New Eritrean Music 2022 | ኣለይመለይ | Aleymeley | By Abel kflom | ኣቤል ክፍሎም

  Рет қаралды 1,494,712

Eri One Touch Entertainment

Eri One Touch Entertainment

2 жыл бұрын

#eritreanmusic #abelkflom #Aleymeley #erionemusic #eritreanfilm #eritreanmovie #eritreancomedy
"New eritrean music " #New #eritrean #music
"New Eritrean Film" #eritrean #film "Ethiopian music"
#eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm
Copy right : Eri One Touch Entertainment - any unauthorized use,copying or distribution is strickly prohibited.
• New Eritrean Music 202...
• New Eritrean comedy//A...
© ነዚ ቪድዮ ካብዚ ኣውሪድካ( download) ጌርካ ምዝጋሕ ንስነ ጥበባዊ ኣዝዩ ጎዳኢ ስለ ዝኾነ download ካብ ምግናር ንቆጠብ ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት
ኣብዚ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ (subscribe) ብምግባር ደገፍ ንስነጥበባዊ ስርሓት ሃገርና ሃቡ።
#subscribe
#like
#share
#comment

Пікірлер: 870
@eritrearedsea2665
@eritrearedsea2665 2 жыл бұрын
ልበይ ሂበ ልቢ ዝቕበላ...ኣለይመለይ ኣለይመለይ ዝብላ...ኣዳልዩኒ'ታ ናተይ ወለላ አዚ ወዲ ብርግጽ ናይ ጽባሕ ኮኾብ ኢዩ፡፡ ሰሚዕካ ኣይምኖን ኢዩ፡ ፡ ጥዑም ድምጺ share ጌርና ነተባብዓዮ፡፡
@selamgerezgiher6052
@selamgerezgiher6052 2 жыл бұрын
Opppp0p
@luwammarikos4154
@luwammarikos4154 2 жыл бұрын
Nay bhaqi
@samrawitabraha6709
@samrawitabraha6709 2 жыл бұрын
Misu kak itim dimusu
@meronmengistu4916
@meronmengistu4916 Жыл бұрын
@Rezene-nj1kl
@Rezene-nj1kl 3 ай бұрын
❤❤❤❤ Nice song abi so let's continue
@user-yo5kx2sw4d
@user-yo5kx2sw4d 2 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ክጽበያ ዝቀነየ ኣሎ ዶ💡🤴♥️💭 ይበል ድምጺ ኣቢ✌️❤😉
@samrawitgere7246
@samrawitgere7246 2 жыл бұрын
Me too
@samuelabdu9794
@samuelabdu9794 2 жыл бұрын
Benket akemayen mara eye tehanete aeneye kesema bonet
@trhasmogos3529
@trhasmogos3529 2 жыл бұрын
S zs du d ca w av
@eriguayla
@eriguayla 2 жыл бұрын
“ኣለይ-መለይ” ሓደ ሓደ ሓደ ሓደ ኩሉ በብሓደ ኣለይ-መለይ ንሳ ምስኡ ንሱ ምስኣ ኩልና ብሓደ ኣለይ-መለይ ክጽበ'ባ ሰልቺይዎ ልበይ ኣለይ-መለይ ዕጫይ ኣበይ'ላ ትብለኒ ኣለይ-መለይ ቅዱስ ቅንኢ ቅዱስ ቅንኢ ቀደም ገዲፈዮ ዒፍ ኢልዎ ልበይ ላድዩ ሕመቅ መሊአዮ ዓዳጊ ባህጊ ልበይ ክነግሮ ልበይ ሂበ ልቢ ዝቅበላ ኣዳልዩኒ 'ታ ናተይ ወለላ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ዝብላ ኣዳልዩኒ ሂወተይ ወለላ ኣበይ በየን ምስ መን ኣላ እዛ ውነየ መላፍንቲ ትኾነኒ ትመስል ንዓየ ኣዳልዩኒ ጽብቅ ኢላ ኣበር ዘይርከባ ኩርዕ ንይት ትብለለይ ትስሕቀለይ'ዛ ልባ ኣብ ቀረባ ስራሕ ኮይኑ ንግሆ ተንሲአ ኩሉ ዋኒን ሂወት ረሲዐ ክደልያ'ለ ኣብዚ ከተማ ኮለል ክብል ሓቂቁ ጫማ ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ መዓስ ኮን‘ዩ ዓለመይ ኣፍቂረ ዝብል ከም ሰበይ ድላያ ዝብል ልበይ ትብለኒ ኣለይ-መለይይይይ…! ኣለይ-መለይ (3) ወለላ ኣለይ-መለይ (3) ዝብላ ኣለይ-መለይ (3) ወለላ ኣለይ-መለይ (3) ስራሕ ኮይኑ ንግሆ ተንሲአ ቁርሲ የለን ከተማ ኣምሪሐ ክደልያ 'ለ ኣብዚ ከተማ ተሳኢና ሓቂቁ ጫማ ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ! መዓስ ኮን‘ዩ ዓለመይ ኣፍቂረ ዝብል ከም ሰበይ ድላያ ዝብል ልበይ…… ትብለኒ ኣለይ-መለይይይይ! ኣለይ-መለይ (3) ወለላ ኣለይ-መለይ (3) ዝብላ ኣለይ-መለይ (3) ወለላ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ (2) 🔥 🔥 🔥
