ምርጫኹም ልሳን ሜድያ እኹን።
Thank you. 🙏🙏🙏

Пікірлер: 188
@mechalomechalo9688
@mechalomechalo9688 2 жыл бұрын
Ms amanuel berhe kitrakebu mdelena
@dejenghrmay8013
@dejenghrmay8013 2 жыл бұрын
በጃኹም ማሓሩና ዝሞተት ደርፊ ክተተንስኡ ኣይትረቡሹና እቲ ገጣሚ ጠዊል ውን ኣሚኑ ይቅሬታ ሓቲቱላ'ዩ።
@michaelalazar2765
@michaelalazar2765 2 жыл бұрын
ብርግጽ ብሱል መንእሰይ ።
@h.klearnchannel8490
@h.klearnchannel8490 2 жыл бұрын
ፍረወይኒ ብሓቂ እታ ፍረ ዘይብላ ደርፊ እያ ስቅ ኢልካ ቀላዓለም ኣይትዛረብ ትብዕ በል።
@fqriumekseb3783
@fqriumekseb3783 2 жыл бұрын
የቀንየልና ሺኮሪና ሓውና ስለ አቲ ሃናጺ ህየሳኻ ናሆም ሓውና ክኣ ኣጆኻ ኣድነቅትኻ ኣለናካ bro
@eritrea8149
@eritrea8149 2 жыл бұрын
That was nice to hear good job👍❤ eritrean music 🎶 🎵 ❤ ♥ 💕 we have to support eritrean artists we are eritrean eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@kibo9101
@kibo9101 2 жыл бұрын
ገምጃዕ ደርፍን ሃገርን ታይ ዘራኪብ ኣለዎ
@yitebarekgebrehans
@yitebarekgebrehans 2 жыл бұрын
Kkkk 1000 gize Eritreawyan nkun, hatela zkone derfi hizom mexyom support kngebr ayndeln
@user-ql5mp4jo8l
@user-ql5mp4jo8l 2 жыл бұрын
ምስ ኣማኑኤል በርሀ ኣቕርብዎም በጃኹም!!
@lsanmedia5445
@lsanmedia5445 2 жыл бұрын
Okei kubur hawey kimexie eyu kurub texebeyen habibi
@admasabrehe9259
@admasabrehe9259 2 жыл бұрын
Kkkkkk Aema da wala niu kihyeso eu
@naymidyaxululat6699
@naymidyaxululat6699 2 жыл бұрын
Smart seb
@queensaba8945
@queensaba8945 2 жыл бұрын
መጀመርያ ከምዚ ህልይ ዝበል ድፍረት እሞ ኣይሃልወና፤ 1) ኣደይ ለቱ ኣደይ ዛህራ ትብል ኩለን ኣዴታት ኤርትራ እዩ ዝዉክል ኢልካዮ፤ ከምዚ ዓይነት ባሕሊ ልምድታት ክብርታት ሕ/ሰብ ኤርትራ ኣሎ ድዩ እንትርፎ ክብርታት ናይ ትግርኛ፤ እዚ ናይ ሃልወሳ ሓድነትና 9ብሔር ዝበሃል ጽንጽዋያትን መጥፊእና ኮይኑን ዘሎ ተደርብዩ እዩ ኣብ ጓሓፍ ክጓሓፍ ዘለዎ። 2) ኣበየናይ ግዜ እዩ ኔሩ ጥንቆላ ኣብ ሕ/ሰብና ከም ጽቡቅ ልምድታት ወይ ከም ባህሊ፤ 3) ኮኾብ ዶ ከምጻእልክን፣ ክታብ ከኣስርን ዘራኽብ ነገር የብሉን፣ ኮኾብ ዶ ከምጻእልኪ፣ ን ጽቡቅ ነገር እትምነዮ ንሳ ምዃን ወይ ምክዋን ብህለት እዩ። ክታብ ንምንታይ ይገልጽ፣ ኮኾብ ከ፤ 4) ከም ሃያሲ መጠን ነቲ ክብርታት ትግርኛ ውን ብዕዉቀት ተእምሮ ኣይትመስልን ኢኻ። ምክንያቱ እቲ ስረ ሳርያም፣ እቲ ዘይባህላዊ ኣቋንና፣ ባዓቢኡ ከኣ እቲ ዘይከዉንነታዊ ኣብ ባህልን ልምድን ትግርኛ ዘየለ፣ ትትንክፎ የለኻን። 5ይ ክቡር ሓው ካብ"ዚ ሃበስ ቀደስ እሞ ንዉጻእ ከም ሰብ ንኹን፣ እቲ ክሊብን እቶም ተዋሳእትን ኣካዳድንኦም ይኹን፣ ስርሓቶም ኣዝዩ ካብ"ቲ ሕደማ ዝተፈለየ እዩ። 6ይ ባዓቢኡ ከኣ እቲ ዜማ ብባህላዊ ዝድረፍ ዝነበረን ካብ ናይ ዓዚዝ ውን ዝተሰረቀ ዜማ እዩ። መደምደምታ፣ ዋላ ንባዕልኻ ኣይተረደእትካን ዘላ እዛ ደርፊ ሕደምኣ፣ ክሊፓ፣ ምንጽብራቃታ፣ ወዘተ ዋላ ኣይትስቆረካን ዘላ! ወደሓንካ #ፊሊ_ጉንደት
@geriegerie3568
@geriegerie3568 2 жыл бұрын
ምሳኹምስ ጽቡቕ ገርና ኢና ንፋለጥ! ሞስኮት የለን ሕርር በሉ!
