New Eritrean Interview Artist Tedros Kahsay ( Xaedu ) 2022

  Рет қаралды 99,840

Tedros Kahsay ( Xaedu )

Tedros Kahsay ( Xaedu )

Күн бұрын

Пікірлер: 777
@filmontesfay543
@filmontesfay543 2 жыл бұрын
ቴዲ ጻዕዱ ወዲ ህዝቢ ዶ ንበሎ ደቂ ኤረይይ እወ ተኮይኑ መልስኩም ኣብዚኣ ረገጹ like ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤⛪🕌❤
@hermelasilvana1590
@hermelasilvana1590 11 ай бұрын
❤❤❤❤
@ገበልገዛባንዳ
@ገበልገዛባንዳ 2 жыл бұрын
ልዕሊ ማንም ኣብዚ ሕጂ ሳዓት ኣብ pianobar ይኹን ኣብ መርዓታት ሃገራዊ ደርፍታት ልዕሊ ማንም ግዜ መንእሰያት የጸልል ኣብ ሙሉእ ኣዲስ ኣበባ ዜርካ ትዓዘብ ብፍቅሪ ሃገሩ ዝነድድ ኤርትራዊ ኢዩ ዘሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ጻዕዱ ወዲ ህዝቢ proud to you bro 💚💛❤💙💚💛❤💙💚💛❤💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 2 жыл бұрын
ኣነ ፖለቲኬና ኣይኮንኩን ብሃገረይን ብኣደይን ዝመጸኒ ግና ኣይፈቱን እየ።❤️🇪🇷⭐️Love you bro keep going tedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@drarmebrahtom3571
@drarmebrahtom3571 2 жыл бұрын
ኣሰይ ኣታ እዛ Eri ዓደይስ ተዓዲላ ወትሩ ብሉጻት መንእሰያት ይፈርየላ ኣጆኻ ንፉዕ ለባም መንእሰይ ቀጽሎ ከማኻ ዝበሉ ለባማት ዝበሉ ይብዝሑ 💕❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💕💕💕
@helenteklu4189
@helenteklu4189 2 жыл бұрын
🙏🇪🇷🇪🇷
@kibraba9787
@kibraba9787 2 жыл бұрын
ከምዚ ናተይ ኹሩዕ ብኤርትራውነቱ ክርኢ ከለኩስ መሊሰ ይኮርዕ ❤️🇪🇷🇪🇷
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 9 ай бұрын
Eti hatte gn kemey rekibkayio? Tsewag Do hakey.
@meronhabtemicael8399
@meronhabtemicael8399 2 жыл бұрын
ቴዲ ሓወይ ትሕትና ክብረት 🙏100% ኩሉ በቲ ትገብሮ ዘለካ 🤴ቴዲ ሓወይ ከማካ ተትበዝሑ ኩራዕ ኤርትራዊ 🤴🇪🇷👸 ቴዲ እዚ ኣብ መርዓ ትደርፍ በጃካ ከይተቆርጾ ኣጅካ ወሰከሉ 🤴🇪🇷💥 እዞም ደቂ ማይ ጠላሚት ከጸልሙካ ኢዮም 1ሶሙን ብዝኮነ ከይብዝሓልካ ኣጆካ ሰብኣይ ሰብኡት ቴዲ ሓወይ ፈታሪ ካብ ዓይኒ ሓሳዳት ይከውልካ 🤴🤴🎶🦁🦁🇪🇷🇪🇷♥️👑👑👑👑🙏🙏💫💫💯👋
@kaleabrezenemelake1207
@kaleabrezenemelake1207 2 жыл бұрын
ወገን ዉጹዕ ምስ ዉጹዕ ጥራይ ቀጽል ቴዲ ሓወይ and ጽቡቅ መደብ..!😍
@fetawihaki3672
