NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - APRIL - 2018 - TAMKI - (ጣዕምኺ) - ዘማሪ - D.berhane HAILE SLASIE

  Рет қаралды 1,693,084

DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /

DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /

Күн бұрын

ብፍቃድ ዘማሪ ዲ.ብርሃነ ሃይለስላሴ

Пікірлер: 646
@መኑይሃድገነአመፍቅሩለክር
@መኑይሃድገነአመፍቅሩለክር 6 жыл бұрын
በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! 💖 ጣዕምኺ💖 ጣዕምኺ ምኣዛ ሂወተይ ፍቅሪኺ ሰላም ዩ ንልበይ ፍሰሲ ክጠልል ብ ጸጋ ማርያመይ ናይ ውሽጠይ ለስለስታ(4) ኣዝ………………… ልበይ ኣውዲቀ ናይ ውሽጠይ ዝዕለልኩኺ ምስጢር ጉደይ ተረዲኢኺ ረዲኢክኒ ዝራየይ ደስታ ከቢቡኒ ኣቲ ፍትውተይ ፍጽምተይ ጸዲሉ ባናኺ ኣብ ልበይ ወገግ ኢሉለይ ፍስሃ ነብሰይ ብሰላም ሓዲራ ኣዝ……………… ኣቤት ትኮኖ ዛ ነብሰይ ናባይ ክትመጺ ሰላመይ ተቃንያ ብቁዱስ መንፈስ ትዘልል ትብል ብሓጎስ በሊ ዕሰሊ ኣብ ልበይ ጸበል ፍቅሪ ንገፍለይ ከምቲ ካ ዝምዕር ንህቢ ን ሂወተይ ኣመቅሪ ኣዝ………………… ዕልል ክብል የ ካብ ልበይ ሓሳበይ አንዱ ሰሚርለይ ድርብ ፍስሃ በረከት ኮይንለይ ኣሎ መቀረት ብሉስሉስ ድምጺ ምስጋና ብዘይ ጽገብ ጡዑም ዜማ ክባርኸኪ የ ኣደይ ቃላትኪ ኣርአዮ ልሳነይ ኣዝ …………… ኣታክልቲ ወይኒ ፈርዩ ጊዜ መዝሙር በጺሑ 'ዩ ምስቲ ወገነይ ብሓደ ክዝምረልኪ የ ኣነ ፍቅሪ ፍቅሪ ሸቲቱኒ አንጉደትኪ ጽገወይኒ ጣዕሚ ቃኑኡ ቀሚሰ ቂኔ ምስጋና ዘሪፈ ኣዝ………………… ኣብጸጽባሕ ጣዕምኺ ወስክለይ ፍቅርኺ ግምጃ ልበይ ፉጹም ሰላም ክውሕዞ ጠሊ ምሕረት ክነጥቦ መቀረተይ ኒዒ ናባይ ብለውሃት ኣደ ጎይታይ ብቅጽበት ምስ ወድኺ ክኾነለይ ዕልልታ ንገርዮ ንጎይታ" ነቲ ፍቅሪ (2) ኣዝ ……………… ዕልልልልልልል ዝማረ መላአክቲ የስምዓልና ደቂ አመብርሃነይ ደስ ዝብል ዝማሬ፡ስብሃት ለ አግዚኣቢሄር ውለ ወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ኩቡር ኣሜን ።💒💒💒
@ቀስተደመናናተይመምህርፍና
@ቀስተደመናናተይመምህርፍና 6 жыл бұрын
ፍቅር እንታይ እዋንኪ ኣርኪብክሉ ወጣመይ መዓረይ
@መኑይሃድገነአመፍቅሩለክር
@መኑይሃድገነአመፍቅሩለክር 6 жыл бұрын
ዓቃል ኩኒ ነብሰይ ik alleen ik ክክክክ ፍቅሪ ድንግለይ ከሙኡ ጌርኒ
@omegabookstore-6914
@omegabookstore-6914 6 жыл бұрын
Yorsaliem Weldegebriel ኣሜን !