@yonasgebar6764
@yonasgebar6764 2 жыл бұрын
@@geriegerie3568 ግርም ኣለካ አዞም ጁንታታት
@amanuelhailu1572
@amanuelhailu1572 Жыл бұрын
Haki
@dinonaawet6245
@dinonaawet6245 2 жыл бұрын
ግርም፡ ዝተፋላለየ ኣናብባ ክህሉ ምኽኣሉ ወይ እዛ ስራሕ ብዝተፋላለየ መንጽራት ክትረአ ምኽኣላ ንባዕሉ ጽባቐ እዩ፡፡ ቀጽሉ ! ትማሊ ኣኽፊእኩማ ሕጂ ኣጸቢቕኩማ ኣይኮነን ልዕሊ ኵሉ ደስ ዝበለኒ፡፡ ግጥሚ ኣንባቢ ዝደሊ ዓውዲ ምዃኑ ስለተረድኡ ዘለኹም ምበር።
@aumhayat7218
@aumhayat7218 Жыл бұрын
Eway hiyesa n Amanual berhie gideflu humusat
@EmaShow
@EmaShow 2 жыл бұрын
Good job 👏
@misgnameseret1583
@misgnameseret1583 2 жыл бұрын
ዕጣን፡ ከርበ፡ ቡን = ደክራ ከርበ ይዕጠን ድዩ ይድከር፧ ዕጣን ከ ይድከር ድዩ፧
@peterpetu8079
@peterpetu8079 2 жыл бұрын
Noh wedi I'm proud of you My friend Gobez
@jontv6228
@jontv6228 2 жыл бұрын
ኤማን ዳኒን ዘድንቆም ሃየስቲ ንጥበብ ትግርኛ ቁምነገር ዘለዎ ክከውን ከመእዝኑ ዝመጹ ብድፍረትን ብግልጺ ጌጋታት ዝነግሩ ሃየስቲ እዮም ጥብብ ኣማእዛኒ ህዝቢ እምበር ንግዲ ኣይኮነን ።
@aronmhretab324
@aronmhretab324 Жыл бұрын
etay anet freu wedey freka tetfe
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 2 жыл бұрын
Bejakum kale derfi eski dileu zeythayese enber eza zimotet derfi eya derfi tenkalo nihwet zeyblu hiwet kitgebri aytdkemu nezi kitgata do tirhtsa
@filmonbrhane4115
@filmonbrhane4115 2 жыл бұрын
👍👍👍👏👏👏
@starm1416
@starm1416 2 жыл бұрын
ወላ ወላ ኣይሓዝኩኻን
@samielmael475
@samielmael475 2 жыл бұрын
ዛ ደርፊ ሂወት ክትዘራላ ኣይከኣልካን ትርጉም የብላን ደርፊ ዝብል ስም ጥራይ ሒዛ ተሪፋ
@user-jc5eb5gj9v
@user-jc5eb5gj9v 2 жыл бұрын
ንዓ ደኣ መልሶ ደርፊ ዝብል ዘይኮነ ዘለዎ እዚኣ ....... ኢረ ዘትረፈልቶ የብላን።
@millaayalew1392
@millaayalew1392 7 ай бұрын
ነዚ ወዲ ኣምጹልና ሕማቅ ስራሕ እናበሉ ርእስና የሕምሙና ኣለው ❤❤❤
@DenbenaMedia9124
@DenbenaMedia9124 2 жыл бұрын
ደስ ዝብል ህየሳ❤ ኣበይ ድኣ ትሓቢኢኻ ኔርካ ወደይ
@yonasfissehaye1951
@yonasfissehaye1951 2 жыл бұрын
ንፉዕ ብጣዕሚ።ብዝተፈላለተ ኩርንዓት ምጥማቱ ክንምሃር ኣለና፡ብሓደ ሸነኹ ጥራይ ርኢኻ ኣሉታዊ ጎድኒ ጥራይ ምውጻእ ኣምር ናይ ህየሳ ካብ ዘይምህላው ኡዩዝብገስ።
@NahomHabtemichael-ru3uk
@NahomHabtemichael-ru3uk 11 күн бұрын
ትክክል እቶም ንህይስ ኢና ዝበሉ መብዛሕቲኡ እዋን ብዉልቃዊ ስሜዕታቶ ዮም ዝምርሑ
@akaltwutsuye3171
@akaltwutsuye3171 2 жыл бұрын
Wedi memhr is the great
@peteryacob5855
@peteryacob5855 2 жыл бұрын
ናሆም መስተ ከፊልኩም ዱ ካይትህይሱ በጃኩም ብቅዓት የብልኩምን ልሳን መድያ ከኣ ንኣማንኤል ጥራይ ኣምጽልና
