New Eritrean Movie 2022 - Msmotku - Last Part - ምስሞትኩ ብ ሮቤል ብእምነት (ቪላ)

  Рет қаралды 84,939

SLMAT MEDIA  ስልማት ሜድያ

SLMAT MEDIA ስልማት ሜድያ

Күн бұрын

#eritreanfilm #eritreanmovie #eritreanclip #eritreanmusic #eritreandrama #ethiopianmovie #free #habesha #eritreaninterview #new #neweritreanmovie #neweritreanmusic #news #newsong #newvideo #ethiopia #eritrea #comedy #free #eritreancomdey #ethiopiancomedy #sitcom #tigray #tiger #robel #video #vila #ms #motivation
Thanks for watching for more videos please like share comment & subscribe
click here to visit my profile / @slmatmedia1234

Пікірлер: 495
@slmatmedia1234
@slmatmedia1234 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡራት ኣሕዋት "ምስሞትኩ" ናይ መወዳእታ ክፋል ልክዕ ኣብ ስዓትና ንዝርግሓልኩም ኣለና ፡ እንድሕር ፈቲኹማ ሼር እንዳገበርኩም ኣተባብዑና Like . Share . Comment & Subscribe please
@djtes9045
@djtes9045 2 жыл бұрын
You are the best i learned a lot brother you earned not only subscribe you earned something else bro please keep going
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 2 жыл бұрын
Nay behaqi film malet abgizan seatan zelenayo gize axebiqa tgelits muslynet bezihu b flay an artist ena behalti kemslu tselim tekesinom ms motu ab screen yreayu mihmamom texegimom abey alekum elomom zeyfeltu sory netom tegedisom dehay zihatu aytmlketekumn eya b bzhi sle zirea gn darga geninu eyu kemI aynet muslynet
@semerehadgu7031
@semerehadgu7031 2 жыл бұрын
አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጥበብካ የሰስኖ ሮቢ ሓውና።
@MOSS665
@MOSS665 2 жыл бұрын
God bless you hawey natey Enkae Ertrawi konka proud of you🙏🙏
@michaelshumendi2034
@michaelshumendi2034 2 жыл бұрын
mglxi albo xihuf serah Robila hawey blux seb.Amlak misaka ykun!❤👊👏💖
