No video

New Eritrean Film 2020//Bfkri kteleni part 1 (ብፍቕሪ ቕተለኒ 1ይ ክፋል)

  Рет қаралды 271,161

Eri One Touch Entertainment

Eri One Touch Entertainment

Күн бұрын

• New Eritrean Film 2020...
• New Eritrean comedy//A... #EritreanFilm #EritreanMusic #EtitreanComedy #tigrinamusic #tigrinaComedy #ትግርኛኮሜዲ
This channel mainly focused on Entertainment Contents of Comedy,Video clips,Lyrics,tales and series Movies,
cultural contents in the form of discussions,Drama ,songs and video clips ,and historical contents in the form of tale and videos
Copy right : Eri One Touch Entertainment - any unauthorized use,copying or distribution is strickly prohibited.
© ነዚ ቪድዮ ካብዚ ኣውሪድካ( download) ጌርካ ምዝጋሕ ንስነ ጥበባዊ ኣዝዩ ጎዳኢ ስለ ዝኾነ download ካብ ምግናር ንቆጠብ
ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት
ኣብዚ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ (subscribe) ብምግባር ደገፍ ንስነጥበባዊ ስርሓት ሃገርና ሃቡ።
#subscribe
#like
#share
#comment
• New Eritrean Film 2020...

Пікірлер: 225
@lanarak3585
@lanarak3585 3 жыл бұрын
በርቱ አሪፍ ስራ ነው ውድ የኤሬ ልጆች 😍😘ያው እኔ ትግርኛ መስማትና ማውራት እንጂ ብዙም መፃፍ ስለማልችል ነው 😍😍😘አዱናቂያቹሁ ነኝ 😍ምቁራት ፍጥረት 👌
@kf4113
@kf4113 2 жыл бұрын
ቀስ እያልሽ ትለምጅዋለሽ እናት
@meri2336
@meri2336 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ እዩ ዘሕዝን እግዚአብሔር ኣምላኽ ናብ ሉቡኩም ይምለሱኩም እዚ ቃል እግዚአብሔር መጻወቲ ጌሩኩሞ ናይ በሓቂ እዚ ፊልም እዚ ማለት እዩ ሰባት ክትምህር ዘይ ኮንት ሰባት ከተጥፍእ እያ እንታይ እስከ እዚ ናይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ቃል ናብ ቤተክርስቲያን ኬዱኩም ሊቃውንት ሓተቱ እሺ ዶ እንተ ዘይ ኮነ ቃል ኣምላኽ ኣይ ተባላሹዉ ብምቅጻል ኣብ ያእቆብ 4 7፤ እምብኣርስሲ ንኣምላኽ ተገዝእዎ። ንድያብሎስ ግና ተጻረርዎ እሞ፡ ንሱ ካባኻትኩም ኪሀድም እዩ። እዚ ቃል ኣምላኽ ካብ ንዲያብሎስ ተገለጉሉ ን እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣመሱጉኑ እሺ የሕዋትይይ ማለት ቃል ኣምላኽ ከም እሳት እዩ ዘቃጽል ኣብ ዛ ምድሪ እንተ ዘይ ሰረሐ ኣብ ሰማይ ግን ኣሎ ባዑሉ ኣሎ እግዚአብሔር ቃል ኣምላኽ ኣይ ትጸዩቁ
@leteslasehailu8362
@leteslasehailu8362 3 жыл бұрын
ናይ መፃሓፍ ቁድስ ከም ቀልዲ አይትጠቀምሉ መፃሓፍ ቁድስ ሂወት እዩ .....
@yonatanestifanos
@yonatanestifanos Жыл бұрын
Ya ezi agedasi aykonen
@htk5173
@htk5173 3 жыл бұрын
ምናልባት ኪትምህር ሓሲብካ ትከዊን ግን ቃል ኣምላክ ንመድሕን ሂወት ደኣ አንበር ንዝሙት ኣይኮነን ደቂ ተባዕትዮ ዝጥቀምሉ ምድንጋራት ውሒዱስ ቃል ኣምላክ ኣይግን ክቡር ሓው
@user-bg1tk8qr4e
@user-bg1tk8qr4e 3 жыл бұрын
በጃኩም ቃል ኣምላክ ንመላገጽን መጋየጽን ኣይኮነን ስለዚ በጃኩም ከይንቅዘፍ ቃላት ኣይሳኣንኩምን ካብ ቃል ኣምላክ ወጻኢኢ ።ቃል ኣምላክ ኣብ ማንም ኣይተልዕል እዩ ዝብለና ቁዱስ ቃሉ ከይቀዝፈና ሕድርኩም ደረስትን ተዋሳእትን ቃል ኣምላክ ንጠንቀቅን ነክብሮን እንበር ብዙሕ ኣይንዛረብ በጃኩም