@yonastesfamichael8361
@yonastesfamichael8361 6 жыл бұрын
መኑ ይሃድገነ ፍቅሮ ለክር
@sanaitgebreamlak5587
@sanaitgebreamlak5587 5 жыл бұрын
67
@tesfitweldeslasie8979
@tesfitweldeslasie8979 11 ай бұрын
*ጣዕምኺ መኣዛ ሂወተይ* ጣዕምኺ መኣዛ ሂወተይ ፍቕርኺ ሰላም እዩ ንልበይ ፍሰሲ ክጠልል ብጸጋ ማርያመይ ናይ ውሽጠይ ለስለስታ👏👏 ልበይ ኣውዲቐ ናይ ውሽጠይ ዘዕለልኩኺ ምስጢር ጉደይ ተረዲእኪ ረዲእክኒ ዙርያይ ደስታ ከቢቡኒ ኣቲ ፍትውተይ ፍጽምተይ ጸዲሉ ባናኺ ኣብ ልበይ ወገግ ኢሉለይ ፍስሃ ነፍሰይ ብሰላም ሓዲራ ኣቤት ትኾኖ'ዛ ነፍሰይ ናባይ ክትመጺ ሰላመይ ተቃንያ ብቅዱስ መንፈስ ትዘልል ትብል ብሓጎስ በሊ ዕሰሊ ኣብ ልበይ ጸበል ፍቕሪ ንገፍለይ ከምቲ'ካ ዝምዕር ንህቢ ንሂወተይ ኣመቅሪ ዕልል ክብል'የ ካብ ልበይ ሓሳበይ እንድዩ ሰሚሩለይ ድርብ ፍስሃ በረኸት ኮይኑለይ ኣሎ መቐረት ብልስሉስ ድምጺ ምስጋና ብዘይ ጽገብ ጥዑም ዜማ ክባርኸኪ'የ ኣደይ ቃላት ቅብእዮ ልሳነይ ኣታኽልቲ ወይኒ ፈርዩ ግዜ መዝሙር በጺሑ'ዩ ምስቲ ወገነይ ብሓደ ክዝምረልኪ'የ ኣነ *ፍቕሪ* (2) ሸቲቱኒ እንግዶትኪ ጽገወይኒ ጣዕሚ ቃናኡ ቀሚሰ ቅኔ ምስጋና ዘሪፈ ኣብ ጸጽባሕ ጣዕምኺ ወስኽለይ ፍቕርኺ *ግምጃ ልበይ* ፍጹም ሰላም ክውሕዞ ጠሊ ምሕረት ክነጥቦ *መቐረተይ* ንዒ ናባይ ብለውሃት ኣደ ጎይታ ብቕጽበት *ምስ ወድኺ* ክኾነለይ ዕልልታ ንገርዮ ንጎይታ *ኣደ ፍቕሪ* (2)❤
@user-ii6ig6th7k
@user-ii6ig6th7k 5 күн бұрын
@tesfie7903
@tesfie7903 6 жыл бұрын
ጣዕምኺ ምኣዛ ሂወተይ ፍቅርኺ ሰላም ዩ ንልበይ ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ብሩኻት የሕዋተይ ብዓልቲ ደብረሲና ኣኣብ ዘለናዮ ትሓልወና ሰላምን ቅሳነትን ንወዳ ትለምነልና ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ግዜ ይግበረልና ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት
@mebrihtadhanom4901
@mebrihtadhanom4901 6 жыл бұрын
Tesfie ሰሌ Amen Amen Amen
@egzabherymesgen1589
@egzabherymesgen1589 5 жыл бұрын
Tesfie ሰሌ አሜን
@wezammheretab6059
@wezammheretab6059 Жыл бұрын
Amen Amen Amen❤❤❤
@ephremgashaw8835
@ephremgashaw8835 4 жыл бұрын
I can't speak the language ....but I feel the spirit. ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ::
@jossimerhawi8223
@jossimerhawi8223 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 3 күн бұрын
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna tamki maza hiwtey yu maryamey
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ደጋጊምካ ሰሚዕካ ዘይትፅገብ ሙዝሙር ብሔቂ ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና
@tekesteestifanos4721
@tekesteestifanos4721 6 жыл бұрын
... ኣብ ጸጽባሕ ጣዕምኪ ወስክኒ ፍቅርኪ ግምጃ ልበይ ፍጹም ሰላም ክውሕዞ ጠሊ ምሕረት ክነጥቦ መቀረተይ ንዒ ናባይ ብልውሃት ኣደ ጎይታ ብቅጽበት፡ ምስ ወድኪ ክኮነለይ እልልታ ንገርዮ ንጎይታ ኣደ ፍቅሪ ...(2).. ኣሰአይይይ አልልልል.. ብሩካት የሕዋኣተይ ዝማሬ መልኣክቲ ይስማዓልና፡ ዘመን ኣገልግለትኩም ጎይታ ይባርክ ፡፡
@majicanrashaida8337
@majicanrashaida8337 4 жыл бұрын
Bflay eza nay mewedaeta. Mxgab abyatni ala. Sesnu brukat.