@amanuelasme4160
@amanuelasme4160 2 жыл бұрын
ክክክክክክክክ ዳኒ ወዲ መምህር በቃ ወጺኩም ከም ትዛረቡ ጌሩኩም ክክክክክ ኣይትኽእልዎን ኢኹም ምስኡ ኣይትተሃላለኹ
@NahomHabtemichael-ru3uk
@NahomHabtemichael-ru3uk 11 күн бұрын
ጊስ
@user-sp6if6qf6j
@user-sp6if6qf6j 2 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ህዱእ መንእስይ ክትርኢ ከለካ ክንከስቦም ኢና ዘለና እቶም ዘምጽኦም ሓሳባት ብረቂቅ ኣገላልጻ ማለት ቀልጢፎም ዝርዱእካ ኬፍ ዘለዎም ሓንቲ ነገር ኣላ ትገርመኒ ማለት ሓደ ሃያሲ ንሓንቲ ደርፊ እንተ ደኣ ንኢድዋ ኩላትና ነስምረላ ከም ገለ ኬፍ ተዘይ ሂባቶም ከኣ ሰብ ክሳብ ዝጸልኣ ከም ትፍንፈን ይገብራ ስለዚ እቶም ኣብ ማስ ቤዳ ደርፊ ነስተማቅር ድማ ቅድሚ እቶም ሃየስቲ ባዕልና ክንበላሓት ንፈትን ንብኣብነት ገለ ክብለኩም ደመት መቸም ንብዙሓት ሰባት ዘዛረበት እያ እዚ ከኣ ርዱእ እዩ ምድግጋም ደመት ሓንቲ ሓጻር ኣብነት ክህበኩም ሓንቲ ኣደ ትፈትዎ ወዳ ብሞት ምስ ዝፍለያ ከምዚ ክትብል መልቀሰትሉ ብሩክ ምስ ዝከዉን ስሙ ምሉእ መዓልቲ ብሩከይ ክትብል ምወዓለት እዚ ከኣ ርዱእ እዩ እታ ኣደ ማዕረ ክንደይ ኣብ ወዳ ፍቅሪ ከምዘለዎ እዩ ዘረደኣካ ኣብታ ደርፊ ከኣ እታ ኣፍቃሪት ኣብቲ ልዕሊ ኣፍቃሪኣ ብዝበደለቶ እቲ ኣፍቃሪ ከኣ ኣብ ከቢድ ሓዘን እዩ ዘሎ እዚ ወደሓንኩም ደቂ ኤረይ ገለ በሉ 🙏🙏🙏
@NahomHabtemichael-ru3uk
@NahomHabtemichael-ru3uk 11 күн бұрын
ከምዚ ናትካ ርድኢት ዘለዎ ሰብ እንዳጠፈአ ስለ ዝከደዩ ኣስተማቃሪ ዝጠፍእ ዘሎ ሓንቲ ደርፊ ክትፈትዋን ክትጸልኣንሲ ኣብቶም ሃየስቲ ተሞርኪሱ ዝፈትዋ ወይ ዝጸልኣ ፡ ክብረት ይሃብካ ክቡር ሓዉ
@dongolatemalaeatawedi7291
@dongolatemalaeatawedi7291 2 жыл бұрын
Nnahom wedi hatnu eyu xbuk giere eye zfelto hasewti
@queensaba8945
@queensaba8945 2 жыл бұрын
መለስ ንጉሠ ኣዝየ ዝፈትዋካን ዘድንቀካን፣ ጻሓፋይ ገጣማይ! ኣብ ከምዚ ግን ኣይትማራሳሕ፣ ምናልባት ዘይደረጃኻ ከይከዉን! We Love you bro ❤
@millionmeles7381
@millionmeles7381 2 жыл бұрын
መን'ዩ ሓታቲ መን'ዩ ታሓታቲ'ባ፣
@yonasfisahaye565
@yonasfisahaye565 2 жыл бұрын
Sorry zarkey meytatka moya qeyr bejaka meles ur so big artist I've respect 🙏 ms zey derejaka aytmarasah bejaka
@biniamweldegebriel6420
@biniamweldegebriel6420 2 жыл бұрын
ክላእ ከብዲ እግርኻ ዘየሕክኽ ዘረባ የጽላኣና ኣሎ ኣንቱም ሰባት! ካብ ንድምጻዊ ከተድሕኑ ትመጹ ጠበብ ከተድሕኑ እንተትመጹ ግርም ምኾነ፡ ስነ-ጥበባውያን እንተበልናኩም'ሲ ካን ትግርኛ ዘይርዳኣና ጌርኩም ቆጺርኩምና፡ ዎ ኣምላኽ ኣቦይ ንወዲ መምህርን ንኤማን ዕድመ ሃበልና ዘጋግዩ በዚሖምና ኣለዉ
@paulmeksonone949
@paulmeksonone949 2 жыл бұрын
Kibretey xhafi zanta zeyteredo nska hiwet albiskaya ezi ka xbuq eye *xhuf anbabi seb kemzedlyo temahire* hanti gin wedi memhr & Ema nmtay trir elom yneqfu pls teredayom.