@mussiegirmay4322
@mussiegirmay4322 3 жыл бұрын
ብመጀመርያ ሰላም ንኩሉኩም ሲነጥበባወን ኣብ ስራሕኩም ዓወት ኣብ ሂወትኩም ጥዕና እንዳ ተመነኩ ብቃል ኣምላክ ጸወታ የለን ስለዚ ንጥቀመሎም ቃላት ጥንቅቅ ኪንብል ይግባኣና ዩ
@user-br1ob4ik2m
@user-br1ob4ik2m 3 жыл бұрын
ኣብራሃመይ ከምዚ ትማሊ ዩ ዓርፍና 07.10.2020 rip ma hero like እስከ ብስም ኣቢተይ
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 3 жыл бұрын
ሓንቲ ዛንታ ዶ ሰው ከነብል ብዛዕባ ዓመጽ ደቂ ኣንስትዮ።መቸም ኣሕዋትና ብሕዋተን ካብ ዝዕመጻ ውሑድ ግዜ ኣይገበረን።ግን ከአ ገለ ኣዋልድ ተዓሚጽና ኢለን ክንደይ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ጸላም ዘስፈራ ኣለዋ።ሓደ ግዜ ኢዩ ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ሓንቲ ጋል ንሓደ ወዲ ዓሚጹኒ ኢላ ትከሶ እሞ።ወዮ መርማሪ ገበን ድማ ከምዚ ይብላ።እቲ ወዲ ከም ዝዓመጸኪ ኣሚኑ ኣሎ።እቲ ዋና ሆቴል ከኣ ንዓኪ ኸሲሱኪ ኣሎ ይብላ።እንታይ ኢሉ ከሲሱኒ ድማ ኢላቶ፧እቲ መርማሪ ገበን ድማ ኣብ ዓራት ምስ ሳእንኪ ደይብኪ ኢሉ ኢልዋ።ወዮ ጋል ብገርሃ ስለ ዝነበረት ድማ ሳእነይ ኣውጺኤ ኢየ ደይበ በሎቶ።ሽዑ ወዮ መርማሪ ገበን ሳእንኪ ኣውጺኪ እንተ ደይብኪ ድኣ ብከመይ ዓሚጹኪ ኢልዋ።ጋል ኣይተረድኣን እንታይ ከም ዝበለት።ስለምንታይ ዘይዓመጸኪ ዓሚጹኒ ኢልኪ ምስ በላ ድማ ገንዘብ ደለየ ኢላቶ።ንግዚኡ ኢዩ ሓሶት እንበር ሓቂ ምፍላጡ ኣይተርፎን ኢዩ።
@yohanes6158
@yohanes6158 3 жыл бұрын
እዛ ትብላ ዘለካ ዛንታስ ሓቄና ድያ ከም ሕክያ ንሕኬላ ነርና እሞ ከምዚ ከማይ ብሕክያ ጥራይ ትፍልጣ ከይትከዉን?
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 3 жыл бұрын
@@yohanes6158 ሓቀኛ ታሪክ ኢዩ።
@mdrekenan1750
@mdrekenan1750 3 жыл бұрын
ሰላም ብሩኻት ኣሕዋት መንፈሳዊ ምኽሪ ካልኦትን ምስ ንደሊ ኣብዚ ሊንክ ኣቲና ንከቲተል። kzbin.info/www/bejne/j3ynqJ-DiaaVrtU kzbin.info/www/bejne/rZ6YpKatZduFnJY
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ልክዕ ክንደይ ኣለዋ ዘይዓመጽወን ዓሚጽኒ ዝብላ ' ኣብ ሃገርና ክኣ ነዚ ዘጻሪ መሳርሒ ሕክምና የለን በቃ ወላ ዘይውላድካ ተሕቂፈናካ ከይፈተካ ኢካ ትቅበል በቃ ኣደ ዝሃበቶ እዪ ኣቦ ዝከውን ዝብል እዪ ሕጎም ኣነስ የስሕቀኒ እዪ ናይ ሃገርና ነገር ክክክ
@Silmat
@Silmat 3 жыл бұрын
@@user-of9fg7fi9e kkkkkk nay bihaqi yeshiq eti qedem enber lomi ekae mesarihtat alewom, zey wiladka miekab yelen
@user-ce3zd8yw2z
@user-ce3zd8yw2z 3 жыл бұрын
ሰላም ደራሲ ናይዛ ፊልም ብቃል ኣምላኽ ጸወታ የለን ፡ቃል ኣምላኽ ንድሕነት እምበር ንsex መስበኪ ኣይኮነን በጃኩም ኣበይን እንታይን ትጥቀሙ ፍለጡ ከይትቕዘፉ
@user-br1ob4ik2m
@user-br1ob4ik2m 3 жыл бұрын
ሓደ መልእክቲ ኣሎ ተጸበ ኣይትተሃወክ ""እቲ ቃል ኣምላክ ማዕረ ክንደይ ከቢድ ከምካኑን ከምዘይሕልፍን ዘመልክት ዩ ኣስተውዕል ነቲ ጽቡቅ ገኑ ጥራይ ረኤዮ
@filimonmehari3133
@filimonmehari3133 3 жыл бұрын
Yes bor 💖✝️💖💒💒💒
@bsrattseggzab6097
@bsrattseggzab6097 3 жыл бұрын
Kal amlak zelalemawi hiwet zihb kal dea enber metsaweti aykunen
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ኣይትሃወኽ እንዶ ብሩከይ
@merhawittesfay6888
@merhawittesfay6888 3 жыл бұрын
Xbuk aleka Hawey Natey 🙏🙏🙏