@fetawihaki3672 2 жыл бұрын
Bravo nufue Meniesey
@drarmebrahtom3571
@drarmebrahtom3571 2 жыл бұрын
ናይብሓቂ ኤርትራዊ ኩቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AdulisEri
@AdulisEri 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቴዲ ሃወይ ኣጆካ ኤርትራዊ ክብሩ መንነት ዘብተኽ ሰነሰለት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰⛪🕌
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 2 жыл бұрын
ቴድሮስ ጻዕዳ ልቡን ጸግዒ ወገኑንኢኻ'ሞ ብእተካይዶ ንጥፈት ኣሳልጦኻ እንዳተመነኹ ብትብዓት ክትቅጽሎ ይላቦ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@John-wj8sg
@John-wj8sg 2 жыл бұрын
እትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ.እቲ ዘለካ ወኒ.ኣብ ሃይማኖትካ ሃገርካ ህዝብካ ዘለካ ክብሪ . ስም ድንግል ማርያም ጠቂስካ ኣብ ከብድካ ብዝኣቱ ጥዑም ቃና ክትዝይም ከለካ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ . ማዘረይ ደርፊ ኣይተሰምዕን እያ ደረፍቲ ውን ኣይትፈልጥን እያ ናሃትካ ክትሰምዕ እንከላ ግን ኣየክእላን እዩ ብጣዕሚ እያ ትፈትወካ እሞ ኣጆካ ቴዲ ሓወይ ኣብ መትከልካ ጽናዕ ከም ወትሩ።
@ዋርሳይ
@ዋርሳይ 2 жыл бұрын
ኣነ ፖሊቲካዊ ኣይኮንኩን ሃገረይን ህዝበይን ጀጋኑናን ዝትንክፈለይ ግን ኣይፍቱን ቴዲ በሊሕ መንእሰይ ጥዑም ዘርባ ኣጆካ ቀጽሎ
@abesarizomuy8106
@abesarizomuy8106 2 жыл бұрын
ወዲ ህዝቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራዊ ማለት ከምዚ እዩ ብሓሳብ ብሕልና ብልቦና ትሕትና በቃ ኤርትራዊ ኢለካ ኣለኹ። በርትዕ ኣብ ጎንኻ ኣለና ማለተይ ከምዚ ናትካ ኣተሓሳስባ ዘለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 2 жыл бұрын
ቴዲ ኣድኒቕናካ ናይ መን ከም ሙዃና እታ ደርፊ ኣላሊኻና በታ ናይ ጅግና ተጋዳላይ ተፎኖ🦁። ናይ ሕማመይ🇪🇷ኣብ ቲግቶክ 99% ቃዉ🇪🇷 ቃዉ ኣቢልናያ። ሳዕሲናላ ሃገራዉነት🦁 ኣልቢስካና ን መንእሰያት🇪🇷 ተሓቢናልካ ኣኹርዕካና💪ቀጽሎ🇪🇷ንፈትወኩም ኢና ምስ መሳርሕትኻ🇪🇷🇪🇷🇪🇷። ጋዜጠኛ ንፉዕ ትሕትና ዘለካ ኢኻ በርትዕ ከምዞም ሃገራዉያን ብቀጻሊ ኣቕርበልና መሃሩና👌
@muller1274
@muller1274 2 жыл бұрын
This guy is very aware of the current political situation. I admire you for showing us unconditional love for your people 🇪🇷
@brhanemussie2155
@brhanemussie2155 2 жыл бұрын
. . . . c .
