KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
"ንግስቲ ጓል ድያ ወዲ...? ውፅኢት ምርመራኣ ዕላዊ ኮይኑ!"
54:34
Biniam girmay / Saitama Criterium 2024 #TesfaTube
2:38
Không phải tự nhiên các nước châu Phi yêu mến nước Nga. Bởi nước Nga có một TT đáng yêu #putin
00:19
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
00:38
ЧТО ЖЕ МЫ КУПИЛИ СОБАКЕ ВМЕСТО ТАБАЛАПОК😱#shorts
00:34
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
New Eritrean Interview || Who is Habesha ? ሓበሻ መን እዩ ?
Рет қаралды 4,570
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 161 М.
Cinema Semere entertainment
Күн бұрын
Пікірлер: 101
@embayetewelde7417
22 сағат бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ፍልጠት ሃብቲ አዩ ። ዘይምፍላጥ ድማ ድኽነት አዩ ። ብፍላይ ሓበሻ ትብሃል ኣጸዋውዓ ኢትዮጵያውያን ከም ኣጀንዳ ገይሮም ዝጥቀሙሉ ኣለው ብስም ሓበሻ ኣሳቢቦም ኤርትራ ኣካል ኢትዮጵያ አያ ዝብሉ ብዙሓት አዮም ። መግዛአታዊ ኣውሮጳ ብፍላይ ጥልያን ኣብ 1890 ኣብ ኤርትራ ምስ ኣተወ አቲ ታሪኽ አንዳበራሃልካ ይመጽአ ስለዚ ሓበሻ ዝብሃል መን ምኻኑ ፈሊጥና ኣለና ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@cinemasemere
21 сағат бұрын
Thank you for your comments
@kibromzeru671
7 сағат бұрын
ኣነ ምሳኻ ኣለኹ፡ ሓበሻ ማለት ብኣታቶም ኢትዮጲያዊ ማለትዩ እንኳይዶ ኤርትራ ኦሮሞ፡ ዓፋር፡ ሶማል ካሎትውን ሓበሻ ኢና ኣይብሉንዮም። ሓበሻ ኢና ዝብሉ ትግራዎትን ኣምሓሩን እዮም።
@Dasmara97
5 сағат бұрын
ተኣሪመ ኣለኩ ጽቡቕ መደብ
@cinemasemere
Сағат бұрын
Thank you so much 😊 smart @dasmara please share it
@amana7675
55 минут бұрын
Great program, I stand corrected. Thank you
@janbe7051
9 сағат бұрын
🇪🇷ንፍዕቲ ብስልቲ ሓፍትና 🇪🇷 ካብተን ዘድንቀን ሓንቲ ንስኪ ቀዳመይቲ እኪ። ንኣብነት ኣብታ ንወዲ ትዂል ዝገበርክሉ ቃለመሕትት "እንባ ደንደን" ትብል ደርፉ ከምኡ ውን "ኣይተሰምዐን ኮይኑ በር ናትካስ ትሓቢኡ ምፍቃረይ ንዓኻ ኩሉ ሰብ ሰሚዑ" ትብል ደራፊት ዝገበርክሎም interview ኣድኒቀኪ! ካልእ ኣግኣዚ ወይግእዝ፡ ሓበሻ፡ ኢትዮጵያ፡ ሳባውያን ዝብሉ ቃላት ብኣና ሓልፎም ንደቡብ ዘስፋሕፍሑ ምኳኖም ኩሉ ሰብ ክርዳእ ኣለዎ። እቶም ብዘይታሪኾም ታሪኽ ክሰርሑ ብዘይኣስማቶም ዝጥመቁ ገበቲ ጎረቤና ግን መምስ ዝመጸ ኩነታት እንዳዘመትዎ መጽዮም ናቶም ጌሮሞ እዮም። ሩሑቕ ከይከድና ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ታሪኾም ከምዝኾነ ጌሮም ንህዝቦም ሰቢከምሉን ኣናቓቅሐምሉን እዮም። ዝለዚ ታሪኽ ምውራስ ፍልጠትን ትቢኣትን ይሓትት!