@user-kw4ym8ve7p
@user-kw4ym8ve7p 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰
@ruthtsegay3800
@ruthtsegay3800 2 жыл бұрын
Thank u
@ramsieri9119
@ramsieri9119 2 жыл бұрын
Thank you bro kemaka yibzihu😊
@XM8642
@XM8642 2 жыл бұрын
Aaaaaaaaaaaa
@eriboy8597
@eriboy8597 2 жыл бұрын
🙏❤️
@dcabaydcdc5534
@dcabaydcdc5534 2 жыл бұрын
ትርጉም ስነ ጥበብ ዝተረድአ መንእሰይ abi 👌👌
@nattyblessed5542
@nattyblessed5542 2 жыл бұрын
ኣታ ወዲ ብ ድንግላ ረኺንልበያ Abi zfetu eske like yrgex ኣቢተይ ነብሲ ቐጽሎ ኢኻ ጽቡቕ ስራሕ
@user-bp9wf6qu1i
@user-bp9wf6qu1i 2 жыл бұрын
ከጸልለኒ እዩ እዚ ወዲ ጽቡቅ ስራሕ ጥዕሙ ድምጺ
@asminamussie9157
@asminamussie9157 2 жыл бұрын
Xbuk melke resieki haftey or hawey😉😅🥰
@logbiba2500
@logbiba2500 2 жыл бұрын
"ንሳ ምስኡ ፡ ንሱ ምስኣ ከይዱ እናወሓደ" 💯👌✅
@Beposetiveay
@Beposetiveay 2 жыл бұрын
logibab ኣለኻ?? ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ። ኣብዛ logbiba ትብል ዘላ ሳብስክራይትብ ከይገበርካ ከይትሓልፍ።
@heni-riki
@heni-riki 2 жыл бұрын
Log biba Good to see u Happy to see u🤗
@mera5023
@mera5023 2 жыл бұрын
♡🎶ኣለይ-መለይ 🎶🎤ኣቤል🎧☺️♡ ሓደ ሓደ ሓደ ሓደ ኩሉ በብሓደ ኣለይ-መለይ ንሳ ምስኡ ንሱ ምስኣ ኩልና ብሓደ ኣለይ-መለይ ክጽበ'ባ ሰልቺይዎ ልበይ ኣለይ-መለይ ዕጫይ ኣበይ'ላ ትብለኒ ኣለይ-መለይ ቅዱስ ቅንኢ ቅዱስ ቅንኢ ቀደም ገዲፈዮ ዒፍ ኢልዎ ልበይ ላድዩ ሕመቅ መሊአዮ ዓዳጊ ባህጊ ልበይ ክነግሮ 🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼 ልበይ ሂበ ልቢ ዝቅበላ ኣዳልዩኒ 'ታ ናተይ ወለላ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ዝብላ ኣዳልዩኒ ሂወተይ ወለላ ኣበይ በየን ምስ መን ኣላ እዛ ውነየ መላፍንቲ ትኾነኒ ትመስል ንዓየ ኣዳልዩኒ ጽብቅ ኢላ ኣበር ዘይርከባ ኩርዕ ንይት ትብለለይ ትስሕቀለይ'ዛ ልባ ኣብ ቀረባ 🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼 ስራሕ ኮይኑ ንግሆ ተንሲአ ኩሉ ዋኒን ሂወት ረሲዐ ክደልያ'ለ ኣብዚ ከተማ ኮለል ክብል ሓቂቁ ጫማ ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ 🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼 መዓስ ኮን‘ዩ ዓለመይ ኣፍቂረ ዝብል ከም ሰበይ ድላያ ዝብል ልበይ ትብለኒ ኣለይ-መለይይይይ…! ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ወለላ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ዝብላ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ወለላ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ 🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼 ስራሕ ኮይኑ ንግሆ ተንሲአ ቁርሲ የለን ከተማ ኣምሪሐ ክደልያ 'ለ ኣብዚ ከተማ ተሳኢና ሓቂቁ ጫማ ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ! 🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼 መዓስ ኮን‘ዩ ዓለመይ ኣፍቂረ ዝብል ከም ሰበይ ድላያ ዝብል ልበይ…… ትብለኒ ኣለይ-መለይይይይ! ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ወለላ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ዝብላ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ወለላ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ /2/ ኣቢተይ ስሑል ጎሮሮ ⭐️🥇❤️👏
