Рет қаралды 168,652
ብመጀመርያ ንእትገብሩለይ ድጋፍን ሞራልን ኣቐዲመ የመስግን
ኣብ'ዚ ቻነል ድዝርጋሕ ሓደስቲ ስርሓት ክትከታተሉ ምስ እትደልዩ ብቐዳምነት subscribe ብምግባር ምዝጉባት ብምዃንኩም ንኸተረጋግጹ ደጊመ የዘኻኽር ፡፡ ክምኡ'ዉን ሃናጺ ርኢቶን ሃናጺ ነቐፌታን ምስ ዝህልወኩም ኣብ ቦታ Comment ሓሳብኩም ክትገልጹ ብትሕትና ይሓትት ፡፡ እቲ ስራሕ ባህ ምስ ዝብለኩም Like Share ብምግባር ንምሉእ ዝርግሐ እትገብሩለይ ደጊመ የመስግን ሓዉኹም ታረቀ ተስፋሂወት
Copyright ©️ Tareke Tesfahiwet 2024
An unauthorized use, distribution, re-upload or
transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited. ©️ All rights reserved.