Рет қаралды 1,906
New eritrean orthodox mezmur ተመጒሰ
እቶም ዝተከዝኩም እመ ኣምላክ ሞጎስ ትሃብኩም
ንስለ ውዕለታ ዝተሰርሐት መዝሙር
ሃናጺ ርኢቶኹም ብልቢ ሃንቀው ኢልና ኢና ንጽበዮ
ሓደራኹም ኣብ ቦታ ኮመንት ኣቐሙጡልና ክትረኹቡና ምስ እትደልዪ ክኣ 09 72230716 ብ ወሳብ ብ ቴሌግራም ብ ኢሞ
ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም ሰለ ኩሉ ነገርኩም ክኣ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን እግዚኣብሄር ኣብ ሙሉእ ሂወትኩም ሰላም የስፍነልኩም ኣሜንንንንን