@cinemasemere
5 сағат бұрын
Thank you so much I’m really appreciate you I will do that Thanks again
@semaineshtewolde4360
13 сағат бұрын
ሲነማ ሰመረ ፍሉያት ኢኹም መሳጢ መሃርን ኢኹም ተቕርቡ አዝየ ኢየ ዘመስግን ሃጓፋት ናይ አእምሮይ ትመልኡለይ አለኹም 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@cinemasemere
12 сағат бұрын
Thank you so much 😊
@tedrosmiciel4010
9 сағат бұрын
ሲነስማ ሰመራ ማሃሪት ኤርትራዊት ፕላት ፎርም እያ በርትዕ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷
@cinemasemere
5 сағат бұрын
Thank you so much 😊
@warrihabesha
9 сағат бұрын
ጽቡቅ ተበግሶ ኢዩ።ግና ኩነታት ዓድና ከምድሌትካ እቲ ሓቂ ምግላጽ ክኸብድ ይኽእል ይኾውን ኢዩ።ምኽንያቱ ንህንጸት ሃገር ዝጻረር እንተኮይኑ ዝሕባእ ምስጢር ክህሉ ይኽእል ኢዩ።ብዝኾነ መረብ ምላሽ ከንብባ ኢየ።
@mebrhatueyob9169
7 сағат бұрын
ከመይ ማለት ኢዩ እቲ ቀዲ ድኣ ምስ ኣሰሩ ዘሎ ቀዲ ክትፈልጦ ትኽእል ኣብ ኤርትራ እድዩ ዘይተቀየረ ዘሎ ብመግዛኣቲ ክደይ ዝተወርሰ ቅርስታት ኣሎ ምስ ህንጻ ዘራኽብ የብሉ 😂😂😂😂 ታሪኽ ቅርሲ ዘይተቀየረ ኣብ ኤርትራ ኢዩ እሞ ኣትጋገ የቀንየለይ።
@cinemasemere
5 сағат бұрын
Thank you for your comment
@adobro837
6 сағат бұрын
👉❤️ ክብረት ይሃበልና ዮናን ሽኮር ኣንበሲት ስለ'ቲ ተገዲስቲ ንጹር ኣፍልጦ ንኽህልወና ብዓቕምኺ ተወኪስካ ዘነጸርክልና:: 👉 እዞም ዘቕረብክዮም ሰባት ኣብ ኣገላልጽኦም እምበር ኣብቲ መቦቆላዊ ኣመጻጽኣን ሓሳባትን ግን ኣብ ሓደ እዮም ዘለዉ:: ስለዚ ክብረት ይሃበልና::
@cinemasemere
5 сағат бұрын
Thank you so much 😊
@medhaniebaire7840
21 сағат бұрын
Welcome deki Eria
@cinemasemere
21 сағат бұрын
Thank you for your comments
@OgubaiZere
37 минут бұрын
ሐቲ ሓበሻ ማለት አይትሐዋውስዎ አበሱንያ ህዝብታት እዮም ሕጂ ንምሳሌ አብፓለስጥንያ አለው ሓበሻ ዝበሃሉ እዚ ሕተትዮ ህዝብታት እዩ እምበር መሬት አይኮነን ቻው ።
@Rockofliberty-lv1jw
5 сағат бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ተማሂርና: ነምሓሩን ተጋሩን ጸሊእካ ታሪኽናን ኣሕዋትናን ኣይንጸይን: ተጋሩን ኣምሓሩን ናትና እዮም: ንሶም ጥራይ ኣይኮኑን claim ዝገብሩ We can also make a claim. እቲ ብልቡ ዝርኢ ሓውና ኣዚና ነመስግን ኣምሓሩ እሞ እታ ሓበሻ ትብል ሃበሻ ውን ትጽግሞም እያ መወዳእትኡ ኣበሻ እዮም ዝብሉ: ኣምሓርኛ ስናዕ ቃላት እምበር ቋንቋ ኣይኮነን: ደፋራት ስለ ዝኾኑ ግን ንኹሉ ናትና ይብልዎ
@cinemasemere
Сағат бұрын
Thank you so much 😊 share please
@michaelmebrahtomm7936
12 сағат бұрын
Ezi Nxur aykonen.zkealeki entekoynu ,netom mexnaeti zgeberu htetlna Habesat wey Habesha bflay ,N Tigrigna and Amharic eyu tewahibu. .