@binizeru4254
@binizeru4254 3 жыл бұрын
ን ዮናሰይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ nskatkum ke
@fyoritsegay401
@fyoritsegay401 3 жыл бұрын
@kokobyemane
@kokobyemane 3 жыл бұрын
Welcome back deqi Erey natey መን ኣሎ ከምዚ ከማይ 🥺🙄ብሃንቀውጣ ክጽበያ ዝቀነየ 👇
@kidanerezene9151
@kidanerezene9151 3 жыл бұрын
ኣለኩ
@user-bq6gk1ot7t
@user-bq6gk1ot7t 3 жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ ሓፍትካ ካብ ትግራይ ኢየ 💘💘💘
@kokobyemane
@kokobyemane 3 жыл бұрын
@@user-bq6gk1ot7t My sister 😘😘😘💞
@gebrigebri2293
@gebrigebri2293 3 жыл бұрын
ብመጽሓፍ ቁዱስ ኣይትላገጹ መጽሓፍ ቁዱስ መላገጺ ኣይኮነን እግዚአብሄር ኣምላኽ ይቅረ ይበለልኩም🙏🏽
@MahdernaEntertainment
@MahdernaEntertainment 3 жыл бұрын
ሄርሞን ብጣዕሚ ሓየት እንታይ ክገብሩ ኩሉም ቡሉጻት ተዋሳእቲ ተኣኪቦም ኢለ ተላገስኩስ ናትካ ጸኒሓ ሓጺራ ጣዕማ ሪኢካ ጊዘ ሃባ 2 ደቂቅ ዝገበርኩ ከማን ዘይመሰለኒ። ኩሉኩም ተዋሳእቲ ድማ ❤❤❤
@Rahiel47
@Rahiel47 3 жыл бұрын
ክጽሕፍዶ ሪኢቶይ ሓሳውስ ተደየእመነ የጥራጥር ይብሉ ብዙሓት ለመጭ ዝኮነ ዘረባ ሒዞም ብጥበራ መልሓስ ዝጋግዩ ከምዚ ናይዚ ወዲ'ዚ ሒደት ዘይኮኑ ሓያሎ ኢዮም መሳኺን ደቂ ገርህልባ ድማ ኣብዛ ሓሳር ይኣትዋ እዚ መበልየይ ብዛዕባ ድንግልና ክዛረብ ስለዝደለኩ ኢየ ድንግልና ብባህልና ጥራይ ዘይኮነ ነውሪ ሲ ብሃይማኖት ክርስትና ኢዩ ዝጅምር ሓድሽ ኪዳን ኣይኮነን ብሉይ ኪዳን እውን ብድንግልና ምጽናዕ ዓቢ ቅድስና፡ዓቢ ክብርን ኢዩ ንምጻእ ኣብ ሓድጽ ኪዳን ሕልፍ ብዝበለ ኣመናኮ ደኣ ጸኒዑ እቲ ሕጊ !!! ናይ ምዕራባዊ ናይ ኣህዛብ ባህሊ እናጠቀስና ነዚ ሓሳር ዝመሎኦ ባህሊ ብድንግልና ምጽናሕ ከም ድንቁርናን፡ ሓሳርን ወዘተረፈ ዝሓስብዎ ነውሪ ካልእ እዛ ናይ ወንጌል ማቴዎስ 7፥7 ነቲ ቅዱሲ ብርኩስ ምትርጎም ነውሪ ዝለመነ ይረክብ ምባሉ እትልምኖ ቅዱስ ነገር ኣምላክ ዘፈትዎን ዘፍቅዶን ንምባል ደኣምበሪ ከከም ዝጥመካ ምትርጎም ኣይግብርን እንተቲ ምዝንጋዕኩም ጽቡቅ ብዛዕባ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣውጺኩም ዘይትርጉም ምሃብግን ዓገብ ኣብ ጽብቅ የራክበን ሳንሱር ብዛዕባ እምነት፡ ብዛዕባ ሕብረተሰብን ባህልን ዝተናኪ ኮነ ሃገር ኣስተውዕል ኣብሉኡ ኢኩም !!!
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ኣንታ ብሩከይ ትዕግስቲ ዘይትሽምት ግን እዛ ፊልም ትጅምር ኣላ ስለዚ እንታይ ክምህሩ ስለ ዝደለዪ ከሙኡ ይብሉ ኣለው ክትብል ኣለካ ብሩከይ ይቅሬታ ግን
@Rahiel47
@Rahiel47 3 жыл бұрын
አቀንየለይ ምጭው!!! እርደኣኒ ነገራት መጀመርያ ክህልዎም ኮሎ መወዳእታከኣ ክህልዎም ግድን እንድዩ እዚ ፊልሚ ደኣንበሪ ሓቃዊ ወይውን ህልው ኩነት ከምዘይኮነ ክልቴና ተረዲእና ኣሎ ነገርግን ፊልሚ ከምካኑ መጠን እቲ ኣብ ባይታ ዝገብሮን ዝሰርሖን ኢዮም ክምህሩ ወጽዮም ዘለዉ ከምዚ ክሳዕ ዝኮኑ ኣነ ዝብል ዘለኩ ከኣ እዚሲ ሓቂ ኢዩ ኣብ ባይታ ዘጋጥም ኢዩ ክንደይ ኣለዉን ወይውን ኣለዋን ብልሳኖም መጋገይቲ ወዲ ተባዕታይ ተደኣ ኮይኑ ነታ ሄዋን ክብራ ቀንጢጡ ዝደልዮ ምስረከበ ነዴኪ ማይ ውረድላ ዝብል )( ከሙኡውን ኣለዋ ደቂ ኣንስትዮ እቲ ዝደልየኦ ምሰማላኣለን ድሽንድሐኦ እሞ እዚሲ ሓቂ ኢዩ ኢየ ዘልኩ ሕጅከኣ ነየናየሞ ዓቅሊ ክሽምተሉን ክዕድገሉን ከሙኡ እንተዝከውን ኔሩ ክሳዕ መፈጸምታ ሪኢካ ክትፈርድ ጽቡቅ እንድዩ እዚ ግና ኣብ ክዉን ምስትሽምግል ደኣ እንበሪ ኣብ ፊልሚ ኮነ ምስላዊ ኮኔዲ ኣብ ቦታ ኮመንቲ ናትካ ሪኢቶን ሓሳብን ክተቀምጥ ኢሎም ኢዮም ቦታ ኮመንቲ ገዲጎምልና ወድሓንካ ምጭው !!!
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
@@Rahiel47 ብሩከይ ሪኢቶካ እኮ የክብሮ እየ ' ጽቡቅ ውን ኢልካ ግን ፊልም ኩሉ ግዜ ኣብ ሕብረተሰብ ዘጋጥም ስለ ዝስራሕ ገለ ሰባት ፍርሓት እዝጊሀር ዘይብሎም ኣለው ን ቃል ኣምላክ ብድሌቶም ተርጉሞም ንሰባት ኣታሊሎም ዝጠልሙ ስለዚ እዚ ወዲ ነታ ጓል ጥንቁል ኣቢሉ ምዕራፍ ከምዚ ዝብል መጽሓፍ ዝበላ መታን ስጋዊ ርክብ ክፍጽም እዪ ዘታልላ ዘሎ ` ስለዚ መምሃሪ እዪ እቲ ህዝቢ ክኣ መጽሓፍ ቅዱስ ከንብብ ሃይማኖቱ ክፈልጥ ትገብር ዓባይ ትምህርቲ እዪ ብሃላይ እየ ሪኢቶካ ግን ጽቡቅ ቀጽሎ ከምዚ ምጽሓፍ ጌጋ ክንሪኢ ከለና ክንእርም ኣለና
@danielhayle5971
@danielhayle5971 3 жыл бұрын
Away zfetwom tewasaati azi abram afewerki baa nkullu ayu megedi gerllu😍😘😍😍😍😍😘😍😚
@chogegaji5069
@chogegaji5069 3 жыл бұрын
ጽንሕ ኢልናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና፥ምስ ዓንቀር'ሲ ድንግልና ከኣ የፍርሱ ካልእ ብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይትጻወቱ
@semharkidane7664
@semharkidane7664 3 жыл бұрын
Milenu zefetu like agachini yehlef
@Canada711
@Canada711 3 жыл бұрын
Welcome Eritrean fillm good ❤️ , , , , Like 👍
@mogosberaki3052
@mogosberaki3052 3 жыл бұрын
Eway ezom awedate akfiena nekeseltena zeynegebro neger yelene ooooy nebsu mesilu zegaze like
@weditkaboumodieley6291
@weditkaboumodieley6291 3 жыл бұрын
Welcome deki erey mukurat qexlwo habayb ab tmhrti aleku dahray kria ye like eske habuley ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤙👍
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 3 жыл бұрын
ህግደፍ ኣዴታትና ተጋሲሶም፡ጀጋኑ ኣሕዋትና ከኣ መመሪጾም ሓለፍቲ ኣባሳጭዮመን ሕጂ እውን ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንደቂ ትግርኛ ጥራይ ብግፋን ዕፈናን የንከላብትወን እተን ሞስሊም ግን ክሳብ ሕጂ ዝተገፈፈትን ዝተዓመጸትን ኣይረኣናን ክቡር ባህልና ኣጽኒትኩሞ ህግደፍ፡፡ሎሚ ድንግልና ኣብ 7 ዓመተን ከምዘጥፍኣ ጌርኩመን፡፡
@LYE4EVER
@LYE4EVER 3 жыл бұрын
ሓጺራ ቁሩብ ኣብ መጻኢ ኣንውሕ ኣብልዋ ጽቡቅ ጀሚራ ይቀጽሎ 😘🇪🇷😘
@nebyatweldnse7256
@nebyatweldnse7256 3 жыл бұрын
Weilkam daqe eiray shekar ♥♥🇪🇷🇪🇷
@hadu5935
@hadu5935 3 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፅእኩም ድቂኤሬሽኮራት
@tsgeromanpetros4522
@tsgeromanpetros4522 3 жыл бұрын
Dengikumna kenikum shkorinatat deki eri 💖🇪🇷
@gebremariamdavict891
@gebremariamdavict891 3 жыл бұрын
ኣሕዋት ወዲ ይኹን ጋል ቅድሚ መርዓ ሴክስ ክገብሩ ከምዘይ ብሎም ሕብረተሰብና ትራይ ዘይኾነስ መጽሓፍ ቅዱስ ወይ ቃል ኣምላክ እው ኣይፈቅድን እዩ እዚ ማለት ቅድሚ መርዓ ሴክስ ምግባር ዝሙት ስለ ዝኮነ ብዝተረፈ ጽቡቅ film ኣምላክ ይባርኩም ❤
@user-dq4sv6fy5e
@user-dq4sv6fy5e 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን ኣሕዋተይ እንታይ ኢና ንኮን ዘለና ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና
@user-dq4sv6fy5e
@user-dq4sv6fy5e 3 жыл бұрын