@ሽደን
@ሽደን 2 жыл бұрын
ዋውውውውው ሮቢ ናይ ባሓቂ ስነ ጥበብ ማለት ብጉብእ ዝርዳእን ትዝፈልጥን ዓቢ መምህር ኢካ እዚ ኣቅሪብካዮ ዘለካ ሓቢ ትምህርቲ ኢዩ great job keep it up don't give up
@merhawimeasho6359
@merhawimeasho6359 2 жыл бұрын
ሮቢ ሓወይ ታይ ሞ ኽብል 🙌🙌 ንብዓት ስዒሩኒ 🙌🤝 በቃ ነቢዐ 🙌🙌🙌🙌 ቃላት የብለይን ነዛ ድረሰት ዝገለጽ 🙌🙌🙌🙌
@habtomberhane5425
@habtomberhane5425 2 жыл бұрын
ሮቢ ናትካ ምኻና ምስ ረኣኹዋ ከይተማታእኹ ኢየ ተሃውኸ ርኤያ ምኽንያቱ ፍሉይ ቅዲ ኣሰራርሓ ዘለካ ናብ ሓቀኛ ህወትና ኣቀራርብካ ኢኻ ትሰርሖ መሳጥ ከኣ❤❤❤
@Moviebitesm
@Moviebitesm 2 жыл бұрын
ሮቢ ሽኮር ኩሉሻዕ ደጋፉካ ኢየ ኑፉዕ ቀጽሎ ካብዚ ንላዕሊ :: ፍቅርን ሰላምን ዘሎዎ ሰሙናት ይግበረልና🙏🏽🙏🏽::
@selamaregay4497
@selamaregay4497 2 жыл бұрын
Robi jigna xbuk sirah tina yihabka moral nhabo deki Erey
@haben1930
@haben1930 2 жыл бұрын
ዋውውውውውውው ሮቢ ሓውና ናይብሓቂ ብልጽቲ ስራሕ ንዝርድኦ ዓባይ ትምህርቲ እያ❤🙏❤🙏❤🙏🙏❤🙏❤🙏❤🙏
@habehaqetalihawuhabeshaqet9398
@habehaqetalihawuhabeshaqet9398 2 жыл бұрын
ርሑስ ሓዘን ኣሎ ቁሩሱስ መርዓ ኣሎ// ሮቢ ሓወይ እና ኣስሓቕካ ሚሂርካና// ኣብ ቀብረይ ዝወዓልኩም ሕሰም ኣይትርከቡ 🤣😂😍
@galdigsa3394
@galdigsa3394 2 жыл бұрын
ክክክክ ሕሰም ኣይትርከቡ amxayo eti ገንዘብ 🌹🥰
@hawsenu6087
@hawsenu6087 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሮባተይ ዘሕዝንዩ፡ ዳርጋ ከይሞትና ንርእዮ ዘለና ሂወትዩ።
@aklilutekle3562
@aklilutekle3562 2 жыл бұрын
ዝዛረቦ የብለይን ብዘይቀልዓለም❤❤❤❤ ኣብ ባይታ ዘሎ እዩ🙏🙏🙏 ጥዕና ይሃኩም ፈጣሪ❤
@ኩሉዩእቲምንባር
@ኩሉዩእቲምንባር 2 жыл бұрын
This is art እዚ ዩ ጥበብ ዝብሃል ቡዙሕ ሕልና ዝቅስቅስ ስራሕ ንህዝብና ወትሩ ሓጋዚ ዩ ንከምዚታት። ሰብ ስራሕ ከኣ ብኹሉ ክንሕግዞምን ኣብ ጎኖም ክንህሉ ይግባእ ስደት ካብ ዝወጸእ ዘደንቅ ስራሕ ካብ ዝረኣኽዎን ኢያ
@ሰላምቤተይጥዕናንብረተይ
@ሰላምቤተይጥዕናንብረተይ 2 жыл бұрын
ቪላ ዓርከይ ህዝብና ካብቲ ንዕኡ ዝመስል ጥበባዊ ስርሓት ርሒቑ ስለ ዘሎ እምበር ስራሓትካ ኩሉ ግዜ መሃሪ'ዩ ፎርሳ ሮቢ ሓደ መዓልቲ ክዓስለካ ዩ ኹሉ ጽቡቕ ስራሕ 🙏🙏🙏 ""
@habtomhaile391
@habtomhaile391 2 жыл бұрын
ሮቢ ሓወይ ብታዓሚ ኢኻ ንፉዕ መግለጺ ስኢነልካ ኣዝያ ማሃሪት እዋናዊት ኮይና ረኺበያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ኤረይ ሓላልልል
@wintabrhane2556
