KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
cinema semere : Jokes in Eritrean funny Tigrinya Eba show joke NEW ERITREAN INTERVIEW
30:28
NEW ERITREAN INTERVIEW AND PRANK SHOW - Host by Yonan Tekeste - New Eritrean Awdeamet Video 2024
38:36
Кеттік бәрін таста - Қызық Times | Қайрат Әділгерей, Уәлибек Әбдраимов, Диана Ягофарова, Қанай
1:05:24
这是自救的好办法 #路飞#海贼王
00:43
amazing#devil #lilith #funny #shorts
00:15
MAGIC TIME @Whoispelagheya
00:28
NEW ERITREAN INTERVIEW AND PRANK SHOW - Host by Yonan Tekeste - New Eritrean Awdeamet Video 2024
Рет қаралды 5,360
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 154 М.
Cinema Semere entertainment
Күн бұрын
Пікірлер: 26
@wedihailesahle4119
Ай бұрын
ጽቡቕ መደብ ሲነማ ሰመረ ሕሉፍና ዘዘኻኽር፡ ብዝበለጸ ቀጽልሉ፡ ❤❤❤
@cinemasemere
Ай бұрын
Thank you for your support
@Eri-sport-
Ай бұрын
Yonan❤
@Eri-sport-
Ай бұрын
👏👏👏
@Aster-q9y
Ай бұрын
❤❤❤❤
@monica4392
Ай бұрын
❤🙏🌼🌻
@cinemasemere
Ай бұрын
Thank you 🙏
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
Ай бұрын
ደስ ዘብል መደብ እዩ ዮናን ቀጽልዮ ❤
@cinemasemere
Ай бұрын
Thank you for your support ok I will
@Eri-sport-
Ай бұрын
🌼🌼🌼🌼
@Eri-sport-
Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉
@ksuneygebremicael6882
Ай бұрын
Rhus beal
@asterkidane8551
Ай бұрын
እቲ ናይ እንጀራ መሽረፈት ዘይኮነ ሰተታ እዩ ንመአረምታ
@cinemasemere
Ай бұрын
Thank you for your support
@Dermas261
Ай бұрын
Yonan we love you
@cinemasemere
Ай бұрын
Ruhus Awedamet Thank you for your support
@arontekeste1304
Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@cinemasemere
Ай бұрын
Thank you
@fyorigebremedhin
Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@cinemasemere
Ай бұрын
Thank you
@kibromteklay6037
Ай бұрын
ሲነማ ሰመረ መደባትኩም ካብ ቀደሙ ኣዝዩ መሃርን ኣዘናጋዕን እዩ ሲነማ ሰመረ ኣብ ኤርትራ እታ ካብተን ቀዳሞት ዩቱበራት ዝጀመራ ሓንቲ እያ ከምዝድለ ግን ኣይዓበየትን ሕጂ ግን ሃየ ኢደይ ኢድካ ኢልና ነዕብያ ኣይዓበየትን ክብል ከለኹ ግን ኣይትሰርሕን ዘላ ማለተይ ኣይኮነን ከምቲ ዝግበኣ ማለተይ እየ ኣዝዩ ጽቡቕ ስራሕ ግን ይስራሕ ኣሎ ። ከም ኣበጋግሰኣ ግን . . . ኣየወ እቲ ክትጅምሩ ከለኹም ብዛዕባ ዝተፈላለያ ዞባታት ሃገርና ሙዚቃ ኣሰኒኹም ክትዛረቡ ከለኹም እዩ ነይሩ ካብቲ ሙቁር መደባትኩም ።
@cinemasemere
Ай бұрын
ክክክክክክክ Thank you so much ኣካይዳና ቀስ እልካ መሃሪን ኣዛናይን መደባት እና ክንቅርብ ነሓሰብ :: ተከታተልቲ ግና ካልእ እዮም ዝደልዩ ነሮም ወረ :: ብዝኮነ ክብረት ይሃበልና !!!