@ሰላም You tub ሰላም ኣመላክ ምሳኩም ይኩን
@zemuymsgna8513
@zemuymsgna8513 3 жыл бұрын
Welcome deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤👍
@tomokrookobay5330
@tomokrookobay5330 3 жыл бұрын
I love all the actors. 🍎🍇🍉🍅🍓🍎🍎🍎🍎
@solina__chanel___3910
@solina__chanel___3910 3 жыл бұрын
welkam deki eri
@yemanegoitom3712
@yemanegoitom3712 3 жыл бұрын
ኣብ እስርቤታት(ማሓዩር) ኤርትራ'ስ እምብኣር ፍርናሽ ኣሎ'ዩ ክክክክክክክ ወይ ሽግር ፊልም ምልእቲ በዚኣ ፋሕ ኢላ ክክክክ
@yosiyosi4479
@yosiyosi4479 3 жыл бұрын
Ewa kemey diu amena yemaeblo endiu zelo bet masrti dea kkk
@eritreaprecious4643
@eritreaprecious4643 2 жыл бұрын
Ata kemey eyu ety rieska kurub ke zeytehasb komal..ab wshty adi kelewu diyom emo hmak bet maeserty elom kserhu...coconut 🥥 head 😋
@kidanemhretkampala9883
@kidanemhretkampala9883 3 жыл бұрын
ooo nay mexhafe kudus eba melagexi aytgberwo brukat abzi film melagexi aytgberwo
@godislove2279
@godislove2279 3 жыл бұрын
አቱም ሰባት ቃል አምላክ መቀለድ አይጠቀሙ አድሜኩም ከይሃፅር ከይትኩነኑ ናይ ሕጂ አኔኩም አርቲስት ዙሙት ንምግፋሕ አኩም ትሰርሁ ዘለኩም please ቁሙንገር ዘለዎ አመሃላልፉ 🙏
@sauesaue5427
@sauesaue5427 3 жыл бұрын
Welcome deki erey 😍😍😍
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 3 жыл бұрын
Willkommen deki erey xbuk srah kexlwo ekum
@user-lz4oj6xg1p
@user-lz4oj6xg1p 3 жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም መጻእኩም ደቂ ኤረይ
@mamouddiallo8143
@mamouddiallo8143 3 жыл бұрын
ማራማራ ተጸበያ ግን 27 ደቂቅ ውሒዳ በጃኹም ወስኹላ ድቂ ኣስሪኖ ዘይትምነው ፥ ብዝኮነ 10000000 ክብላ የ ተዘይ ውሒድዋ
@munagere700
@munagere700 3 жыл бұрын
Well came deki er
@aynombahta3023
@aynombahta3023 3 жыл бұрын
Well came deqi Ereyyyy
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኤረይ
@milixxitv7492
@milixxitv7492 3 жыл бұрын
መቀረት ሲ ነይርዋ ግን ቁሩብ ሓጺራ ደቂቅ 40 min ክትከውን ነይርዋ
@johneblack6521
@johneblack6521 3 жыл бұрын
Like Eska Axmune Dake Eriu 🇪🇷 Hji Eya Kab serha Ata
@user-jm9qy8di5r
@user-jm9qy8di5r 3 жыл бұрын
ብ መጀመርታ ኣብ ዘይትፍልጥዎ ነገር ኣይትእተዉ።ብዛዕባ ደንግል ማርያም ባዕላ ድያ ድንግል የ ኢላ ወላስ ካልእ መጽናዕቲ ምወስድኩም፡እዚ ብዘይ መጽናዕቲ ዝግበር ፊልምታትኩም ስጋብ ክንደይ ንዕቅት ኣብ ትካታትልኩክም ክም ዘለኩም ዘርእይ እዩ።
@mossboss7995
@mossboss7995 3 жыл бұрын
ንስካ ኢካ ጌጋ ጌርካ ንቀፌታ መኣረምታ ኢዩ ትፈልጦ ተሊካ ኣርሞም እንበር ኣይትጽረፎም
@filimonmehari3133
@filimonmehari3133 3 жыл бұрын
Yes 💖✝️💖💒💒
@HabeshaGamerMom
@HabeshaGamerMom 3 жыл бұрын
Good job deki Erey halalat 💐🌹♥️🥰🇪🇷💐🥰
@user-bs8bh1uj6m
@user-bs8bh1uj6m 3 жыл бұрын
ሙቅራተይ እንኾዕ ብሰላም መጳእኩም
@Mezenay
@Mezenay 3 жыл бұрын
Welcome deki erey.