@luwammuluebrhan8697
@luwammuluebrhan8697 4 жыл бұрын
ኣብ ጸጽባህ ጣአምኪ ወስክለይ ፍቅርኪ ግምጃ ልበይ ፍጽም ሰላም ክውሕዞ ጠሊ ምሕረት ከንጠብትብ መቀርት ንዒ ናባይ ብልውሃት ኣደ ጎይታይ ብቅጽብት ምስ ወድኪ ክኮነል አልልልልልልል ንግርዮ ንጎይታ ኣመን ኣመን ዝማረ ማላአክቲ የስማልና
@shewit15
@shewit15 11 ай бұрын
🎉❤
@ermilove685
@ermilove685 6 жыл бұрын
ሰይይይይ ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ቡሩካት ኣሕዋት
@alonsmnsajha6344
@alonsmnsajha6344 9 ай бұрын
Amen
@alonsmnsajha6344
@alonsmnsajha6344 9 ай бұрын
AmenAmenAmen💒💒💒💒🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🥀🥀🥀🥀🌿🌿🌿🌿🌹🌹🌹🌹
@rahwagebreyohanns6122
@rahwagebreyohanns6122 6 жыл бұрын
ኣብ ጸጽባሕ ጣዕምኪ ወስክለይ ፍቅርኺ ግምጃ ልበይ ፍጹም ሰላም ክውሕዞ ጠሊ ምሕረት ክነጥቦ መቀረተይ ንዒ ናባይ ብለውሃት ኣደ ጎይታ ብቅጽበት ምስ ወድኺ ክኮነለይ አልልታ ንገርዮ ንጎይታ ኣደ ፍቅሪ. ዋውውውውውው በጣም ደስ ዝብል መዝሙር Zmarie melaekt yesmalna nbereket kunu.
@Aranshi-menderini
@Aranshi-menderini 6 жыл бұрын
ጣዕምኪ ምኣዛ ሂወተይ ፍቅርኺ ሰላም ዩ ንልበይ ፍሰሲ ክጠልል ብጸጋ ማርያመይ ናይ ዉሽጠይ ለስለስታ ልበይ ኣውዲቀ ናይ ዉሽጠይ ዘዕለሉኩኺ ምስጢር ጉደይ ተረዲእኪ ረዲእክኒ ዙርያይ ደስታ ከቢቡኒ ኣንቲ ፍትዉተይ ፍጽምተይ ጸዲሉ ባናኺ ኣብ ልበይ ወገግ ኢሉለይ ፍስሃ ነብሰይ ብሰላም ሓዲራ ኣቤት ትኮኖ ዛ ነብሰይ ናባይ ክትመጺ ሰላመይ ተቃንያ ብቅዱስ መንፈስ ትዘልል ትብል ብሓጎስ በሊ ዕሰሊ ኣብ ልበይ ጸበል ፍቅሪ ንገፍለይ ከምቲ እዃ ዝምዕር ንህቢ ንህይወተይ ኣመቅሪ ዕልል ክብል እየ ካብ ልበይ ሓሳበይ እንድዩ ሰሚሩለይ ድርብ ፍስሃ በረከት ኮይኑለይ ኣሎ መቀረት ብሉስሉስ ድምጺ ምስጋና ብዘይ ጽገብ ጥዑም ዜማ ከባርኸኪ እየ ኣደይ ቃላትኪ እዩ ልሳነይ ኣታክልቲ ወይኒ ፈርዩ ግዜ መዝሙር በጺሑዩ ምስቲ ወገነይ ብሓደ ክዝምረልኪ እየ ኣነ ፍቅሪ ፍቅሪ ሸቲቱኒ እንግዶትኪ ጽገ ወይኒ ጣዕሚ ቃናኡ ቀሚሰ ቅኔ ምስጋና ዘሪፈ ኣብ ጸጽባሕ ጣዕምኺ ወስኽለይ ፍቅርኺ ግምጃ ልበይ ፍጹም ሰላም ክዉሕሶ ጠሊ ምሕረት ክነትዖ መቀረተይ ንዒ ናባይ ብለዉሃት ኣደ ጎይታ ብቅጽበት ምስ ወድኺ ክኮነለይ ዕልልታ ንገርዮ ንጎይታ ነቲ ክብሪ
@user-kd4rk4og2z
@user-kd4rk4og2z 6 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሳና ካብ ኮነ መን እዩ ዝቃወመና nay behaki sleti tegedasnetka/tegedasnetki yekenyelna neti mezmur bkelilu nkthzo zdgf xhuf u
@Aranshi-menderini
@Aranshi-menderini 6 жыл бұрын
+Rahwa andebrhan msgana zedlyo aykonen rahwa haftey gbuna endalu yekenyeley
@youmusthavehumanity.
@youmusthavehumanity. 6 жыл бұрын
Amen zmare melakt yesmailna !!!!!
@ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
@ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 6 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሳና ካብ ኮነ መን እዩ ዝቃወመና egzabiher Xegakum yebzhalkum
@furtunamenges84
@furtunamenges84 6 жыл бұрын
zmare melakt yesmealna God bless you
@tsarkangebremeskel6947
@tsarkangebremeskel6947 4 ай бұрын
ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም በረከት እመብርሃነይ ይሕደረናአሜን፫❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@efremkibrom2572
@efremkibrom2572 6 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልል.......................ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ሓውና ዲያቆን ኢንጂነር ብርሃነ። እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ። በረኸትን ረድኤትን ናይ ወላዲተ ኣምላኽ ምሳኻን ምስ ኩላትናን ይኹን!!!