@zielundaufgabe210
@zielundaufgabe210 2 жыл бұрын
መለስ ንጉስ ተፈታዊ ኩልንትናካ ደስ ኢካ ትብል ግን ""ወዲ መምህር ከይ ህይሰካ ተጠንቀቅ"" ሓያል ዩ ጸላዊ ኢዩ ውን ። ንስሓቅ
@shabaymender9126
@shabaymender9126 2 жыл бұрын
መለስ ንጉሰ *ስ ምስዚ ወዲ መምህር ከተዋዳድሮ ? ? ? መለስ ንጉሰ መን ምዃኑ ፍለጥ & ምስዞም ተራ ናይ ደርፊ ገጠምቲ ዝስራዕ ድማ ኣይኮነን
@zielundaufgabe210
@zielundaufgabe210 2 жыл бұрын
@@shabaymender9126 ብሉጽ ምካኑ ጠቂሰ ኣለኩ ክብርቲ ሓፍቲ ወስ ወዲሰ ስቅ ዘይበልኩ ዩ ቲ ዘረባ ።
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 2 жыл бұрын
@@shabaymender9126 wedi memhir eber mzom watot kitsero hasbki he educated man kizrebelu sle zeydeli eu eber
@solomonliza
@solomonliza 2 жыл бұрын
ርድኢትካ ክሳብ ዝኾነ ንርድኢትካ ከነኽብረልካ ኢና እምበር ፍረወይንስ ሰብዓ ሚእታዊት ፍረ ኣልቦ ኢያ ።
@muhreiwediforto9808
@muhreiwediforto9808 2 жыл бұрын
Ane mesaka 100%ysemamae aye
@bruksamson2406
@bruksamson2406 2 жыл бұрын
ርእይቶኻ ብሱልን ርቱዕን ብዓቢኡ'ውን ንካልኦት ኩርናዕ ኣጠማምታታት ክፉት ቦታ ዝገድፍ ብምዃኑ ኣድኒቐካ። ስነ-ጥበብ ብተግሳጽን መረረን ተኣሪሙ ይኹን ተጸጊኑ ኣይፈልጥን። ብኣንጻሩ ኣብ ዝዀነ ይኹን ሕብረተሰብን ዘመናትን፡ ስነ-ጥበብ ዓለምና ጽባቐታት እናተባበዐ እዩ ክመጽእ ጸኒሑ። ነዚ ግን ከኣሊኡ'ዩ ዝኽእሎ! ከማኻ ማለተይ እየ። እቲ ንጉድለታት ዝለቅም ዘይኮነስ እቲ ንጽባቔታት ጽባቔታት እዮም ክብል ዝተብዕ እዩ ሓያል ሃያሲ ዝበሃል። ግዳ ሓደራኻ! ከምቲ ዓዲ ገሊኦም ዝገብርዎ ናይዚ ጣውላ ሕሳብ እንተዘይዓጺኹም ጽባሕ ኣብ ጋዜጣ ከንፈፍወካ እየ ዝብሉ ከይትኸውን። ይስማዕ ዶሎ በዓል ከንፈፍወካየ?
@bruksamson2406
@bruksamson2406 2 жыл бұрын
ይቕሬታ ምስጋና ረሲዐ። ልሳን ሜድያ ብዙሕ ነመስግን!
@samrawitgerezgiher6478
@samrawitgerezgiher6478 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@user-vi4tq7ew7p
@user-vi4tq7ew7p 2 жыл бұрын
ምስ ኣማኒኤል በርሀ ኣቅርብዎም ክትዕ ይፍጠሩ ቃል ብቃል
@yonnnavy9669
@yonnnavy9669 2 жыл бұрын
ዕጣን ከርበ ማዝዩ መሪር ማልት ኢዩ።
@amanuelhailu1572
@amanuelhailu1572 Жыл бұрын
Ane eta zhameket hyesa lomi semie baelka hasab amixika tetwo aleka kmzi elu endabelka zeytakeb hasabat fres fre yblan dehan Amanuel, Wedi memhr kabom temahar
@eritreanzelealemtenber2221
@eritreanzelealemtenber2221 2 жыл бұрын
Za wedi Aklikea ye wediaka retub meglaxi zeyblu
@derwegzumerfolg4725
@derwegzumerfolg4725 2 жыл бұрын
ክላ ግፈፉና ዘይተሃየሰ ዘይትህይሱ ቅድሚ ኹሉ ሃያሲ ገና ጡጦ ኣይገደፈን ዘሎ ፍረ ዘይብላ ደርፊ ኢያ ማህ።
@hermonbeyene3373
@hermonbeyene3373 2 жыл бұрын
Entay iyu zbel zelo ezi wedi afleto zelewo aymeseln iyu
@NahomHabtemichael-ru3uk
@NahomHabtemichael-ru3uk 11 күн бұрын
ኣፍልጦ ከምዘይብልካስ ፍሉጥ
@muluasufu2865
@muluasufu2865 2 жыл бұрын
xeyqi zkone zeben nzmotet derfi hiwet ktsokeala eilka fetinka emo gn msta derfi moytatka
@wedibelih7205
@wedibelih7205 2 жыл бұрын
Kela sk belu etan kerbe
@NahomHabtemichael-ru3uk
@NahomHabtemichael-ru3uk 11 күн бұрын
ከርበ ኢካ ንባዕልካ ከርበ ዋሒድ
@kibromgebremeskel8842
@kibromgebremeskel8842 2 жыл бұрын
ጋሂ ይባሃል ብዝሕ ማሓተትና ብዝሕ መተዝረብና ዋላ ሓንቲ ፍረ ኣይ መጻካን ጋዜጠኛ ወን ብሕቶታትት ክብዳሃካ ኣይ ካለን ፈራሓ ሓታቲ ኢካ ርኪብካ ተናኪፍኩማ ኢኩሙ እንበር መብርህታት ኣይ ሃቡክምላን ግን ኣነስ ንገዝብ ኢልኩሙ ወይ ካኣ ንህብብነት ኢልኩሙ ኢኩሙ ትመጹ መስለኒ። ባኒ ወዲ ዓከር ኢካ ባኣ!!!!!!!