@DanayAbraham-z3r
Ай бұрын
ሰላም ሰላም ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ፍጻሜ ወለዶይ ኣብ ሂወትኩም ሰላምን ጥዕናን ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦን ዓወትን እናተመነኹ፡ ናይ ሎሚ ዛዕባ ትዕዝብትና ድማ ሆየ ሆየ ሆየናሆየ ሆየ እዩ ክኸውን፡ እምበኣር ናብ ትዕዝብትና ክወስደኹም ሰዓቡኒ። ሆየ ሆየ ሆየና ሆየ ማለት እነሆለ እዚ እዩ ማለት እዩ። ነዚ ቃል ድማ ንመጀመርታ ግዜ ኣቦና ኣብርሃም ካብ ኣገልጋሊት ሳራ ዝኾነት ኣጋር እስማኤል ዝበሃል ውሉድ እንተነበሮ እዃ እዚ ስሙ ዘጸውዕ ስለዘይኾነ እስማኤል ምስ ተወልደ ሆየ ሆየ ኣይበለን ሽግ ድማ ኣይወልዐን። እንታይ ድኣ ካብ ሰበይቱ ሳራ ንይስሓቅ ምስ ወለደ ግና ሽግ ወሊዑ ሆየ ሆየ እነሆለ እዚ እዩ፡ ስመይ ዘጸውዕ ብምባል ሽግ ወሊዑ እናጎየየ ብስራት ክነግር ጀመረ። ብዕስራን ሸሞንተን(28) ነሓሰ ናይ ቤተክርስትያና ኣቦታት ከምዝሰርዕዎ ኣብርሃምን ይስሓቅን ያዕቆብን ዝዝኸሩሉ ዕለት ኣብነት ብምግባር ከምቲ ኣቦና ኣብርሃም ዝገበሮ፡ ንሕና ድማ ከምኡ ብምግባር ብድሮ ዕስራን ሸሞንተን(28) ነሓሰ ምሸት ሽግ ወሊዕና ሆየ ሆየ እነሆለ ኢልና ብስራት ንነገር፡ ኣብዚ ዕለት ሆየ ሆየ ጥራሕ ንብል እምበር ኣይንሳገርን ኢና። እቲ ዘይንሳገረሉ ምኽንያት ድማ ገና እቲ ዝኣረገ ወይ ዝሓለፈ ዘመን ኣይተወድአን ስለዘይተወድአ ኣይንሳገርን ኢና። ከምቲ ኣብ ዘመነ ኣቦና ኣብርሃም ናይ መርገም ዓመታት ወይ ናይ ብሉይ ኪዳን ዘመን ከምዘይተወድአ ንምግላጽ፡ ግና ይስሓቅ ብምውላዱ ብዓይኒ መንፈስ ቅዱስ ካብ ይስሓቅን ያዕቆንብ ካብ ዘርኦም ኢየሱስ ክርስቶስ መድሃኒዓለም ከምዝውለድ ብተፋ ከምዝረኣዮ ንሕና ድማ ንሓድሽ ዓመት ብተስፋ ከምንርእዮ ጥራሕ ኢና ነበስር፡ ብከምዚ ኣብ ግዜ ኣባ ኣብርሃም ኣይንሳገርን ኢና። ንሓድሽ ዓመት ብብሩህ ብርሃን ከብጽሓና ግና ሽግ ጥራሕ ንውልዕ። ****- ብካልኣይ ድማ ሆየ ሆየ ንብሎ ድሮ ሓድሽ ዓመት ቅዱስ ዮሃንስ ሆየ ሆየ ንብል። እዚ ድማ ከምቲ ቅዱስ ዮሃንስ መጥምቅ መፈጸሚ ብሉይ ኪዳንን መጀመሪ ሓዲሽ ኪዳንን ከም ምዃኑን፡ ከምኡ ድማ ኣብ ግዜ ስብከቱ እነሆለ እቲ ንዓለም ዘድሕን በጃ ዓለም ዝኾነ ገንሸል ክርስቶስ ኢሉ ከምዝመሃረ፡ ንሕና ድማ እነሆለ መፈጸሚ ዝሓለፈ ዓመትን መጀመሪ ሓድሽ ዓመትን ክንብልን እቲ ዘድሕን ኣብ ሓድሽ ኪዳን ዝተገልጸ መድሃኒ ዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ እዚ እዩ ክንብል ንሓድሽ ዓመት ብሓጎስ ክንቅበሎ ብምባል ብድሮ ሓድሽ ዓመት ሆየ ሆየ ኢልና ሽግ ንውልዕ'። እሞ ምሉእ ዓዲ ዜርና ብስራት ነጊርና ኣብ ቤተክርስትያን ኬድና ሽግና ብብርሁ ሰለስተ ግዜ ዜርና፡ ካብ ካህናት ኣቦታት