@wintabrhane2556 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ነዚ ዘለናዮ ጊዘ ትገልጽ ኣዚያ ብልጽቲ ፊልም፡ ሰብ ምስ ሞትካ እምበር ከለኻ ምሕጋስ ምድግጋፍ ተሪፉ ሕልና ጠፊኡ ናይ ባሓቂ ቪላ ሓወይ ኣዝያ ብልጽቲ ፊልም እያ።ቪላ ሓወይ ፍረ ስደት ቀጽለልና ኢኻ።
@ጀቱወዲገዛኢ
@ጀቱወዲገዛኢ 2 жыл бұрын
አንበር ጥበባዊ ቪላ ናይ በሓቂ ። በሓፈሻ ኩሉ ሰብ ሙስልይነት ከወግድ ኣለዎ ። ብፍላይ ከኣ ስነጥበባውን ጋዘጤይኛን አቲ ህሉው ኩነታይ ቢ መልክዕ ጥበቡ አቲ ቢ መልኽዕ ዜና ሓቅን ህሉውን ክኡነታት ክገልጹ ግብኦም ኮይኑ ይስመዓኒ። ብዝኮነ ዛስራሕ ዓጊበላ
@natsi617
@natsi617 2 жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ምዓረይ ብሓቂ ኣዝያ ገላጺት ፊልሚ እያ ሰብ ምስ መተ ሰብ ክሪአልካ ንብዓት ይኹን ሆይ ሆይ ምባል ትርጉም የብሉን ሰብ ብሂወቱ እንተሎ ኣለና ንበሎ 🙏🏻
@mussiegoitom2822
@mussiegoitom2822 2 жыл бұрын
ሮቢ ቢላ ሓደ ካብ ቶም ኣልዉና ኢልና እንምካሓሎም ስነጥበባዊያን ሃገርና ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ብጣዕሚ እዋናዊት ፊሊም።
@sawiyemane9113
@sawiyemane9113 2 жыл бұрын
ይቐንየልና ስለ እቲ ንሓስቦ ዘይበልና ብ ጥበብ ጌርካ ዝበልካልና ሮቤል ቪላ እዋናዊትን ነባሪትን ስራሕ ማለተይ እንተ ዘይተቐይርና ፡
@starm1416
@starm1416 2 жыл бұрын
እታ ዝበለጸት ፊልም ናይዚ ግዜ። ሮቢ ዓቢ ስነ-ጥበባዊ የቐንየልና።
@henoktsegai9563
@henoktsegai9563 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ግልጽቲን ሓቀኛን ፊልም ክምዚ ፊልም ኢዩ ሕብረተ ሰብ ከዕርን ክግስጽን ዝኽእል ኩሉ ኣብ ሓሶትን ካልእ ህልዉስና ዝተሰረተ ፊልም ን ሕብረተ ሰብና ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና ርእስናን ኣተሓሳስባናን በሪዝዎ ኢዩ። ኮይኑ ግን ካብ ኩሉ ሓደ ዕሽር ኣይሳኣን ሮቢ ሓወይ ኣብ ትሕቲ ፍጣሪ ከመስግነካን ክንእድካን ይደሊ ቀጻሊ ድማ ነዚ ወለዶ ብቲ ሓቀኛ ጥበብካ ክትሰርዖ ብሃንቀዉታ ክጸበ ኢየ ፈጣሪ ድማ ጥበብካን ሂወትካን ጥዕናኻን የሰስነልካ ክቡር ስነጥበባዊ ሮቤል የቀንየልና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏
@Aaron_shishai5908
@Aaron_shishai5908 2 жыл бұрын
I appreciate you vila this really happens nowadays
@ahmed-bh9fv
@ahmed-bh9fv 2 жыл бұрын
ኣዲኒቀክካ ሮቢተይ ብታዕሚ ጽብቅ ስርሓ 😘😘😘
@tirhasweldu1337
@tirhasweldu1337 2 жыл бұрын
ኣብዚ ንሃለ እንዳበኸኻን እንዳስሓቅካን ዝምህር film ኣብ ልብና የሕድሮ ካብ ምስሉይነት የድሕነና ብርዕኻ ይሰስን ሮቢ ሓውና!