@cinemasemere
12 сағат бұрын
Thank you for your comment
@dawitabaham1986
15 сағат бұрын
የቀንየልና
@cinemasemere
14 сағат бұрын
Thank you so much share please
@istefanostesfay6158
4 сағат бұрын
እታ መጽሓፍ ኣብ ቶሪኖ ዝበሃል ከተማ ኢጣልያ ኢያ ብሓደ ኤሪትራዊ ኢያ ተቶርጒማ:
@cinemasemere
Сағат бұрын
Thank you
@OgubaiZere
56 минут бұрын
መኣረምታ እዚ ዝብሎ ዘሎ ገጋ እዩ ሓበሻ ዝበሃል አበስንያ ዝበሃሉ እዞም እሾኽ ጎረቤት እዮም እዚወድሓንኪ ።ኤርትራ ምድረ ባሕሪ ሰመቲክ ኢና ንሕና አይትሓዋውስዎ በጃኹም ዘይናህና ቋንቃና ተጠቀሙ ልብሲ ዝናብ ጫካ ኩዑሾ ዝበሃሉ አጥፍኡዎ ቻው ።
@mebrhatueyob9169
7 сағат бұрын
ኣዝዩ ማሃሪ መደብ ኣቅሪብኪ ውዓሮ ኣጆኺ ሙሁራን ናይ ታሪኽን ወይ ሃማኖት ኣቦታት እዳቅረብኪ ቀጽሊ ሓበሻ ዝብል ክሳብ የመን ፍርቂ ሱዑድያ ኢዩ ግን ኢትዮጵያ ከም ናቶም ሰለ ዝርእይዎ ኤርትራዊ ክፈትዎ ኣይክእልን ኢዩ ታሪኽ ምዝባዕ ኢትዮጵያ ቀዳመይቲ ኢያ ነዚ ክፍለጥ ኣለዎ ኢዩ ብሙሁራን ታሪኽ ክትንተን ኣለዎ የመን እውን ሓበሻ ኢዩ ዝባሃል ኔሩ እዩ ጸለምቲ ስለ ዝኾና ኣይኮናን።
@cinemasemere
5 сағат бұрын
Wow Thank you so much
@SamuelKesete-j4u
20 сағат бұрын
Waww des zebl tmhrti bsulat memharan
@cinemasemere
20 сағат бұрын
Thank you so much share please
@sophiamedhaniemaekele3391
9 сағат бұрын
የቀንየልና ጽቡቅ መግለጺ ከምዝተረዳእኩዋ እንተኮይኑ እቲ መረት ኢዬ ሓበሻ ዝቡሃል እምበር እቲ ሕዝቢ አይኮነን.
@cinemasemere
5 сағат бұрын
Thank you More questions? Soon answer
@MieleMichael-vb9id
56 минут бұрын
Rhus Beal ldet nkulukum💖💕🌹tsbuq mehari me debt.
@Eri-sport-
Күн бұрын
❤❤❤❤
@Karlos-one
4 сағат бұрын
ሓበሻ ዝብሃሉ ኣምሓሩ ጉራጌ ትግሪኛ ትግረ ኣጋእዝያን የጠቃልል መልሕቅ ፖሎቲካ ስለ ዝጥቀሙሉ ኣገዳስነቱ ኮንቱ ኢዩ
@cinemasemere
Сағат бұрын
Thank you so much 😊 share please
@azebtesfa223
Сағат бұрын
❤❤❤🙏
@MusieBerhane
4 сағат бұрын
ጽቡቛ አቀራርባ ከምዚ ጌረኩም ግለጹልና በጃኹም
@cinemasemere
Сағат бұрын
Thank you so much 😊 share kea eba thanks again
@istefanostesfay6158
4 сағат бұрын
ሓበሻ ብሓጺሩ ዓሌት ናይ ሓደ ህዝቢ ኣብ የመን ዝርከቡ ኮይኑ ስጋብ ሕጂ ዘሎው ኢዩም:
@cinemasemere
Сағат бұрын
Thank you
@becomei
13 сағат бұрын
ዓዲ ሓዊሻ ወይ ሓዊሳ እምበር ዓዲ ሓበሻ ኣይኮነን ሃዋሻይትን ሓበሻን ዘራክብ የብሉን ጉጉይ ታሪክ
@cinemasemere
12 сағат бұрын
Thank you for your comment
@janbe7051
5 сағат бұрын
@@becomei መወከሲ መልሲካ ወይ ምንጪ መልስካ ካበይተበግስካ እኻ ጉጉይ ትብል ዘለካ! ኣፈታሪኽን ታሪኽን ክልተ ምዃኖም ኣስተውዕል! ስለዚ ብኣፈታሪኽ ይዝረብ ወይ ይንገር ስለዘሎ ነቲ ጌጋ ርዲእትካ ንካልኦት ጌጋ ኣይትበል!