@zerbabieltesfamichael9202
@zerbabieltesfamichael9202 2 жыл бұрын
playing the conformity card is the safest deal that incentivize praise and reward!. Isn’t that what you are truly exemplifying here!. Group thinking is killing the truth and the courage with in. ሓቂ ተዛሪብካ ደኣምበር ተመሳሲልካ ሃገር ኣይህነጽን እዩ፥ ሓደ ካብ እቲ ጎሊሑn ደሚቑን ዝረኣይ ባሕርያት ሓበሻ ኣምሰሉ ምዃን እዩ!። ዘሕዝን እዩ!።
@muller1274
@muller1274 2 жыл бұрын
I can understand the guy is an artist, not a politician. However, he is a nationalist. which is the right person has to be for his nation. so how come you think this is taking advantage for his recognition. that's all I was trying to say. Anyway we choosed the right truck not the confort zone.wedhanka
@milionkibrenges2489
@milionkibrenges2489 2 жыл бұрын
ቲዲ ሓወይ ናይ በሓቂ መግለጺ የብለይን ስለቲ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ Go ahead ) ክሳብ እታ ናይ መወደእታ ታርጊትካ እመነኒ ኣብቲ ናትካ ዙሪይ ብዙሕ መንእሰይ ኣሎ thank u❤️🙏
@nebu5224
@nebu5224 2 жыл бұрын
ጻአዱ ናይ ብሓቂ ጻአዳ ኩሉ ነገርካ መኽበሪ ጀጋንኡን ህዝቡን ሃገሩ ዘኽብር ከቢሩ ይነብር ጅግና ወዲ ኤሪ 🇪🇷❤🌹✊🙏
@denden8472
@denden8472 2 жыл бұрын
ብራዋ ቴዲ ብሓቂ ኣድኒቐካ በዚ ኣገጣሚ ከማኻ በላሕትን ተስፋ ዘለዎምን ሃገራውያን ክፈሩዩልና ተስፋ ብምግባር ስልቲ ምቕሉል ቃለምልልስካ ክብረት ይሃበልና ።
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 2 жыл бұрын
ቴዲ ሓውና ጅግና ንስኻን ሙቕሉል ኣዘራርባኻን ደስ ክትብል፡ንህዝብኻ ንምፍቓር ድማ ቀጽል ሓድነትናን ሃገራውነትናን ይሰስን ይድመቕ ይኮላዕ
@Selamnkulu652
@Selamnkulu652 2 жыл бұрын
Nay bhaki Tede (xaeda) hawey qalatka nebit eu memolisu zmeer eritra neritrawyan Forever ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️😘😍🙏
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 2 жыл бұрын
ኣነ Interview ብጣዕሚ እዩ ዘሰልችወኒ ሰሚዐ ኣይፈልጥን but ቴዲ u are Special god bless u ክንደይ ስነጥበበኛታት ኢና በሃልቲ ናይ ነብሶምን ገንዘቦምን ሓሲቦም እዮም ዝሰርሑ ንስኻ ግን ህዝብኻ ሓሊኻሉ ከማኻ የብዛሓልና ❤🙏🙏 ጋዜጠኛ proud of u too your question are on point 👏👏😊
@Hallelujah124
@Hallelujah124 2 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ኤረይ ኩሩዕ ብመንነቱ ሓላዊ ክብረቱ ኣጆኻ ኣታ ወዲ ህዝቢ ጸግዒ ህዝቡ
@starthegunners7089
@starthegunners7089 2 жыл бұрын
👉🇪🇷👍❤️ ጻዕዱ ለዋህ ጻዕዳ ልቡ ኩሉ ከም እትሓስቦ ክኾነልና ሰናይ ፍቓድ ፈጣሪ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@Bereket240
@Bereket240 2 жыл бұрын