@dehabgebremaryam5110
@dehabgebremaryam5110 Жыл бұрын
ዓሚ ዝሞተ ምራኽ ስደዱ ክክክ
@user-ez9lp3yv1d
@user-ez9lp3yv1d 2 жыл бұрын
ብጠዓሚ ንፉዕ ጽቡቕ ገልጽካዮ እቲ ክልብ ባህልና ኣይኮነ እንተ ኣብቲ ግጥሚ ግን ጽቡቕ መግለጺ ህብካ። ናይ ኤርሚለ "ደመት' ውን ጽብቕቲ ግጥሚ እያ ይብል ብወገነይ እስከ ገለ በለና ፍላስፋ ግጥሚ እኻ ትመስል እሞ ብተስፋ ክጽበ እየ።
@lsanmedia5445
@lsanmedia5445 2 жыл бұрын
thanks🥰kinftin ena nay erimyas demet hawey
@endriasendriasfikak2816
@endriasendriasfikak2816 2 жыл бұрын
Nay erimas si entirfa xbuq hemaqi aytwxelani eyka gedafi
@wedigere1549
@wedigere1549 2 жыл бұрын
ሰብ ኣይተደናግር ትኹሕል ዘለኻ ከይመስለካ ተጥፍኦ ኢኻ ዘለኻ ተዛሪቡ ኣይክእሎ ተንቲኑ ኣይክእሎ።
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 2 жыл бұрын
ፍልስፍና ኣብ ኤረትሪን ኣትዩ ሓሱሩ ብሓቂ ከ ፍልስፍና ቃል ብቃሉ ትፈልጦ ዶ
@efremalay3283
@efremalay3283 2 жыл бұрын
ኣላ ፍሬታ! መሬት ቃው-ቃው ኣቢላታ።ጉዳይ ፍረይ ኣብ'ዚ ዓጺና ኣሎና።ኩሉኹም ገገዛኹም።
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 2 жыл бұрын
ንቀደም ንስካ በታ ግጥሚ ኣቀዲምካ ዘይተንቢባ። ኣኣዚ ናካ ምሰማካዮ ዝተሰማካ ኢዩ እምበር ከምዚ ዝበልካዮ ቃላት ኣብታ ደርፊ ኣይሰማናን።
@tadeseteklebrhan
@tadeseteklebrhan 2 жыл бұрын
ህየሳ... ንዕብየት ስነ-ጥበብ ካብ ኮነ ካብ ክስቶ ኢዩ ነቂፍዋ'ሞ ከም ገለ ጌርና ሂወት ክንዘርኣላ ካብ ዝብል ሕማቕ ህልኽ እንተተበጊሱ ካብቲ ደራፊ ንስኻ ሃያሲ ቀታሊ ስነ-ጥበብ ሙኻንካ ክትፈልጥ ይግባእ ፡ መለስ ንጉሰ ንባዕልኻ ክትህይሳ መሓሸ ካባኻ ብዝሕ ስለ ንጽበ !!!
@eritreanoldmusic1341
@eritreanoldmusic1341 2 жыл бұрын
ክቡራት ይሕዋተይ ዝተፈላልየ ናይ ቀደም ደርፊ ክትሰምዑ እንድሕር ደሊኹም ኣብዝያ channel ሳብስክራይብ ኽትገብሩ ብኽብሪ ይዕድመክም
@lsanmedia5445
@lsanmedia5445 2 жыл бұрын
Thanks 😊😊😊💪💪
@eritreanoldmusic1341
@eritreanoldmusic1341 2 жыл бұрын
@@lsanmedia5445 💝💝💝
@endriasendriasfikak2816
@endriasendriasfikak2816 2 жыл бұрын
enba eta rehaxi seb eyka tbela dleka enta trdeka
@user-yh9hq3iu9g
@user-yh9hq3iu9g 2 жыл бұрын
ናሆም ድዩ ሃይስካ ሂወት ዝርአላ ኢሉካ ወላሓንቲ ኢኻ ዘይ ሃየስካያ ሳሓበይ ቤላ ተልመደን ግን ረኸብካ ኣለኻ ካልእ ሓዱሽ ዘይ ትሃየሰ ኣቅርብ እንበር ጉዳይ ፍረየስ ናዓኻ ካማን ፈረ ዘይ ብላ ህየሳ ገራትካ ኣላ መዘናይ
@onegod6726
@onegod6726 2 жыл бұрын
Lsan please 🙏 Kem zi wedi anete atemixalna Mikinatu b ani artist aikonen zzareb zelo.