@TV-vh2im
@TV-vh2im 3 жыл бұрын
_እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐_
@mebgeb4740
@mebgeb4740 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስምዓልና ናይ እዴና ጣዕማ ማኣዛኣ ምስ ኩልና ይኩን ንዲያቆን ሓዉና ከኣ እግዚአብሔር ናይ ዘመን ዕድሚኦም ይባርከሎም።
@nardostarget6160
@nardostarget6160 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@yoni_12-21
@yoni_12-21 6 жыл бұрын
መbርye ገባር ኣሜን
@merhawisolomun7994
@merhawisolomun7994 6 жыл бұрын
Amen amen amen
@gdggg2692
@gdggg2692 Жыл бұрын
😪😪ዝማሬ መላእክትን ያሠማልን ይሄንን መዝሙር ስሰማው እንባዬ ነው የሚፈሰው😪
@Bobo-oe7df
@Bobo-oe7df Ай бұрын
ቅዱስ ጁዎርጉስ አቦይ ተመስገን ስለ ኹሉ ነገር ሓደራኻ ሓጥያተይ ሕፀበለይ ናባኻ መንገዲ ምርሐኒ ሰደተይ የሕፅረለይ አሜን አሜን አሜን🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 3 жыл бұрын
እፍፍ ስሚዕካ ዘይፅገብ መዝሙር ንዚኣ ክስምዕ ልበይ ፍስሃ ይመልእ እልልልልዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጋ ይዓድልኩም ፍቁራት ስድራ እግዚኣብሔር
@BiniamBeraki-e8k
@BiniamBeraki-e8k Ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤ ፈጣሪ።
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
@ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ Жыл бұрын
_ሰሚዐ ዘይመንዋ መዝሙር❤ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና💖💖💖_
@ማርያመይብርሃንሂወተይ
@ማርያመይብርሃንሂወተይ 4 жыл бұрын
Aseyyyyyyyyyyyyy yyyyyyyyyy Ellllllllll Ellllllllllllll Ellllllllllllllllll Amen Amen Amen Zmare melaekt yesmealna እመ ብርሃነይ ርህርህተ ሕልና ኣቁራሪተ መዓት ህያብና ንኩላትና ትባርከናን መንገድናን መወዳእታናን ተጸብቀልና ዲያብሎስ ምስ ሰራዊቱ ብቅናታ ትእሰረልና ንዓና ንደቃ ከኣ ጣዕማን ፍቅራን ኩሉ ግዜ ምሳና ኣብ ልብና ኣብ ውሽጥና የሕድረልና ልዑል ህያው ፈጣሪናን ኣምላክናን መድሓኔዓለም Amen
@እግዚአብሔርይሴባኅ
@እግዚአብሔርይሴባኅ Ай бұрын
ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና 👏👏👏🌹🌹🌹🥀🥀🥀
@ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ
@ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሜሬ መልእክቲ የሰመዕልና አሕወተይ በሓቃ ሰም ድንግልይ ፀወዕካ ዘይምኖ ብጥዕሚ ዝፍትዋ መዙሙር ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከታን ፆልትን አይፈለየና
@selamleake3922
@selamleake3922 2 ай бұрын
እልልልልልልልል ዝማሬ መልእኽቲ የስመዓልና 🙏🙏🙏
@user-mk4qc4cf3s
@user-mk4qc4cf3s 5 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና "ጣዕምኺ መኣዛ ሂወተይ ፍቕርኺ ሰላምዩ ንልበይ እመበርሃን እመብርሃን ተስፋ ሂወተይ ጣዕሚ መቐረተይ ኣይትፈለይኒ ድንግለይ ።
@febenmeasho2008
@febenmeasho2008 3 жыл бұрын
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓና እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@asmeretsolomon4694
@asmeretsolomon4694 Жыл бұрын
Every morning I listen to it God bless 🙏❤️🙏🙏🙏🙏🙏amen amen 🙏
@LwamIssak
@LwamIssak 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
@mannahailemariam9197
@mannahailemariam9197 4 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ዘመንካ ይባርኽ ብርሂን ሓወይ! ዝማሬ መላእክት
@betiGebrehiwet-p6m
@betiGebrehiwet-p6m 8 ай бұрын
🥰🥰🥰
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
ይሄ መዝሙር ሰሰማው ሰሰማው የማይሰለቸኝ ውሰጤ ነው ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ውዶቼ
@semariachannel1513
@semariachannel1513 3 жыл бұрын
መኑ ይመስላ ለእመ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም እመ ኩልነ ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ብርሂን እዛ መዝሙር ናይ ልበይ እትምልስ መዝሙር ያ እሞ ንኩልና ድንግል ትብጽሓና ኣሜን!