❤❤ ሕዝበይ ዓቃል ❤❤ "90 ሽሕ ሰጉጎምሉ፡ 20 ዓመት መሬቱ ሂዞሞ፡ ብሉጻት ደቁ ኣክፊሎሞ ንኩሉ ገዲፉ ዝሓቁፍ" ብሓቂ ጽቡቅ ጌርካ መንነቱ ገሊጽካዮ ቴዲ። ዘክበርካዮ ሕዝቢ ከም ዘክብረካ ርግጸኛ ኢየ። ግን በዚ ምስ ሕዝበይ ኣለኹ ዝበልካዮ ለቅነ እዞም ጸረ ሰናያት ኣብ ሚድያ ክሓርሙካ ክፍትኑ ምክዋኖም ፍሉጥ ኢዩ። ግን ሕዝቡ ዝሃዘ ዝኮኖ የብሉን።" ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር" እንዳበሉ ኢዮም ኣቦታትና የዕብዮምና። ሰላም የምጻልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@flimonhaftay7004
@flimonhaftay7004 2 жыл бұрын
Kedimkani nay behaki mestewuali eka ab gonu nukun kea nihna kea ajoka nibelo zhawey
@natunatu8116
@natunatu8116 2 жыл бұрын
አዋይ ጋዘተና ኣብ ቡዙህ ኢንተርቪው ኣስተውኢለልካ ገለ ህቶታትካ ደየድሊ ህቶታት ናብ ካልአ ዝወስድ ህቶታት ነቲ ሰብ ኣዚዩ ዝፈታትን አዩ ካልአ ኩሉ ጽቡክ ጻኣዱ ካኣ ኣጆካ ብታአሚ ደስ ዝብል z
@freyoamzewafo6256
@freyoamzewafo6256 2 жыл бұрын
"ዘይ ናትና ምደላይ አይናትናን'ዩ" ናይ ብሓቂ አይናትናን
@Kaliebbrhane3304
@Kaliebbrhane3304 2 жыл бұрын
🇪🇷 xaedu shikor ata ane ezi wedizi kexelleni yu wed hzbi tebaetay sago ya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ኣጆኪነብሰይ-ረ8ፐ
@ኣጆኪነብሰይ-ረ8ፐ 2 жыл бұрын
ቃላት ዮም ዝሓጽሩኒ ንዓካ ክገልጽ (ወዲ ህዝቢ) ኢለ ክሓልፈካ ኣምላክ ኣብ ትረክጾን ኣብ ትሰፍሮን ሰላምን ቅሳነትን ክገብረልካ ይምነ ፥ ከምኡ ውን ንህዝበይ ሰላምን ቅሳነትን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@dawitabraham2764
@dawitabraham2764 2 жыл бұрын
Ata dehri heji ne tedi teray like habkuley deqi erey nehagezo teray we love you tedi for e🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️❣️🙏🙏🙏
@ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ
@ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ 2 жыл бұрын
4:05 ዘላ ሕቶን መልስን ብጣዕሚ ጽፍፍቲ '' ጊዚኦ ኣይኮነን ኢለ አየ ኣነ ህዝብና ኣበየናይ ዓይነት ኩነታት ኣሎ '' ሓደ ሓውካ ኣብ ካልአ ኩነታት ከሎ ንስካ ብዛዕባ ካልአ ክትዛረብ ጽቡቅ ኣይኮነን ቴዲ ኣድናቆተይ ኣባኻ መግለጺ የብለይን ። ወዲ መሬት ንበረልና ነስካስ ወዲ ኩቡር ህዝቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selamteclemicael8550
@selamteclemicael8550 2 жыл бұрын
Well said Tedi hawna keep the good work up! You are real wedi Hizebi 👌🎊👍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️💪💪
@helenteklu4189
@helenteklu4189 2 жыл бұрын
Ewiyyy Tedy hawey gezika tsaeda libika tsaeda....betaemi eye zednikeka nifue eka bihaki ....kibur kurue Eritrawi hawey enkae natna konika.....zihasebikayo amlak yihabika....ewe hijiwin 🇪🇷Eritrawinet Kibur Meninet🇪🇷🇪🇷Amlak Eritrean hiziban yibarik🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmerinonatey3503
@asmerinonatey3503 2 жыл бұрын
ቴድየ 🤴👑ንጉስ ኤሪትራና ካብ ዓይኒ 🐍 ይኸውልካ ዝፈትወካ ሓፍትኻ ደሊና ጎል ሳሚ 💋💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@temesgenamlakey2520
@temesgenamlakey2520 2 жыл бұрын
ቴዲ ናይ በሓቂ ወዲ ህዝቢ ይግበኣካ እዩ.🇪🇷❤ 💯✅️.