@marhd997
@marhd997 2 жыл бұрын
ስሑል ኣስተማቃሪ እንበር እስካ 🙏🥰🥰
@romielnuguse5690
@romielnuguse5690 2 жыл бұрын
Nfu xehafay
@robelmesgena7396
@robelmesgena7396 2 жыл бұрын
ጺቡቑ ሲራህ ሃዊና ከኣ ሚስጋና ዪጊበኣካ ጊን ሪቶ ኣላቲኒ ኣለይ መለይ ቲቢል ኣብዚሂዋ( 32)
@elenamicheal6578
@elenamicheal6578 2 жыл бұрын
ab KZbin nezi lyrics zeytzrgho kemu nska ka tikesib
@eritrearedsea2665
@eritrearedsea2665 2 жыл бұрын
ደገፍቲ ኣቤል share ንግበራ አዛ ስራሕ like kea habuni
@djnebsi4481
@djnebsi4481 2 жыл бұрын
Let’s go 🔥🔥🔥
@tesfemeriemabrahle9733
@tesfemeriemabrahle9733 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰💖💖🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fkiamlak4237
@fkiamlak4237 2 жыл бұрын
ን single ትከዉን ደርፊ ወጺአ ሕጂ ❤️ good job 👏🏽
@sabanabereket9505
@sabanabereket9505 2 жыл бұрын
kkk nay bhaki abi shkor😂😘😘 ❤❤❤
@user-oj9sb7pe5f
@user-oj9sb7pe5f 2 жыл бұрын
Rekibna enwi
@EriOneTouchEntertainment
@EriOneTouchEntertainment 2 жыл бұрын
ብዙሓት ሰባት ኣብ Spotify አንተ ተአትውዋ ኢልኩም ትጽሕፉልና ኣለኹም'ሞ ኣብ Spotify ኣትያትልኩም ኣላ
@IYE.G.F
@IYE.G.F 2 жыл бұрын
Apple Music 🎵 ke eri one touch entertainment
@EriOneTouchEntertainment
@EriOneTouchEntertainment 2 жыл бұрын
@@IYE.G.F Apple music ewn ala...ab kulom music platforms atya ala
@mistern6388
@mistern6388 2 жыл бұрын
@@IYE.G.F krekbeka medeleku Gezana tv fb natka xehafeley
@phala.g1324
@phala.g1324 2 жыл бұрын
Plz make a lyrics too 🙏
@mim5609
@mim5609 2 жыл бұрын
We need the lyric this song
@feruzzerom6147
@feruzzerom6147 2 жыл бұрын
Men alu Kemza kemay txbit newhiwu zqeneye kef zelewa srah abi shkor ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@henokandit4436
@henokandit4436 2 жыл бұрын
ሌላና ምስ ኣቢ ኣብ ሳዋ ንሱ ሓይሊ ፍቅሪ ኣነ ድማ ሓይሊ ሰውራ ኣብ ዝነበርናሉ ኢዩ ካናሪ ብዝጥዕም ድምጺ ጌሩ ኣብ ስተጅ ከጻውተና ሎሚ ኣብ ስደተይ ይዝክር ንፍዕ ኣቢ ዓርከይ ብፍላይ round 30 ናኣቢ ሞራል ንሃቦ
@senayafewerki7568
@senayafewerki7568 2 жыл бұрын
Don't worry about being a star, worry about doing good work, and all that will come to you Great Work Our Beloved Eritrean people. #Voice 100% #Editing and graphics 100% Such A Adorable Song. #EriOneTouchEntertaiment Thank you for sharing.
