New Eritrean Artist Michael Jende Medical Support - ሕክምናዊ ሓገዝ ንበሃር ስነጥበበኛ ሚካኤል ጀንደ

  Рет қаралды 83,476

YKAWAR TV ወዲ ሃይለ

YKAWAR TV ወዲ ሃይለ

Күн бұрын

Пікірлер: 674
@ykawartv
@ykawartv 2 жыл бұрын
www.gofundme.com/f/michael-emahatzion-beraki?+share-flow-1 ስላም ኣምላኽ ንዓኹም ይኹን፡ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ገበርቲ ሰናይ ኣሕዋት፡ ሰናይ ምንዮትና እናገለጽና ።ብምቕጻል ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣቦናን ብጻይናን ሓውናን ዝኾነ ሌጀንድ ኣርቲስት ሚኪኤል እመሃጽዮን በራኺ(ጀንደ)፡ ብዝጸንሖ መውጋእቲ ናይ እግሪ ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ርእሲኡ ናይ ቆርበትን ሽኮር ሕማም፡ ናይ ዓይንን እዝንን ስንን ጸገማት ተወሲኹዎ ንልዕሊ 4 ወርሒ ኣብ ሱዳን ድሕሪ ምጽናሕ ምስ ዘሎ ህሉው ኩነታት ሱዳንን ከቢድ ወጻኢታት ሕክምናን ልዕሊ ዓቕሙ ስለ ዝኾነ፡ ክቡራት ኣሕዋት በብወገንኩም ብሞራልን ገንዘብን በብዓቕምኹም ሓግዙኒ ይብል። ብፍላይ ኣብ ሚድያ ትነጥፉ ኤርትራውያን ነዚ ሓበረታ ኣብ ምዝርጋሕ ተሓባበሩና ንእትገብርዎ ሓገዝ ኣቐዲምና ነመስግን፡፡
@EE-ro2tx
@EE-ro2tx 2 жыл бұрын
GoFundMe zey nefelto ke be mentay kensdelu nekle
@EE-ro2tx
@EE-ro2tx 2 жыл бұрын
@@lemlemluulay6843 Thanks rekbyom keman tsnhe be tel terdadena alna
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ እቲ ኩሉ ዝከኣሎ ረቢ ኣባደንደን፡ ሓርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ሓውናን ኣቦናን ጀንደ ወዲሳሕለ 🇪🇷❤🐫
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 2 жыл бұрын
ኣብ ሓደ ማዓልቲ ዳርጋ 45 ሽሕ በጺሑ ኣሎ ህዝብና ብሩክ..ሕጂ ከምቲ ናይ ዮናስ ኣብ ዘይጠቅም ሃገር ቱርክ ከይዱ ዘይረብሓ. ኣብ ምዕቡል ኣብ ኤውሮጳ ክሕከም ይጻዓረሉ ከም ናይ ዮናስ ወረቀትን ገለን ክብሉ ግዜ ዝበልዑ ዘይኮነ ካብ ሕጂ ቪዛ እንተዝሕተተሉ ጽቡቅ ነይረ..ሓርበኛ ጀንደ ብጥዕና ተመሊሱ ክጸውየሉን ንኣምላክ ከመስግንን ንምነየሉ🙏🏽❤
@HabeshaKitchenForYou
@HabeshaKitchenForYou 2 жыл бұрын
@@EE-ro2tx ደዉልኩም ስደዱሉ
@lovepeace1314
@lovepeace1314 2 жыл бұрын
ክቡር ኣቦና ጀንደ ዕድሜካ ንሃገርን ህዝብን ወፊካ ኢካ እሞ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ንዓካን ንወድካን ምሕረት የውርድ ደቂ ኤረይ ኢደይ ኢድካ ንበል ንኣቦና ምስ ውላዱ ሰብ ዩቲብ ካኣ ኣብ ቻነልኩም ዘርግሕዎ
@user-be3ih8qi5r
@user-be3ih8qi5r 2 жыл бұрын
#ንኣቦና ሚኪኤል እምሃጼን #ጀንደ ንምሕጋዝ እሞ ሕቶ ዘድልዮ ኣይኮነን , ሕጂ ብውዕይታ እንከላ #gofund-account ክፈትሉ , ንፈትወካን ነኽብረካን ኣቦና ጀንደ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ ,ኣጆኻ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ኽኣ ኢደይ ኢድካ ክንብለልካ ኢና 🇪🇷❤️
@asmerawitmariamawit5410
@asmerawitmariamawit5410 2 жыл бұрын
Ab laili Alo GoFundMe account
@user-be3ih8qi5r
@user-be3ih8qi5r 2 жыл бұрын
@@asmerawitmariamawit5410 ewe rekibeya aleku , thank you kea 😊
@Liya-lz9hp
@Liya-lz9hp 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ አለናካ እንዶ ርእስኻ ኣቕንዕ ባባ ናይ ኩሉ ሓረበኛ ተጋዳላይ ❤