ምህለላን ስርየትን ረኺብና ሰለስተ ግዜ ንሳገር። እቲ ሰለስተ ግዜ ምዕዋድና ወይ ምዛርና ናይ ሰለስተ ሥላሴ ትርጉም ክህልዎ ከሎ ብሓደ ሽግ ምዃኑ ከኣ ናይ ሓድነት ሥላሴ ምንጋርና እዩ። ምስጋርና ትርጉሙ ድማ ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን ቅዱስ ዮሃንስ መሳገሪ ከምዝኾነ ካብዚ ዝሓለፈ ኣረጊት ዓመት ናብዚ ብርሃን ዝኾነ ሓድሽ ዓመት ኣሳግረና እናበልና ሰናይ ሓሳብና እናገለጽና ንሳገር። ንዝመጽእ ዓመት ክንጸንሕ ከኣ ብሩህ ብርሃን ጌርና ንሳገር ማለት እዩ። ኣብ ገዛ ገዛ እናኣተና ሽግ ወሊዕናዕ ድማ ዓዂኻይ ዓዂዓይ ቑራዕ ሓምሊ ውጻእ ገዓት ጠስሚ እቶ ንብል። እዚ ድማ ብቀዳማይ ትርጉሙ ናይ ሓጢኣትን፡ ክፍኣትን፡ ዕግርግርን፡ ዘመን ካብ ቤትና ውጻእ፡ ናይ ጽድቅን ሓቅን፡ ሰላምን፡ ፍቅርን፡ ዘመን ኣብ ቤትና እቶ ክኸውን ከሎ፡ ብካልኣይ ትርጉሙ ድማ እቲ ናይ ሽግርን፡ ናይ ድኽነትን፡ ናይ ስእነትን፡ ዘመን ካብ ቤትና ውጻእ፡ በዚ ሓድሽ ዓመት ድማ ናይ ፍስሃን፡ ሓጎስን፡ ናይ ጽጋብን፡ ሃብትን፡ ንቤትና እቶ ኢልና ናይ ሽግና ፍጻሜ ክኸውን ከኣ ብሩህ ብርሃን ንውልዓሉ።
@DanayAbraham-z3r
Ай бұрын
***- ሳልሳይ ሽግ ንውልዓሉ ዕለት ድማ ድሮ ቅዱስ መስቀልን ኣብ መስቀል መዓልቲ ከኣ ብሃገር ደረጃ ኣብ ሓደ ቦታ ተመሪጹ ዓሰርተ ሸውዓተ(17) መስከረም እዩ። ብድሮ ሽግ ወሊዕና ከምቲ ንግስቲ ኢሌኒ ንመስቀል ክርስቶስ ንምርኻብ ሽግ ዝወልዓቶ፡ ንሕና ከኣ ሽግ ንውልዕ። ነቲ መስቀል ምስ ረኸበቶ ከኣ ሽግ ወሊዓ እንሆለ እዚ መስቀል ናይ ጎይታ ኢላ ከምዘሰበረት ነዚ ብስራት ክንነግር ከኣ ሽግ ወሊዕና ዳሜራ ደሚርና ብስራትና ሓጎስና ንገልጽ። በዚ ድማ ሰለስተ(3) ግዜ ንሰግር። ከምቲ ብመስቀል ክርስቶስ ድሕነት ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን ዝሰገሩ፡ ንሕና ድማ ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን በዚ መስቀል ሰጊርና ክንብል ነቲ ሽግ ወይ ዳሜራ ንሰግሮ ማለት እዩ። እቲ ዝበሃል ዝዝየም ዝጽወት ጸወታ ሆየ ካብቲ ብዙሕ ብውሑዱ ክንርኢ ኢና፥ ሆየ ሆየ ሆየና ሆየ ሆየ ሆየ ሃንሰ ሃንሰ ሆየ፡ ገዓት ዘኾለሰ ሆየ፡ ኣባ ኣብርሃም ዓጓ ሆየ፡ ክጎይ ተጎጋ ሆየ፡ ኣባ ኣብርሃም ጢጡ ሆየ፡ ክጎየ ጠሪጡ ሆየ፡ ኣጆክን ኣንስቲ ሆየ፡ ጻዕዳ ጣፍ ለወስቲ ሆየ፡ እንጌራ ዳጉሻ ሆየ፡ ሓቢርና ንቑረሳ ሆየ፡ ኣጋ ደርሆ ነቆ ሆየ፡ ትህረም መሰንቆ ሆየ፡ ሃንሰ መስቀለ ሆየ፡ ብርሃን ተቐልቀለ ሆየ፡ ኣጆኹም ቆልዑ ሆየ፡ ባልደንጓ ጨልጊዑ ሆየ፡ ኣጆኩም ጓሶትየ ሆየ፡ ሸዊት ሰወተየ ሆየ፡ ሆየ ሆየናሆየ ሆየ ሆየ ዘይበለ ካባና ይፈለ ዝብል ጥዑም ጣዕመ ዜማ ዘለዎ ይዝየም። በብከባቢኡ ዝተፈላለየ ኣበሃህላ ኣለዎ ገለ ካብ ከባቢታት ዞባ ደቡብ ኤርትራ እዚ ይመስል። ነዚ ኣብርሃም ጢጡ ዝብል ትርጉም ምስ ንርኢ ጢጡ ማለት ጭሩ ገበላ ማለት እዩ ይብሉ። ኣብ ገበላታት ናይ ገጠር ብኹባዕ እናዘለለ ዝንቐሳቀስ ብፍላይ ተረፍ መረፍ ዝተቦቐጸ እኽልን ብቕቡቕን እናተኾበ ክምእርር ዝርአ ኣዝዩ ደቂቕ ዑፍ እዩ ይብሉ። ኣብ ዘመናዊ መዝገበ ቃላት ናይ ደራሲ ጸሓፊ ተኪኤ ተስፋይ ግና ጢጡ(ጢጥ) ጽርግፍ ምባል ብፍጥነት ምጉያይ ኢሉ ተርጉምዎ ኣሎ። ብክልቲኡ ትርጉም እንተድኣ ኼድናዮ ብኩሉ የኺደና እዩ። ዑፍ ኣብ ገበላ ዝምገብ እዩ እንተኢልናዮ ኣብ ቤት ኣብርሃም ዘይተመገበ ገያሺ ጋሻ የለን ንኩሉ ዝእንግድ እዩ ኣቦና ኣብርሃም ምባልና እዩ። ምጉያይ እዩ እንተበልናዮ ኣብ ቅዱሳን መጽሓፍቲ ከምዝተጻሕፈ ኣቦና ኣብርሃም ነቶም ብሰለስተ ሰብኣይ ዝተገልጹ ኣጋእዝት ዓለም ሥላሴ ክቅበሎም እናጎየየ ከደ እዩ ዝብሎ፡ ስለዚ እቲ ትርጉም ብኹሉ የኪደና እዩ። እዚ ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ከም ባህሊ ዝርአ እዃ እንተኾነ ግና ሃይማኖታዊ ትርጉም ከምዘለዎ ክንፈልጥን ንደቅና ክነፍልጥን እቲ ናይ ብሓቂ ባህልና ድማ መሰረቱ ሃይማኖታዊ ማለት ካብ ብሉይን ኪዳንን ሓዲስ ኪዳንን ዝመጸ ምዃኑ ክንፈልጥ ይግብኣና። ምሕልፊ ኣብ ስደት ዘለና እዚ ንባዕልና ፈሊጥና ንደቅና ክነፍልጥ ፍጻሜ ወለዶይ ሓደራ ትብል ኣላ። ኣብ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ዓመት ሰለስተ(3) ግዜ ሆየና ሆየ ንብል። ቀዳማይ ብድሮ ኣባ ኣብርሃም ብዕስራን ሸውዓተን(27)ነሓሰ ምሸት፡ ኣብዚ ኣይንሳገርን ኢና። ካልኣይ ድሮ ቅዱስ ዮሃንስ ምሸት ኣብዚ ንሳገር ኢና። ሳልሳይ ኣብ ድሮ ቅዱስ መስቀል ሆየ ኢልና ንሳገር። ብሃገር ደረጃ ከኣ ናቱ መቀጸልታ ኣብ ሓደ ቦታ ተመሪጹ ቅዱስ መስቀል መዓልቲ ዳሜራ ይድመር። ንኣብነት ኣብ ኣስመራ ኣብ ባሕቲ መስከረም ዳሜራ ይድመር። በዚ ስደት ንጠፍእ ከይንህሉ ድማ ደጊማ ተዘኻኽረና ኣብ ዝመጽእ ግዜ ብካልእ ኣርእስቲ ክሳብ ንራከብ ብሩክ ቅንያትን ብሩክ ኣባ ኣብርሃም ክኾነልና እናተመነየት በዚ ትፍለየኹም ዝኾነ ሓሳብ ርእይቶ ሕቶ ምስ ዝህሉ ኣብ ሳንዱቅ ቦታ Comment ክትገድፉልና ንላቦ እዚ ጽሑፍና ባህ እንተኢልኹም ናብ ፈተውትኩም like share ብምግባር ነዚ ባህልናን ሃይማኖትናን ወግዕናን ኣመቓርሕዎ ትብል ፍጻሜ ወለዶይ ወደሓንኩም ሰናይ ምሸት!!!!። By Danay(Figo)
@cinemasemere
Ай бұрын
Thank you for your comments
30:28
cinema semere : Jokes in Eritrean funny Tigrinya Eba show joke NEW ERITREAN INTERVIEW
Cinema Semere entertainment
Рет қаралды 7 М.