@TiTi-hv7dk
@TiTi-hv7dk 2 жыл бұрын
ኣነ በዛ ነብሰ ብታሚ ኢየ ተገሪመ ፡ ምክኒያቱ ዝምሂር fillm ካብዘይሪ, ብዙህ አየ ገረ ብታሚ ጽቡክ ስራህ፡ 🥰🧠🧠🧠🧠🧠💯💯💯💯💯💯
@hadageeuamlakey
@hadageeuamlakey 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ማሃሪት ድራማ ሰብ ምስ ሞተ ዋይዋዮ ትርጉም የብሉን ከለና ንትሓጋገዝ እሕዋት ነበርቲ ኣይኮናን ክንደይ ዘይወሰደት ዓለም ጎዶሎ
@evolkcuf9968
@evolkcuf9968 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ተተረዲኡና ሂወትና ዩ ዝነግረልና ዘሎ ከምዚ ናይ ካልኦት ቆሎ ጥጥቆ ፊልም ኣይኮነን ምትብባዕ ዘድልዮ ሰብ ኣበርቲዕካ ቀጽሎ
@Mm-zn3yx
@Mm-zn3yx 2 жыл бұрын
ዋዉ ምሃሪት ፊልሚ ነሺነሽ የቀንየልና ስለዝሓበሪካና ንፉዕ ደራሲ 😍😍😍
@jossijosawi341
@jossijosawi341 2 жыл бұрын
ኣነ ትገርመኒ ናይዚ ሰብና እዚኣ ትመስል ፊሊም ሲ አዜን ትራሕ ቪው ነዚ ሕጂ ዘሎ ኩነታት ትገልጽ ፊሊም ብዘይ መተን ኣጊበላ ቀጽሎ ሮቤል ቪላ ካ ሮቢ ሮቢ
@samuelokbaghebriel9647
@samuelokbaghebriel9647 2 жыл бұрын
ብልጽቲ እዋናዊት ስራሕ ቪላ ሓወይ ቀጽሎ🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@abeleyemaneabelyemane1239
@abeleyemaneabelyemane1239 2 жыл бұрын
waww 100 ዘለናዮ ሂወት ናይ ብሓቂ ገሊጽካዮ ሮቢ
@geni581
@geni581 2 жыл бұрын
ሮቢ ናይ ብሓቂ ንፍዕ ኢካ ቀፅሎ💙
@samilovich7299
@samilovich7299 2 жыл бұрын
ዋው ዋው ሮቢ ሓወይ ጥበብ ዝፈሰሳ ጽቡቕ ስራሕ ኣምላኽ ይባርኽካ
@shalom7585
@shalom7585 2 жыл бұрын
This is what we call ART!!!!
@zetseatwoldesillaae3287
@zetseatwoldesillaae3287 11 ай бұрын
ብሓቂ ብልፅቲ ስራሕ እቲ ዘሎ ኣርኢኽሞ wwww it's amazing
@kibreabtesfab8021
@kibreabtesfab8021 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ብልጽትን እዋናዊትን ፊልም፨ ክሉ ሰብ ኣብ ናይ ተዋስኦ ዓለመ ይነብር ከም ዘሎ ትገልጽ ፊልም፨፨
@nasnetshishay1592
@nasnetshishay1592 2 жыл бұрын
Nay bhaki zkon film serihka Robi hawey edmen Tina yhabka fetari 🙏
@sisterbrother4600
@sisterbrother4600 2 жыл бұрын
Omg Robiii naey bhaki artisttttt
@numaelyonas3532
@numaelyonas3532 2 жыл бұрын
እንድዒ እንታይ ኢለ ከም ዝጽሕፍ ጠፊኡኒ ፡ ብጣዕሚ ማሃሪት ፊልም ዝድነቅ ስራሕ ፡ ሮቢ ብጣዕሚ ንፉዕ ደራሲ ኢኻ ሞ ቀጽሎ 👏👏
@lsaneyade7763
@lsaneyade7763 2 жыл бұрын
ክብሪ ይሃብካ በሊሕን መስተዋዓልን ኢካ ቀጽሎ ቪላ ሓወይ ።
@micalberhe4569
@micalberhe4569 2 жыл бұрын
Good job Robi ...it really touches....nchinu he is a good actor
@የድንግልማርያምልጅነ-ሐ7በ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሐ7በ 2 жыл бұрын
አዋይ ናይ ሰብ ነገር ባሓቂ ኣምሶልነት ኢና ነንብር ሰብ ብሂወቱ ኮሎ ቁሊሕ ዘይበልናዮስ ምስሞተ
@dawitmeles763