@nahomeritrawiy2449
@nahomeritrawiy2449 2 жыл бұрын
ኣበል ክፍሎም! ኣለይ መለይ ❤🎼 ሓደ ሓደ ሓደ ሓደ ኩሉ በቢ ሓደ ኣለይ መለይ ንሳ ምስኡ ንሱ ምስኣ ኩሉና ቢ ሓደ ኣለይ መለይ ክጽበ ባ ሰልቺዎ ልበይ ኣለይ መለይ ዒጫይ ኣበይ ኣላ ትብለኒ ኣለይ መለይ ኣ ኣ ኣ ኣ ቁዱስ ቅንኢ ቁዱስ ቕንኢ ቀደም ገዲፈዮ ዒፍ ኢሊዎ ልበይ ኣላ ድዩ ሕመቕ መሊኤዮ ዮ'' ዓዳ ልበይ ጌር ክነግሮ ሆ ሆ ኣበይ ኣሎሎ ልበይ ሂበ ልቢ ዝቕበላ ኣዳሉዩኒ አዛ ናተይ ወለላ ኣለይ መለይ ኣለይ መለይ ዝብላላ ኣዳሉዩኒ ሂወተይ ወለላላ ኣበይ በየ ምስመን ኣላ አዛ ሞቁኑነየ መላፍንቲ ትኾነኒ ትመስል ንዓየ ኣዳሉኒ ጽብቕ ኢላ ኣበር ዘይ ርከባ ኩርዒርዕ ትብለለይ ትዝሕለለይ አዛ ልባ ኣብ ቀረባ ሃ ሃ ሃ ሃ ሃ ስራሕ ኮይነ ንግሆ ተሲአ ኩሉ ዋኒን ሂወት ረሲዐ ክደልያ ኢለ ኣብዚይ ከተማ ኮለል ክብል ሃቡኒ በል ጫማ አሞ ክኣ ልበይ አምኒ ኮንለይ ዒዳ የብሉ... ዒዳ የብለይ ብኻ ልበይ አሚኒ ኮንለይ ዒዳ የቡሉ ዒዳ የብለይ
@awetgrmay518
@awetgrmay518 2 жыл бұрын
Entay u emo keredeana tedelyu zelo atum sebat bejakum eti nisetho Sirah tewedadari kikewin alewo ente zeykoynu gn Entay biqat abey u keriyena pls gitmi kitwesid keleka mejemerta nay bela aklilu tesfayion wised emo kawu temokirka kea nska fetin awedadiro dima Entay deference alo ab kilitiu (dimxi gn. Nice 👍 )!!!!
@robel4105
@robel4105 2 жыл бұрын
Tedalo and abi another great work. The restorers of Eritrean music. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fanidan1426
@fanidan1426 2 жыл бұрын
ተዳሎ ነረስና💪💥 ጽቡቅ ስራሕ ኣቢተይ ድምጽኻ ከጸልለኒ እዩ ዝደሊ፡፡
@user-bf2yv6qk2j
@user-bf2yv6qk2j 2 жыл бұрын
ኣለይ'መለይ❤ ክጽበ'ባ ሰልቺዎ ልበይ ዕጫይ'ቤሎ ዝብለኒ ኣለይ'መለይ😥😥 ኣቢተይ ከም ኩሉ ጊዜ ብሉጽ ስራሕ 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@ehabfayed5578
@ehabfayed5578 2 жыл бұрын
ናይ ብ ሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኣቢ ዓርከይ!!!!! ንዓና ድማ ኣለይ መለይ ትብል ሃገር ይፍጠረልና much Love 💕ደቂ ኤረይ🇪🇷💪
@pawloshaile4453
@pawloshaile4453 2 жыл бұрын
ግጥምን ዜማን ዝሰርሐ ተዳሎ ማዕረ ኣቤል ክብሪ ይግብኦ እዩ፡፡ብሉጽ ስራሕ
@merhawi3411
@merhawi3411 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣቢ ንስኻን ተዳሎን ንምትስኣ ህዱእ ዜማ ኣብ ምብርካት ዘለኹም ብሉጻት ኢኹም ኣጆኩም ኣብ ትገብርዎ ስርሓት ኣምላኽ ይሓግዝኩም ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና🙏❤🇪🇷🇪🇷
@fnantewelde2733
@fnantewelde2733 2 жыл бұрын
Eliham feruz Salem resiekayen bro💓💕🇪🇷
@filieri9056
@filieri9056 2 жыл бұрын
Music Industry ሃገርና ይሕንበብ ኣሎ፡ ጽቡቕ ስራሕ ኣቢ ዓቢ ሰብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@natiln2259
@natiln2259 2 жыл бұрын
Hawey dea adengixkani
@binirashi8897
@binirashi8897 2 жыл бұрын
Abi Arkey mearey zereba yelen million ab 2 weeks gmtey eyu...like rgexuni etom kemzi natey gmt zelekum...