@krstianyusmey1991
7 сағат бұрын
መጀመርያ ሲነማ ሰመረ ነዚ ኣገዳሲ ታሪክ ስለ ዝዘርጋሕኩምልና ነመስግን ቀጺለ እታ መጽሓፍ ኣበይ ክንረክባ ንኽእል? ነመስግነኩም!
@cinemasemere
5 сағат бұрын
Thank you so much 😊 ኣብ ቤት መጽሓፍቲ ኣሰመራ ብዝበለጸ ከኣ ክሓትት እየ
@krstianyusmey1991
5 сағат бұрын
@cinemasemere ክብረት ይሃበለይ ኣነ ከኣ ክጽበ አየ
@shishaybokrezion9618
21 сағат бұрын
እዚ ፈላጣት ተወኪስካ ዝዝረበሉ ክከዉን ይግባእ ። ኢትዮጵያ ዝበሃል ዘይኮነ ኢትዮኘ ዝበሃል ሰፊሕ ክፋል ኣፍሪካ ከምኡዉን የዕርብ ሃገራት ዝሓወሰስያሜ ነይሩ እዚ ግን እዛ ሕጂ 200 ዓመት ዘይመልአት ኢትዮጵያ ኣይኮነን ።
@cinemasemere
14 сағат бұрын
Thank you
@merihsolomon9958
7 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@cinemasemere
5 сағат бұрын
Thank you
@Abt0946
13 сағат бұрын
የቀኔልና ግን ንዓይ ሓበሻ ዝብል ምስ ምምጻእ ምስልምና ዳመሓመድ ሳጓ ዘውጹልና ኮይኑ ኢዩ ድስምዓኒ ዋላ ኣብ ቁርኣኖም ውን ኣሎ፡ ሓበሻ ዝበሃል ህዝቢ ተዝህሉ ናይ ገዛእ ርእሱ ሓበሻ ዝበሃል ቋንቋ ወይ ብሄር ምሃለወ፡ ን ኣብነት ግብጺ ንሕና ዘውጻናሎም ሳጓ ኢዩ ግብጺ ኢልና ከም ንጽውዖም ከማን ኣይፈልጡን ኢዮም ንዝተፈላለዩ ኣህዛብ ናይ ገዛእ ርእስና ነውጻሎም ኣስማት ኣሎ ስለዚ ሓበሻ ዝብል ቃል የዕራብ ከም ሳጓ ዝጥቀሙሉ መጸዊዕና እንበር ንሕና ክንጥቀመሉ ግቡእ ኣይመስለንን። የቀኔለይ
@cinemasemere
12 сағат бұрын
Thank you so much for your kind
@senaittesfazgi9707
11 сағат бұрын
@@Abt0946 very true
@Karlos-one
4 сағат бұрын
Ab Quran medre Habesha u zebele hezbi habesha aykonen zebele selzi bekemy kemu tebele Alka ab gize king negasi medre habesha u nieru selezi zeyel aytbel
@AfroBlackPanther
8 сағат бұрын
ኣቱም ታሪክ ንፈልጥ በሃልቲ በጃኹም እንዳፈራሕኩም ክትንተኑ ኣይትፈትኑ፣ ዝተበላሸወ ታሪኽ ካብ ምቅራብ ተቆጠቡ ።
@cinemasemere
5 сағат бұрын
Thank you for your comment
@mebrhatueyob9169
7 сағат бұрын
ሱዳን እውን ኣካል ሓበሻ ኢዩ ክሳብ የመን ፍርቂ ሱዑዲ ሶማል ኢትዮጵያ ናይ ሎሚ ኤርትራ ናይ ሎሚ ኢዩ ዝነበረ ኢዩ።
@cinemasemere
5 сағат бұрын
Thank you for your support
@semharkahsay1946
Сағат бұрын