@teametube8509
@teametube8509 6 жыл бұрын
ኣሰይይ ዕልልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና 👏👏👏✨🌹✨🌹✨🌹💒🙏
@meharenaasfeha4530
@meharenaasfeha4530 5 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይ ዝማረ መላክቲ የስምኣልና እልልልልልልልልልልልልልልልል ኣምላክ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም ይባርከልኩም
@HdXh-rp3xc
@HdXh-rp3xc Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤እልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zaydAman-z7m
@zaydAman-z7m 7 сағат бұрын
Amen wale Hewet yesmalna zeom yehawatey amlak msana yekun❤❤❤
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 10 күн бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና👏🕊💚
@lawayeshiru7896
@lawayeshiru7896 6 жыл бұрын
I Am Ethiopian But I Like Eritrean mezmure
@ሰብኢሎም
@ሰብኢሎም Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የስማዓልና
@musayemane2268
@musayemane2268 3 жыл бұрын
ዝማሬ ምላኣክት ይስምዐልና ኣሕዋት መዓረይ ዕድመና ጥዕና ይሃበኩም ፈጣሪ
@ABIGAIL12562
@ABIGAIL12562 3 жыл бұрын
ሰላም እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን ደቂ እግዚኣብሄር፡ ለከ መዝሙር ውን ክተስተማቅሮ እግዚኣብሄር ምስትውዓል ክህበካን አእሙሮካ ክከፍተልካ ኣለዎ፡ብዙሕ ጊዘ ሰሚዐያ ግን ኣየስተዋዓልኩላን ፡ እግዚኣብሄር ይመስገን ናይ ድንግለይ ፍቅሪ ኣብ ልበይ ምህላዉ : ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሃልኩም።
@yosieftekeste3016
@yosieftekeste3016 6 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ዝማሬመላእክት የስማዓልና ኣሕዋት ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይብዝሓልኩም ደንግል ማርያም ትሓልኩም!!! Aseyyyyyyyyyyyyy ellllllllllll ellllllllll
@selemunandemeskel4662
@selemunandemeskel4662 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና የሕዋት ጸጋ የብዝሓልኩም እግዝኣብሄር ኣምላክ ኣሜን!!!
@MaryamAdeGoytay
@MaryamAdeGoytay 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ ዳዊት ከም ዝተቀበለ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝማረኩም ይቀበለልኩም ፍቱዋት የሕዋትና ኣነስ እዛ መዝሙር ክሰምዓ እንከለኩ ሓጎስ ይስመዓኒ ማራ እያ ደስ ትብለኒ እስከ ንኩልና ህዝበ ክርስትያን ሓጎስ ይግበረልና ፍቱዋተይ ናተይ
@Kisu706
@Kisu706 6 жыл бұрын
ጣዕምኺ ጣዕምኺ መኣዛ ሂወተይ ፍቅርኺ ሰላም'ዩ ንልበይ ፍሰሲ ክጠልል ብጸጋ ማርያመይ ናይ ውሸጠይ ለስለስታ ልበይ ኣውዲቀ ናይ ውሽጠይ ዘዕለልኩኺ ምስጢር ጉደይ ተረዲእኪ ረዲእክኒ ዙርያይ ደስታ ከቢቡኒ ኣንቲ ፍትውተይ ፍጽምተይ ጸሊሉ ባና'ኺ ኣብ ልበይ ወገግ ኢሉለይ ፍስሃ ነብሰይ ብሰላም ሓዲራ ኣቤት ትኾኖ ዛነብሰይ ናባይ ክትመጺ ሰላመይ ተቃንያ ብቅዱስ መንፈስ ትዘልል ትብል ብሓጎስ በሊ ዕሰሊ ኣብ ልበይ ጸበል ፍቅሪ ንገፍለይ ከምቲ'ኮ ዝምዕር ንህቢ ንሂወተይ ኣመቅሪ ዕልል ክብል'የ ካብ ልበይ ሓሳበይ እንድዩ ሰሚሩለይ ድርብ ፍስሃ በረኸት ኮይኑለይ ኣሎ መቀረት ብሉስሉስ ድምጺ ምስጋና ብዘይ ጽገብ ጥዑም ዜማ ክባርኸኪ'የ ኣደይ ቃላት ቅብእዮ ልሳነይ ኣታኽልቲ ወይኒ ፈርዩ ግዜ መዝሙር በጺሑ'ዩ ምስቲ ወገነይ ብሓደ ክዝምረልኪ'የ ኣነ ፍቅሪ ፍቅሪ ሸቲቱኒ እንግዶትኪ ጽገ-ወይኒ ጣዕሚ ቃናኡ ቀሚሰ ቅኔ ምስጋና ዘሪፈ ኣብ ጸጽባሕ ጣዕምኺ ወስኽለይ ፍቅርኺ ግምጃ ልበይ ፍጹም ሰላም ክውሕዞ ጠሊ ምሕረት ክነጥቦ መቀረተይ ንዒ ናባይ ብለውሃት ኣደ ጎይታ ብቅጽበት ምስ ወድኺ ክኾነለይ ዕልልታ ንገርዮ ንጎይታ ኣደ ፍቅሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስለ ምዝሙሩ እግዝኣቢሄር ኣምላኽና ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ዝማሬ ቅዱሳን መላኢክቲ የስምዓልና ፍቁራት ኣሕዋተይ እግዝኣቢሄር ኣምላኽና ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኹም ይባርኸልኩም ኣሜን።
@danaitteklemariam1365
@danaitteklemariam1365 Жыл бұрын
Amen amen Amen
@kokobmehari2952
@kokobmehari2952 Жыл бұрын
Anti
@TseguGebreab-ls8xp
@TseguGebreab-ls8xp 25 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@nardosteklay4937
@nardosteklay4937 4 жыл бұрын
Xelotan bereketan Nay adena kdste kdusan ms kulna ykun... 🙏🙏🙏
@falsedmitry3372
@falsedmitry3372 6 жыл бұрын
Eritrean orthodox Music is way better than modern pop music.