@merry_media
@merry_media 2 жыл бұрын
ሰላም ኣሕዋት ምስ ስድራናን ዓድናን የራክበና ሰላም ይፍጠረልና መደባተይ ሪኢኩም ሳብስክራይብ ሓግዙኒ በጃኩም የሕዋተይ
@lsanmedia5445
@lsanmedia5445 2 жыл бұрын
Thanks 💪💪💪
@user-pe4hg3dn1b
@user-pe4hg3dn1b 2 жыл бұрын
ኣታ እንታይ ኢዩ ዝብል ዘሎ ኣብ ፍረወይኒ እንታይ ያታ ኢዩ ዘሎ ህኮት ዝኾነ ሃያሳይ
@henokamlakymesgen9779
@henokamlakymesgen9779 2 жыл бұрын
ኣነስ ካብቶም ነከፍቲ ናይዚ ፈተዮ
@kidusmichael1741
@kidusmichael1741 2 жыл бұрын
ዓሚ ዝሞተ ምራኽ ትዝክሩ ገዛሚኣ ከማን ፍረ ከምዘይብላ ፈሊጡ ሱቕ ኢሉስ ኣብዚ መጺኹም መሊስኩም ቁስሉ ትጎድኡዎ።ሕማቓት
@paulmeksonone949
@paulmeksonone949 2 жыл бұрын
Bkemzinatka tintena bhaqi bnatey gitmi kderf eye pls gin kemzi gierka hiwet albseley eka link ksedelka eye miszergahkwa
@filifilimon4361
@filifilimon4361 2 жыл бұрын
Klae gdefuna eski sirah dikum sinkum zmotet freweyni ala tbluna Amshi y'ake
@asmarino598
@asmarino598 2 жыл бұрын
Unique point of view hizka ktmexie xbuk u ezia gn meytatka….Meles ka please xbah tbl nay abrar zkeal tekoinu haysulna
@lsanmedia5445
@lsanmedia5445 2 жыл бұрын
Thanks for comment, nay abrar ayneyti song knhysulkum
@godismyshepherd304
@godismyshepherd304 2 жыл бұрын
Meles Nuguse Abo gitmi,haki yihayish ezi wedi kab zeyele eyu positive hasab zizareb zelo. Sine tibeb Modesha hibreteseb intekoynu intay nimrkab eyu nay tenkoltin kaliean abu atyu,sine tibeb equuu hibreteseb kitmhrelu enber keteanwelu aykonen . Degimna ab kaliea zeytehayese derfi kinrieaka gin tesfa nigebir.
@NahomHabtemichael-ru3uk
@NahomHabtemichael-ru3uk 11 күн бұрын
ሰብኣይ ኢለካ ኣለኩ ብርግጽ እቶም ቅድሜካ ነዛ ደርፊ ዝሃየስዋ ሰባት ነቲ ህዝቢ ነዛ ደርፊ ከምዝጽየና ጌሮሞ ዮም፡ ስለዚ ነዛ ሓሳብካ ብዙሕ ሰብ ከምዘይቅበሎ ርግጼናየ ናዓይ ግን perfect መግለጺ ናይ ብሓቂ ዉጽኢት fine art ኣርቲ ኣርኢካኒ go ahead ክቡር ሓው
@Kidane13
@Kidane13 2 жыл бұрын
መለስ ንጉሰ ክትሰምዖ ስለ ዘለካ ኢኻ ትሰምዖ ዘለኻ እምበር ካብ ገጽካ ትፍለጥ ዋላ ኣይዓገብካን።
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 2 жыл бұрын
ፍረወይኒ ኣብ ባህልና ዝጽወት እዪ ፡እታ ደርፊ ዝወጻ የብላን ንባህልና ምሕዳስ ምምዕባል ጽቡቕ እዪ` ጠዊል እውን ቕድሚ ገለ ዓመታት ኣብ ERi TV ኣብ ኣዳራሽ ፍረወይኒ ኢሉ ይጭፍር እቶም ዕዱማት ከኣ ፍረወይኒ ኢሎም ይቕበልዎ ብከምዚ ጽቡቕ መደብ ኔሩ ብዙሓት ዓበይቲ ማሰኛታት ሃገርና ዝነበርዎ መደብ እዪ ኔሩ ።
@simontikabo1410
@simontikabo1410 2 жыл бұрын
ንዝመተት ደርፊ ከተተስአ ጥራዝን ቢሮን ሒዝካ መጺካ ትገርም።
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 2 жыл бұрын
ብሓሶት ህየሳ ዕንወት ጥበብ ኤርትራ እዩ። ብጣዕሚ ዘሐፍር ህየሳ። ሕልናኻ ዝወቕሰካ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ ዓርከይ።
@ikkanalles4097
@ikkanalles4097 2 жыл бұрын
እዚ ወዲ ዓሚቅ ኣፍልጦ ኣለዎ ምስቶም ነዛ ፍረወይኒ ብዘይ ፍረ ተወዲኣ ዝብሉ ሃየስቲ በጃኻ ኣራኽቦም።
@merhawimengisteab133
@merhawimengisteab133 2 жыл бұрын