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ጀንደ, ኣምላኽ ምሕረት የዉርደልካ. ❤️🇪🇷
@Abrahamweid291
@Abrahamweid291 2 жыл бұрын
ኣርሓ ናቅፋና ኣጆካ ኣለናልካ ኣያና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@yemmhiwe3246
@yemmhiwe3246 2 жыл бұрын
ኣጀካ ጅግናና ዘዝዓቅምና ክንገብር ኢና ደቂ ኤርትራ ከኣ ኢደይ ኢፍካ ኢልና ንሓግዞ
@Robi-94
@Robi-94 2 жыл бұрын
ኣጆካ ባባ ጀንደ እዚ ዳኣ ናባና ግደፎ ባዓቢኡ ግን ንፈጣሪ ምልማን ኢዩ ንሱ ኢዩ ካኣሊ ኩሉ ጸዋሪ ኩሉ ክሳድና ኣድኒና ናብ ፈጣሪና ንለምን
@samitesfay5274
@samitesfay5274 2 жыл бұрын
ኦህ ምሕረት የውርደልካ ጀንደ please ኣሕዋት ንሓግዝ አቅምና
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 2 жыл бұрын
ናብ ኩለን ሜድያታት ሃገርና ሸር ቦሎ ወዲ ሃይለ please : ሙሉእ ጥዕና ንምነየሉ ነቦና ጅግና ስነጥበባዊ እማሃጼን ( ጀንደ) .
@tigistighirmay9952
@tigistighirmay9952 2 жыл бұрын
ክቡር ስነጥበባዊ ጀንደ አጆኻ ምሕረት የውርደልካ አብ ትሕቲ ፈጣሪ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ብሩኽ እዩ አብ ጎንኻ አለና ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን🙏🙏🙏
@suzanasuzana.ghrmay9510
@suzanasuzana.ghrmay9510 2 жыл бұрын
Mhret yewrdelka abona jende
@koriakorare8213
@koriakorare8213 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ኩሩዐ ምንነት ወዲ ኤሬይ አብ ዘለኻ አምላኽ ይሐልኻ ዘልዐልኩሞ ይተክአልኩም ፈጣሬ እዚ ገንዘብ ናይ ጀንደ ክብራት አሕዋት ሽማግለ ገርኩም አሐክምዎ ሰበይቱ ድቦይ ከይደ ክሽቅጥ እላ ከተጥፍኤን እያ ሰበይቱ ዘየንበዔቶ ሰበይቲ የላን ወርቃ እናሸጠት ናብብድቦይ እዝአ መዳናገሬት እያ ንጀንደ ባዕሉኹም ተራድእዎ ከምታ ዝጀመርክማ አደታት አስመራ አዕንያተን ብወረቀነ ዝሞታ ከማን አለዋ እዚ ወድሐንኩም
@ferejmahmud9515
@ferejmahmud9515 2 жыл бұрын
Kubar Hawena artist jenda Mehrat kab allah yewrdlka
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 2 жыл бұрын
እቲ ዘይጸዓድ ሓርበኛ ኣቦና ጀንደ ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ
@eritreaprevails5807
@eritreaprevails5807 2 жыл бұрын
አነስ ክፈትወካ ጀንደ ጥዑም ደሀይ ምሕረት የዉርደልካ ❤አጆኻ አብ ትሕቲ አምላኽ ዝክአለና ኩሉ ክንሕግዘካ ኢና 😢
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 2 жыл бұрын
አጆካ ጅግና አቦና ምሕረት የውርደልካ ዕደመን ጥዕናን ክህበካ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Algaasmarina1991
@Algaasmarina1991 2 жыл бұрын
እዋይ ጀንደ 😢ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ኣምላክ ምህረቱ የውርደልካ😮እግዚኣብሄር ኣምላክ
@semretfessahaye9975
@semretfessahaye9975 2 жыл бұрын
አጆኻ ጀንደ አጆና የሕዋት ኢደይ ኢደይ ንበል 😢😢❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mesginahabte3391
@mesginahabte3391 2 жыл бұрын
ምሉእ ምሕረት ካብ እዝግጋብሄር'ዩ ምሕረት የውርደልካ ክቡር ስነ-ጥበባዊ ሃገርና።ኣጆኹም ደቂ ኤረይ ዓቅምና ንሓግዝ ደቂ ሓላል መሬት😘🇪🇷😘🇪🇷