@teametube8509
@teametube8509 6 жыл бұрын
👏👏👏ዕልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት ኣሕዋተይ እመብራሃን ፍቅራን ጣዕማን ጸሎታን ኣብ ልቢና ትሕድረልና ብሓቂ ደስ ዘብል ልብካ ዘደስት መዝሙር ኣየ እቶም ኩሉ ግዜ እንዳ ወድስኪ እንዳ ዘመሩልኪ ዝነብሩ ሰባት ኣየ ክንደይ ተዓውትሎም ማህሌት ቅዱሳን መላእክቲ ዝማሬ ህጻናት የስመዓልና/ን 💒
@Kisu706
@Kisu706 6 жыл бұрын
ጣዕምኺ ምኣዛ ሂወተይ ፍቅርኺ ሰላም'ዩ ንልበይ ፍሰሲ ክጠልል ብጸጋ ማርያመይ ናይ ውሽጠይ ለስለስታ ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ቅዱሳን መላኢክቲ የስምዓልና ፍቁራት ኣሕዋተይ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኹም እግዝኣቢሄር ኣምላኽና ኣዕዚዙ ይባርኸልኩም ፍቁራተይ።
@እመብርሃንኣደይ-ተ1አ
@እመብርሃንኣደይ-ተ1አ 11 ай бұрын
Ellllllllllll zmarie melakti yesmaelna ❤❤❤❤
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 Жыл бұрын
ጣዕምኪ ማኣዛ ሂወተይ ፍቅርኪ ሰላም ዩ ንልበይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም ክብራት ኣሕዋትና😍❤💐
@yobiyotekie608
@yobiyotekie608 6 жыл бұрын
ዝማረ ማላእክቲ የስመዕና ጸግኡ የብዝሐልኩም
@Nataname555
@Nataname555 Ай бұрын
Wow kem shma temtii taman fqran aywudan u nayza rhrhti hlna ❤❤❤tebarek brhiney ❤stay blessed all ❤❤❤❤❤fqri fqri shetituni engdotki xge weyni ❤❤❤❤
@okbazgiembay1954
@okbazgiembay1954 3 жыл бұрын
Bhaki semeka zeytsegeb memzmur amlk tsegeu yebzahalkum Zemare mlkity ysemalna amen
@danielmihreteab8890
@danielmihreteab8890 2 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN ZMARE MELAEKT YESMALNA AMLAKNA TSEGAEW AB LIELI TSEGAEW YEBZHALKUM EME BRHAN ADENA TSEGAA AB LIELI TSEGAA TEBZHALKUM YEHWATEY
@ኣሱየቅድስትድንግልማርያም
@ኣሱየቅድስትድንግልማርያም 5 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን አሜን አሜን
@ናትናኤልገርየ
@ናትናኤልገርየ Жыл бұрын
Nay behaqi meaza zelewo mezmur amlak nay zemen agelglotkum ybark ellllllllllllllll
@kedisheyyynateyyy2921
@kedisheyyynateyyy2921 6 жыл бұрын
እልልልልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልልል ኣሰይይይይይ ኣሰይይይይይይ ኣሰይይይይይይ ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ይሕዋትና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም እመ ብርሃን ትኩን ምሳኩም
@አምላኽአቦታትናአይሓድገና
@አምላኽአቦታትናአይሓድገና 6 жыл бұрын
❤️Elllllllllllllllll❤️elllllllll❤️Elllllllllllllllll❤️ Amen amen amen zmare melaekt yesmealna fqurat yehwatey Egziabiher amlak nay agelglot zemenkum ybarkelkumn yqedselkumn💒🙏💕
@nardostarget6160
@nardostarget6160 6 жыл бұрын
አዘክሪ ድንግል Amen Amen Amen
@robiel6014
@robiel6014 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ይስሞኣልና ናይ ኣጎልግለት ዘመንኩም ይባርከልኩም እግዚኣቢሄር
@ፀደኒያሮማን213
@ፀደኒያሮማን213 6 жыл бұрын
Me from Ethiopia ilov Eritrea 🇪🇷 maezmur
@senayttsegay2717
@senayttsegay2717 6 жыл бұрын
ኣመን ኣመን ኣመን ዝማረ መላክቲ የስማልካ ኢግዚኣቢሀር ኣምላክ
@ZewenjelTinsea-wg3qf
@ZewenjelTinsea-wg3qf Жыл бұрын
ዝማረ መላእከት የሰማእና
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ፍቕሪ ኣምላኽ ዘይውዳእ ጸግኡ የብዘሐልኩም ፍቁራተይ ዝማሬ መላክት የስመዓና
@ቤቲየድንግልማርያምል-ጐ3ዸ
@ቤቲየድንግልማርያምል-ጐ3ዸ Жыл бұрын
አሜን ፫ ዝማሬ መላክተ ያሰማልን የትግርኛ መዝሙር ደስ ይለኛል አቅም ምስጥ ብየ ነው የማደምጠው❤❤❤
@lemigaultigray6335
@lemigaultigray6335 3 жыл бұрын
Aseyy zemrya melkhet yesmalena kebrat hawet tewhdo lezlalem tenber
@HermonnaAndat
@HermonnaAndat Жыл бұрын
ab 2023 zsema ente alo . Maema fqra ms kuluna ykun ❤❤❤
@azmerangus5592