@dawitmeles763 2 жыл бұрын
Robi hawey tsbuk srah ab hiwetka mlue teena ab srahka dma asalto yhabka fetari sa good jobb ❤️❤️❤️
@afewerkihabtaeb7097
@afewerkihabtaeb7097 2 жыл бұрын
እንታይ እለ እሞ ክዛረብ እየ ሮቢ ሓወይ መግለጺ ስእነ በጀኩም የሕዋት ሓንሳብ እዩ ምንባር እሞ ከምቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝብሎ ንዝተጸገሙ ሓግዙ ንዝተጨነቁ ኣጻናንዑ ዝብለና ከምኡ ንኩን ደሓር ከምዚ ዶ ከምዚ እባ ትርጉም የብሉን ሕልናን ክቀስን ናይ ሕልና ንግበር ወዳሓንኩም ጽቡቅ ስራሕ ናይ ብሓቂ
@danielkahsay6488
@danielkahsay6488 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ሮቢቢ ሓወይ እዚ ክብሪ ብሂወት ከለና እንተዝኸውን ክንደይ ምመቀረት እዛ ሓጽር ሂወት ኣዝያ ሓያል መልአኽቲ ዘለዋ እዋናዊት ፊሊም
@merhawiarefayne451
@merhawiarefayne451 Жыл бұрын
ሮቢ ሓወይ ናይባሓቂ ኣበሳ
@Abi-EN
@Abi-EN 2 жыл бұрын
ዋውው ሮቢ ሓወይ ብታእሚ መሃሪት ፍልም ምስ እዚ እዋን ትከይድ ወለድና ክመሰሉ ( ምስ ሞቱ ከበሩ) ብሂወት ከሎ እንበር ምስ ሞተ ሸበድ በድ እንተበልና ትርጉም የብሉን፡ከም ካልአይቲ ከአ ምእንተ ረብሓ ክንብል ሓቅነቱ ዘይተፃረየ ሓበሬታ ካብ ምዝርጋሕ ንቆጠብ። ንሮቤል ሓዉና ከአ ካብዚ ንላእሊ ንከሰርሕ ነበራታዓዮ በቢዘለናዮ ሰላምን ጥዕናን ይሃበና፧
@yonas7405
@yonas7405 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ናይ ብሓቂ ዝነኣድ ኩሊ እቲ ሕብረተሰብ ኣማዕቢሉዎ ዘሎ ሕማቕ ልምዲ ኢዩ ስለዚ ኣድኒቀካ ኣለኩ። ወሳስኸና ከኣ ነዚ መንእሰይ ዝኸውን ኣይትተሓለል
@feventekle4440
@feventekle4440 2 жыл бұрын
Robel Villa so good job brother.
@Tesfayweldu9552
@Tesfayweldu9552 2 жыл бұрын
ቪላ ሓደ ብጣዕሚ ዘድንቖም ስነጥበባውያን ሃገርና ኢኻ እዚኣ ከኣ ሓንቲ ብልጽትን መሃሪትን እዋናዊትን እያ እሞ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ፡ ስለዚ ኣጆኻ ቀጽሎ ቪላ ሓወይ 🥰🥰🥰🥰🥰
@weldegabrielalem7708
@weldegabrielalem7708 2 жыл бұрын
ብልጽቲ ስራሕ ነዚ ዘለናዮ ሂወት ትገልጽ
@hadnetentertainment487
@hadnetentertainment487 2 жыл бұрын
Tsubuk srah Robi hawey 🥰🥰🙏🙏🙏
@nattymekonen8166
@nattymekonen8166 2 жыл бұрын
Betami zenead serah Robi hawena...👏👏👏
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 2 жыл бұрын
ናይብሓቂ ነታ ዘላ ኩላ ኣምጺካያ good Job vila ❤ ሰብ ምስ ሞትካ ዩ ዝደልየካ 😂😂እሞ ሞይተ እየ እወ ኩሉ ዝሞተ ከምዚኣ ተዝገብር እታ ደሪፊ ኣብ መወዳእታ ዘላ እባ ስደደልና ቪላ ሓወይ
@banaasratgebreab3451
@banaasratgebreab3451 2 жыл бұрын
Wedi eriey gegna 🇪🇷💪💪💪
@wedieri2301
@wedieri2301 2 жыл бұрын
Nay bahaki tsbuk srah ✊🏾🇪🇷 kbret hibkana kbret yhabka
@XEDALMEDIA
@XEDALMEDIA 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ትድነቕ ስራሕ ሮቢ ሓወይ!