38:36
NEW ERITREAN INTERVIEW AND PRANK SHOW - Host by Yonan Tekeste - New Eritrean Awdeamet Video 2024
Cinema Semere entertainment
Рет қаралды 14 М.
1:05:24
Кеттік бәрін таста - Қызық Times | Қайрат Әділгерей, Уәлибек Әбдраимов, Диана Ягофарова, Қанай
Marat Oralgazin
Рет қаралды 493 М.
00:43
这是自救的好办法 #路飞#海贼王
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 106 МЛН
00:15
amazing#devil #lilith #funny #shorts
Devil Lilith
Рет қаралды 18 МЛН
00:28
MAGIC TIME @Whoispelagheya
MasomkaMagic
Рет қаралды 38 МЛН
32:00
ሐረግ ( ክፍል 15)
ለዛ
Рет қаралды 245 М.
15:04
መመረቕታኣ ኣብ ኤርትራ ዝጸምበለቶ ካናዳዊት-ኤርትራዊት መንእሰይ | ERi-TV
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 65 М.
24:41
ኣዝዩ ዘጣዕሰኒ ሰብ መምሃሪ ክኸውን።#eritrea #ethiopia #tigray #orthodox #eritrean #eritreanews #eritreanmovie
Beny media
Рет қаралды 21 М.
32:58
❤ኹሉ ግልፂ ገይርናዮ/ ማጊ ምስ ፋዘር ተፋሊጡ/ maggy show
Wina entertainment
Рет қаралды 74 М.
1:29:16
ቢኒ ሾው - S4 - Week 6 - 4ይ ወቕቲ ውድድር ጭራ ቁረጽ | 4th Season Week Six - New Eritrean Show 2024
HDMONA NEBARIT
Рет қаралды 26 М.
9:54
CINEMA SEMERE : ዕላል ምስ ሻምፒዮን ኣፍሪቃ ሄኖክ ሙሉእብርሃን , ዕላማይ ኣብ ቮልታ ስጳኛ ወይ ኣብ ቱር ደ ፍራንስ ምስታፍ’ዩ
Cinema Semere entertainment
Рет қаралды 3,5 М.
18:34
Nov 4/2024 ኣፍካ ዘየክድን ሰሓቅ ሓባ ዓጽሙ ባዶ እኩብ ከይትሰምዕዎ
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 14 М.
42:06
ተወሳኺ ዝኽርታት ኣባዲትን ሕቶታት ተኸታተልቲን ሃንደበት ዝኸደቶ ኮማዊ ዳስ ምም # New Eritrean Video 2024
ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Рет қаралды 214 М.
56:51
cinema semere : New Eritrean film "zemed kebda" 2024 - ዘመድ ከብዳ by Artist Senait Hagos
Cinema Semere entertainment
Рет қаралды 33 М.
41:23
ሄኖክ ዋሪ ምስ ሲዶን (ሰዳይ) BAKATA SHOW - SIDON YOSIEF - Eritrean Game Show 2024
ARARAT Entertainment
Рет қаралды 92 М.
1:05:24
Кеттік бәрін таста - Қызық Times | Қайрат Әділгерей, Уәлибек Әбдраимов, Диана Ягофарова, Қанай
Marat Oralgazin
Рет қаралды 493 М.