@Plus-x-x
@Plus-x-x 2 жыл бұрын
ግጥሚን ዜማን ተዳሎ /ኣድነቕቲ ተዳሎ ን ኣቢን ኣለና ዶ
@sirakkibretey2580
@sirakkibretey2580 2 жыл бұрын
Endie ezi tedalo zbhal nhagerna music abi astewaxa eyu zelewo nebsu koynu nezi June's zkone seb keman amxilna. Love u Gay's
@queenheavu1040
@queenheavu1040 2 жыл бұрын
Love you my Eritrean 🇪🇷 kings🤴❤️
@esleenebilee2346
@esleenebilee2346 2 жыл бұрын
We ❤ our Queen
@bibi-vr5zf
@bibi-vr5zf 2 жыл бұрын
I am from 🇬🇭 Ghana I Love Eritrean music
@yonas3137
@yonas3137 2 жыл бұрын
ምሓል እስከ ቢቢ ዓርከይ 😂
@bibi-vr5zf
@bibi-vr5zf 2 жыл бұрын
@@yonas3137 thank you
@melatghergish3837
@melatghergish3837 2 жыл бұрын
We love too🥺❤
@binikassay1087
@binikassay1087 2 жыл бұрын
ዋዋዋው ገልዓይነት ድምጺ ምስ ጥዕም ሙዚቃ ቀጽሎ ዝዓርከይ
@FILATV6087
@FILATV6087 2 жыл бұрын
#luleytv# Wow ኣዝዩ ሙኡዝ ድምጺ ህዱእ መዚቃ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰራሕ ኣቢተይ ቀጽሎ !!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abelamanuel8018
@abelamanuel8018 2 жыл бұрын
Loved every bit of it! This Abel×Tedal colab is proving to be legendary, one for the history books! Way to go.
@dae6260
@dae6260 2 жыл бұрын
You damn right 👍👍👍
@changeishealthy4342
@changeishealthy4342 2 жыл бұрын
ኣታ ሓወይ ጽሒፍካዮ ዘለካ ተመሊስልስ እስከ ኣንብቦ
@propictures9916
@propictures9916 2 жыл бұрын
We are glad to hear you guys liked the work...Thank you everyone!! We really appreciate your support (like, subscription and sharing) as always!!👍👍
@simonchapilemilemanchie333
@simonchapilemilemanchie333 2 жыл бұрын
ግጥምን ዜማን ናይ ተዳሎ ምዃኑስ ፍሉጥ ዋው ናይ ኣቢ ድምጺ ተሓዊስዎ ዝናኣድ ስራሕ ኢዩ
@gualhager9030
@gualhager9030 2 жыл бұрын
I need this on Spotify🥰🥰😍😍😍✨✨
@gzanamszbfamily5413
@gzanamszbfamily5413 2 жыл бұрын
Ab Spotify alatki yordi 👍
@user-vg4bw8pr1f
@user-vg4bw8pr1f 2 жыл бұрын
ፈውሲ ንልቢ ንእዝኒ መድሃኒት ዝኮነ ድምጽን ጠበብን ይበል ስራሕ ኣቢ ሓወይ good job🇪🇷🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sebabkung9227
@sebabkung9227 2 жыл бұрын
"ልበይ ሂበ ልቢ ዝቅበላ ኣድላዩኒ እታ ናተይ ወለላ" ሲንግለይ ኣብዚ'ኣ ኣላትካ ቴማ'ካ ድለያ ናትካ፡ ኣቢ ናይ 2022 ሰኬንዶ ተዳሎ ይበል ቦቼ ቀጽሎ ወዲ ኤረይ።
@kebronlilay1505
@kebronlilay1505 2 жыл бұрын
Naybhaki eritrean music is evolving so goooood. Gele aynet srah abitey🔥🔥🔥🔥🤴🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@mitslalokubay8296
@mitslalokubay8296 2 жыл бұрын
The wait is over and he can dance😱🥰,happy for our modern musics...such incredible movement by our young artists❤
@milkyasteklay5656
@milkyasteklay5656 2 жыл бұрын
Wow ab 15 minute 1k viewers Amazingggggggggg Like aytraseu daki Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amandaHwlu1991
@amandaHwlu1991 2 жыл бұрын
You are already a star and your voice is reminiscent of the many legends that have left us but you are the future! The future is not far off for Eritrea's young future !! Wow great work, So proud to be Eritrean and involved in your future. Well done Abel you are the future star🙏🏿🌟⭐️🌟🙏🏿
@arsemabokretsion1898
@arsemabokretsion1898 2 жыл бұрын
Omgggggg ane ezi shikorina wedi erey entay eye kigebro wdey , no words beka ,,,,,
@helensolomon805
@helensolomon805 2 жыл бұрын
Born to be a star ⭐. You really 've got the Voice Abel. And eyyy the whole team nailed it. Keep up
@AZUentertainment2957
@AZUentertainment2957 2 жыл бұрын
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹ። ፈጣሪ ምልኡ ጥዕና ይሃብኩም፡፡ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ናይ ስድራኹም የስምዕኹም፡፡ ብር ክትብሉ ጠሓጎሱ ከምኡ ውን፡ ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም፡ሳስብክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም፡፡ ሓደራ ሸለል ኢልኩምኒ ከይትሓልፉ!!