@azmerangus5592 10 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
@okbazgiembay1954
@okbazgiembay1954 6 жыл бұрын
AMEN Amen Amen zemare mlaketey ysmalna yehwatey
@blackboy8715
@blackboy8715 6 жыл бұрын
ዕልልልልል ዕልልልልል ዕልልልልል ዝማረ መላእክት የስመዓልና ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ይባርኩም ናይ ዘመን ዕድመኩም ይቀድሰልኩም ኣማላድነት ናይ እመ ኣምላክ ኣይፈለየና
@hdhdhhdr6694
@hdhdhhdr6694 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን👏👏👏
@eriethiolove8662
@eriethiolove8662 6 жыл бұрын
Asey zmare melakti yesmealna nay agelglot edmekum ybark
@user-kh2lm8xc6o
@user-kh2lm8xc6o 3 ай бұрын
Amin amin amin qal hiwet yesmalna 🙏🙏🙏❤❤❤
@merhawitdanil5242
@merhawitdanil5242 6 жыл бұрын
Elelelelleleellelele Ellelelelelleell Elelelleleel zemare melakti yesmalna amlak tsegeu ybzhelkum fuquratey
@merhawigherezgiher297
@merhawigherezgiher297 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና። እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ክቡራት የሕዋተይ።
@furtunaangosom6609
@furtunaangosom6609 6 жыл бұрын
ጣዕምኺ መኣዛ ህይወተይ ማርያመይ ማርያመይ ማርያመይ መኣዛ ህይወተይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲ.ብርሃነ
@lemlematsbah4858
@lemlematsbah4858 6 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና!!እልልልልልልልልልል
@FiyoriGezae
@FiyoriGezae 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእቲ የስዓልና ሰሚዕኻ ዘትምኖ ጸጋ የብዛሓልካ እመብርሃን ምሳኻ ትኩን❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏😘😍😍😍😍😍😍😍
@kokobhaile9753
@kokobhaile9753 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክቲ የስመኣልና ፍቁራት የሕዋት አግዝኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም 💖💓⛪⛪💚💛💞👍👍
@ghebrughirmay632
@ghebrughirmay632 6 ай бұрын
Aman Aman Aman kale hiwet ysmalna ❤❤❤❤❤❤❤
@simonadaniel6316
@simonadaniel6316 6 жыл бұрын
Amennn Amennn amennn zemare melikti yesmealna xega ybzhalkum ahwtye gemrti zaykone fexemti ygbrkum 💗💗💗💗💗
@salametay4006
@salametay4006 4 жыл бұрын
እእእልልልልል ዝማሬ መላክት የስመእና ናአይገልግሎትካ ዘመንከንካ የንውሕልካ 🙏🙏🙏
@user-ty9tw4vw8y
@user-ty9tw4vw8y 6 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክት የስመዓልና
@wintayebyo3765
@wintayebyo3765 3 жыл бұрын
ellllllllllllllllllll elllllllllllllll elllllllllllllllllllllllllll
@ቅዱስሚካኤልኣባቴጠብቀኝ
@ቅዱስሚካኤልኣባቴጠብቀኝ 3 жыл бұрын
ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@tesfatsbahmetantsbahkhaysh3673
@tesfatsbahmetantsbahkhaysh3673 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melak yesmalna nay agelglet gzekum amlak ybarkelkum ahwat🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@eden4296
@eden4296 6 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ። ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ።
@girmaisahle3422
@girmaisahle3422 6 жыл бұрын
እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ እግዚኣቢሄር ምሕረት ናይ እመ ኣምላክ ኣማላድነት ኣይፈለየና።
@bereeva2485
@bereeva2485 6 жыл бұрын
ፍቅርኺ ኣፍስሲ ክጠልል ልበይ ዝማሬ መላክቲ የስማልና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋተይ
@habtomberhane16
@habtomberhane16 Жыл бұрын
Zmare melakti yesmalna brhin hawey G.B.u
@bannatesfamariam7026
@bannatesfamariam7026 6 жыл бұрын
እሰይ እልልልልልልልልልልል...ዝማረ መላክት የስማዓልና።