ሓበሻ ኣይኮናን ዝብሉ ጥሙሕ ዓረባውነት ዘለዎሙን እዚ ክርስትና ኣብ ሓበሻ ኢዩ ዘሎ ሞ ንዑኡ ብኤርትራውነት ጥራይ ኢልና ናይ ቅድሚ ሕጂ ሰረቱን ኣመጻጽእኡ ተቆሪጽናዬ ኢዩ ዝዳኸም ስለዝብሉ ኢዬም ሓነሻ ኣይኮናን ዝብሉ።
@cinemasemere
Сағат бұрын
Thank you so much 😊
@istefanostesfay6158
4 сағат бұрын
ሓበሻ ካብ ሓማሴን ዘይ ኮነስ ሓማሴን ኤዩ ካብ ሓበሻ መጺኡ:
@cinemasemere
Сағат бұрын
Thank you so much 😊
@istefanostesfay6158
4 сағат бұрын
ንመረዳእታ: ሓበሻ ቀዲሙ ናይ ሓደ ህዝቢ የመን ዓሌት ኢዩ: እዚ ዓሌት ኣብ ስልጣን ዝሓዙሉ እዋን ቀይሕ ባሕሪ ሰጊሮም ብመሬት ምድሪ ባሕሪ ናብ ሙሉእ ከ በሳታት ምድሪ ባሕርን ናይ ሽዑ ኢትዮጵያን ስለ ዘስፋሕፍሑ ኣብ ዘዝረገጹዎ ዝተረፈ ስም ኢዩ: ንዝያዳ ሓበሬታ: ንተስፋይ እስቲፋኖስ ተስፋይ ሚላኖ ተወከሱ:
@semharkahsay1946
Сағат бұрын
ተጋጊኻ የመን ነዚ ሕጂ ዘሎ ምድረሓበሻ ገዚእዎ ኣይፈልጥን ኢዩ።እቲ ኣኹስማዊት ኪንግደም ክሳብ የመን ብምሉኡ ስዑዲ ይገዝእ ኔሩ ስለዚ ብግምጣሉ ጌርካዬ ኣለኻ።ክሳብ ሕጂ ከኣ ናትና ዘርኢ ኣብየመን ኣለው እዚኦም ከኣ ስልጣነ ኣኹሱም ምስተሳዕረ ኣብኡ ዝተረፉ ኢዬም።
@cinemasemere
Сағат бұрын
Wow Thank you so much 😊
@cinemasemere
Сағат бұрын
Good information @semhar we can discuss ask more people
@istefanostesfay6158
4 сағат бұрын
ሓበሻ? ሓበሻ ናይ ሓደ ህዝቢ ኣብ ሓድሪሞት የመን ዝርከቡ ህዝቢ መጾውዒ ኢዩ: እዞም የመናውያን ሓበሻ ቀይሕ ባሕሪ ሰጊሮም ናብ ብመሬት ቀይሕ ባሕሪ ገይሮም ናብ ከበሳ ምስ የደየቡን ፋሕ ምስ በሉን ኢዩ እቲ ስሞም ምስኦም ኣስፋሕፊሑ: ምዕባለታት ይኹኑ ስልጣነታት ብባሕሪ ሰጊሮም ዝመጹ እምበር ብጎቦታት ወይ ስንጭሮታት ዝመጹ የሎውን:
@cinemasemere
Сағат бұрын
Thank you so much 😊
@MieleMichael-vb9id
53 минут бұрын
Gregorian calander. Caledonian calander. Hijirean calander.
@istefanostesfay6158
4 сағат бұрын
@becomei ርዲኢትካ ገጋ ኢዩ ሓበሻ ዓሌት ናይ ሓደ ህዝቢ ኣብ የመን ዝርከብ ኢዩ:
@cinemasemere
Сағат бұрын
Thank you
@tesfiemichael9123
15 сағат бұрын
እዛ ጋዘጥና እዛ ኣዝያ ትፍተውን. ኢያ. ሽማ. ዩን ገለ ኢዩ. ፍሕራ. ዉን ናይ ሳሕል ቦታ ኢዩ ሽምኪ ኢልዋ. ካብተን ስነ ስርዓት ዘለዋ ኢያ..ሰበይትኻ ከምኣ. ክትከውን ትምነ
@cinemasemere
14 сағат бұрын
Wow Thank you 🙏
@Eri-Mosob
15 сағат бұрын
there is no calendar called geez calendar. it is Eastern calendar.