@fbreezylove176
@fbreezylove176 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ኤሪ ሽኮር
@Loftyboy58
@Loftyboy58 2 жыл бұрын
Abi arkey ስሑል ድምጺ Our young star as usuall 👌👌👌
@mim5609
@mim5609 2 жыл бұрын
LYRIC AND MELODY TEDALO MHMEM.... ABI KA AYHAMEQKN NICE ... XUBQ SRAH QEXLWO 😍😍😍😍
@ruth7776
@ruth7776 2 жыл бұрын
The wait is Over, keep shining Abiteyy♥️🌺
@merhawimeles4698
@merhawimeles4698 2 жыл бұрын
ሩቲ የ ዛ ቪድዮ ካብ ትዝርጋሕ 28 ደቒቕ ጌራ ንሲኪ ካብ ትጽሕፊ ከኣ 29 ደቒቕ ኮይኑ ገሪምኒ ኮ ክክክክ
@ruth7776
@ruth7776 2 жыл бұрын
@@merhawimeles4698 hahahaha ኣክፊአ ዶ?😂😂
@heni-riki
@heni-riki 2 жыл бұрын
@ruth Rgbe😀 aley meley zblelki kejeybelki iye kab fb✍🏽
@ruth7776
@ruth7776 2 жыл бұрын
@@heni-riki hahahaha ya shelel beluna uyyy miki nay edka ayts'an😒
@yr7396
@yr7396 2 жыл бұрын
manchawit 😅
@selam320
@selam320 2 жыл бұрын
Wowww abti shikor xebuk srhe mease eye afkiere zebele kem sebey abti Natey koxeloe zehawey mearey❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷
@habtukebrom7221
@habtukebrom7221 2 жыл бұрын
Betami timti 100 % bikulu kexilo wedi ery jigna
@yelenperfection5082
@yelenperfection5082 2 жыл бұрын
This is an absolute banger. Hope it gets a milion views. Abel and the team that made this deserve so much more
@kanatvshow1671
@kanatvshow1671 2 жыл бұрын
Abi shekor ane alekulka yebel demxi ❤🥰
@kokobmehari8299
@kokobmehari8299 2 жыл бұрын
Can't explain it's just wowwww he is the talent Eritrean singer
@nguse3799
@nguse3799 2 жыл бұрын
Wowwwwwwww good job abi hawey qexlo 🔥❤
@natizerai
@natizerai 2 жыл бұрын
The Best Trio - Abi, Tedalo, & Naod Studio 🔥🔥🔥
@philly11
@philly11 2 жыл бұрын
NADI Studio is next level 🔥
@lewiabraham8507
@lewiabraham8507 2 жыл бұрын
👌👌
@simonamanuel4482
@simonamanuel4482 2 жыл бұрын
Abitey arkey mearey nice nice work 🥰 🥰 🥰 🥰 share ngberelu eske 1 million kbexih alewa
@redseacamels7095
@redseacamels7095 2 жыл бұрын
ትግርኛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ፉሉይ ባህታ'ዩ ዝፈጥረለይ ኣቢ ሞኺሪዒና ከም ቀደምካ ቡሉጽ ስራሕ ከምኡ ውን ተዳሎ ደመይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯❤❤❤❤❤❤❤
@dallasfortworthtx5373
@dallasfortworthtx5373 2 жыл бұрын
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 ዳይረክተር ብልክዕ ገሊጽዎ ማለት ኣብ ውሱን ቦታ ግን ከኣ ንሱ ኣብ ብዙሕ ከምዝደለያ ግን ከኣ እታ ኣለይመለይ ትብሎ ከምዝሰኣና ጽቡቅ ስራሕ ኣሕዋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኤርትራውነት ኩቡር መንነት
@delinaos4629
@delinaos4629 2 жыл бұрын
Am in love with this guy❤️🥵..! Ohh and the way he dance and his smile..! This song really make my day! Ohh abi I have a crush on you🥰❤️🤩..!
@Beti2233
@Beti2233 2 жыл бұрын
Love you so mach my Eritrean 🇪🇷 😘❤️❤️❤️
@dbabentertainments4317
@dbabentertainments4317 2 жыл бұрын
Aley meley...... Abi btami zniad srah.... Gobez anbesa. Kexilo kokob kewakbti.