ጥንቆላን ማሪትን ዋላኮ ናይ ቁሩብ ፍልልያት ይሃልዎ ተመሳሳልን ክተርፍ ዘለዎን ድሑር ኣጉል እምነት'ዩ፡ ነገር ግና ተሪፉዩ ኢልኩምና እሞ ኣነስ ኣይተረፈን ምበልኩኹም፡ ኣብ በዓል ገዛ ገርህላሰ፡ ዓዲ ቀይሕ፡ ኣቑርደት ወዘተ ዘለዋ/ዉ ህዝቢ ሰሪዖም ክታብ ክዕድሉ ዝውዕሉ ዘለዉስ ኣካል ህዝብናን ናዚ ዘለናዎ ዘበኒ'ዶ ኣይኮኑንዮም፧
@moromah4734
@moromah4734 2 жыл бұрын
ኣታ ታይወረዲካ
@majorafewerki9951
@majorafewerki9951 2 жыл бұрын
ኣየ እንዳ ፍረወይኒ ፍረ ዘይቡሉ ዘረብ ክተቅርቡ በቃ ክትቀርቡ ኣሕ መጃኑን ጀበርቲ ምካንኩም ከተርፍ ድዩ ሙካን ጀበርቲ ኣን ጥፋት ክትጥንቁሉ ጥንቆልቲ ዕጣንኩም ንዓኩም
@kidanegebreegzabher6499
@kidanegebreegzabher6499 2 жыл бұрын
ብመጀመርታ ወዲ ንጉሰ ከምኡ ዉን ወዲ ጎይትሽ ግዜኩም ኣወንዚፍኩም ተቃደስቲ በረከት ብምግባርኩም ከየመስገንኩኩም ክሓልፍ ኣይደልን ፥ ቀጺለ ክብሎ ዝደሊ ኣብዚ ዉሽጢ ዘሎ ሕመቕ ሕደማ መትሓዚ ወይ ፍሉይ ኩርናዕ ኣይረካኩን ፥ ማለት ተረዲኩም ኣሎ ።
@efremberaki559
@efremberaki559 2 жыл бұрын
ብምታይ አዩ ከረዳና ደሉ ንባዓሉ ዘይተረደቶ ብሓይሊ ደርፊ ክትግብራ በጃኻ ተሰተር
@josefbayru5864
@josefbayru5864 2 жыл бұрын
ኣነ ዝገረመኒ ግን ሓታቲ ዶዩ ወይስ ሃያሲ ስለምንታይ ነዚ ሰብ ዓዲምዋ ኣሎ ባዕሉ ዘይህይሳ
@filmonestifanos2129
@filmonestifanos2129 2 жыл бұрын
Wedi memhir dea srah fetirkalu hamed kigebreka eyu
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 2 жыл бұрын
Wey wedi memhir kkkkk nkula rara aetwula
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 2 жыл бұрын
Neza zeytrebhis 33 minutes
@danielghebre4511
@danielghebre4511 2 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ቅደመ ክልተ ዓመት እያ ተሃይሳ ነይራ ተዘይተጋጊየ ጠዊል እውን ነቀፊቱኡ ተቀቢሉ ነይሩ እዩ እንታይ ኣምጾኦ ድኣ ሕጂ
@godislove6831
@godislove6831 2 жыл бұрын
Ezi Daniel wedi memhr zbhal kola kedmi heji temhrti wesidlu neru diu
@rufbob1796
@rufbob1796 2 жыл бұрын
Xbuq meglexi yu
@awetgirmay9431
@awetgirmay9431 2 жыл бұрын
ዝከበርካ ኣቶ መለስ ንጉሰ እዚኣ ሞይታቶ እንዲያ ግን ግን ኣብ ዝሞተት ስቅ ኢልካ ካብ ምዕንይናይ ካሊእ ዝሓሸ ስራሕ ሒዝኩምልና ምጹ ። መለስ ንጉሰ ድማ ነዚ ስቅ ኢልካ ክትሰምዕ ብዙሕ ደስ ኣይብልን ኢዩ ። ገጣማይ እንተተባሂሉ ኣብ ዓዳትና መለስ ንጉሰ ኢዩ ዝብል ሰብ ሓደራካ
@michaelalazar2765
@michaelalazar2765 2 жыл бұрын
መን ኢዩ ባ ዳይረክት ጌርዋ?
@sultanal4740
@sultanal4740 2 жыл бұрын
000
@yonatanmesfun9817
@yonatanmesfun9817 2 жыл бұрын
ቀጻልነት ወሎዶይ ምሳኹም ይኹነለይ..... ምስ ኣማኑኤል ኣብ ጋዜጣ ይኹነለይ
@bereketrezene6764
@bereketrezene6764 2 жыл бұрын
Tehabae eske hasawi gubo do tewhibka dki enber Hiwet yeblan mebilie genzeb da trkibu enber kkk
@cinemaroma9985
@cinemaroma9985 2 жыл бұрын
ንዓኻ'ውን ክህይሰካ'ዩ ወዲ መምህር ደኣ እንታይ መትሓዚ ኣለዎ።
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር እሞ ኣፍልጡኡ ኣብ ግጥሚ ማዕረ ክንደይ ኢዩ ዕምቆት ሓሳባት ሕደማ ካበይ ዘምጸኦ ኣለዎ ኣይገጣማይ ኣይዘያማይ ኣይደራፋይ መለስ ንጉሰ ግን ገጣማይ ጥራይ ዘይኮነስ መምህር ገጠምቲ ኢዩ።
@cinemaroma9985
@cinemaroma9985 2 жыл бұрын
@@mikiyatlove9608 ok እሞ ሓደ መራሒ ሃገር'ከ ብትምህርቲ ተማሂሩ President ክኸውን ኣይክእልን? ግድን ድዩ ኲናት ክርኢ ወይ ከሕልፍ ዘለዎ?