@DenbenaMedia9124
@DenbenaMedia9124 2 жыл бұрын
ወዲ ጽዓዱ ሽኮር ብዓል ሕልና ፈታዊ ህዝቡ ሃገሩ፣ ደስ ዝብል መደብ ኣነስ ናይ ሃገር ክደርፍ ከለኻ ማራ ኢኻ ተኸይፈኒ ሰሚዒተይ ክኣ ትትክፈኒ ብዝኾነ ቀጽሎ ኣጀኻ🇪🇷🇪🇷🙏🙏 ወዲዚ ህዝቢ❤❤
@helenb8411
@helenb8411 Жыл бұрын
ኡፍ ናይ ልብኻ ፈርፊሩ ዘውጽእ ናይ ብሐቂ ንፉዕ ደራፋይ 💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕
@mulugetatewelde1187
@mulugetatewelde1187 2 жыл бұрын
#ኣደይ ማርያም ባዓልቲ ጾሎትየ #ንሳን ወዳን እንዳለመነትየ ኣውጊሓታ መሬት"የ'''''''''' #ቴዲ መክበሪ ሃይማኖቱ #ቴዲ ሃገራዊ #ቴዲ ለባም
@arsemalove1319
@arsemalove1319 2 жыл бұрын
As we Eritrean we are very proud of you bro because you are defining for our people and our country long life GBU ❤️
@haderazghiabay2091
@haderazghiabay2091 2 жыл бұрын
የቐንየልና ቴዲ ሓወይ፡ካብ ህዝቢ ኤርትራ ተፈሊኻ ምንባር ከቢድ ኢዩ ብሓቂ፡ኣስሜ ሓወይ ስለቲ ንቴዲ ዝገበርካሉ ቃለ መሕትት ኣዝየ የድንቐካ።
@merateshale9355
@merateshale9355 2 жыл бұрын
Tedi wdi erayyyyy jgena edman tenan yhabka fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 2 жыл бұрын
ዝፈትወን ዘኽብሮን ሃገራዊ ሰብ ኣምጺኻልና ኣዚና ኢና ነመስግን ተድሮስ (ጻዕዱ) ወዲ ኤረ 💪💪💪🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏🥰🥰🥰
@ami_su
@ami_su 2 жыл бұрын
ጻዕድ ወድህዝቢ ጻዕዳ ልብ ከምቲ ገጹ ❤🇪🇷ነት ኩብር መንነት
@henoksiku7408
@henoksiku7408 2 жыл бұрын
Tediy hawey ambesa🥰🥰 Asmerom teba nay bhaki teba gazetegna🥰🥰
@ephrempawlos7695
@ephrempawlos7695 2 жыл бұрын
ሃገራዊ ቴዲ ቀጽሎ ኣጆኻ ግዜ ኣለዎ ስራሕካ ኣይትታሓለል
@sdetsdi4686
@sdetsdi4686 2 жыл бұрын
Tiedi Naylbey Abzi Amet Esel ketebleni Eka ❤👌💯
@zelezola5808
@zelezola5808 2 жыл бұрын
Asmie hawey gexe nfetwo amxikalna betami abi seb respect zelewo seb asmie hawey xebuk medeb fetari edmie na tena yestachu
@luwamsolomun6708
@luwamsolomun6708 2 жыл бұрын
ቴዲ ጅግና ቀጽሎ ሃገረይ ባሃሊ ኣብ መርዓ ትደርፎ ናይ ሃገር ከይተቋርጾ pls kemey dika mexelele natey nateyyy❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@NAraya-nt5xw
@NAraya-nt5xw 2 жыл бұрын
I love you Tedd'' you are so polite ''I know you in Mendefera you are very dawn to earth Eritrean man, ''Wegeney'' well respected Eritrean brother,
@Aman-cm2pj
@Aman-cm2pj 2 жыл бұрын
እመኑኒ መተካእታ አብርሃም አፎርቂ ይመጻና አሎ
@yohanesferhiwet7360
@yohanesferhiwet7360 2 жыл бұрын
tedrose jegna ane btami eye zadinkaka behagerka hizbikan hibuni eka natka meglxe yeblyen ajeka abe Gonika alna.✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
@bahgenaselam8007
@bahgenaselam8007 2 жыл бұрын
Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fithawibrhen1554
@fithawibrhen1554 2 жыл бұрын
ኣንበሳ ቴዲ ሓወይ ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ተንሽን ኣለካ ኣጆካ።
@SunShine-xx5mq
@SunShine-xx5mq 2 жыл бұрын
He is amazing singer he has bright future ❤ 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🤲
@michaelabel8038
@michaelabel8038 2 жыл бұрын
I am proud of you Tedi hawey I hope one day abita ነፍቅራ ሃገርና ሽሽ ከተብለና