@sidonmillion272
@sidonmillion272 2 жыл бұрын
Betami xebkti derfi. Abi hawey😊
@yohannesgmeskel401
@yohannesgmeskel401 2 жыл бұрын
Wowww yibel eyu zebil kab dimxu musicu kab musicu clipu bhafesha widieti des zebil music abi keep it up wedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lifeisok.9870
@lifeisok.9870 2 жыл бұрын
Oh wow this is. i just can't get enough of this singer i love it and abi HIS VOICE IS E.V.E.R.Y. T. H.I.N.G.❤❤ xx
@milkyasteklay5656
@milkyasteklay5656 2 жыл бұрын
Woww ab 20 minute 1500 k viewers Neked teray like aytraseu Daki Rimay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@godislove1967
@godislove1967 2 жыл бұрын
Wow ABI shkor mexelel derfi tedalo kamo kgelxrka aykeln eye gtmi ziema 💯💯💯💯💯💯kulu gzie
@Airtra
@Airtra 2 жыл бұрын
Wow this beyond this planet you doing well son keep it up.
@henoksemere7640
@henoksemere7640 2 жыл бұрын
Abely shkor xibekti serah betami, gen nemnaty eka nay derfti & tewasiti seli amxikayo,
@rahwakeleta9711
@rahwakeleta9711 2 жыл бұрын
Abitey natey wetru blux (bka lbey emni koynuley eda yeblu eda ybley)💯💯🇪🇷🇪🇷
@melatsimon4610
@melatsimon4610 2 жыл бұрын
Abiye shikorr kabaka buzuh eye ztsbe ajoka meteabiti shikorr 💞💞💓💓🙏🙏🙏
@asmeralove529
@asmeralove529 2 жыл бұрын
Btaemi xbuq habibi qexlo berte semika zeyxgeb eyu derfka 🥰😍🇪🇷🇪🇷❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@wegiheritrawit1533
@wegiheritrawit1533 2 жыл бұрын
Abye natey welcome sweetie bulxi nay bulxat marey we love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑
@zebibtsegezab2223
@zebibtsegezab2223 2 жыл бұрын
ኣለይ መለይ እስከ ንበላ ደቂ ሪመይ ኣብ ቲክቶክ ኣብ ፍይስ ከምኡ ውን ኣብ ኩሉ love you from libya ግን ኤርትራዊ
@ariame3324
@ariame3324 2 жыл бұрын
OMG I’m in love with this song can’t take off my head love you Abi you are the best and the group that help you do this you guys are the best 🥰😍😍👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾🇪🇷💋💋❤️
@asmera4853
@asmera4853 2 жыл бұрын
ኣቢተይ ወናኒ ጥዑም ድምጺ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብ ሃንቀዉታ ክጽበያ ዝጸነሐ እስከ 🥰ረጊጽካኒ ሕለፍ 😁
@adiammussie9364
@adiammussie9364 2 жыл бұрын
Bezi aleku 😊😊😊 Aley meley Our great star abi nice work keep it up with ur beloved voice n songs Love u abitey🇪🇷🇪🇷🇪🇷😚
@tesfittse6534
@tesfittse6534 2 жыл бұрын
Tedalo ms mexe imber selam rekibu iznna wawww Nice Abi kae
@medhanetedros1649
@medhanetedros1649 2 жыл бұрын
ቢጣዕሚ ጺቢቅቲ ደርፊ ይበል ዲምጺ tik tok ኣይቀናን
@amtube8258
@amtube8258 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣቢቲ ግጥሚ እባ ተሓባበሩና
@eritreanmus
@eritreanmus 2 жыл бұрын
Beautiful piece of art Abiel, Tedalo and Naod! 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾
@danielyonas4526
@danielyonas4526 2 жыл бұрын
ኣቢተይይ ናተይ ከመይ ዲካ ኣብ ሰዓታ ልበይ ትረክበኒ ሱሑል ድምጺ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ንበረለይ እስከ ናይ ልበይ
@meleytv9552
@meleytv9552 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣቤል ሓወይ
@natinati5714
@natinati5714 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@amanmeron6032
@amanmeron6032 2 жыл бұрын
Riena semiena suq ilna ayniwxae degefti abi mexelel srah 💙💙❤❤🎼🎶
@azmarinophilimn4241
@azmarinophilimn4241 2 жыл бұрын
Abitey anbesa keep it up bro !!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senueri8814
@senueri8814 Жыл бұрын
Abel hawena, yebel music young Justin Bieber eleka aleku, you're taking tigrigna music to another level. Keep it up...