@sabahsabah4927
@sabahsabah4927 3 жыл бұрын
Well come shikorinatat deki eri
@mossboss7995
@mossboss7995 3 жыл бұрын
ኣብ ካናዳ ,,Calgary ትበሃል ከተማ ናይ ጥልመት ፍቅሪ ኣጋኒፍዋ ኣሎ ብዙሕ ጨንፈራት ክንከፍተላ ንሓስብ ኣለና ድዩ ዝበል ሓቀይ
@danielabraham4125
@danielabraham4125 3 жыл бұрын
እዛ ጻዓዱ ጻዓዱ ጽዓዱ ትብል በጃኩም ባሃሊ የብሎም ፍቅሪ የብሎም ሃይማኖት የብሎም ስቅ ኢልኩም ዘይትፈልጥወ ኣብ ቲቭ ርኢኩም ጻዓድ እኮ ማዕቢሎም ዶ ገለዶ እንዳበልኩም ነቲ ኩቡር ባሃልና ኣይትዘልፍወ ኣይተናኣእስወ ሰለዚ እቶም ጻዕዱ እቶም ንፈልጦም ምሳና ዘለው ኢዮም ስለዚ ንብሃልና ዘይክበር ፊልሚ ኣብ ኣይትስደዱልና ዳሓር ካኣ እንታይ ዝገበር ኢዩ ኣብቲ ቤት ፍርዲ ሓመድ እድሪስ ዶ ገለ ኢሎም ዘምጽወ እንታይ ዝገበር ኢዩ።
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
Merehaba deki ereyi bitaami tsibuki sirahi ajokumi ketsiliwo aidimeni tsianani yohabikumi shkurinatati deki ereyi jeganu deki 👍🇪🇷❤🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫💜🇪🇷💜🇪🇷💜❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🐫🇪🇷🐫💜🇪🇷🇪🇷💜🇪🇷💜❤🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💜🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🐫❤🐫❤🐫💜🐫💜
@askalazeze3927
@askalazeze3927 3 жыл бұрын
Xebuki film dki Eri 🇪🇷🇪🇷
@milliontekalom967
@milliontekalom967 3 жыл бұрын
Ja pls yehiwatey eza film betami xebkti eya geziye wesikuley 27 dekik wehidatni ala oke ❤
@desyetfsha3457
@desyetfsha3457 3 жыл бұрын
ነታ ኣይትስረቅ ቲብል ሓንጥጣጥላ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣👍👍👍
@awettesfalem987
@awettesfalem987 3 жыл бұрын
Btaemi nfat deki eri
@user-wj1dl3jt5z
@user-wj1dl3jt5z 3 жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ቡዙሕ ግዜ አሊሽኩም
@mjddiamond7618
@mjddiamond7618 3 жыл бұрын
Michael (Harmony) ሓደ ጽሉል ሓሳብ እኻ ሒዝካ መጺኻ ዘለኻ መስለኒ ምሳኻ ከይንጽለል እዩ ዘፍራሓኒ ዘሎ 😆🤣😀 ብዝኾነ ካብ ካልእ ድርሰታትካ ፍልይ ዝበለት ትመስል እቶም ተዋሰእትኻ ዝብልዎ ዝነበሩ ሓቂ ኾይኑ ይስማዓኒ:: ደስ ትብል film እያ.... ጽቡቕ ስራሕ!!! 👍👍👍✌️✌️✌️🤙🤙🤙
@selameytesfu5847
@selameytesfu5847 3 жыл бұрын
Eza film kidelya kindey gere meselkiom bejakom eba kemzi ayenit film Advertismint gebrelu ❤❤❤
@tesfaymesele3385
@tesfaymesele3385 3 жыл бұрын
እዋይ ዝመተለሊ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ይዛረብ
@asfaha75
@asfaha75 3 жыл бұрын
Good job keep it up
@yahyajunaibi8396
@yahyajunaibi8396 3 жыл бұрын
Wowww
@smerttesfahiwet4840
@smerttesfahiwet4840 3 жыл бұрын
Waw
@mengistdsg3910
@mengistdsg3910 3 жыл бұрын
Www ማራ ከፍ ኣለኩም ቀጽልዎ
@qonjohana7632
@qonjohana7632 3 жыл бұрын
deqi eri shkorinatat enka dhan mexakum hiewet be exan mrxan eya
@ambesajrsemere3466
@ambesajrsemere3466 3 жыл бұрын
Wayyy hatyat " letemeneye adyo " ashiqatni kkkkk
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 3 жыл бұрын
Deki halali meriyeti taadu deki ereyi kolo zetibikolomi deki ereyi shkurinatati deki ereyi 👍🇪🇷🇪🇷❤🐫🇪🇷❤🐫🇪🇷💜🇪🇷💜🇪🇷💜🐫🇪🇷❤🐫🇪🇷❤🇪🇷❤🐫🐫❤🇪🇷❤🐫🇪🇷💜🇪🇷💜🇪🇷💜❤💜❤💜🇪🇷🇪🇷💜🇪🇷❤🇪🇷🌹🐫🇪🇷❤🐫🇪🇷🐫❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@user-bg3lw3rq2k
@user-bg3lw3rq2k 3 жыл бұрын
ቤላ ግን ስነ~ኣምራዊ ፍርሒ ተሰሚዒን ከመይ እያ ክትከውን ዳኣ ዛጉዳይ ቀፂሉ እስኪ በሉ
@omarmahmud3079
@omarmahmud3079 3 жыл бұрын
Well come xbuq mejemar deqi erey
@zebenteqeyrkani8868
@zebenteqeyrkani8868 3 жыл бұрын
Welcome
@rahelalula2928
@rahelalula2928 3 жыл бұрын
mesafenti eko zelekaya yelen azika eika nefua xebekti film
@selemawitsolomon6586
@selemawitsolomon6586 3 жыл бұрын
Good job guys👏👏👏👏👏
@tirhaspetros5668
@tirhaspetros5668 3 жыл бұрын
Aim egziabiher bkento aytxewe eyu zbl kdus mexhaf so kale kdus mexhaf kea nsu malet eyu mo nkento aynelelo
@afqari4163
@afqari4163 3 жыл бұрын
Nay bhaqi kemzi gerkumu nay aberham yemane barya nay kalot derfi glexulna
@teamesium8163
@teamesium8163 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ግን ትርጉም መጽሓፍ ቁዱስ ዝዘንጋዕናዮ ንመስል ስለዚ ጥንቃቀ ከድሌኩም ዩ።
@habteteshaye6999
@habteteshaye6999 3 жыл бұрын
Wellcome to guys dikey erey halalat
@biniamkidane8787
@biniamkidane8787 3 жыл бұрын
Welcam 🥰🥰🥰
@hermonkabrom7261
@hermonkabrom7261 3 жыл бұрын
Wellcom
@fekaduestifanos2293
@fekaduestifanos2293 3 жыл бұрын
Good jobb shkorenatat
@lettyteclay6569
@lettyteclay6569 3 жыл бұрын
WOW ELCA EYU SK DBHAL ///NICE TO SEE YOU AMACARI / CONSULAR CONCA ZELECA CAB FLIM TEALICA NERCA MORE THAN TWO ARS
@lettyteclay6569
@lettyteclay6569 3 жыл бұрын
WOW
@user-jd5nn9dy8r
@user-jd5nn9dy8r 3 жыл бұрын
ለተመኒ ለተከ ኩጽሪ47ክክክክክ
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 3 жыл бұрын
ታማ ከምአ ኢልካ ምዕሻው እያ እታ ቀልዲ ግን ብመፅሐፍ ቅዱስ ኮይና እምበር
@iloveyuomom9840
@iloveyuomom9840 3 жыл бұрын
Atazi awan seb kabey amxhkumo goduf
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 3 жыл бұрын
🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰
@facheeritrawi7331
@facheeritrawi7331 3 жыл бұрын
💯🤙👍
@ambesajrsemere3466
@ambesajrsemere3466 3 жыл бұрын
Ewe nay Abrhimo nzelealem kab aemrona zeyhasis mhro gediflna halifu blbey eye amesgn eye zeblekum.