@cinemasemere
14 сағат бұрын
Thank you for your comment
@EtelMehan
12 сағат бұрын
There is no called Eastern calender? If there is so plz tell me which Eastern countries they use it.
@muiegetahagos8559
2 сағат бұрын
Btaimi tsbuk medeb tarik'ka mflat n hade hzbn hageren agedasi yu
@cinemasemere
Сағат бұрын
Thank you so much 😊
@Eri-sport-
Күн бұрын
Thank you 👏
@cinemasemere
23 сағат бұрын
You're welcome 😊
@tesfiemichael9123
15 сағат бұрын
ዓይነ ስውራን. ፍልይ ዝበለ ስነ ስርዓት. ልቦና ዝውኑኑ እዮም. ብዝሕቲኦም..ልዕሊ እቶም ንርኢ ልቦና ኣለዎም እዚ ናይ ስነ ምርምር. መምህር. ስነስራቱ ዘርቡ .ሰላም ይፈጥር. ጭንቀት የጥፍእ ናይ ዝበዝሕ ሓበሻ ዘርባ ብሕልፊ ናይ ድቂ ኣንስትዮ ሓበሻ ዘርባ እኮ. ሰላምካ ኣጥፊአን ጭንቀት ኢዩ ዝምጽእ. ኣዝዩ fake ሓሶት ሓቂ ዘይብሉ. English ትሕውስ ጓል እሞ. ጭንቀት ኢያ እዚ ዓይነ ስውር.ሓቂ ን ስርዓትን ዝሃለው ስለዝኾነ ዘርብኡ. ጭንቀትካ የጥፍእ መጽሓፍ ቅዱስ. ዘርባ ለባም.ምዓር ወለላ ይብል
@cinemasemere
14 сағат бұрын
Thank you so much share please
@medhaniekelati7790
13 сағат бұрын
ሓበሻ ማለት ለኽባጥ አምስሉ ሓሳዊ ቀናእ ቡዳ ሓሳድ ኣሎ ዝበሃል ጸርፊ ይምልከቶ ኢዮ እዚ ረሳሕ ህዝቢ
@cinemasemere
12 сағат бұрын
Thank you for your comment
@ታደስኦየሩስ
9 сағат бұрын
@@medhaniekelati7790 ታድያ እሮሞ እዉነቱን ነው ኤርትራ ኩሽ ነው ያለዉ ሀበሻ ኻልሆናቾሁ የኦሮሞ ናቾሁ ኤርትራ ዊ
@Xxxlll-m3e
Сағат бұрын
Ane tigre ye habesha neay aweklenin yu
@cinemasemere
Сағат бұрын
Thank you so much 😊
@tesfiemichael9123
16 сағат бұрын
ግን ደቂ ምታሕት ን.ደንከል ሰምሃር. ንድኪ ከበሳ ጥራሕ ኦዮም.ሓበሻ ዝብሉ ንሶም ሓበሻ ኣይኮኑን
@cinemasemere
14 сағат бұрын
Thank you Good 👍 Answer
@semharkahsay1946
Сағат бұрын
ንዞም እቲ ምስልምና ስለዝመረዞም ሓበሻ ከኣ መብዛሕትኦም ክርስትያን ኢዬም ኢሎም ስለዝሓሰቡ ንነብሶም ኣብ ምኽሓድ ስለዝርከቡ ኢዬም ሓበሻ ኣይኮናን ዝብሉ።
@Xxxlll-m3e
Сағат бұрын
@@semharkahsay1946wedi kelbi nehna tigre ena habesha aykonan
@semharkahsay1946
Сағат бұрын
@@Xxxlll-m3e ዓኳር ጀልፋፍ መን ነዓኻ ኢልካ ባርያ ዓረብ። ሓበሻ ተረካቢ መሲልካ ንስኻ ደኣ ባርያ ዓረብ መጽሓፍትኻ ኣብ ጉድጓፍ አኪብካ ዘቃጸልካ ትሩፋ መነዴካ ሓበሻ ኢልካ።ንስኻ ዓቢድ ኢኻ ሓበሻ መን ከጫንወካ።
@MieleMichael-vb9id
Сағат бұрын
Bzuh mewekesi yedli yidenagerena alo.