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርድ አዝጋኣብሄር ኣጆኻ ኣቦና ኤርትራዊ ካብታ ዘለቶ ኣይጭኽንን አዩ ስለዚ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ደቂ ኤረይ ኣምላኽ ዘውጻክሞ ይተካልኩም ሓቦ በሉ
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ጀንደ ሓውና ሞስ ወድኻ ክትሓውን ክትሕጎስን ኢኻ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምትኩም🤲🤲🤲
@bahlinatv981
@bahlinatv981 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ክቡር ኣቦና❤
@mussieyemane4150
@mussieyemane4150 2 жыл бұрын
እግዚኣቢሄር ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ኣቦና ቅድስተ ቁድሳን ድንግል ማርያም ምሳካ ትኩን
@girmaykidane2808
@girmaykidane2808 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ልቢ ዝትክፍ ኢዩ አጆኻ አያና ሚኬኤል ሓውና ጌዴታና ኢዩ አምላኽ ምሳኻ ይኹን 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tomassankara644
@tomassankara644 2 жыл бұрын
እቲ መንግስቲ እንታይ ይገብር ኣሎ ይገርም እዩ ምህረት የውርድ ኩልና ንሓግዞ
@edenhabte2317
@edenhabte2317 2 жыл бұрын
Amlak Mihret yewridelka abona Michael(Jende) 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@yordanosyemane2817
@yordanosyemane2817 2 жыл бұрын
አጆኻ ጂግና አያነ አለናልካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@arabiccalligraphyart7332
@arabiccalligraphyart7332 2 жыл бұрын
ኣእላፍ ኩምራ ሓጻዊን ምእንታኪ ኣብ ዝባነይ ዓሊቡ ትብል ዜማ ናይ ዘማች ትዝ በለትኒ ስለዚ ምእንታናን ምእንቲ ኤርትራን ዝተቃለሱ ጀጋኑ ኣቦታትና ንሓግዝ ምሕረት የውርድ 🇪🇷❤️
@simretteferi4529
@simretteferi4529 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ጀንደ ኣያና ። ኣጆካ ። ኣምላክ ይሓግዝካ ድማ ። We love you so much
@hanamelake6239
@hanamelake6239 2 жыл бұрын
ጅግና ሓውና ምእንቲ ሃገርን ህ፡ብን ከርተት ዝበልካ ሓርበኛ፡ ምሕረት የውርደልካ።
@suadmuhammad5610
@suadmuhammad5610 2 жыл бұрын
Allah yeshik kubur abona jende
@humanrightspeech3423
@humanrightspeech3423 2 жыл бұрын
ኣጆካ ጀንደ እወ! ነሕዋትካ ኢካ ሓጉዙኒ ትብል!! ኣን ትሕቲ ኣምላኽ ክትሓዊ ኢካ!!
@godismyshepherd304
@godismyshepherd304 2 жыл бұрын
I have no words,i don't know what can i say.Such a legend Artist in a trouble situation.ufffff Ahhhh Be strong our legend Artist Gende,we are beside of you every single minute.
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 2 жыл бұрын
ጅግና ኣቦ ገድሊ ባሃር ኣጆኻ ምሕረት ካብ ፈጣሪዩ ዎዲ ህዝቢ
@rahwahabte5395
@rahwahabte5395 2 жыл бұрын
ኣያኒ ሙሉእ ምሕረት ይኣዝዝ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ መሊክዕ ቀደመይ ኣጆኻ❤❤❤❤❤❤ከመ ቀደመካ ኣለኹ ጣራይ በል!
@michaelmebrahtomm7936
@michaelmebrahtomm7936 2 жыл бұрын
Aye nayalem Neger ,brki Lilo bhar wedi sewra,lomi tesenifu, ,ajoka kthawi eka, Amlak msakaykun .