@wedihabte2962
@wedihabte2962 3 жыл бұрын
ኣየ ሓበሻ ንጻዕዳሲ በቃ መስራቲ ባህሊ ዋላ ገርክሞ
@Mosses91
@Mosses91 3 жыл бұрын
ባህሊ ዘይብሉ ሕብረተሰብ የለን፡ ጻዕዳ ይኩን ጸሊም ብዘይ ኣገድስ ማልተይ ኢየ። ናይ ኩሉ ሕብረተሰብ ባህሊ ካኣ፡ ኣሉታን ኣውንታን ኣለዎ። ነቲ ኣሉታዊ ገኒ ናይቲ ባህሊ ኣሊካ ነቲ ኣውንታዊ ጎኒ ሒዝካ እንተ ከድካ ካኣ መንገዲ ምዕባለን ሰብኣውንት ዝመልኦ ሕብረተሰብ ሒዝካ ትከይድ። ጻዓዱ ከም ኣብነት እንተ ኣምጽእዊም ካኣ ብምዕባለ ሰባውነትን ስለ ዝሓልፍና፡ ናቶም፡ክትውከስ፡ ኣብነት ከትምጽን ዝሕፍር ኣይኮነን።
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 3 жыл бұрын
Bahlnaba kubur tsaedudeiamo enssayuko nbur zeyfeltu. Newramat. Frhate Egzeabhar zeyfeltu. Zgedede hijikeia hade tsota meria guddddd mtseote ialem. Pleass bztekaile meten ndekna menina kabey metsina, bahlna, mennetna nngeromn,nefltomn. Thanks
@danielzerai1652
@danielzerai1652 3 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክ
@user-el7tr9gq4g
@user-el7tr9gq4g 3 жыл бұрын
ወዲ ዝደለዮ ክረክብ እንታይ ኢሉ ዘይሕሱ መሰረት ባህሊ ኣይ ኮነንን ፈጠርትናዮም እንቋዕ ኣይ በላ
@lwamylwamy7112
@lwamylwamy7112 3 жыл бұрын
✌🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
@idrissusman1660
@idrissusman1660 3 жыл бұрын
Ajokum bertiu fre tsaerikum kiayerekum
@binammmahari2771
@binammmahari2771 3 жыл бұрын
Kef alewa eza fkri kexluwa
@nahomnahom166
@nahomnahom166 3 жыл бұрын
ክክክ
@VPS277
@VPS277 3 жыл бұрын
Nice movie
@helenkaleab5729
@helenkaleab5729 3 жыл бұрын
Nic🤩😍😋😍😍
@danielhayle5971
@danielhayle5971 3 жыл бұрын
Hhhhhhh sehaq wedian dnglna ab hkmna ayom zsedwa ellwa hati seada bdglla xenihatni gall 16 amet 😘
@yonasmengesha7914
@yonasmengesha7914 3 жыл бұрын
Bejakum bhaymanot aytxawetu derasi nayzia ykreta kehatela alewo mexhaf kdus mexaweti aykonen n mezemewi tksi alelka memeni aykonen bejakum
@haninatu1310
@haninatu1310 3 жыл бұрын
🇪🇷❤✌
@user-vw1jl9mr6z
@user-vw1jl9mr6z 3 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን ብምቅጻል ይቅሬታ ብመጀመርታ ደራሲ ናይዛ ፊልም ንስርሓታትካ ከናኣእስ ደልየ ኣይኮንኩን ግና ብቃል ኣምላኽ ጸወታ የለን ዘይኮነ መልእክቲ ድማ ኣይትሕልፉ ምክንያቱ ኣብ ገነት ሓጥያት ኣይነብረን የለን ውን ስለዚ ሓጥያት ካብ ዝገብረሉ ኣዳምን ሄዋንን እዮም ካብታ ናይ ንጽሕና ዝኮነት ገነት ተሰጊጎም ስለዚ ሓጥያት ነይሩ እንተ ኮይኑ ከመይ ደኣ ነብይ ቅዱስ ኢሰያስ ኣብ መንጎኽሙን መንጎ ኣምላክን ኮይኑ ዝጋርደኩም ዘሎ ሓጥያትኩም እዩ ዝበለ ሰለዚ ካብ ኣምላክ ሕጥያት ዝፈልየና ካብ ኮነ ንኣዳም ድማ ስሚዕታቱ ክገዝእዎ ዝጀመርሉ ድማ ድሕሪ እቲ ስሚዕታትካ ይግዝእኳ ዝብል መርገም እዩ ስጋዊ ርክብ ድማ ኣብ ገነት ኣይነብረን ዘይኮነ ኣይተሕልፉ ድንግልና ድማ መግለጺ ንጽሕና እምበት ኣታሓሳስባ ድሑራት ኣይኮነን ትምህሩ እንተኮይንኩም ቅኑዕ ትምህርቲ ኣሕልፉ እተዘኮነ እግዚኣብሄር ከይቀዝፈና ንጠንቐቕ በጃኻትኩም ይቅሬታ ካባኻትኩም ፈሊጠ ኣይኮንኩን ግና እትብልዎ ጽቡቅ ኮይኑ ስለ ዝይተሰምዐኒ እየ ጺሒፈ ይቅሬታ ብድጋመ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ኣንታ ብሩከይ ዓቢ ትምህርቲ እዪ ኣይትሃወኽ ክንደይ ኣለው ብ ቃል ኣምላኽ ኣምሲሎም ጥንቁል ኣቢሎም ዘታልሉ ስለዚ ኩሉ ኣማኒ ቃል ኣምላኽ ክፈልጥ ከም ዘለዎምን ትጉስጉስ ኣባህላ እዪ
@user-vw1jl9mr6z
@user-vw1jl9mr6z 3 жыл бұрын
@@user-of9fg7fi9e ጽቡቅ ኣለኻ ፍቁር ሓወይ ግና ነቲ መልእክቲ ብጥሪኡ ስለ ዘምጽዎ እየ ተዛሪበ ካልእ ከኣ እቲ ከም ኣማኻሪ ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ነቲ ብገጋ ዘስድዓ ዘሎ ብርግጽ ዝሙት ሓጥያት ምኳኑ ነጊርዋ ኣሎ እንተኮነ ግና ነቲ እቲ ሓደ ገጋ መንገዲ ሒዝዎ ዘሎ መንነት ድንግልና እንተ ተረፍርስ መግለጺ ኣብ ኣምላክ ዘለና ክብርን ንጽህናናን ዘመልክት ምኳኑ ከማክራ እየ ተጸብየ ነይረ ግና ይቅሬታ ተሃዊኸ ውን ይከውን እየ ግን ነታ ስርሓት ከናኣእሳ ከም ዘይደለኩ ክፈልጠለይ ይደሊ ድራሲ ናይዛ ፊልም ብዝኮነ ኣነ እኳ እንታይ ይፈልጥ ኮይነ ግና ኣብዚ እዋን ድንግልና ናይ ድሑራት ኣታሓሳስባ ኮይኑ ካብ ባህልናን ሃይማኖትናን ዘውጸና ዘሎ ምስጢር ተኽሊል ከይንፍጽም ዝክልክለና ዘሎ እዚ እዩ እቲ ፈጣሪ ነዓና ኣብ ዕለተ መርዓና ዝህበና ጸጋ ከይንካፈል ዝዕንቕጸና ዘሎ እዚ እዩ ስለዚ ድንግልና ንክርስትያን ብጣዕሚ ኣገዳስን ብፈጣሪ መጎስ ንረክበሉን እዩ ይቅሬታ ግና ስለ ዝፈልጥ ኣይኮንኩን ዝጽሕፍ ዘለኩ ኩሉ ዝጽሕፍ ይፈልጥ ማለት ኣይኮንን ግና ቅሩብተይ ቂር ስለ ዝበለትኒ እየ ጺሒፈ ብድጋም ይቅሬታ ተሃዊከ ይዛረብ ይህሉ እየ ግና ክሳብ ኩላትና ንዓብየሉን ፍልጠት ንቀስመሉ ስለ ዝኮነ ጸገም የብሉን የቀንየለይ ከኣ ተገዲስካ ዝመለስካለይ ፍቁር ሓወይ ቀንዴል ሓርነት ብርክ መዓልቲ ይግበረልና ፈጣሪ
@WEDI-ERI
@WEDI-ERI 3 жыл бұрын
Welcom
@mihretyemane7471
@mihretyemane7471 3 жыл бұрын
Bnay qale xeweta yelen
@senunatey5712
@senunatey5712 3 жыл бұрын
Waww des zbl film
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 3 жыл бұрын
Nski dngl aleki ilwa beka wa ata bejakum, Eway 😂 gele knsemie Ina trah
@yohannesamani
@yohannesamani 3 жыл бұрын
👍👍👌
@danialyesyof8818
@danialyesyof8818 3 жыл бұрын
ajekum
New Eritrean Film 2020//Bfkri kteleni  part 2 (ብፍቕሪ ቕተለኒ 2ይ ክፋል)
33:27
WILL IT BURST?
00:31
Natan por Aí
Рет қаралды 26 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 20 МЛН
Eri Retro - NEW Eritrean Movie 2019 ሻሎም SHALOM Part 1
30:56
Eri Retro / ኤሪ ሬትሮ
Рет қаралды 308 М.
ደባሲየይ #ሓቀኛ_ዛንታ
22:49
Mahustar
Рет қаралды 10 М.