Рет қаралды 32,600
ሰላም ንኩሉኩም ደገፍተይ። ኣንበስ ኤንተርተይመነት
ዝተፈላለ’ዩ ናይ ሰነ-ጥበብ መደባት ክትቅርበልኩም እያ። ካብቲ መደባት ትቅርቦ ንምጥቃስ ዝኣክል ፊልምታት፡ኮሜድታት፡ ደርፍታት፡ ከምኡውን ንዓኹም የዛናግዕ’ዩ ዝበለናዮ መደባት ኣዳልያትልኩም ኣላ። ንስኹም ክቡራት ተኻታተትልና ድማ subscribe, share and comment እናገበረኩም ክትዕብይዋ ነዛ channel ብትሕትና ንሓትኩም። ከም ወትሩ ሪኢቶኩም አይፈለየና።