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 2 жыл бұрын
እግዛኣቤሄር ምሕረት የውደልኩም ምስ ውልድካ ኣጂኻ ተስፋ ዘይምቕራጽ ጥራሕ
@alemasmerom7706
@alemasmerom7706 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ጅግና ናትና አጆኻ አለና ኡብ ጎንኻ🙏🏽💕🙏🏽💕
@bobsmart8302
@bobsmart8302 2 жыл бұрын
ሰላምን ጥዕናን ንዓኻ ፍቁር ኣያና። ኣይተስተማስል ድማ ቀደሙስ ኩሉና እናተሓገዝናምበር መንና በይኑዶ ይነብርዩ። ኣጆኻ ወርቂ።
@nigistiberhane9150
@nigistiberhane9150 2 жыл бұрын
አጆካ ጅግና ሐዉና አብጎንካ አለና አምላኽ ምህረት የዉርደልካ
@pagb9131
@pagb9131 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ ጅግና አያና ጀንደ ::
@salamagoitom9464
@salamagoitom9464 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ጅግና ሓውና ጀንደ
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 2 жыл бұрын
እዋይ ሐርበኛ ገዲም ተጋዳላይ አቦ ሐዊ ብጻይ ጀንደ አጆካ ከምቲ ልሙድ ሕያዋይ ህዝቢ ኤርትራ ኢደይ ኢድካ ንበል 🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@EtulaMatula
@EtulaMatula 2 жыл бұрын
Egziabher Amlak nakan n wedkan mula mhret yewrdelkum kidane mhret adey msakum tkun🙏🙏🙏
@rozinaghebreabr7702
@rozinaghebreabr7702 2 жыл бұрын
ኣምላኽ 🙏🏾ምሕረት የውርደልካ። በታ ንእሽቶ ዓቅምና ኣብ ጎንካ ኣሎና❤️
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ክቡር ኣቦና ስነጥበባዊ ጀንደ 🙏🙏🙏
@gw4841
@gw4841 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርድ ኩቡር ሐዉናን አቦና ፈቃር ሕዝቡን ሄገራዊን ጅግና ብርሃን ኾኮብ ዘረኸቡና አቦታትና ቅያ ዝሰራኻ ንባርነት ዘሳገርኹምና ነመስግነኻ በሐቂ ጀንደ ሐውና አቦና ጅግና በዓል ቅያ አቦ ኾኾብ ይርአየኒ አቦለኛ ዘንቃሕኻና በሐቂ አበሰርኻና አብ ስደትና በሐቂ ጅግና ሰራሒቅዬ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷አጆካ አብጎንካ አለና ህዝቢ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹♥️♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
@danielaforke5355
@danielaforke5355 2 жыл бұрын
Fetari mlue mhret ygberelka fetari 🙏🙏🙏
@birktyferdi3628
@birktyferdi3628 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ጀንደ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
@mneyabeyene5658
@mneyabeyene5658 2 жыл бұрын
Ajoka aboy mearey ketehawey eka fetariy alo
@Wedimamaa
@Wedimamaa 2 жыл бұрын
ክቡር ስነ ጥበባዊ ኣያና ምክኤል (ጀንደ) እግዘኣብሄር ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልካ ምስ ወድኻ
@amineghebremariam354
@amineghebremariam354 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ኩቡር ስነጥበብ
@eripeace3838
@eripeace3838 2 жыл бұрын
Ayana Jende ajoka ezi kulu nsle Ertrana kertet elka nay genzeb hagez dea ayenay koynu kalie keman ygbeaka. Ajoka gigna kithawi eka ab thti amlak n wladka dma fetari tiena yhabo.