@felfalithagos4388
@felfalithagos4388 2 жыл бұрын
ሓድሽ ዘይትህይሱ 3 ሰብ ሓሪሶማስ ትምለስዋ 😏
@onegod6726
@onegod6726 2 жыл бұрын
Eway tegedidka kitizareb kikefi Getamay gegue aminu sorry hatitu B isseyas afewerk police zitexelelu ka xibiqti kiblu gemirom
@michaelalazar2765
@michaelalazar2765 2 жыл бұрын
እቶም ትጻረፉስ ድክመት ዶ ይከውን
@eriqlafront5150
@eriqlafront5150 2 жыл бұрын
ግደፈና በጃኻ ዓንቋ እግሪ ኮይኑ ኣይፈልጥን! ስቕ ኢልካ ትንፋስ ክትዘርኣላ ኣይትፈትን!
@essienyonas3109
@essienyonas3109 2 жыл бұрын
ሪኢቶኻ ወይ ዝተሰምዓካ ኢኻ ትገልጽ ዘለኻ, ፍረ ኣልቦ ህየሳ
@jimimehamed4809
@jimimehamed4809 2 жыл бұрын
ሙሁር ሰብ ሙካንካ ካብ ኣዘራረባካን ኣገላላጻካን ፍሉጥ በቃ. ..
@assetentertainment8679
@assetentertainment8679 2 жыл бұрын
Suq bel bejaka zweredo director . nahom baelu eko meliswo eyu ab interview . ab tgray eyu ada eza derfi , nabue weside kea seriheya eko elu abti interview inte semikayo habibi....
@girmaytsegay9591
@girmaytsegay9591 2 жыл бұрын
Entay eu zebhal ami zemote merak fenu du zebhal
@rezuwedihagereseb1283
@rezuwedihagereseb1283 2 жыл бұрын
Eza derfi si ykereta da ember fre zbahale yebelan kubrat yehwat 😁ente kone gna tahaysa sle zneberet si agedasit aykonetn nera degimka mehyasa ketkuhla eka mexika bhaxiru ::
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 2 жыл бұрын
Kkk fireweyni da teskar ahlifa msh aytesewakumn dukum🤣
@anditandit1553
@anditandit1553 2 жыл бұрын
Ya jema dgam eyu ko
@hasiethagos32
@hasiethagos32 2 жыл бұрын
1" እታ ጓል እንተ ትኣብዮ (ተትጽልኦ) ዛዕጎል ድዩ ወላ ዕጣን ኣጫባሪሑ ድዩ ወላ ኣትኪኹ ምመለሳ ግን እቲ ሽግር ናይ ስድራ እዩ፡ 2 ስራይ፡ጥንቆላ ከም ኣማራጺ ኣብ ስነ ጥበብ ምምጻእ ንቲ ሰብ ክጎድኦ ወይ ውን ናብ ጌጋ መገዲ ዝመርሕ ክሳብ ዝኮነ ተመራጺ ኣይመስለንን፡ ግን ምስቶም ሃየስቲ ፊት ንፊት ተተራክቦም ጽቡቕ ነይሩ።
@user-om6wo3mh9j
@user-om6wo3mh9j 2 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ፈሊኹም ጸሊኹም ፍረወይኒ ብዘይ ፍረ ዝጠፈአት ደርፊ አያ ሒጀ ክተተሰዋ ኣይትፈቱን ክክክክክክክ ኩሉ ወዲ መምህር ን ወድ በረሀን ወዲኦሞ አዮም
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 2 жыл бұрын
Seb kehrik elu eu Eko kkk
ኤርትራዊ ህንዳዊ'ዶ ወይስ....? # New Eritrean Video 2024
31:44
ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Рет қаралды 14 М.
Playing hide and seek with my dog 🐶
00:25
Zach King
Рет қаралды 35 МЛН
Nastya and SeanDoesMagic
00:16
Nastya
Рет қаралды 36 МЛН
Evening News in Tigrinya for August 1, 2024 - ERi-TV, Eritrea
20:51
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 8 М.
Helen Meles - Meaza (Official Video) | Eritrean Music
4:30
ADMAS MUSIC
Рет қаралды 3,5 МЛН
НАЛЕТЕЛ НА БРАТА САНИ🧨
0:36
RFC Fighting Championship
Рет қаралды 174 М.
Арбузорезка 🍉
0:42
Сан Тан
Рет қаралды 2,3 МЛН
这是王子儿子吗
0:27
落魄的王子
Рет қаралды 5 МЛН