@berhewelday796
@berhewelday796 2 жыл бұрын
ቴዲ ዓርከይ ዉገን ህዝቢካ ብምካንካ ልቦናካ ተንኪፍኒ ኣጆካ ኣየ ወ ሓልሓለ ብሓደ ተኣሲርና ክንደይ ሓሊፉ ክሳብ ታዕሊም ዑበል ጻዕዱ በርትዕ ኣጆካ
@yoditberaki5767
@yoditberaki5767 2 жыл бұрын
🇪🇷✊🇪🇷👍🇪🇷💪🇪🇷🙏🇪🇷 I’m so proud of you Wedi Eri hawena anbesa keep doing the great job 👏👏💪💪😍🇪🇷💚🇪🇷🌻🌻🌼💐🇪🇷
@SaymonSaymon-e3k
@SaymonSaymon-e3k 2 ай бұрын
ኣነስ ከምዚ ከማይ ጌሩ ንጻዕዱ ዝፈትዎ ይህሉ ዶ ናይ ብሓቂ ጻዕዳ ከም ስሙ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@leawoldemichael2388
@leawoldemichael2388 2 жыл бұрын
Tedi wedi hzbi kexlo edmen tenan yhabka fetari 🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@zemenzemen67
@zemenzemen67 2 жыл бұрын
ጻዕዱ ጸግዒ ውጹዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ❤🇪🇷
@tsigishabrha2983
@tsigishabrha2983 2 жыл бұрын
Good job my Eritrean brother, you are very smart guy,keep going God bless you and for all Eritrean people.
@fthawitfitsum4287
@fthawitfitsum4287 2 жыл бұрын
Nay bhaki wedi hzbi keyednequka khalf aydeln ya tsadu hawey btami busul dkone atehasasba kemaka ybzuhu love u wedi hzbi 🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gideuimalet9485
@gideuimalet9485 2 жыл бұрын
I'm proud of you bro. keep fighting on behalf of the #wesiu hezzbe# now all we need is like you heroes keep going ✌❤and we love you so much
@sadormehari4874
@sadormehari4874 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጻዑዱ ሓወይ
@senaittesfamichael6195
@senaittesfamichael6195 2 жыл бұрын
እዚ ጋዜጠኛ ሕቱኡ ተሪር ደስ ክብለካ መልሲ ከኣ ገለ ዓይነት
@salemfish9349
@salemfish9349 2 жыл бұрын
ቴዲ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ቀጽሎ በርትዕ
@olderisongs4787
@olderisongs4787 2 жыл бұрын
መምህረይን ሓወይን ኣብዚ ደረጃ በጺሕካ ክርኢ ከለኹ ሓበን ይስመዐኒ ስነ ጥበብ ብኣኻን ሳላኻን ዝያዳ ደፊአሉን ኣስተማቒረዮን የ ሞ ኣብ ስራሕኻ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ከም ስነ ጥበባዊ ትሑት ልኡም ርኢቶ ውን ዘይትነፍግ ምኻንካ ዝያዳ ብኣኻ ክኾርዕ ካብ ዘገብረኒ ትዕድልትኻ ዩ ቀጺለ ኣብ ቀጻሊ ስርሓትካ ከም ትዕወትን ከም ተድምዕን በዓል ምሉእ ተስፋ ያ ካብ ልቢ ዘፍቅረካ ሓውኻ ።
@טספאיזקאי
@טספאיזקאי 2 жыл бұрын
ኣጆካ ወዲ ኤርትራ ጻዕዳ።ሃገረይ ዝበለ ተኸበሩ ይብር። ኤርትራዉነት ኩቡር መንነት።🇪🇷❤️🙏💪❤️⛪️❤️🕌🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ተዋህዶሃይማኖተይ-ዠ6ዘ
@ተዋህዶሃይማኖተይ-ዠ6ዘ 2 жыл бұрын
ቴዲ ሽኮር Wish you a bright future!! ሙንዱፋውያን ደቂ ሳንጀርጆ ኣለና ዶ ፎርሳ በሉ ነተባብዓዮ ሰብና:: አታ ናይ ሙንዱፍ ክሊፕ ክግበረላ ኣለዎ ደቂ ሙንዱፍ ኢደይ ኢድካ ንበል::
@hanitades2460
@hanitades2460 2 жыл бұрын
Wedi mundufayy meleyy haweka wedi edaga beray ya 🤘✨
@seni1189
@seni1189 2 жыл бұрын
ዋውው ጻዕዱ ነብሲ እሾኽ ኣይውጋእካ ሓወይ ናተይ ኩሉ ጊዜ ኣብ ኣካይዳካ ጥንቑቅ ኩነልና ዳኣ ወዲ ኤረ ዓቢ ሰብ።
@ገበልገዛባንዳ
@ገበልገዛባንዳ 2 жыл бұрын
ኣታ እዚ ጋዜጠኛ ግን ሽውያ ፈጣጥ ኮይኑ እምበር ጻዕዱ ዳኣ ናትና ሓበና ከም ኩሉ ግዜ proud to be eritrean💪💪💪💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💛❤💙
@First-Eri
@First-Eri 2 жыл бұрын
Sruhu dyu zegeds melku?