@zakuncha000
@zakuncha000 2 жыл бұрын
What a nice massege villa thank you so much hero 🇪🇷🇪🇷
@emexgreat3154
@emexgreat3154 2 жыл бұрын
Robi arkey really great art from great artist Thanks Robi arkey keep it up 👍
@anasimos9775
@anasimos9775 2 жыл бұрын
Oooow ቪላ ሓወይ ብጣዕሚ :መሃሪት ሓደ ግዜ ኣብ ጉዕዞ ስደተይ ካብ ሓደጋ ወጸስ: ብጡዑየይ ወድኹም ተጸሊሉ ኢሎም ንስድራይ ነጊሮሞም::ግን ክብሪ ነቲ ዝፈጠረኒ ናብራ በዲሀ ምስ ነብሰይ ተዋዳዳራይ ዝገበረኒ ኣምላኽ::ብዝኾነ ቀጽሎ ብመሰንጀር ክጽሕፈልካ እየ::ብኣገዳሲ ❤️
@semhartewelde7728
@semhartewelde7728 2 жыл бұрын
🙏
@Hmars2018
@Hmars2018 2 жыл бұрын
ሕጂ ከመይ ኣለኻ
@johntesfay1649
@johntesfay1649 2 жыл бұрын
Robi hawna btami mehari melikti
@filimonhabete8408
@filimonhabete8408 2 жыл бұрын
Wawwwew Robi ናይ ባሓቂ ብልጽቲ ፊልም ኣብ ክንደይ ኣዋርሕ ሪእ እንበር ፊልሚ ሲ ገዲፎዪ ግና ከምዚ ዓይነት ፊልም 100℅
@fanitesfay5692
@fanitesfay5692 2 жыл бұрын
Villa ውዱእ ስነጥበባዊ ፡ እቲ ማልያ ዘሎ እንድዩ፡ ኩሉ ዘሎ እንድዩ ፡ ግን ቱፍ ቱፍ ዋእ ግዲ ቤላ ጌርካ ሰሪሕካያስ ፡ፍርሕ ፍርሕ ኢለ ቪላ ሓወይ keep z good work
@hansugile6052
@hansugile6052 2 жыл бұрын
አዋይ ወላ ኣነ ከም ገለ ኮይነ ናይ በሓቂ መሃርት አያ
@habendawit7039
@habendawit7039 2 жыл бұрын
Nay behaki xebuk serah robi hawey betami meharit edmen tenan yehabka fetari
@HT-vg5ws
@HT-vg5ws 2 жыл бұрын
Welcoming 🙏 great films memher gizye
@fevi154
@fevi154 2 жыл бұрын
Very true and powerful message.
@th5200
@th5200 2 жыл бұрын
This movie deserves award of the year 2022! Well done. God bless you!
@zenhom9968
@zenhom9968 2 жыл бұрын
ካብ ሓደ ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ስራሕ ክትጽበ ንቡር ዩ ናይ ብሓቂ ነዚ ሕጂ ዘሎ ግዜ ብልክዕ ዕላምኣ ዝሃረመት ስራሕ። ኣብ ቀጻሊ ብዙሕ ካብዚ ብዕጽፊ ዝተደራረበ ብሉጽ ጽራሕ ካባኻ ንጽበ. good job
@afqirkakialo8323
@afqirkakialo8323 2 жыл бұрын
ሮቢ ቪላ ናትካ ስራሕ ኩሉ ግዜ እየ ዘድንቆ ብጣዕሚ መሃሪ ስራሕ እዚ ኣብዚ ግዜ ንይምሰል ዝግበር ዘሎ ኢኻ ኣርኢኻና እሞ ክብረት ይሃብካ ሮቢ ካብ ወትሩ ኣድናቂኻ
@binim5833
@binim5833 2 жыл бұрын
Good job vila you are a true definition of an artist ❤️
@Josi-od2ib
@Josi-od2ib 2 жыл бұрын
ቪላ ሓወይ ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ጽፍፍትን ማሃርትን ኣዛናጊዒትን ሓጻርን ጌርካ ኣከይፍካኒ ካልእ ተዝኮኑ ክትነውሓሎም ሸንኮለል ከቡሉና መቀረታ መጥፍእዋ ቀጽሎ 👏👏👏👏👏
@marawigide9478
@marawigide9478 2 жыл бұрын
ይሕዋት በጃኩሚ ኢባ ከላኣይ ድጎሙና ነዝኣ ፍሊሚ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍
@Crazy_Speed7-b3n
@Crazy_Speed7-b3n 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መሃሪት ቪላ ኣስሊ
@ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ
@ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ 2 жыл бұрын
ሮቢተይ ንስኻ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ኢኻ ናይ ብሓኪ ህሉው ክንርታት ትገልጽ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕስሊ ስራሕ ሒዝካ ክትመጸና ንጽበ ንዓኻን ን መሳርሕትኻን ስድራኻን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@selamdawit8323
@selamdawit8323 2 жыл бұрын
Wwwwwww btami mexelel filmi 💗 robi hawey zelenayo zigelixe sebe kelena kinfaker kintahalaley zigibae mis mote yikeber amlka zesitewiel liben aemron yihabena so nic btami nikulukom adinikekum mukuraet yihiwatey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💓💕💓💕❤️🌹💓
@alexandertekeste9222
@alexandertekeste9222 2 жыл бұрын
እቲ ዘይጽዓድ መምህር ኢኻ'ሞ ብርዒኻ ይሰስን ዝነኣድ ስራሕ ምሃሪትን ገላጽትን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏
@tsehayegerebrhan6447
@tsehayegerebrhan6447 2 жыл бұрын
ክክክክክ ኣብ ቀብረይ ዝወዓልኩም ሕሰም ኣይትርከቡ...ብእትሰርሖም ስራሕ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ቐጽሎ ኢካ ሓወይ ብሩኽ።
@samialmael3692
@samialmael3692 2 жыл бұрын
Robi wediii ቃላት የብለይን ውዱእ ሰብ ኢኻ፣ ኣብ film ብዙሕ ተዓዛቢ ኣይኮንኩን ናትካ ግን ኣዝዩ ስለዝምስጠኒ ተመሲጠ እየ ዝከታተሎ፣ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ዓወት ይምነየካ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@ተመስገንኣምላክስለኩሉነገ
@ተመስገንኣምላክስለኩሉነገ 2 жыл бұрын
ካብ ኣጀማምርኣ ኣቅውዳድኣኣ ደጋጊምካ ርኢካያ ዘይትምኖ ፊልም ኢያ መግለጺ ቃላት ከማን ስኢነ ብሓቂ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ ቀጽልዎ
@filmonfilawi4927
@filmonfilawi4927 2 жыл бұрын
ብልጽቲ ስራሕ ቪላ
@wediakale182
@wediakale182 2 жыл бұрын
ሮቢ ሓወይ እዋናዊቲን ማህርቲን ብጣሚ ነመስገን
@jdjsijsisbsijwobsobsobso5497
@jdjsijsisbsijwobsobsobso5497 2 жыл бұрын
Robi haweyy naey bahaki mehari serah good job
@yonimiki1020
@yonimiki1020 2 жыл бұрын
Great villa ብሓቂ ሓደ ጥበብ ኣሎ ኣብ ንውሽጥኻ 👍👍👍
@ዘበነሜሲ
@ዘበነሜሲ 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ማሃሪት ፊሊሚ የቀኔልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ፈጣሪ
@dejenamine5274
@dejenamine5274 2 жыл бұрын
ብሉጽ ናይበሓቂ ሮቢ ሓወይ ❤️
@የማነለዋህ
@የማነለዋህ 2 жыл бұрын
ዋውውውውውው ይቀንየልና ሮቢ
@hawileytoleyto3626
@hawileytoleyto3626 2 жыл бұрын
ጎበዝ ሮቢ ኣጆኻ ቀጽሎ ማሪ ስራሕ ቀጽል
@natsnitgs4463
@natsnitgs4463 2 жыл бұрын
Robi hawey nay bhaki tsbuq srah,nezia zeyfetena dea nmen knfetuw,ezi dea b hiwet kelena nrio zelena endyu ,eti kale flim eca yrea alo,abay tmhrti eya n zrdeo eyu gn,kabzi bmqtsal ketslo edmen teanan yhabka fetari 🙏🙏🙏
@yohanaasfaha765
@yohanaasfaha765 2 жыл бұрын
Amazing short movie! I hope everybody learned something from this.