@Musie-ju9vy2fd10
@Musie-ju9vy2fd10 2 жыл бұрын
ኣሜን ምሕረቱ የውርደልካ
@ኦጎይታብመንገድኻምርሓኒብ
@ኦጎይታብመንገድኻምርሓኒብ 2 жыл бұрын
Egziabhire amlak Mehrt yewredlekum kiburi waladina
@merhawiberihu9429
@merhawiberihu9429 2 жыл бұрын
ኩቡር ስነ ጥበባዊ ኣቦና ጀንደ እግዚኣቢሄር ምሕረት የውርደልካ ደጊምና ኣብ ሞያካ ክንርእየካ
@fiyorihailefifi1082
@fiyorihailefifi1082 2 жыл бұрын
Fetari mhret yewrd 🙏 🙏🙏
@متكل
@متكل 2 жыл бұрын
Alona Anona Jende🇪🇷🙏🏽
@huryyemaneyama4919
@huryyemaneyama4919 2 жыл бұрын
Mherat ywerdalka fetari🙏🙏🙏
@algamichael8910
@algamichael8910 2 жыл бұрын
God will be with you🙏🙏💘🙏🙏
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ክቡር ኣያና ጀንደ🙏🙏🙏
@MamiShikor5073
@MamiShikor5073 2 жыл бұрын
Amlak Mhret Yewerde Abona Ajokum G.B.U 🙏
@nanunanunaye5200
@nanunanunaye5200 2 жыл бұрын
ኦ ፈጣሪ ንዝሓመመ ምሕረት ንዝሳኣነ ራህዋ ለግሰሉ ፡ ንኸምዚ ኩቡር ኣቦና ፡ ኣቦ ስንጥበብ ዝኾኑ ካብዚ ሓሚሞሞ ዘለዉ ምሕረትካ ለግሰሎም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ------- ።
@temesgen8650
@temesgen8650 2 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልካ ኣቦና ጀንደ። ንዓካን ንዉላድካን ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።
@መንደላይዋሕስሃገር
@መንደላይዋሕስሃገር 2 жыл бұрын
ሙሉእ ምሕረት የርደሎም ኣቦናን ኣያናን ስነ ጥበበኛ ምካኤል ጀንደ
@ወዲመቐርካመቓይሖ
@ወዲመቐርካመቓይሖ 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርድ ኩቡር ኣቦናን ኣያን
@newassong7805
@newassong7805 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tekluabrhaley840
@tekluabrhaley840 2 жыл бұрын
እግዝአብሐር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ
@er-jw9vq
@er-jw9vq 2 жыл бұрын
ኣብሽር ረቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ " ኣለናልካ ይሕዋትካ ርከብ ኣይትስኣን 🐅🐅🐅🇪🇷
@monamelake6144
@monamelake6144 2 жыл бұрын
Egzbhar mola mhrat ywrdlo 🙏🙏🙏
@kudustewelde3305
@kudustewelde3305 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደለካ ጀንደ አምላኽ ምሳኻ ይኹን
@nebaygebresilsye2038
@nebaygebresilsye2038 2 жыл бұрын
ኣጀኻ እግዛኣብህር ምህረት የውርደልካ
@samuelmichael7220
@samuelmichael7220 2 жыл бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርድ ኣቦናን ኩቡር ስነ ጥበባዊ ጀደ
@hawashait8758
@hawashait8758 2 жыл бұрын
AMLAK MEHRET YEAZIZ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@biniamhabtom7786
@biniamhabtom7786 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ🙏🙏
@naomiyemane3145
@naomiyemane3145 2 жыл бұрын
our hero michele don’t worry you will be okay we will help you God blessed 💕💕
@elsafessehaye9397
@elsafessehaye9397 2 жыл бұрын
Amlak Yhegz Hewey Natey🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@maysoonhussein20
@maysoonhussein20 2 жыл бұрын
It is so sad to see a patriot legend warrior to be in this bad health condition, all I can do is pray for him to get well soon and for those who are helping "may god give you all strength" deki Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷, I'm proud of you all.