@ገበልገዛባንዳ
@ገበልገዛባንዳ 2 жыл бұрын
@@First-Eri ኣታ ኣነ እቲ ሕቶታቱ ኢዩ ዓይን ኣውጣ ኾይኑኒ መን ብዛዕባ መልክዑ ተዛሪቡ ወጃብ
@amenamenamenamen8386
@amenamenamenamen8386 2 жыл бұрын
@@ገበልገዛባንዳ kkkk
@amangoitom1233
@amangoitom1233 2 жыл бұрын
ኣታ ጅግና ቴዲ ሓወይ ከ ብሰላም ምጸና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zowdi810
@zowdi810 9 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🕊🕊🕊🕊❤️🙏🤴🤴🤴you are amazing wade erterawe you are king of erterawe people god bless to you and to erterawe people taderos
@nahomwedi5075
@nahomwedi5075 2 жыл бұрын
Tedi hawey enqa besalem mexaki wedi rimey xade 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
@zeraiokbasilase8178
@zeraiokbasilase8178 2 жыл бұрын
Tedy ,we(eritrean)love you ,please don't stop, keep up
@micheleghirmay1784
@micheleghirmay1784 2 жыл бұрын
Ne Asme zefetu eske like regixeni yekid
@Aaron_shishai5908
@Aaron_shishai5908 2 жыл бұрын
I really like this guy 👏🤴 the song Mendefera n kulu seb ya twikil
@ኤርትራዊኢየ-ረ1ቨ
@ኤርትራዊኢየ-ረ1ቨ 2 жыл бұрын
ኣቤት ሓቦ ይበል ፍቕሪ ሃገር 100። ኣነ ንመጀመርታ ግዜ ን’ሓደ ሰዓት ዘኣል interview ብዘይ ምቁራጽ ዝወዳእኩዋ ናይ ጅግና ቴዲ ኣንበሳ። ሓጽራትና ግን ብ ክፋላት ከተንውሕዋ ኔሩኩም።
@milenatesfu6153
@milenatesfu6153 2 жыл бұрын
Me too 🇪🇷🇪🇷🕊
@fikrizifetu6023
@fikrizifetu6023 2 жыл бұрын
So humble man ....am proud of you b metkelka ....eritrea n eritrean forever...
@yonassemerab6596
@yonassemerab6596 2 жыл бұрын
ኣሰይ ጻዓዱ ሓወይ ቀጽሎ ምሳካ ኣለኩ ጎነይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritrawiteyeane9121
@eritrawiteyeane9121 2 жыл бұрын
What a Powerful and respectful person I am proud to be Eritrean my God bless you 🇪🇷💯
@belabaaberhamson6506
@belabaaberhamson6506 2 жыл бұрын
So proud - both of you! Artist is one who feels the pain of the people. We are in pain and Tsaedu is feeling and telling our pain.
@meharim7246
@meharim7246 2 жыл бұрын
Teddy yes, you’re right your home your country special Eritrea n life is the best . I am proud of you we love you All Eritrean your brother and sister thank you brother.