@ዲያቆንሽሻይተመስገንጎይታ
@ዲያቆንሽሻይተመስገንጎይታ 6 жыл бұрын
ኣሜንንንንን ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና
@mamuqhabtega9180
@mamuqhabtega9180 Жыл бұрын
Ellllllllll zmarie melakti yesmealna dyaqon hawey
@efremasgodom
@efremasgodom Жыл бұрын
Amen zmare melaekti yasemeana❤❤❤❤
@ደጀንደንግለይኣደፍቅሪ
@ደጀንደንግለይኣደፍቅሪ 6 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይ ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ብሓቂ ኣምላል ናይ ኣገልጉሎት ዝበንኩሙ ይባርከልኩሙ ፍቁራት የሕዋይ √√√√√√√√√√√√√√√√√
@mhiretmehari2976
@mhiretmehari2976 6 жыл бұрын
Elllllllllllllll ellllllllllll elllllllllll
@Tehesh
@Tehesh 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት አሕዋተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@efremkesete1438
@efremkesete1438 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ብድጋመ ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ዘጉ የብዝሓልኩም
@edenbaye4882
@edenbaye4882 5 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልልልልልልልል
@ruftaessak4762
@ruftaessak4762 6 жыл бұрын
Elelelelelelele Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna
@rebhaabraha7175
@rebhaabraha7175 6 жыл бұрын
GOD bless you brhin hawey temti mezmur xekaga yebzhayo
@silvanamihtsun4070
@silvanamihtsun4070 6 жыл бұрын
Elllllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll amen amen amen zmare melakti yesmalna
@brhangaltigray7221
@brhangaltigray7221 Жыл бұрын
ኣብጸጽባሕ ጣዕምኪ ወስክለይ ፍቅርኪ ግምጃ ልበይ ፍጹም ሰላም ክውሕዞ ጠሊ ምሕረት ክነጥቦ መቀረተይ ንዒ ናባይ ብልውሃት ኣደ ጎይታ ብቅፅበት ምስ ወድኪ ክኮነለይ እልልታ ንገርዬ ንጎይታ👏 ዝማሬ መላኢክቲ የስመዐልና
@YonasYEMANE3735
@YonasYEMANE3735 Жыл бұрын
ኣብጸጽባሕ ጣዕምኪ ወስክለይ ፍቅርኪግምጃ ልበይ!! ፍጹም ሰላም ክውሕዞ ጠሊ ምሕረት ክነጥቦ መቀረተይ ንዒ ናባይ ብልውሃት ኣደ ጎይታ ብቅጽበት ምስ ወድኪ ክኮነለይ እልልታ ንገርዮ ንጎይታ👏👏
@fisshayemeron8715
@fisshayemeron8715 6 жыл бұрын
ዝማሬ መካእክት የስመዓልና ዲ. ብርሃነ ሓዉና ። እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝተረፈ ናይ ኣገልግሎት ዘመን ዕድሜኻ ይባርኽን ይቐድስን። ወላዲተ ክርስቶስ ጽላላ ተንብረልካ ተባረኽ ዝሓወይ ።
@rakfarefrah8680
@rakfarefrah8680 6 жыл бұрын
Aseyyyy fere eta seneten keneten orthodokes tewahdo yehwatey amlak edmen tenan yehabkum, nay agelgelot zebenkum yebarko.asey asey des keteblu zemarye melakti yesmalna
@edengoytom3695
@edengoytom3695 10 ай бұрын
Amen Amen Amen zmare melakti yesmealna egzabiher xega bereketu yebzhalkum ❤❤❤
NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR ( AUGUST 2017 )  / ብልጽቲ ህያብ / bilxti hiyab
6:14
DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /
Рет қаралды 3,1 МЛН
GIANT Gummy Worm Pt.6 #shorts
00:46
Mr DegrEE
Рет қаралды 13 МЛН
An Unknown Ending💪
00:49
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 48 МЛН
ነዚ ዘመን ፍለጥዎ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
57:42
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 1,2 М.
እንክብለኪ Enkbleki New mezmur by Ze.Temesghen and Ze.Bahrawit
6:58
/በስንቱ/ Besintu EP 53 "ፊውቸሩ"
26:10
ebstv worldwide
Рет қаралды 17 М.
ኤርትራን ምድላዋት ኩናትን
59:56
ADMAS FORUM
Рет қаралды 2,3 М.
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur | ዕልል ዕልል ንበል | E'll E'll Nbel
5:22
ደብረ ብሥራት ቅዱስ ገብርኤል ሚኒሶታ
Рет қаралды 4,9 МЛН