@fevenyohannes2746
@fevenyohannes2746 2 жыл бұрын
Perfect song ...Great work ..keep it up..much love ma people ❤️
@diborahabtom9881
@diborahabtom9881 2 жыл бұрын
Aseyyy shikorina wedi erey turum dmxi God bless you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@arsemabokretsion1898
@arsemabokretsion1898 2 жыл бұрын
Ewayyyyy tedaloooo powww he's so gifted at all🥰🥰
@ilovemamamama2092
@ilovemamamama2092 2 жыл бұрын
Leke endo xebiqa lyric tedalo 👏
@ni4902
@ni4902 2 жыл бұрын
WONDERFUL 💖💝💖 WONDERFUL GREAT JOB ABII 🌟 ♡♡♡ !!!
@hananaman5697
@hananaman5697 2 жыл бұрын
Love you abi hawey ❤️😍
@kevenaki7581
@kevenaki7581 2 жыл бұрын
ኣለይ መለይ ክይበልኩ ይኽደኒ ኣሎ ግዜ እንታይ ተማኹሩኒ ።
@universe4013
@universe4013 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ኣቢ ሓወይ....keep it & waiting for the better times you got your girl ኣለይመለይ ትብል።
@elsaatobrehan2850
@elsaatobrehan2850 2 жыл бұрын
Wawawa gele aynet bhji wn kabzi zblex aina nxbe 💪💪🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷❤️🇪🇷🥰
@danizanjese9041
@danizanjese9041 2 жыл бұрын
Such a great job💙 Keep up the good work🎼🎧
@loveyourenemiesmarat3955
@loveyourenemiesmarat3955 2 жыл бұрын
Nice how beautiful job keep it up abiye natna 💤💤💤💙🦋❤️‍🔥I was Waiting for this ❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥💥🏃‍♀️❣️😊
@SamiSami-zk6vn
@SamiSami-zk6vn 2 жыл бұрын
Meglxi yebleyn abitey mequr nkid teray Aley mley belna nana ka neska ❣❣❣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀🌹💯💯💯💯👈✌
@user-ev2jz3hb6u
@user-ev2jz3hb6u 2 жыл бұрын
ኣንታ እዚ ዘመናዊ ደርፊ ክንደይ ይጥዕም ቀጽሎ እዚኣ እያ ቦታኻ ካልኣይ ተዳሎ 🖤 ኣቢ ብሮ 😍 album ሒዝካ ክትመጽእ ተስፋ ይገብር ! ቪድዮ እንተዘይገበርካሉ ውን ተመራጺ ምኾነ ብፍላይ ከምዚ ዓይነት ደርፊ ። ባዕልና ምእንቲ ስእሊ ክንፈጥር ምኽንያቱ ሎሚ መብዛሕትኡ እዚ ሰማዒ ዘብለጭልጭ እዩ እንዳፈተወ ሽግር ኮይኑ ! ውልቃዊ ሪኢቶይ እዩ ። ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ ቀጽሎ 🤟
@yordanosafewerki8553
@yordanosafewerki8553 2 жыл бұрын
This is wicked and fresh Eritrean R&B! 💯💯🇪🇷🔥🔥
@banakibrom3807
@banakibrom3807 2 жыл бұрын
Woooo nic music 🎶 🎵 👌 Abi shkor .
@milkiasmiki8789
@milkiasmiki8789 2 жыл бұрын
Ite natey kem libey beka ...❤️ ITA ab libey zela zirekba
New Eritrean Film 2022 - Amenzra Aykonkun | ኣመንዝራ ኣይኮንኩን | Part 20
33:20
#ድራር_ልበይ #eritrean #eritreanguayla #habesha #eritreanmusic #edenteklit
0:40
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 2,8 М.
Can A Seed Grow In Your Nose? 🤔
00:33
Zack D. Films
Рет қаралды 30 МЛН
ОБЯЗАТЕЛЬНО СОВЕРШАЙТЕ ДОБРО!❤❤❤
00:45
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 92 МЛН
#eritrean #eritreabeauty
0:31
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 7 М.
ትዝታኪ ለይቲ ናጋለበ  🤨🙂😔
1:04
Mizu ሚዙ tube
Рет қаралды 40 М.
New Eritrean Music 2020 //Tedalo Ft. Raki  KEMEY'NA //ከመይ'ና ብ ተዳሎ
4:55
#eritrean #eritreanmusic #eritreanguayla #habesha #elyuddawit
1:01
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 1,6 М.
Tahan Tawa 95 😅
0:44
Jacksinfo
Рет қаралды 21 МЛН