@devgarry8136
@devgarry8136 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ወዲ ህዝቢ፡ እቲ ሰረት ዩ፡ ሓቀኛን ቅኑዕን ዜጋ ኢኻ እሞ ልብኻ ይግለጸልካ።
@mebrhatugebrebrhan5203
@mebrhatugebrebrhan5203 2 жыл бұрын
ጻዕዱ ጅግና ዑድመ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ ብሃዱሽ ሃገራዊ ንጽበየካ ወዲ ህዝቢ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷::
@gualeritrea7856
@gualeritrea7856 2 жыл бұрын
Xaedu l Love you music you are the most beautiful proud Eritrean
@sirak3849
@sirak3849 2 жыл бұрын
Bravo 👏 tedi ajoka kexlo 🤘🙏🎺🎻🎻🎺🎺
@dan7marison78
@dan7marison78 2 жыл бұрын
❤️ጻዕዳ እቲ ዝጻዕደወ 🇪🇷
@asterkidane2328
@asterkidane2328 2 жыл бұрын
ክብረት ይሐብካ ቴዲ ፍቅሪ ሐገርና ኤርትራ መልስካ ወልእኮዮ ሰላም የዉርደልና
@merhawikibreab2238
@merhawikibreab2238 2 жыл бұрын
ተዲ ሓወይ እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን ናይ ብሓቂ ኣጆካ ቆጽሎ ወዲ ኤረይ
@haben6690
@haben6690 2 жыл бұрын
Great Artist God bless you
@rimtedros3124
@rimtedros3124 2 жыл бұрын
Tedi abi seb azika eka emo nay amlak seb edman tenane yhabka fetari 🙏 🙏 🙌
@samigunners9982
@samigunners9982 2 жыл бұрын
ጻዕዱ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hellobrothers8827
@hellobrothers8827 2 жыл бұрын
ቴዲ ወዲ ህዝቢ ጽቡቅ ድምጺ ጽቡቅ ስርሓትን ኣለካ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ
@eritreanieritreawyan4488
@eritreanieritreawyan4488 2 жыл бұрын
Tedi we love you bro wedie rimey jigna xbah afta selemawi Eritrea kem Beal wedie tkul kebirka ktnebirn ktzkerin eka🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪🐪🐪💪💪💪
@elyastekleabmesgena6806
@elyastekleabmesgena6806 2 жыл бұрын
I’m proud of to be Eritrean ❤ ❤
@kurbelokbayokbay9108
@kurbelokbayokbay9108 2 жыл бұрын
ቲዲ ጅግና ቀጽሎ ብጣዕሚ ደስ ዘብል አዩ ስራሕካ
@FevenFitsum-zw3tg
@FevenFitsum-zw3tg 9 ай бұрын
Tedi hawey❤❤❤❤dear bro hubun ertrawi btaemi eye zednkeka......ertrawnet zeydgem mennet ....amlak xlalu yenbrelna about kexali guezoka
@yikealoweldu1269
@yikealoweldu1269 2 жыл бұрын
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ጻዕዱ ጅግና
@keren7127
@keren7127 2 жыл бұрын
Teddy be blessed stay strong! 🌷🌷🌷
@wedieritrea770
@wedieritrea770 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ሕጂ ከኣ መሊሰ ፈትየካ ኣምላክ ጥዕና ይሃብካ
@ot7bangtan751
@ot7bangtan751 2 жыл бұрын
Asmerom berhe the epitom of journalism . am so proud you are eritrean 🇪🇷
Eritrean Interview with great Artist Awel Sied Part 1- RBL TV
30:12
RBL TV Entertainment
Рет қаралды 254 М.
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 8 МЛН
How do Cats Eat Watermelon? 🍉
00:21
One More
Рет қаралды 12 МЛН
New Eritrean Interview Artist Tedros kahsay ( Xaedu ) Coming Soon 2022
6:01
Tedros Kahsay ( Xaedu )
Рет қаралды 17 М.
ሉል ቴድሮስ | New Eritrean Interview With Lul Tedros 2023 | SELEDA
55:01
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 8 МЛН