@HgHg-gc1dd
@HgHg-gc1dd 2 жыл бұрын
ኣቦይ መዓረይ ምሕረት የውርደሎም ዝፎትዎም ኣርቲስት😭🙏🙏🙏
@hanitades2460
@hanitades2460 2 жыл бұрын
ሙሉእ ምሕረት የዉርደልካ ወድቶም ኣርካናት ኣቦታተይ
@teklaywelderufael6599
@teklaywelderufael6599 2 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርድልካ ክቡር ኣቦናን ኣያናን ጀንደ🙏🙏🙏🙏
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 2 жыл бұрын
Amlak Mihret yewrdelu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@eritrea6227
@eritrea6227 2 жыл бұрын
Ajoka abona aynaen egzabher Amlak meski yekun 🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@selamsiele3888
@selamsiele3888 2 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ
@زومييوسيف
@زومييوسيف 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርድ ክቡር ስነ ጥበባዊ
@akberetasefaw5629
@akberetasefaw5629 2 жыл бұрын
mhret yewrdelka fetari 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@senaittesfamichael3635
@senaittesfamichael3635 2 жыл бұрын
አምላክ ምሕረት የውርደልካ እጆካ አቦና ክትሐውይ ኢካ ሞራል ግበር ጥራይ ሕዝብና ከአ ክንሕግዝ ኢና መን አለና ነንሕድሕድና ተዘይተሐጋገዝና አምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ እሜን
@mzitbokre1540
@mzitbokre1540 2 жыл бұрын
kebur sene tibebawi mheret yewrdelka fetari 💯🙏🙏🙏
@tsehaineshberhane6279
@tsehaineshberhane6279 2 жыл бұрын
ጀንደ ጅግና አጆካ🙏❤🇪🇷❤🙏
@haregaweiniweldekiros6054
@haregaweiniweldekiros6054 2 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልካ ጅግና ኣቦና
@ፊሊ-m7l
@ፊሊ-m7l 2 жыл бұрын
ኣምላኽ፡ምሉእ ምሕረቱ ይግበረልካ ኣቦና🙏🙏🙏
@redseaeritrea2871
@redseaeritrea2871 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ኣቦና
@Mesgana7
@Mesgana7 2 жыл бұрын
Hawey Amlak nakan wedkan mhret tina hibu bselam nadikan sdrakan kmelseka Iyu. Bruk lewah fekar Amlak iyu Amlakna. Hmamn shgrn kab hiwetka ykentet kubur hawey🙏🙏🙏
@Daeroadebo
@Daeroadebo 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ምህረት የዉርደልካ
@freweynihedgu2782
@freweynihedgu2782 2 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልካ ጀንደ ኣምላኽ ምሕረቱ የዉርደልካ ምስ ዉልድካ ኣጆኻ
@welellaneamin7407
@welellaneamin7407 2 жыл бұрын
Mhret yewredelka jigna abona ajoka ab tihti igzabher ahwatka dekika hzbi Eritrea aloka mhret yewrdelka amen
@fiyoriabraha4609
@fiyoriabraha4609 2 жыл бұрын
Mhret yewuredeluka ms wedeka fetari kulu alem.
@goldenlionseri5221
@goldenlionseri5221 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት ኣውሪዱልካ ከም ቀደምካ መድረኽ ደዪብካ ህርፋናን ናፍቖት እተቕርቦም መደባትካ ክንከውን ኣምላኽ ይሓግዘና ጀንደ ጎይታ ጥበብ ጎይታ መድረኽ እቲ ኩሉ ስለና ዝኸፈልካዮ ዋጋኻ ሕጂ ህዝብኻ ገለ ብገንዘቡ ገለ ብጾሎትን ተስፋን ክኽሕሰካ እዩ ።
@ErilulBaHri
@ErilulBaHri 2 жыл бұрын
ጀንደ ኣርካን ገድልና ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ኣምላኽ ጥራይ ይትሓወሶ ኮኾብ ሃገርና ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ🙏🙏🙏
@biriktikalu9012
@biriktikalu9012 2 жыл бұрын
እዝጊአብሄር ይምሓርካ ኤርትራዊ ጅግና ❤🇪🇷🙏🏾
@wennimahar1423
@wennimahar1423 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኩም ኣቦን ወድን ፈታር ጀንደ ጅግና
@natsnettsegaimehari9964
@natsnettsegaimehari9964 2 жыл бұрын
ጀንደ እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ: ክትሓዊ ኢካ ድማ ኣርማ ኤርትራ ኣቦ ተዋስኦ ኩሉ ዘምሕረሉ: ትሓሙ ዘይመስለና እንድዒ ኣጆካ በል ኢደይ ኢድካ ኢሉ ኩሉ ኤርትራዊ ክሕግዘካ እዩ: ምሉእ ምሕረት ምስ ወድካ
@mebriyetadush2070
@mebriyetadush2070 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ምሕረቱ ይስደደልካ ቅድስት ድንግ ማርያም ጽላላ ተብረልካ ኣያና።
Nov 29/2024 መሪርን ዝከበደን ማእሰርቲ ኣቦ ነዓ ጉድ ስማዕ
25:37
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 13 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 32 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 21 МЛН
FOREVER BUNNY
00:14
Natan por Aí
Рет қаралды 37 МЛН
Music & Drama of EPLF 1984 | Michael Amahatsion (Jende) |  ጀንደ
4:22
Zema Entertainment
Рет қаралды 3,9 М.
"ክልተ ፆታ ንዘለዋ ጓሉ ንምድሓን . . . !"
34:57
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 51 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 32 МЛН