@abrahamgebremichial4399
@abrahamgebremichial4399 Жыл бұрын
Bhaqi robi hawey mharit zanta nzrdeo abay melekti
@medhanefshaye6999
@medhanefshaye6999 2 жыл бұрын
Nay behaki full massage just well done !
@andomangosom9843
@andomangosom9843 2 жыл бұрын
ሮቢ ብሓቂ ንፉዕ ስነጥበበኛ ኢኻ ፡ ኤርትራዊ ካኣ ምስ ሞተ እዩ ዝኸብር ብልጽቲ ስራሕ
@merachanel7524
@merachanel7524 2 жыл бұрын
ሮቤል በምነት ኣዝየ ዝፈትዎ ተዋሳይን ደራፍን ደራስን ብሓፈሽኡ ጥበብ ዩ : ሕጂ ካ አዚኣ ሓዳስ ፊልሙ ዘርግሕዋ ዘሎ ኣዝያ መሃሪት ነዚ ሕብረተ ሰብና ኣብ ስደት ዘሎ ሓው ንሓዊ ክትሓላለ ከምዘሎዎ ክፋቀር ከምዘሎዎ ብሓፈሹኡ ሰብ ምስ ሞተ ዘይኮነስ ብህይወቱ ከሎ ከተፍቅሮን ክትህግዞን ኣሎካ 🙏 ሮቢ ሓዉና ካኣ ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኻ ቀጽሎ በርትዕ 🙏thanks ሮቢ 💪🏻🍾🍾🍾🙏👍
@Lomo.mdia7453
@Lomo.mdia7453 2 жыл бұрын
እፉፉፉ ልቢኻ ዝትንክፍ ፊልም💔አቱም ሰብ ቻናል ካብዝ ተምሃሩ ዝኾነ ይኹን ሰብ ሸር እልዎ እልኩም ሸር አይትበሉ 😥
@bielulhaileab1250
@bielulhaileab1250 2 жыл бұрын
Great 👌 movie powerful message 👏
@abelnegasi803
@abelnegasi803 2 жыл бұрын
Kemey dika Abi sebe robi arkey bitami mehari sirah aziu giziawi melketi nezi weledo.you are true artist 👨‍🎨 robi 💯💯💯💯
@danielabraha4954
@danielabraha4954 2 жыл бұрын
ሮቢ ሮቢ ሮቢ ቪላ ናይ ብሓቂ ንዓካ ዝገልጽ ቃላት የብለይን
@ikkanalles4097
@ikkanalles4097 2 жыл бұрын
Welcome vila anbesa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@ablel1264
@ablel1264 2 жыл бұрын
ቪላ ናይ ብሓቂ ውዱእ ስነጥበባዊ ናይ ብሓቂ ዓቢ ምምህር ኢኻ።
@helenefrem8499
@helenefrem8499 2 жыл бұрын
Wowow kabza filim buzhuh temahrie vila hawey kabka buzuh ena nxbe proud of you 🥰🥰🥰
@firezgigebrebrhan4601
@firezgigebrebrhan4601 2 жыл бұрын
Ba meglexi sinelka vila wedi kubur derasin tewesaen 💓💓💯💯💯
@snietentertainment3525
@snietentertainment3525 2 жыл бұрын
Endi entay kem zbel tefeni robi 💥💥💥🌏
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 9 МЛН
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 45 МЛН
My Daughter's Dumplings Are Filled With Coins #funny #cute #comedy
00:18
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 29 МЛН
"ዓሰርተ ዒስራ 'ታይ ናገበርካ እዩ ተሰዊኡ ተባሂለ!"
1:40:13
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 14 М.
Gergera Dam  in  Eritrea
23:32
Bereket Feday
Рет қаралды 28 М.
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 9 МЛН