@becomei
13 сағат бұрын
ሓበሻ ንንግስነት ኣክሱም ኣይነበረን ሓበሻ ብመሰረቱ ካብ ግሪክ ዝመጸ ቃል ኢዩ ሓበሻ ማለት ዝሓረረ ጸሊም እምኒ ኢዩ ኢትዮጵያ ማለት ጸሊም ወይ ሓብሻ ማለት ኢዩ መጀመርታ ሓበሻ ዝተባሃሉ ህዝቢ ኣምሓራን ህዝቢ ዶቡብ ሱዳንን ኢዮም
@cinemasemere
12 сағат бұрын
Thank you for your comment
@medhaniekahsay2776
3 сағат бұрын
@@becomei ጽቡቅ ደሓን ከምኡ ኢልና እስከ ንደምድም ግን መወከሲ ወይ መርትዖ ከተቅርብ ኣለካ/ኪ።
@Eri-sport-
Күн бұрын
❤❤❤❤
54:34
"ንግስቲ ጓል ድያ ወዲ...? ውፅኢት ምርመራኣ ዕላዊ ኮይኑ!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 5 М.
2:38
Biniam girmay / Saitama Criterium 2024 #TesfaTube
Tesfa Tube
Рет қаралды 17 М.
00:19
Không phải tự nhiên các nước châu Phi yêu mến nước Nga. Bởi nước Nga có một TT đáng yêu #putin
THẾ GIỚI 24H
Рет қаралды 10 МЛН
00:38
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
ГЛЕНТ
Рет қаралды 2,4 МЛН
00:34
ЧТО ЖЕ МЫ КУПИЛИ СОБАКЕ ВМЕСТО ТАБАЛАПОК😱#shorts
INNA SERG
Рет қаралды 7 МЛН
00:38
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
1:25:06
ቀጥታዊ መደብ ምስ ጆን ብላክ ዛዕባ ዝኸይድ ዘሎ መደብ ብ ስመይ ሸቐጥ ደው ይበል ዝብል
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 4,9 М.
1:55:32
New Eritrean Video 2025 Full Interview ዝኽሪ ከዋኽብትና...ምብጻሕ ናብ ስድራቤት ስውእቲ ስነ ጥበባዊት ሻም ጌሹ...(SHAM GESHU)
HENPAS ENTERTAINMENT
Рет қаралды 11 М.
1:30:45
የብልፅግና አገዛዝ የሚገደድ ወይስ የሚወገድ? “አልፀፀትም” ስትል! | ቆይታ ከጃዋር ሞሀመድ ጋር 01/10/25
Reyot
Рет қаралды 26 М.
8:51
ዓበይቲ ጋንታታት ዓለምና ዝምነየኦ ኣሊክሳንደር ኢሳቕ🇪🇷 መን 'ዩ? |Dehay tv today| @comshtatotube
Fenewe Sport - ፈነወ ስፖርት
Рет қаралды 7 М.
40:01
NEW 2025 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 43( BY BRUNO )
Awra Tube
Рет қаралды 46 М.
10:24
ዓዲግራት እንታይ እዩ ተፈጢሩ ? ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ ጉዳይ ከምዚ ዝስዕብ ሒዝናልኩም ቀሪብናለና Kramat gallery
Kramat ክራማት Gallery
Рет қаралды 3,1 М.
38:31
SELMI HASAB 2 EP 60 BY HABTOM ANDEBERHAN 🆕🎥👉 ሓዳሽ ደርፊ ብ ዳናይት ሃ/ሚካኤል ተዘርጊሓ ኣላ ሊንክ ኣብ description ኣለና
Habtom Entertainment
Рет қаралды 52 М.
16:17
ታቤላታት ኣብ ሃገርና - መደብ ሞዛይክ | mosaic - Business signs - ERi-TV
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 5 М.
2:21:43
ክትዕ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ጉጅለታት ህወሓት ጠዓመ ኣርዓዶምን ካብ (ግምት) ኣረጋይ ገ/ክርስቶስን (ህውሓት) //ብራኸ ሾው
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 7 М.
50:52
ላጤ: ፍቅርን ፍለጋ ክፍል 3 | Latéy: Looking for Love Episode 3 | DINK TV
DINK TV | ድንቅ ቲቪ
Рет қаралды 4,4 М.
00:19
Không phải tự nhiên các nước châu Phi yêu mến nước Nga. Bởi nước Nga có một TT đáng yêu #putin
THẾ GIỚI 24H
Рет қаралды 10 МЛН